ጉድ ስማዕ

  Рет қаралды 52,401

Divora Show

Divora Show

Күн бұрын

Пікірлер: 462
@ሜሎዲ
@ሜሎዲ 2 жыл бұрын
ተጋሩ ብፍላይ ብሽም ኤርትራዊ ትነብሩ ዘለኩም ስለ ምንታይ መንነትኩም ትሓብዪ መንነትካ መንነትካ ዩ ብመንነትኩም ኩርዑ 🙊😍
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
💘💘💘
@jesusismypover4939
@jesusismypover4939 2 жыл бұрын
አብ ኤውሮጳ ኤርትራዊ እየ እንተዘይበሉ ፍቃድ አረክቡን አዮም
@ባርዕሃልሃልታ
@ባርዕሃልሃልታ 2 жыл бұрын
እዚ ናይ ስደት መንነት ዲካ ዘኹሩዑ ትብል ዘለካ ። ድካ ጡሙይ ስደተኛ
@sarajoh313
@sarajoh313 2 жыл бұрын
@@ባርዕሃልሃልታ 🤮🤮🤮
@ሜሎዲ
@ሜሎዲ 2 жыл бұрын
@@ባርዕሃልሃልታ ጸገምኩም ደኣ ፍሉጥ ዩ እካ ብሽምና ክትሽቅጡ መዋእልኩም ቆማላት መንነትኩም ስለ ዘሕፍረኩም ጠራሕ ዩ እም የለን ሕጻብ ናይ እግርና ይጸሪ ካባኩም 🇪🇷💪
@selammussie1763
@selammussie1763 2 жыл бұрын
Tigrawnet resah meninet eritawnet kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ዠ8አ
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ዠ8አ 2 жыл бұрын
ኣየ ደቂ ኤረ ትብልዎ ኩሉ ምስ ወድኣኹምስ ተጋሩ ዮም እናበልኩም ጀሚርኩም ሓሰውቲ ንፈጣሪኹም ፍርሑ ኣረእ
@merryshikor2472
@merryshikor2472 2 жыл бұрын
ብራቦ ዲቮራ ሓፍትና ጽብቕ ገርኪ ኣጋልጽዮም ብ ኤርትራዊ ወረቐት ወሲዶም ገበን እንዳገበሩ የዋሩድና ለው ። ሓፍትና ኣይትበልያ ሓትኺ ኣይኮነትን ።
@marwedigerye3515
@marwedigerye3515 2 жыл бұрын
ካብ ኤርትራዊ ሓሶት ምስማዕ ልሙድ እዪ
@geneamha7584
@geneamha7584 2 жыл бұрын
Anti entayu zi Tigrnia ki??
@Mera_Mera21
@Mera_Mera21 2 жыл бұрын
Where is the link?
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
Ezi habereta copyright fqud yelen qeyah mesmer koynuni tekelkile chbti key zrgih slezi zkone seb chbti zdeleye ab imo hi ybeleni ksedelu
@triple-s9402
@triple-s9402 2 жыл бұрын
Good Job Sister
@awg6310
@awg6310 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ትምሕርቲ thank you 🙏
@hiwetshow3016
@hiwetshow3016 2 жыл бұрын
Welcome 👍👍👍👍
@triple-s9402
@triple-s9402 2 жыл бұрын
Good Job Divora Show ተጋሩ ብፍላይ ብሽም ኤርትራዊ መንነት ትነብሩ ዘለኩም ኣብ ኤውሮፓ ዓገብ ዓገብ ፡ ኩሉ ሕማቕ ትሰራሕዎ ዘበለ ናብ ኤርትራዊ መንነት እዩ እቲ ጸለመ ዝክውን ዘሎ ዓገብ ዓገብ። ኤርትራዊነት ክቡር መንነት እዩ። ኩራዕ ኤርትራዊ። ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስወኣትና: ክብርን ሞጎስን ንስንኩላትናን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራን።
@slamslam766
@slamslam766 2 жыл бұрын
ሓሳራት መንነት
@maitemenai7307
@maitemenai7307 2 жыл бұрын
ተጋሩ ረሰሓት ስርቂን ሽርሙጥናን ሓሶትን ባህሎም ኢዩ ንተጋሩ። አቲ ዘሕዝን ግን ብሽም አርትራውያን ወረቀት ስለዝሓዙ ሽምና የጥፍእዎ ኣለዉ።
@mnkjhmnbhg540
@mnkjhmnbhg540 2 жыл бұрын
ከከከከከ
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ዠ8አ
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ዠ8አ 2 жыл бұрын
ኣየ ሰብ ሎሚ ኣረ በይዛኹም ንገንዘብ ክትብሉስ ስኢልኩም ሃለውለው ትብሉ ደቂ ኤረ ነውራማት
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 2 жыл бұрын
ንሶም እንድዮም ኣንስቶም ዝቀትሉ ደለዉ ጉድ ረኺብና ብሽም ኤርትራዊ
@nameit2690
@nameit2690 2 жыл бұрын
እንታይ ኢኩም ግን ህግደፍ ይ ነቶም ድርባያትን ገበነኛታትን ኤርትራውያን ተጋሩ እዮም ትብልዎም kkkk
@yoni7696
@yoni7696 2 жыл бұрын
Kemey galey hawuki yhredki binto ,😅😂🤗
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 2 жыл бұрын
እንታይ ቀትልና ሓሻዊ🐕 ንስኹም ኮ ዓመት ዓመት ሰበይቱ ሓርዱ ናበልኩም እኹም ትውዕሉ መጀመርያ አብ ገዛኻ ዘሎ ገፈጥ አጥፍኣዮ ብድሕርኡ ትዛረብ።
@ተስፋ-ለ4ቈ
@ተስፋ-ለ4ቈ 2 жыл бұрын
ዘን ዝሕረዳ ዘለዋ እዉን ተጋሩ እየን ማለት ድዩ?
