ጉድ ጉድ ሙና ሰብኣየይ ወሲዳትለይ ዜድ ትብላ ንዑ ስምዑ🤗😳29 October 2024

  Рет қаралды 10,263

ታሪን እንተርተይመንት (TARIN ENTERTAINMENT

ታሪን እንተርተይመንት (TARIN ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 345
@Merieyual
@Merieyual Ай бұрын
ፕራንክ እዩ ትብሉ ላይክ ግጨዩ😂😂😂
@GyiBeji
@GyiBeji Ай бұрын
የፀልማኣ እየን ዘለዋ ዜድ ኣብFB መልሲ ሂባ እያ ሰብ ኣይተፀልማ 😢😢
@SarahAbirahim
@SarahAbirahim Ай бұрын
ዘይተሳኽዐ ፕራንክ ትብላ ላይክ😂😂
@SdSd-q1k
@SdSd-q1k Ай бұрын
ፕራንክ እዩ ትብሉ ላይክ ግጨዩ😂
@gjshsh1337
@gjshsh1337 Ай бұрын
ዜድ ከምኡ አይትገብሪን
@GremeskelAtsbha
@GremeskelAtsbha Ай бұрын
እንድሕር ዘይወሰደት ኮይናማ ንምንታይ ለይተውፅኦ ሽፍን ሽፍንፍን ተብሎ ሓቂ ተሃልዩዋ ንምንታይ ዘይተውፅኦ 😮😅
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg Ай бұрын
ንመጀመርያ ግዘ አየ ዝፅሕፍ ለኩ ዘዱ ካሙኡ ኣይ ትገብሪ ዓቅንክን ሓስያ ኡፍእ ክትሰርሐ ተደልክን ንህዝቢ ዘምህር ስርሓ ዋይ ኣዋልድ ንባሃል ግን ሓደ ሰብ ጠንክሩ ተስርሑ ዋይ ተተፈትዮ በቃ ብሕስም ቅንኢ ናብ ፀለመ ንኣቲ ይገርም እዩ😢😊 ዘዱዋይ ጠንካራ መን ካማኪ ኣጀኪ ብዝየን ኢድኪ ከይ ትህቢ ተረፍ ቅንአን እየን ካሙኡ ዝብለዋ ❤❤❤🎉🎉🎉
@عبيرغزاوي-ع1ط
@عبيرغزاوي-ع1ط Ай бұрын
ማራ እየ ዝፈትወኪ ነይረ ሕጂ ግን ፀልአኪ ሓሳድ ኩሉ ግዘ ንዜዱ ተፀልምያ ሓሳዊት ናይ ባዓልኪ ስራሕ ዘይትሰርሒ🤔😏
@ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ
@ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ Ай бұрын
አነሰ ከምቱ ዝመስለኒ ዘፍቅሮ ተኮይኑ ከመይ ገረ ክገድፎ ይክእል ዶሞ ናይ ሙና እዩ ኡለስ ምስ ዘፍቅሮ ሰለ ዝኮነ ጊደታ እዩ ፍቅረይ ክገልፀሉ ዜዱየይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤
@ሃገርና
@ሃገርና Ай бұрын
ወሲዳቶ ወሲድዋ 🤣🤣🤣 ተመላጠጥ ልኾነ ትውልዲ 🤭
@SsWw-e6w
@SsWw-e6w Ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤❤❤❤
@fioriberhane8695
@fioriberhane8695 Ай бұрын
Kkkkkkkkk
@ለውሃት
@ለውሃት Ай бұрын
😂😂
@Mili-lm9dz
@Mili-lm9dz Ай бұрын
ዋይ እሞ መን ኣፋልጥያ እልኪ😂 ዝሮዝሮ እቲ ወድከ በግዕ ድዩ ወለኬይ😂 ስቁሉ ዋ የካኣልክንኦይ😂😂😂
@ጓልተንቤን
@ጓልተንቤን Ай бұрын
ሊሊ ትባሃሊ ሰበ እባ ጥዕና ኣለኪዶ ዝኮነ ነገር ተየፃረኪይሰ ሼር ተገበሪ ናዓኪለ ገወእን ኩዕተን ማሓደጋኪ ሃሳሰ ቅደም እሉለ ዜዱ ጥራሓ ወፂኣ አለኪ ለቅኪ ዳሓረ የቅርታ ሓተተኪ አሕፍርኪ ከዚለ ሼር አለከያ ካበ ሕሉፍኪ አትማሃሪ ደኪ ደደበ😢😢😢😢
