ጉዳይ ፍናን ረኣዩ ! ኦርጅናል ክክክ

  Рет қаралды 87,450

Dawit TV ዳዊት

Dawit TV ዳዊት

Күн бұрын

New eritrean movie 2024
DEHAY TV ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@MahderPro‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@maggyshow‬ ‪@ERISAT‬ ‪@zomaychannel‬

Пікірлер: 605
@NMW-ed8vt
@NMW-ed8vt 10 ай бұрын
ዘረብኡ ስ ዕግርግር ዩ ዘብል ኣነስ ኪሰምኦ ዓቕሊ የብለይን መልሓስ ዝኮነ ሰብ ህኮት።ዳዊት ከኣ ኔዉ በሎ ኣብ ደረጂኡ ኣይቲዉረድ
@semharfsha2642
@semharfsha2642 10 ай бұрын
Semitey gelixkaley mara eu fenfun
@alganeshteclai1797
@alganeshteclai1797 10 ай бұрын
Wala ane bteami eyu zexlani ezi sebeytei
@GualAmlak333
@GualAmlak333 10 ай бұрын
Betamiii ane ke eti dexelo seb ab alem esu😂eu
@Flower12347x
@Flower12347x 10 ай бұрын
Weyzero finan drbay sebeyte Weyzero iway Amlak izigiyou
@nebiatmussie8798
@nebiatmussie8798 10 ай бұрын
Bhawi hanti video natu kwda aykaln ye
@RTKapi
@RTKapi 10 ай бұрын
መን ክሓፍረሉ እዩ ልሕቲት ዝኮነ ሰብ 😤
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 10 ай бұрын
ጥራሕ ኢልካ ዓንጃል
@Eritrea.91
@Eritrea.91 10 ай бұрын
ንሕና መን ክሃፍር ድኣ😂😂😂
@tessola2169
@tessola2169 10 ай бұрын
😢​@@Eritrea.91
@Silmat
@Silmat 9 ай бұрын
ልሕቲት 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@danielarsemadaniel6056
@danielarsemadaniel6056 10 ай бұрын
ክንደይ ክፈኩስ ኢዪ ወደይ ኣብ ክንድኡ ኢኮ ሓፊርና
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 10 ай бұрын
Me too😂😂
@user123-u2v
@user123-u2v 6 ай бұрын
ME TOO
@Zufan_tube
@Zufan_tube 10 ай бұрын
ዋላ ንስካ ኦርጅናል ኢኻ ንበሎ በጃኹም ክነዕርፍ😂😂😢
@kahsayabrha5684
@kahsayabrha5684 10 ай бұрын
ኣነ ከምዚ ፍናን ዝብሃል ሰብ ሕሱር ባዕለገ ሪኤ ኣይፈልጥን ክንደይ ሃተፍተፍ ይብል ኢዩ ንሳኢያ ትስዓዓም ዘላ ስቅኢሉ ግዳ ሓዳሩ ዘይገብር እታ ማሚ ትብሃል ቀዳመይቱ ሰበይቱ ኣነ ኣብ ልዕሊኣ ክብሪ ኣለኒ ሓንቲ ማዓልቲ ብዛዕባ ሕሉፍ ሓዳራ ክትዛረብ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ኢየ ብሓቂ ጅግና ኢያ ነዝስ እንካዕ ኸማን ገደፈቶ ሕሱር ሰብ ኢዩ ኬድላ ።
@mxmxm6883
@mxmxm6883 10 ай бұрын
እዚ ዓንጃል እኮ ብጃህራ ሰብ ረብሹ ክክክክ
@samisamawi9347
@samisamawi9347 10 ай бұрын