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
አቤት ሎሚ እኾ ገበና ናይ ሰብ ጭብጢ ዘይብሉ ናብ ሚድያ ክነምጾኦ ብጣዕሚ ኢና ንህንጠ ይኽደነና ናይ ባዕልና ጎደሎ ገዲፍና ናይ ካልእ ንምልከት
@theanimemaster9907
@theanimemaster9907 2 жыл бұрын
Thanks good point 👌❣
@habtomtekle5391
@habtomtekle5391 2 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ዲያ ተረኺባ? ኣብ ሆላንድ ፍቑድ ኢዩ ኣብ ዝኾነ ድኳን ሓሶት ኣይተማሓላልፊ ንትግራዎት ክተጸልሚ ከይደቀስኪ ትሓድሪ ከሕትተኪ ኢዩ ሕሰብላ ደኣ።
@znkidmit
@znkidmit 2 жыл бұрын
ክክክ ትግራዋይ ረሳሕ ድኣ ባዕሉ ብገዛእ ፍቃዱ ዝጸለመ ነብሱ ብኸመይ እዩ ወዲ ሰብ ከጸልሞ? ተቀበልዎ ድኣ ድቂ ርኹሳት ማህጸን እዚ ፍረ ርኽስነትኩም እዩ።
@habtomtekle5391
@habtomtekle5391 2 жыл бұрын
@@znkidmit ዝፈርድ ሓደ ፈጣሪ ኢዩ ኣይትፍረድ ከይትፍረድ ኢዩ ዝብል ኣነ ኤርትራዊ ወደባት ውላድ ኣከለጉዛይ ኢዩ ሓሲኻ ምዝራብ ግን ኣየዕበየንን ትግራዎት ከኣ ብኹሉ መምዘኒ ሓዋትናን ስድራናን ኢዮም።
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 2 жыл бұрын
@@znkidmit እዚ ትግርኛ ከመይ ገይሩ ክርዶኦ ብአምሃርኛ ጽሃፈሉ ፧፧፧ተጋሩ አምሃሩ ኢዬም
@filoadam97
@filoadam97 2 жыл бұрын
አብ ሆላንድ ዉን ሒጊ አለዎ ንሕና ንዓመታት ዝተቀመጥናሉ ንቅመጠሉን ዘለና ሰባት እኮ አለና ዘየሎ ሐበረታ አይተቅርብ በሕጊ የሕትተካ እዩ እሞ ንዓ ከምኡ ግበር እቲ ዘመጽእ ክአ result ትርእዬ;;
@znkidmit
@znkidmit 2 жыл бұрын
@@habtomtekle5391 ክክክክ ኣከሎጉዛይ ሞይተ ዴ ገለ እዝኦም ጸረ ኤርትራውያን ሓቂኻ እንድኻ ድኣ እንታይ ዘፍል ኣሎም ከብ ተጋሩ ተንኮለኛታት ርኹሳት ዓሌት ኣከሎጉዛይ ዶ ኣይኮነን ባንዴራ ኤርትራ ዘቃጽ ስዉእ ዝጸርፊ ብኸመይ ድኣ ወደ ባት ኮይንካ? ኣከሎጉዛይ መዓረ ክንደይ ንዑቃት ፍንፉናት ምዃንኩም ትፈልጡ ዶ? ክዱ ኣድሕኑዋ በሉ ክሊልኩም ትጠፍእ ኣላ። ንዓኹም ዱ ሰሰ እሉ ዝምክሓልኩም ዘሎ እቲ ዕሱብ ቺሮስ ሰዓቢቱ ደቂ ኣከሎጉዛየረ ሰነፋትን። ንስኹም ተዛሪብኩም ኣይተስምዑ ሃርምኩም ኣይተድምዑ ስድራኹም ዝፈንፈንኹም ምሽሙሻት።
@majorweldeslase8733
@majorweldeslase8733 2 жыл бұрын
ዝገርም ኡ ኣጆኺ ቀጽልዮ ሓፍተይ ናተይ ።
@እንታይማለትዩፍቕሪ
@እንታይማለትዩፍቕሪ 2 жыл бұрын
ኣቲቆልዓ---ኣብዘየድልየኺ ሃለውለው ኣይትበሊ--ንተጋሩ--ጸሊእኺ---እትዛረብሉ ነገር----ዋጋ ኸክፍለኪ"ዩ።
@hermonkflom9575
@hermonkflom9575 2 жыл бұрын
ኣየ ንሕና ገበናትና ከይፈለጥናስ ገበን ሰባት ክንጽብጽብ ትንፋስና ንሞሉቅ። ሕጂ ንስኽስ መን ምኳንኪ ዩ ከምዚ ጌርኪ ሰብ ተወራርዲ።
@ዘይተመለሰሕቶ-ቸ3ፈ
@ዘይተመለሰሕቶ-ቸ3ፈ 2 жыл бұрын
ይገርመካ 'ዮ
@nameit2690
@nameit2690 2 жыл бұрын
ይገርም እዩ
@setew2644
@setew2644 2 жыл бұрын
Entay mwrad koynu mo ezi habereta endu
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 жыл бұрын
ይገርም እዩ ኮ😂😂😂
@lilyc7858
@lilyc7858 2 жыл бұрын
Sedi kume neger geda zeytmhri fooo 🤮🤮🤮 natki zeytgbri.
@ቲቲጋልደብረፂየንትግራይቲ