@SeSe-x8l
@SeSe-x8l Ай бұрын
ደምሪን😢😢😢😢
@HddhhXnbdbd
@HddhhXnbdbd Ай бұрын
ሰበይቲ ከይና ዙድየ መን ጠይቃ እሉዎ ከይኑ ሓትትዋ እንበይ አይትሓትን እያ ንስ❤ 😂 ግንሲ በጊዕ ድዩ እቲ ስብአይ ተገትቱ ድዩ ዝከይድ😂😂😂😂
@يوتيتي
@يوتيتي Ай бұрын
Endei galey ygèrmeki eyu🤣
@ygg949
@ygg949 Ай бұрын
ዋይ መፀለማት ዝኮና ዩቲበራት🤣🤣🤣ክንዲ ሕፃብ እግሪ ዜዱ ዘይትመፃ የተሓሹዋ ❤❤❤❤
@AdoMiki-e8k
@AdoMiki-e8k Ай бұрын
ደምራና እስቲ❤❤❤
@BejjdHdhdu
@BejjdHdhdu Ай бұрын
ሓሰዊት ፍእ 🤑🤑🤑😊
@RazanRazann-q7r
@RazanRazann-q7r Ай бұрын
ኪዳ በቃ ኝኝኝ ጥራሕ ትብላ ጋሓቡ
@alemkirosabay
@alemkirosabay Ай бұрын
ዋይ ይኩን ኣይኩንሲ ቱ ስብኣይ በጊዕ ድዩ ሱቅ ኢሉ ልጉሰስ ወሲዳትኒ ወሲዳትለይ ልበሃል ወግዒ ዋይ እረ ደስ ኣይብልይ ሃሙዚ ዓይነት ወግዒ እሱ ከ ሰብ ዶ የኮነይ
@swxaawsqzzqwz6132
@swxaawsqzzqwz6132 Ай бұрын
ዚዲይ ደሞ ኣጆኪ ዛናተይ ጠንካራ🥰♥️♥️
@Merhawitkahsay135
@Merhawitkahsay135 Ай бұрын
ደቂ ዓደይ ጀማሪት እየ ሳብስክርስይብ ግበራኒ 🙏🙏🙏
@AzuHaylay
@AzuHaylay Ай бұрын
ኣትዮ አረጋግፅኪ ተናገሪ ለለይቅርታ ክትብሊ ድዩ አረ ምድያ ኣጠቃቅምኡ ፍለጣ ዋይ ተወሰደትላሞ ታይ ይምልከተኪ በቃ በበይ ላይክ ንእልሽእምበር ታይከኢና ንዛረብ ምባል ግን ቀርዩ እዩ😮
@munatube2861
@munatube2861 Ай бұрын
ህዝብ ይፍረደን😢😢😢😢
@Gal__madam
@Gal__madam Ай бұрын
ኣች 😂😂
@sdiu263
@sdiu263 Ай бұрын
😏😏😏😏😂😂
@rhdbxhff5098
@rhdbxhff5098 Ай бұрын
ተፅሊኢ ፎዖ መምሃሪ ተማ ተምፅኢ ዋ
@liliHabeshawit
@liliHabeshawit Ай бұрын
Yakwelkn😮
@Vhk543
@Vhk543 Ай бұрын
ናይ ምና ሰወአይ ትብሎ ትግረይ እዩ ዘሎ ሃመይ ሃመይ እዩ😅😅😅😅😅
@GrgiGdhb
@GrgiGdhb Ай бұрын
ሚሊ❤❤❤❤❤ ዓለመይይይይይ❤❤❤❤
@elsashemoy5259
@elsashemoy5259 Ай бұрын
ፅቡቅ ገበረት 😂😂😂omg ትብለለይ ለለ
@StylishHuman-jo7ly
@StylishHuman-jo7ly Ай бұрын
ቀልጢፍኪ ሓበሬታ ኣምፅኢ ሊሊየ ንግስቲ ኩለን❤❤❤
@ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ
@ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ Ай бұрын
ግን ሓደ ነገር ካሓተክ ሃም ጋልነአይ ደይረአኻ ኣይፍረድይ እግዛብር አምላኬ ኣይፎቆደይ ኣደወአ ቅድም ሐዝ ደይፍረድ ፊርድኽናኣ እየኽን ሐዝለ መጀመርታ ኽልተአን ይበላ እስኽ ትራጋገዕ ደይረአኽ ኣትፍረድ እማየዋ🙏🙏
@SadiqAli-se5cz
