KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ኣብ ጎኒ መን ኢኹም ? ( ስኒት ዶ ኣይዳ )
20:19
SAMI SHIKOR - ቑጥዓ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ስኒት ዝተገብረ ምስንኻላት
1:33:26
Это мое последнее предупреждение | 4 серия | Сериал "ПрАкурор" | КОНКУРС
19:20
ТЮРЕМЩИК В БОКСЕ! #shorts
00:58
Побег из Тюрьмы : Тетрис помог Nuggets Gegagedigedagedago сбежать от Nikocado Avocado !
00:18
Now you won't have problems💡🧼#camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:21
ጉዳይ ሃብቶም ስምዑ ?
Рет қаралды 111,410
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 114 М.
Dawit TV ዳዊት
Күн бұрын
Пікірлер
@YohanesAsmerom
5 ай бұрын
Dev aqedimka tezaribka bezen mdre siol zkona futurat men mo siemika🥲🤷♂️😭
@batseba8511
5 ай бұрын
ያ ሰክት ናይ ባዕሉ ጭንቀት ኔርዎ ይከዉን ስቅ ኢልካ ናብ ኣዋልድ ኣይተላግቦ
@simretaraya1969
5 ай бұрын
😭😭😭😭😭
@RutaWeldeyohannes
5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ዳዊት ከኣኒ ኩለን ደቀንስትዮ ሓደ ኣይኮናን ከምቲ ኩሎም ኣወዳት ሓደ ዓይነት ጠባይ ዘይብሎም ከምኡ ኣይትኹን ከምኡ እንዳበሉ እዮም ገይ ወዲ ገይ ዝኾኑ ዘለዉ ጸሎት ጸሎት ኣዘውትሩ
@dyanahagos4161
5 ай бұрын
Behaki bewsunat awald ne kulen aytlekmwen kendey alwa tuyat ❤
@zekariasgirmay6960
5 ай бұрын
ንስክን ከ ኣወዳት ጸልእክን ለዚብያን ይሕሸና ኒልክን ጋል ንጋል ክትለሓሓሳ ትውዕላ ዘለክን ኢንታይ ርእቶ ኣለኪ ሩታ ሓብትና😊
@tgmedia12
5 ай бұрын
ሎምስ ኩለን ሓደ ኢየን
@RutaWeldeyohannes
5 ай бұрын
@@tgmedia12እዋእ ኣይትለክሙና ንኹላትና ጌጋ ከምቲ መልክዕና ዝፈላለ ጠባይና እውን ዝተፈላለየ እዩ ጸልዩ ናይ ጸሎት ግዜ ይሃልኹም በጃኹም እቲ ኩፉእሲ ከምዝጋዝም ኣምበሳ ይጋዝም ኣሎ ይብል መጽሓፍ ቁዱስ ስማርት ኩኑ ሰይጣን ከጥፍእን ክሓርድን እዩ ዝመጽእ ነስተብህለሉ ሕማቕ ግዜ
@tgmedia12
5 ай бұрын
@@RutaWeldeyohannes እስከ ሕሰብዮ ሓደ ሰብ ካብ ኣፍሪካ ክትኮነኒ ኢሉ ኣምጺዋ ስራሕ ምስ ከደ ገዲፋቶ ክትከይድ ከላ ከም ምንታይ ትሓስብዮ፧ እዚ ወዲ እንታይ ይኩን ገባሪ ሰናይ ድዩ ዋላ እንታይ፧ ቀደም እንታይ ኮይኖም ወደይ ይቀትልወን ይብል ኔረ ደሓር ናይ ቀረባ ዓርከይ ምስ ኣጋጠመ ዝከፈሎ ዋጋ ክነግረኪ ኣይክእልን እየ ሽዑ ተረዲኡኒ ለካ ሓቆም እዮም ክቀይልወን ኢለ። ክትቅተላ ከለክን ካብ ሎሚ ደስ ክብለኒ ኢዩ።ሰብ ትወልዳ ኮይንክን እምበር ሰብ ኣይኮንክን። ይቅሬታ
@Godislove115
5 ай бұрын
የሕዋት ንክርስቶስ ኣቀድሙ፡ መስተ፡ ቁማር፡ ዝኮነ ዓይነት ወልፊ ገዲፍኩም ናብ ጎይታ ንዑ።
@Rsweet2256
5 ай бұрын
በስምኣብ ጸሎት ንግበር...ኦ ኣምላኽ ምሕረትካ ሃበና🙏🏽
@Gualtigray-sb2dg
5 ай бұрын
ብሓቂ☦️🤲🥺
@berhaneweldemichael2201
5 ай бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኢልካ ወድአዮ ሐወይ
@fyoriHailemicael-yz1pp
5 ай бұрын
☝🏽❤️
@RobelBrhane-ko1vs
5 ай бұрын
ኣሜን
@Abu_Omer.2431
5 ай бұрын