@ቲቲጋልደብረፂየንትግራይቲ 2 жыл бұрын
ካባኪ ዘፅልእ ሰብ የለን ዋ ኣታሓስዊ
@iloveyoumummy1899
@iloveyoumummy1899 2 жыл бұрын
WAWWW yedhinena eyu zebl🙏🙏🙏kabey rekibkiyo eti story???any way xubuk programme
@essayzer2385
@essayzer2385 2 жыл бұрын
Fantisera
@samiraosman2142
@samiraosman2142 2 жыл бұрын
እው እዚ ሰራሕ እዚ መጅመርትኡ ሓጎሰ መጨረሸትኡ ሓዝን እዩ ሐድ ንፍልጦ ምሰኦም ይሰርሕ ነሩ ከገድፎም ምሰ ድለየ ከንቀትለካ ኢና ኢሎሞ ሸዑ ኣዲኡ ከብቲ ዓዲ ውጻእ ኢላቶ ንዓዲ ሰዲዳቶ ድሕሪ 10 ይኸውን ረሲዖሞ ይኾኑ ኣላ ምጻእ ኢላቶ ንዓዲ እንግሊዝ ምሰ ተመለሰ ኣብ ሳልሳይ ማዓልቱ ቀቲሎሞ መብዛሕቶም ድማ ካብ ትሕቲ ዕድመ ኸለዉ እዮም ብገንዘብ ቀሺሾም ዝሰርሕዎም ሰለዝ ድቅና ምሰ መን ይኸዱ ይውዕሉ ከንቆጻጽሮም ኣለና
@slamslam766
@slamslam766 2 жыл бұрын
ኣታ ጭዕመር እዚኣ ለይቲ ትሓልሞሞ ቀትሪ ኣብሚድያ ትዛረብ😂😂
@كيروسكيروس-ث8ر
@كيروسكيروس-ث8ر 2 жыл бұрын
😁😁😁😁😁
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 жыл бұрын
ይገርም እዩ😂😂😂😂
@slamslam766
@slamslam766 2 жыл бұрын
@@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ kkkkkk
@wegahtanega3729
@wegahtanega3729 2 жыл бұрын
Ab kmzitet gizeki ayretfiii atum tixarefu kea ageb
@fao3181
@fao3181 2 жыл бұрын
Gn gn deki talyan kabu ayehlfkum hasewti serekti
@berketokubay5988
@berketokubay5988 2 жыл бұрын
ሰላም ! ኣንቲ ለብሚ እባ ቆልዓ ኣይኮንክን ህዝብና ዘይደሎ ጎስጓስ ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ጎሬበት ህዝቢ ትግራይ ህዝብና ሰላም እዩ ዝደሊ ፡ ናይ ሰብ ኩፉእ ከይደቀስኪ ትሓድሪ ኣብ ሂዎትኪ ሕማቕ ከየጓንፈኪ፡ ተጋሩ እቶም ናይ ቀረባ የሕዋትና ንኤርትራውያን እዮም ጽባሕ ንጎሆ ምስ ጎራሕኪ ከጣዕሰኪ እዩ እዚ ትገብርዮ ዘለኺ ኣብ ልዕሊ መስኪናት ገበን ዘይብሎም ጽዒሮም ዝነብሩ ስድርኦም ዝኣልዩ ብድዐ ዋላሓንቲ ኣይጠቕመክን እዩ ፡ንሳንቲም ይቱብ ን ፖልውቲከኛታት ከተሐጉሲ ሕልናኺ ትሸጢ ኣለኺ፡ ብፍጹም ናይ ኤርራዊ ባህርያት ኣይኮነን ኤርትራውያን ኣብ ነብስና ንተኣማመን ብጎሬበትና ዘይንቀንእ ህዝቢ ኢና እንተ ብዓል ከማኺ ኣብቲ ርእስኹም እንታይ ዝበለ ቅርሕንቲ ቅንኢ ካበይ ኢኹም መጺኹም ብጣዕሚ ዘጨንቐካ ፡ ሓንቲ ነገር ክነግረኪ ኩሎ ጊዘ ኣብ ርእስኺ ሓዝያ እዞም ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተናቁቱ ዘለኹም ኣብ ጸሊም መዝገብ ኣቲኹም ኢኹም መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕኻዮ ይመጽእ እዩ እሞ ኣይትረስዕያ ኤርትራና ለባማት መራሕቲ ዝነግሱላ ነዊሕ ጊዜ ኣይክኸውንን እዩ ፡ ናይ ግድን ክኸውን እዩ ኸኣ ፡ ክንደይ ክቡር ዋጋ ዝተኸፍላ ሃገር ብሓርነት ክረጋገጽ እዩ መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮ ይመጽእ ኣብ ለውጢ የራኽበና ። ኤርትራ ንዘልኣለም ክትነብር እያ ማሓሪ 5/ዙር
@sofimed7056
@sofimed7056 2 жыл бұрын
Nay bahaki Lebam zereba eyu ezia emo abey elato