ያ ጀምዓ ዘይትምዕድዎ ነዚ ዓጃው ፍናን ጅምዓ የዕሩኹ ቀረብቲ የብሉን ድዩ ሱሑው ኣነስ ጀኒኑ ዩ ግዲ
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 10 ай бұрын
Ewae kndey genzeb eyu zetwelu kabti video nezi dawit keman lekimwo draru rekibu
@issacerimias9613
@issacerimias9613 10 ай бұрын
Gdefo tiray ezi dawit zibehal kola kemza kumal abza risu kof kiblo eyu
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 10 ай бұрын
ዳዊት ጽቡቕ መደብ❤ፍናን ጡዑይ ኣይመስለንን ኣብዚሑዎ ፋራ😂ኦርጅናል ረኣይኑ ድሓር ሕቡኡኒ ማጮሎት 2ተ ሾውዓተ ክክክክክኣይጠዓየን ክክክክክ
@edentsegai5801
@edentsegai5801 10 ай бұрын
ዳዊታ ዶንጊካ ከማን ምሽ ጽልአካ አዩ ከይሓኮርካዮ ምድንጓካ ሓሜካ ጸኒሐ 😂😂 ፋኒ ለመጭ 😂
@rezantewelde5279
@rezantewelde5279 10 ай бұрын
ወይ ማዓት !!!!!! "ኣቀዲምካ ዝናአድካዮስ ምሕማዩ የሸግረካ ይብሉ
@HubeanAbraha
@HubeanAbraha 10 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ከመይ ገይሮም እዮም ናቱ ቪድዮ ዓቅሊ ጌሮም ዝርእይዎ በቃ ዳዊታ ኣነ ኣብ ናትካ ሓሳብ ተሰማሚዐ ኣለኩ ❤❤❤ Original ኢያ 😂😂😂😂😂
@luwiluwi7247
@luwiluwi7247 10 ай бұрын
Endei anes yegrmuni eyom xenat yehabom
@AzmarinoAsmera341
@AzmarinoAsmera341 10 ай бұрын
Amen xnat yhabom
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 10 ай бұрын
Fnann mishmash ab media dnkurneu kisheyt zwal sebeytay were draru,etom sdreu yedenguxka mesakin nezi baham mwladom,yekenyelna dawita hawna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@belleteshful
@belleteshful 10 ай бұрын
እዋይ ሃለውለው እንታይ እዩ ኮይኑ እዩ እዚ ወዲ ሐሚሙ ደአ ከትይከውን ወይ ትፈዊሱ አሎ እዋይ ፍኹስት !!
@dejendawit8916
@dejendawit8916 10 ай бұрын
ዳዊቶም ዜና ኣንዊሕካያ ማለተይ እታ ወይዘሪት ፍናን ትዛሮቦ ዘላ ኢየ
@Yorsalem-d8f
@Yorsalem-d8f 10 ай бұрын
አዋይ ነዝስ ኣቦይ ኣይስማኣዮ።ፎ ጥልቁይ፡ ሞሽካት😂😂
@GualAmlak333
@GualAmlak333 10 ай бұрын
Nay behaqi telquyyyyy
@baraktesfa8191
@baraktesfa8191 10 ай бұрын
ኣብ ክንድኡ ኣብ ጽፍረይ ዳኺለ😂
@selemawittesfu6233
@selemawittesfu6233 10 ай бұрын
😂😂😂😂
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 10 ай бұрын
ፍናን ፉንፉን ዓጋመ
@hailetewelde-q1i
@hailetewelde-q1i 10 ай бұрын
