Goitom Negassi - Sean Fkri - ሰኣን ፍቕሪ - New Eritrean Music 2016

  Рет қаралды 1,148,106

AMEN ENTERTAINMENT

AMEN ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 951
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 6 жыл бұрын
እዛ ደርፊዚኣ ብሚልዮናት ክትስማዕዩ ዝግብኣ ነይሩ። እቲ ዘሕዝን ነገር ግን መንእሰያት ሎሚ ብዘይካ ፈተኹኺ ፈተኽኒ ዝብል ናይ ፍቕርን ሃነይነይታን ደርፊ ቁምነገር ዘሎዎ ደርፊ በየናይ ቀልቦም ክግደሱሉ።
@biniamsebhatu2817
@biniamsebhatu2817 5 жыл бұрын
stefanos temolso ኮይኑ ግን ንሕና ኢና መንገዲ ባቡር ብባቡር ክኽየድ እምባር ብእግርኻ ከምዘይክየድ ከነረድኦም ዘለና
@samuelyohannes8761
@samuelyohannes8761 5 жыл бұрын
Stefanos temolso ለባም ኢልካ ሸያብ ኣይትጸውዕ ትብል ቢሂል ኣበዋት ትፈልጣ'ዶ?
@arontesfazghi3779
@arontesfazghi3779 5 жыл бұрын
Absolutely true
@arontesfazghi3779
@arontesfazghi3779 5 жыл бұрын
It would have ben viewed in millions. I dont know why?
@samuelafewerki5650
@samuelafewerki5650 5 жыл бұрын
Haqi rekibykyom nay lomi mnesey gele eyu ezi EU derfi malet meret zeyaleb
@berihuhailu5758
@berihuhailu5758 5 жыл бұрын
ኣነ ደርፊ ብምስማዕ ኣእዛነይ ሓሚሙ ቅሙነገር ዘለዎ ደርፊ ግን ተሳኢኑ ናይ ጎይታኦም ግን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓንዲ ልበይ ተንኪፍኒ እዚ ወዲ ንጥበብ ድሕሪ ኣብርሃም ዝስራዕ ዩ ብወገነይ 💯 like ካብ ልበይ ዝፈትወካ ምካነይ ተትፈልጥ ደስ ምበለኒ like deki ERi
@awettekle3741
@awettekle3741 2 жыл бұрын
Ä
@mekalihtigray8627
@mekalihtigray8627 6 ай бұрын
መበል ሚእትን ሓደን ላይክ ይብለኪ ኣለኹ❤
@amahadarkahsay4631
@amahadarkahsay4631 8 жыл бұрын
ሸሸሪበ ኣረቂ ጁነይ ኣብዛ ሱጁነይ ጨጨሊጠ ስዋ ናይ ጎይሶ ኣብዛ ተሃድሶ ፊናስኮ ቪኖ ኣንታ በዓል ለካ ትዕዘብ ዶ ኣለካ'የ መሪሩና ኣንታ በዓል ዊስኪ ተኣለየልና አስኪ ጎረበተይ ነጸላ መንደቀይ መዋስብተይ ፈታዊ ጽቡቀይ ሰብ ሰሚዐ ኣውሒደ ጥንቃቀይ ተቀይመ ከም በዓል ሕማቀይ ተኻሪና ክልተና ንሳቀ ዝገርም እዩ ናይ ሎሚ ብጻይ ኣብ ሽሻይካ ሓያል ተቀጻጻይ ኣብ ሽግርካ ይስሕቅ ከም ተጻይ ዘመክኒ ብሕጻይ ምንጻጻይ በኣሲ መፍቶ ተበላጻይ ዑፈየ ብረሪ ኣንፈት መጻኢ ሓብሪ ዕፈየ ዋሪ ዕፈየ ብረሪ ብዛዕባ ጽባሕ ንገሪ ኣለውና ጽልእታት ዘፍርዩ ንክነብሩ ቂምታ ዘፋርዩ ከም ሸንፍላ ሓጺብካ ዘይጸርዩ ኮነይ ኢሊካ እንድዩ እቲ ጽልኢ ተሓርዩ የኣክል ጽልኢ ልቢ ንግበር እቱ መጎጎ ሽዋሕ ይበል ይሰበር ቁርቁሳ መፍቶኣ እዩ ኣንጭዋ ኩሉ መዓረ መን ባርያ መን ጭዋ ብዝጣሞም ታርክ ዝስንዑ ኣጛንዮምና ንጎባጥ ከቅንዑ በይንና ተርፍና ምስቲ ደግዓ ልብካ ዘዋር እዩ ሰብ ቆላ ደግዓ ተውሳክ ቁስላ ሕማም ተጎሪዓ ሽገየ ሽገየ እንዳፈለጥክዮ እቲ ባህገየ ሽገየ ምለስለይ ድገየ እሾክ ባይታ ገይሮም ዘይርገጽ ዱሁል ምሸት ወጋሕታ መደንገጽ ንክጥዕሞም ዝፈጥሩ ሓርጎጽጎጽ ኣራጢጦም ይነብዑ ናይ ሓርገጽ እምበር ዶ ክወግሕ እዩ እዚ ጽልመት መመሊሱ ይብእስ ዓመት ዓመት ተንኮል ተራቂቁ ክሕደት ጥልመት ሕሰም ተሳጊርካስ ናብ ደልሃመት ጎይትኦም ነጋሲ super ምናልባት ክገልጾ ምፈተንኩ ዘለዎ ስጥመት ከይፍርስ ግን ፈሪሐ።ነፍሲ ወከፍ ማይ በት ሓደ ካብ ሓደ ዘይባላለጽ ኣበሃህላ።ርዝነት ዘለናዮ ግዘ ክንዮ ሓሳብ ናብ ራዕድን ፍርሕን ከምዝወስደካ ትገብር ብልጽቲ ስራሕ።ኣብ ነፍሲ ወከፍ ነግሒ ተሰኩዕም ዘለው ቃላት ርዝነቶም ርዝነት ወርቂ እዮም ምበልክዎም።ኣብ መወደኣታ ዘለኣ ሓንቲ ነግሒ እንተ ወሲድና ዝነበርናዮን ዘለናዮን ኩነታት እቲገልጽ ከቢድ መልእክቲ ዘለዋ ነግሒ። ሕሰም ተሳጊርካስ ናብ ደልሃመት። ኣስተመቅርዋ እሞ ,,,,,,,,,,,,,, ወሃ ዘበለ ስራሕ💓🎵🎹🎻📃📄✔✔🌟🌟🌟