@tzegaikeleta3154
@tzegaikeleta3154 2 жыл бұрын
@@sofimed7056 👎👎👎👎👎
@tzegaikeleta3154
@tzegaikeleta3154 2 жыл бұрын
Bereket ukubay grm lebam lebam mxwat tum eyu. Netom gorebetna Tblom nana ke maar dyom klekyuna zwelu? Entekone zgber eya tezarib. Ab wexaei znebru Tgaru frkom bshm eritrawi endo aykonun zkmetu Aytfeltn malet dyu? Mwrzayn mfrrahn gedifka eti haki emenelu eritrawi Ente konka.
@rozaadris3234
@rozaadris3234 2 жыл бұрын
Okkkk0
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 2 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ ከማካ የብዘሐዮ ዳሓን ሕደጋ ልቅርሺ ክትብል ሕልናአ ትሽት ዘይፃሓፍ የለይ ድሞ አምላክ ናይ ኢደም ክህበም እዩ ምቅናይ ጥራሕ ምን ጠራዕራዕ ዘይበለ
@titisebhatu6039
@titisebhatu6039 2 жыл бұрын
አንቲ ሀይማኖተና ተመሲለካ ዘየድልየካ ምዝረብ ሐሽሽ ትሽጥ እንቲይ ገደሰኪ ሕጊ አሎ ኤርትራዊት ኮንኪ ትግራወይቲ ትኩን ከምአ ካብ መንግስቲ ለሚንኪ ኢኪ ትበልዒ ዘለኪ ብድዕቲ ካብ ሀጠዉ ቀጠዉ ትዛረቢ የሕዋትኩዮም አብ ልብያ ጠምዮም መዕቀሊ ዘየብሎም ዘለዉ ኤርትራዊ ብጹእ አይኮነን መንድዩ ኩሊት የሕዋቱ ዝሸይጥ ኔሩ ትግራወይቲ ሐሽሽ ሸይጣ ኩሊት የሕዋታ ግን አይሸጠትን
@BenBen-bd3mo
@BenBen-bd3mo 2 жыл бұрын
Tegaru bemenento aykonen eyom Ertrawian kekonu eyom zedelyu
@2468justinbieber
@2468justinbieber 2 жыл бұрын
ዘገርም ታሪክ: ዘይሕጋዊ ስራሕ መወዳእትኡ :እዝ እዩ ::
@nastinatteklu1991
@nastinatteklu1991 2 жыл бұрын
Ata haftey kndey thswi ab mahxens festal tbli kemey ila ke tgaaz nera zzreb tezarebi
@yobelokbazgi2664
@yobelokbazgi2664 2 жыл бұрын
Habibiti ana azararbiki aba axebqyo metet mebal gdefyo ksemaki ana deleku azararbaki yeselcweni alo
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 2 жыл бұрын
ደቂ ጣልያን ካብ ስደት ኣይትሕለፉ ሃተፍቲ ክንደይ ትዛረቢ
@tewetewe6555
@tewetewe6555 2 жыл бұрын
አይ ኤርትራ ደቂ ጣልያን ካብ ሰደትኣይትሕለፋ አድጊ ጋሓፍ
@tsehayezerioum5873
@tsehayezerioum5873 2 жыл бұрын
kkk nska abey dka zeleka?? sdetegna keleka
@abaditbereket9109
@abaditbereket9109 2 жыл бұрын
Selam selam kbrti haftey ezom gorebitna shmna akfiono bhmak tegbarom deki Eri tzcru teconkum zhalefewen begie ztegasese agame bshim Eritrawi wereket zwesedeyu Eritrawi zserkn zhsun yeblnan 💯💯
@wedigere1549
@wedigere1549 2 жыл бұрын
መዓኮርኪ ሕጸቢ ምስ ክርኣንክ እኺ ዘለኺ ፍሉጥ'ዩ።
@Berkey13
@Berkey13 2 жыл бұрын
Titi merhaba tsbkti fitret .
