🛑ጉድድድ ስማዕ ! ፈተነ ቅትለን ን ደደቢት ሚድያ | ብዛዕባ ቸርነት ሓዱሽ ነገር

  Рет қаралды 57,379

Maggy Show

Maggy Show

Күн бұрын

Пікірлер: 356
@user-ds5yq3hf8g
@user-ds5yq3hf8g Ай бұрын
ተመስግ ፍጣሪ ቸርነት ተፍትሑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
እሰይ እልልልልልልል ተመስገን ቸርነተይ ለባም 💞💞💞💞💞
@SABABEYENE-ol5yi
@SABABEYENE-ol5yi Ай бұрын
ቸርነተይይይይይይ እንኳእ አብሳሪ መላእክት ቅደሰ ገብርኤል ካብ እሰራት አውፀእካ እልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመሰገን ፈጣሪ ኩሉ አምላክ ተመሰገን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤
@Tgrawtye
@Tgrawtye Ай бұрын
Ewe marye absarye kedss gebrel abye ❤❤❤❤
@sabalegese762
@sabalegese762 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቁድሰ ገብርኤል መበሰሪ🙏
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Ай бұрын
ዋው እንቓዕ ብሰላም ወጻእካ በዓል ዓቢ ራኢ ቸርነት ኣንበሳ🙏🙏🙏
@user-kb9xh3nq7e
@user-kb9xh3nq7e Ай бұрын
እስይ ቸርነተይይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ❤🎉ተመስገን ፈጣሪ👏👏👏👏👏
@SamyrahHddhsj
@SamyrahHddhsj Ай бұрын
ቸርነተይ ለባመይ እንኻዕ ብስላም ወፃእካ ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@user-yi4zl2nz2f
@user-yi4zl2nz2f Ай бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ ቸርነተይ ለባም ወዲ ህዝብ❤❤❤
@tigraytiser1184
@tigraytiser1184 Ай бұрын
ቸርነት እንካዕ ብሰላም ብሓፂር መዓልቲ ወፃእካ!
@realtube6031
@realtube6031 Ай бұрын
ሃይለ አረፋይኔ ቸርነት እንቛዕ ብሰላም ወፁልና እዞም ረሳሃት ቀተልትን ስብ ክእሰር ዝደልዮን የጥፍአልና እቲ ቅትለት ዝፈተነ ሙሉእ ዕድመ ስቕያት ክረክብ እዮ ይርከብ
@user-xp5ls1vz1w
@user-xp5ls1vz1w Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላኬ ቸሩየ እንካዕ ብስላም ወፃካ🙏🙏🙏🙏
@azmerahailu6827
@azmerahailu6827 Ай бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉
@Asaiv-s3w
@Asaiv-s3w Ай бұрын
ተመስገን ተፈቲሑ ቸርነት ኣነሲ ከባካ መልሲ ናተፀበኩ ነይረ ፅቡቅ ወረ 🙏💛
@user-nq5xx7iv9h
@user-nq5xx7iv9h Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ንፁሩ ትግራዋይ ትዋሃለ እሰይ ድወለ የለይ ሓማስየን ይኦሞ እተ ኣሕና ግን ፆሉምትና ዩኡ ነውሩ እንኳዕ ትፈትሐልና❤❤❤❤❤
@MuluAbraha-wi8yd
@MuluAbraha-wi8yd Ай бұрын
እዞም ደገፍቲ ህወሓትን ደገፍቲ ህግደፍን ሓደ ዓይት ባህሪ ኣለዎም:: ተመስገን ቸርነት ወደይ እንቋዕ ብሰላም ወጻእካ:: ኣነ ድማ እንታይ ዳኣ ሃይለ ደደቢት ጠፊኡ ኢለ ይሓስብ ነይረ ለካ ጸገም ኣጋጢሙዎ እዩ ብዝኾነ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ የሕዝን ህዝቢ ትግርኛ በቃ ኣኺሉና ነንባዕልና ክንበላላዕ ክነብር
@kahsayteferi8113
@kahsayteferi8113 Ай бұрын
Thank you so much for sharing us about Cherinet. I am so happy to hear that. Also, I hope Dr. Haile Arefayne, / Dedebit Media is recovered from the hospital. I hope Dr.