@abiasli4595
@abiasli4595 8 жыл бұрын
i like your commont bro
@hanqewtaselam64
@hanqewtaselam64 8 жыл бұрын
thanks bro
@selamgerie9807
@selamgerie9807 7 жыл бұрын
Amahadar Kahsay adonay
@compassion7785
@compassion7785 7 жыл бұрын
Thanks bro nezi zhabkyo rieto tewesaki zedlyo aymeslenin u , nska keman beal tibeb eka timesil emo bezi nska zigeberkayo lyrics wey dima bitshuf gtmi tsibuk gere kestemakra bekie and abi adnakot dima ni beal gtmn dimtsin ykun::
@teweldomichael9145
@teweldomichael9145 7 жыл бұрын
Amahadar Kahsay
@Aklilusas
@Aklilusas 8 жыл бұрын
ኣነ እንድዒ ጽን፡ኢሉ ንዝሰምዓ ዜጋ ካብ ናይ ኣብራር ዑስማን "ህድሞና"ን ናይ የማነ ባርያ "ዕሽነት ኣጥቂዑዎ"ን ብውሽጥኻ ዝምስጥን ዘብክን ናይ ሕልና ደርፊ ጎይትኦም ነጋሲ ኣዚያ መሳጢትን ናይ'ዚ መበል21 ክ/ዘመን ብልጽትን ክትከውን ተስፋይ ደረት ኣልቦ ኢዩ፡፡ ቀጽሎ ጎይትኦም ሓውና
@dolovanshamu4254
@dolovanshamu4254 8 жыл бұрын
راسطة عديل
@erihabeny099
@erihabeny099 8 жыл бұрын
Behaki Nezi Zelenayo Gize Tegelex Zemenawiten Mehariten Derfi . Thankss Abiseb
@danidani-tg2px
@danidani-tg2px 7 жыл бұрын
Dolphin Aklilu
@ተስፋ.ዩስንቐይ
@ተስፋ.ዩስንቐይ 5 жыл бұрын
ኣይተጋገኻን
@shshaymantay7099
@shshaymantay7099 5 жыл бұрын
Dolphin Aklilu vh
@igiveumyheart9623
@igiveumyheart9623 8 жыл бұрын
ሳኣን ፍቅሪ ወ ዓሕሕሕ!!!! ሓራምዝ ክስዕስዑ ሳዕሪ ይህሰ ኮይንና. ኤሪትራዊ ሓወይ ኣብ ዝሃለካ ሃሊካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን. nicee message goitsh.
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
Way haqeka
@berketokubay5988
@berketokubay5988 Жыл бұрын
ጎይቶኦም ሓወይ መማህርቲ መታዓብይቲ ሰሚዐ ዘይጸግቦ ደርፍታትካ ሰላም ይኹነልና፡ ብዝካኣለኩም ብፍቅሪ ውለዱና ከይንጸንት መእተዊ ዓዲ ክኾኑና ደቅና💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚 ኤርትራ ንዘልኣለም ክትነብር እያ ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ
@emmanueltsegay5234
@emmanueltsegay5234 8 жыл бұрын
ጎሮቤተይ ነፀላ መንደቀይ ፈታወየይ ደላዪ ፅቡቀይ ሰብ ኣሚነ ኣውሒደ ጥንቃቀ ተቀይመ ከም በዓል ሕማቀይ ተዃሪና 🇪🇷+🇪🇹=😭
@sabahagos808
@sabahagos808 8 жыл бұрын
Verily True!!
@bjhfgfh1753
@bjhfgfh1753 7 жыл бұрын
Emmanu el Tsegay
@bjhfgfh1753
@bjhfgfh1753 7 жыл бұрын
wawwww
@marta07solomon64
@marta07solomon64 7 жыл бұрын
Emmanuel Tsegay k
@yoditbeyene3939
@yoditbeyene3939 7 жыл бұрын
Emmanuel Tsegay 9
@ተጀሚሩማለትተወዲኡካንደሰ
@ተጀሚሩማለትተወዲኡካንደሰ 4 жыл бұрын
ኣቦ ዜማ ሓፍር ምቅሉል ጎይቶኦም ጎይታ ልዕሊ ክሉ ባዓል ፍሉይ ተውህቦ ንዓካ ቃላት ኣይረክበልካን እየ እዚ ከማን ናዓይ ደስ ክብለኒ ኢለ እምበር ስለዚ ንስካስ ሃልወልና ዳኣ ንድሕሪት እኮ መሊስካኒ ቅድሚ 3ዓመት ፨..............