@merihsenaysolomon3047
@merihsenaysolomon3047 2 жыл бұрын
ጭዋ ስራሕ ስርሑ ዶ በልክን ኣደይ ጭዋ?
@Summertimesadness-s2d
@Summertimesadness-s2d 2 жыл бұрын
Eway entay aynet zereba eu besmam tuy mehri
@tekleweinigebremdhin6283
@tekleweinigebremdhin6283 2 жыл бұрын
👍✅👍✅✅👍👍👍✅💗💗💗🇪🇷
@LuwamRezene-c6l
@LuwamRezene-c6l 2 жыл бұрын
Ayterdenani abi fushti korbeta malet diyuom ateyom besmam 🤔🤔🤔🤔
@mulughetamesfin8173
@mulughetamesfin8173 2 жыл бұрын
Hi 👋 sister 👍🙏👍🙏👍👍👍👍🇪🇷♥️🌹
@ጓልባሕሪሰገንኤርትራ
@ጓልባሕሪሰገንኤርትራ 2 жыл бұрын
Haftina nabelki kem Eritrawit ayteqrbeya. Tegrawayti way Ethiopiawet way holandawit elki tseweya
@TLG372
@TLG372 2 жыл бұрын
ነበረ ነበሩ እንዳ በልካ እዩ
@semhargerye6703
@semhargerye6703 2 жыл бұрын
Eti link eba sdedley
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
Ab whatsapp xehafeley
@semhargerye6703
@semhargerye6703 2 жыл бұрын
@@titihailu058 namber yebleyn
@filmonfilmon5342
@filmonfilmon5342 2 жыл бұрын
hasawit
@habenhager3118
@habenhager3118 2 жыл бұрын
Divu shkor.....haryab haryab...ajoki werasit weleda....Mara eki tehebnni..🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🤙🤙🤙
@micaelaradom277
@micaelaradom277 2 жыл бұрын
Shermuta mejemerya tigrina temahari ajewjew iytbeli dembia tezatebi firnchit eritrawi iytehbti kelbi
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 жыл бұрын
Titi shkor❤ tsbkti ftret👍🇪🇷
@jhjv7573
@jhjv7573 2 жыл бұрын
Abza zela metimat ab tigerway zelwa tsilea gen kefiletila aytidelen ani tegrmeni neger entay eyen ezen eriterawiyan beshemena weriket wesidom tigaru zebela ne eriterawiyan ke nay abotatikum koynu deu desimakum ete adiiii dakalas dekala eyu eba
@kem5289
@kem5289 2 жыл бұрын
ሓመድኪ ዓንዛር
@indriastewelde8765
@indriastewelde8765 2 жыл бұрын
Kemzi teshefinkyo zelekhi bahli xom krstna yeblinan
@bertek2893
@bertek2893 2 жыл бұрын
Amena amxixkyo wala ktamno yeshegr
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
Ewy Ezom Deki kebabi Barka Ena Behalti zgerm shgr yu zelekum.barka likA nay Tigrgna meriet yu.gn Atom Abti kebabi zelewu hzbi kab Tigray bnay Amhara shgr zmexu yom. Gn mebzahtiom orthodox sle zkonu hasewtn btaemi bxle Tigray ztebatu yom tegaru yom kea.Tegaru keybehalu btaemi yom ztnkeku.gele kfal seraye kea kemom yom fluyat Rritrawyan kbhalu yom zdelyu. Ab Barka tnebru sebat Ezi Hji zelekumo bota nexan seb zeyneberon kab sudan zmexu Imgrants kunaman naran kea nierom.Atom Tigrgna Ena behalti gn tegaru yom dhri kulu nay Eritrea Tigrgna yom mexyom.Eti zgerm kea ab lieli Tegaru zelewom xle kea fluy yu. Tigreway Ntgreway mxlae gn btaemi Hadegegna yu.