ኪዲ ጥራይ ዓጋመ ክትብላ ብትንትን የአቲኩሙሉ ደቂጥፋት ኣስመራ የዕሊቅሊቃላ ተጸምበሩ ናትኩም ጸሌአኩም ንሕና ኣይኮናን አሞ ንስኩም ካኣ ኣይኮናን በሉ ክትብሉ ትግራይ መጺኩም ኣብ ኤርትራ ዘሎ ወድአኩም ብዑቡድ ከልቢ ተዳሂልኩም ደርፊ ቀደም ኣይትድረፉልና
@medhin8187
@medhin8187 10 ай бұрын
ሕሙማት ለይ ዓጋመ ካልእ ትፈልጡ ዶ ዓድግራት ወይ መቀለ ኢልኪ ወስኽሉ ሓሳዳት ጎረቤት
@nahomyonas6658
@nahomyonas6658 10 ай бұрын
ባዕሉ ድዩ የዕብይዋ ወልሓደ ኣይትፈልጥን እያ ዝብል
@Goytaye
@Goytaye 10 ай бұрын
ኣጽንሑለይ ክሳብ ትዓቢ ኢልዎም፡ምስ ኣረገት ካኣ ሂቦማ 😂
@yohanaghirmay6588
@yohanaghirmay6588 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@nebuyemane920
@nebuyemane920 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 kem lomanti sihike syftn
@siemamanuel-nl5ro
@siemamanuel-nl5ro 10 ай бұрын
Dawit King 🤴 you ok
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 10 ай бұрын
ኣየ ፊናን ከምዝኣ ተቐፅሉ እዝኣ እዉን ክትገድፎ እያ 😢 ታይ ኣምፆኦ ራኣዩን ሱሙዕን ሙሽሙሽ ዝኾነ ሰብ 😒😕
@abelabrham931
@abelabrham931 10 ай бұрын
ጀልጃል ልሒቲት
@divorafisehaye7665
@divorafisehaye7665 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@GualAmlak333
@GualAmlak333 10 ай бұрын
Hahahahhah moyteee
@ninabella3940
@ninabella3940 10 ай бұрын
😂😂😂😂
@FnanTekie
@FnanTekie 10 ай бұрын
Dawit meqsen🎉🎉🎉❤
@Silmat
@Silmat 9 ай бұрын
እውይይይይ ብኡነት ቃላት እዩ ዝሃጽረኒ ብፍናን ክዛረብ 😡,,,ስሑው.
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 10 ай бұрын
ኣታ ዳዊት ተጠንቀቅ ኢልናዮ ኣብዩ እምበር እዚኣ ደኣ ንሳን ፈረቃን ከማን
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 10 ай бұрын
እዚ ፍናን ዝበሃል ሰብ ናይብሐቂ ዉዱቅ ኤረትራዊ አይመስለንን ።ብጣዕሚ ስዲ ጠገለ ዝብሉ ግብረሰደማዊ ኮይኑ እዩ ዝስማዐኒ ኩሉ እቲ ዝገብሮ ፈክ እዩ።መንደፈራ እዩ ተወሊዱ ይብልዎ ከተማታት እኮ ክንደይ ዘይንፈልጦ እዮም ተወሊዶም እግዚአቢሄር ከአ ይብል ገጽካ ትርሐቅ።
@ni4902
@ni4902 10 ай бұрын
ሽጉርቲ እምበር ስደት ኣይንበዓንን እዩ ዝኮነ ግዜ ክዳንካ ቕደድ 😫🤣😂😂
@dejenkesete7107
@dejenkesete7107 9 ай бұрын
መለግለግ ዝኮነ ድርባይ ወላቲ ድምጹስ ይዕርዕረካ
@rahwatesfamariam-s8j
@rahwatesfamariam-s8j 9 ай бұрын
ሂወት ትፈልጥ ድያ ወይስ ኣይትፈልጥን ጉዳይካ እንበር ጉዳይና ኣይኮነን ብሩክ ቅሩብ ርዝን በላ ኣታ ወዲ ።
@SalehOsmanSeraj
@SalehOsmanSeraj 10 ай бұрын
ዜና ምዛይክ ኮይኑ ተሰሚዕኒ 😂😂😂
@Seluala
@Seluala 10 ай бұрын