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኣይ እዛ ፉፉ ኣታሕዛ ኣይትምችይ 😄ቸርነተይ እንቃዕ ሰላም ወፃካ 🙏♥️
@Oneforall-ux3iw
@Oneforall-ux3iw Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ማጊተይ ለባም ❤❤❤❤ቸርነተይ ጀግና ተመስገን አምላክ❤❤
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 Ай бұрын
ሃይለ ሓውና ህጂውን ክሀሌፍ እዩ አጆና ትግራይ ትሰዕር💪💪💪💪💪💪💪💪👈🙏
@Samerah2024
@Samerah2024 Ай бұрын
ተመስገን ፊጣሪ ተጨኒቂናነይሪና ማጊ ሓወይ ኣንካዕ ሓጎሰና❤❤❤❤❤❤❤❤
@helentum
@helentum Ай бұрын
ቸርነት ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@Trff-cx7jf
@Trff-cx7jf Ай бұрын
ተመስገን ቸርነተይ እንቋዕ ብሰላም ወፃእካ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@MaryTesfay-k1w
@MaryTesfay-k1w Ай бұрын
ዊይይይይይ ቸሩዋይ እንኳዕ ደስስስስስ በለካ❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን❤❤❤❤❤
@user-np3yx5tb7l
@user-np3yx5tb7l Ай бұрын
ድምፅኒ ንኩኖ ንቸርነት ሓውና ጅግና ቆልዓ
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u Ай бұрын
ተመስገን ኣምላኸይ ንሓዉና ቸርነት እንኳዕ ኣምላኽ ረደኦ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@FevenTg
@FevenTg Ай бұрын
Cherewayyyy temsegn mareyamn betaemiy ey hazin ner 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-lu2is3gs6r
@user-lu2is3gs6r Ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንካዕ ሰላም ወፀእካ ቸርነተይ ለባም ❤❤❤❤
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q Ай бұрын
ተመስገን ቸርነተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@DrarXegay-up2mk
@DrarXegay-up2mk Ай бұрын
ደሃይ ኪዳነ ኣመነ አበይ ከደ አበይ ጠፊኡ
@user-cb6hy6fz2v
@user-cb6hy6fz2v Ай бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ ቸርነተይ ለባም ወዲ ህዝቢ እንኳዓ ብሰላም ወፃካ ማዓርይ ❤❤❤❤❤❤አቱም ንምእስሩ ዝተሓጎሱክም ድማ ሕርሩ ብሉ ደደባት እበር ፈጣሪ ዝአመነሰ ምንም አይኮንነ ዎ ገን ናይ ሰብ ነገር ገን😢
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 Ай бұрын
ተመሰገን ቸሬ ሓውና❤💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤💛
@alemdesta454
@alemdesta454 Ай бұрын
ተመስገን አምላከይ ተመስገን አምላከይ ተመስገን አምላከይ እንዃዕ ብሰላም ወፀ በኡነት ብጣዕሚ ፈሪሐ ነይረ😢🤲🥰
@nebyat2363
@nebyat2363 Ай бұрын
Amen Amen Amen❤🙏
@HaniHani-wo6pu
@HaniHani-wo6pu Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላኬ ቸርነትሓወይ
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 Ай бұрын
ቸርነት እንኳን እግዚአብሔር አወጣህ 🙏🙏🙏
@سبحانالله-د5ف
@سبحانالله-د5ف Ай бұрын
ኣሰይ ተመስገን እንካዕ ሰላም ወፃካ ቸርነት ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@1birryoutube
@1birryoutube Ай бұрын
Long live to Cherne the hero of the Tigray