No one lose him more than his mom and his family stay away from leadies and drages and the best be close with allah ❤
@RahmaSuleman-z4w
5 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😭😭💔💔🤲🤲🤲
@kibromgoitom4044
5 ай бұрын
We lose him to😢
@Eritrea4G-c7n
5 ай бұрын
It’s not about to stay away from girls it’s who you stick with. If you sleep with a dog you get a fleas…
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
5 ай бұрын
ኣብዚሕኩምዎዶ ኣወዳት ብሰንኪ ሓደ ክልተ ክተዋሩዱና ናይ ጎደና ንብረት ኢልካና ዳዊት ግደፉናባ ስብኡት ዘይትመስሉ ንባዕልኩም ጓል ብወዲ ክትነብዕ እምበር ወዲ ብጓል ኣይኮነን ክሕነቅ ክነብዕ ከማን ኣይግበኣኩሙን ግን ካብተን ኣጓላት ንላዕሊ ዝወደቀ ሓንጎል ኣለኩም ደናቁር ግደፉና ኣይትመላልኡና ናበይ ትኣትው ዘይተስተውዕሉ ባዕልኩም ኣሕምልቲ🙄
@amanueltekleab2428
5 ай бұрын
ትኽክል
@lolamigos2381
5 ай бұрын
ኣይገርመክን ዘይረብሕ ቆልዓ ኣፈይ መሊእለይ ኢሉ ደቂ ኣንስትዮ ይዝንጥል ኣሎ ለማኒ ዋሒድ
@biethiwet7420
5 ай бұрын
Bhaki seb koynus bzaeba awald kemzi ilu kizareb. Btaemi eye tegerime zeleku. Eten awald ke nezi kemzi aynet kibret dekenstiyo zeyblu bzey aden haftn ziabeye kemey gerkin ikin tisemeo. 😭😭😭
@rahwaeyob4095
5 ай бұрын
Ewa entey eu zibl zelo Zeyteredeo koynu ember hadar wey fikri ab media do ykewin eu zizintlena beli , sean mistwial eko nitefie alena
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
5 ай бұрын
@@rahwaeyob4095 ብናይ ጎደና ንብረት ናገመተናስ ንባዕልኪ ኣስተውዕሊ
@tekliabarya2074
5 ай бұрын
ኣርማ ናይ ትዕግስቲ እዛ ሓፍትና ገነት'ሲ እንታይ ኢላ ጸሎት ትገብር ትኸውን ኣነ'ሲ ቀኒኣ ብትዕግስታ ንግስቲ ኢለይ ኣለኹ ክሳብ ዝረኽባ❤❤❤❤
@أحمدأبوصالح-د9ت
5 ай бұрын
Ezi zemote hawuna Bisenki gual zeykone Bisenki Ab mediya silu teqiu zellagixellu zneberu eyom ::👌👌
@militetesfatzion2418
5 ай бұрын
Eritreawian kemeze Aineberune mehrete yewerdelome🎉🎉🎉God blessed Eritrea 🇪🇷 🙏 ♥️
@Madina-q1p
5 ай бұрын
😢😢😢ዳዊተይ ክምእ አይተብል 😢😢😢😢ኩላተና ሓድ አይኩናን አውዳት እወን አልዎ 😢😢😢ክምእ ገይረም ህይውት አዋልድ ዝጥፍእ😢😢😢
@sabamengsteab1240
5 ай бұрын
👍🏽👍🏽
@eru5343
5 ай бұрын
ኣይገርመክን ንጋል ጸሪፍካን ኣናኣኢስካን ንወዲ ምጽንንናዕ ባዕልና ንፈልጦ ዘሕለፍናዮ
@metkelberhe5908
5 ай бұрын
ዳዊታ ሓወይ ሓሳብካ'ኮ ጽቡቅ ቶኮነ። የግዳስ ብከመይ ይፍታሕ ንፋቀር ደቂንስትዮ ከም ኣዴታትናን ኩናልና፥ኣወዳት ውን ከም የሕዋተንን ኣቦኦንንን ንኩነን ኢልካ፥ ዘተሓቋቅፍ ክፍጠር ኣለዎ ኢልካ ስበክ. ከክፉኤን ጥራይ እንተ ገሊጽና ግን ኣብ ናይ ግብረ ሶደማውነት ሂወት ከይንነብር፥ወለዶ ንከይንቅጽል ከየኤንፍት። ብዙሓት ውን ጾር ዙጾራ ኣዴትት ዝኮና ከም ዘለዋ ኣብ ግምት ነእትዎ. ኣምላክ ፍቅሪ ፍቅሩ ይልኣከልና ኣሜንን❤።
@KbreKdusan-un3rl
5 ай бұрын
ኦይ ኣምላክ ኣቦይ ናይ ምሕረትን ምትሕልላይን ዘመን ኣምጸኣልና እዝጊኦ መሓረና ክርስቶስ በጃክን ኣሕዋትና ኣደ ለዋህ እያ ልቢ ግበራ😢😢😢