Kemti natuo derja emo bexuhuo shuo ketzarbuo beal Dawit,kabti kabti akibkuom were share ketbluo teweluo ne like ketrkbuo tehznuo 😢😢😢
@ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ
@ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ 10 ай бұрын
ሞይተ ኡነት😂😂😂😮ፈዊሳቶ ትኾን እንበይ ብጥዕና ኣይመስለንን ፈጣሪ ይቅር ይበለኒ
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 10 ай бұрын
I can't stop my laughing 😂 😆 🤣
@dejenmussie2275
@dejenmussie2275 10 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ሕፈረት ተሪፉ ድዩ ኣብ ሓበሻ😂
@Tedihawi
@Tedihawi 10 ай бұрын
ፍናን ወይ ጽቡቕ የለን ወይ ድራማ ዪገብር ኣሎ
@ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ
@ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ 10 ай бұрын
ሞይተ😂😂
@freweinitekie7869
@freweinitekie7869 10 ай бұрын
ፍናን ጋዉ ኦርጅናል በለ ልቢ ዘይቡሉ ፈኺሰ ሰብ እቶም ሰድሩኡ ከ ሐደ ፈኮሰቲ እብ ፆም ግዜ መርዓ ሐይማኖት ዘይብሎም ዘይ ምሰዕሳዕ ካሊዕ ዘይትፈልጥ ሰበይቲ ረአዩና ረአዩና ጹቡቅ አይኮንነ አብዘይ ሀገርካ መፅእካ ሸብዳዕዳዕ
@SoloTewelde
@SoloTewelde 10 ай бұрын
ንሱ ስለ ዘፍቀራ ታይ ጽገምኩም ሰባት ሰለ ዝኮንኩም ጥራይ ከክብረኩም የ እንበር ክልተ ሓደ ኢኩም ደማሙ ዳዊትን ፍናንን ወሻልክ ኢኩም ንዓይ 😢
@ErdiTemesgen
@ErdiTemesgen 10 ай бұрын
ጠፊእልና ኮ ኔይሩ ህጂ ከኣ መጽዩ እዚ ዓንጃል 😅
@user123-u2v
@user123-u2v 6 ай бұрын
OMY FUCKING GOD DAWIT YOU ARE MY HERO MOYTE DYE GELE
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg 10 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ፍቅርኩም ንዘላኣለም ይንብሮ ❤❤❤ከም ድላዩ ገሩ ይግለፃ እንበር ንሕናስ እንታይ ገድሲና
@Blessed-ml6yq
@Blessed-ml6yq 10 ай бұрын
Nezi Fnan zblwo wedi new endo belwo gizekum aytetfeyu
@dawitdawa8774
@dawitdawa8774 10 ай бұрын
የሕዋት ቀቅርሺ ኣዋጺና እንዶ ንቅተሎ 😂😂😂
@Adutigray
@Adutigray 10 ай бұрын
😂😂😂😂
@fev984
@fev984 10 ай бұрын
😂 😂😂😂mstegelagelna
@meashosenait9897
@meashosenait9897 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@sjhd7690
@sjhd7690 10 ай бұрын
😂😂😂
@segenabit
@segenabit 10 ай бұрын
Ewy kosile
@tinates7354
@tinates7354 10 ай бұрын
