ጓል 31 ዓመት ጓል 6 ዓመት ትመስል፣ቆልዑ ይወቕዑኒ፣ሰብ እናስሓቐኒ።

  Рет қаралды 44,097

ሰብ ኩን ሚድያ sebkun Media

ሰብ ኩን ሚድያ sebkun Media

Ай бұрын

ጓል 31 ዓመት እያ፦ክትርአ ከላ ግን ጓል 6 ዓመትያ ትመስል። ኩሎም ቤተሰብ ሽግር ኣለዎም ጥዕና የብሎምን።#tigraytiktok #habesha #habesha #tigrayan #tigraynews #tigray

Пікірлер: 418
@gene6075
@gene6075 28 күн бұрын
ቖንጆዋይ ንስኺ ፍለይቲ ፍጥረት ኢኺ እግዚአብሔር ይመስገን ❤ፍትውቲ ሓፍተይ 31 ዓመት ማለት ሓዳር ዘይገበረት ሓፃር ስለዝኾነት ጥራሕ ኣይኮነን : ስደት ወፂእና ሰሪሕና ክንልወጥ ክንብል ክሳብ 30 በፂሕና ኣለና :: ኣጆኺ ክብርተይ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 28 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉 ጀማሪት እየዎ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 28 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@wintafjwintafj
@wintafjwintafj 28 күн бұрын
ኣጆኪ ገኒየ❤
@tigray3o
@tigray3o 28 күн бұрын
ኣየ ሕብረተሰብና ግን ከመይ ድሑርን በዳዕን እዩ ዘለና😢
@MuluGermay
@MuluGermay 28 күн бұрын
አጆኪ ምቅርተይ ዓድኪ አቲኪ ማንታ ማንታ የውልድኪ
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 28 күн бұрын
ማዓረይ አጀኪ አየ ናይ ሕብረተሰብና ነገር ሓፃር ሰለ ዝኮነትሰ ካብ ገዛ ፀይትወፅእ ልብ አይሕፀርበር ቆሞትሰ ታይ ይሕፍር ኩሉ ናይ እግዚአብሔር እየ ዛሓፍተይ አጀኪ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 28 күн бұрын
ደምረኒ ምቅረተይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 28 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k 26 күн бұрын
ክብር ወላዲና ማይፆሎት ብደምቢ ገይሮም ይታሓፀቡ እዙይ ናይ ርኩስ መንፈስ ስራሕ እዩ እግዚአብሔር ይገሰፆ😢😢😢😢
@Seb15
@Seb15 28 күн бұрын
ዘይሓስብ ሰብ ተፈጥሮ እዩ ዘናኣእስ እዛ ክዲፍረጣፍ ባዕልካ ክትውስክ ዘይትክእል ኣብቁመትካስ ከመይ ገይርካ ሓጺሩባ ነዊሑባ ኢልካ ሰባት ተናእስ ኩሉ ናይእግዚኣቢሄር ስራሕ እዩ ብጸጋ ክንቅበሎ ኣለና ። እግዝኣብሄር ጥዕናን ዕድመን ይሃባ ንዛሓፍትና።
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 28 күн бұрын
ዋይ ጎይታተይ አጀኪ ሰነ ልቦናኣ ኣይትተንክፍዎ ክቡር ሓወይ ማዓረይ ናይ ህዝበና ኣይነቀሐን እንበረ ፈትያ ዘምፀአቶ አይኮነን😢አጀኪ በልዎ አብ ጥቃአ ዘለኩም❤
@user-by7cs4vx4
@user-by7cs4vx4 28 күн бұрын
ኩሉ ኣብ ኢድ እግዚአብሔር እዩ ኣዘክም ክብር ወላድና😢
@imissmama3978
@imissmama3978 28 күн бұрын
ሰብ ኩን ሚድያ፡ ከማኻ የለን ብሓቂ ሓየት❤ ንፉዕ ኢኻ ጥዑም ላዛ።
@Almi_Alm
@Almi_Alm 28 күн бұрын
ደምሪኒ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 28 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@sebkunmedia2
@sebkunmedia2 28 күн бұрын
kbret yhabeley kbretey