@SadiqAli-se5cz Ай бұрын
መላኸዕቲ ላይክን ሸረን ክትእክባ ደሊኽንስ ሓሰዉቲ እኽን ኣጋላት ምሰላዘይትደግሞኦ ዘረባ ኣይትዛረባ 😢🫢🙄😚😚😚
@ንግሰቲTube
@ንግሰቲTube Ай бұрын
ዝፍልጦ ትኣምር የብለይንዋ ደምራኒ ኮምንቲ ትፅሕፍ ዘለክን 😂😂😂😂😂😂
@MmmMmm-zy6bd
@MmmMmm-zy6bd Ай бұрын
ዋይ ሊሊለ. ሰብኮይንኪ ስለዝጉዳይ ትናገሪ ጉድ ለነገሩ ብካልእ ሸቅላ 3ቲአክን ግን ብጣዕሚ ገረምቲ ኢክን ዱሁላት መቀለዲ ዶ ገይረኖኦ ሰብ
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn Ай бұрын
ፕራክ እዩ ትብላ ልይክ ተጋሩዋይ🤣🤣
@JshdhjsjsGshsysjhs
@JshdhjsjsGshsysjhs Ай бұрын
ዝዱ ኣይይይ ቶውሳኻ ዙዱ ሱዋኣይ ሓልይ ሓደ ዙዱ ትፈቃርት ያኣ ለበም ጅግና እያ ብራንክ ድኡ ስባኣይ ስእና ናይኽ ትወስድ ❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@JshdhjsjsGshsysjhs
@JshdhjsjsGshsysjhs Ай бұрын
ኽል ኣይናኣመንይ ዙዱ 😂😂😂😂😂😂
@OpshiaOpshia
@OpshiaOpshia Ай бұрын
ታይ ክርእ እለ ዋይ😂😂😂😂😂
@ተመስገንኣምላኬ-ጰ6ሸ
@ተመስገንኣምላኬ-ጰ6ሸ Ай бұрын
ሊሊ ፈሽፋሽ ናይ ባዕልኽ ስረሕ ወንጫር ክንድ ዝየድ የትመፅይ😡😡😡😡 ዝየድየ የኔ ኣስል❤❤❤
@GrgiGdhb
@GrgiGdhb Ай бұрын
❤❤❤❤❤konjooo🎉🎉🎉
@ሂዊጋልገርየ
@ሂዊጋልገርየ Ай бұрын
ቅትፅልኣ እዘይ ሒዝክን ናብ ምድያ
@selam-hd7jl
@selam-hd7jl Ай бұрын
መላከዖ ሙና ትባሃሊ ብዕራይ ራያ ሊሊ ትባሃሊ የጋል የወዲ😏😏😏😏
@mamaLove-g7u
@mamaLove-g7u Ай бұрын
እቲ ታይ ዓይነት ሰብ እኪ ንስኪ ካይንኪ እከለ ከምዙይ በለት እከለ ከሙዙይ በለ ክትብል ክትናብሪ እልኪ ናይ በዓልኪ ዘይትሰራሕ 😂😂😂
@fffdvvg6079
@fffdvvg6079 Ай бұрын
ኣቱም ኣሕዋተይ ሪኢቶኹም ዘይትህቡ ስምንታይ ትፃረፉ ☺️
@tarintarin
@tarintarin Ай бұрын
Denkori tserfi trah eyou zkel mearey
@OpshiaOpshia
@OpshiaOpshia Ай бұрын
ኣነለ ኣይሓብኢ ኣፍቃርይ
@AaMm-fj8ev
@AaMm-fj8ev Ай бұрын
ኣቤት ፕራክ ኣብርሽ እና ዳኒ ገይሮም እልካስ ይግበርሎ ኣኣኣ በሉ በላይክ ጀምሩ
@feruzkiros8458
@feruzkiros8458 Ай бұрын
ኣይ ዘይተሳከዐ ፕራክ እቲኣ 3 ዓመት ኣብ ፍቅሪ ኢላ እትያ ካዓ 4 ወርሒ
@sas6536
@sas6536 Ай бұрын
ዞድዋይ 💋❤
@ቤዚነኝየሽሬ
@ቤዚነኝየሽሬ Ай бұрын
ኣይዘሽ የኔ ማር ጅግና ሲጠፋ ጅግና ይመጣ😂
@KsnbdIshd
@KsnbdIshd Ай бұрын
ዋይ እዛ ኣርግ 😂😂ኣዘኺ እሰት
@JshdhjsjsGshsysjhs
@JshdhjsjsGshsysjhs Ай бұрын
ያተርእይ 😂😂😂😂😂
@SaraHxtkvrg
@SaraHxtkvrg Ай бұрын
ኣብዚኒአኪ ሉል ትበሃሊ 😢
@GsHd-e4r
@GsHd-e4r Ай бұрын
ላህማም ንኣኪ ዳኣ እወ ተሕድገኪ 😂😂😂😂
@AskAsk-h4y
@AskAsk-h4y Ай бұрын
ዋይ ጉድ😮😮😮
@ፅልልቲ
@ፅልልቲ Ай бұрын
ሊለይ ፕራንክ እዩ ነቂሐን ሞይተን ድየን😂😂 ዜዱ ልዕሊ 3ተ ዓመት ኢና ተፋቂርና ኢላ ሙና ኣርባዕተ ወርሒ ኣይ ዘይገጣጠም ንሱ ከ ብዕራይ ድዩ ወይለከ😂😂
@MdGf-m3b
@MdGf-m3b Ай бұрын
ኣቲ ጓለይ መፃረይት ገይሩኪ እዩ
@LemlemLemlem-h6v
@LemlemLemlem-h6v Ай бұрын
ሃላይ አይትገድፍን እዚአማ
@Fujk-f4c
@Fujk-f4c Ай бұрын
،ክሊ ሓሻዊት ዜድ ወሲዳትለይ ስብኣየይ ዘይኮነ ዝባሃልስ ስብኣየይ ኣይደልየኪ ኢሉኒ እዩ ዝባሃል 😂😂😂😂😂😂😂
@sas6536
@sas6536 Ай бұрын
ሓሶት ምካኑ ካብ ኣፊ ይፈለጥ ኣሎ 😂ኣጀኪ ዞድዋይ❤😂
@HiwetTedros-b9y
@HiwetTedros-b9y Ай бұрын
ዋች ኣብዙይ ለለኪ ሊሊ ትባሃሊ ለ 🙄🙄
@መክሰብጋልውቅሮ
@መክሰብጋልውቅሮ Ай бұрын
ህውከት ሓዳር ፍቅሪ በቃ ኩሉ ህወትካስ ኣብ ሚድያ ጥራሕ ምቅላዕ😂😂😂😂
@ኣቡሽ
@ኣቡሽ Ай бұрын
ደዊልኪ ዘይትነግርያ ኣብፁሐለያ ደም ስበኣያ ዝተወሰዳ ኣይትመስልን ሓሳዊት
@Yrrrurc
@Yrrrurc Ай бұрын
ናስዕድ ዓረብ ኮ ዝሳዓረ እዩ ዝወስዶ 😂😂
@salamsalam-jq6zc
@salamsalam-jq6zc Ай бұрын
ሊሊዋኒ ክፈትዋ ማዓት ብርትዒ ስርሒ ❤❤❤
@JshdhjsjsGshsysjhs
@JshdhjsjsGshsysjhs Ай бұрын
ካላኣይት እስኽ ሰለሰይት ደክ😅😅😅😅😅
@ኤፋይቱብ
@ኤፋይቱብ Ай бұрын
ከምዞም አማሓሩ ድራማ ደሚርክን ግዲ ደቂ መዳም😂😂
@AbraeshGaresea
@AbraeshGaresea Ай бұрын
😂😂😂
@Hagoshbdgu-zx5vf
@Hagoshbdgu-zx5vf Ай бұрын
አነስ ዝገርመኒ ናትኪ ወዲ ድኪ ጋል አተረደአንን
@MmmMmm-zy6bd
@MmmMmm-zy6bd Ай бұрын
ቱስብኣይኪ ስብኣየይ እዬ ነይሩ ሙና ስለዚ ንሳ ተወሰደቶ ስለዚ ኣይግረመኪ ክክክክክ
@Ali-c6i6t
@Ali-c6i6t Ай бұрын
😅😅😅😅😅በቃ
@ተመስገንገታየ
@ተመስገንገታየ Ай бұрын
ክክክ ጉድኮ ነዉ
@AzmMaron
@AzmMaron Ай бұрын
ዘድ ሃምኡ ኣይትገብርን❤❤❤❤❤❤
@Yenehunazanaw
@Yenehunazanaw Ай бұрын
አነ ሐንቲ ስኢነ ንስክን ድማ ሰብአይ ትማናጠላ አለክን 🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗
@gumashame
@gumashame Ай бұрын
ዓገብ ኣይትገብሮን😢
@AnyAnyhaj
@AnyAnyhaj Ай бұрын
ኣይትሓድግይ እሳማ ዛስኒ ፋርከታ
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp Ай бұрын
ፕራንኪ እዩ ማእሙና😢
@Mahder-f7t
@Mahder-f7t Ай бұрын
ብደሰዝበላ ግድን ኣይኮነን ሰብኣ ክተላልየና ሊሊ ዓይነይ ሞ ላዝም😉
@DyAg-wk6ue
@DyAg-wk6ue Ай бұрын
የሕንኪሊሊጨ😅
@Tarhs21ዋሕሰይ
@Tarhs21ዋሕሰይ Ай бұрын
ኣይ ግዜ በቃ ዘይ ኮነይ ዝኮነይ 😊ሓቂ ማኣዝ እና ንዛረቦ
@WalaaAli-ry2gr
@WalaaAli-ry2gr Ай бұрын
ኣይስማዕንን ዝሎ 😂😂😂😂
@HalfH-d4q
@HalfH-d4q Ай бұрын
ዋይይይ ማራ ኣፅሊእኽን ኮ ዋ እኔአኻ ሃለወለው
@Hggh-h2d
@Hggh-h2d Ай бұрын
እስኽውን ሓዲኡ ሓዚ ወይ ወዲ ኹኒ ወይ ጋል ኹኑ ናበይ እዩ መደብኺ 🤣😢😢
@egerew4294
@egerew4294 Ай бұрын
ዓያሹ😅😅
@DgEu-pr6rn
@DgEu-pr6rn Ай бұрын
ዋይእዝግዮ😢😢😢😢
@MhretTwelde
@MhretTwelde Ай бұрын
ኣምላክይ ይቅርበለልና እንታይአ ናንኾንለና አሐዋተይ ኣብሰደት ኾንና ልመታይ ብሓቂ ተፋቅርና ዘይንብሬ ልዛ ዘትረበሔ ዓለምሲ ስሳትና ላተመነጠልና ክንነቤር😢😢
@birhan694
@birhan694 Ай бұрын
ክክክክክ ናይ youtube ዶላር ከማኡ ይገብር 😂😂
@ተመስገንኣምላኬ-ጰ6ሸ
@ተመስገንኣምላኬ-ጰ6ሸ Ай бұрын
ሊሊ ገፅኽ ትርሓቕ አረ ኣትምፅና ገምሻሕ😏😏😏
@ጋልእገላጋልእገላ
@ጋልእገላጋልእገላ Ай бұрын
ደምርን❤❤❤
@SalamSalam-gb7tx
@SalamSalam-gb7tx Ай бұрын
ክልተ ዓያሹ ሊሊ& ሙና😂😂😂
@salamsalam-jq6zc
@salamsalam-jq6zc Ай бұрын
ሆ ንስክስ ታይ ትባሃሊ ናይ ራጎ ሃይላዲ😂😂😊 ሊሊ ዋኒ ቀፅልሉ ጥራይ ሓቢብቲ ኩለን❤❤❤
@mesiGereiesiGerei
@mesiGereiesiGerei Ай бұрын
ሓሳዊት ኢኪ ንስኪ መላኪዒት
@HdtDy35
@HdtDy35 Ай бұрын
ኣቲ ሊሊ ሕደጊ ግን ዋይ ከም ጋል መጠን ሕሰቢ ሰብ እማትኪ ኣይተፀልሚ ዋይ ኣፅለአት ኣይትኩኒ ተኪኢልክን ብውሽጢ ተረዳዳኣ በይ ሰብ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
@ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo Ай бұрын
ኣይ ምእንቲ ከተምፆኦ ድዩ ዝኩሉ ዋይ ሊሊ እውን ኣይትፍረዲ😢😊😊
@ትግራወይቲእየ-ሰ6ኀ
@ትግራወይቲእየ-ሰ6ኀ Ай бұрын
አረ ጋል ኮይንኪ ዘይትስምዕኒ ጥራሽ ትሰርሕዮን ትዛረብዮን ምፍላጥ ከገድሰኪ እዩ ሃላይ ጋል ምሰሊ መጀመርታ😏😏😏
@tigraylove4084
@tigraylove4084 Ай бұрын
ከፉቱ ድዩ ስእሉ ዝከዱ ንስኺን ትገዱ ዋይ ታይ ገበራናኪ ባኣኪን ኪዱኪን ኣፃሪፍኪን ናይ ስዑዱ ኣጎላት ናተባህልና ጎዲ ረኺብና ገልጣሚቲ ዝኾንኪን ኣጎላቲ ስራሕኪን ግበራ 😊
@uTbe-el8nh
@uTbe-el8nh Ай бұрын
ኣይ ዘይመስል እዩ ዋ ኣጋላተይ ኣይትቅለላ ቅጭ😮
@LundkhwarLundkhwar-ye5bc
@LundkhwarLundkhwar-ye5bc Ай бұрын
ንይተጋሪ በንኪ ቀጨ አዬ ዘሞፅአልዮ አሰኮላ ናይ ዘአተኒ አትምፆእሊኔ ከነኪትቱለኪ ቸደልኪ አዘአ ተግደሰኪ መለሰሎኖ
@ማሪታ
@ማሪታ Ай бұрын
በላማ ደምራና ኣሕዋተይ ጀማሪት የአዋ🥰🙏🙏
@DyAg-wk6ue
@DyAg-wk6ue Ай бұрын
ሓሳዊተ😅😅😅😅ራያ
@Mona-xq9jj
@Mona-xq9jj Ай бұрын
ደናቁር😂😊
@AskalMehari
@AskalMehari Ай бұрын
ዋይይ ጉድ😢😢😢😢😢😢😢😂😂😂😂
@ኤልዱየይዓለመይ
@ኤልዱየይዓለመይ Ай бұрын
ግዜኪ ተፀበይ ዜድ ኣነ ክምንጥለኪ እየ 😂😂😂
@AdoMiki-e8k
@AdoMiki-e8k Ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤❤
@Bismillah-i5i
@Bismillah-i5i Ай бұрын
ድዋዕላ ያቀለወት ሰ ሽላ ሎ ቆልዋ ኣሎ ትውል ደፋር 😮😢😢
@ተምኒትበረሀ
@ተምኒትበረሀ Ай бұрын
ሊሊ እውን ኣይትፍረዲ ካብ ሓደ ግዝየ ካብ ዝፀለአክያ ከምኡ ንስኪ ቅርፅከ አበአዛዝዪ ገንጃል🤔🤔
@الالل-ج7ع
@الالل-ج7ع Ай бұрын
ሓሾዊ ኣይትኩና🥺
@ጋልሰብዓሓላል
@ጋልሰብዓሓላል Ай бұрын
ነቂሕና ኢና ፕራንክ እዩ😂
@AdoMiki-e8k
@AdoMiki-e8k Ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤❤
@nebyat2363
@nebyat2363 Ай бұрын
አነ አይተረደእን😂😂
@AdoMiki-e8k
@AdoMiki-e8k Ай бұрын
ደምራና እስቲ❤❤❤
@ራኪ-ዩቱበ
@ራኪ-ዩቱበ Ай бұрын
ነቡ ደምረኒ❤
@Bismillah-i5i
@Bismillah-i5i Ай бұрын
ሊሊ ግን ናይ ልበይ የኽ ቃፅልሉ😂😂
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ Ай бұрын
_እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኪ ዮብዘሐዮ ክብርቲይ እና እንተይ እና እቦ አብ ዘይጠቀም ነገረ ቀንጥፈት ይኩን ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃበና መሸንቀጠ_
@ዕባይገጠር-ረ7ገ
@ዕባይገጠር-ረ7ገ Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🎉
@بريبري-ق7م
@بريبري-ق7م Ай бұрын
ክሊ ቀንዳቢት ሳብስክራይብ ኣልዒለ ኣለኩ ገፅኪ ትርሓቅ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ቪድዮ ዝተለቐቐሉ ምስጢር ወፅዩ 🤗 ኣሕ ተጋሩ ተረፍ ዱሬን ርሹናት🥺😭6 December 2024
16:50
If people acted like cats 🙀😹 LeoNata family #shorts
00:22
LeoNata Family
Рет қаралды 43 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 35 МЛН
ቁጥዓ ዝመልኦ መልእኽቲ!
29:00
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 56 М.
በለው ሙና ራያ ኣምፂኣቶ በሉ ንስኻ ዲኻ ተመንጢልካ ዝተብሃልካ😳😂30 October 2024
9:26
ታሪን እንተርተይመንት (TARIN ENTERTAINMENT
Рет қаралды 10 М.
If people acted like cats 🙀😹 LeoNata family #shorts
00:22
LeoNata Family
Рет қаралды 43 МЛН