Yea, you are right! Nab mass media tewtsikayo n mintay rieeto hibkaa elka kitharik yeblkan .
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 10 ай бұрын
ከምዚ ክርእያ ከለዋ እቲ ቀደም ኣየልውስ ይብላ ነይረን መሓዙትና ፡ ኣየልውስ ግደፍ ዶ ፡ እዛ ምሕር ቀብጠርጠር ኣብ ፋርኔሎ ከይተእትወካ። ተደልኻ ድኻ ተመርዖ ተደልኻ ጸለሎ ተመርዖ ተደልኻ ሓንኳል እግራ ተመርዖ ንሰባት ዘይኮነ ንዓኻ እዩ ዝምልከት። ተፍቅራ ተኮንካ ብክብራታ ምቁማር ኣቋርጽ ካብ ብሕጂ ብተግባር ኣፍቕራ ፡ ብውሽጢ ልቢኻ ፡ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ግን ስለትጸልኣ ኢኻ ን ንፋስ ትህባ ዘለኻ እሞ ወርዚ ወይ ለብም።
@marthakidane5413
@marthakidane5413 10 ай бұрын
fnan kibhal temkas eyu zemsialey. dave bravo.❤❤❤❤
@SemareyDanial
@SemareyDanial 9 ай бұрын
ዋይ ኣነ እዚ ፍናን ዝበሃል ጸሊአዮ ክመውት ኣታ እንታይ እዩ ዝኸዉን ዘሎ ኦርጅናል ዶ ገለደ ዶ ዋእ ህኮት ዝኾነ ሰብ😒😒😒
@Tares-w2s
@Tares-w2s 10 ай бұрын
ሰላም ዶ ዳዊት ሓወይ አድራሻካ ብምንታይ ክረክበካ ደልየካ ነይረ
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 10 ай бұрын
ባርስታ ኮ ናት ምን ሆናችሁ ነው ሾርትምሞር ሁላ 😂😂😂የቤተሰብ አስታናጋድች ናት አታካብድ እጭ
@ጓል-ሃገረሰብ-Hagi
@ጓል-ሃገረሰብ-Hagi 10 ай бұрын
ኣነ ግን ናትካ ኤልፎን 'ዩ ገሪሙኒ ዘሎ😂😅ኣላ ዴቬይ መሕረር😂❤
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 10 ай бұрын
😂😂😂😂
@simongrmay9975
@simongrmay9975 10 ай бұрын
ልበይ ተመሊሐላ ከኣ ይብል ምሉሕ ዝብኢ
@selemawittesfu6233
@selemawittesfu6233 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@jemilasalih8708
@jemilasalih8708 10 ай бұрын
ካብ ጽልኢ ፍቅሪ አባዚሕ ዘላቂ ሀብቲ ክህልወካ።
@tessola2169
@tessola2169 10 ай бұрын
Dawit mihrerrtt My fav boy
@AronDahlak
@AronDahlak 9 ай бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ ናይ ዳዊት ሰከንሃንድ እባ ጥብ ኣብላ😂😂😂
@mohammeddini5491
@mohammeddini5491 9 ай бұрын
ከከከከ ኣንታ እዚ ወዲ ሑሙም ኢዩ ይመስለኒ ቁሩብ ሕፈር በሉዎ እስከ ሰበይታይ
@wediKdusGebrial
@wediKdusGebrial 10 ай бұрын
ፍናን ከምዚኣ እንተቀፂሉ ሕጂ እውን ክትፈትሖ እያ
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 10 ай бұрын
😂😂😂
@alemdesta454
@alemdesta454 10 ай бұрын