@melataskal9201
@melataskal9201 Ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ቸርነተይ❤❤
@DnN-tf7yj
@DnN-tf7yj Ай бұрын
ኣሚን ኣሚን ቸርነት እንካዕ ብሰላም ወፀ
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Ай бұрын
ማግዋኒ መአረይ ናይ አቡና ቅዱስ ገብርኤል ❤አመታዊ ክብረ በአል ንምንታይ ዘይራእካና please try ur best live or video k thanks my dear brother from Washington DC stay blessed 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ትግራወይቲ143
@ትግራወይቲ143 Ай бұрын
Maggiway ኣብ ስደት የ ዘለኹ ሞ ንዓደይ ክመፅእ የ ኣብ ቀረባ ግዜ ናይ ግድን ክትምረዐወኒ ኢኻ ❤❤
@samara323-rn3cc
@samara323-rn3cc Ай бұрын
ተመስገን አምላከ ቸርነት❤❤❤❤❤❤
@FrewoyenitadesseGebreyrsus
@FrewoyenitadesseGebreyrsus Ай бұрын
ሀይለ ሓዉና ምሕረት የዉርደልካ አዮካ ጁግና ሓዉና
@ghch5195
@ghch5195 Ай бұрын
ደክተር ሃይለ ናብ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ 😪
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Ай бұрын
ሰይይይይ ተመስገን ቸርነተይ እንኳዕ ብሰላም ወጻእካ ❤❤❤ ሃይለ ሓውና እግዝኣቢሔር ምሕረት የውርደልካ🤲🤲🤲
@haileassefa5362
@haileassefa5362 Ай бұрын
ምሕረት ይግበረሉ ብኸምዚ ክኾን ኣይነበሮን ካብ ኸፋፋሊ መደረ ግና ንኡሽተይ የዕሪፈ
@ZufanZuzu-rr8ev
@ZufanZuzu-rr8ev Ай бұрын
ዶ/ር ሃይለ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ምሕረት የውርደልካ
@BHWTMFus
@BHWTMFus Ай бұрын
ውግእ ተኩይና ውግእ ትምሰል ኣለዝያ ዓይንና ከይትንቁሩና እያ ትመስል ናይ ሃይለ ኣለሻ ምሕረት የውርደሉ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ዘን ናይ ትግራይ ዘለዋ ኣዋልድ ዘረብእን ክፅልኣካ ንዓይ ጥራሕ ድዩ ዒዝ ዝብለኒ ሶሪ ግን
@FreKahsay-im8du
@FreKahsay-im8du Ай бұрын
ዋይ እዝንኪ እዩ መዓረይ እምበር ንሰንስ መዓር ጥርብ እዩ ዝብል ላዘአን ሉስሉሳት❤
@SamiTsegay-b8g
@SamiTsegay-b8g Ай бұрын
ሃይለ ሓዉና እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ቸርነት እዉን እንካዕ ብሰላም ካብ እስርቤት ወፃኻ
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
እንካዓ ንወርሓዊ ከረ ባዓል ቅድስ ገሪኤል አቢፀሐኩም እስት ብስም ቅድስ ገሪኤል ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብብዘለኽሞ ይሓልኹም 😘😘😘😘😘
@naherdawit1701
@naherdawit1701 Ай бұрын
ንኤርትራን ኤርትራውያን ዝጸልእ ፈጣሪ ባዕሉ እዩ ዝግብኦ መቕጻዕቲ ዘውርደሉ እንኮዕ የሕሊፉ ፈጠረሉ ::
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik Ай бұрын
ሃይለ ሓሳቡ ብጣዕሚ እየ ልነቅፎ ግና ማንም ሰብ ክለኽዮ የደልይ ሓሳቡ ብሓሳብ የአ ልሙጉቶ ኣያም በሉ ናድኹማት መንገዲ ንፀየፎ ልሓውና ሃይለ ምሕረት ያውርደሉ።
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 Ай бұрын
ስሚዒታዊ እናኾነ እምበር መረዳእታኡ ኩሉ ሓቃዊ እዩ
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik Ай бұрын
@@selamntgrayadey2059 ሓቂ ኳ ሕደጎዋ ።
@user-xv8fu7xt9i
@user-xv8fu7xt9i Ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ብሰላም ወፃካ ቸርነት ሓወይ❤❤❤