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 26 күн бұрын
ማይፆሎት ይትሓፀቡ ኣያዋና ጭንቀት ኣለዎም መስል እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም ኣያዋና🙏😢
@reachos7060
@reachos7060 28 күн бұрын
ጸበል ተሓጸቡ ዞም ኣሓተይ ኣምላኽ ዝይፈትሖ የለን አብ ኣምላኽ እመኑ 🙏🏾
@user-os1gc5jq3f
@user-os1gc5jq3f 27 күн бұрын
@@reachos7060ናይ ብሓቂ
@AmalAML-kn7ds
@AmalAML-kn7ds 27 күн бұрын
አጆኪ እዚ ድአሞ ባዓልኺ ዘምፃእኽዮ ዘይኾነ ክትሽቁረሪ ኮነ ከትድሃሊ የብልክን እቲ ምንታይ እዚ ክትቅይርዮ ዘይትኽእሊ ሕጊ ተፈጥሮ እዩ💜ንስኺ እታ ብልፅቲ ጓል ሂዋን ኢኪ😍
@aasaas7284
@aasaas7284 28 күн бұрын
ኣነ ኣይፈተንኹን ኣብ ስደት 12 ዓመተይ ገይረ ዕድመይ እውን ከምኣ እየ እና ፀገም የምፅእ ድዩ ይጥይቁኒ ሞ ናይጫት ሽሻ ኣጋላት ኣርባዕተ ሓሙሽተ ድበፅሑ እዮም ዔዋውል እዮም ኣይደልን ኢለ ብድውለይ ኣለኹ ዓደይ ኸይደ ናይ ስራሕ ሰብ ከምባዕለይ እየ ዘእቲ 🙏💚 ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኹም ኣቦዋይ🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 28 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@hthf454
@hthf454 28 күн бұрын
ንዓኪ ዝመሰል ተረኪብክሰ ዉለዲ ማዓረይ ዕድመ ጋል ኣነሰይቲ ቃልጢፋ እዪ ዝከድ🥺
@sebkunmedia2
@sebkunmedia2 28 күн бұрын
ይሓግዝኪ ።ፅቡቕ ውሳነ እዩ
@rewerttcghhhdg
@rewerttcghhhdg 25 күн бұрын
ማዓረይ ዕድመ ጓል የብሉይ ከዋዲ ዛምቤተይ ስደት መሊኡ ኣይመልአልኻይ ዛሓፍተይ ተኺኢልኺ ዓድኺ እተዊ ሓዳር ግበሪ ውለዲ ተዘይኺኢልኺ ድማ ዋላ ኣብቲ ዘለኽዮ ኾይንኺ ውለዲ ምክንያቱ ውላድ እያ ዛዓለም ትርፋ ትስርሕዮ ዘለኺ ገንዘብ ይኹን ገዛ ንብረትኺ ተዘይ ወሊድኺ ትርጉም የብሉን ዛምቤተይ ውለዲ እየ ክብለኪ ዝኽእል ኣነ ሓፍትኺ ኣብ ስደት ደኺምና ኢና ጉልበትና ተወዲኡ እዩ እና ውለዲ ውላድ ፀጋ ፈጣሪ ❤❤❤
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 28 күн бұрын
ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኺ ልቢ ኣይሕጸር እንበር ኣየ ናይ ሕብረተስብ ነገር ኣተሓሳስባኻ መዓዝ እዩ ዝቅየር ሰብ ክቡር ፍጥረት እንዳሃለወ መሪፁ ዝዉለድ የለን ኣምላኽ ዝፈጠሮ ክቡር ፍጥረት ኣጆኺኒ መዓረይ ለባመይ❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 28 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@HelenMezgebek
@HelenMezgebek 25 күн бұрын
ምንም ዘሰክፍ ኣይብላን ህዝበይ ንቅሓት ስኢኑ እምበር እዙይ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ እዪ ኣቱም ህዝቢ ❤
@wskn7283
@wskn7283 28 күн бұрын
ስራሕ መድኃንዓለም ኣቦይ ድንቂ ኤዩ ጎዶሎ የብልክን ዝሓፍተይ ምልእቲ ኢኪ ❤
@BrahnDesta
@BrahnDesta 28 күн бұрын
አህህ ሓመደ ይብለዐኒ ኣቦዋይ ከብዳካ ይበልዑካ ካባኩም ዝገደደ ብዙሕ አዩ ዘሎ ተመሰገን በሉ 😢😢ኣያዋኒ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 28 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ ጀማሪት እዋ ደምረኽክ እየ🎉🎉