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 5 жыл бұрын
እታ ዝፈትዋ ደርፊ ላይክ 100
@habtomadhanom8279
@habtomadhanom8279 5 жыл бұрын
እዋእ እቶም ድስክላይክ ትህቡስ ናይ ርእሲ ጸገም ዘለኩም ወይ ኣፍልጦ ዘይብልኩም እበር ካብዚኣ ትጥዕም ግጥምን ዜማን ክትመእ ኢሊካ ምጽባይ ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ ይቀልልል ግን ሰብ ኣታባቡዕ በጀኹምምም ???????
@akliludesale3127
@akliludesale3127 5 жыл бұрын
ደርፍስ ደሪፍካ ሰማዒ ተረኪባስ።
@gebarhabte8620
@gebarhabte8620 8 жыл бұрын
ኣዝያ ናብ ጥልቀት ዝጠለቐት ገላጺትን ህጥርንትን ደርፊ። ኣበይ እሞ እዚ ኣብ ሳንፈፍ ዘንሳፍፍ ምስ ህርመት ከብሮ ብውኒ ሳዕዒትን ምቑጽጻይን ዝተሰልበ በርጋጊ ወለዶና ከምቲ ዝድለ የስተማቕራ'ዶ?
@nikolanikola7397
@nikolanikola7397 8 жыл бұрын
Gebar Habte really
@danieltikue3468
@danieltikue3468 8 жыл бұрын
Gebar Habte
@habenasmelash3604
@habenasmelash3604 7 жыл бұрын
Gebar Habte 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍
@moritt8831
@moritt8831 7 жыл бұрын
Gebar Habte ገባር ሃብተ ናይ ብሓቂ ከምቲ ዝበልካዮ ዩ
@samisasinos6679
@samisasinos6679 7 жыл бұрын
wwweee btami xebeqti srah
@samuelwoldu1874
@samuelwoldu1874 5 жыл бұрын
አዚ ደርፊ አዚ በኣዓል ሙሉአ አዝኒ ጥራሕ አዩ ክሰምዖ ዝክል ፡ ናይ ሕማመይ ነዚ ዘስምዕ አዝኒ የሃብካ ፈጣሪ።
@sabahagos808
@sabahagos808 8 жыл бұрын
ኣብ ገዛ፡ ናብ ስራሕ ክኸይድ፡ ካብ ስራሕ ክምለስ ካልእ ዓይነት ደርፊ ሓዲገዮ። ምስ ጎይቶኦም። የቐኒየልና!!
@daniefrem1233
@daniefrem1233 8 жыл бұрын
behakie it was a really great song
@whoamiime7850
@whoamiime7850 8 жыл бұрын
ሓፍተይ እሞ ወድኩም ሃቡና ዶ ክብለልኪ
@koryakahsay3151
@koryakahsay3151 8 жыл бұрын
wwwwwww asli
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
AjoKa
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
Wala ane yake
@asmeromtesfay8652
@asmeromtesfay8652 4 жыл бұрын
ኣብ ውሽጢ ልቢ ዘሎ ዘሎ ቃንዛ ተለሊ ኣዝያ ምርጽቲ ውድእቲ ግጥማ ዜማ ስሑል ድምጺ ኩላ ምላ ዋሃ ዘበለት'ያ!!
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 7 жыл бұрын
ንጎይትኦም ነጋሲ ብዘይ ቃልዓለም ካብ ልክበይ ኣድኒቐዮ። ከብድኻ ዝበልዕ፡ ኣብ መትንኻ ዝኣቱ ከቢድ መልእኽቲ ዘሎዎ ግጥምን ዜማን። ኣጆኻ! በርትዕ ክብሎ ድማ እፈቱ። በዓል ጎይትኦም ከለዉ ጨርባሕባሕ ክትሰምዕ ነብስኻ ኣይገብረልካን።
@user-mf7hb6fd4n
@user-mf7hb6fd4n 5 жыл бұрын
ብዝጥዕሞም ታሪክ ዝሱንዑ ኣጋንዮምና ንጎባጥ ከቅንዑ !!!
@awettesfay4639
@awettesfay4639 4 жыл бұрын
አዛ ደርፊ አዚኣ ክስምዕ ከለኹ ዝስምዓኒ ስማዒት ክነግረኩም ኣይከልን'የ ሰብ ሎሚ ግን ቁም ነገር ዘይብሉ ደርፊ ክንሰማዕ ግዜና ነባኽን ንበዝሕ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ
@mebrahtomhabte3660
@mebrahtomhabte3660 7 жыл бұрын
ንእዝኒን ልብን ዘለዎ ሰብ እታ ዝበለጸት ደርፊ ናይዚ ዘመንና ምበልኩዋ Thanks bro
@tesfalemmengistab7377
@tesfalemmengistab7377 3 жыл бұрын
2021 ksab hji ysema aleku danebaku . kemay telo eski ........😪😪😪
@ጓልጉዕሸምራጭ
@ጓልጉዕሸምራጭ 5 жыл бұрын
ስሚዕኻ ዘይትምኖ ብልፅቲ ስራሕ ውሽጥኻ ትትንክፍ 😢😢❤❤❤❤
@blacktime5444
@blacktime5444 7 жыл бұрын
ህርመት 60ታት ዘዘኻኽር። ይበል ስራሕ ጎትሽ
@eyobabraham9343
@eyobabraham9343 8 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣዝያ ዝመሰጠኒ ብትሕዝቶኣን ዜማኣን ብልጽቲ ስራሕ ብፍላይ ኣብ ቁምነገራ እሞ ከኣ ሰሚዔ ምጽጋብ እየ ሲኢነያ ካብ ሓው ጎይቶም ነጋሲ,,,,,, የቕንየልና ክቡር ሓው ጎይቶም መለሳ ዘለዎ ስራሕ ሰሪሕካ,,,,,,,,, ሰስነልና ክንጽበ ኢና ካብዚ ንላዕሊ ክትስውድ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@danidani-tg2px
@danidani-tg2px 7 жыл бұрын
Eyob Abraham
@danidani-tg2px
@danidani-tg2px 7 жыл бұрын
Eyob Abraham 👍
@teweldomichael9145
@teweldomichael9145 7 жыл бұрын
ንወለዶታት ትሰጋገር ስረሓት ብዙሕ ሃልኪ ዝሓተተ ጥበብ እዩ ካብ ኩሉ ደስ ዝብለኒ እንክሰምዓ ምስ ዕለታዊ ኩነታትና እና ተሓደስት ትኸይድ ሙዃና ዩ ንዕግበትካ ክትብል ነባሪ ስርሓት ኣቅርበልና ለበዋያ ሰላም ወሰናይ ።
@tesfana
@tesfana 5 жыл бұрын
ካብዘን ኣብዚ ሕሙም ግዜ ዘበነ ናይ ሕማመይ ዝተዘየማን ዝተደርፋን ኣብ ከዳማይ ደረጃ ክትስራዕ ዝግበኣ እያ ነራ ፡መን እሞ ብጽሞና ስውሚኡ ኣንቢቡ ክርደኦ ,,,,,,፡ thank you gotish hawey.
@netseriabgebremichael3599
@netseriabgebremichael3599 4 жыл бұрын
Ane semiaya aleku bela gere
@kemzkonelkaiu6621
@kemzkonelkaiu6621 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሳጢት ደርፊ እዝኒ ዘለዎ ንዝሰምዕ ማለትእዩ መግለጺ ኣየድልዮን እዩ እዋናዊ ዝኾነ ንኣእምሮኻ ዘባራብር ቃላት የቀንየልና ጎይትኦም ሃውና !
@fromafrika4386
@fromafrika4386 4 жыл бұрын
Bdrii april 16 2020 dsemia aleku ybleni 💪🏽🇪🇷🌏
@ንለውጢንቓለስ
@ንለውጢንቓለስ 4 жыл бұрын
ከምዚ ኸማይ ክስብ ሕጂ 15-3-2021 ዝሰምዓ ዶ ይህሉ ነጋሲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን
@Dehay418
@Dehay418 8 жыл бұрын
ትርግታ ግዜ ዝነግር ደርፊ ንሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮነስ ንደረፍትና ውን ግርም ኣብነት'ያ
@ghebremichaelteklegergis9135
@ghebremichaelteklegergis9135 7 жыл бұрын
ህሉውን ኣገዳስን ፍጻሜታት ኣብ ኤርትራ ። ናይ ብሓቂ ።
@Apple-ps5vs
@Apple-ps5vs 6 жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመነክዋ ስርሓት ስነ ጥበብ።
@mikiweldegabr7857
@mikiweldegabr7857 6 жыл бұрын
ኣብ ሂወተይ ከዛ ደርፊ እዚኣ ጌራ ዝመሰጠትንን ኣብ ልበይ ዝኣተወትን"ደርፊ የላን""በሓቂ እቲ ህሉው ኩነታት"ብግጥምን ዜማን"ይበል ይበል ዓቅሚ የብለይን ክገልጽ""የቀንየለይ ኩቡር ድምጻዊ ጎይትኦም ነጋሲ""
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 7 жыл бұрын
ተካኢ ናይ የማነ ባርያ ኢለካ ኣለኩ ።
@adhin8907
@adhin8907 7 жыл бұрын
ንርቀት ብረቂቕ እትገልጽ ዝተራቐቐት ደርፊ። ኣብ'ዚ ዋግዋጎ እዋን ከም'ዚ ዓይነት ዘየምቲ ክህልዉና ሓበን'ዩ።
@abisedi7972
@abisedi7972 8 жыл бұрын
ኣበይ ጸኒሕካ ወደይ አዚ ኩሉ ሳክት ደርፊ ክንሰምዕ ድሓን አቶ ወደይ ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ
@eritrean4ever146
@eritrean4ever146 5 жыл бұрын
ባእሲ ይሕዋት መኽሰብ ተበላጻይ ነባሪት ደርፊ ብጣዕሚ ተፈታዊት ኩሉ ሙላ 👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾💯👍🏾
@phasawiphasawi1460
@phasawiphasawi1460 8 жыл бұрын
ክወግሕዩ ኣጆና ጥራይ ሰዓቱ ኣኪሉ ኣሉ ስርዓተ ህግደፍ ክዕሎ
@chanufree
@chanufree 8 жыл бұрын
ጎትሸይ ንዝርድኦስ ዓቢ መልእኽቲ አዮ God Bless u Big bru ልቢ ዝትንክፍ ስራሕ (ጎረቤተይ ነጸላ መንደቐይ ተኮሪናስ ክልቲና ንሳቐ ዝገረም ዮ ናይለብዘመን ብጻይ አብ ሽሻይካ ሓያል ተቓጻጻይ እብ ሽግርካ ዝስሕቕ ከም ቀጻይ ዘምኻኒ ብዕጻይ ምጻጻይ ባእሲ ምፍቶ ተብላጻይ እንበርከ ኵግሕ ዮ እዚ ጽልመት መመሊሱ ዝብእሰ ዓመት ዓመት)
@samprasertu6319
@samprasertu6319 8 жыл бұрын
mlesuley hgey dgey antum shefatu gohalalu h.g.d.f
@amanuelmoges9076
@amanuelmoges9076 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ወድ ኣስመራ ቀሪብና ኢና ርንተዘይሞትና ::❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ብሔራት
@frewoiniakalu7757
@frewoiniakalu7757 4 жыл бұрын
ኣነስ ምስ እዛ ደርፊ ድየ ክብላ ፍቕሪ ሒዙኒ ነዚኣ ከይሰማዕኩ ኣይድቅስን የ ልብኻ የሕመካ ።
@Ortho_1_Christ
@Ortho_1_Christ 4 жыл бұрын
This is called real art . . . Rhythmically and Melody wise great and above all lyric wise superbly beyond imagination and meaningful.
@hanokghirmai7432
@hanokghirmai7432 8 жыл бұрын
ዕፎይ ብረሪ ኣንፈት መጻኢ ሓብሪ ሽገየ ሽገይ ምለስለይ ሕገይ ኣሕሕ ጎትሽ እምቨርዶ ክወግሕዩ አዚ ጥልመት
@ኤደንጓልመንደፈራ-ሸ5ወ
@ኤደንጓልመንደፈራ-ሸ5ወ 8 жыл бұрын
ajoka bhyli ftri kwgh eu tsfa aytkras
@aregawitekle3655
@aregawitekle3655 7 жыл бұрын
ኤደን ጓል መንደፈራ. ሰላም
@EriCoralo
@EriCoralo 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭👍👍👍👍👍🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ባእሲ አሕዋት መፍቶ ተበላጻይ። ናይበሓቂ።👍
@MihreYeAb
@MihreYeAb 8 жыл бұрын
we need more dedicated artists like you . meaning full power full truth full song . great Job. we will expect more from you . I Thank you Goiteom Negassi .
@habtomasfaha5014
@habtomasfaha5014 5 жыл бұрын
Mihreteab Abreha well said Mire aerkey
@habenokbai3762
@habenokbai3762 4 жыл бұрын
Thank you 🙏 man artist abzi alo nai bahaki
@mussiesiltan6154
@mussiesiltan6154 3 жыл бұрын
Well Well said no words can explain it Best Best Best .
@12huregaasili
@12huregaasili Жыл бұрын
Nberelna nay lbna anbibka sle zderefka gotish
@erilovewediabselab7447
@erilovewediabselab7447 8 жыл бұрын
great clip ever and ምስ ነብስኻ ክትዛረብ ትዕድም ደርፊ
@efremtesfamariam8547
@efremtesfamariam8547 7 жыл бұрын
ተጋግየ ጸኒሐ ኩሉ ሓደ መሲሉኒ ይስመዓዮ አይስምዓዮ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ደጊም ክሰምዕ አዚዝካኒ ውሽጠይ ረኺብካዮ።
@ዓለምጸዋርኩሉትስከም
@ዓለምጸዋርኩሉትስከም 4 жыл бұрын
Bravo aythmeq nwshtka belka ms teredaekaya kulu seb krdeaka gize aywesden eyou
@ዓቅለይደረትኣለዎ
@ዓቅለይደረትኣለዎ 8 жыл бұрын
Finally I got my singer. We were looking a singer like you. OMG so cool, relaxing and meaningful song. No like those geltemtem singers.
@mulugetazemach9009
@mulugetazemach9009 8 жыл бұрын
right
@biniamghe3855
@biniamghe3855 8 жыл бұрын
I agree with you
@SEMEREZ10
@SEMEREZ10 8 жыл бұрын
99% of Tig songs past 2000 are bullshit in my opinion
@efriemkiefalekiaslihabtema1834
@efriemkiefalekiaslihabtema1834 7 жыл бұрын
Good job ajeka keslo ata asli
@msaymaybe5480
@msaymaybe5480 7 жыл бұрын
One of the realist!!!!
@robelanditaslinicesonghail5506
@robelanditaslinicesonghail5506 8 жыл бұрын
I don't have enough words to explain ur song one day everything will be ok!!!!!! God bless eri*ethio
@Weld2930
@Weld2930 5 жыл бұрын
ተንኮል ተራቂቑ ክሕደት ጥልመት ሕሰም ተሳጊርካስ ናብ ደልሃመት ሃቂ ብሃቂ
@AlkoAlko-m8r
@AlkoAlko-m8r Жыл бұрын
Eza derfi bLbna nsmaya eska nemen eya tmlkto astwal menesay ❤❤
@mariadasgracashoffmann8639
@mariadasgracashoffmann8639 4 жыл бұрын
ባእሲ የሕዋት መፍቶ ተበላጻይ ጎይቶኦም ናይ ባሓቂ ጎይታ ቀጽሎ ኣንበሳ ።
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 Ай бұрын
ናይ በሓቂ ነዚ ዘመና ጽላለ መናእስያትና እቲገልጽ ደርፊ: መናኣሰያትና ምስትውዓል ሲኢኖም ኣየ ዞም ኣቦታትና ድሕሪ ሱሳታት ዝተወልዱ ኣብንእስኖቶም ከመይ መስተውዓልቲ ኸምዝነበሩ ኣዝዩ ኢዩ ዝገርመካ ደቆም ኣግዲዕናዮም😢😢😢 ሃገር ኣምጺአሙልና ኣብምውሓሳ ግና ንሕና ደቆም ቀምሽ ኣደይ ሓንኩልና እንሃለ ነንሕድሕድና ኽንባላዕ ንውዕል ኣለና:: መንእሰያት ልቢ ግበሩ ተጋሩ ንገዛእ ርእሶም ዘየውሓሱ ንዓኻ ዝገብሩልካ ንገር የለን እንትርፎ ዝወሓሰት ሃገር ንዘላትካ ከምኦም ንኽትመስል ከባቱንኻ እምበር ኣይትታለል ለብም መንእሰይ ሃገርካን ኣዴኻን ኣይተጉሂ::
@samuelberhe7223
@samuelberhe7223 4 жыл бұрын
ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ ስዓት ክልተ ናይ ለይቲ ጎይትሽ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ
@falfila5219
@falfila5219 8 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፈትየያ ጽብቅቲ ስራሕ፡ ኣጆኻ ብጻይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ።
@samueltesfamariam6429
@samueltesfamariam6429 4 жыл бұрын
ነኣባ ናይ ተስፋን ሓድነትን ድረፍ አዚ ህዝበይ አንተ ተዓረየ ቃላትካ ረዚን ዩ ዝሓወይ ሓደራኻ ሓደርኻ ብርአካ ይሰስን አድመን ትአናን ይሃበካ ፈጣሪ
@derwegzumerfolg4725
@derwegzumerfolg4725 5 жыл бұрын
ብውሕዱ 10 ግዜ ሰሚዐያ መልእኽቲ ዘለዋ ዘይትምኖ ደርፊ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ጎይቶም
@Ematesfamichael-x8c
@Ematesfamichael-x8c 3 жыл бұрын
ኣብ ሂወትይ እታ ብብዝሒ ደጋጊመ ዝሰማዕኽዋ ደርፊ እዚኣ እያ
@frim2820
@frim2820 5 жыл бұрын
Love love love 💕 this song bless you dike Eri ajokum kulu kihalf eyu 🇪🇷❤️
@aliadamali6476
@aliadamali6476 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዓቢ መልእክቲ ዘለዎኦኦ ። ብ ኩሉኡትን ኡ ጡዑም ይበይ ስራሕ ጎትሽ ሓወይ
@michaelande6470
@michaelande6470 3 жыл бұрын
Zeymno derfi abzi alekum
@ummsultanshehri622
@ummsultanshehri622 7 жыл бұрын
ኮነይልካ እንድዩ ትጽልኢ ታሓርዩ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይ ጸርዪ እዝጊ ኣፍለጠካ ቃላትካ ቃላትካ ኣብ ውሽጠይ ኣትዮም ጻሓሒሮሙኒ ኣዋዳድቃ ቃላትካ ገሪሙኒ ዝገደፈ የቡሉን ብንብዓት ሓሊቡኒ
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ድሓን ቀሪብና ኢና
@romayemedia
@romayemedia 8 жыл бұрын
ብዘይ መጠን ጥበብ ሓንጎል ሰብ መዛሚዛ ሃልኪ ዝበዝሓ ስራሕ ምኻና ርድእቲ ኢያ።ጎይትኦም፡ሓለፋ ኹሉ ብዝጣዕሚ ንፉዕ ንጥበብ ባዕሉ ኣዛሪብካዮ ቀጽሎ ቀጽሎ እብለካ ኣነ ንፉዕ ናይ በሓቂ።
@Ortho_1_Christ
@Ortho_1_Christ 8 жыл бұрын
መሪሩና ኣንታ ብዓል ዊስኪ ተመኒዩና ተኣለየልና ስኪ What a metaphorically well written lyric that expresses the real situation in Eritrea. The song's melody is way sentimental and painful song. A song that expresses an experience of pain, misery, and destitution; and then finally he expresses his hope of LOVE over hate, HOPE over misery. GREAT SONG!!
@btsfifaworldcup7197
@btsfifaworldcup7197 5 жыл бұрын
May God bless you brother Goitoom, you said it all for your people.
@danielgebreselassie7986
@danielgebreselassie7986 5 жыл бұрын
It is a great work even a white man I think a British citizen expressing the power of this music let alone us Eritrean. I like everything. Good job and thank you
@Wyyaa
@Wyyaa 3 жыл бұрын
Baessi yehwat mefto tebelaxtay serh seytan ewe hakika ewyyyyyyy kiteemmmmmmm eza derfi lebam 😭😭😭😭😭 well done ✅👍 high five hibeka Aleku 👌🖐️
@fitsumareaya6710
@fitsumareaya6710 8 жыл бұрын
Hitting the nail on the head for those who are still sleeping.
@simonm.7755
@simonm.7755 3 жыл бұрын
ተሰሚዓ ዘይትምኖ ደርፊ ናይባሓቂ ንኹነታትና እትገልጽ እያ::
@danielgebreab692
@danielgebreab692 4 жыл бұрын
ናይ ዘመንና ዝበለጸት ደርፊ
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 4 жыл бұрын
እዋይ ዓኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ደሎ ኩሉ ገሊጽካዮ ኢኻ ስለዚ ድሓን ሓቲ ማዓልቲ ኣላ ፈጣሪ ነተ ተበዲላ ደላኣ ሃጉርናን ህዝብናን ከም እስራልያውያን የማስለና
@tesfaldettikuabo2646
@tesfaldettikuabo2646 8 жыл бұрын
I wish we had raymok I would give to you are the one and only famous&gorgeous ,goitom negasi keep your strongest until the last we'll win
@mekerettv696
@mekerettv696 2 жыл бұрын
ሰሚዒኻ ዘትምኖ ስራሕ።ብጨርባሕባሕ ኣብ ዝጸመመ የእዛን ፈዋሲት እዋናዊት ሙዚቃ።ጎትሽ ነዓ ኣይትትፋእና ብጀኻ።
@meselaila72
@meselaila72 8 жыл бұрын
ሸሸሪበ ኣረቀይ ጅነይ፡ ናብዛ ስጅነይ፡ ጨጨሊጠ ስዋ ናይ ጌሶ፡ ናብዛ ተሃድሶ! ብዚጥዕሞም ታሪኽ ኪስንዑ፡ ኣጓንዮምና ንጎባጥ ከቕንዑ! በይንና ተሪፍና ምስቲ ደጒዓ ልቢኸ ኣሎዋድዩ ቆላ ደግኣ ተውሳኽ ቁስላ ሕማም ተደሪዓ! ሽገየ ሽገየ ሽገየ ሽገይ እናፈለጥክዮ እቲ ባህገይ ሽገየ ሽገየ ሽገየ ሽገይ ምለስለይ ሕገይ ድገይ? ኣሻዂ ባይታ ጌሮም ዘይርገጽ ምሸት ድሁል ወጋሕታ መደንገጽ ንኺዕጥሞም ዚፈጥሩ ሓርጎጽጎጽ እናሰሓቑ ይነብዑ ከም ሓርገጽ! እምበርዶ ኪወግሕ'ዩ እዚ ደልሃመት መመሊሱ ይብእስ ዓመት ዓመት ተንኰል ተራቒቑ ክሕደት ጥልመት ሕሰም ተሳጊርካስ ናብ ደልሃመት! by mesinas
@fikadugerezgiher412
@fikadugerezgiher412 6 күн бұрын
ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ እማን ጎይታ ጥበብ። ርሐቕ ዝጥምት ደራፊ።
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 5 жыл бұрын
Goitom you are one of a kind!!! Great music with a lot of message and your voice is phenomenal.
@arayamulubrhan7728
@arayamulubrhan7728 3 жыл бұрын
ኣንታ ብዓል ዊስኪ ያኣኽለና ታለየልና እስኪ ። ወትሩ ዘይሃስስ ደርፊ የቅንየልና ጎይቶም ።
@imthebest4756
@imthebest4756 5 жыл бұрын
Uffffff semieika zymeno I can't stop 😭😭
@bor3426
@bor3426 5 жыл бұрын
ጎይቶኦም ነጋሲ ኣብ ልቢ ኩሉ ሰብ ዝኣቱ ጥበብ ዝተሓወሶ ዜማን ግጥምን እዩ ቀሪቢልና ብልጽቲ ናይዚ ዘመን እያ እዛ ድርፊ
@abiwedimeley4523
@abiwedimeley4523 8 жыл бұрын
nay bhaki anebesa ጥበብ ክብሃል ከምዚ አዩ፡ ብጣዕሚ ብልጽትን ገላጺትን ዜማ ኣጆካ ጎትሽ
@erimtrix2709
@erimtrix2709 7 жыл бұрын
ካብ ክውንነት ኣሸፊታ ኣብ መዓዉቕ ፈንጠዝያ እትሸምም ሓያል ጥበባዊት ስራሕ!!! Superbly artistic! Bravo Goitom. Very well done.
@loveeritra9398
@loveeritra9398 8 жыл бұрын
I love the song ,you give nice massage,some people if the understand.
@robelsenay6300
@robelsenay6300 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ካብ ሰዓት ንሰዓት ነዚ ጊዜ ኣና ገለጸቱ ትከይድ ኣላ ይበል ግጥሚ መምህር ኢካ
@abeilberhe9514
@abeilberhe9514 5 жыл бұрын
ዋውው መግለጽ ሲኢነሉ ብቕዓትካ ክቡር ሓው ይበል ስራሕ
@abrahamasmerom5184
@abrahamasmerom5184 2 жыл бұрын
ዓሕ ተካል እዋን ዋይ ዕድል ምኽፋእ ጎይቲሽ ጂግና ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ።
@teclegidey570
@teclegidey570 3 жыл бұрын
you described life to my and mostly younger Eritrea with the song. the song touches me a lot it is still relevant. Our problem never ends and we suffer. Eritrea is for a few people who are not even native Eritrea. That makes me sad.
@zerutesfay8648
@zerutesfay8648 5 жыл бұрын
ጸዊዕኻዮ ኦሆይ ዝብል ድርፊ ኣቤት ትሕዝቶ ሰሚዐ'ኳ ምምናው ስኢነያ በቃ ይበል ስራሕ።
@gumsa2201
@gumsa2201 3 жыл бұрын
Wawww fantastisk music kexlo zhawey
@sasbde9334
@sasbde9334 4 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ እቲ ዝሓለፈ ሂወት ክምለስ ዘይክእል ፡ እያ ተደሪፋ ፡ ኣታ ሽሸሪብካ ትረብሽና ነበርካስ ኣበይኮን ሰፊርካ ትህሉ ከመይ ከ ኣለካ ብጻየይ መዓረይ ፡
@ኤደንጓልመንደፈራ-ሸ5ወ
@ኤደንጓልመንደፈራ-ሸ5ወ 7 жыл бұрын
At the begning I love it deeply the classic
@mune7132
@mune7132 4 жыл бұрын
Listen to the details I am sure you will love it edu shikor !!!! I love it ended excellent content ✌️
@kt-so2zn
@kt-so2zn 3 жыл бұрын
ዋርሳይ ጽቡቅ ኣይረኸበን ተጸውልትና እባ ዝመንደላይ
@dawittecle6876
@dawittecle6876 8 жыл бұрын
No comment......this is a master piece. This song will be listed with the legendary songs for a life time. I am so happy for ur work.
@selamhailemariam9595
@selamhailemariam9595 8 ай бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ምዓረይ❤❤❤
@yorsamore
@yorsamore 6 жыл бұрын
My favorite song ever ! I can turn on 24/7 no problem 💚❤️💚❤️💙💙💯
@Love-sf1vr
@Love-sf1vr 2 жыл бұрын
አበይ እሞ ይርድኦ እዚ ህዝብና !!! ንጎረቤትና ትግራይ ዘለዎም ፅልኢ ከዕብዶም ደልዩሎ😥😤
@fevenmatewos562
@fevenmatewos562 8 жыл бұрын
Good job goitish...... I love the lyric😍. Aweta 👏👏👍👌the great .... Best editor Amen entertainment.
@rustomrasta6609
@rustomrasta6609 8 жыл бұрын
nic job bro
@ወዲኣሌ
@ወዲኣሌ 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጎትሽ ተካል ግዜ ልቢ ዝትንክፍ ህርመት & ግጥሚ አዋናዊ
@blacktime5444
@blacktime5444 7 жыл бұрын
ካብ እዞም ወለዶና ሓረግ ግጥምታቱ ኣዝዩ ዝምስጠኒ ወዲ ትኳቦ ኢዩ። ጎትሽ ውን ካብኡ ከምዘይትሰንፍ እዛ ደርፊ እዚኣ ህያው ምስክር ኢያ። ካብ እዚ ሒዝካቶ ዘለኻ style ኣይትውጻእ በጃኻ Slow music ንናፍቕ ብዙሓት ኢና Keep goning & good luck!
@henokyeman479
@henokyeman479 5 жыл бұрын
I am proud of you
@syomagebremeskel8751
@syomagebremeskel8751 8 жыл бұрын
Ewe hak'Ka baisi hahwat mefto tebelziti --- bravo 👍🌹
@yvonneaphane2807
@yvonneaphane2807 8 жыл бұрын
i like the melody even though i don't know what it meaning. i feel it like a song of pain.
@Ortho_1_Christ
@Ortho_1_Christ 8 жыл бұрын
Yes, It is sentimental and painful song. A song that expresses an experience of pain, misery, and destitution; and then finally he expresses LOVE over hate, HOPE over misery.
@binambinam2294
@binambinam2294 8 жыл бұрын
bitamey xebokee
@simonhabtu8849
@simonhabtu8849 2 жыл бұрын
You are lucky not feel that national pain
new eritrean musik 2013 by goitom negasi kedem neru{swiss}
9:44
Ouch.. 🤕⚽️
00:25
Celine Dept
Рет қаралды 27 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,9 МЛН
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,7 МЛН
Top 10 Tigrinya Love Slow Music ( Eritrean Music ) Part 1
58:49
Muzika
Рет қаралды 1,9 МЛН
Negasi Tesfamariam - Segom   - New Eritrean Music Video 2017
6:09
ATA Media
Рет қаралды 1 МЛН
Estifanos Abraham (Zemach) - Semira | ሰሚራ - New Eritrean Music 2016
7:12
AMEN ENTERTAINMENT
Рет қаралды 3,6 МЛН
Eritrea new Music 2013 KEDEM TEUM NERU By Goitom Negasi
9:44
EritreaEthio
Рет қаралды 12 М.
new hagos ስዚኒኖ  tgrigna music video
6:12
Ttes Pictures
Рет қаралды 1,3 МЛН
Ne Amelom
5:56
Korchach
Рет қаралды 557 М.
Ouch.. 🤕⚽️
00:25
Celine Dept
Рет қаралды 27 МЛН