@KebraMulaw
@KebraMulaw Ай бұрын
temesgen amlak aboy enkae bselam wetsaka chernet hawna ❤🎉❤🎉❤🎉 magi hawna demo tsebuk bsrat asmikana ❤❤❤❤❤❤❤
@NfFi-b2v
@NfFi-b2v Ай бұрын
እንኳን በሰላም ወጣህ ቸርነት ❤❤
@user-ss6ob2wi2e
@user-ss6ob2wi2e Ай бұрын
Magu ayney anes bmihir mftaw qdmi mrayey eye like zgebr ❤❤❤❤
@user-ox3ti5lc9m
@user-ox3ti5lc9m Ай бұрын
ፈጣሪ ምስ ቸሪነት ይክን
@user-vu5kp5yu8d
@user-vu5kp5yu8d Ай бұрын
ተመስገን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@nanutasew42
@nanutasew42 Ай бұрын
AMENNN
@1birryoutube
@1birryoutube Ай бұрын
ጎበዝ ቀፅለሉ ሓደ ሓደ ነገራት ክስተኻኸሉ ብሙያተኛታት ሓሳብ ክቡኻ እናጋበዝካ ቀፅል ።
@meronghiwot9407
@meronghiwot9407 Ай бұрын
Amennnnnnnnnn
@user-hy8ge4vo4h
@user-hy8ge4vo4h Ай бұрын
ቸርነት ጅግና ሓውና እንዃዕ ብሰላም ወፃካ
@enanuenanu288
@enanuenanu288 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉future malefic nay aferc gratitude future ybaheli
@user-qn3qk3ob1d
@user-qn3qk3ob1d Ай бұрын
ተመስገን አምላክ አንኳዕ ብሰላም ወፃኢኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 Ай бұрын
እካዕ ብሰላም ወጸ ቸርነት ናይ ሀይለ ክአ ሐቂ ስለዝሰርሕ ዝዛረብን በዚ ሕጂዘለናዩ ግዜ አይፍቶን እካዕ ጌታ አትረፎ እዛ ምግቢ ናይ እጋዳ እያ
@حسنمروعي
@حسنمروعي Ай бұрын
ተመሰገን❤🙏
@Peterpetuh
@Peterpetuh Ай бұрын
Father permission admire him self ኣቦይ ፍቃዱ ባዕሎም ይነኣዱ።ማጊቲ baby face ናይ ሱዕዲ ችኮላታ፡፡🎉🎉🎉❤❤
@1birryoutube
@1birryoutube Ай бұрын
አሉላ ፅቡቅ ተዛሪብካ ቀፅለሉ ።
@saadhq9275
@saadhq9275 Ай бұрын
ቸረነት ናዓኻ ይመስል
@GedayGerzehar
@GedayGerzehar Ай бұрын
ተመስገንአምለክቸርነት,ተፍትሑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Ahmedd-br4ht
@Ahmedd-br4ht Ай бұрын
ተመስገን ቸሪነት ተፈቲሑ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MashoArefayine-sr7ln
@MashoArefayine-sr7ln Ай бұрын
ናይ ናጀርያ ምግቢ እዮ ማግዋይይይ fufu❤
@user-zj2wu6uf3p
@user-zj2wu6uf3p Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MemEri0-fm8ex
@MemEri0-fm8ex Ай бұрын
ተመስገን🎉❤
@ghch5195
@ghch5195 Ай бұрын
ቸርነተይ እንካ ብሰላሞ ወፃካልና 🙏🙏🙏🙏🙏💞💞❤️
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w Ай бұрын
ሃይለ ሓሳዊ እንድዩ..ህልም ይበል
@user-ht2ho6lv8w
@user-ht2ho6lv8w Ай бұрын
Amennn😢😢😢😢😢😢
@user-me4ql9bb9s
@user-me4ql9bb9s Ай бұрын
እስይ እልልልልልልል ተመስገን ቸርነተይ ለባም ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Ай бұрын
አሉላ ይዐፍንካ ዕፍን ሀይለ እካዕ እግዚአብሄር አተረፈው
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 Ай бұрын
Eway 🎉🎉❤❤❤🙏🙏temesgen
@Asaiv-s3w
@Asaiv-s3w Ай бұрын
❤❤❤❤
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 Ай бұрын
Ezgbeher meherti yewerdileka doctor hayle haway ❤❤❤❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
@HebenAsmerom
@HebenAsmerom Ай бұрын
ሰላም ማጊ ነዓይ እኮ ሓቂ ይሓይሽ ተደንግጸኒ ስለ ዝኾንካ ውሽማይ ዝነበርት ሰበይቲ ኣላ ውሰዳ ከይተምልጠካ ኝሳ ትሓይሽ ካባኻ ጫሓም እያ❤❤❤❤❤
@AbrahimMahamed-n2v
@AbrahimMahamed-n2v Ай бұрын
እንካዕ እ/ሄር መሓሮ
@user-mi7ik3en7gF
@user-mi7ik3en7gF Ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@jeannettealemayo9307
@jeannettealemayo9307 Ай бұрын
ቺረነት አንኩን ብስላም ወፃካ ሃየል አውን ምህርት የሃቦ❤❤🎉
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 Ай бұрын
ሕውሐት ሕጂውን አያታትና እዩም ብዛዕባ ሐውና ቸርነት ምእሳሩ ዝሕጎስአረሜን እዩ እተ ሕዋሐት ግን ሎሚ ጽባሕ አያታትና እዮም ተጋሩ አትክሐዱ
@MuluDerar
@MuluDerar Ай бұрын
❤❤❤❤❤Mag temesgn chernet tefetihu stbuk yesmaka
@user-ot7pf8tq1i
@user-ot7pf8tq1i Ай бұрын
Magi lebam seb sehak geza ktmesi kelekas ጭንቀተይ ይርስ ማጊ ሽኮር ❤❤❤❤❤❤❤😅🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@helentum
@helentum Ай бұрын
ኣሰይይ አሰይዕዕልልል
@klm9872
@klm9872 Ай бұрын
Btkikil Haylshe Jigna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q Ай бұрын
ኣለና ዶ ክትብል ከለካ ኣነውን ኣለን ኣለን ይብለካ ማጊ ሓቢቢቲ
@brikitytesfazghi2904
@brikitytesfazghi2904 Ай бұрын
Fufu ናይ ናይጀርያ(west Africa) መግቢ እዩ ባናና፡ያም ፡ካሳቫ፡ነቂጹ ይጠሐን ሞ ደሐር ተጋዒቱ ምስ ዝዀነ ጸብሔ ይብላዕ።
@gualtigray181
@gualtigray181 Ай бұрын
Wowchernetttttt❤❤❤
@SlomonGmaryam
@SlomonGmaryam Ай бұрын
ትግራዋይ ኳዩኑ ባንዳ ብጣዓሚ ዝሕዝን
@user-hy8ge4vo4h
@user-hy8ge4vo4h Ай бұрын
እቶም ተጋሩ ቸርነት ብምእሳሩ እሰይ እንዃዕ ታኣሰረ ዝበልኩም መድሂነኣለም ዕድመኩም ዕድመ ክርቢት ትኩን ሓቁኩ ኣንቲም ካሕዳማት ባንዳታት ኢኩም ንሃገርኩም ዳኣ ከይትማጎቲ ካብ ኣሰይ እንዳበልኩም ትውዕሉ ፆሎት ዳኣ ከይትገብሩ
@klm9872
@klm9872 Ай бұрын
Btkikil Gharnat Jigna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MsgnaAynikalay
@MsgnaAynikalay Ай бұрын
ንምንታይ እዩ ግን ጅግናትግራዋይ እንተኮይኑ ናይቅትለት ፈተነ ዝገብርሉ አደብ ዘይንገብር ንምንታይ ኢና 😂😂😂ምሕረትየውርደልካ ጅግና ድያስፖራ ትግራይ ዶክተር ሃይለ እንኻዕተመለስካልና ❤❤❤
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 Ай бұрын
God help 🙏
ሓፂር ኮሜዲ ቤቲ ሃይላን ጌሬ እሙን
4:53
Suzan Cinema
Рет қаралды 33 М.
Cute kitty gadgets 💛
00:24
TheSoul Music Family
Рет қаралды 21 МЛН
Throwing Swords From My Blue Cybertruck
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 11 МЛН
When you discover a family secret
00:59
im_siowei
Рет қаралды 33 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 198 МЛН
Cute kitty gadgets 💛
00:24
TheSoul Music Family
Рет қаралды 21 МЛН