ጉባኤ ስብከተ ወንጌል ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ካልኣይ ክፋል

  Рет қаралды 5,203

TSION MEDIA

TSION MEDIA

Күн бұрын

ንጽዮን ሚድያ ይከታተሉ የፋልጡ👇
www.youtube.co...
/ tsionmedia
t.me/TsionMedia
ንጽዮን ሚድያ ይደግፉ👇
gofund.me/6859...
Zelle - 380-258-0299
#Tsion #Media #Tigray #Orthodox #Church
#TMH #TV
#ጽዮን #ሚድያ #ትግራይ #ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ #ቤተክርስቲያን

Пікірлер: 51
@alemdesta4923
@alemdesta4923 24 күн бұрын
ቃለህይወት የስማዓልና! ብጣዕሚ ዘሕጉስን ፡ ልብኻ ዘፍስህን’ዩ! ይመልኣልና! እግዝኣብሄር ይተሓወሶ! ይበል! ይበርትዕ! ቐፅሉሉ!!!
@tsgabaxum
@tsgabaxum 28 күн бұрын
🙏❤🙏 ፫ ብሃንቀውታ ንፅበ አለና
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt 27 күн бұрын
አታ ኢወ ሀቂ ኢዩ
@AsmelashAsmelash-o3c
@AsmelashAsmelash-o3c 27 күн бұрын
ጁንታ ተባሕልና ሓጋዚ ስእንና ቡሉይና ሓድስ በደምብ ናስተምህር እና ግን ፈላጣት እናሀለና ብበሄርና ምኽንያት አያፀግዕን እሎምና አለው ንስብከተ ወንጌል ዙሩያ ቀዳማይ እየ ካብ ሰዋስወ ብርሃን እውን ተመርቀ እየ
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 27 күн бұрын
Qale hiwet yesmalna ⛪️⛪️⛪️🙏🩵🌿🩵🌿🩵
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 27 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ብጣዕሚ ፍሉይ ትምህርትን ፍልጠትን ምሂርኩሙና።
@temesgenweldmicheal1650
@temesgenweldmicheal1650 27 күн бұрын
ብጠዓም ፅብቅ ትምህርት ክብሪት ይሃበልና አቦታት።
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 24 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ክቡራት አቦታትና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@TeheshMahari
@TeheshMahari 17 күн бұрын
እግዚአብሔር ብምክንያት ፈተና ገይሩ ህዝብና ብኣካቱም ናብ መንፈሳዊ ሂወቱ ክምልሶ ተስፋ ንገብር ❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 27 күн бұрын
ክብርን ምስጋናን ንቅዱሳን ሰማዕታት ኣቦታትና ደቂቀ እስጢፋኖስ ይኹን በረኸቶም ይሕደረና ኣሜን ።
@YohannesAbraham-p6s
@YohannesAbraham-p6s 27 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መፈለምታ እዩ!! ኣብ ጽንዓት ዝተደረኸ ስብከተ ወንጌል ኣብ ትግራይ ምክያድ ጊዚኡ ዝጠልቦ ጥራሕ ከይኮነስ ናይ ህልውና ጉዳይ ኮይኑ ተኸሲቱ ኣሎ! ኣብ ትግራይ ስብከተ ወንጌል ካብ ዝቋረጽ ኣማኢት ዓመታት ኣቑጺሩ እዩ!! መብዛሕትኦም ኣብ ትግራይ ዘለዉ ምእመናን ካህናት እውን ሓዊሱ ሃይማኖቶም ዝኽተልዎ ብልምዲ እምበር ኣብ ፍልጠት ዝተደረኸ ኣይኮነን! ስለ ዝኾነ ድማ መንበረ ሰላማ ብኸንቱ ዝሓለፈ ጊዜ ንምክሕሓስ ብዕጸፍ ተዓጻጸፍ ክሰርሕ ይግባእ!!
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 27 күн бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 24 күн бұрын
በረከቶም ይብዕሐና❤❤❤
@HRIPSIMEDesign-em2gj
@HRIPSIMEDesign-em2gj 27 күн бұрын
ሓቅስ ኸምዚ ተዚኸዉን ደስ ይብል ብሓቂ ብሃንቀውታ ንፀበ ነዚ ዘጀመረ ኣምላኻና ግዜኹም ግዜና ይባርኸልና ሰማያዊት መንግስት የቅረበልና ፀሎትኹም ይርደአና።
@kibrommulugeta4268
@kibrommulugeta4268 24 күн бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐና !
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 27 күн бұрын
ብትኽክል መምህርና ሓቅኹም ኢኹም ንሕና ተጋሩ ኣብ ናይ ዘርዓ ያዕቆብ ናይ ሓጢኣት ድርሳናትን ጽውጽዋያትን ኢና ዘለና ።
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 27 күн бұрын
ዝተባረኸ❤❤❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 27 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እዩ ኣነ ክብሎ ዝደሊ ግን ብሱሩ ዘርዓ ያዕቆብ ዝደረሶም ብምልኦም ርኹሳት ጽዩፋት ድርሳናት ንምንታይ እዮም ኣብ ቤተ ልርስቲያን ትግራይ ኣብ ኣገልግሎት ዝነበሩ ዘለዉ።
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 27 күн бұрын
ኣቦና ሙሰ ፀሊም በረከቶም ይሕደረና ትግራዊይ ተወላዲ ሙኾኑም ሎም ሰሚዐ ይገሪም እዩ ኣብ ገድሎም ብጣዒሚ ሂወት ዝዘሪእ እና ፉሉይ ተሞስጥ እዩ ዝህበና ክንበቢ ክሰበኺ ከሎ ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ❤😪🙏 መሬይት ትግራይ እሰኪ መፅሓፊቲኪ ይገለፂ እቲ ዚተቀበረ ወሪቂዊ ታሪክና ይገላህ ፀሊም መጋረጂ ይቃንጠጠ😢
@haftomgidey240
@haftomgidey240 25 күн бұрын
አቀራርባ ፅቡቅ ዮ እግዚአብሔር ይመስገን።ፅንዓታዊ ፅሑፍ ክበራኸት አለዎ።ግን 1.አብ መእተዊ ከም ዝሰማዕኹዎ ስለ አቡነ ዳንኤል ዘገርዓልታ ምልዓሉ ሰሚዓ ፅቡቅ ገርዓልታ መነኩሳን ሕብረት ሐደ ካፍቶም ዓበይቲ ሕብረታት ዮ ተዘይተጋግየ ምስዚ ተተሐሒዙ ክልዓል ዘለዎ ናይ አቡነ ኤዎስጣጢዎስ/ማዕቀበ እግዚእ/ን ደቂቀ ኤዎስጣጢዎስን ጉዳይ ቤተ ክርስትያን ዘርኢ አብ ምዝራእ ዓብይ እጃም ዝነበሮም እዮም እሞ ዝተልዓለ አይመሰለንን። 2.ጉዳይ ፀጋን ቅብአትን ምስ ተዋህዶ ዝነበረ ታሪኻዊ አፈላላይን እዞም እምነታት እዚኦም አብ ሐደ ተጨፍሊቆም ምኻዶም ንስብከተ ዌንገል ምድኻም ዝነበሮ ድርሻ ተዝቀርብ 3.ጉዳይ ፈላመይቲ ቤተክርስትያን አኹስማዊት ቤተክርስትያን ዳሕራይ ናብ አቢሲንያ ቤተክርስትያን ዝዓበየት ቀፂላ ውን ኢትዮጵያ ቤተክርስትያን ክትኸውን ዝኸአለት እቲ ዝነበረ ናይ ስብከተ ወንጌል ተጋድሎ ተዝቀርብ።
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 28 күн бұрын
Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. ✝️☝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 27 күн бұрын
ቃለ ወንጌል ብምቕባር መቕድምን ተኣምረ ማርያምን ዝበሃል ብከሓዲ ዘርዓ ያዕቆብዝተጽሓፈ ርኹስ መሓፍ ካብ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ተቦቂሱ ክድርበ ኣለዎ።
@hailebrhane-w3g
@hailebrhane-w3g 27 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ! እዚ ኩሉ ሽግር ኣብዚ ዝወደቅናሉ ምክንያት'ቤተክርስቲያን ደቃ ስለ ዘየስተምሃረት እዩ !ተንሱኡ 'ተንሱኡ'መራሕቲ ሃይማኖት ኣቦታት !
@Giante-u1m
@Giante-u1m 28 күн бұрын
ቃለ፡ሂወትየስመዐልና፡ክብራት፡ኣቦታትና፡ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt 27 күн бұрын
እዝጋአቢሄር ኢዲመን ጢኢናን የሀቢካ ቃለህወቲ የስመአና
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 26 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️🙏
@bahreh.7807
@bahreh.7807 26 күн бұрын
🎉❤
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 27 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@bharenegashe6471
@bharenegashe6471 27 күн бұрын
ትግራይ ውስጥ ትክክለኛው ወንጌል ሊሰበክ ይገባል በቀደሞት አባቶች መንገድ ልክ እንደደቂቀ እስጢፋኖስ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 28 күн бұрын
ከምዙይ ዝበለ ፀባ ዝኾነ ስብክት ሰሚአ አይፈልጥን መምህርና ነውሕ እድመን ጥዒናን ይሃበልና
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 28 күн бұрын
ንሓውና ቃለሂወት የሰምአልና
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 19 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ አይፈለያ ንዘልአለም.አሜን.
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 27 күн бұрын
ናይ በሓቂ ብጹዕ ኣቦና ጴጥሮስ ዝተዛረብዎ መሬት ዘይወድቕ እዩ እዛ ከሓዲት ናይ ዘርዓ ያዕቆብ እምነት ዝተሓንገጠት ናይ ኢትዮጵያ ቤተ ክርስቲያን እየ በሃሊት ብተጋሩ ብርሃን ተቐቢላ ግን ተመሊሳ ብርሃን ተጋሩ ኣጥፊኣ ንባዕላ እውን ዝጠፍአት እታ ቀዳመይቲ ተሓታቲት እያ ።
@rtgh9245
@rtgh9245 19 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥺🥺🥺
@teweldetekleslase
@teweldetekleslase 27 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 28 күн бұрын
ደስ ልብል ጉባኤ❤
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 28 күн бұрын
ኣቡነ መድኃኒነ-እግዚእ ኣብኤርትራ ከባቢ ሰንዓፈ ፍሉይ ሽሙ ቢሓት ዝባሃል ዓዲ ኢዩ ።
@hailebrhane-w3g
@hailebrhane-w3g 27 күн бұрын
ይቅረታ ንመጻኢ ጉባኤ ኣብ ዝግበር 'ሙዚቃ' (ደርፊ)ኣብ ዘይብሉ ከባቢ ክግበር እላቦ!
@YohannesAbraham-p6s
@YohannesAbraham-p6s 27 күн бұрын
ንወደፊቱ = ንቕድሚት
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 27 күн бұрын
"ካባኣቶም ንላዕልስ ንሕና ንሕለቐሎም" ቤተ ክኅነት ደኣ ቀንዲ ናይንዳ ዘርዓ-ያዕቆብ መሳርሒ'ምበር!!!! ቀንዲ ናይ ሸዋ መሳርሒ ቤተ ክኅነት እያ።
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 27 күн бұрын
ፍቱዋት ኣቦታተይ እንቋዕ ክሳድና ኣቕኒዕና ክንግልገል ደፈርና። ናይ ትግራይን ኤርትራን ኣብያተክርስትያን ሓደ ዝኾናሉ ጊዜ ይምነ ኣለኹ።
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 27 күн бұрын
ኣብ ተኣምረ-ማርያም ዘሎ "እሰግድ ለኪ ውእዌድሰኪ በከመ ወደሰኪ ዮኃንስ ኣፈውርቅ ዝብልስ ኣብ ግዜ ንጉሥ ዘርዓ-ያዕቆብ እዩ ኣትዩ ዝበሃልስ ሓቂ ድዩ በጃኻ? መቸስ ሓንካስ ፈላሲ ተክለ ሃይማኖት ንወዲ ሓትኖኡ ይኩኖ-ኣምላክ ከንግስ ዘይገበሮ የለን። እሞ ኸዓ ኢሉ ኢሉስ ሙሓዘ ኅምዘ ኣርዌ ጋንኤል ክስረት ምፍራዩስ ይገርም።
@user-fi3dv4qt6j
@user-fi3dv4qt6j 28 күн бұрын
እዚ ኹሉ ቅድስና ቅንዕቲ ሓይማኖት አብ ትግራይ ዝነበረ አስተምህሮ ብሽዋውያን ተጨውዩ ልዕሊ ሺሕ ዓመታት ዝጠፍዐ ታሪኽ ቤተክርስትያን ዳግም ናብ መረበቱ ከምቲ መንበረ ሰላማ ተመሊሱ ዘሎ ካብ ሽዋ ዝመፁ አዋልደ መፃሕፍቲ ቅዱሳን ተጋሩ ጠፊኦም ብአንፃሩ ካብ ሽዋ ቡልጋ ዘመድ አዝማዶም ባዕሎም አፅዲቆም ቅዱሳን እናበልና ክንኣምን ፀኒሒና ኢና ሐዚ ግና ክፍተሽ አለዎ እቲ ዝንገረለና ዘሎም ታሪኽ ዳግም ተፃሒፉ ንህዝበ ክርስትያን ትግራይ ክሰበኽ አለዎ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ
@YohannesAbraham-p6s
@YohannesAbraham-p6s 27 күн бұрын
መንበረ ሰላማ ወረ ጥራሕ ኮይኑ ከይተርፍ ስሕፍታ ኣለኒ! እዚ ዝበልኩሉ ምኽንያት ቅድሚ ሕዚ ኣብ ትግራይ ኩሎም መንፈሳዊ ግልጋሎታት ብትግርናን ብግዕዝን ክኾውን ከምዝተወሰነ ይፍለጥ። ኮይኑ ግና ሕዚ ኣብ መንበረ ሰላማ ዝርከበሉ ኣክሱም ውዳሴ ማርያምን ቅዳሴ ማርያምን ዝትርጎም ብኣምሓርኛ ምኻኑ ክትርኢን ክትሰምዕን ከለኻ ብጣዕሚ ትሓዝን!! እሞ ብትግርና ዝተዳለወ መጽሓፍ እናሃለወ?
@kissivlis
@kissivlis 27 күн бұрын
እዚአያ እታ ፅዬናዊት ቤተኸርሰቲያን ትግራይ ፣ ሕዚ ደቅኹም አኪብኩም ፣ እቱ ሓቂ ቃለ እግዚ ምሰ ሓሶት ዝሓውሱ ፣ኸንፀየፎም ፣ይግባእ ።
@user-bj6sl8bq3e
@user-bj6sl8bq3e 19 күн бұрын
Tikilgna hasab abona bitsue abun merha kiridtos mgenrrts shibia atiu entsy kmizibelu seb yirisek do
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 27 күн бұрын
ቤተ ክኅነትን ቤተ ክርስትያንን ክትዓብን ክትሰፍሕን ትደልዩዋ እንተ ደኣ ኮይንኩም ካብ ናይ ፖለቲካ ፀግዒ ምዃን ነጻ ክትከውን ኣለዋ። ምስ ውድብን ፖለቲካ ዝሓዘ ትካልን ትጽጋዕ እንተ ኮይና ግን ህዝቢ ኣብ ሽግር ክነብር እዩ።
@zenimoges2834
@zenimoges2834 27 күн бұрын
ኢሣያስ 9:16 አንብቡለይ ሕድሪኹም
@SalamWoldow
@SalamWoldow 27 күн бұрын
❤❤❤❤❤
МАИНКРАФТ В РЕАЛЬНОЙ ЖИЗНИ!🌍 @Mikecrab
00:31
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 36 МЛН
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 37 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 15 МЛН
Teddy Press ካብ ኣፍ መራሕቲ ትግራይ
Teddy Press
Рет қаралды 554
МАИНКРАФТ В РЕАЛЬНОЙ ЖИЗНИ!🌍 @Mikecrab
00:31
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 36 МЛН