@user-hh6uj8op4s
@user-hh6uj8op4s 26 күн бұрын
ምቅርቲ ቃሕ እካ ክትብሊ
@user-dm8hd5ki5g
@user-dm8hd5ki5g 28 күн бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም ፈጣሪይ ኣምላክ እምበር ሰብ ሩጉም እዩ ኣጆኪ ከዓ ዛሓፍተይ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r 28 күн бұрын
ኣምላክ መበራህቲ ገዛኩም ይክፈለትልኩም ናሕበረተሰበና ግን ማራ እዩ ዘገርም ሰለ ዛሓፀረትሰ ዝመረዐያ ተስእን ሰደት እኮ እንአና ለዕሊ ናታ ዕደመ ዛሓዝናዋ ኣጀኩም ክበራት ስድራ መድህናኣለም ዘይረእኩምዎ ሸሻይ ከፈጥረልኩም አዩ🥰🥰🙏
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q 27 күн бұрын
ንሰኪ ፍልቲ ፍጥረት እኪ ፅብቅተይ ኩሉ ናይ ኣምለክ ውህብቶ እዩ ኣይትጨነቂ ብተፈጥረኪ ተሓበኒ ኣጀክለይ❤ ናይ ሕብረተሰብ ነገር ኩሉ ዎዮ እና😢 ኣቦውተይ ምሰድራኩም እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣክልኩም ኣጀኩም
@tester8090
@tester8090 28 күн бұрын
እት ክላሲካል ብጣዕሚ እዩ ዝርብሽ ብወገነይ ንዓኻ ሰሚዐያ ንሳ ግን ክሰምዓ ኣይከኣልኩን
@tsegatsega238
@tsegatsega238 28 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@mmn108
@mmn108 28 күн бұрын
ብጣዕሚ እና ነመስግነካ ዝሓወይ❤ እዝ ዝሃበክዓ ኣምላኽ ወስኹይሃቦ❤ ሐፊተይ ምዓረይ ኣጆኺ ንኣምላኺ ኣመስግኒ❤❤❤❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 28 күн бұрын
አጀኩም አግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም ጎይታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ውንኡ ጥዕናን እዩ እንታይ ኣለዎ የሰክፍ ወንኡ ኣታሓሳሰባ እዩ አጀኪ ማዓረይ እንታይ ይግደላ ናብ ኩሉ ከዲ አይትሕፈሪ ማዓረይ❤
@user-kk6oc1by7m
@user-kk6oc1by7m 28 күн бұрын
አጆኪ ምቅረተይ 30 ዓመተ ገይረ አለኩ ምስ አምላኪ ተዛራረቢ ምስ ድንግል ማርያምኪ ዝሓፍተይ አይይይይ ሕብረተሰብና ድሑር አታሓሳስባ ናይ ዓድና ነገረ 😥
@HelenMezgebek
@HelenMezgebek 25 күн бұрын
ኣነ ኣለኩ 35 ገይረ ስደት 😢😢
@samiaha6007
@samiaha6007 25 күн бұрын
😢😢😢😢😢የኔ ምርጥ ፍጥረት ማዓረይ ልዕለክ ማንም ፈጡር ቡሉፅ የለን😢
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 25 күн бұрын
ኣብ ሓበርት ስብና ብዝሕ ኣይትለመደይ ግን ዞም ከመዘይ ዓይነት ሰባት ፋሉይ ዘበለ ናይ ፈጣሪ ውህብቶ ዘትዕደሉ እዮም ኣጀኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ይሃበኪ🙏❤
@user-os1gc5jq3f
@user-os1gc5jq3f 28 күн бұрын
ንሰኪ ፍለይቲ ፍጥረቲ ኢኪ ፅብቂተይ ኩሉ ናይ እግዚአብሄር እየ ሰለ ዝከነትሰ ከብገዞ ወይትወፅእ ልብ አይሕፀር እምበር ቀመት ናይ ዝሐፀር ፀገም የብለን አጅኪ ዝሓፍተይ ❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 26 күн бұрын
ኣጀኪ ምቅርተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝስኣኖ የለን ንኩሉ ብትዕግስቲ ምፅባይ
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 28 күн бұрын
ክብረተይ ኣጆኪ እግዚአብሔር ብኣምሳሉ ሰለ ዝፈጠረኪ ንዝሃበኪ ተመስገን በሊ ክንደይ ኣሎ ካባኪ ዝገደደ በለ ንሰኪ ሰብ ዝበለ ተበለ ገፅ ኣይተሃብዮ ገንዘብ ዘይኮነ ዘድልያ ምስ ከምኣ ሰባት ሰሪሓ ትኣትወሉ ተዝፍጠር የኮነይ ንባዕላ ንከሊእለ ትሕግዝያ ደፊራ ተሰሪሓ
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 28 күн бұрын
ኣየ ናይ ሰብ ነገር ድሑር ኣተሓሳስባና መዓዝ እዩ ዝመሓየሽ😢 እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ኣይዘኺ ምዓረይ ወላዲናውን ኣይዘኹም ምሕረት የውርደልኹም❤
@Sarahj962
@Sarahj962 28 күн бұрын
What a great father and daughter. Thank you for creating awareness. She is as capable as anyone if only she is given the opportunity.
@tirhasBrhan
@tirhasBrhan 6 күн бұрын
ኣይዞኪ ምቅርተይ ኩሉ ናይ እግዛኣብሔር ፍቃድ እዩ ምሕረት የውረደልኩም ፈጣረይ ባዕሉ 🙏🙏
@hgf6568
@hgf6568 26 күн бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልኩም አጀኩም ማንጨለት ተሓፀቡ አያዋኒ አጀኪ ዛሓፍተይ ከይትጭነቂ
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 18 күн бұрын
ኣቦዋ ኩልኩም ማይ ፆሎት ተሓፀቡ ናይ ፀላኢ ሰናይ እዩ ዘሎ ነገሩ 😢እና ከምኡ ኢሎም ልቦናኣ ኣይተንክፍዋ አረ ክትፅብቅ፣እፍፍፍፍ እግዚኣብሔር በላዒኪ ይፍጠረልኪ ኣየ ሕብረተሰብና
@FycgXhu
@FycgXhu 23 күн бұрын
ኣጀኹኒ ዛምበይተይ ኽትፅብቒ ቆንጆ ኢኺ ብዛዕባ ናይ ሰብ ኣይትገደሲ ሰብ ከምኡ ኢና ተሓፀረ ሓፂር ተነዉሐ ኩሉ ወዮ እዩ ናተና ንሰኺ ናይ እግዚኣብሔር ድንቒ ፍጥረት ኢኺ ኣብ ቕድሚ እግዚአብሔር ፅብቕቲ ፍጥረት ኢኺ ብዓይኒ ሰብ ኽመሰሎ ይኽእል ዩ ኣጀኹኒ ምቕርተይ ኩሉ እግዚአብሔር ዘዳለወልኺ ኣሎ ዩ ከምዚ ገይርኻ ዘቕረብኻያ ሓዉና ናብ ሰብ ሕልና ነመሰግን❤
@user-xg4vv4yo4z
@user-xg4vv4yo4z 27 күн бұрын
ፅብቅተይ ብሰንኪ ናይ ማሕበረሰብን ቤተሰብን ድሕረት እንበር ንስክን ቁንጅናክን ታይ ክወፀኪ ጋዜጠኛ ካኣ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ጥራሕ ደይኮነ ዘድልዮም እዞም ገዛ ኮላይ ቴራፒ እዩ ዘድልዮም ሓደራካ መጨረሻ ኣብፃሓዮ ጉዳዮም
@zinab8199
@zinab8199 21 күн бұрын
የኔ ቆንጆ ደስ ስትል የኔ ምስኪን ሀበሻኮ ለሞራልኳ አይጠነቀቁም😢
@HsF-qo9so
@HsF-qo9so 28 күн бұрын
ግገዝኡስ ክንደይ እዩ እንዮ ቱ ሰብና ዉን ተድሕረት ኣይሓድጎይ እዚኣስ ታይ ይጎድላ ኣእምሮኦ ብጥዒታ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ብርክካ ይፅናዕ ተስፉሸይ ኣብ ታሕቲ ወሪድካ ትፍትሾ ዘለካ ፀገምን ፀበባን ብኣካ ይድነቅ ኣብ ደቅካ ርከቦ ዝሓወይ
@sebkunmedia2
@sebkunmedia2 28 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤❤❤❤
@EnkubahriDagnaw
@EnkubahriDagnaw 25 күн бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣር
@AaAa-dc6xf
@AaAa-dc6xf 24 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልኩም ሓፍትና እዉን አጀኪ አይትጨነቂ 🙏😘
