KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
🛑ንፍቅረይ ድሌታ ብዘይምምላአይ😱ብድክነተይ ምስ ፍቅረይ ተፈላሊና 😭 #tigray #eritrea #habesha #prank #ethiopia #ethiopian2025
28:03
Jan 18,2025-"ኢራን ኣብ ኤርትራ | ብኤትዮጵያ ዝተቀትለ ጅግና ኤርትራዊ | እዋናዊ ዛዓባ |
НУБ И ПРО ПОСТРОИЛИ ЗАЩИЩЕННЫЙ ДОМ ПРОТИВ ИНОПЛАНЕТЯН НА ЛУНЕ МАЙНКРАФТ ! НУБИК ЛОВУШКА MINECRAFT
21:31
Қайрат Әділгерей Дариға Бадықова - ҚЫЗЫҚ TIMES | Хотя бы в кино, Айсара, Келінжан | Кызык Live
54:58
ЭКСКЛЮЗИВ: «Басым бос емес, бақыттымын»! Айжұлдыз, депрессия, отбасы мен мобилография жайлы
2:57:52
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
ጉዳይ ኣወል ሲዒድን ኣቤልን ! ( ምክብባር ይሓይሽ ። )
Рет қаралды 86,259
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 120 М.
Dawit TV ዳዊት
Күн бұрын
Пікірлер: 917
@filips9899
14 күн бұрын
በጃኩም አዞም ኣብ ቲክ ቶክ ሓቁ ኣሎ ናበልኩል ን ኣወል ተተባብዑ ዘልኩም ግደፍ ግደፉ ብካሊአ ክታጻወት ትኪአል ኢካ ብሃይማኖትን ኣምላኽን ግን ኣሕሕ
@Tigriginachannel
14 күн бұрын
Dawit etom haqi alo ziblu btenkol koinu yisimani entekone gin awel zibla zelo nalbat anes tezytehawekina kenestewuel tray eyu zelona enber bzkone nsu mexiu mebrhi kihibena kinxibe ena ginas aba teklehaymanot ms abune teklehaymanot zerakib yeblun
@Freeworld-k8r
14 күн бұрын
Hgdef zdgfu eyom zetebabiewo zelewu mknyatu hgdef lieli haymanotom zemlkwo slezkonu
@Amiጓልትግራይ
14 күн бұрын
የሕዝን እዩ እዚ መንእሰይ ብስምዒት ዝሰኸረ እዩ ስኽን ኢሉ ከስተዉዕል ኣይኽእልን ፖሎቲካ ምድራዉን ሓላፍን እዩ ብሃይማኖትካ ቀልድን ሸለልትነትን ግን ብሰማይ ኮነ ብምድሪ ሞት እዩ😢
@astertesfe5701
14 күн бұрын
Hgdf eyom zidigifiwo
@MohammedHenry-b4n
14 күн бұрын
Nisikis tigraweyti kinisikis ab nay eritrawutan intay zetuweki alo nisikum deamo nieritreawuyan it zikefeen kifuen chikonan tidelyun timineyun si intay zezaribeki alewo@@Amiጓልትግራይ
@TemesgenFetari
13 күн бұрын
ብንያም ሓወይ አምላክ ይባርካ and ዳዊት ሓወይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ተዋህዶ ንዘልኣለም ❤❤❤
@wegahtayosief5042
13 күн бұрын
ብንያም ከማካ የብዝሃልና❤ ኦርተደክስ ለዘላለም ትኑር 💒🙏
@nebu5224
13 күн бұрын
ንፋዕ መንእሰይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ🙏❤️ ኣዴና ማሪያም ሚስጢር ድሕነትና ስለ ዝኾነት ዮም መናፍቓን ስማ ክለዓል ከሎ ዘንጸርጽሩ ናብ ልቦም ይምለሶም ፈጣሪ 🙏
@WediMoghos
14 күн бұрын
ብራቮ ብንያም ድንግል ወላዲተ ኣምላኽ ጽላላ ተንብረልካ
@semeremengsteab3898
14 күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/oqXFo5ukoN2YabMsi=vuzm3FazYICUxWOU
@danielmichael9221
12 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ቢኒ ሃወይ ንፉዑ ኢኻ ኔርካ ትምህርቲኻ ጹቡቅ ኢዩ ሎሚ ዶሞ ጠፊኻና ስብከት ገዲፍካዮ በጃኻ ምጻና ዳዊት ሃወይ ከኣ ኣጆኻ ጎብዝ ኣብ ሃይማኖትካ ከኣ ጽናዓ ❤🎉
@DanielGuoush
14 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ነዚ በሊሕ መንእሰይ ዳዊት ዘይትስሉሙሉና
@Halamadr146
14 күн бұрын
❤❤❤
@MehariBrhane-xx2op
14 күн бұрын
❤❤❤❤❤ ይሰለም
@semeremengsteab3898
14 күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/oqXFo5ukoN2YabMsi=vuzm3FazYICUxWOU
@Aster24-y4l
14 күн бұрын
💕💕💕💖
@abelselomun465
14 күн бұрын
Nay bhaqi ygbo yu 🎉🎉❤❤❤
@tdf8017
14 күн бұрын
ክንደይከ ይጥዕም ትምህርቱ ሰሚዐ ምምናዉ ሰኢነዮ🙏😘❤❤❤
@KayaSahibinden
14 күн бұрын
Wala ane❤❤wawwww nay lebey tezarbiu qal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏
@RobielTquabo
14 күн бұрын
@@KayaSahibinden bkemey knketatelo nkeel ?
@semeremengsteab3898
14 күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/oqXFo5ukoN2YabMsi=vuzm3FazYICUxWOU
@RobielTquabo
14 күн бұрын
@@semeremengsteab3898 🤔
@askalegebreluul8950
14 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@tesfomhagos2055
14 күн бұрын
Thanks!
@SemreNatey
14 күн бұрын
ካብ ሊብያ ኢና ንካታተለካ ኣዋጺኢና ዶ ናይ ኖቢል ፍቅሪ ክንሽልመካ 2025🎉🎉🎉
@Hagush_gal_kiki21
14 күн бұрын
ናይ ኩልኹም ክንሸለመልኹም ኢና ንሕና ኣጆኩም ሰላም ንዓኹም ሰብ ልብያ እቲ ትኣምንዎ ኣምላክኩም ምሳኹም ይኹን ብሰላም የውጽእኩም
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
❤❤❤
@yariedyosief8070
13 күн бұрын
ሕዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ይብል ቃል ኣምላክ
@TeklitKidane-s3b
13 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማኣልና ክቡር ሓወይ ብጣኣሚ ክብረት የሃበልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረኽ ❤❤❤🎉
@MeraDani
14 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤ ቃል ሂወት የስምዓልና ዳዊት ከኣ ቀጽሎ
@weynits571
13 күн бұрын
ኣታ ብሩኽ ሓወይ ከም ቓል ኣምላኽ አንተምሃርካ ምረባሕካ ኔርካ፡ ወንጌላውያን አቲ ቃሉ ስለዝአዘዞዩ ተቀበሉ ዝብሉ ❤🎉❤🎉❤
@YorsalemMebrahtom
10 күн бұрын
Bini hawey qalhiwet yesmalna & dev hawey Bravo ✝️
@yiho3837
14 күн бұрын
ብርኽቲ ዓመት የግበረልና ከምዚ ዝአመሰለ ብሩኻት አቕሽሽትን ፈላጣትን ጽንዐትን ክመጹና እዮም ንምቕባሎም ንዳሎ አሜን መርሐባ ንበሎም!!!!
@senaityeemebetekdestmariaw9755
9 күн бұрын
wooooooow ab betu yetsnekun yehwatey kale hiwet yesmealna❤❤❤❤❤❤❤
@ኣስመራወርቂሚሊዮን
14 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ቡሩኻተይ🙏🙏🙏 ❤ #ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር🙏✝️🏰!!
@lidya7181
14 күн бұрын
Entay orthodox zekone gezie eyu wedey embae 😢😢😢 jesus is lord
@ኣስመራወርቂሚሊዮን
14 күн бұрын
@@lidya7181 ርኽስቲ መንፈስ
@johnkidane2121
14 күн бұрын
😂😂😂እንታይ ጌራትካ/ኪ@@ኣስመራወርቂሚሊዮን
@ኣስመራወርቂሚሊዮን
14 күн бұрын
@@johnkidane2121 ታይ ደኣ ጺሒፋ ዘላ
@johnkidane2121
14 күн бұрын
@@ኣስመራወርቂሚሊዮን እሞ ትጸርፉ ዲኻ ካብ ትጸርፋ ዘይ ተረድኣ
@TiemtiTesfamekel
4 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ
@EfremNegasi
14 күн бұрын
ቢንያም ቃል ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ❤❤❤ዳዊታ ጽብቅ መደብ ቀጽሎ❤
@Tirhas.
14 күн бұрын
Nay bHaqi Egiabhier tsegeu yebzhalu. you tube channel alwo do? Dawita thank you for sharing.
@MerhawiBerharne
14 күн бұрын
ማቴዎስ 24:9-1:51
@Aster24-y4l
14 күн бұрын
@@MerhawiBerharne Matt.24:11
@Mekelle_shkor
14 күн бұрын
thanx ዳዊታ በሊሕ መንእሰይ ስካብ መወደእታ ረኢ ቡዙሕ ተማሂረ ቀፅሉልና ❤ቢኒ ሓውና ካኣ በረከቱ የብዘሐልካ🎉❤✝️👏
@Fiyori-ye6qv
14 күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ደስ ዘብል ትምርቲ ዳዊት ሓወይ ከኣ በርትዕ
@Lerisca
14 күн бұрын
አዛ 2025 ድሮ ብጫውጫው ጀምራ🤦🏾♀️ወይ ጉድ ኣታ ኣምላከ ንዓባ ማይ ጨሎትካ ከዓወልና... በጃኩም ጾመ ጸሎት ነብዝሕ ግዚኡ ግናይ እዩ🙏🏾Thanks ዳዊት ኩሉ ጊዜ ጽቡቅ ዝኾነ መደብ ኢኻ ተምጽኣልና 🙏🏾
@shalomhabtu
3 күн бұрын
Machlot aykone gubernatorial nxbje. Hedshdna a bley
@Berhanekiflu3065
14 күн бұрын
ብንያም ሐውና ጸጉኡ የብዝሐልካ(ዳዊት ድማ ቃለ ሂይወት የስማኣልና እታ ናይ ቢንያም ንበይና እንተ ተውርዳ ጽቡቅ ነይሩ፥ ምክንያቱ ግዜና ንክርክር ዘይኮነስ ንድሕነትና መታን ክንጥቀመሉ
@BiniamShimbash
14 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ❤
@FilimonTesfaghergis
14 күн бұрын
Dawita smart boy 👦 mara eye zfetweka kemzi kemay alo do zfetwo ❤
@semeremengsteab3898
14 күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/oqXFo5ukoN2YabMsi=vuzm3FazYICUxWOU
@JoniAlves-e4z
14 күн бұрын
ካብ ልብያ ይከታተል ኣለኩ ጽቡቅ መደብ ዳዊት ሓው❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉2025❤🎉🎉
@shewityohannes4953
14 күн бұрын
ዳዊተይ ሸያብ ጸውዑለይ ዘይኮነስ ለባም ጸዉዑለይ እንዱ ዝብሃል ናይ ባሐቂ ጽቡቅ ዘረባ ስለዚ ተዋህዶ ንዘልዓለም ትንበር እግዚኣብሔር ይመስገን ተዋህዶ ምካነይ ❤
@emmajohn4873
14 күн бұрын
ፍጣሪ ይባርካ ዝወለደትካ ማህጸን ትባረክ
@AziebKahsay
Күн бұрын
ኩቡር ሐወና ናይ ባሐቂ እግዝአቢሄር አምላክ ዕደመን ጥዕናና ይሃብካ ቆጾሎ ክርሰትያን ማዓተብና እየ ምሰክርና❤❤
@WediShuq-g1r
14 күн бұрын
ቃል ሕወት ያስመዕልና ክቡራር ይሕዋተይ
@ExcitedBeagle-nm9qd
14 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማኣልና 🙏🙏🙏
@mibrakteclemichael750
14 күн бұрын
አሰይይይ ቃለ ሂወት የስመዐልና እዚ ትምህርቲ ክንደይ ይጥዕም አሰይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበረልና❤❤❤❤❤❤
@BiniamShimbash
14 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ኣብ ቀጻሊ ብሰፊሕ ክመጽእ ስለዝኮንኩ ❤
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@selamhaile8324
12 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ 🙏
@tesfuokbay2896
14 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስምዓልና
@MezekrResom
12 күн бұрын
Dawa asli qal amlak amlak semiena bhaqi tansk dawitey king 👉👑👑👑👑👑💯💯💯💯💯❤❤❤❤🙏
@ተመሰገን-ቐ4ሸ
14 күн бұрын
ማርያምን ክንደይከ ይጥዕም ትምህርቱ ሰሚዐ ምምናዉ ሰኢነዮ☺️✝️✝️✝️
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
❤❤❤
@haymi8301
12 күн бұрын
ዳዊት ኣዚካ ቡሉፅን በሊሕን መንእስይ ኢካ✍️👌👌👌👌
@tigestsemereab7880
14 күн бұрын
ሰላም ኩቡር ሐወይ ዳውት ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ።ን ብንያም ሐውና ቃለ ህይወት የስማዐልና።
@Natnael-d7f
12 күн бұрын
Lbka zeresrs qal egzahabiher fetari xlalu yennbrelka hawey natey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MikiDebesay
14 күн бұрын
ብጣዓሚ ንፉዕ ብዙሕ ትምህርቲ ተማሂረ ሎሚ የቀኔልና ወዲ ሪመይ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር
@BiniamShimbash
14 күн бұрын
ሳብስክራይብ በል ኣይትረስዓና❤
@abrahamawet7245
13 күн бұрын
ዳዊት Thank you ነዚ ተባዕ ኣብ እምነቱ ዘቅርርብካልና
@ትጂጋልቀሺ
14 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ዞምኣሕዋተይ❤🙏
@tsegaabrha8556
14 күн бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ቃል ሂወት የስምዓና
@DjGj-cm3rv
14 күн бұрын
ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር ሐውና ነመስግን ቃለ ሕይወት የስማአልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@Rigat-f1l
11 күн бұрын
Wawwww Dawita dess eluna ❤❤❤❤🎉
@elsajefter5596
14 күн бұрын
ቢኒ ሓወይ ብጣዕሚ ቃለሂወት የስማዓልና ኩሉ ግዜ ዪካታተለካ ኢየ ባሓቂ ትኽ ኢሉ ናብ ልብኻ ዛኣቱ ትምህርቲ ኢዩ ኣንቲ ዉእቱ ተስፋሁ ለ ኣዳም🙏 ንግስትከ ትቀዉም በየማንከ❤ ያእቆብ ዝራኣያ መሳልል❤ ኣክሊለ ትምክህት🙏እመ ብዙሃን❤ናዛዚተ ህዙናን🙏ብጺኢት🙏
@RobielTquabo
14 күн бұрын
Beyen kinketatelo nkeel ?
@elsajefter5596
14 күн бұрын
@RobielTquabo ናቱ face book ኣለዎ biniam shimbash ዪብል
@RobielTquabo
14 күн бұрын
@ Thank you Elsa haftey 🥰🥰🥰
@gabigunners8073
14 күн бұрын
ከመይ ዝበለ ጥዑም ማኣዛ ዝኾነ ስብከት ዩ ወደይ ጎይታ ይባርኽካ ዝሓወይ ኣብ ቤቱ ንዘልኣለም ብጽንዓት የንብርካ ናቱ ቻነል ተለዎ ባ ተሓባበሩና ክንከታተሎ።
@elsajefter5596
14 күн бұрын
@@gabigunners8073 ፌስ ቡክ ኢዩ ዘለዎ መስለኒ ኣብ ናቱ ፌስ ኣቲኺ ተኸታተልዮ ናይብሓቂ ኣነ ካብ 2016 ኢየ ዝከታተሎ ጽቡቕ ኢዩ ዝምህር ጸጋኡ የብዝሓሉ🙏🙏
@rahwaabraha4282
12 күн бұрын
Egzabiher yebareka dawit nska ewen tsega aleka temhar emo kem bini mesker brukey slekulu tsbuk neger tekrbo nemesgeneka❤
@ሳንካራDc
14 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዴቭ ሓወይ ኩላህን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ሰዓብት ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ዝኮና ህዝበ ክርስታያ በጃኹም ነስተውዕል እዚ ግዜ ይተርር ኣሎ ነስተውዕል ክንነቅሕ ይግባእ plsssss❤😢😢
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
❤❤❤
@weynits571
13 күн бұрын
ሰላም እምላኽ ይብዝሓልኩም ብሩኻት ኤሪትራውያን ❤🎉❤🎉❤
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
❤❤❤
@MehariElias
14 күн бұрын
I apprciate you go ahead may god give you power
@Biemnet-e8t
12 күн бұрын
እንጌራ እዝጊ ብላዕ ብሓቂ በሊሕ መንእሰይ
@TomsHadsh
14 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓና ንክልኩም ኣሕዋት ዳዊታ ግዜ ኣብ ዘላትካ ብዛዕባ ፍትሃ ነገስት ብመ/ር ሊቀ ሊቃውንት ትቀርብ መደብ እቶም ኣምሓረኛ ንሰምዕ ክሰምኡዋ ይላቦ ቀንዴል ሜድያ ረቡዕ ረቡዕ መግለጺ ኣላ ክሰምዕዋ 11 ምዕራፍ በጺሖም ኣለዉ ሕጂ ብዛዕባ ህዝቢ በጺሑ ኣሎ
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
ሕራይ ብሩከይ❤❤❤
@BiniBini-d4i
14 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና ይሕዋተይ🙏❤
@freweiniseattle5885
14 күн бұрын
ጣዕም ቃለ ሕወሐት ሂብካና God bless you. You’re very young and smart. Keep up good job and we did a good job too. You bringing this smart brilliant guy. God bless you all.
@BiniamShimbash
14 күн бұрын
ኣሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤😊
@elilta70
14 күн бұрын
ዕድመን ዕናን ይሃብካ ቃልህወቱ የስማዓና ብሐቂ ቡሩቱዕ ሙንእሰይ🙏🙏🙏
@Dvxgjs
14 күн бұрын
ዳዊት ሓወይ ሎሚ ኣሓጊስካኒ ንተዋህዶ ሃይማኖትካ ጠጠው ኢልካላ እግዝኣብሔር ይመስገን ለካ ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ሰቡ ኣሎ።
@arondebesay5954
11 күн бұрын
ዴቭ ጹቡቅ መደብ ኣወል ኣይኮነን ዝኮነ ፈላጥ ናይ ሞስሌም ውን ኣይመጽኳን እዮም፡ቢንያም ብጣዕሚ ኣፍልጦ ኣለዎ ሓያል እዩ 2016 /2017 የስተምህር ኔሩ ኣብ live ፡ሕጂ ግን ኣይግድን ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
14 күн бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክብር ሓወይ❤🙏ዳዊት ሓወይ ሰልጣን ከሰተ ኣቂሪበሊና ኣብዚ ናይ ኣቦና ፂድቃ ተክለ ሃይማኖት❓
@kbromyemane3490
12 күн бұрын
Bzaba bnay weledom zqdesu abzi wn alekum 1ይ ቆሮ 7፥12-14 ውሉድኩም ሩኩሳት ምኮኑ ኔሮም ሕጂ ግን ቕዱሳን እዮም ,,,,,,,,,,,,,,,,,,ኣብዚ ብናይ ወልዶም እምነት ቅዱሳን እዮም ማለቱ ዩ❤
@AsmeretHabte-ik7cj
14 күн бұрын
Kal hiwet yesmealna
@mananeghuse1098
12 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርክህ ሓሳብ ልብካ ኣምላኽ ይተሓወሶ ብተስፋ ንጽበ
@SimonTvww
14 күн бұрын
ኣይትንጠረኒ ዴቭ ሓወይ ኣነ 100% ዝደገፍክዋ ሓሳብካ ብዛዕባ እቲ ሃይማኖትና ዘራኸሰ ወይ ክብሪ ሃይማኖትና ዘትሓተ ኣወል ሲዒድ ንክትረኽቦን ደጊምካ ደጋጊምካ 'ውን ናብ መድረኽ (Live) ክትዕድሞ ይሓተካ ኣለኹ ምናልባት ናይ ኣፍልጦ ጉድለት እንተሎ ከነካፍለካ ናብ ህዝቢ ገጽካ ተቐልቀለና ዴቭ ሓወይ ወላ ኣኺሉ ዝተርፍ ኣፍልጦ ኣይሃልወካ ንዕኡ ዝኸውን መልሲ ከም ዘይትስእነሉ ግን ይትኣማመን'የ I admire you, brother David, your thoughtful, calm and clear words go straight to the point and everyone admires you.
@alazarkidane7912
14 күн бұрын
Anta hawna Megemerta astewielka simiaya Awel zbele Aba teklehaimanot eyu elu ember abne tekelehaimanot aybelen. Aba teklehaimanot malet dma nay Gojam mesfin znebere eyu. Slezi astewielka simiaya
@EfremTasfum
7 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙌🙏🙏🙏
@floragebrea5mlak437
14 күн бұрын
ዳዊተይ የቐንየልና ብሃይማኖትና የቑመና ቃል ሂወት የስምዓና 🙏🙏🙏ብንያም ሐዉና ጸጉኡ የብዝሐልካ ፈጣሪ
@TiemtiTesfamekel
4 күн бұрын
ኣይካኣን ሓወይ እግዚኣቢሀር ዳኣ ይምሓረና❤🎉❤🎉❤🎉
@simi118
14 күн бұрын
ንኩሉ ንጌጋ ጌጋ ስለ ዘይበልና ኢና አብዚ በጺሕና ንኩሉ ጌጋ አብ ግዙ ጌጋ ክብሃል አለዎ
@Aster24-y4l
14 күн бұрын
Bflat yikun,bzeyflat kndey hzbi teberizu alo bgega sibket
@HyabTadese
14 күн бұрын
Yes
@sillaabraha5838
13 күн бұрын
God bless. My deare brother we need you keep it up
@henokweldat6654
14 күн бұрын
ታንክስ ዴቪ ሓውና ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ ብፍላይ ንዓና ንኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንቢኒ ሓውና ከኣ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዝሓሉ❤🙏🙏🙏
@BiniamShimbash
14 күн бұрын
ኣሜን ሓው ሳብስክራይብ ግበር ከምብሓድሽ ክመጽእ 😊
@FhcCj-n7i
14 күн бұрын
ንፍእ እግዝአብሄር ይባርካ🙏🙏🙏🙏🙏
@mibrakteclemichael750
14 күн бұрын
አንታ ጂግና መቅሰን መቃ ነቶም ምሁራት አቦታት መማህራን ዲያቆናት ዝበሃሉ ሲዒርካዮም በጣዕሚ አመስጊነካ ተባረክ ዝያዳይ ናተይ ❤❤❤❤❤❤
@genetelias3992
14 күн бұрын
ናይ ብሐቂ ፅቡቖ ትምህርትን ቃል አምላኽን የስሚካና አምላኽ ይመስገን ቀፅለሉ.🙏👏
@angkiflu6157
14 күн бұрын
ንባዕልኻ ጠፊእካ ንሰብ ኣይተጥፍእ ኣብሐድሽ ኪዳን እና ዘለና ቃልይቀትል ቃልካኣ ይምሕር ዝብልሲ ኣባኻ ንሪኦ ኣለና ንቃል ኣምላኽ ኣብዘይ ቦትኡ እንዳእተኻ ኣይትጋገ ኣብልብኻ ተመለሰ ኣይትዓሹ ፡ደምየሱስ እዩ ዘጽድቀና ባዕልና ኣይኮናን ኣይተርዳኣካን ፡፡
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
ንሱ ዘይኮነ ንስኪ ተምልሲ ናብቲ ቁኑዕ ኣየ ንስኩም ኪዱ ዳኣ ንስኩም ጥፉኡ እምበር ባኣኩም ዝዕሾ ተዋሃዶ የለን ንዘይ ሕደስ ክትሕዱሱ ናይ ዘበና ፍላስፋታት😢😢😢
@sabasabina5346
7 күн бұрын
ጽብቕ ኣለኻ ኣብ መስቀል ዝተሰቅለ ዋጋ ዝኸፈለ ጎይታ የሱስ ንበይኑ ኢዩ.ንምንታይ ካልእ ኣድለየ?
@tametekle8470
2 күн бұрын
Kale hiwet yesmalna binyam hawna ❤❤❤ tewahdo nzelalem tnber❤
@raheltadese4061
14 күн бұрын
ዳዊቲ ሓወይ ቢናም ከማን ቃለ ሂወት የሰምወዓና ልና ቡሩኻተይ ቀጽልወ 🙏 ❤ ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንር 🙏🙏🙏🙏
@BiniamShimbash
14 күн бұрын
ሳብስክራይብ ኣይንረስዕ
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
@MedhanieKidane934
13 күн бұрын
ዴቭ በዚኣ ኢየ ዝፈትወካ ብሃይማኖት ዝመጸካ ኣይትፈቱን 2ቴና ኣብ ሓደ መርገጺ ኣለና 🥰🥰🥰
@shishayhadsh547
14 күн бұрын
ዴቭ ጽቡቕ ኣለኻ፡ ግን ኣወል እኮ ብዛዕባ ሃይማኖት ቅንዕናን ስሕተትን ኣይኮነን ክምህር ደልዩ። እንታይ ዳኣ በቲ ዝተፈጠረሉ ዕድል ኣብ ዘይሃይማኖቱ ፍንጭራዕ ክብል ደልዩ እንበር። ጀበርቲ ሙስሊም ካሜራ ማን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዉሽጢ ቤት-ክርስትያን ብዘይ ነጸላ ብዘይ መስቀል ከኣትዉ ጀሚሮም ነይሮም። ህዝቢ ምስ ከሰሰ ግን ወይ መስቀልን ነጸላን ክገብሩ ወይ ኣብ ደገ ክጸንሑ ተጌሩ። ስለዚ ክሪስትያን እንተዘይኮይኑ ኣወል ብዛዕባ ክርስትና ክዛረብ የብሉን። ምስ ዘይ ኣማኒ ብዛዕባ ሃይማኖት ምክታዕ ኣየድልየካን ኢዩ ዴቭ። Thank you Dave, the Good guy!
@ErmiasDebesay
3 күн бұрын
Dawit seb‘ay ❤❤❤
@DestaGeberzher
14 күн бұрын
ዋው ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትምህርቱ ክጥዕም❤❤❤
@YonasFisehaye-i6g
14 күн бұрын
ኣቀራርባኻ ብጥዕሚ ጽፉፍ፡ ኦዩ። ብጣዕሚ የ ዘድንቀካ
@weynits571
13 күн бұрын
አሞ ብሩኽ ሓወይ አቲ ኣብ መስቀል ተሳቅዩ መይቱ ዚኣረገ ሕጊ ግን ብኽብሪ ተ ኣጂብ ክፈርድ ክመጽአዩ ❤🎉❤🎉❤ካብ ፍርዲ ከነምልጥ ብሓደ ጎይታ የሱስ ጥራሕዩ አቲ ጽድቂ ዝርከብ: :
@mebrakrostom6315
14 күн бұрын
ቃል ሂወት ይስምአና ኩብር ሓውና ✝️✝️✝️🙏🤲
@MeargDesta-e1t
12 күн бұрын
Kale hiwet yesmealna kbur hawey 🙏🙏🙏btaemi eina nemesgn kuburey nay agelglotka zemen ybarek dawit hawunale btaemi ena nemesgn nayzu zemharena hawuna you tube gn ngeruni tfeltwo tekonkum ahwatey🙏
@MeronFisseha-zt2vv
14 күн бұрын
Yes nay bhaqi orthodox tewahdo nzelalem tnber ❤❤❤
@goitomabadiabadi
12 күн бұрын
ቃል ሂወት የሰምዓልና ወዲኣሰመራ❤❤❤❤❤❤
@teklitgebreweld8821
14 күн бұрын
ንፉዕ ተዋህዶ ማለት ቃልን ስጋን ደምን ተወሃሃደ
@EstifanosTeweldebrhan-g9k
13 күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዕኻ
@trhastsige2295
14 күн бұрын
ኣታ ንስኻስ እንኳዕ ተወለድካ ኣይወድኣኽዋን እንዲየ ኣብ መጀመርያ ምስ ሰምዓኽዋ ግን 💯 ሽሕ ኹን 🥰
@TeklitTesfalem
14 күн бұрын
ዳዊት ሓወይ ቀጽሎ ቢኒ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ምሳኻ ይኹን
@almazyowhans4255
14 күн бұрын
Kalehiwet yesmealna amlak yebarkum 🙏🙏🙏
@abelmehari7583
14 күн бұрын
ዳዊታ ኣምበሳ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ። እዚ ትገብሮ ዘለኻ ዓቢ ትምህርትን ኣፍልጦን ዩ ሞ ክብሪ ይሃብካ። እዚ ወዲ ብጣዕሚ ንፉዕ ዩ ኣገላልጽኡን ኣረዳድኡኡን ብሉጽ ዩ። So እንታይ ትብል ቻነሉ ንገሩና pleassssss
@sosinahaile5974
14 күн бұрын
The young generation knows so much about orthodox and I learned so much from you, god bless ❤
@tedros_tekestetekeste1937
14 күн бұрын
Dawit hawena Egzabiher amlak yebareka nezi fkur hawena Egzabiher amlak tsegau yebzahlu kal hiwet yesmalena Amen amen amen
@Hagush_gal_kiki21
14 күн бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ነመስግነኩም ንስካን ቢንያምን ዳዊተይ ተባረኹ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ 'ዩ 'ሞ ቀጽልዎ ኣጆኩም❤ ኣነ ግን ልዕሊ እቶም ቤንጤ እቶም ካብ ኦርቶዶክስ ወጽዮም ን ኦርቶዶክስ ዘናሽው 'ዩ ዘግርመለይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የስሕቁኒ😂በጃኹም ከይፈለጥኩም ኣይትኺዱ በለለይ😅 ብዝኮነ እታ ኣብ ሃወርያታት ዝተሃነጸት እምነት ንዘልኣልም ኽንነብረላ ኢና። ፈጺምና ኻኣ ኣይነወጽእን ኢና!💪🧡🙏 መስቀል በጢስካ ንስጋኻ ክተነብር ወለይለካ ንዓና ግን መስቀል ሓይልና፣ቤዛና 'ዩ 'ሞ ንዘለኣለም ክንኣስሮ ኢና!🧡🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
7 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መስቀል መድሓኒ ነብስና ክምላኣልካ ብሩከይ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@yorsyosief6807
7 күн бұрын
Kndey ynefe ezi hawey, nayzi wengiel zmhr zelo ba links sdeduley🙏🏽. Egzabhier tsegeu yebzhalka🙏🏽
@algamichael8910
14 күн бұрын
God bless you Davidey shikor❤❤❤
@YonasGoitom-fb5qs
13 күн бұрын
ደቭ,thanks btami xbuq serah ezwedi xbuq hasabn melsen aflton alewo atebabewo wexu sebat kenqeh dev hawey
@alexlive8793
14 күн бұрын
Both you guys smart ❤❤❤
@Dvxgjs
14 күн бұрын
ዳዊት ሓወይ ናይዚ ሓቂ ዝዛረብ ዘሎ ዝተባረኸ ናይ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ነዞም መናፍቓን ዘረደኦም ዘሎ ቻነል እባ ንገረና። ከምዚ ገርና ስለዘይንዛረቦም እዮም ዘዕሽውና ዘለው መጽሓፍ ቅዱስ ስለዘይነንብብ እዩ። ንፈጣሪ ምሉእ ዓለም ጎይታናን ኣምላኽናን ክብሪ ይኹን።ኣሜን
@AmlakAboy27
14 күн бұрын
ቀዳማይ Comment ባዕለይ like ጽቀጡ እስከ ፈተውቲ ዳዊት ምቁራት።❤
@samer-wh6rk
14 күн бұрын
ደቭ ሓወይ ብሓቂ ካብዚ ሓዉና ቃል ኣምላክ ተሚህርና ፀጉኡ የብዛሓዮ እና ቲክቶክ ዝጥቀም ተኮይኑ እቲ ዝጥቅመሉ ቲክቶክ ፃሓፈልና በዛካ ዴቪይ ምእንቲ ፈለዉ ክንብሎ
28:03
🛑ንፍቅረይ ድሌታ ብዘይምምላአይ😱ብድክነተይ ምስ ፍቅረይ ተፈላሊና 😭 #tigray #eritrea #habesha #prank #ethiopia #ethiopian2025
musse shakur
Рет қаралды 5 М.
Jan 18,2025-"ኢራን ኣብ ኤርትራ | ብኤትዮጵያ ዝተቀትለ ጅግና ኤርትራዊ | እዋናዊ ዛዓባ |
Solo Media
Рет қаралды 1,6 М.
21:31
НУБ И ПРО ПОСТРОИЛИ ЗАЩИЩЕННЫЙ ДОМ ПРОТИВ ИНОПЛАНЕТЯН НА ЛУНЕ МАЙНКРАФТ ! НУБИК ЛОВУШКА MINECRAFT
DakPlay
Рет қаралды 704 М.
54:58
Қайрат Әділгерей Дариға Бадықова - ҚЫЗЫҚ TIMES | Хотя бы в кино, Айсара, Келінжан | Кызык Live
Marat Oralgazin
Рет қаралды 335 М.
2:57:52
ЭКСКЛЮЗИВ: «Басым бос емес, бақыттымын»! Айжұлдыз, депрессия, отбасы мен мобилография жайлы
НТК Show
Рет қаралды 197 М.
0:45
Почему Катар богатый? #shorts
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
27:15
ዋዛ ምስ ቁም-ነገር Logbiba Tv #37
Logbiba Tv
Рет қаралды 43 М.
22:53
ናይ ኤፍሬም ጥንቆላ ፈሺሉ ! ማይ ናብ ወይኒ ቀይርናዮ ?
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 49 М.
13:24
Awel said ኣወል ሲዕድ መልሲ ኣሎኒ!!
Meron Entertainment
Рет қаралды 3,9 М.
29:27
ተመስገን ኣብ ትግራይ ከይዱ ሰለማዊ ሰልፊ ተሳቲፉ ፣ ኢትዮጵያውያን ንኤርትራ ደምና ከፊልናላ ኢና ይብሉ | Yikealo Tv
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 18 М.
31:48
ዘሩባቤል - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 18| Eritrean Drama - zerubabel (Part 18) - Jan. 18, 2025 -ERi-TV #eritrea
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 10 М.
17:46
ዩጋንዳዊያን ኣማሪሮም ብሰንኪ ኣዋልድና !
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 62 М.
32:35
EMN - ንመትከል ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋ | 3ይ ክዳል- Eritrean Media Network
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 8 М.
AWH Eritrea Live #25023 ኣስመራ ፖላስ ፣ ሓድሽ ለውጢ መንእሰያት ፣ 18.01.2025
Alena Walta Hager
Рет қаралды 1,2 М.
19:14
✳️ብሰንኪ ሰብኣይ ኣዴኣ ዝረከበቶ መከራ፣ ሽግር ተሪርን በሊሕን ሰብ ከምዚገብረና ካብዚ ንማሃር
Mahustar
Рет қаралды 49 М.
40:59
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 44( BY BRUNO )
Awra Tube
Рет қаралды 159 М.
21:31
НУБ И ПРО ПОСТРОИЛИ ЗАЩИЩЕННЫЙ ДОМ ПРОТИВ ИНОПЛАНЕТЯН НА ЛУНЕ МАЙНКРАФТ ! НУБИК ЛОВУШКА MINECRAFT
DakPlay
Рет қаралды 704 М.