@blockoasmara7916
@blockoasmara7916 2 жыл бұрын
ሓደ ነገር ዝገረመኒ ካልእ ክትምህሪ እንዳወዓልክስ መዓኮር (መቀመጫ) ምባል ጠፊእክን የሕፊርክን ወይ ጣጣ 9፥30min
@maryyemane7571
@maryyemane7571 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣 Hafeteye Hafetk Schweiz 🇨🇭 tekete Tekuyena Hasa Abi swizaland kemze tebelu naye Hasche meshate yelene Gega aleki . Abi Schweden 🇸🇪 ketebl tekunek gen haki eu mare schegute yehizu eum
@ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ
@ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ 2 жыл бұрын
ክክክክክክ ወይ ጉድ
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 2 жыл бұрын
እንታይ ምስ ኮነ እዩ እሞ ትግራዋይ መንነቱ ክሓብእ ዘኹርዕ መንነት እንከለዎ:: ቲቲ ዋላ ቡቱ ካብ ስቅእልኪ ሃለውለው, ነገራት ምብላሕን ሰናይ ስራሕ ተላመዲ< :) ከብ ኤረትራዊ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 жыл бұрын
ንስካ ፋሉጥ አዩ ትግራዋይ ኢካ ሓቂ ዘይፈቱ ትግራዋይ ጥራሕ አዩ
@easyandtastyrecipes4512
@easyandtastyrecipes4512 2 жыл бұрын
አንታ እንታይ ዘበን በጺሕና ናይ ሰብ ሓጥያት አብ አዳባባይ ተውጽኢ እግዚአብሔር ይፍረድኪ ኢለኪ አለኹ ወንጀል እዩ ናይሰብ ሂወት ከምዚ ጌርኪ ትዛረቢ
@semerekidane8130
@semerekidane8130 2 жыл бұрын
neski ewn gebneya eki
@tekestean
@tekestean 2 жыл бұрын
ንትግራወይቲ ትግራወይቲ ወይ ኢትዮጵያዊት ክትብሊ አለኪ እንበር ሐፍትና አይትበሊ በጃኪ
@አውሎግዮስጌርዮስ
@አውሎግዮስጌርዮስ 2 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ ብእግዚኣብሄር ሓውናን ሓፍትናን ኢዮም ኣታ ርእሲ ባኮ
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
Adam nay American nay texasn bandera profile gierkas Tgraweyti Haftna aykonetn tbl kemey zbelka Gaegae resah orthodox Eka wedey Resah Anqae qa krstian aymkonka. Fo kemey zbelu resahat yom wedey Eritrea tbhal Hager Ezom smejana wey dbarwa zbhalu yom.Etom kalot gn mrmera yedlyekum yu Tigrgna mkankum Amharun jihadistn keytkonu.
@yacobhabtu375
@yacobhabtu375 2 жыл бұрын
N tigraweyti Ethiopawit blya enber habtna aytblya. Tnx
@አውሎግዮስጌርዮስ
@አውሎግዮስጌርዮስ 2 жыл бұрын
@@yacobhabtu375 እግዚአብሔር ኣሕዋት የስእንካ መቐረት ኣሕዋት ዘይፈልጥ ሓው ኣየደልን
@yacobhabtu375
@yacobhabtu375 2 жыл бұрын
@@አውሎግዮስጌርዮስ ruks dyablos b haymanot politic ktserh aytftn
@tirhasamenamenamengebreger6058
@tirhasamenamenamengebreger6058 2 жыл бұрын
Egzabiher mewaxo yfterela nsletom deka 🙏🙏🙏.kabzi yedhnena.