@mulugidena-ro6ip
@mulugidena-ro6ip 26 күн бұрын
ምቅርተይ ፈጣሪ ብኣምሳሉ እዩ ልፈጥረካ ኣሳራርሓለ ኣይጋገን ፈጣሪ ስለዝ ሰብ ሰብ ምኻኑ እንበር በቀይን ፀልምን ሓፅርን ነውሐን ኣይ ኮነን ዘኸብር ፉጡር እግዝኣብሄር ብምኻኑ ጥራሕ እዩ ዝኸብር
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 27 күн бұрын
ኣጀኪ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልኩም ኣባዋይ ማይ ፀሎት ይኩድ
@Mesi-k16
@Mesi-k16 26 күн бұрын
ኣጆኩም ጠንክሩ እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት የዉርደልኩም ማይፀሎት ከዓ ተሓፀቡ❤ናይ ሰብ ዘረባ ለ ዘይምግዳስ😢
@segenm950
@segenm950 27 күн бұрын
አፍሪቃ ስብ ገለ እንተጎዲሊዎ ማራ ኢና ዘይንሕግዞ ነናሽዎ በዚ ሕማቃት ኢና አብ ዓለም ግን ንሶም እዬም ክሕገዙ ዘለዎም
@wson4901
@wson4901 28 күн бұрын
❤❤አጀኪ ናይፈጣር ኡይ ተመሱገን ቡዙሂ አይትጨነቁል❤❤አጀኪ።
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 26 күн бұрын
እውይ ከሕዝኑካ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም 😢😢😢
@yonasgebre1250
@yonasgebre1250 22 күн бұрын
እውይ ሓፍተይ ኣጆኺ ዝጎድለኪ የብልክን : ኣቦኣ ድማ ፈጣሪ ምሕረት የውርድ ::
@user-jy5pl7fu6h
@user-jy5pl7fu6h 16 күн бұрын
ማዓረይ ካብደይ በሊዓትኒ😢 እግዚኣብሔር ኣምላክ ይማሓርኪ ዛሓፍተይ🤲💚
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 18 күн бұрын
ምምህር ኣርአያ ብምርኣየይ ደስ ኢሉኒ ዝቅዱስ መምህር ክሳብ ሐዚ ኣብ ጣብያና ዘሎ ኣይመስለንን ነይሩ ❤🎉🎉🎉
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 21 күн бұрын
እዉይ ዋላ ትሕጸር ደስ ክትብለካ ድምጻ ኩሉ ነገራ ነቲ ጭላቆ ድበሐል ትመስል ንጭላቆ አዚዬ እዬ ዝፈትዎ አዘራርብኡ ምሕረት የዉርደልኩም ወለዲ ጸበል ተጠመቁ ምኽረት የዉርደልኩም ሻዕቢያ ኢልኩም ዘየለ ሽም አይተጸልሙ ፈጣሪ ዘይፈትዎዩ ንሰላም ንዘምር ብፈጣሪ ዝተዓደላ ትስሕቁዋ ተሸማቅቅዋ ትረግጽዋ ተጋሩ ፈጣሪኹም ፍርኹ ናይ ርእሲ ስንኩላት ኢኹም ካልዕ ሞራል ክትገብር ንምሳሌ ምስ ጭላቆ አፋልጥዋ ምሰባት ክትሕወስ ሐግዝዋ 🇪🇷
@AsAs-lr7fw
@AsAs-lr7fw 23 күн бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ ምሕረት የዉርደልኪ ማዓረይ 👏👏👏👏
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 26 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም ኣቦዋይ ኣጀኩም እግዚአብሔር አምላክ ዝሳኣኖ የብሉን ሓደ መዓልቲ ትሕጎሱ ኢኩም❤❤🙏🙏
@UfVi-ji4uz
@UfVi-ji4uz 27 күн бұрын
ኣጆኪ ዛሓተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ክብረተይ 😢😢😢😢
@user-uo6cf4wr4d
@user-uo6cf4wr4d 28 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም ኣያዋኒ 😢😢 እግዚአብሔር ዝሰኣኖ ነገር የለን😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 28 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@denkeneshame1816
@denkeneshame1816 22 күн бұрын
እግዛኣቤህር ምሕረት የዉረደልኩም ሓፍትና ዶም ቆንጆ እያ ናይ ሕብረተስብና ነገረግን ዘይ ምሽቁራረ ተፈጥሮ ናይ ኣምላክ እዩ አና ከም ድላይኪ ተዛወሪ ስብ ዝበለ ይበል❤❤
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 20 күн бұрын
እጆኪ ዥሓፍተይ ፍልይቲ ጽብቅቲ ፍጥረት ኢኪ እቲ ሓታታይ ኮነ እቦኣ ኣብ ቅድሚኣ ድስ ዘይብል ሕማቅን ተስፋ ዘቁርጽ ይዛረቡ እቲ ሓታታይ ካኣ ሕማቅ ስሚዒት ዝገብር ዘረባን ሕቶን ይሓታ እካላዊ ቁሙና ዝጉድላ የብላን ክትማሃር ሞራል ክትረክብ ሓግዝዎ ኣለካ ነቶም ቆሉዑት ካኣ ኣብ ትምርቲ ኬድኩም ማሃርዎም ክም ኖርማል ዓባይ ስብ ጌርም ከክክብርዎ she just born ሓጻር ተውሊዳ ክምዘኦም ዘይኣርጉ እብዚድገ ብዙሕ መጽናዕቲ እዩም ዝገብሩሎም ንድገ ክትውጽእ ተሓባበርዎ ።
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 28 күн бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ኩሉ ናተፈጥሮ እዩ ተመሰገን በሊ ምቅርተይ 😢ኣቦዋኒ ኣጀኩም😢
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 28 күн бұрын
ላብ፡ኣበይቲ፡ምድያታት፡ኣተሓሕዝዋ፡በተለይ፡ኣዲሳበባ፡እልትካደሉ፡እድል፡ፍጠሩላ፡ኣብቱ፡ናይ፡ሓፀርትን፡ነዋሕትን፡ዝምርመርሉ፡ይፈጠር
@user-pz6rr1mu4j
@user-pz6rr1mu4j 27 күн бұрын
Ajeki zehafiteyy amlek alo tesifa aey tiqirexi niski bilxiti aki zehafiteyy ❤❤❤❤❤❤❤
@hgggg7143
@hgggg7143 25 күн бұрын
ጎይተይተይ ክትፅብቅ መልከዓ ተፈጥሮ ናይ እግዚአብሔር እዩ ኣጆኪ መዓረይ ንስኪ ፅብቅቲ ፍጥረት ኢኪ❤
@merrymerry4939
@merrymerry4939 22 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሳትኹም ይኹን👏❤🍀
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 28 күн бұрын
አጀክ ዝሓፍተይ ኩሉ ናይ አምላክ ፍቃድ እዩ ልቢ እንበር ቁመት አይካነን አጀኩም ክብር ኣቦና❤😢
@SamyrahHddhsj
@SamyrahHddhsj 27 күн бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ አነስ ከብደይ በሊዓትኒ ምቅርተይ ናተይ 💔💔😭💔😭💔❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MashoKahsay-cv5sm
@MashoKahsay-cv5sm 28 күн бұрын
እታ ቆልዓ ግን ናብ ከተማ ወሪዳ ትምህርታ ትጀምር ምስ መ/ም ሙሉ ሃይለስላሴ ትኩን ወይ ምስ ካልኦት ጉዱሳት ተሓባበርቲ
@user-pi6dl5wt3q
@user-pi6dl5wt3q 27 күн бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም ፈጣሪ😢😢
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 27 күн бұрын
የኔ ቆንጆ ኣጆኪ ንስኪ ብልፅቲ ኢኪ ልቢ ኣይሕፀር እምበር ቁመትስ ችግር የብሉን ነዊሖም ልቢ ዘይብሎምለ ኣለው እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መዓረይ💛👏
@HelenMezgebek
@HelenMezgebek 25 күн бұрын
ኣቦናየ ምሕረት የውርደልኩም ሓፍትና ከኣ ብቁመት ስለዝሓፀረት ማንም ከግልላ ኣይብሉን እቱ ናይ ዕድመ ጉዳይ ከኣ ሳላ ስደት ንሕና እውን ኣለና ሓዳር ዘይጀመርና 30ታት ሓሊፍና 😢
@tommygebar1930
@tommygebar1930 28 күн бұрын
Ajoki zhaftey kulu nay fetari eyu. ❤
@user-es6je1fg6q
@user-es6je1fg6q 26 күн бұрын
ምሕረት የወርደልኪ ፈጣሪ 😢😢😢
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 28 күн бұрын
😢😢😢😢😢Habtey natey ajeki Egziabher amlak msaki ykun ajeki
@SlamaSs-y4g
@SlamaSs-y4g 28 күн бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ ምሕረት ይውርደልኪ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 27 күн бұрын
ኣየ ሕ/ሰብ ዘይቅየረይ ስለ ዝሓፀረት ሲ ካብ ገዛ ዘይትወፅእ ኣጆኪ ማዓረይ❤❤
@user-kr7qs4tm7e
@user-kr7qs4tm7e 28 күн бұрын
ስራሕ ይፈጠረላ ናዓላ እንበይተዋይ አይዘኺ ማማ ተሰጦ እዩ❤❤❤❤
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 27 күн бұрын
ምቅረተይ አጀክ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕና ይሃብክ❤❤❤
@user-th1lq7tm1g
@user-th1lq7tm1g 28 күн бұрын
አጆኪ ፀበቅተይ ❤❤❤
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 26 күн бұрын
መዓረይ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 31ዓመት ብዘይ ሓዳርን ውላድን ዓባይ ኣይኮንክን ኣብ ኩላትና ዘሎ እዩ ብሰንኪ ስደት ስለዚ ኣጆኺ ብርትዕትን ሓያልን ኩኒ ዛሓፍተይ🙏
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e 28 күн бұрын
መዓረይ ቱሕብረተስና ግን መኣዝ እዩ ክልወጥ ኣተሓሳስብኡ ናይ ኣምላክ ውህብቶ እዩ ባዕላ ኣየምፀአቶን ደማ ቁመታ እዩ እምበር ዝጎደላ የብላን ኣይዞኪ ማዓረይ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 28 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@rituritu9794
@rituritu9794 25 күн бұрын
አጀኪ ዝሐፍይ❤❤
@user-gb5yh5fd7g
@user-gb5yh5fd7g 27 күн бұрын
ሓመድ ትብለዐኒ ሓፍተይ😢 ኣጆኹም ኣያዋይ መዓረይ♥️😍
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 25 күн бұрын
ኣጀኺ ማዓረይ ኩሉ ፍቅዲ ፈጣሪ እዩ ንሕና ለ ብስንኪ ስደት 31ንላዕሊ ኣለና ዋ ግና ፈጣሪ ዛሓዘልና ኣለና
@Saudi2024-ih5xc
@Saudi2024-ih5xc 22 күн бұрын
አጀኺ አምላኽ ዕድመን ጥዕናይ ይሃበኹም😢😢😢😢
@jdhdhjxbxhhx9274
@jdhdhjxbxhhx9274 28 күн бұрын
ኣጆኩም ፈጣሪ ምሕረት የውርዲ
@user-uu6qt8gd1c
@user-uu6qt8gd1c 28 күн бұрын
አጀኪ ማዓረየ❤
@ddee4690
@ddee4690 28 күн бұрын
ኣጀኪ ዘሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን🙏
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 25 күн бұрын
ምሕረት የዋርደልኹም ባባየይ ማዓረይ
@kdks4342
@kdks4342 25 күн бұрын
አጀኹም አቦዋይ አምላከ አሎ
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 28 күн бұрын
Btaemi shkorina mchwti eki tsebuk hadar yifterelki nski tmesli nmntay thbie we love you our doughtet and sister ❤❤❤❤
@FycgXhu
@FycgXhu 23 күн бұрын
መንጨለት ይታሓፀቡ ኣያዋይ እዉን ምሕረት የዉርደሎም
@sratasrata5383
@sratasrata5383 28 күн бұрын
ምዓረይ ኣጀኺ ምቕርተይ ❤❤❤❤ ኣየ ናና ሕብረተሰብ ግን ብተፈጥሮኻ የናኣኣእሱኻ ልቡ ይሃቦ
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 27 күн бұрын
ምሕረት የውርደልኩም አዘኪዘሓፍተይ ናይእግዚአብሔር ተፈጥሮእዩ ሕብረተሰብ ዘይምፍላጥ ዘሕፍር የብልኪ ዘሓፍተይ አብገዛ ኾፍኣይትበሊ ❤
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 26 күн бұрын
ማዓረይ ኣጀኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 26 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ያውርደልኩም👏😌
@heriheri369
@heriheri369 28 күн бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም ስድራ ሓፍትና እውን ኣጆኪ ሰብ ክብለኒ እዩ ከይበልኪ ደገ ወፂኪ ስራሕኪ ስርሒ ዝሓፍተይ😢❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 28 күн бұрын
ደምርኒ ደምረኽክ እየዋ🎉🎉
@user-kj5yp3fi1q
@user-kj5yp3fi1q 28 күн бұрын
ኣምላክ የሓግዝኪ ማዓረይ❤❤❤❤😢
@assass8589
@assass8589 28 күн бұрын
አጀኪ ጎተይተዋይ😢
@user-kk1du7og1q
@user-kk1du7og1q 26 күн бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ ምሕረትይዉርደልኪ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤
@sghfferfff154
@sghfferfff154 28 күн бұрын
ኣጆኪ መዓረይ ምሕረት የውርደልኪ😢😢😢
@user-uc2rh2bt9c
@user-uc2rh2bt9c 19 күн бұрын
ማዓሪይ❤😢
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 27 күн бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይውርደልኩም ክብራት ስድራ🙏😥😥😥😥
@user-or2vz4qf4l
@user-or2vz4qf4l 26 күн бұрын
መዓረይ ኣጆኺ😢😢
@89946
@89946 27 күн бұрын
እምበይተዋይ ኣጀኪ ኩሉ ስራሕ እግዚኣብሄር እዩ🙏🙏🙏
@meemjjo677
@meemjjo677 28 күн бұрын
You have to educate the bullying human beings God gives for all human beings so luck of supporting same human beings suffering so sad to hear she is beautiful woman short parson the same anyone parson so she have to be respect us human beings she is maybe special person God bless you sister stay strong
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 15 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 8 МЛН
ሓደ ዝዉላደይ ባ ተሰዊኡኒ መን ይሕረሰለይ በይነይ ተሪፈ
22:42