ውይ በስመአብ እስኪ ሂወት ከመይ ኢልካ ከም እትንበር ምክርካ ሃበና ዳዊት ሓወይ!!?ማለት ክብሪ ሰብ ዝዓቀበለ ክቃሸሽ ክብሪ ሰብ ዘዋረደለ ክዋረድ !!!!አብ መኒኡ ኢና እሞ ካአ ብዛዕባ ፍቅራዊ ሕይወትካ ደገ ተውፂካስ ሰብ ከም ደስትኡ ይብለካ ትብል ንስኮ ንሰብ ፅልዋ ዝገብርን አምላክ ዘቆጥዕን አይገበረን እዩ እኳ ዳኣስ በታ ዘላቶ ልሳን ፅቡቅ እዩ ዝዛረብ ዶሞ ንስካ ሂወትካ ደገ ስለዘየውፃእካ /ና ፅብቅ ንሰርሕለና ማለትዶ ይኮን ሓደ አምላክ ይፈልጥ!! ዶሞ አብ ዓለም እቲ ብሰብ ዝከብር ውሩድ እዩ። እቲ ብሰብ ዝግፋዕ ግን ፅባሕ ንጎሆን ንዘልአለምን ክቡር እዩ እሞ ካኣ ልሰብ ዝጎድእኮ ሰራሑ አይፈልጥን ዙ ሓውና ነዛ ፍቅረኝኡ መመሊሱ ስለ ዝውድሳ ግን አብዛ ኮመንት ዘይ ፀርፊ ካሊእ ዘየለ🤔 አቱም ነዚ ሐውና ትፃረፉ አሕዋትና ሂወትኩም ምምሕዳር ዘአበየትኩም እያ "ኢለ እየ ዝአምን። ተሓሰብኩምዎከ ናሰብ ውርዴት ላፃሓፍኩም ከመይ ኢልኩም ሕጉስ ሂወት ክትነብሩ!!!?ንሱ ግን ዋላ ነዞም ዝፀርፍዎ ስለ ዝፈቲና ፅቡቅ ስለ ዝሙነ ሓጎሱ ምንም ደቂቃን ሰዓትን ከብኡ ዝወስዶ የለን እና ተክኢልኩም ሂወትኩም አመቅሩ ,,,,ብምፍራድን ፀርፍን ከይመሽየኩም ብፍላይ ካኣ ክርስትያን ኢና ትብሉ🤕
@wediere2238
@wediere2238 10 ай бұрын
ዳዊቶም ክንዳይ ደኣ ዓቕሊ ሂቡካ ዘስደመመካ ኢኻ ትመስል እዚ ፍናን ዘይኮነ ፍንፉን ኢዩ ዝበሃል ኣብየናይ ሕብረተሰብ ኢዩ ዓብዩ ብኣምር ኤርትራውያን ጃህራን ዓዘፍዘፍ ዘይንብል ህዝቢ ምዃና ኢዩ መለለይና እዚ ግን' ሓደ ዓጃው ሕሱር ንበዓቲ ቤቱ ስድሩኡን ዘሕፍር ሃላይ ፍጥረት ኢዩ😢😢😢😱 10:55 ምሕረት የውርደልካ ሰናይ ሓዳር ይግበረልካ ።
@walidomer6066
@walidomer6066 10 ай бұрын
Ya abey ena nkado
@teklabbrhane5497
@teklabbrhane5497 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 10 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣አሪፍኩም ተቀመጡ ተአደቡ ።።
@RUTACom-un4zl
@RUTACom-un4zl 10 ай бұрын
Haferna ewe tesekefna dyu zbil neshnesh 🤗🤗🤗🤗
@zowdi810
@zowdi810 10 ай бұрын
Wow Daweta you are amazing thanks my love 💓 ❤️ 😍 💖 ❣️ we love you 🇪🇷 👏 👍 ❤️ he is laiy fenan he is laiy 😅😅😅😅😅
@kflomdebessay646
@kflomdebessay646 9 ай бұрын
ሰብ ካብ ሰብ ዝመጾ ፈተና ባዕሉ ዘምጽኦ ፈተና ይበዝሕ።
@Eritreyan
@Eritreyan 10 ай бұрын
Ezi faras zey seter seknd hand sebyti bani mes frut tekreb entay gernayo zeyster meshkat😢😢😢
@Goytaye
@Goytaye 10 ай бұрын
Kkkk ዘይትገድፍዎ ልቡ እዩ፡ተመሊሑ እዩ እዚ ወዲ 😅😂😂 ሽፍንፍን ከ ዳኣ ክብለና ኣታ ድሩዝ በጃ ማሚ ዳኣ ንስካስ
@yodittsehaye5674
@yodittsehaye5674 10 ай бұрын
Eway ezi wedi mehrek deyster 😂😂
@dawitbeyene5470
@dawitbeyene5470 10 ай бұрын
I am shame of him 😂😂😂
@wediteklya1540
@wediteklya1540 10 ай бұрын
ባኮ ሩእሰኩም እዳ በለስ ክብራት የሕዋት ይብል ገለ ቦሎ ዳዊት
@robielkuburom9280
@robielkuburom9280 10 ай бұрын
ኾርጅናል 🤔ዶ ኣምላክ ይሓግዝካ ዛዓርከይ!