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
💘💘💘💘🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@looktahope6667
@looktahope6667 2 жыл бұрын
Hasawit
@wolduteklehaimanot4912
@wolduteklehaimanot4912 2 жыл бұрын
Hiii Ajoki
@titilove9682
@titilove9682 2 жыл бұрын
Titi dhan dika xagrik tishfno zalik entay agtmi sorry gen ♥
@asmerashikor9254
@asmerashikor9254 2 жыл бұрын
Xom selezkone
@titilove9682
@titilove9682 2 жыл бұрын
@@asmerashikor9254 👍👍👍
@fatmahhagus8730
@fatmahhagus8730 2 жыл бұрын
@@asmerashikor9254 ጽም ይሽፈና ዲየን ዋው ምዕባለ ኣብ ጾም ጥራይ ዲዮ ሃይማኖት ዘለክን
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
Moksi ezi zelenayo gize nay krstna sle zkoneni eiye
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
@@fatmahhagus8730 aykonen gn aqmey zefqedo seb kab shtet khgizom keyeshto
@uipo7453
@uipo7453 2 жыл бұрын
ሓሳዊት
@lovebest4461
@lovebest4461 2 жыл бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎 deqoro
@eritrealoveerinateyy2893
@eritrealoveerinateyy2893 2 жыл бұрын
Uway erina tirekuba
@yonashailemichael9647
@yonashailemichael9647 2 жыл бұрын
ናትኪ መቀመጫ 1 ኪሎ ሓሽሽ ምሐዘ
@chingichacha3159
@chingichacha3159 2 жыл бұрын
❤🇪🇷
@samielkflom3109
@samielkflom3109 2 жыл бұрын
Serha yelen Abit zelkuyo adiu 🤣
@philmonfilmon2069
@philmonfilmon2069 2 жыл бұрын
ኣቲ እንታይ እኪ ትብሊ ዘለኪ 1 ኣብ ውሽጣ ኦብረሽን ገሮም ኣእትዮምላ ትብልዮ ዘለኪ ዘይከውን ኣይትዛረቢ 2 ከምዚ ነሩ ከምቲ ኮይኑ ትብሊ ምስኣ ዲኪ ትሰርሒ ነርኪ ከመይ ገርኪ ነቲ ምስቶም ተሰዊሮም ትብልዮም ዘለኪ ዝተበሃሀልቶ ፈሊጥኪ ካሊእ ዘይእመን ኣብቲ ተታሒዛትሉ ትብልያ ዘለኪ ቦታ ዝነበረ ናይቶም ፖሊስ ዘረባ ሓንቲ ካብቶም ፖሊስ ኮንኪ ተሰሚዕክኒ ኣብ መወዳእታ ጭዋ ስራሕ ስርሑ ዝበልክና ንስኪ ከማን ጭዋ ወረ ኣውርዪ
@hailehsabzghi1357
@hailehsabzghi1357 2 жыл бұрын
Emo ezi ko biaa ikonen tejemiru niaki gin metewi You Tube tigebriya aleki
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
Xbuq aleki gn nskum gega terediekumni
@yonasberhane9457
@yonasberhane9457 2 жыл бұрын
🐍🐍🐍🐍🐍🐍🐍🐍🐍🐍
@እግዛብሔርመልካምነው
@እግዛብሔርመልካምነው 2 жыл бұрын
በጃ ሆላንድ እዝር ቡቁጽ በሊ....ወረጃ ማዕዶ. ...
@biniambeyene1838
@biniambeyene1838 2 жыл бұрын
Plz women where do you get this information are Shore this is true story
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 жыл бұрын
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏selam teet ane itdr ceblky ruytoy azmrino ajuwa custmo tekdena ndumu tedwra yipulu awalu asmra zebhal azarriba alo afltoton aynbel nhweta ndecan ngezeb cetbil hweta ciytato zhefir zenwir zhznun etom colu eyom nawram regbt arwet weldtoom netom colu amilakina abzupuk yewdcom🤦‍♀️🤦‍♂️🙋‍♂️🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@magi12
@magi12 2 жыл бұрын
Nay bihaki diu titiye wela hikiya ya, besmeab😪😪😪
@ሌላምስህልዋትሕማምልቢ
@ሌላምስህልዋትሕማምልቢ 2 жыл бұрын
Eta mermarit nski diki neirki 🤣🤣🤣 weygud gze were zkone
@titisebhatu6039
@titisebhatu6039 2 жыл бұрын
በዐል ንስኪ ጾም ምድሪ ክትብድዐ ክትጻሩፉ ጽልኡ ክትዘርአ ትዉዕሊ ዐገብ ዝብለኪ መሪሒ ሀይማኖት የለን ድዩ ወካርያ ጻድቅ ክትመስል ዝዋዉዕ ትአስር ከማኪ ማለትዩ
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 жыл бұрын
Zkonet tkun bzeyegeds kem seb humanty yhalwena, bflay zweledna mskineyti haftey kemey ela kon thlu tkewn
@fkrehaile7039
@fkrehaile7039 2 жыл бұрын
Mnchi kabey rekibkyo
@zayidteklay3371
@zayidteklay3371 2 жыл бұрын
Giga ab italia iyu neru kalh eropa ymagotuka nay mntay hger mkanka italia gn.blibiya zmete ertra mewahla ab kuenat seltnebŕ ilom knbelha giemirom neritrawian bezi tegaru ertra ilom khtwu giemirom nay kalh hadi aytkbeln iyanera
@weniabede2503
@weniabede2503 2 жыл бұрын
Eza hmemti eya
@well7663
@well7663 2 жыл бұрын
ሓሽሽ ሒዛ ተረኺባ እዚአ አምበሳ እያ ሰብአይ እዚ እዩ ናይ ሰብአይ ስራሕ። ስራሕ የብሎም ገለ የብሎም ብ ገንዘብ መንግስቲ እንዳ ነበሩ ከማን አንስቶም ይሓርዱ አለው።
@AK-ni8wn
@AK-ni8wn 2 жыл бұрын
Niakum Sirki Hasot Mitlalal Eyu Menfiat Slezi Bishimkum Enber Bishim Eritrawi Aytigberiwo
@tsegaytekle7578
@tsegaytekle7578 2 жыл бұрын
Kkkkkkkk
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
Gn menti deqa eiyu werduwa shgir ember jgna eiya bzkone goyta ms deqa bselam yerakba ab xolotkum zekrwa 😢💔⛪🤲🤦‍♀️
@well7663
@well7663 2 жыл бұрын
@@AK-ni8wn ኪድ ጉሓፍ ብ ኤርትራውነት ክንዳይ አይትጸርን ኢኻ ስቕ ኢልካ ጦብሎቕ አይትበል። ሰበይትኻ ምሕራድ ከ ጅግንነት ድዩ።
@jerryissayas5924
@jerryissayas5924 2 жыл бұрын
Anegagraki btami eyu zeselchu .
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 2 жыл бұрын
Anegagerea Butamuy Zemeche eyu.
@merryshikor2472
@merryshikor2472 2 жыл бұрын
ጽብቕ ገበሩዋ ፡ ናይ ገንዘብ ስsዕ ዘለዎም ህዝቢ ።
@rorosunmax8801
@rorosunmax8801 2 жыл бұрын
ሐሳዊት ሰብ ይሕሱ እዩ ሞ ከማኪ ሐሳት የለን ሐሶት ምካኑ ካብ አዘራርባኪ ይፍለጥ እና ንማዕተብኪ መሰክሪ ሐሳዊት 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 2 жыл бұрын
ወይ ጉድ ይገርም አዩ
@muzitteamemuzit274
@muzitteamemuzit274 2 жыл бұрын
Entay u zi tsntsway du zanta Ktalllu keleki tsntsway eamsilkyo
@wegahtakibreab6191
@wegahtakibreab6191 2 жыл бұрын
Tim bel sherimita resahhh kelibbb enitay yeatkiii
@ፍሽክበሊ
@ፍሽክበሊ 2 жыл бұрын
እንታይ ኢኪ ሱቅኢልኪ ሃተፍተፍ ትብሊ ኩሉ ግዜ መሰልቸዉ ዝኮንኪ ሰብ🤮
@endahafene3354
@endahafene3354 2 жыл бұрын
🙏
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 2 жыл бұрын
meski, enber sebay haznelo kebti
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 2 жыл бұрын
አልግሲ ጤል ዓፋር
@galegelaegela3123
@galegelaegela3123 2 жыл бұрын
Wa abtay aynet seb ya nmntay komu tgebr kemy eilom maro kndu ksab zgebru antay tgebr nera zgerm yu fetari kab hmaq msrah ymahrena
@meleymeley9687
@meleymeley9687 2 жыл бұрын
Bertiee Titna
@worldcup7450
@worldcup7450 2 жыл бұрын
Tegaru kofkafat bsimm eritreawyan kab measkerat euro and America Australi Atiom hji Anxarna hoo yibluu alewu
@Berkey13
@Berkey13 2 жыл бұрын
A very good advice sister.
@كيروسكيروس-ث8ر
@كيروسكيروس-ث8ر 2 жыл бұрын
ፖውው,ካበይ,ኢኪ,ተፋላሲፍክዮ,,በጃኪ,አዋይ,,,መከራ,ክክክክክክ
@edenmussie5550
@edenmussie5550 2 жыл бұрын
ንሳ ዘይኮነት ተሌብጅን ናይ ግምርኩ ረኤኢካ እሞ ንሳ ሐሳዊት ወይ ድማ ሚሂዛቶ ኮምዘይኮነ ኽበርሀልካ እዩ
@merhawisbhatu7240
@merhawisbhatu7240 2 жыл бұрын
Eritrawi kubur menenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
Kidi lekbat resah parista Hasawit
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 2 жыл бұрын
Dehay Aboka Xadkan 🐷 Aleka do?
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
@@asmaerasmaer9441 kkkk Nsu Dea kemzi Ethiopiawnet Haki mesilwo neza Degal Ethiopia kserhela mewaelu zehlefe ms hzbu hzbi Eritrea zebeaseto Aregit nay tonkelti hager Ethiopia bmrhrah nab kbrtat Adu Tgrewaynet kem ztemelese nski wn aytshtyon.gn Antehalewe xbuk AnteseweA kea Dehan jigna aynebrn yu.
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 жыл бұрын
@@asmaerasmaer9441 kemzi Donkoro Hawbeki Amharay Dyu Tigreway zeyflet gn Ab Lieli Hzbi Tigrgna zeyrsae resah Tarik ygedf alo. Beal nskum kea Asmatkum Andakeyayerkum tdgfwo Amharu crisis
ዘስካሕክሕ ፍጻመ 😢💔🤦
28:36
Divora Show
Рет қаралды 1,6 М.
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН