GIZE LEKULU PART 20 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 20

  Рет қаралды 88,653

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Күн бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 1 100
@ውሽጣሕሩርቲ
@ውሽጣሕሩርቲ 5 күн бұрын
ኣነስ ብጣፅሚ ተጨንቀ ፆሎት ግበርለይ ብሰላም ናብ ሃገረይ ክምለስ😢
@nabetafarajfaraj5223
@nabetafarajfaraj5223 5 күн бұрын
ኣጆኺ ማዓረይ
@WeWe-vw5rg
@WeWe-vw5rg 5 күн бұрын
ፁሎት ቅዱሳን ፀሎት እመብርሃን ኣይፈለኪ ዝሓፍተይ👏💟
@JijiJiji-l9q
@JijiJiji-l9q 5 күн бұрын
እመብርሃን ምሳኪ ትኩን ኣጀኪ ማዓረይ❤😢
@AbiSaiid
@AbiSaiid 5 күн бұрын
አይዞኪ መዓረይ መዝሙር አዳምፂ
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 5 күн бұрын
ኣይዘኺ ዝያዳይ ኩላትና ኢና እና ፀሎት ግበሪ
@alemdesta454
@alemdesta454 5 күн бұрын
ሓፍተይ አብ መንገዲ ስደት አላ ብሰላም ክትአቱ ፀሎት ግበሩላ ዞም አሕዋተይ❤🎉👏
@FiriHadad
@FiriHadad 5 күн бұрын
ብሰላም ያራኽብኽን ሓፍተይ
@alemdesta454
@alemdesta454 5 күн бұрын
​@@FiriHadad አሜን ፅጋበይ❤
@Abrht
@Abrht 5 күн бұрын
ፀሎት እመብርሃን ኣይፈለያ ምዓረይ
@alemdesta454
@alemdesta454 5 күн бұрын
​@@Abrhtአሜን ፅጋበይ💙
@ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ
@ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ 5 күн бұрын
ብሰላም የራክብክን❤❤
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 5 күн бұрын
ይቅርታ ተጋሩዋኒ ከምዚ ዓይነት መሳጢት ምካና ዘይፈልጥ ናይ ጎረብትና ፊልሚ ይከታተል ነይረ🙏ሐዚ ግን ካብ ክፋል 1ክሳብ 19 ክፋል ኣብ 2 መዓልቲ ውሽጢ ወዲአያ እና ላይክ ግጨውኒ🙏❤❤
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl 5 күн бұрын
ናይ ጎሪበትና ምርኣይ ካብ ዝገድፎ ዓመታት ኣቁፂረ ኣነስ😊
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 5 күн бұрын
@@SaraSara-zu2vl ደምርኒ
@MashoGalber
@MashoGalber 5 күн бұрын
ንሱ እዩ ኮ ትሽገር ናትና ከይ ረኣና ናብ ከሊእ ናከድና 😂
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 5 күн бұрын
ንሕና ካዓ ብሰሙን ተፅቢትን ብሃንቀውታን ንርኣ
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 5 күн бұрын
ማራ እየ ብሃንቀውታ ዝፅበያ እዛ ድራማ😂❤❤❤❤
@DejuMan-v7s
@DejuMan-v7s 5 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላም ይዉረደላ ትብሉ ላይክ❤❤❤
@meri3353
@meri3353 5 күн бұрын
ኣሜን❤
@DestaHishe-ib4lw
@DestaHishe-ib4lw 5 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 5 күн бұрын
አሜን
@Salm-y6b
@Salm-y6b 5 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ለባመይ❤❤❤❤❤
@MiliMili-rg4yf
@MiliMili-rg4yf 4 күн бұрын
Amen 3
@MlatMlat-z7p
@MlatMlat-z7p 5 күн бұрын
ድንግል ማርያም ዘይሓሰብክምዎ ሽሻይ ትሃብኩም ተጋሩዋይ ደምሩኒ ጀማሪት እየዋ✝️👏💜🥰🥰
@kisanetዓጋማዊት
@kisanetዓጋማዊት 5 күн бұрын
መልሲ ❤
@GjhG-d8u
@GjhG-d8u 5 күн бұрын
ደምርኒ ምቅርተይ እሺ❤
@SsdSds-f3q
@SsdSds-f3q 5 күн бұрын
ኣሜን ፫ 🙏
@መሰረትሲስ
@መሰረትሲስ 5 күн бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ
@احمدهزازي-ذ5د
@احمدهزازي-ذ5د 5 күн бұрын
እሜን ወለላይ❤
@GjhG-d8u
@GjhG-d8u 5 күн бұрын
ፅባሕ ኮ 29ባዓለዚሔር እዩ ደምሩኒ ባ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየ🥰🥰
@ኩሉካኣሎልበይ
@ኩሉካኣሎልበይ 5 күн бұрын
መልሰ
@ksaksa5291
@ksaksa5291 3 күн бұрын
ደሚረኪ ደምረኒ
@AyaJoker
@AyaJoker 5 күн бұрын
መልእኽቲ!!!!!ኣያ ጆከር እየ።ጊዜ ለኩሉ ካልኣይ ምዕራፍ ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምርዩ ሕቶን ርኢቶን ዘለኩም ኣብዚ ኣቕርቡለይ ሮቡዕ ክምልስየ የኽብረለይ!!!!
@Lemi__21yutb
@Lemi__21yutb 5 күн бұрын
ቀጽልሉ ጽብቅ ስራሕ እዩ ግን አይተደንጉይልና እንበር🎉🎉
@Alemgodolo123
@Alemgodolo123 5 күн бұрын
Ok ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ቱኹን ምክንያቱ ንርሰዖ ኣለና
@AklesaGzeher
@AklesaGzeher 5 күн бұрын
Key tdngu gn❤❤❤❤❤❤❤
@AklesaGzeher
@AklesaGzeher 5 күн бұрын
Key tdngu gn❤❤❤❤❤❤❤
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 5 күн бұрын
ገራሚት ስራሕያ
@FrtuGe
@FrtuGe 5 күн бұрын
የሕምኒ ክመዉት እለ ኣብ ፆለትኩም ዘክርኒ❤
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 5 күн бұрын
እመብርሃን ትፈውስኺ
@ግዘ
@ግዘ 5 күн бұрын
ኣጆኺ እመ ብርሃን ምሳኺ ትኹን ህያበይ❤❤❤🎉🎉🎉
@heahheah2523
@heahheah2523 5 күн бұрын
መድሃንያ ኣለም ኣቦና ምሕረት የውርደልኪ ዛሓፍተይ
@HanaYeMekedy
@HanaYeMekedy 5 күн бұрын
ኣጃካ ፈጣረ የመሐረክ❤❤❤
@TSgahaftay
@TSgahaftay 5 күн бұрын
እምብረሃን ምሕረት ተዉርደልኪ ጋልነይ😢❤
@DanielMahari-ud9io
@DanielMahari-ud9io 5 күн бұрын
Love you deqi tigray from 🇪🇷❤❤❤🎉
@NshsKd
@NshsKd 5 күн бұрын
Love You two ኽቡር ሓውና 🙏❤️💘
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 5 күн бұрын
​@@NshsKdI love you too እዩ ልባሃል ሓፍተኒ😊
@MaergHans
@MaergHans 5 күн бұрын
አረ ኣብ ሰሙን ክልተ ጊዜ ትኩን ዛፊልሚ ክተዕብደና ኢላ👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን መዓረይ
@MaergHans
@MaergHans 4 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 ❤️መልሲ
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 5 күн бұрын
ስደት ዘለና ፈጣሪ መሬት ዓድና ብሰላም የርግፀና ሙሉእ ሰላምን ራህዋን የውርደልና ኣሜን❤Love you ተጋሩዋኒ🙏😍♥️💛
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
አሜን /3 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@MashoTesfay-s9h
@MashoTesfay-s9h 5 күн бұрын
ሰላም ትግራይ ዝናፈቀ ኣሎዶ ከማይ😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን መዓረይ
@alemdesta454
@alemdesta454 4 күн бұрын
@@MashoTesfay-s9h me to ህዝብና ይስደድ አሎ😥
@MakiTube-m8n
@MakiTube-m8n 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ ናይ ጎረባብቲ ፊልሚ ምርኣይ ገዲፍናዮ በቃ እዛ ፊልሚ ትፍለ እያ
@ሳምሪወላይ
@ሳምሪወላይ 5 күн бұрын
ትክክል
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን መዓረይ
@MeriyYoutube3114
@MeriyYoutube3114 5 күн бұрын
ኣበይ ኣሎኩም ናይ ራሄል ኣድነቅቲ❤😂
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን መዓረይ
@mtesfay161
@mtesfay161 5 күн бұрын
ጉዳም ዝኮነት ፊልምያ ።በሓቂ ነዛ ፊልም ብውሕሉል ኣቀራርባ ዝሰርሓኩም መጎስ ይግበኣኩም ።
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን መዓረይ
@zemedateka1891
@zemedateka1891 5 күн бұрын
አቤት ! ገብራት & አኮሎም ክክ ኣይተካአሉን ገጭ እሰከ Lik 👍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን መዓረይ
@PutGodfirstTigray
@PutGodfirstTigray 5 күн бұрын
ደቂ ትግራይ ፁቡቃተይ የሕዋተይን ኣሓተይን ሰላምኩም ይብዛሕ። ትግራዋይ ሓውኹም እዬ ዳኒኤል
@AdDf-u5
@AdDf-u5 5 күн бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ሓውና🎉❤
@PutGodfirstTigray
@PutGodfirstTigray 4 күн бұрын
@AdDf-u5 Oh የቀኔለይ
@nigistialem9042
@nigistialem9042 4 күн бұрын
ሰላም ዳኒ ሓዉና❤❤❤
@PutGodfirstTigray
@PutGodfirstTigray 4 күн бұрын
@@nigistialem9042 ሓፍተይ ናተይ
@ትግራይ-መቐለ
@ትግራይ-መቐለ 5 күн бұрын
ተጋሩዋይ ሓድነትና ንሓሉ ንፋቀር ንተሓላለ በቃ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኢና❤
@ሳምሪወላይ
@ሳምሪወላይ 5 күн бұрын
ናኤርትራ እና ንርእይ ነርና ሐዝማ መን ከም ተጋሩ ❤🎉🎉🎉
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 4 күн бұрын
​@@ሳምሪወላይደምርኒ❤
@JijiJiji-l9q
@JijiJiji-l9q 5 күн бұрын
ብኣከዛ ልተናደደ 😅
@LingoBrhane
@LingoBrhane 5 күн бұрын
አነስ ሓሪረ😂😅
@MeriBezabh
@MeriBezabh 5 күн бұрын
ኣነ ትቅፅል ኢለ😂😂
@rkirich-q5i
@rkirich-q5i 5 күн бұрын
Me
@SwSw-y1l
@SwSw-y1l 5 күн бұрын
ኣነለኩ ሕርር😊
@ኣቢጓልኣፅቢ
@ኣቢጓልኣፅቢ 5 күн бұрын
እሺ ኢላቶ ድያ ከዚ እየ ልጅምራለኩ😅
@natilove7927
@natilove7927 4 күн бұрын
ከም ትግራይ ዘለኒ ሪኢቶይ ክባራታዕ ዘለዎ ዩ ደስ ዝብል ጅማሮ ዩ ኣብ ስነጥበብ ትግርኛና ዓብይ ግደ ክፃወት ዩ ኢለ ይኣምን ከም ድኽመት ዝተራኣየኒ ግን ኣብ ሞንጎ ኣከሎምን ገብራትን ዘሎ ናይ ምክብባር ቃላት ዝጥቀምዎ ኣይተረደአንን ማለት ኣከሎም ንገብራት ኣቱም ይብሎ ገብራት ግን ኣታ ይብሎ እዙይ ናይ ኣበይ ከባቢ ትግርኛ ባህሊ ዩ ኣብ ከባቢና (ማእኸላይ)የለን ዘሎ ነገር ክልቲኦም ኣቱም ኣቱም (ዓርከይ ዓርይ)ይባሃሉ እምበር ክፈላለዩ ኣይነበሮምን ካሊእ ሃርያ ኣብ ዝሓመመትሉ እታ ሓፍታ ካብ ባዓል ቤታ(ኣሚና ባራኺ) ንላዕሊ ኮይና ክትቀርብ ኣነበራን ጭቕጭቕ ዝበዘሐ መሲሉ ተሰሚዑኒ ክእረም ኣለዎ ተወሳኺ እቶም ክልተ ኣሕዋት እቲ ወዲ ዓብይ እታ ጓል ንኡሽተይ እንተዝኾኑ ምበልኩ ንቀፃሊ ካባኹም ኣዝዩ ብዙሕ ነገር ክንፅበ ኢና ኩሉ በቢ ክፋሉ ምዕራፍ ሓደ ተኸታቲለያ የ ምዕራፍ ክልተ ወን ክቕፅልየ እናረአናሎም ዮም ዝዓብዩ ዝብርትዑ ኣብ ጎኖም ኮይና ክነበራተዖም ይግባእ ክብል ይፈቱ
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 5 күн бұрын
ኣኸዛ ውለዲ ዝተመነኽዮ ይፍጠረልኪ ኣጆኺ ለዋህ 😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@MeriBerhe
@MeriBerhe 3 күн бұрын
ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ኣይትደንጉዩና
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 4 күн бұрын
ማማ ሃረያ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ተዋሳኢት ብጣዕሚ እያ ተላቢሳቶ ዕድመ ይሃብኩም❤🙏
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@Hierugaltigray