@samyabeyene4078
5 ай бұрын
አቲ ሓፍትና ሓሳዊት ኢኪ አዋልድ አይትግፎዖኦም ኢልኪና ንሕና ዘይኮናን ኢና ብካራ ዝሳሓሉና ዝነበሩ ኡይትፍረዲና ንሃብቶም ሓዉና ግን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@Gualtigray-sb2dg
5 ай бұрын
ኦ ኣምላከይ ይቅረ በለልና ዘመና ቀይረልና ☦️🤲😭😭 ዝሓወይ ወሲኩ ምሕረት የውርደልካ
@QusmuMedia
5 ай бұрын
ዳዊቶም ጽቡቅ ኣለኻ ዝዓርከይ ፡ናይ በሓቂ
@EvenEven-zr9sy
5 ай бұрын
ዳዊት ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርን ተዘናግዕን ኔርካ አዛ ናይ ሎሚ ግን ተጋጊኻ ኑሱ ኦሮዲ ከይዱዩ ነታ ዘላ ግን ንምንታይ ተስፋ ቆሪጻ ሂወታ ከተሕልፍ ትደልዩ ኣለኹም ዝሓለፈን ኣይምለስ ዝተኻዕወን ኣይሕፈስ ኢዩ ዴቭ ሓወይ ሶሪ ተተጋጊየ😢😢😢😢😢
@ሰላማዊ
5 ай бұрын
ብሰንኪ ጓል ነብሰ-ቕትለት አንተ ገርካ፥ ኣብ ቀብሪካ ምስ ካልእ ወዲ መጺኣ ክትቀብረካ ኢያ።
@meronmengstab3842
5 ай бұрын
Sah kelam
@Huwetghebreamlak
5 ай бұрын
Tkkl
@ErmiyasHadush-tm7cc
5 ай бұрын
Exactly ahhh😢
@tesfaygebrehiwet1988
5 ай бұрын
Bravo dawit ezi kulu btkikil kab haki kab sebiawnet kab frhat ezgabiher slezirehakna ena bzkone sdetna yhxirelna kexilo edme tiena yhabka 💪🙏
@aronbrhane374
5 ай бұрын
እዚኩሉ ምስ ፈጣሪ ተንቀርብ እዚ ሪኢናዮን ሰሚእናዮን ዘይንፈልጥ ነፍስ ቅትለት ይኩን ካልእ ስራሕ ሰይጣን አይምራእናን ህጂም ሽግርና ክፍታሕ ናብ እግዚአብሄር ንቅረብ ዝከፍእ ከይመጸ ከሎ
@AfrikaEritrea
5 ай бұрын
አዋልድኩም አወዳትኩም አምላኽ ህድአት ይሀብኩም🙏🙏🙏
@Amiጓልትግራይ
5 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ልቦና ይሃበና ብሓቂ ኣዋልድ ኣሕዋተይ በጃኽን ነስተዉዕል ዓለም ሓፃርን ግዜዊትን እያ ፅባሕ ክንመዉት ኢና ሰለዚ መጀመርታ እከይ ተግባር ቅድሚ ምፍፃምና ንፈጣሪና ንፍራሕ ሰብ ዝዘረኦ እዩ ዝዓፅድ ሎሚ ሰብ ተንባዕና ፅባሕ ክነብዕ ንኽእል ኢና።ዴቨይ ካኣ ወዮ ሓሪቅካ እምበር ብሓቂ ፈጣሪና ፈሪሕና ትሕት ኢልና ብሓቅን ቅንዕናን ንጉዓዝ ካዓ ኣለና ብዝሑት ከምኡ ገይርካ ኩላ ጓል ኣነስተይቲ ክፍእቲ ገይርካ ኣትደምደም ዝሓወይ😥💔😥
@ZideyZidey
5 ай бұрын
በስመኣብ ኦ ጎይታ ብ ዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና
@fuch9239
5 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልና
@TomM-ex9jc
5 ай бұрын
ክንደይ ኪዳነን ን ክብረተንን ሓልየን ዝኸዳ ኣዴታትን ኣሓትን ስለዘለው ሓፈሻዊ ርእይቶ ምሃን ቅኑዕ ኣይመስለንን። ንዝበደለ ጥራይ ክእረም ምግናሕን ምምዓድን ምቕጻዕን ዘድሊ ይመስለኒ።
@mahrrat1866
5 ай бұрын
ናብ ፈጣሪ ተመለሱ አቱም ሰባት
@fyoriHailemicael-yz1pp
5 ай бұрын
☝🏽❤️
@hanayemaryam12
5 ай бұрын
አዋልድ አሕዋተይ በይዛኽን ብደቂ ተባዕትዮ አወዳት አብ ከምዚ ደረጃ አይነብፅሐዮም ፅባሕ አብ ቅድሚ አምላክ የሕትተና እዩ ዝደኸምሉ ገንዘብ በሊዕና ሓዊ እዩ 💔💔💔💔
@militetesfatzion2418
5 ай бұрын
Nai behaki
@ghideymedhanie1706
5 ай бұрын
Mehret yewrdelkum meniseyat Eritrea Amen 🙏
@semharyohannes3192
5 ай бұрын
ዋይ ሐወይ በል ምሕረት ይውርደልካ
@TesfayMokonen
5 ай бұрын
Thank you dawit kab lomi kgahafa tray eyen zelewen ezen amenzratat
