🔴 ጉድድድድድ...ን ወላዲተይ ብ ፕራንክ ኣዕቢድናያ / ጓለይ ኣጥኒስዋ ጠፊኡ

  Рет қаралды 24,622

Heri Show

Heri Show

Күн бұрын

Пікірлер: 417
@TfIf-z6d
@TfIf-z6d 28 күн бұрын
ዝገርም ፕራንክ ማማ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤
@ዜዱኣዶሄሉ
@ዜዱኣዶሄሉ 28 күн бұрын
ንደማመር ማሬ❤❤❤❤
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 28 күн бұрын
ብሓቂ ኣንቢዓትኒ ኣደይ መዓረይ ውርዝይቲ ዝኾነት ኣደ❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማ ሰብለ🙏
@KalilBrnc
@KalilBrnc 27 күн бұрын
😢
@AmenMame
@AmenMame 28 күн бұрын
ስራሕኩም ብጣዕሚ እዩ ልምቸየኒ ቀፅልሉ
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 28 күн бұрын
ደስስስስ ዝብል ፕራንክ ነይሩ!ዘረበአን ድማ ናይ ጭዋ እዩ ነዚ ኣታኽልቲ ዝበሃል ወዲ ድማ ገራሚ ዝኾነ ክእለት ኣለዎ ኣድናቒቑ እየ!!!❤❤❤❤
@sonofelamida
@sonofelamida 28 күн бұрын
ብፋላይ ኣብ መወዳእታ ፕራንክ ምኻኑ ትሕብሩ ስለዘለኹም ማራ ኣድኒቀኹም ቀፅልዎ❤❤❤
@BhvGgeh
@BhvGgeh 27 күн бұрын
ማርያምን ናሓሰብኩ ሰሓቅ ምዕቃም ኣብዩኒ ቀፅሉሉ ፅቡቅ ስራሕ❤❤ ንማማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@titichannel8465
@titichannel8465 27 күн бұрын
ኣቤት ትሕቲና ዘለዋ ማርያምን 😮😮😮❤❤❤❤❤
@Mesisol-q9x
@Mesisol-q9x 25 күн бұрын
ቲቲዋይ ደምርኒ
@AronGebre-i6b
@AronGebre-i6b 28 күн бұрын
ካብዚ ዝሓለፉ ኩሉ Prank ዝበለጸት እዚኣ እያ''
@ዜዱኣዶሄሉ
@ዜዱኣዶሄሉ 28 күн бұрын
ንደማመር ማሬ❤❤
@AronGebre-i6b
@AronGebre-i6b 27 күн бұрын
@@ዜዱኣዶሄሉ ተደሚረኪ'ለኹ♥️♥️♥️
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 27 күн бұрын
ዋይይይ ማርያምን ብሰሓቅ ተሓኒቀ ነይረ እንኳዕ ኣይመትኩ😢😂 ብሕጊ እንተ ኣብዩ ክትኩሕሎ ኢኻ ትኳሓል ኣዲኡያ😂😂😂😂😂 ማሚተይ ዕድዳን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤
@MekonenSemere
@MekonenSemere 24 күн бұрын
ካብ ዘስሕቐኒ ኣንደበትን ለዛን ኣዴኻ ገሪሙኒ ደስ ክብላ😍😍ዕድመን ጥዕናን ይሃበን🙏🙏
@SamrawitKahsay-b8z
@SamrawitKahsay-b8z 27 күн бұрын
ደስ ትብል ወላዲት ብሓቂ ወላዲ ውሉድ ናይ ዉላዱ ኽርእይ ስለ ዝሃርፍ ንሰን እቲ ዓቢ ፀጋ እግዝኣብሔር ብሓጎስ እያ ተቀቢላቶ ስለዚ ሃየ እምበር ተመርዐው ዉለደላ።
@Tibebetewahdo
@Tibebetewahdo 24 күн бұрын
ስርዓት ዓጋመታይ ንግግር ኣዶታትና ካብዚ ኢና ንምሃሮ፡ ትዕግስቲን ጥበብን ዝተመለኦ ንግግርን ሰሚዕና፡ ዕድመን ጥዕናን ንኣዴታትና❤
@MelakeGebrehiwet-jb7tw
@MelakeGebrehiwet-jb7tw 27 күн бұрын
ብጣዕሚ የድንቀኩም ሓውኩም አየ ካብ ኤርትራ ኣብ መወዳእታ ግን ናይ ተለፎን ፕራንክ ምካኑ ከምቲ ትገብርዎ ዘለኩም ንገርዎም ከጽልዎ ድማ ንፉዓት
@NFx-d4h
@NFx-d4h 26 күн бұрын
ዋይ ሰርዓት ኣዶ ቃላት ኣጠቃቅማ ንባዕሉ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ❤❤❤❤ ። እንታይ ዓይነት ኣዶ እያ ገሪሙኒ እቲ ሰርዓታ ❤ ውሓለ ዝኾነት ኣዶ
@MkreMkre-y2y
@MkreMkre-y2y 22 күн бұрын
ዕድመን ጢዕናን ይሃበን ወላዲትካ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Asktravel21
@Asktravel21 27 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም ወላዲት ጎደሎ ዘይብላ ኣንደበተኛ ኣበይ እሞ ኩሉ ከማኪ ተቲከዉን❣❣❣❣❣❣
@ማሾራያ
@ማሾራያ 28 күн бұрын
ኣደዋይ ወለላ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኪ🙏🦋
@aidu-ረ9ቨ
@aidu-ረ9ቨ 27 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 27 күн бұрын
እዋይ ልቦና አደ ሄሪ100%❤🎁🤞"ሰብለ"ስም ልዕሊ ነብሰይ ዝፈትዋ ሓፍተይይይ🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@KuziKuzi-l4u
@KuziKuzi-l4u 27 күн бұрын
ተጋሩ እዮም❤❤❤ ደስ በሃሊት ኣዶዋ
@Dolar1219
@Dolar1219 25 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን አደዋ❤ጎበዝ ✅✅✅✅
@BirhaneGerase-m3s
@BirhaneGerase-m3s 24 күн бұрын
ማማ ግን ይመችዋ🎉❤🎉❤
@SolomenTeame-qb9yz
@SolomenTeame-qb9yz 27 күн бұрын
ብጣዕሚ ኢኻ ትኽእል ብራቮ ገለዓይነት ክእለት።ማዘር ድማ ወረጃ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ በሉልና።
@marrymarry825
@marrymarry825 27 күн бұрын
ብርኽቲ ዝኾነት አዶ ❤️❤️❤️
@HcjcjcjJjcjc
@HcjcjcjJjcjc 28 күн бұрын
ዋይ ማርያምን ኣደስ ኣዶ ዳኣ ኣይኮነትን ስነ ስርዓታ ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እምበተዋይ😘😘😘
@gideyhaila5302
@gideyhaila5302 27 күн бұрын
ማርያምን ብአምሐርኛ ዘይኮነ ((ብትግርኛ ሰጋደይ ማርያም ዘይትብሉ ((አቱም መቀለ ግደፉ ትግርኛ ተዛረቡ ወይ አምሐርኛ ተዛረቡ ((ዞሮ ዞሮ, ( አፍትን አፍትን ) , ናጋ , (ፅባሕ )እንትን (ክስታይ ) አቱም ተጋሩ በጃኩም በጃኩም ማዘር አይትበሉ (((አደይ አደዋኒ ማማ በሉ በጃኩም ❤❤❤❤ ብጣዕሚ አስሕኩምኒ 😂😂😂😂
@winnerloaded
@winnerloaded 18 күн бұрын
ትክክለኛ አዶ ኢኺ ተባረኺ❤❤❤❤
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 27 күн бұрын
ኣደይ ማዓረይ ትሕትነኤን ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣር❤❤❤
@fevina-334
@fevina-334 25 күн бұрын
ሰብለየ ሽኮር 😂❤ብሓቂ ልገርም ልቦናይ ትዕግስትይ love you guys ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤
@Hsjdba
@Hsjdba 27 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማ❤❤❤❤❤❤
@andebeyene5835
@andebeyene5835 14 күн бұрын
Mamay shkor ❤❤
@AaAa-gi5kb
@AaAa-gi5kb 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ማዓረይ ደስክባላ ኣንደበተን ኣደዋይ
@SiyeH.mariam
@SiyeH.mariam 25 күн бұрын
ማማ ግን ፀባየ ሰናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ❤❤❤
@Tjmre-w3h
@Tjmre-w3h 27 күн бұрын
❤❤ንወላዲትካ ኣድንቀለይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብልካ❤❤❤❤❤❤
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 28 күн бұрын
Waww entay aynet ade eya zeletika ❤❤❤❤
@Duron-c9f
@Duron-c9f 27 күн бұрын
ደስ ባሃሊ ዱምፂ ንአርቲስ ዜናዊ ሃይለማራም ፕራክ ግበረለይ በታ ዝነበረት ጉዳይ አሊዕልካ
@aataat1524
@aataat1524 28 күн бұрын
ማዓረይ ደስክብላ ኣንደበተን👏ኣደዋይ
@tsehaytikue9367
@tsehaytikue9367 26 күн бұрын
ወረጃ አዶ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ማርያመይጸግዒጽላለይ-ጰ8ጨ
@ማርያመይጸግዒጽላለይ-ጰ8ጨ 28 күн бұрын
ክክክ ሞይተ ጻላኢኣ ትካሓል እወ😂😂😂😂 ኣደ ግን ትሕትና 💯
@ዜዱኣዶሄሉ
@ዜዱኣዶሄሉ 28 күн бұрын
ንደማመር ማሬ❤❤❤❤
@TrhasTiti-
@TrhasTiti- 25 күн бұрын
ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤
@MerryMeei
@MerryMeei 27 күн бұрын
ኣዶዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 25 күн бұрын
Beseru feley zebele prank eyu😂😂😂😂😂 gobez kolea👌👌👌👌👌
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 24 күн бұрын
ኣብየት ትሕትና ማዓረይ 😄
@HeleneBerket
@HeleneBerket 16 күн бұрын
Maery adeway eidmen tiena yhbki ❤❤❤❤❤
@ممنن-ص6خ
@ممنن-ص6خ 27 күн бұрын
ማማዋይ ፅርቲ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ❤❤❤❤ ፈጣሪ ፅርቲ 😂😂😂😂😂 አዶ😂😂😂😂
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 26 күн бұрын
ቆሲለ በእዉነት😂😂 ደስ ኢኩም ትብሉ ቀፅልሉ ፅቡቃት ኣደ ሄርምን ሽኮር ደስ ክትብል ❤❤❤
@fhwfd5492
@fhwfd5492 28 күн бұрын
ማማይ ማዓርይ ❤❤❤❤ወሃብት ሃብን
@سلامهسلامه-ذ1غ
@سلامهسلامه-ذ1غ 27 күн бұрын
እዚ ወዲ ግን ብጣዕሚ ናይ ፕራንክ ኽእለት ኣለዎ ማዘር ደማ ጎዎዝ ኣገላልፃ❤❤❤❤
@አሹወልዳይ
@አሹወልዳይ 27 күн бұрын
ደሰ ኢኩም ትቡሉኒ❤❤❤❤❤❤ ደሙሪኒ እባ አሕዎተይ
@DuYs-c1m
@DuYs-c1m 27 күн бұрын
ዋይይይይ ሞተ ሳሓቅ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mesiye-b1r
@Mesiye-b1r 27 күн бұрын
ዋዉዉ ከምዚኣ ዝበለ ሓማት ፍጠረይ ኣምላኸይ ❤️❤️❤️
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 27 күн бұрын
ወየይ ናሎምስ ይፍለ እዩ 😂😂😂ኣደዋኒ ጥዕምቲ ኣንደበት❤❤❤❤
@VikramVikram-m8n
@VikramVikram-m8n 25 күн бұрын
ማማ ግን ይመችዋ❤
@MuluGebremichael-b8o
@MuluGebremichael-b8o 27 күн бұрын
ኣደዋይይይ ለባመይይ ንበርልናና❤❤🎉🎉🎉🎉
@ZebibHagos-h2u
@ZebibHagos-h2u 23 күн бұрын
Mama shkorr edmen tenan yhaba fetari❤
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 27 күн бұрын
ክክክክክ ዋዉዉዉ ዋሓለ ዝኮነት ሰበይቲ ጡዑም ዘረባኣ ፀብቅቲ ❤
@mekenetfilmproduction1744
@mekenetfilmproduction1744 25 күн бұрын
ኣዶማለት እዚኣእይ ሄሪ ዕድለኛኢኻ ናይኣደኻ ቅንዕና ይፍለእዩ❤❤❤❤🎉
@WediKindeya
@WediKindeya 25 күн бұрын
ብጣሚ ገወዝ አዶ እያ
@HanaTekle-e6x
@HanaTekle-e6x 27 күн бұрын
ዋይ ደሚሩኒ ሓዳሽ እየ❤
@NgstiHadera-p5f
@NgstiHadera-p5f 11 күн бұрын
Werja Tigray Sebeyti…………………………❤❤❤❤
@solomyetigraweti621
@solomyetigraweti621 25 күн бұрын
ማማ ሽኮር ግን ❤እንተ በዓልቲ ከበሮ ሰሓቅ ከይትቀትላና😂😂
@bettyboo7783
@bettyboo7783 27 күн бұрын
ኣዴካ ለባም ፅቡቅ ኣዘራርባ እድብቲ እያ እድመን ጢኢናን ይሀባ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@حمدمحمد-د1ج8ط
@حمدمحمد-د1ج8ط 4 күн бұрын
ሞይተ ስሓቕ 😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Mery-x3q5c
@Mery-x3q5c 28 күн бұрын
ኣደዋይ ወለላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💕💕🥰
@Beryeyey
@Beryeyey 25 күн бұрын
ከበሮ😂 ኣምሲልዋያ😂ይመችኩም ሓላላተይ❤❤❤ ኣደዊተይ ፅርይቲ❤
@TitTit-m6v
@TitTit-m6v 27 күн бұрын
ኣሰይ ማሚተይ ሽኮር ትምቸየካ ግን ክንዲ ብፁሕ ወድካ ኣይምሓሊያ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤🎉
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 28 күн бұрын
Lebam Ade eya! Gal ansteyti sile zikonet nikulu bifiqri eya teqebeilato ❤❤❤❤
@AlmazWayni
@AlmazWayni 28 күн бұрын
እወይ ርጋዓት ኣድውይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@NgstKahsu
@NgstKahsu 28 күн бұрын
ኣነስ ክፈትወኩም ዞም ኣሕዋተይ ከምዚ ጭዋነት ልተመልኦ ፖራንክ ክትሰርሑ ክትቅፅልሉ እየ ልምዕድ ካልኦት ደማ ካባኹም ክመሃሩ ፅቡቕ እዩ ኣብ ትግራይና ልስራሕሎ ፖራንክ ስደነት ልተመልኦ ሳሓብነት ዘይብሉ ኣየምህር ኣይዝናኒ ደርቅ እዩ ቀፅልሉ ሕማቅ ነገር ከይተምፅኡልና። ተጋሩየ ሳብስክራይብ ግበሩ ኣነም ፅቡቕ ነገር ሒዘ ክመፅእ እየ❤
@Saafsfdvvdfb
@Saafsfdvvdfb 28 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 26 күн бұрын
ማማየይ ክንደይ ደስ ክትብል❤
@AlmazWayni
@AlmazWayni 28 күн бұрын
እር የሞቸያ ኣደውይ ማዓረይ ኣድንጊፃኩሙው❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@عبدعلي-م3خ
@عبدعلي-م3خ 28 күн бұрын
ኣዶዋይ ለባም❤❤❤❤
@LwamYemane-y9e
@LwamYemane-y9e 27 күн бұрын
ማማ ፍቅሪ🎉🎉🎉❤
@Yonasmichiale
@Yonasmichiale 26 күн бұрын
Gerami mama ybel Lbana❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@KbetiGerezgiher
@KbetiGerezgiher 27 күн бұрын
Mamaway fetyekn ay ado malet sebleway nay bahaki.lebam seb❤❤❤❤🎉🎉
@NgstKahsu
@NgstKahsu 28 күн бұрын
አደወአይ ጭዋ ይዕስ መልሲ ብውላድካ ኣይመሓልን❤
@zementesfom7371
@zementesfom7371 27 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንኣዴና❤❤❤❤
@danigaltigray4992
@danigaltigray4992 27 күн бұрын
ኣይ ካኣሉኩን 🤣🤣🤣🤣❤️
@Mebimebi-s3r
@Mebimebi-s3r 28 күн бұрын
ከምዚኣ ገይሩ ዘስሐቀኒ ፕራክ የለን😂😂😂😂
@TiteTi-oc7sc
@TiteTi-oc7sc 28 күн бұрын
ደስ ዝብል ቀፅለሉ ደቂ ዓብይቲ❤
@freynegash
@freynegash 28 күн бұрын
Wise and beautiful mother ❤❤❤❤❤
@AtsedeAtsede-c4w
@AtsedeAtsede-c4w 28 күн бұрын
አረ ትፍለዩ ኢኹም ንስኹም 😂😂😂😂 ማማ ግን ይመቺኽን 👍👍👍
@NgstKahsu
@NgstKahsu 28 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@mohammedtselam
@mohammedtselam 28 күн бұрын
​@@NgstKahsuንደማመር🥰💥
@NgstKahsu
@NgstKahsu 28 күн бұрын
@@mohammedtselam እሞ ደምርኒዶ ክምልስ እየዋ ማዓረይ
@Muhammad-ch4bp
@Muhammad-ch4bp 28 күн бұрын
ለባም ሰበይቲ❤❤❤❤❤
@ሳምሪወላይ
@ሳምሪወላይ 26 күн бұрын
ተጋሩዋይ ደምሩኒይ❤❤❤🎉
@ferejAhmed-j3w
@ferejAhmed-j3w 27 күн бұрын
ኣዴኻ ዓለምካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Destatub
@Destatub 28 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንአዳዋይ❤❤❤😂😂😂😂
@ዜዱኣዶሄሉ
@ዜዱኣዶሄሉ 28 күн бұрын
ንደማመር ማሬ❤❤❤
@HansaaHansaa-gj4dr
@HansaaHansaa-gj4dr 28 күн бұрын
ኣዶ ሄርሞን ደስ ክብል ላዝአ
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 27 күн бұрын
❤❤❤❤😂ማማይ ለባም ሰብ።
@hiranሂራን
@hiranሂራን 27 күн бұрын
ደሙርኒ ማ ተጋሩዋይ
@ሓበሻhabeshatube
@ሓበሻhabeshatube 27 күн бұрын
ምቅርቲ ኣደ😂😂😂❤❤❤❤
@Nana-n5t9x
@Nana-n5t9x 27 күн бұрын
ደስስስ ባሃሊት ኣዶ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@herishow24
@herishow24 28 күн бұрын
ሳርፕራይዝ ዝገበርኩዋ ቪድዮ link kzbin.info/www/bejne/qoPEg5ZjjKZ6pLcsi=RFoKa3cLD7m2QEp5
@HagusheWelegbrial
@HagusheWelegbrial 4 күн бұрын
አረ ዘን ኣዶ ሓማተይ ተትኾና❤
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 27 күн бұрын
ኣሰይ ኣደዋይ እድብቲ❤❤❤❤❤❤❤
@GGg-v3t
@GGg-v3t 27 күн бұрын
ደስ ባሃሊት ኣዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏❤
@Hayat-n7k
@Hayat-n7k 28 күн бұрын
ዋይ ለደካማ ክተይጨንቅ ኢልካ ንካሊእዉን ከምኣ ምካኑ ፍለጥ
@ዜዱኣዶሄሉ
@ዜዱኣዶሄሉ 28 күн бұрын
ንደማመር ማሬ❤❤
@Hayat-n7k
@Hayat-n7k 28 күн бұрын
@@ዜዱኣዶሄሉ ከድምረኪ በይ ኣነስ ኣይድመርንዋ😋💞
@titichannel8465
@titichannel8465 27 күн бұрын
ፅቡቅ ተወህቦ ኣለካ😂😂😂
@HayatHayat-g5y
@HayatHayat-g5y 28 күн бұрын
ሰብለሸይ ፅሪቲይ ዕድመ ጢዒና ይሃብኪ 😂😂😂😂
@مدينهمدينه-و7د
@مدينهمدينه-و7د 26 күн бұрын
ማዘዝ ተመቺየናኒ ሓማተይ ተትኮናለይ ከምአን🥺😂
@lilytesfaye9514
@lilytesfaye9514 26 күн бұрын
I love you, mother great attitude❤❤❤❤
@Yut-oq3lw
@Yut-oq3lw 27 күн бұрын
ቹዱ ታይ ገበረትኩሙ አደዋይ ምቅርቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉 11:44 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19