@Hierugaltigray 5 күн бұрын
እንቃዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ግዜ ለኩሉ ተናፈቅቲ❤❤🎉🎉🎉🎉 ከምዝከማይ ብሃንቀውታ ትፅበዩዋ እስኪ👍
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 5 күн бұрын
@@Hierugaltigray ደምርኒ
@AllBaad-q7w
@AllBaad-q7w 4 күн бұрын
ተመሰገንካ ኣምላከይ ❤❤❤❤❤
@alexwebyu440
@alexwebyu440 4 күн бұрын
I love this guy ገብራት ተበትኮ😂😂😂I have a lot of respect for all of you extremely respect for ገብራት ዕበዩልና. ፊሽ ን መሳርሕትኻን ንፋዓት ቀፅልሉ። good job 👍 Alex from North America 🇺🇸
@FanaTubeፋናቱዩብ
@FanaTubeፋናቱዩብ 5 күн бұрын
ካፎታይ መሱሉ ፀላእ ይምሓረና ደሙሩን ተጋርዋይ ❤❤
@SalamSalam-g9t
@SalamSalam-g9t 5 күн бұрын
@@FanaTubeፋናቱዩብ ደምረኪመልሲ
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 5 күн бұрын
ደምርዋ ድምርና🎉❤
@kisanetዓጋማዊት
@kisanetዓጋማዊት 5 күн бұрын
መልሲ
@ትግራይ-ሠ4ሰ
@ትግራይ-ሠ4ሰ 5 күн бұрын
መልሲ ❤🎉🎉🎉🎉
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 4 күн бұрын
​@@ትግራይ-ሠ4ሰደምርኒ❤
@RakiRaki-ne6vb
@RakiRaki-ne6vb 5 күн бұрын
ተጋሩዋይ ኩሉ ግዜ ሰሓቅ ይኩነልና 🎉🎉🎉🎉🎉
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 4 күн бұрын
@@RakiRaki-ne6vb ደምርኒ
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@brtukangebru4382
@brtukangebru4382 5 күн бұрын
ኣብዚይ ዘለኩም ኩሉኩም ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም❤
@wasiemahamed9037
@wasiemahamed9037 5 күн бұрын
አሜን🙏❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
​@@wasiemahamed9037ደምረን ወለላይ
@HmAn-r3q
@HmAn-r3q 4 күн бұрын
Amen🙏
@SaGa-qk2ex
@SaGa-qk2ex 5 күн бұрын
አረ ሰው ኣቱም ሓፋሸይ ኣብ ዩቱብ ድኹም ትሰርሑ 😂😂😂😂❤❤ ተሻቒለ ቐንየ አረ ኣይትደንጉዩና ባች😢❤
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 5 күн бұрын
እንድዒ ጓለይ😂
@ሊሊቻናል
@ሊሊቻናል 5 күн бұрын
ደቂ መዳም ደምራኒ ከይታሓልፋኒ ክምልሰልክን እየ ኣነ እውን❤❤
@WeWe-vw5rg
@WeWe-vw5rg 5 күн бұрын
መልሲ
@ሊሊቻናል
@ሊሊቻናል 5 күн бұрын
@WeWe-vw5rg እሺ
@Nebyatgal
@Nebyatgal 5 күн бұрын
መልሲ ዝያዳይ ❤❤
@SalamSalam-g9t
@SalamSalam-g9t 5 күн бұрын
መልሲገይረልኪ ሊሊ
@SalamSalam-g9t
@SalamSalam-g9t 5 күн бұрын
​@@Nebyatgalደምርኒ ደምረኪእየ
@sabattube9229
@sabattube9229 5 күн бұрын
❤❤❤ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ግበርዎ በጃኩም
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 5 күн бұрын
ደምርኒ
@TitiAgameTigiray
@TitiAgameTigiray 5 күн бұрын
ዝገርም ስራሕ ዝገርም ጥበብ ንደቀ'ኖ እሞ ከኣ ኣብ መረባካ ('ዳሕማካ) 😜 ክስራሕ ዘለዎ ፍናን 👸 ብርዕኩም ይሰስን🎉🎉🎉💪
@مرفدصالح
@مرفدصالح 4 күн бұрын
አበይ ድዩ
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 5 күн бұрын
ዋውውውው ደስ ክትብሉ ኩልኹም ተኣኻኺብኩም ሓቢርኩም ክትፃወቱን ክትስሕቑን ክተዕልሉን ከለኹም ክንደይ የጥዕመልኩም ትዝ ኢሉኒ ጎሮባብትናን ገዛናን ተኣኻኺቦም ዝዘናጋዕዎ ዝፃወትዎ ዝነበረ ፍቕርን ሕቤረትን ሓጎስን ማራ ናፊቐ 😢😢❤❤❤❤❤❤❤ማራ ደስ ዝብል ድራማ ኤዩ ብሓቂ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየኩም ኩልሻዕ i love you Deki Tigray sweetheart 👍👍👍😘😘😘🥰🥰🥰🙏🙏❤❤❤❤❤😍😍😍
@Shwati308
@Shwati308 5 күн бұрын
ሕማቅ ገይርኪ ኣከዛ ክምዚ ከማይ ብኣከዛ ዝተናደደ ላይክ ግጨውኒ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን ወለላይ
@ኣፀደ
@ኣፀደ 4 күн бұрын
ዋይ ገብራት እኩይ😢 ኣኸዛ ኣንቲ ዕሽር ተፃዊትልኪ ዝርጉም😂ራህየልን ማኣርግን ዓይንኹም ክትኸፍቱ ኣብ ቀፃሊ ተስፋ ይገብር ፎጣ ባዓልቲ ኣዝማርቶ እያ እኒኣ😂ገብራትን ኣከሎምን ብዙሕ ኣይትታሓጎሱ ሩጉማት ትበኽዩሉ ግዜ ክመፅእ እዩ እመኑኒ😢
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx 3 күн бұрын
መጨረሽኡ ኮ ሓቂ ክወፅእ እዩ ጊዜ ለኩሉ❤
@bahabolomt-abraha1532
@bahabolomt-abraha1532 5 күн бұрын
ብጣዕም ኣሕጉስኩምኒ ሎሚ ደስ እልልኒ እኹል ግዜ ተዋህብና 🙏appreciat❤️❤️
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ደምርኒ
@Samsunga14-m6u
@Samsunga14-m6u 5 күн бұрын
ኣዲነቅት ራሄል ላይክ ጠውቁ❤❤
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@BreFekr
@BreFekr 5 күн бұрын
አድነቅቲ ራሄል ግጨይኒ👍👍🔔🔔
@GooklGookl-u9t
@GooklGookl-u9t 4 күн бұрын
ተጋሩ ደመይ❤ ይፈትየኩም የ❤
@GooklGookl-u9t
@GooklGookl-u9t 4 күн бұрын
ትፍለዩ ኢኩም አኮ ተጋሩ ማዓረይ ማራ መሳጢት ፊልሚ❤
@Hadasfkadu
@Hadasfkadu 4 күн бұрын
ድንቂ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
@senaySelam
@senaySelam 5 күн бұрын
እናቴ ወላዲት አምላክ ሰላማቹህን ታብዛልኝ 🙏❤
@DjgsjcwShcsudeji
@DjgsjcwShcsudeji 15 сағат бұрын
Shakkum ybzah tegaruway sdrabetna azekirkumni habirna knchawet
@adu1083
@adu1083 5 күн бұрын
ፈጣሪ ጥበብኩም የብዝሓዮ ሰብ ሓያል ጥበብ ተጋሩዋይ ትግራይ ዓድና ለ ሰላማ ይምለሶ❤❤❤
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b Күн бұрын
ሎሚ ድማ ኣብ መወዳአታ ናይ ዕንጽራርን ዝብአን ከልብን ድምጺ ግርማ ለይቲ ኣስሚዕኹምና ደምበና ተዘኪሩኒ ምሸት ኣብ ገበላ ምስ ሓዊ መጋርያ ካብ ሩሑቕ ዝስማዕ ድምጺ አንስሳታት ኡፍፍፍፍፍፍፍ ንፍቖት 😢😢😢
@kisanetዓጋማዊት
@kisanetዓጋማዊት 5 күн бұрын
ገብራት ተንኮለኛ 😮❤❤❤ደምሩኒ ጀማሪትየዋ❤
@ኩሉካኣሎልበይ
@ኩሉካኣሎልበይ 5 күн бұрын
መልስ
@AdulisEyob
@AdulisEyob 4 күн бұрын
ፈታዊትኩም ካብ ኣስመራ ኣይትደንጉና ❤❤❤❤
@FggFgg-bi3hr
@FggFgg-bi3hr 5 күн бұрын
ተጋሩወይ❤☺
@tsegayasghedom5700
@tsegayasghedom5700 5 күн бұрын
አግዚኣብሄር ሰላም ንትግራይ የውርደላ'በር ብዙሕ ክንርኢ ኢና❤
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube 5 күн бұрын
እረ ብስሩ ደስ ክብል እቲ ዕላል ቡና ናሰተካ😅😅😅
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 4 күн бұрын
@@ሃረገወይኒማርያመይKZbin ደምርኒ
@GeniYouTube-u7f
@GeniYouTube-u7f 4 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላም ድንግል ማርያም ዘይሰብክምዎ ሸሻይትሃብኩም ትብሉ ላይክ ❤❤
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 5 күн бұрын
ውይውይ በስመአም ኣኸዛ ዕደ ተታሊልኺ እምበኣይ😂😂😂😂😂😂
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube 5 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@Temesgengetaye-j4y
@Temesgengetaye-j4y 5 күн бұрын
@@ተዋህዶሃገርእያ ዋይ ዛኣኸዛ😋🥱😆🤣🤣🤣🤣
@yonatanalemseged8947
@yonatanalemseged8947 4 күн бұрын
😂
@Tesfaxbah1234
@Tesfaxbah1234 2 күн бұрын
Tezetnsa xbuq neru
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ Күн бұрын
@@Tesfaxbah1234 entay ktrekb wedey😃😃
@Kbraha
@Kbraha 4 күн бұрын
ኤረ ኣብ ሰሙን 2+ ጌዜ ትለቀቀልና ጠራሚ ፍልሚ ❤️❤️❤️❤️
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@Abofereg
@Abofereg 4 күн бұрын
ኣበይ ኣለኩም ናይ ገብራት ኣድነቅቲ
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@muluwelday4144
@muluwelday4144 4 күн бұрын
እዛዳራማ ብጣዕም ክትፈቶገብዛት❤❤❤❤❤❤❤❤
@musayemane2268
@musayemane2268 5 күн бұрын
እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም ግዜ ንኹሉ ደቂ ገጠር ከምዙ ኣነ ዶ ይናፍቀኩም እቱ ገዛ ናይ ገጠር🙏🥰🕊🌿🕊
@AluChanal
@AluChanal 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@ሚልካናሚልካና
@ሚልካናሚልካና 4 күн бұрын
ዋይ ስሙን ላረሓቐትናስ ❤❤❤❤ሙቁራት
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ደምርኒ
@ዩትቡር
@ዩትቡር 5 күн бұрын
ተጋሩዋይ ቅጭናት ግደፋ እንዶ ውሽማ ሸፈጥ ኣይተብዙሑ❤
@sabattube9229
@sabattube9229 5 күн бұрын
camera man ግን ገራሚ እዮ👌
@YosephWoldu-ie1nc
@YosephWoldu-ie1nc 5 күн бұрын
ሩሑስ ቅንያት ለካቲት ተጋሩዋኒ🎉🎉🎉
@app9839
@app9839 5 күн бұрын
ፅቡቅ ስራሕ አዩ እሺ በሰላም የራክበና
@maryamm7367
@maryamm7367 5 күн бұрын
ደሙሩኒ🎉🎉
@kisanetዓጋማዊት
@kisanetዓጋማዊት 5 күн бұрын
መልሲ❤
@maryamm7367
@maryamm7367 5 күн бұрын
@kisanetዓጋማዊት እሺኒ ወለላይ
@EkramEku-ow4cb
@EkramEku-ow4cb 4 күн бұрын
Betami des behalit kexililu 💪🏼💪🏼💪🏼
@WezamAdahane
@WezamAdahane 5 күн бұрын
ኤህ ገብራት መጋብርኩም ያሓልድ😒🤗🤣
@AwAw-f1p
@AwAw-f1p 5 күн бұрын
አረ ትፍለዩ ኢኩም💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 5 күн бұрын
Love you daki Adey Mareyyy ❤🙏❤️🙏❤️🙏
@ጋልዴስኣተት
@ጋልዴስኣተት 5 күн бұрын
አንኮዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ 💙❤❤💋💋
@ኣኩሱማዋት
@ኣኩሱማዋት 5 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኹሙ ግዘየ ለኩሉ መፅኻለዶ መፅኻሎዶ ክፅበየካ ዶዎሉ ቃዶመይት ባዕለይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@HelenMeles-nu5re
@HelenMeles-nu5re 3 күн бұрын
ዛ ድራማ ክትቃረፅ የብላን ብጣዕሚ እያቆጆ ተሎ ሙፁና
@AsqAsq-z9k
@AsqAsq-z9k 5 күн бұрын
መፂኩምለይ ዶ😘😘😘😘👌
@tesfayawoalom2987
@tesfayawoalom2987 4 күн бұрын
ኣኸዛ ለማዕንት ሸገ ስራሕ ሰርሓ ቓፅልሉ😅😅😅😅😅😅😅
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@selamzaid8539
@selamzaid8539 5 күн бұрын
Haqi yhaish naytgray film ria ayfelten eye nezia gen ayehlfanye
@fikaduboy7722
@fikaduboy7722 4 күн бұрын
ኣይትደንጉይና ኣብ ስምዒት ኣለና ብሓቂ ጽብቕቲ ፊልም እያ።
@ኣስካል
@ኣስካል 5 күн бұрын
ደሙርኒ ተጋሩዋይ❤🎉🎉🎉🎉
@Nebyatgal
@Nebyatgal 5 күн бұрын
መልሲ ❤
@MeriBezabh
@MeriBezabh 5 күн бұрын
ውይ ደስ ክብል ማርያምን ኡፍ ኣይከኣልኹን❤❤
@AszFac-y5x
@AszFac-y5x 5 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ድሙቃት ከዋኽብቲ🎉🎉🎉
@HiwetAssefa-d3o
@HiwetAssefa-d3o 4 күн бұрын
ደሙሩና ሙቁራተይ❤❤❤❤❤
@ግርማሓፍቲኣሴየ
@ግርማሓፍቲኣሴየ 5 күн бұрын
ሰላም ኣምላክ ይብዛሕለኩም ተጋሩዋይ ሰላምን ፍቅርን ንኩሉ ወዲስብ🙏✝️🕊 ከማይ ብሃንቀወታ ትፅበዮ ዝነበረኩም ብላይክ👍
@AbebaGerezihr
@AbebaGerezihr 3 күн бұрын
ኣብቲ መጨረሻ እቲ ስሓቆም ኣስሒቁኒ😂😂❤❤
@PerZaf
@PerZaf 5 күн бұрын
ደሙሩኒ ❤❤❤❤
@Nebyatgal
@Nebyatgal 5 күн бұрын
መልሲ ❤
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 5 күн бұрын
መልሲ❤
@tekletewelde1296
@tekletewelde1296 5 күн бұрын
ይበል ብቕዓት ደራሲ
@VioBip-q2d
@VioBip-q2d 5 күн бұрын
ኣይትደንጉዩ ብሰላም ሙፁታ❤❤❤❤❤❤
@genet3442
@genet3442 5 күн бұрын
እዉይ በዛ ደራሚ ከፅለል እለ ❤❤❤❤ፈተዉቲ 👍ሃቡኒ
@slamsalme6124
@slamsalme6124 5 күн бұрын
ዋይ ቅዱስ ሚካኤል መቀለድ ኾይኑ😢😢😢
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ደምርኒ
@tttttt-p9j
@tttttt-p9j 3 күн бұрын
ገራሚት ፊልሚ እያ 🙌 ቀፅልሉ ተጋሩ ከዓ ኣሕዋትና ነእቢ🥰
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo 5 күн бұрын
ዋውው😂😂😂 ጎይታይ ገበራትን ጎይታይ ኣኮሎምን ተደሲቶም ኣለዉ😂😂😂😂😂 ይበል እዩ ዞሎ ማራ ተሃንጢና ግን መጠረሻኣ ከምይ ከም ትከዉን ተዓዘብቲ ጨኒቅና ኣክዳኩምስ ክክ😮😅😅😅 እና ሰላም ንዓኩም ደቂ ሪመይ።👑👏😘😘😘😘🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘💗💗💗💗💗💙💙💙💙💙👌
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 4 күн бұрын
ደምርኒ
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo 4 күн бұрын
@ኣሉሓበሻዊት1921 👏😘💙🙂
@waskan9628
@waskan9628 5 күн бұрын
ወዮ ፍጣ ወያ አዝማርቶ🎉🎉🎉
@Letishyoutube1214
@Letishyoutube1214 5 күн бұрын
እንኳዕ ሰላም መፀኣኩም❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-የ2ደ
@ጋልትግራይ-የ2ደ 5 күн бұрын
ብአከዛ ትናደደ አ 👍👍
@alemdesta454
@alemdesta454 5 күн бұрын
አቤት አሰራርሓ እምነትን ፅፉፉ ትውፊት ዘለዎ ባህልን ዘንፀባረቀ👌አይተካአልኩምን ዞም ብሉጻት ናትና ሰሱኑልና😘💝
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን ወለላይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 күн бұрын
ደምረን መዓረይ
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx 3 күн бұрын
ኣኮሎም ስኪን😂😂😂
@KidanMebrhtu
@KidanMebrhtu 5 күн бұрын
ደምሩኒ ❤❤❤❤❤❤❤
@kisanetዓጋማዊት
@kisanetዓጋማዊት 5 күн бұрын
መልሲ❤
@KidanMebrhtu
@KidanMebrhtu 5 күн бұрын
@kisanetዓጋማዊት እሺ
@EeGg-n4r
@EeGg-n4r 5 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብጣዓም መሳጢት ፍልሚ ግዜ ንኩሉ ቀፅሉሉ❤❤❤🎉🎉🎉
@SamiUlaah-q1o
@SamiUlaah-q1o 5 күн бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤🎉
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 5 күн бұрын
ደምርኒ
@selammebrhatom1669
@selammebrhatom1669 5 күн бұрын
🌿💙♥️ selam ykun ember harife tigray kked anes
@jeannettealemayo9307
@jeannettealemayo9307 5 күн бұрын
ሰባበ ፎጣ❤🎉😅😅😅
@LeliAbadi
@LeliAbadi 5 күн бұрын
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ክምልስ እየ ❤❤
@Nebyatgal
@Nebyatgal 5 күн бұрын
መልሲ ❤
@kahsahalefom
@kahsahalefom 5 күн бұрын
ንዒ ኪደምርኪ ደምርኒ❤
@SalamSalam-g9t
@SalamSalam-g9t 5 күн бұрын
መልሲ
@Haderatekle-l4vh
@Haderatekle-l4vh 5 күн бұрын
መልሲ ደሚረኪ
@SalamSalam-g9t
@SalamSalam-g9t 5 күн бұрын
​@kደምርኒ ደምረኪእየahsahalefom
@ksaksa5291
@ksaksa5291 3 күн бұрын
ደምሩኒ ተጋሩዋኒ🎉🎉❤❤
@Sojoo-o1f
@Sojoo-o1f 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤እዋይ አታ ናዓይ ዉን ማይ ሃዉኒ😂😂
GERE EMUN PART 217 | ገሬ እሙን ክፋል 217
39:00
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 167 М.
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
ን እንዳ ብረይ ፕራንክ ጌረዮም
17:09
Rahel Teklay
Рет қаралды 10 М.
The Best of Gere Emun: Comedy Part 198
6:49
ስሓቕ ብቻ shak bcha
Рет қаралды 2,3 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
ኣልባና - ድራማ ፊልም | Albana - full movie, ERi-TV, Eritrea
1:34:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 281 М.
Mekoya ሦልጣን ለምኔ...የአሜሪካ አባት በእሸቴ አሰፋ
27:59
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН