ጉዳይ’ዛ ትግራወይቲ ሓፍቲ - ተወሳኺ ሓበሬታ

  Рет қаралды 118,333

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

Пікірлер: 1 300
@Eritrea-y7x
@Eritrea-y7x 2 ай бұрын
የቀኒየልና ክብርቲ ብልጺትን ሐፍትና ዶክተር ሻሮን አምላክ ይባርኪ ጺብቅ መግለጺ 💕🙏🏽🌷💐🙏🏽💕🌷💐🙏🏽💐🙏🏽💕🌷
@adhanomberaki3296
@adhanomberaki3296 Ай бұрын
❤ ናይ ብሓቂ ኩሉ ዝዓደለኪ ፍጥርት ኢኪ አሞ መጀመርያ ንፈጣሪ ሲዒቡ ነቶም ንዓኪ ወሊዶም ዘዕበዩ ምስጋና ይብጻሓዮም ።
@benjaminfranklin106
@benjaminfranklin106 2 ай бұрын
ዶ/ር ሻሮን ብሓቂ አነ በቲ ተቕርብዩ ናይ ጥዕና ምኽሪ አዚ የ ዘድነቀክን ድፈትወክን ።ዝገበርኪዮ ሓገዝ ድማ ክብሪ ይግባኣኪ።ንሕና ተጋሩ ተኸተልትኺ ኢና❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Solomon-ok5td
@Solomon-ok5td 2 ай бұрын
ኣሽሓት ገንዘብ አውጼኡ ህዝቢ ኤርትራ አምሂርዋ ሃዲማ ሕጂ ንዓጋመ ሓስውቲ ክትሕግዝ ፣ ንሳ ካብ ዮኡቱብ ቀዲሓ ብትግርኛ ትደግሞ
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 2 ай бұрын
ኸመይ ዓይነት ብርኽቲ በዓል ዓቢ ስነልቦና ወናኒት ሰብአዊ ሰብ ዝብሀል ከምዚ ኸማኪ ዩ ተባረኺ ዘርእኪ ይባረኽ ❤❤❤
@biniamtedros8192
@biniamtedros8192 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ንጹር ሕክምናዊ መብርሂ ፍትውቲ ዶክተር ፡ ሰብ ሰኣን እውቅና ናብ ማሪታዊ ህውተታ ካብ ምካድ ዘድሕን መብራህርሂ። እዝግሄር ይሃብኪ ቀፅልሉ ክብርተይ !! ሓፍትና ከኣ ኣምላኽ ምሳኣ ይኹን
@mussietewelde4188
@mussietewelde4188 2 ай бұрын
ዶ/ር እ/ሔር ይባርከልኪ ሰብኣዊ ሕልና ዘለኪ ሓፍቲ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉም እዩ እሞ ከም ዘለክዮ ኣብ ኣምላኪ ተወኪልኪ ስራህኪ ቀጽልዮ ሙያ ስራሕኪ ውን ከምኡ እዩ ዝእዝዝ ብናይ ሓደ ሓደ ሕልንኦም ዝሞተ ብናይ እዛ ምድሪ ሓሳባት ዝተመልኤ ትእዛዝ ኣምላኮም ዝረስዑ ሰባት ሪኢቶ ኣይትደናገሪ ቀጽልዮ ደጊመ ኣምላክ ይባርከልኪ ጀግና ሓፍትና
@hadushmezgebe3121
@hadushmezgebe3121 2 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ኣዚየ እየ ዘኽብረኪ መደባትኪ ኩሉ ይከታተሎ እየ ናይታ ንእስቲ ሓፍትና መደብ ንኽተቕርቢ ኣይተጠራጠርኩን ነይረ ምኽንያቱ በቲ ሞያኺ ኩሉሻብ እተምህርና ትምህርቲ ንዓኺ ቀሊል ስለዝኾነ የቐንየልና ❤
@MewaelKeren
@MewaelKeren Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ዶክተር ሻሮን።
@መንክብልወዲአከሪያ
@መንክብልወዲአከሪያ 2 ай бұрын
ዶ/ሻሮን መግለጺ ሰአነልኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀቢኪ ባዓልቲ ሕልና
@Mealtawi
@Mealtawi 2 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ናይ ብሐቂ ሰብአውነት ናይ ሞያ ስነ ምግባር መልክዕ ኩሉ አማሊኡ ዝዓደለኪ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ ሐፍተይ።❤❤❤❤❤❤
@Solomon-ok5td
@Solomon-ok5td 2 ай бұрын
ዓጋመ ስባአውነት አይፈልጡን ዮም
@Debrebizen-w8m
@Debrebizen-w8m 2 ай бұрын
Thanks DR ብዛዕባ እዛ ውጽዕቲ ሐፍትና ተገዲስኪ ምቅራብኪ ንኹላትና ኤርትራውያን ዝውክል ጽቡቅ ዘረባ ብምዝራብኪ አብ መንጎ ህዝብታት ውን ፍቅሪ ኢኺ ዘሪእኺ እሞ ክንሕግዛ ኢና
@SelamErey
@SelamErey 2 ай бұрын
@@Debrebizen-w8m ኣቃባጢርኩም ሰላም ከተምጽኡ ክክክክ ሰላም ዝደልዩ ህዝቢ ኣይኮኑን ተጋሩ ከም ህዝብን ሃገርን የለኹምን ኣይትነብሩን ከነጥፍኣኩም ኢና እንዳበሉ ናትኩም ለኽበጥበጥ ኣይዓጅቦምን እዩ ለኽባጣት ክንደይ ሓሚሙ ሓግዙኒ ዝብል ኤርትራዊ ኣብ ፌስቡክ መሊኡ ኣሎ ተጋሩ እኹላት እዮም።
@ዓብለሎምገንፈሎም
@ዓብለሎምገንፈሎም 2 ай бұрын
ነዚ ህዝብና ከማኺ መንገዲ የማን ዝመርሑ የብዝሑልና ለባም ሓፍተይ ብሓቂ ኣምላኽ ዝፈትዎ ስራሕ ኣድኒቐኪ ብልቢ ❤
@SelamErey
@SelamErey 2 ай бұрын
@@ዓብለሎምገንፈሎም ህዝብኻ ገዲፍካ ጎረቤት ሓግዝ ዝብል ኣምላኽ የለን።
@youditsium-adam8910
@youditsium-adam8910 Ай бұрын
@@SelamErey hahahahaha aye dinkurina
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ክብረት ያሃበልና ስለኩሉ ስራሕኪ ፀግኡ የብዘሐልኪ🤲እንተ አቱም አብ ዓዲ እማትኩም ዑቁባ ሓቲትኩም ትነብሩ ስደተኛታት መጀመርታ ትርጉም ሰባአውነት ካብተን ዘዕቆባኩም ሃገራት ተማሃሮ ።ሰባት ብምኳንኩም ኢየን ሓገዝ ገይረናልኩም ።እምበር ደቂ መንነቶም ወይ ደቂ ሃገሮም ስለዝኮንኩም አይኮነን ።ዶክተር ሻሮን ሰብአውነታን ሞያአን እያ ተዋፂአ ።ከም ሰብ ሕሰቡ 🤔
@exdrti
@exdrti 2 ай бұрын
tadiki mlketeki nay okuba ashat kefilu iyu abu dbexh sahsah bzaba docter tblo zela temahari habhbiya neza haftki aytgeliluwa bala zemtsiato aykonen .terediki do sahsa komal ageme focus giberi abti timhreki dela
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 ай бұрын
@@exdrti አማሓይሽ ከም ሰብ ሕሰብ ሰብ ኩን መጀመርያ ።ፀርፊ ናይ ድንቁርና መግለፂ እዩ
@exdrti
@exdrti 2 ай бұрын
@@alefumekele3184 Nhna mis tegaru yehwatna tsegem yeblnan ,neza haftna ztegefeat win ab gona aleku gin niski kittsehfi koleki tetenkiki tseha mejemerta
@Girlskie
@Girlskie 2 ай бұрын
@@alefumekele3184 ተጋሩስ ንመን ጽጉም ኤርትራዊ ሓጊዝኩም ትፈልጡ እንትሪፎ መዲሂን ጋሕታን ንሰባት እንዳዓደመት ተሰነይ ናትና ታሪክን መረትን ዘይናትኩም ብሕሶት ክትምስክሩ ትውዕሉ እንታይ ቅንዕና ሃልይኩም ኢኩም ትሕገዙ አብ ስደት ኮና እንተተሐገዝናስ ተጋሩ ሓጊዝኩና ኢኩም ልክዕ ከምዝሓገዝኪ ትሞጣሞጢ
@Godislove-i1p
@Godislove-i1p 2 ай бұрын
ዶር ሻሮን ብጥዓሚ ትሕትን ብስልትን ምሕረት ኣምላኽ ዝበዝሓልኪ ሓፍቲ፡እግዝኣብሄር ኣምላኽና ኣምላኽ ሓቂ እዩ ንስኺ ከኣ ብዘይምፍልላይ ንሓቅን ሰላምን ደው ኢልኪ ንምሕጋዝ ውልድቲ ኣምላክ ብምሕጋዝክን ድምጺ ውጽዕቲ ምኻንክን ባርያ ኣምላኽ ምካንኪ ተግባርኪ ህያው ምስከር እዩ፡ኣምላክ መመሊሱ ይባርኽኪ❤🎉❤🎉❤🎉
@GideyZerihun
@GideyZerihun 2 ай бұрын
ሐገዝ ስለዝገበርክላ ድማ ከየመስገንኩኺ ክሐልፍ አይደርን ይሖዋ አምላክ ይባርክኪ!!
@HabtomTwelde
@HabtomTwelde 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተረይ ለባም ባዓልቲ ሕልና ሰብኣውነትኪ ሪኤ ተሓጉሰ ንመንነት ደቂሰባት ዓሌት ዜግነት ሃይማኖት ዘይፈሊ ክሕገዝ ጥራይ ከምዘለዎ ውን ሚሂርክና ።
@Uniq21-y4d
@Uniq21-y4d 2 ай бұрын
አረ እስኺስ ፍልይቲ ኢኺ❤ እድመን ጢኢናን ይሀብኺ ሽኮረይ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@Alem123Alem-q9h
@Alem123Alem-q9h Ай бұрын
እዝገሔር ይሃባርኽኪ ዓድሜኺ ይንዋሐዮ
@solomonliza
@solomonliza 2 ай бұрын
ዶክቶር ሻሮን ናይ ባሓቂ ቅንዕትን ብልጽትን ሰብ ኢኺ ። ፈጣሪ ይባርኽኪ 🙏
@AmbessaAmbessa21
@AmbessaAmbessa21 2 ай бұрын
እዋይ አምላኽ ይባርኽኪ ዶክተር ሳሮን እዛ ትግራወይቲ ንኹላትና ልብና ተንኪፋትና መስኪነይቲ ተባረኺ🎉❤
@genethailemariam628
@genethailemariam628 2 ай бұрын
Tegaru they have freedom of speech. I proud of them. Thank you Dr Saron 👏🏾👏🏾👏🏾
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 ай бұрын
ብጣዕሚ የቀኔልና ክብርቲ ሐፍትናን ጋልናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🙏❤❤❤
@embaye-kp7he
@embaye-kp7he 2 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ክብርቲ ጓል ክቡራት ኢኺ ኢቲ ሞያኺ ውን ንደቂ ሰባት ምድሓን እምበር ንኤርትራዊ ጥራሕ አይኮነን ኣቱም ንምንታይ ንትግራወይቲ ሓግዙ ትብሊ ኢልኩም ትዛረቡ ዘለኩም ትፈልጡ ዲኹም አሕዋትኩም ሕጂ ሕጂ ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ከም ዝኣትው ዘለዉ ስለዚ ሰላም ዘለዎ ዘረባ ንኹሉ ጠቃሚ ዩ።
@Uniq21-y4d
@Uniq21-y4d 2 ай бұрын
ተባረኽ❤
@merrymerry7445
@merrymerry7445 2 ай бұрын
Enber ke weday tubuq gber nman mknyatu halifu eyu zxnhaka zezxeagkayo eka tregb tebib atehasasba zelowom yehznu
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 2 ай бұрын
ጨውዮም ድማ ኣሻሓት ዶላር የክፍልዎም ኣለዉ ተጋሩ። ብዝኮነ ምሕጋዝ ጽቡቅ እዩ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
​@@kabiefrem5824ሞ እዛ ሰብ ድያ ጨውያቶም??
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 ай бұрын
ንትግራይ ዚኣተዉ ኣዝማድና ተጨውዮም ኣሻሓት ዶላራት ክከፍሉ ይግደዱ ኣለዉ።ሓደ ትግራዋይ ከኣ ኣሕዋትና እንድዮም ዓገብ ዝብል የለን😢
@KibromGebremariyam
@KibromGebremariyam 2 ай бұрын
Dr ሻሮን ብጣዕሚ ንፍዕቲ ነመስግን በቲ ትገብርዮ ኣስተምህሮኺ ናይ ኩሉ ግዜ ኣድናቂኽን ተኸታታሊኺን ❤
@Lishaney3
@Lishaney3 2 ай бұрын
Thank you Dr. Sharon.
@azahier4060
@azahier4060 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ትኸድዮ ምሳኺ ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክቶር ሻሮን ሓፍተይ።
@eler537
@eler537 2 ай бұрын
Thanks
@gaimmichael6046
@gaimmichael6046 Ай бұрын
ዶክተር እዛ ንግስቲ እትበሃል ትግራወይቲ ሓፍትና ታሪኻ ሰሚዔ ብጣዕሚ ሕዚነ ። ዶክትር ብዊልቂኺ ይኹን ምስካለኦት ስብሞያ ኣብ ኢትዪጵያ ይኹን ኣብ ወጻኢ ንዛ ጽብቕቲ ጋል 28 ዓመት ሓፍትና ከምሓገዝክያ ምጸደቂ ነይርኪ ።
@ጓል-ሃገረሰብ-Hagi
@ጓል-ሃገረሰብ-Hagi 2 ай бұрын
ዶክተር ርሻን ብልጽቲ ኢኺ ዓመትን ፈረቃን ገይረ ካብ ዝካታተለኺ ብጣዕሚ 'የ ድማ ዘድንቀኽን ዝሕበነልኽን ዶክተር ርሻን፣ሓሳባትኺ፣ስነስርዓትኺ ኮታስ ኩሉ ነገርኺ ዝበለጸት ኢኺ ቀጽለልና ዶክተረይ ማዓረይ ንዓና ክጥዕመና ከሲብናልኺ ኢና❤ ኣነ ሓፍትኺ ትግራወይቲ(ጓል ትግርኛ)❤💛💛
@salemdaniel7354
@salemdaniel7354 2 ай бұрын
Sharon
@ጓል-ሃገረሰብ-Hagi
@ጓል-ሃገረሰብ-Hagi 2 ай бұрын
@@salemdaniel7354 ኹሉ ሕደ
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 2 ай бұрын
Hagush dr Sharon
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ብጣዕሚ ነመስግን ዝተምሃርክሉ ብነፃ ንህዝቢ ዝጠቅም መብራህርሂ ስለ እትህብና ካብ ልቢ ነመስግን ተባረኺ 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@KalabMesele-q9t
@KalabMesele-q9t 2 ай бұрын
Thank you d.r, I appreciate your support and kindness ❤
@abebadebese7360
@abebadebese7360 2 ай бұрын
ከመይ እዝጊሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ናይ ተፈጥሮ ጸገም ምዃኑ ምግላጽን ነታ ተባዕ ንግስቲ ምስጋና ይብጸሓያ ንስኺ ከኣ ኣስፊሕኪ ምግላጽኪ .🎉🎉
@sarahwelcome2560
@sarahwelcome2560 2 ай бұрын
ክብረት ያሃበልና አምላክ ወስኹ ጥበቡ ይግለጽልኺ ለባም ሓፍትና ❤❤❤❤
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 2 ай бұрын
እተቅርብዮም ትምህርትታት ብጣዕሚ እዮም ፅቡቃት የቀንየልና ክብርቲ ዶክተር ሓፍትና ቀፅሉሉ ❤❤❤
@hope3005
@hope3005 2 ай бұрын
ኣቲ ንስኪሲ ሽኮር እካይኪ ኩሉ ነገርኪ❤፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ዶክተር ሻሮን ሓፍትና፡ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን🙏
@sebilomo2510
@sebilomo2510 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ እግዚኣብሄር ይባርኽኪ!ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ሙኻን እኹል እዩ: እንተቶም ሕማቕ ትጽሕፉ ሕፈሩ ንባዕልኹም ዘይፈልጥኹም ጸዓዱ እንዳሓገዝኹም ንኻልእ ኣይትሓስዱ እግዚኣብሄር ይገስጽኩም
@zewdiebrhane4221
@zewdiebrhane4221 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉ዋዕሮ ን ኣደ ልቦናን !!!❤❤❤
@rafis1966
@rafis1966 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ለባም ክብርቲ ዶክተርና ❤ ንቅሓት እያ ታ መፍትሕ
@Burke698
@Burke698 2 ай бұрын
Thank you, Doctor Sharon!!🙏
@GhenetGhebremicael
@GhenetGhebremicael 2 ай бұрын
ተባረኪ dr, 🙏🇪🇷❤️ስራሕ እግዚኣብሄር እዩሞ ከሸቑርረካ ኸማን የብሉን
@እጸ
@እጸ 2 ай бұрын
ዶክተርና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@mebrihittakle731
@mebrihittakle731 2 ай бұрын
ተባረኺ ዶክተረይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 2 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ናይ በሓቂ ሞያኽን ትምህርትኽን ትጥቀምሉ ኣለኺ፡ ካብ መጀመርታ ተኻታታሊኺ ኢየ። ብ እትገብርዮ ከኣ ንሕበነልኪ።
@tesfuamaniel3339
@tesfuamaniel3339 2 ай бұрын
Zeythgzom emo nska
@tigrayelected4443
@tigrayelected4443 2 ай бұрын
Dr. Sharon, you're amazing! Thank you for your passion and hard work on this story. Your natural instincts and unique voice are a gift. God bless you and keep shining your light. You're making a real difference for the voice less people from North to South.
@bemnethailu1663
@bemnethailu1663 2 ай бұрын
ለባም ነሽ በጣም ዶ/ር እግዚአብሔር እድሜ እና ጤና ይስጥሽ 🤲❤️
@عامرالشهري-م9ج
@عامرالشهري-م9ج Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ዕድመ ያሃብኪ ዶግተረይ
@Elias-vr9vz
@Elias-vr9vz 2 ай бұрын
Dr. Sharon ምህርቲ ጥራይ ዘይኮነስ ለባምን መስተውዓሊትን፣ ተጻዋሪትን ዓባይ ሰብ እያ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@asgodomteclemicael1003
@asgodomteclemicael1003 2 ай бұрын
Thanks Dr Sharon, I have great respect to you, with your humanity and your profession and after all your are human. To help people no need religion not need nationality. God bless you.
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael 2 ай бұрын
ኣጆኺ ዛሓፍተይ ናይ እግዚኣብሄር ስራሕ ኢዩ ፈቲኺ ዘምጻኽዮ ኣይኮነን ❤❤❤
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 2 ай бұрын
Thenkyou Dr. You are brillant onest proud of you. God bless you Sester 👍❤️🙏
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 2 ай бұрын
Thank you for your humanity.
@solomonhailu4706
@solomonhailu4706 2 ай бұрын
I don't have any word niaki kigelits I am proud of you Dr Sharon!
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 2 ай бұрын
God blessed you Dr,Sharon 🙏🏽 as always, you did❤❤❤❤❤❤❤❤yes our society needs to have knowledge up on this❤❤❤❤❤
@terhasberhane71
@terhasberhane71 2 ай бұрын
ብሐቂ ዶክተር ሳሮን እዝጋብሔር የሐብኪ ከንደይ አብ ሂወቶም ዝሳቀዮ አለው ሕብረተሰብና መርገም እናበለ ዘግልሎም መነቃቂሒ ይከውን
@Tsige-xv9rf
@Tsige-xv9rf 2 ай бұрын
ደጉተረይ ፈጣሪ ሙሉእ ልቦና ዓዲሉኪ እምበር ፋልጠት ብቻ ትርጉም የቡሉን ፈጣሪ ይባርኽኪ
@senaytgebretsadkan952
@senaytgebretsadkan952 2 ай бұрын
ዶር ሻሮን ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ ዛሓፍተይ ቡዙሕ እየ ተማሂረ ካባኪ❤❤ ብዓልቲ ቡዙሕ ልቦና
@mebratberhe9089
@mebratberhe9089 2 ай бұрын
❤ደክተር ሻሮን ሐብብት ብጣዕም እየ ዘደንቀኪ ዕድመ ጥዕና ያሀብኪ እዛጌለይ
@Tareke-cr1md
@Tareke-cr1md 2 ай бұрын
ኩሉ መደብኪ የ ዝከታተሎ ከም፡ሎሚ ብስሚዕትን ብጽንታን ግን ሰሚዐኪ ኣይፈልጥን ክብረት ሃብኪ ናይ ባሓቂ ክትምስገኒ ይግባኣኪ ዶክተር ሻሮን
@michaelokbamichael2226
@michaelokbamichael2226 2 ай бұрын
ዶ/ር ሻሮን ሓንቲ ከብተን ኣለዋና ኢልና ንምክሓለን ሞኽሪዒትና ❤❤❤
@zigeredagerelase2220
@zigeredagerelase2220 2 ай бұрын
እቲ ዝኾራሉ ነገር ሓፍተይ ኣብዚ ጽፍሒ እዚ ብሉዑል ልቦናን ምኽሪ ምልጋስን ድማ ምልእቲ ሓኪም እረ ዕድሜኺ የንውሐዮ ፈጣሪ ብርክቲ ኩኒ ❤ኣብ ናብራኪ ተሓጎሲ❤ ስድራ ቤት DR ሻሮን ብሓቂ ደስ ይበልኩም🙏
@tessandat6765
@tessandat6765 2 ай бұрын
God bless Doctor Sharon
@danielberhane327
@danielberhane327 2 ай бұрын
Dr. Sharon great Job Thank you so much.
@fikadutsehaye6376
@fikadutsehaye6376 2 ай бұрын
ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምእንቲ ሕብረ ተሰብና ክነቅሕ❤❤❤
@honeybee-jt6ld
@honeybee-jt6ld 2 ай бұрын
Dr. Sharon, We appreciate and admire you, bzuh timhirti eki nezi zeymihur hibretesebina timhiriyo zeleki, ane bigiley bizuh eye kabaki temahire. we are soo proud of you, keep it up ❤️❤️❤️
@asmeromgebremariam
@asmeromgebremariam 2 ай бұрын
ኣብዚ ሕብረተሰብና ትገብሪዮ ዘለኺ ኣበርክቶ ኣዝዩ ኣቢ ኢዩ ዶክተር የቐንየልና❤❤❤
@zerabruckbairu4908
@zerabruckbairu4908 2 ай бұрын
Your fluency is admirable. Not to speak of your mastery of the subject. Proud of you! Keep it up!
@yaminmeseret9076
@yaminmeseret9076 2 ай бұрын
ብዘይመጠን ለባምን ምሉእ ፍልጠት ዘለኪ :ናይ ሕልና ሰብ ኢኺ። ነመስግነኪ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ዶተረ ብርኸቲ ዘርኢ።ኣብ ኩሊ ጉዕዞ ሃወትኪ ዓወትን ኣሳልጦን ምስ ስድራቤትኪ ይምነየልኪ❤❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
ዶክተረይ ለባም በዓልቲ ሕልና ተባረኪ ♥️🙏
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 2 ай бұрын
Doctor Sharon lebam bealti hlina ❤❤❤ thankyou
@zenebeshgegrhiwat8240
@zenebeshgegrhiwat8240 2 ай бұрын
ሰብ ንምህጋዝ ሰብ ምኻን እኹል እዩ ❤❤❤
@SelamErey
@SelamErey 2 ай бұрын
@@zenebeshgegrhiwat8240 ተጋሩ ግን ስደተኛታት ብፋስ ቆሪጽኩም ኢኹም ትቀትሉ ክትሕገዙ ክትደልዩ ግን ሰብ ትኾኑ ብዓል ኣራዊት መደናገርቲ።
@tadese1312
@tadese1312 2 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ Dr ሻሮን ንዉጹዓት ኣፍ ሙዃን ብመርየትን ብሰማይን ሞሳ ትረኽበሉ that why ከኣ ሓደ ሓደ ነቲ ህዝብና ኣፍ ኩንዮ ንብለኪ። ብዝኾነ good job ክትሕገዝ ዝግባኣ ዉጽዕቲ ሓፍትና እያ እሞ ኣፍ ስለዝኾንክያ ብጎይታ ርኸብዮ።
@SelamGhebremicael
@SelamGhebremicael 2 ай бұрын
ካብተን ትግርኛ ንሕብረተሰብ ይጠቅም እዩ እልኪ ቀልጥፍኪ መልእክትኪ ተማሓላልፍልና ሓንቲን ብልጽቲ ብምካኒኪ አዜ እየ ዘድነቀኪ ዘመስግነኪ ዶክተር ሻሮን❤❤❤
@cyber3708
@cyber3708 2 ай бұрын
@@suelg1160 isn't she Tigrinya don't they teach that Eritrea have 9 ethnicity ,She is speaking in Tigrinya so her audience are Tigrinya
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ 2 ай бұрын
​@@cyber3708ዱንዙዝ እሞ መልእክታ ብትግርኛ በር ብ9’ተ ብሄራት ዶ የማሓላልፍ ኣላ ኢያ። ታይ ኢኩም ትግርኛ ክትብሃሉ ከለኩም ቆጭ-ቆጭ ዘብለኩም። ኣእምሮካ ክፈቶ ኣብ ኢትዮጲያ ሃገራዊ ቛንቋ ኣምሓርኛ ኢዩ። ብዝሓት ኣለው መማህራን ብኣምሃርኛ ትምህርቲ ዝህቡ። እቲ ተዓዛቢ ግን፣ ብዝርዳኣና ቛንቛ ዝመሃርካና የቀንየልና ይብልዎ። ኣብኡ ኣትዩ ኢትዮጲያ 81 ቛንቛ ኢዩ ዘለዋ ንሕና ኣምሓርኛ ጥራይ ኣይኰናን ወይ ኦሮሞ ኢና ኢሉ ዘጎምርም ግን ሪአ ኣይፈልጥን። ናይ ኤረይሪን ድንቁርና ግን መስፈሪ ትስእነሉ።
@asterestifanos4920
@asterestifanos4920 2 ай бұрын
Dr sharon your nice person you have good heart thanks for helping to the people ❤❤❤❤❤
@HagosKaleab-s6x
@HagosKaleab-s6x 2 ай бұрын
Docter really bless u!!
@Kedena-89
@Kedena-89 2 ай бұрын
Dr sharon Egziabiher newih tinan edmen yhabki. Ab moyaki zeleki akbrotn sebawnetin aziki tdneqi meniesey. Seb ktfwsi eki xega teadilki. Nay bhaqi nfiti beqa halafnetawit nmoyaka waga mkifal halal eu. GOD BLESS YOU
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 2 ай бұрын
Thanks dr sharon
@kidstikokbazgi4053
@kidstikokbazgi4053 2 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ብርክ የብልኪ። ኩሉ ተቅርብዮ መሃሪ ዩ❤
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ዶ/ር ሳሮን እወ ሓደ ሰብ ኣወራ ብሞራል እዩ ክሕገዝ ዘለዎ ካብኡ ዓቅሚ እንተሃልዩ ብገንዘብ
@Solomon-qb7tx
@Solomon-qb7tx Ай бұрын
Great Job Dr Sharon 👍👍👍
@ععالر-ك5ر
@ععالر-ك5ر 2 ай бұрын
የቀኒየልና ዶክቶር ሻሮነይ ካማኪ የብዘሐልና ምቅርቲ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@kasayareki6656
@kasayareki6656 2 ай бұрын
Proud of you as always, Dr. Sharon.
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 2 ай бұрын
ዶ/ር ሳኣሮን ክብረት ይሃብኪ
@terhastesfaldet8977
@terhastesfaldet8977 2 ай бұрын
Dr.Sharon you are absolutely amazing! God bless you!
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 2 ай бұрын
God bless you 💚🙏🏻❤️
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 2 ай бұрын
እግዛቢሀር ያሃብኪ ዶር,
@EsayasGebrezgabeher
@EsayasGebrezgabeher 2 ай бұрын
Good job Dr. Saron
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 2 ай бұрын
Keep up all the good job of teaching your people, Dr. Saron!!! God bless you!!!
@RoseRose-xd8rd
@RoseRose-xd8rd 2 ай бұрын
God bless 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@esayasweldemariam4363
@esayasweldemariam4363 2 ай бұрын
ናይ በሓቂ ብሰንኪ ተፈጥሮኣ ሰብ ነጺልዋ""""
@zenebeshgegrhiwat8240
@zenebeshgegrhiwat8240 2 ай бұрын
Dr ሻሮን ሙህር ይቕተለኒ ዝባሃልስ ሐቂ እዩ ብልጽቲ ዶክተር ብልጽቲ መንእሰይ ❤❤❤
@ghenet9944
@ghenet9944 2 ай бұрын
ትተባረኪ ብጣዕሚ ጹቡቅ አስተምህሮ ❤❤❤
@merrygt1956
@merrygt1956 2 ай бұрын
❤ ኽንሕግዛ እና ዶኽተር ሻሮን ሓፍተይ ሓቅኺ❤
@SolomonHagos734
@SolomonHagos734 2 ай бұрын
ዕውቲ ዶ/ር ሻሮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🎉❤🎉
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 2 ай бұрын
God bless you Doctor Sharon 🙏 ❤️ our best great doctor ❤️ 💙 Thanks so much for your help and grateful advise for our habsha community ❤to we are lucky however you are one of like specialists thousands doctor ❤❤❤❤❤
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 ай бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽኪ ዶክተር ።
@hanikebrom
@hanikebrom 2 ай бұрын
Haben Africa❤❤❤❤❤❤ Dr Sharon....
@gabzgyhailu7512
@gabzgyhailu7512 2 ай бұрын
Dr. U are realy great and generous❤
@Sunlover__1997
@Sunlover__1997 2 ай бұрын
እፍፍፍፍ ናይ ንግስቲ ዛንታ ሰሚዓዮ ከመይ ድየ ልበይ ተሰረ 💔ማራ ጋሂ ተሰሚዕኒ 😭ምስኪነይቲ ብዙሕ መከራ እያ ይሕሊፋ ኣዲኣ ከይተረፈት እያ ሪሕቃታ ግን ከኣ ኣዝያ ሓያት ጋል ኣንስተይቲ እያ❤ And doctor ሻሮን thank you ን ሓፍትና ንግስቲ ንሓግዛ ስለ ዝበልኪ ክብሪ ንዓኪ ይኩን🫶
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ኣነ ነብሰይ ኣብኣ የእትየ ተሓሰብክዎስ ምኽኣል ሲኢነዬ ክበኪ ሓዲረ ኣይከኣልኩን 😢😢😢 ንሓግዛ።
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 2 ай бұрын
@@Sunlover__1997 Thanks for your kindness 🙏 ❤️
@dazdamonasolomon6887
@dazdamonasolomon6887 2 ай бұрын
thanks dr. Sharon for ur support
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
4 ሕብሪ ጸጉሪ ክመልሱ ዝኽእሉ ነገራት
15:39
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 58 М.
ጽናት || ክፍል 24 II ፌርማታ ቲዩብ II fermata tube II SUBSCRIBE
36:27
fermata tube ፌርማታ ቲዩብ
Рет қаралды 24 М.
ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?
22:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 44 М.