🛑ጉድ ስማዕ ካብ ትግራይ | ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ ቶማስ ትግራዋይ እዩ | ሰራዊት ትግራይ ን ኣመራርሓ

  Рет қаралды 57,072

Maggy Show

Maggy Show

Күн бұрын

Пікірлер: 397
@AlexMerawi
@AlexMerawi 3 ай бұрын
አቱም ሰባት እዚ ቆልዓ እዚ ትግራዋይ ይኹን ኤርትራዊ እዚ ዝሰረሖ ዘሎ ንባሕሊ ሕዝቢ ትግራይ ይኹን ንባሕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ዘይውክል ረሳሕ ስራሕ እዩ።ብዘይ አፈላላይ በሕልናን ሃይማኖትናን ዘጓድፍ ስራሕ ስለዝኾነ ኩልና ዓገብ ክንብሎ ይግበአና
@m.g5367
@m.g5367 3 ай бұрын
Ane zegremni eti gega mesrhu deyu eti gega tegraway mukanu
@SamiEyob-nk8of
@SamiEyob-nk8of 3 ай бұрын
Thomas is eritreawi eyu 100%
@henokgidey7188
@henokgidey7188 3 ай бұрын
ማጊዋይ ን ሓፍተይ ከሞርዕየካ ደልየ ነይረ'ሞ ደዊልካ እስከ ጀንጅና ስልካ ክልእኽልካ 'የ ❤
@ይርጋለምአባይ
@ይርጋለምአባይ 3 ай бұрын
😂እረ🙈
@SwDee-nl1sy
@SwDee-nl1sy 3 ай бұрын
ማጊ ቅድሚ ሐጂ ይፍትዋካ ጥራሕ ነይረ ሐጂ ግን ፍቅር ተቀይራ ❤❤❤❤
@maschf6577
@maschf6577 3 ай бұрын
@@SwDee-nl1sy 🥰🥰🥰🥰
@motherland1510
@motherland1510 3 ай бұрын
ቶማስ..... ኤርትራዊ.... ይኹን.... ዋላ... ትግራዋይ.... በቲ.... ሕብረተሰብ.... ዘይውክል.... ጽዩፍ.... ስራሕ... ዓገብ..... ክብሃል.... ኣለዎ. ምኽንያቱ...... ንህዝቢ ኤርትራ... ይኹን.... ህዝቢ.... ትግራይ...... ኣዝዩ.... ከቢድ.... ሳዕቤን.... ኣለዎ. እቲ ትሕዝቶ.... ናይቲ.... ፊልም
@kffgetrr5571
@kffgetrr5571 3 ай бұрын
🙏
@SamiEyob-nk8of
@SamiEyob-nk8of 3 ай бұрын
Tomas eritrawi eyu 100%
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 3 ай бұрын
​@@SamiEyob-nk8ofአይኮነን 💯
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed 3 ай бұрын
ሕማቕ ስራሕ ሓረግ ኣመጻጽእኡ ኣየድሊይን ብሓባር ክንኩንኖ ጥራይ ኢዩ ዘድሊ
@JdjhfDbvd-fl6vb
@JdjhfDbvd-fl6vb 3 ай бұрын
ማጊ ሓወይ እንኳዕ ዳሓን መፅኣካ❤❤❤
@KgghkVvmgg
@KgghkVvmgg 3 ай бұрын
እንካዓ ብዳሓን መፃእካ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 ай бұрын
መሕፈሪ ዝሰርሑ ተጋሩ ጀጋኑ ክኾኑ እንተለዎ ኤሪትራዊ ብንያም ትግራዋይ ክባሃል እንተሎ ናትና እዩ ትብሉ ሃይማኖት ዘርኢ የብሉይ ወሎዶ ዝባላሽው ዓገብ ምባል የድሊ
@alema3754
@alema3754 3 ай бұрын
Exactly አገብ ጥራህ እዩ ደድልይ
@ShmangusGrmay-gp4ty
@ShmangusGrmay-gp4ty 3 ай бұрын
ትግረዋይ ይኹን ኦሮሞታይ ኣብ ኤርትራ ብፖሊሲ ኤርትራን ኣብ ኤርትራን ኮይኑ እዩ ሰሪሕዎ ንትግራይ ዝምልከት ዋላ ሓደ የብሉን
@NiemaMohammad-h4e
@NiemaMohammad-h4e 3 ай бұрын
@@ShmangusGrmay-gp4ty እታ ሓቂ ትሞሮም ሰባት አይስአኑን ክንቀፉ አይደልዮን ሐደ ሓደ አለው ቱሑት አታሓሳስባ ሒዞም ዝከዱ ሕማቅ ምስ ትኮን ትግራዋይ እዮ አፀግዕ የብልዋ ብትግርኛ እናተዛረበትስ🙈😜
@BdHs-rm7hv
@BdHs-rm7hv 3 ай бұрын
ማጊ ኣታ ዓለምካ ኣፉቁሩካኬ 😢😢ዋይይይ❤❤❤❤