@healthyenvironment3334
@healthyenvironment3334 10 ай бұрын
እዚ ፍናን ዝብልዎ ዓጢነ ሰብ ከፈንፍነካ ሽንቲ ሎቅማጽ ዝኾነ ወዲ አጥፍኡልና ካብዛ ዩቱብ በጃኹም
@simoneseim2481
@simoneseim2481 10 ай бұрын
ሃተፍተፍ ኣቢልዎ መይቱ እዚ ፍናን ዝብሃል ሰብ ዶና ዘይንፈልጥ ጌሩና ጀላዕላዕካ ኣቆርጽ በሎ በቲኸ ከየቀምጦ ብትንሕ
@TedrosTesfaalem
@TedrosTesfaalem 10 ай бұрын
Is this fruits for breakfast why those 🥖🥖 breads in the same plates i just don’t understand bread with fruits
@heyabapp1603
@heyabapp1603 10 ай бұрын
ኣታ ኣምላክ ባሪኹለይ እናበልካ ኦርኦርጅናል ኦይና ትብል ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጠረ ፊክ ዝበሃል የሎን ንምንታ እቶም ኦርጅናል ፌክ ትብሉ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ኢልኩም ዘይትምርቁ ሓፍቲ ወይ ካብ ኣደ ዶይከንኩምን ተወሊድኩም ግዙኡ ግዜ ጾም እዩ ሕማቅ ኣብ ኣፍና ኣይረኸብ ተተጋግየ ይቅርታ ግበሩለይ.
@HaniHani-ub6sf
@HaniHani-ub6sf 10 ай бұрын
😂😂😂😂
@hedrybergzabhre7953
@hedrybergzabhre7953 9 ай бұрын
ዳዊት እኮ የልብ ነው ይምትናገረው ይሄ ልክሰክሰ ወንድ ነው ሲያሰጠላ 😂😂😂
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 10 ай бұрын
Dawet king👌 orgnal 😂😂 ነዚ ወዲ ብጣዓሚ ጸልኦዮ😂👎
@selamzaid8539
@selamzaid8539 10 ай бұрын
Fnan lomes abkndaka hafirna🙈🙈🙈🙈
@Melawitchanel
@Melawitchanel 10 ай бұрын
ኣዘከረኒባ ሓንቲ እኮእያሲ ቆልዓ ወሊዳ ምስ ቤተሰባ ኣቀሚጣ ምስ ካሊእ ሓዳር ጌራ እቲ ሓዳር ዝገበረላ ድንግል ምንባራን ናይ መጀመርታኣ ምኳኑን እዩ ዝፈልጥ ድሕር ዝተወሰነ ኣቦ ውላደይ ኣቤሎ ክብል ኣታኣላሊሹ ደበኽ ይብል ተታሒዝካ ፈጠጥ ሕጂ ከኣስ ፍናን ሓውና ብኦርጅናል ጌራ ኣሽኪዓቶያ መስለኒ ኦርጅናል ኦረጅናል ኣብዚሑሎ😂🤣🤣🤣
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 10 ай бұрын
ፍናን ፎኪስ ወዲ ዓገብ አይትብዛሓዮ
@habtomberhan1027
@habtomberhan1027 10 ай бұрын
መርሓባ ዳዊት ጽቡቕ መደብ ፥፥ፍናን ግን ካብ yutuber ደራፋይ ኪኸውን ነይርዎ ኣድናቖቱ መወዳእታ ስለ ዘይብሉ
@rishane9576
@rishane9576 10 ай бұрын
ኩለን ተጋሩ ኣድነቅቱ እየን ፍናንዋይ ፋንዋይ እንዳበላ
@BekiVeki
@BekiVeki 9 ай бұрын
😅😅😅😅😅😅 ኣየ ኦርጅናል
@Meron-h5g
@Meron-h5g 10 ай бұрын
ንፍናን ክቀትሎ ዝኽእል ተሎ hii ይበለኒ 50.000$ Dollar ክህቦ እዪ
@yordanoscsgebremicuhnnkael2038
@yordanoscsgebremicuhnnkael2038 10 ай бұрын
Dawitey ❤
@KokobLovely
@KokobLovely 10 ай бұрын
እዚወዲ ፍናን ዝበሃል እንታይ ብዛባ እዛ ጋል ዘረባ ዘብዝሕ ዘሎ ዝኮነት ትኩን ስክ አሉ ዝየክጽል ኣንተዳ ዝፈትዋ ኮይኑ ። ወይስ ብረብሓ እዩ ኣትዩዋ ወይ ካልእ ስራህሕ እዩ ሴኢኑ ።ዋላ ኣብቲ ሆተል እንዶ ጽረት ይስራሕ
@HermonMaekele
@HermonMaekele 10 ай бұрын
Dawit Orginalka abey ala ata wedi😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@LuleyNatey
@LuleyNatey 10 ай бұрын
"ዝሕሸን የውርያ" ትብል ዓባየይ. .. ኦርጂናል ይግበረልካ ሓወይ በጃኻ ጥራይ ሰላም ሃበና ኩሉ ባዕልኻ ህውከት🙄🙄🙄
@ንግስትጋልትግራይ
@ንግስትጋልትግራይ 10 ай бұрын
ዋይይይ😂😂😂😂 ዳውተይ መሕረር❤
@evenTeclay
@evenTeclay 10 ай бұрын
Dawit arkey neaka endiye kxbe niere dongika arkey
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l 6 ай бұрын
2:24 kla hebush ketefqiru aytkaAlu,kitxeliu aytikeAlu! Doron doron bezihu, hedeE bel, weshtawi xibaqe daA reay,..