@HenckoMaletHenckoMalet
5 ай бұрын
Entay kgohafa ktefa alewen,azen sheramut
@ConfusedMap-cf1yh
5 ай бұрын
ኣቱም ኢረትራውያን በጃኩም ናብ ልብኩም ተመለሱ ባዕ💔💔😭😭
@MileyAsem
5 ай бұрын
ዳዊት ሓወይ ሳላኻ ናብ ልበይ ተመሊሰ ማርያምን ብሓቂ ምሂርካኒ
@TesfabrhanHabtesilassie
5 ай бұрын
Brave Person in This Century God bless
@noregretss
5 ай бұрын
This is so hard to listen...you're right as always dawit hawey and thank you...rest in peace habtom 😢
@ALMAZEmmaniel-fd5qw
5 ай бұрын
መጀመርታ ጽንዕት ይሃቦ ደዊት ሓውና እታ አደይ ከም ኩለን እያ እግዛብሄር ዝጻሓፋ መዓልቲ አይተርፍን በደል ብክልቲኦም ጾታ እዩ እቲ በደል
@haileabgebrihewet6524
5 ай бұрын
Kemey malet eyu bkltiom xeweta eyu eti bedel tbli zeleki
@NahomZeru-y6q
5 ай бұрын
ግደፍና እስኪ ሱቕ በሊ ሱቕ ሱቕ ከይተዛርብና ረሳሓት
@EndlessLove21
5 ай бұрын
sekti anchuwa hji nay gual tetabaqit konki eiki ktmexi deliki abzi
@ALMAZEmmaniel-fd5qw
5 ай бұрын
@@EndlessLove21 እቲ ጸርፊ ናዓካ ዝመስል እዩ ግን ሓሳብ ሃብ ንሳውን በደል ከይትፍጽም ከምዚ ከማኻ bad comment ስለ ዝህብዋ ዘለው እንተ ተረዲኢካ
@freybare5825
5 ай бұрын
My advice to all of you is you can't buy love when someone says I don't love you anymore and move on
@mnasieabrham7677
5 ай бұрын
ደሃዩ ጌርካ የመልርሰና ዳዊታ ብሂወት ክህሉ በዓል ምሉእ ተስፋ ኢና
@medameashowangiw1763
5 ай бұрын
Thank you so much for sharing my dear brother Dave 🙏🏽
@iskatl1098
5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጨካንያ ገመድ ክሰቅል ከሎ ነታ ገመድ ክትበትካ ነይሩዋ ወይ ፖሊሰ ክትጽውዕ ነይሩዋ ብሕጊ ከኣ እዚ የሕትታ እዩ ሕጊ ዝሰርሕ እንተዳኣ ኮይኑ።
@Rsweet2256
5 ай бұрын
Abey koyna emo nesa Europe nesu America be live eu ko
@mercymercy8563
5 ай бұрын
Tay ikka tbl zeleka ab live koynas gemed ktbetek?🤔
@benwui4321
5 ай бұрын
Thanks Dawit very well said 👍
@SimonTekle-ln4bv
5 ай бұрын
Bsenki Hade wedi hiwetu sle zetfe nbuzuhat awald tlkumu alekum aten ayteamenuwen tblwen zelekum ahwatkum ade dekukumn beabiu kea adeakumn yen Slezi aten zetalla wuhudat yen kabten tueyat nkulen bmlkamkum gn ab zkebede sneaemurawi xekti teatwuwen alekum slezi agedasi aykonenn lekimka mwunjal Xelyu nab fetarikum krebu......kalea gn trfi u Dawit kea Kem nay media seb mukanka meten bezi zekrebkayo medebb nbuzuhat awald tesfa aqurixka aleka( tehatati ika kea ) Mizanawi hasab teteqrb zbelexe u ❤❤❤
@militetesfatzion2418
5 ай бұрын
Emo Zeytemeharu Mesta Adetatekum eyu kilo bune nedekume zeytesedu.🎉🎉🎉God blessed you 🙏 .
@azmeraswet4933
5 ай бұрын
ብዛዕባ እዞም ንውድቀት ንድክመት ናይ ሰባት ናብ ዝከፍአ ሽግር ንክፍፅሙ ዝደፋፍኡ ዘለው ከም ባዓል ላቅዋ ፡ጎጄ ፡ሞኒካ ገለ በለና እስከ😢
@tesfaldetkidane7904
5 ай бұрын
Nay behaki bifilay ezom 2 sebat cancer hibretasab etom ab masmedia tinatfu please arhkuwom 🙏
@TedTewolde
5 ай бұрын
All women are not the same.
@samrawit9072
5 ай бұрын
ኣነ ከም ሳምራዊት አንታይ ምብልኩ ኣነ ተማሃርት ትምርተ ስነበት አየ አዚ ከሉ መነስይ ካኣ ኣብ ከምዚ ዚውድቅ ዞሎ ኣፍቆዳ ቸኒቅቲኒ ኒብስ ቅትልትን ዚኣቱ ዘሎ ናብ አግዚኣብሂር ኣምልከ ስለ ዘይቀርብ አዩ ከብል ይድፍር ምከነያቱ ኣቦታትና ኩላም ቁድሳኒ ምንት ምነግስት ስማያት አሎም ነብሶም ይስይፉኡ ነብሩ አምበሪ ምንት ስበኢ ኢልካ ይትፋኣ ህይጅውኒ ናብ አግዚኣብሂር ኣምላኪና ኒቅረብ ጽሎት ኒግብር ኢዚ ግዚ ከብድ አዩ ናብ ኣምላከ ኒቅርብ ኣብ ዘለናዪ ሃገርት ትምርት ስነብት ኣሎ ነሳትፍ ካብ ግዝና ኣብዘይ ተቅም ነአልፎ ናብ ኣምልከና ነቅርብ። ኒኢ ኣወና ምኒግስተ ስማይት ይውሩሳ
@KelatiTeweldemedhin
5 ай бұрын
ሃብቶም ተጋግዩ እዩ እምበር ናይ Online dating ዝሓታ መሊኤን ከለዋ ኣብ ብዓል እዚኤን ለፋጣት ክትጨማለቅ ናይ ውርደት ውርደት እዩ።
@Genet-tw8js
5 ай бұрын
ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልና እምበር እንታይ ክግበር i don't think so cry😊
@issaentertainment8340
5 ай бұрын
Deve arkeyy melektey be gubu abtsihkaleyy thanks bro
@መራ
5 ай бұрын
Anta amlak aboy mhretka ba lakelna 💔💔
@kokebgebremariam3140
5 ай бұрын
You right DAVU ❤❤well said bro ❤
@ቀባፅጓልተምቤን
5 ай бұрын
ኣቃራርብካ ደስ ናበለካ ኢካ ትስምዕ ቀጽለሉ❤
@Qanzawi1
5 ай бұрын
I can"t stop crying😢😢😢
@ተመስገንኣምለኼ
5 ай бұрын
Amlak aboy🙏🙏🙏🙏
@hiwetkidane9833
5 ай бұрын
Ezigyo egziabiher ayne lbonana ykfet ❤❤❤❤❤❤❤
@dendentesfalem
5 ай бұрын
Exactly 💯💯💯 dawit arkeyyyy ezien kswera trah zelewen qorbet beige zkdena tekaelu eyen
@semirnesredin4363
5 ай бұрын
Nay bhaqi thanks my brother dawita 👏🤲🤲
@FevenSolomon-f5j
5 ай бұрын
habtom 😢😢Hawna amlake msaka ykune 🙏🙏🙏
@TeweldeFisehaye
5 ай бұрын
Exatly the great keep it up
@samawiqazawi
5 ай бұрын
Dave jinga kemzi kemaka ybzihulna wegeney I hope kulu Nenab libu kmles amilak aenti libonana ykfetelna 🙏🙏🙏🙏🙏
@robielnegash8673
5 ай бұрын
ጓል ምእማንን ልዕሊ መጠን ልብካ ምሃብን ኣዝዩ'ዩ ጎዳኢ ኣወዳት በጃኩም መዓረ ክንድኡ ኣይንኩን
@batseba8511
5 ай бұрын
ኩልና ሓደ ኣይኮናን
@naomiamanuel6572
5 ай бұрын
Awaldkn awedatkum bejakum amlak zfetwo srah nsrah zeytdelom tekoynkn wey zeytdeliwen tekoynkun nhmak aynferared xbah ngho nayeidna mrkabna zeyterfyu bejakum yehwat sdra einako beamlak temeharu bejakum gal keyda galya tmexe wedi keydu kea kemeu🙏🙏🙏🙏🙏🙏 😢😢😢.mhret kea yewrdelka hawey
@senaitkidane3774
5 ай бұрын
Selam Dawit hawey kulom awedat kulen awalid hade aykonan brother please 🙏🙏🙏 sesenayu
@solomonhaile6994
5 ай бұрын
dawit arkey ❤❤❤ kulu gize bravo ❤❤
@أحمدأبوصالح-د9ت
5 ай бұрын
Aytehazullu zereayeni haqi ni mizrabey tigrigna hibreteseb gin Mara abelashikumna Seb kunu 😭😭😭💔💔👌👌
@habtomtesfu8201
5 ай бұрын
ዳዋት ናይሉማዓንቲ ጽቡቅ መደብ
@beenough2502
5 ай бұрын
Dawit jigna good job ❤
@mogosrobel-zl2nq
5 ай бұрын
Dawit anbesa eka nska amlak tray beaynu mhretu ytemetna eber hiwet sdet mihir eu sdi 💔💔💔
@ሕልሚለኒዘይተግሀደ
5 ай бұрын
ዴቪ ሓወይ ለባምን ሕልና ለለካን ኢኻ ብናተይ ትዕዝብት ኹሉ እቲ ልበልካዮ ሓቅነት እኳ እንተሀለዎ ግን ኩላትና ሓደ የኮናን ክንደይ ከአ እኒኤዎ ፈርሀ እግዚአብሄር ለለወን ። ሓፍትካ ካብ ትግራይ
@NahomZeru-y6q
5 ай бұрын
ክንደይ 1 ካብ 100፡ዘይ ያው'ዩ ዳርጋ ዜሮ'ዩ
@RobielAbed-jc8mi
5 ай бұрын
Neski heji teyt deki melsiley eski
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ
5 ай бұрын
ዴበይ ሓወይ ማርያምን ዛሩታ ትብሃል ጋል ብጣዕሚ እየ ሸንከዐላል ተፃውታቱሊ ብጣዕሚ እያ ሉቢ ሰይራቶ ገርሂ እዩ ካኣ ዝመስል ዙሓውና ከዚ እስቲ ይግፈሐላ ብሰንካ ሕማቅ ውሳነ ወሰኑ ሂወቲ ኣጡፉኡዋ ግን ዋላ ዛም ደገፍቲ ህግደፍ እውን ብጣዕሚ እዮም ፀርፈምዎ ባንደራ ኣቃፅልካ ናበሉ ምስክናይ ሓወይ ኣብ ምድርስ ኣይጣዓሞን ዋ ኣቡኡ ይጣዓሞ ግን ተዛሩቢቲ ትግርኛ ግን ብጣዕሚ እና ንሓውና ፀጉሙዎ ተሩእና ብጣዕሚ እና ንፀርፎይ ነናሹዎይ ምስ ሞተ ግን ሓወይ ንብሎ ግን ኣይርእዮይ ኣይሰምዖይ ሕደጉ ንፍቀር ንታሓላለ😢😢😢😢 ከም ሓንቲ ትግራወይቲ ብጣዕሚ እየ ሓዘነ ናይዙ መንእሰይ ሓውና ብፍላይ መናእሰይ ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ኣጁኩም ተስፋ ኣይትቁረፂ ኣጋላት ግን ማራ እክን ረሳሓት ኣትን ጡዑያት ይቅሮታ😢😢 😢😢😢😢
@soliana.qdst-
5 ай бұрын
Ahhhhh😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏 mhret yewrdelu
@akberetmahari5875
5 ай бұрын
Adeka gal ansteyti mkana ba aytzenge nhawna fetari mseu ykun
@KedishWeldu-t2i
5 ай бұрын
ሰላም የሕዋት ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ በጃክንንንን አቲ ኣብ የሕዋትክንን ኣብ ድቅክንን ክበጽሕ ዘይትደሊ ኦ በደልን ቃንዛን ኣብ ማንም ወዲ ኣዳም ክበጽሕ ኣይትመነያ በጃክንንን አዚ ግፍዒ ን ንበዓትን ጽባሓ ንጉሆ ኣብ ዉላድኪ ክኮዉን ኣይትፍረዲ በጃክንንንንን
@yonaskalaab6591
5 ай бұрын
Bravo dawie habibi zereban mashelan ksad ksadu
@ሞገስኣብርሃ
5 ай бұрын
ተመስገንፅቡቅኣስምዐና
@helenabraha7801
5 ай бұрын
Dawit I see you point but,not all women’s are the same as men. You have a sister and a mother they are women’s as well.So sad for the young man who lost his life for a girl my condolences to his family 🙏🏾
@berhaneweldemichael2201
5 ай бұрын
ናይ መጀመርያ ጥበብ ፍርሐት እግዚአብሔር እዩ "እግዚአብሔር ምዝፈርሕ" ማለት ንሕጉ ምሕላው ቃሉ ምምጋብ ብሐጽሩ ትእዛዙ ምሕላው እዩ ከምዚ ዝገብር ፍርሐት እግዚአብሔር አለዎ ንብሎ። ንሕና ግን ከምኡ አይኮናን ብጓይላን ዳንኬራ ካብ ምንባር ንውጻእ ሽዑ ኢና ከም ሰብ ክንሐስብ ክንጅምር አለበለዝያ አብዚ ምድሪ ሰላም አይንረክብ ቀጺሉ ድማ ሲኦል ይከውን የድሕነና ክብር ዋጋ ዝተከፍለልና አብ መስቀል አደ ዝሃበና ርህራሄኡ ዘይውዳእ አምላክ ሒዝና ከምዚ ክንከውን ዘሕዝን እዩ እግዚኦ ንበል።
@paulosatsebeha510
5 ай бұрын
God bless you dawit hawey .
@ሃገረይመንግስተሰማይእያ
5 ай бұрын
ናይ ደቅሰበት ፅዕንትን ናይ ሰበት ዘረበ ጨንቀትን ድኣ እንበር ፍቅሪ ኣይኮናን ናበኡ ዝደፋፍአካ ምክንያቱ እቱ አብቲ ጭንቀት ግዘ ናብ ርእስከ ዝመፀካ እንተ ሞይትካ እዩ ዕረፍቱ ዘሎ ዝብል እዩ ዝመፀካ እና ጭንቀት ዝርድኣካ ኣጆካ ዝብል ሰብ ድኣ እንበር ዝፀርፈካ ዘናውሸካ ኣይትደልን ግን በተለይ ሓደ ሓደ ሰበት እንየና ሰበት ፈጣሪ ዓይነ ልቦናና ፈጣሪ ይክፈተልና ዝበፅሐ ሰብ እዩ ክርደኦ ዝክእል ማንም ኣይርዳእን😢 ንሰበት ሕማቅ ዘረባ ተዘርብና ናምሕማቅ ወሳና ክበፅሑ /ሓ ኣይንገበር እንተክእልና ኣጆካ /ኪ ንበል እንተዘይክእልና ስቅ ንበለ ኣብ ርእሲ ቃንዛኦም /አን ቃንዛ ኣይትወስካ/ኩ እንተክእልና ንቲ ሰብ ክንርዶኦ ንፈትን ....😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔 ኣነ ኣይፎልጦን ሓጂ እየ ርኦዮ ግን ኣይክኣልኩን ማሬ ተሰምዕኒ 💔💔💔💔
@trezanegazi5801
5 ай бұрын
Wow wow wow wow thank you very much for your give us advice 😭😭😭😭
@sophiaasanai9969
5 ай бұрын
صح كلامك واالله❤
@solomonhaile6994
5 ай бұрын
naybhaki dawit arkey ❤❤❤
@hirtiwold1838
Ай бұрын
👍
@Solowediestif
5 ай бұрын
You are right deve bro
@senaittesfamichael3635
5 ай бұрын
ከይሞተ ድዩ ሐገዝ ዝብሉ እዚ ሐገዝ ንመን እዩ ሐውና ምሕረት ይግበረሉ ንካልኦት ከማን ትምሕርቲ ይኮኖም ንሐውና ናይ ብሐቂ እንተሎ ፅቡቅ ነገር እዩ ምሕላዎ ኡና ንደልይ ግና እዚ ሐገዝ ንኡኡ ይጠቅሞ እዩ ተስፋ ክገብር ምእንቲ
@zowdi810
5 ай бұрын
You are amazing thanks my love dawet you are right
@amanuelgoitom329
5 ай бұрын
Beal ta miskum zela Armana do mada tbehal hadash fresh shermuta zjemereto yu 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢uffffff niesinetu yriayelu😢😢😢😢
@habtmitk9110
5 ай бұрын
Really my bro
@TemesgenBrhane-j2d
5 ай бұрын
ልብና ተሰይሩ ወዲ ኣሽንካይ ክሕነቅ ክበኪ ክርእዮ ከለኩ ማራ እዩ ዘሕመኒ
@fekartadese7448
5 ай бұрын
Ahhh Habteka hawey Ab hekfo Abraham Yakob en yenberka😢😢😢 rest in peace Habtom hawey 😢
@Football_today100
5 ай бұрын
Bravo 🙏🙏🙏🙏
@meharenalegese509
5 ай бұрын
Nay bhaki abesaw ❤❤❤
@ErmiyasHadush-tm7cc
5 ай бұрын
I'm sorry to hear that rest in paradise 😢
@merhawimichael6547
5 ай бұрын
እዋይ ደቂ ትግርኛ ሲ ኣክፊእና በቃ 💔
@ባጡነኝቀባጥዋ
5 ай бұрын
ተመሰገን🥺👏👏👏
@MekonenFisehaye
5 ай бұрын
btami yehzna❤❤❤
@GBM835
5 ай бұрын
ዳዊተይ ፅፉፍ መልእክቲ❤
@Berkey13
5 ай бұрын
Their are 9 tribes in Eritrea but unfortunately Tigrigna speakers girls they spend too much time on social media.
@GodisLove-yd9lz
5 ай бұрын
You are right brother
@thanksmygod470
5 ай бұрын
really ❤
@hamassien323
5 ай бұрын
እዝጊዮ መሓረና ክርስቶስ፡በጃኹም ሕጂ ኸ ንሳ ሂወታ ክትስእን ድዩ ዕላማኹም?
@milena-im7em
5 ай бұрын
Nhna awlad bhanti gual nwkel aykonen so dave aytgage anem bzuhat awld bsenki wedi hiweten kbelasho rie eye slezis nenhdhdna nteararem
20:19
ኣብ ጎኒ መን ኢኹም ? ( ስኒት ዶ ኣይዳ )
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 46 М.
1:33:26
SAMI SHIKOR - ቑጥዓ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ስኒት ዝተገብረ ምስንኻላት
SAMI SHIKOR
Рет қаралды 12 М.
19:20
Это мое последнее предупреждение | 4 серия | Сериал "ПрАкурор" | КОНКУРС
Я ОТ САКЕ
Рет қаралды 453 М.
00:58
ТЮРЕМЩИК В БОКСЕ! #shorts
HARD_MMA
Рет қаралды 2,4 МЛН
00:18
Побег из Тюрьмы : Тетрис помог Nuggets Gegagedigedagedago сбежать от Nikocado Avocado !
Фани Хани
Рет қаралды 1,1 МЛН
00:21
Now you won't have problems💡🧼#camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
Marusya Outdoors
Рет қаралды 79 МЛН
21:24
🔴ይህንንስ እናንተው አይታችሁ ፍረዱ እንጂ ምን እነላለን ጉድ ነው @awtar_media
Awtar Media አውታር ሚዲያ
Рет қаралды 6 М.
46:16
🔴ምስጢራዊ ስምምዕ ወደብ ብኸመይ ተፈጺሙ ፧//ኢትዮጵያ ወደብ ክወሃባ ፧//16/11/2024
Himbol Media1 ሂምቦል ሜድያ
Рет қаралды 26 М.
7:04
🔥ጉድ ስማዕ...ከቢድ ሚስጢር ሃገር 🇪🇷..ቀታሊ ተዛሪቡ...ሰራዬ ተገንፂላ ሃገር ኮይና...ሰሚራ ኣብ እንዳ ዓረብ ሞይታ ተረኺባ
ናዲ ኖቫ Nadi nova
Рет қаралды 8 М.
26:15
🔴ስንቂ ምኽሪ 17 ክፋል/ ካብ መልክዐኛ ሰበይቲ ረሓቅ/Snki Mekri part 17| Eritrean orthodox tewahdo church video 2024
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 10 М.
21:13
ጉዳይ ዊንታን ገነትን ከምብሓድሽ !
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 128 М.
29:04
ጥዑም ዕላል ወዲ ሓምቢር መቐረት ሶሽል ሚድያ Wedi hambir Berah Denden
Wedi Gash ወዲ ጋሽ
Рет қаралды 3,2 М.
56:25
✳️ኣጉል እምነት.. 🔶ፈተነ ፍቅርን ሃይማኖትን ተዘንቱ #ሓቀኛ_ዛንታ
Mahustar
Рет қаралды 28 М.
26:35
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #34
Logbiba Tv
Рет қаралды 49 М.
20:12
ጥራሕ ነብሳ ቪድዮ ሒዙ የፈራርሓ ኣሎ ! ምስ 400 ኣዋልድ ርክብ ዝፈጸፈ ነጻ ክበሃል ይኽእል ኢዩ ።
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 87 М.
26:54
ጉዳይ ስርቂ 13 ሽሕ. እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ።
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 123 М.
19:20
Это мое последнее предупреждение | 4 серия | Сериал "ПрАкурор" | КОНКУРС
Я ОТ САКЕ
Рет қаралды 453 М.