@21ድግልማርያሞእናቴ
@21ድግልማርያሞእናቴ 3 ай бұрын
ተጋዳልትና አምላክ ይሐልኩም 🙏🙏🙏😢🥹🥹🥹🥹🥹
@MelatAskal
@MelatAskal 3 ай бұрын
እንካዓ ብሰላም መፃኻ ማጊሸይ❤❤❤❤
@BITYEfrem
@BITYEfrem 3 ай бұрын
Maggy, my dear friend when the did good thing he became Eritrean when he did bad things he became Tigrya. Maggy your the best man ever because peace maker❤❤❤❤❤
@maschf6577
@maschf6577 3 ай бұрын
ሙና ማግ ፅቡቁ ሓዳሪ ይግቦሮሉኹሙ🎉🎉🎉
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂ገደደ​@Tesfayhailu12
@SamrawitAbraham-m8s
@SamrawitAbraham-m8s Ай бұрын
Maggye kufue♥️♥️♥️♥️
@سميره123
@سميره123 3 ай бұрын
ማጊ እንኳዕ ዳሓን መፅኣካ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 3 ай бұрын
ካብ ቶማስ ንላዕሊ ናይ ዞም በራዩ ህግደፍ መንንነት ይኸፍእ ዓሌታውያን ኣይትኹኑ ብውልቁ ዝሰርሖ ጥፍኣት ንዝኾነ ህዝቢ ኣይውክልን ዩ ሃለውለው ኣይትበሉ በራዩ
@tsehaineshasmelash3876
@tsehaineshasmelash3876 3 ай бұрын
ትግራዎይ እኹን ኤሪትራዊ ብዘይ የገድስ እቲ ነዉራም ረሳሕ ጉዕዙይ ሱርሑን ስራሓቱን ን ኤርትራ ን ትግራይ ነዉራም ስራሕ እዩ ዓገብ
@عععع-ر9ب
@عععع-ر9ب 3 ай бұрын
ማጊ ሓወይ እንካዕ ዳሓንመፃእካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MagggMafgh
@MagggMafgh 3 ай бұрын
አለኻ እኻ ማግየ😂😂😂😂😂❤❤❤❤አጆኻ በሪትዕ
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 3 ай бұрын
ብድንግላ ረኪበያ ሎሚ❤❤❤🎉🎉🎉😂😂
@NiemaMohammad-h4e
@NiemaMohammad-h4e 3 ай бұрын
ትግራዋይ ስለ ዝኮነስ አይምልከተናን ዘይ ወዲ ዜጋ እዮ ትብል ዘላ ግን ጌሪማትኒ ቱሑት አታሓሳስባ
@FfcGiu-l8e
@FfcGiu-l8e 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉😅😅😅
@almazsebhatu9373
@almazsebhatu9373 3 ай бұрын
እዚ ማለት ዐዲንምጽያቅ ይሰርሕ አሎ ንማለት እዩ” እዚ ማለት ግን ልክዕ አለዉ አይኸነን ትግራዋይ ይኹን ኤርትራዊ ዐገብ ዘይኮነስ ግቡእመቅጻዕቲ ክውሀቦ አሎዎካብ ኤርትራዊት
@kffgetrr5571
@kffgetrr5571 3 ай бұрын
ዞም ታጋደልትና ግን ቆላሕ ዝብሎም ሲኢኖም 🥺
@21ድግልማርያሞእናቴ
@21ድግልማርያሞእናቴ 3 ай бұрын
😢😢🙏
@FILIMON-TV-F2Y
@FILIMON-TV-F2Y 3 ай бұрын
ማጊ ኣይትሓዘለይ እንበር ካብ ወዲ 1ዓመት ወደይ ፈልየ ዘይርእየካ መክንዪቱ ጭሕሚ ስለ ዘይብልካ😂😂 💙🌿💊🥰✊
@BahlbiMicheal
@BahlbiMicheal 3 ай бұрын
ዋየ ዋ ኣታ ዋ 😂😂😂😂😂
@Saafsfdvvdfb
@Saafsfdvvdfb 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@kffgetrr5571
@kffgetrr5571 3 ай бұрын
😂😂😂omg😂😂
@SamiEyob-nk8of
@SamiEyob-nk8of 3 ай бұрын
Thomas eritrawi eyu 100%
@babyshark6656
@babyshark6656 3 ай бұрын
😂😂😂😂
@AbduSiraj-s5u
@AbduSiraj-s5u 3 ай бұрын
ህወት ዘይቢሉ ዝመውት ሓዊ እዩ
@wubethaile3205
@wubethaile3205 3 ай бұрын
wellcome
@samuelzrezgi5484
@samuelzrezgi5484 Ай бұрын
ትክክል አለካ
@ميريهايليسلاسا
@ميريهايليسلاسا 3 ай бұрын
ማጊ🎉🎉🎉 ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ🎉🎉🎉
@SamuelDesalgn
@SamuelDesalgn 3 ай бұрын
ማጊ ብዛእባ ትግራዋይን ኤርትራዋይን አፈላላይ እንድህር እኒኦ ኘሮግራም ስርሀልና
@segf-oi4sc
@segf-oi4sc 3 ай бұрын
Maggy goyta chahmat ❤😂
@Tgiray
@Tgiray 3 ай бұрын
አነ መባይለይ አብ ጎነይ እተዘይሃልያ ድቃስ አይወስደንን😂😂😂
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ንተጋደልቲትና ዝክሕስ መንግስት ፍጠረልና😢❤❤
@DxwInk
@DxwInk 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@frehiwetpaulos1829
@frehiwetpaulos1829 3 ай бұрын
ፍሎሪዳ ፍርቂ ስልዘኮነት ቶማስ ወስዱልና ተጋሩ
@Arsenalgoal
@Arsenalgoal 3 ай бұрын
Maggy
@Brey-l8d
@Brey-l8d 3 ай бұрын
ፅላለት
@qjvjvvx8907
@qjvjvvx8907 3 ай бұрын
ዓደይ ማዓረይ😢😢
@asteralemseged281
@asteralemseged281 3 ай бұрын
ሱሙዖ እባ ኢዛኣ መልሱለይ ኢሱ ኸ ኣበይ ድዩ ዓዱ ትግራዋይ ዶ ኣይኮነን እዩ 🫤🤔
@syumnelo4525
@syumnelo4525 3 ай бұрын
Kemzi negeri do ngdfo bezi 2 hizbi kemzi aynet agebi nbeli
@thomas11156
@thomas11156 3 ай бұрын
ተጋሩ ኣሕዋትና ብጀኻትኩም ውሰዱልና።
@EbrahimDh
@EbrahimDh 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@briktybahta5026
@briktybahta5026 3 ай бұрын
ሰላም ንዒኻ ይኹን ምዓርግ ተኸታታሊይ ካየ ጽቡቕ ስራሕ ኢኻ ተቕርብ እዝ ዓገብ ዝብሃል ዓገብ እት ጽቡቕን ቅኑዕን ዘቕርብ ድማ ከምኡ ብስርሑ እምስገን ካብት ይኹን ካብት እዚ ቶማስ ምሉጌታ ካበይ ብዘየገድስ እት ስርሓት ግን የሰክፍ ዩ
@tigraweti6377
@tigraweti6377 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@yorsalem6352
@yorsalem6352 3 ай бұрын
Meskinay tomas egzabher amlak kabzi maeserti seytan yiftahka 😢😢 😢😢
@Wedihaile-qz1zw
@Wedihaile-qz1zw 3 ай бұрын
ዝሓወይ ሃለውሎው ኣይኮነን ምስ ጭብጡ ዩ ብዛዕባ ዓገብ ሓቅካ ዓገብ ንክሉ ዩ
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 3 ай бұрын
ማጊ ምንጪ ስሓቐይ መርሓባእ ድሃይካ ኣይተሓባእ
@tesfamariamhagos8392
@tesfamariamhagos8392 3 ай бұрын
Regardless where he from let us talk about what he did.
@adonaynugus
@adonaynugus 3 ай бұрын
ፅላሎት ፅላሎት
@mickmickael8693
@mickmickael8693 3 ай бұрын
Thank you, Meareg for bringing a good idea laughter and Putin people together we all the same DNA the same people I don’t like that what going on among people who is this? She is this this is nonsense. I like your idea God bless you. We all the same human being.
@hermonzerit
@hermonzerit 3 ай бұрын
ሂወት ዘይ ብሉ ዝመውት ጸባ ምናልባት
@Santa59
@Santa59 3 ай бұрын
❤️👍👌
@ملاتملات-ت8د
@ملاتملات-ت8د 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tijey8083
@tijey8083 3 ай бұрын
ማጊ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Ggg-jf2vg
@Ggg-jf2vg 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 3 ай бұрын
ማግዋይ ማዓረይ ፊቅረይ ፊቱወይ ህያበይ ዝያዳይ ዓለመይ ከምዝ ገይርና ፊቕርና ንገልፀልኩም እምበር ተጋሩ ምቅብጣር ኣይትኽእላን ቱዉሉና ኣለኹም 😂😢
@tewoldezerom1752
@tewoldezerom1752 3 ай бұрын
እቲ ባህሊ ግን ኤርትራዊን ትግራዋይን እዪ እሞ ንኹላና ብማዕረ እዪ ዝብጸሓና
@AmlesetBelay
@AmlesetBelay 3 ай бұрын
ሂወት ዘየብሉ ግን ዝመዉት "ግዜ" እዩ::
@rasrif1978
@rasrif1978 3 ай бұрын
ጸጸቡቁ ንኤርትራዊ ሐሕማቁ ድማ ንትግራዋይ እንዳበልኩም ኣይተላግቡ። እንድሕር ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ናትኩም እዩ። እቲኦም ጌ ካኣ ናይ ብሓቂ ንምዝራብ ምስቲ ስደት ተኣሳሲሩ ኩሎም ኤርትራውያን እዮም።
@Amlak-71
@Amlak-71 3 ай бұрын
Dehay seltena aleka do ni Bini jigna Eritreawi eye enda bele abiu tigraway elus nay Tomas Abo tigraway eye enda bele miwsad abiwo seltene.siltun da abeyaleka ni Tomas kitwesdo eba mixae
@Fs3C3
@Fs3C3 3 ай бұрын
አረ ቶማስ ክንደይ ፅቡቅ ገይሩ እየ ከሕዳማት ኮይኖም እዮም እንበይ ብኹሉ ቃል መጠየቅ ይግበረሉ እዩ ክንደይ ናይ ጥበባት ክዳውንቲ ይስርሕ እዩ ን ዓዶም ኣማዕቢሉስል እዚ ክሽልምዎ ወዲ ትግራይ ክብሃል ክንዲ ፍርቂ እካ ኣይገበረን የሕፍር 😢😢🤔
@klm9872
@klm9872 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbrehaleyArku-m7n
@AbrehaleyArku-m7n 3 ай бұрын
እቶም ትኽኽለኛ ኤሪትራውያን ናይ መኒነት ፀገም የብሎምን እቶም ፀገም ዘለውም ናይ ኣማሓራ ተረፊ ኾንዶም እዮም ናይ መኒነት ቅልውላው ዘለወም እዮም ዝዛረቡ ዝውዕሉ ።
@HalilAja-tu1gr
@HalilAja-tu1gr 3 ай бұрын
ማጊሰላምዶ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Alame-e5w
@Alame-e5w 3 ай бұрын
ማግየ😂😂❤❤❤
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 3 ай бұрын
ሰላም ማግ ሓውና ከመይ 🙏😍❤
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 3 ай бұрын
እዋይ ሕፍረት ኩሉ ሕማቅ ስራሕ ዝሰርሕሲ ናብትግራይ ወይ ጋዶ ትግራይ ጉሓፍ ተደፊኡዋ
@tsehayeamanuel682
@tsehayeamanuel682 3 ай бұрын
ሓውና ቡዙሕ ስኽፍ ኣይበልካ፡ ብዘረባ ናይ በዓል ሰለሙን ወላ ናይ በዓል እዛ ሰበይቲ፡ ኣብ ዉሽጦም ምስ ህግደፍ ዝተሓሓዝ ንቡር ሕማም ስለ ዘለዎም ኢዮም። እንበ ኣብ ኤርትራውያን ቡዙሕ ጽቡቕ ጸጋታት ኣሎ፡ ዉሑድ ዘይበሃል ድማ ክስተኻከል ዘለዎ መረዳእታታት ኣሎ። ከም ኩሎም ካልኦት ሕብረተሰባት። ኢዚ ግን ናይ ደገፍቲ ህግደፍ ዕብዳን ከየእተኻ ማልየት ኢዩ። *ብዑቡዳት ኣይትጨነቕ!
@amen5503
@amen5503 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@solomonguish7775
@solomonguish7775 3 ай бұрын
ንቢኒያብ ትግራዋይ አይኮነን ናበሉ ንዚ እታዩ ዝቡሉና ቢኒያብ ተሰኒፉ ትግራዋይ እዩ ክብሉና በአልኩም ካአሉ!!!
@yordaee1264
@yordaee1264 3 ай бұрын
Thomas Agame kondafati nabtaa sioul mekele kughafi alewoo
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 3 ай бұрын
​@@yordaee1264ባራዩ ጥልያን ቆንዳፃት ፉንፉናት ስደተኛ😂
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 3 ай бұрын
​@@dsegtjioojgvvfvቆራጻት እግሪ ጨነውቲ ቁስሎም😂😂
@Nebyatgal
@Nebyatgal 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@JossiBrhane-lq5yo
@JossiBrhane-lq5yo 3 ай бұрын
Kkkk magi hawey nay tomas eti ab mewedaeta ztesarebo ab eri TV teraeyu eu kezab belo we love magi from eritrea
@SamiEyob-nk8of
@SamiEyob-nk8of 3 ай бұрын
Thomas is eritrean 100%
@BabaKing-y5d
@BabaKing-y5d 3 ай бұрын
እሻ ሽታ አበይ ገዚእኽዮ ተመችዩኒ 😄😄😄
@سامرينسامرين-ن5ب
@سامرينسامرين-ن5ب 3 ай бұрын
🥰🥰🥰
@عليحبشي-ظ4و
@عليحبشي-ظ4و 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KledatKedatKedat
@KledatKedatKedat 3 ай бұрын
ማጊ ሓወይ ታማ ቀጢንካ ሓዳር ገይርካ ዲካ😂😂😂❤
@Marantajesus
@Marantajesus 3 ай бұрын
Maggy the best,,,,,,wellcome ,,,,,facebook natka entay eya tble ,,,ab tehati ba gdefeley b messanger kirekbeka
@MibRak-bs9to
@MibRak-bs9to 3 ай бұрын
ቢንያም ግርማይ ከ ወዲ ኣኣክሱም ትግራዋይ እንድዩ ሕማቅ ተሰሪሕካ ትግራዋይ ጅግና ተኾንካ ኤርትራዊ ኣየ ዱኹማት ፍጥረት
@dl4055
@dl4055 3 ай бұрын
Aye tegaru nmen ikum da dkumat tblu,lementi rediet,1million bzey fre
@TamkAhjns
@TamkAhjns 3 ай бұрын
​@@dl4055🤔🤔🤔ንሕናስ ኣብዓድና እዃ ንስኻትኩምከ ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ክትልምኑ ትመፅኡ ዘለኹም እንታይ ትብሃሉ
@SemharTeferi
@SemharTeferi 3 ай бұрын
Eritrea yukun tigray buzuh zegedse aykonen
@hannaberhane2904
@hannaberhane2904 3 ай бұрын
Eritrawi ykun tigraway agen trahyu kbhal zelewo
@ኣስኮል
@ኣስኮል 3 ай бұрын
ሳብክራይብ በሉለይ ኣሕዋተይ ኣትኽፋለይ❤
@GggfddfyHhi
@GggfddfyHhi 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@Bini-v4v
@Bini-v4v 3 ай бұрын
Sabkum wisadulna aba inta xanhina kn hardo ina wadiza resah
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 3 ай бұрын
gegena Eko Derasay Eyu Tomas Aykonen Derisemlue Serhi Sle Heqi Mzrab Xbuq U
@hannahaile5669
@hannahaile5669 3 ай бұрын
ብርግጽ ትግራዋይ እዩ አነ ጽቡቅ ገሬ እየ ዝፈልጦ እቲ ሐቂ ውሐጦ ሀለውለው አይኮነ ምጽጋዕ አይከነ እቲ ንኩሎም ክሕተቱ ምባል ግን ሐቂ አረጋጊጽካ ተዛረብ አብ ኢትዮጵያ ግብረሰዶም ፍቁድ እዩ ብመንግስቲ ደረጃ እየ ዝብል ዘለኩ አብ ኤርትራ አይፍቀድን እዩ ካብ ኤርትራ ወጺኦም ግብረሰዶም ዝኮኑ ክህልው ይክእሉ ስለዚ ብሕጊ ክከዱ ይግባእ ቶማስ ድዩ ዋላ እቶም ምስኡ ዘለዉ ልዕሊ ከሉ ዘጽልአ ዘሎ ቶማስ እቲ ዘፈንፍን ሰነባህሪ ተላቢሱ ክሰርሕ ብተደጋጋሚ ተነጊርዎ ምስማዕ ሰለዝአበየ እዩ።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 3 ай бұрын
😂😂 እወዶ ንዓኻ ድዮም ከምሰብ ሓስቦም ክሙሉሱሉኻ 😂😂
@hannahaile5669
@hannahaile5669 3 ай бұрын
መልሲ አይደልይን እየ ሐቀኛ ሰብ መልሲ ወይ ርአዩለይ አይደልን ወዲ ትግራይ ንሐውካ መዓደልና አብ ኤርትራ ነፀላ ዝተከድነ ግብረሰዶም ብጭራሽ ተራእዩ አይፈልጥን ከም አዲስ አበባ ወይ ካልእ ቦታታት ኢትዮጵያ💀☠️💀☠️👽
@WezamMamu
@WezamMamu 3 ай бұрын
ማጊ መቅሰኒ❤❤❤❤
@teshomegebremeskel1508
@teshomegebremeskel1508 3 ай бұрын
ሓውይ አቲ ሓሳብ ዘበገሰ ካብ ትግራይ ኢዩ
@alemamichanal82
@alemamichanal82 3 ай бұрын
አብ አስመራ ሓድሽ ዓዱ ተወልዱ ግን እርትራዊ ኣይኮነን ያ ገይ ኩላ አብ ምድያ ወፅኦም ገይ ኮና ዝበሉ ብአሻሓት ላይክ ትገብርሎም ዘለከም ከ😂😂😂😂
@سليمه-ص3ذ
@سليمه-ص3ذ 3 ай бұрын
ማግየይ ፍቅሪ በይነይ❤❤❤❤
@maschf6577
@maschf6577 3 ай бұрын
ሃይ
@Ufcjjf-rx4sx
@Ufcjjf-rx4sx 3 ай бұрын
ወየ😮❤
@alemamichanal82
@alemamichanal82 3 ай бұрын
ቶማስ እንካዕ ትግራዋይ ኮንካ ማይ ትግራይ ምስተየ ክሕሾ እዩ 😂😂😂😂
@FireweyniGezae
@FireweyniGezae 3 ай бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@rigattesfamarim874
@rigattesfamarim874 3 ай бұрын
Ane zgermeni antay ayom koynom azom tezarebti tigrinja ertrawi tgraway kblu xhay zarbom 😢😢😢
@ስብሃት
@ስብሃት 3 ай бұрын
አታ ሕማቅ ካበይ ዝመፀ እዩ እዚ በስሩ ንሕዝቢ ዘናሹ ምንም ቁምነገር ዘይርከቦ እዩ ትግረዋይ ዝኮነ ኩሉ ክንሪኦ የብልናን ገፅካ ይርሓቅ ሕማቅ
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 3 ай бұрын
ማጊ ኣይትስምዓዮም መብዛሕትኡ ኤርትራዊ ዝጽሕፍ ዘሎ ኣብዚ ኮመንት ግብሩ / ስርሑ አምበር ትግራዋይ ይኹን ኤርትራዊ ኣይግድሸናን አዩ።ክርዳድ ኣብኩሉ አዩ ዝቦቕል።
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 3 ай бұрын
አብ ኤርትራ ኮይኑ እዩ ዝዋስኦ ዘሎ ስለዚ ንኤርትራ እዩ ዝምልከት.ብዝኾነ ድሕረት ናይ ኤርትራውያን መወደአት የብሉን.
@TeklitMahari-tg5cb
@TeklitMahari-tg5cb 3 ай бұрын
Ajeka nselam Sarah
@RozaM-bx9kg
@RozaM-bx9kg 3 ай бұрын
ሙና እንታይካ እያ 🤔
@ErBa-kb9of
@ErBa-kb9of 3 ай бұрын
@Hiyab_143
@Hiyab_143 3 ай бұрын
ማጊ Besti frend እባ ኩነኒ ኣወዳት ይዕሩክ ሲኢነ ኮነ
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"
54:34
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.