@HabenGbrehwot
@HabenGbrehwot 9 ай бұрын
አንታይ ይብሃል ወዳይ ስብይተኣይይይ😅😅😅😅😅😅
@mechaleberhane8626
@mechaleberhane8626 10 ай бұрын
መንደላይ ተተቀይሙ ኣኪልካ ዩ በሬድ መጺዋ ከሎ ግዲ ሂባቶ ኦርጅናል ይብል ኣሎ ሻዕብያ ከኣ ምስጢራ መሰስ ኣቢልዎ😂😂😂😂😂😂😂😂
@YemaneWeldu-hw4xv
@YemaneWeldu-hw4xv 10 ай бұрын
ስቅ ኢልካ እዩ ዳዋ ከማን ሓፊሩ
@adamanbesa
@adamanbesa 10 ай бұрын
በጃኹም ሄው በሉላይ እዚ ወዲ እንታይ ማለቱ እዩ ንስኻስ ዘይትስርካ ከሞአ አርጀነልካ ሂዝካ ተጸጋዕ
@regataraya7861
@regataraya7861 10 ай бұрын
Ewey Dave please xemimna bezi wedi ezie...ab KZbin temexe beka entay geru diu zihasba neta nebsu. Balu ab mass media yezrgho temelisu kea Original Original yeblena. Anes himum eu ele wedie. Resaayo.
@ameabraham2957
@ameabraham2957 10 ай бұрын
እንታይ ኢና ንገብሮ ወደይ ሑሉስ ዝኮነ ወዲ ድሙስስ ጨናዊ ❌❌📌📍📍✂️✂️✂️🔪🔪🔪🔪🔪⚒⚒⚒⚔️⚔️
@AzebGebrezgahergidey
@AzebGebrezgahergidey 10 ай бұрын
ብህይወተይ ምንም ከይገበረኒ ዝፀልኦ እዚ ቆልዓ እዩ ድምፁ ክሰምዕ እውን እየ ዘፅልአኒ
@DejenZeray
@DejenZeray 10 ай бұрын
Dawita❤🎉
@fabs7161
@fabs7161 10 ай бұрын
I feel sorry for his girl 😂 ane hafire akenda 😂
@hirmontesfay-hn5lk
@hirmontesfay-hn5lk 10 ай бұрын
fnan agame zbelka mejemrya zignetka nsdraka htet fnan ab sehl (Nakfa) teweldu kemaka ab godena ayteweden
@abedegaim4891
@abedegaim4891 10 ай бұрын
ክላእ ሰነፍ ሰበይታይ ከመይ ፎኩስ ኣስቴራ ከጽላኣካ ኪድ
@kisanetmehari5833
@kisanetmehari5833 10 ай бұрын
Fenan adegi eta zweledekala zeyekberkas Nezia kea xebah kemeu
ሓቢርና ንስሓቕ
18:17
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 46 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #28
23:02
Logbiba Tv
Рет қаралды 51 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
ዳዊት ኣብ ካንዳ ቡን ተዓዲሙ . ???
15:21
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 36 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН