ጓልካ ኣይኮነትን ኢላትኒ Josias denden

  Рет қаралды 101,666

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

Пікірлер: 643
@Tv-gr6rg
@Tv-gr6rg 4 ай бұрын
ሓደ ኣቦ ንልዕሊ 40 ዓመት ኣብ ስደት ዝገበሩ ዝተዛረብኒ ካብ ኣእምረይ ዘይቲ ርሳዕ።ተመሪዒካዶ ኢሎም ሓቲተምኒ ኣይተመርዓኩን ኢለዮም። እዚ ወደይ ሓንቲ ነገር ክብለካ ንሰብኣይ ስደት ኣይከብዶን ኢዩ ሕልና ዘለዋ ሰበይቲ ተረኪብካ ሓዳር ጥዑም ኢዩ።ንፈጣሪ ሕልና ዘለዋ ሰበይቲ ሃበኒ ኢልካ ኩሉ ግዜ ጸሊይ ኢሎም መኪረምኒ።
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 4 ай бұрын
Emo ab kemey dereja bexahka
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 4 ай бұрын
​@@semeretesfaghabir186ሕልና ዘለዋ ጓል ስጋብ ዝረክብ ይጽሊ ኣሎ
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 4 ай бұрын
⁠@@yonaskeshi1863😂
@semretkabreab4962
@semretkabreab4962 4 ай бұрын
Amlak xelotka ysmeaka😊😊😊
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 4 ай бұрын
@@yonaskeshi1863 ኣይትረክብን ኢካ በሎ
@ኩብኩብታሳሕል
@ኩብኩብታሳሕል 4 ай бұрын
ኣሕ መንእሰይ ረኪብዎ ዘሎ ኣጆካ ዝሓወይ ብሕጋዊ ሕተታ ተስፍ ዘይምቅራጽ ክሓልፍ ኢዩ❤
@aronbrhane374
@aronbrhane374 4 ай бұрын
ሓንቲ ክብለኩም ቁዱስ ቁርባን ከም ቀሊል አይትራኢዎ መብዛህቱ ሰብ ቅዱስ ቁርባን ተቀቢሉ ናብ ዘይተደልየ ነገር ይአትዉ አለዉ ነብስኩም አብ ዘይትወጽዎ ሽግር ትአትዉ አለኩም በጃኩም ሓደራ ሓደራ ሓደራ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 4 ай бұрын
Bzey aflto z'atwwo bezihom
@zlove8820
@zlove8820 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓወይ ሎሚ እቲ ሰብ ክንድምንታይ መንፈሳዊ ትምህርትን ኣፍልጦን ኣለዎ ከይፈለጡ ናይ ተኽሊል መርዓ ይፈቅዱሎም ብፍላይ እቶም ካህናት እንታይ ይኮኑ ኣለው እቶም ዝምርዓው ከ ክብደቱ ፈሊጦሞ ዲዮም እንድኢ እግዚኣብሄር የቅልለልና ኢዩ ዘብል ሓወይ ከኣ ኣጆኻ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን!
@Mestrymovie
@Mestrymovie 4 ай бұрын
ሕጂ ክትሰምዖ እንድያ ዘይተሓራሪቅና ኢና ጋልካ ርኣያ ብጽሓያ ጸገም የብልካን ክትብለካያሞ ተጠንቀቅ ምኽንያቱ ጉዳ ከይወጽእ ከይትግራህ( D N A ) ንግበር ጥራይ ኢልካ ወድኣያ እንድሕሪ ተገሪህካ ዘይውላድካ ከተዕቢ ኢኻ ምናልባት ድሕሪ 25 ወይ 30 ዓመት እዚዩ ኣቦኣ ትብለካ ትኸውን ሓንቲ ኣማራጺት ዘላትካ( ዲ,ኤን,አይ)ጥራይ ኢያ
@medhanehaile349
@medhanehaile349 4 ай бұрын
ዋላ ገለ ጌይራ ክትቀትሎ ትኽእል ya ኣብቲ ገዛኣ እንተ ከይዱ እዚኤን እንታይ ዘይ ገብራ ገበነን ንምሽፋን
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 4 ай бұрын
ኣጆኻ ትሕትናኻን ትዕግስትኻን ኣድኒቀካ❤❤❤ ሕጂውን ቀጽል
@TrgumXbah
@TrgumXbah 4 ай бұрын
ሚኪ ሓወይ ናይ ቤተሰብ ሓገዝ ደሊካ ኣምላክ ይሓግዝካ እምበር ሰብ ሎሚ ሕማቅካ ዝደሊ እምበር ጽቡቁካ ዝደሊ ቤተሰብ የለን።ኣነ 10 ዓመት ገረ ኣለኩ ኣብ ሕክምና ይእለ ኣለኩ። ኹሎም ቤተሰብይ ነጊረዮም ድሃየይ ገሮም ኣይፈልጡን ።ኣብ ኣምላክካ እመን ደርቢዩ ኣይድርቤካን ኢዩ።ኣይትጨነቅ ሕማቅ ግን ኣይትሕሰብ ሓደራካ።
@wudassieguesh8558
@wudassieguesh8558 4 ай бұрын
Ajoka zihawey mearey ab hikimina koynikas ajoka tiblo aleka gejina eka
@dawit033
@dawit033 4 ай бұрын
Abey Hager alka ab Holland 🇳🇱 telka mexye kreka fekadka khatet zehawey jegna ❤
@ነቓጽዮምዝብሉኒ
@ነቓጽዮምዝብሉኒ 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን ❤እምበር ናይ ቤተሰብ ገዲፍካ ተዛረብ ቤተሰብካ ደኣ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ እንተ ኣለካ እንደኣሎም ዝቀርቡካ ኣብ ግዜ ንእስነትና ከለና ማለት ክንዓቢ ከለና ዝሓልፈልና ዘይመስሎም ብዙሕ ነገር ዝብድሉና ዝነበሩ ሎሚ ሃህህ ኢሎም ክልሙኑና ኮለዉ ብጣዕሚ ኢካ ትግረም ምቅናይ ምቅናይ ንኩሉ ንምርኣይ ትብል ሽዑ !ወዓግ ሲ ዘይወግሕ መሲሉዋ ኣብ ቦኩራ ትሓርእ ይብሉ መሰልቲ ሳላ እግዘኣቢሄር ዝሰኣን ነገር የለን ኣነ ኣምላኽ ይመስገን ኣይ ከም ዝዓበክዎን ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ኣለኩ። ኩሉ ከምእትኽእልን ነቲ ዝመደብካዮ ዝኽልክለካ ከም ዘየሎን እፈልጥ ኣለኩ መጽሓፍ እዮብ 42፥2 ሓወይ ነዓይ ይማስልካ🙏
@MlatMm
@MlatMm 4 ай бұрын
ኣብ ኣምላኽ ዝኣመነ ወዲቑ ኣይተርፍን እሞ ኣምላኽ ኩሉ ፀገማትካ ይእለዮ
@SabaAbedom
@SabaAbedom 4 ай бұрын
Nay bhaki hawey marey ajoka ab fetari meman teray u enber lomi betsab zibhal yelan
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf 4 ай бұрын
I feeling very sad 😢😢😢😢, ስለምታይ እዮም ኣብ ሞንጎ ሓዳር ዝኣትዉ ዘለዉ😢😢፡ ጆሲ ብውሽጢ ርኸቦ እዚ ወዲ መራ ተጨኒቁ ኣሎ። 2ይ ነገር ከኣ እታ ጓለይ ትብላ ዘለካ ልዕሊ 2 ዓመት ከይራኣያ ብጣዕሚ የሕዝን።
@senaitmengstab2163
@senaitmengstab2163 4 ай бұрын
አጆኻ ከምዚ እልካ ምዝራብካ ጽቡቅ እዩ ሰላም ጥራይ ሕሰብ አይት ሸገር እታ ቆልዐ ውላድካ እንተዳአ ኳይና ውዒላ ሐድራ ናትካ ሙኻና አይትርፋን እዩ ናብሕማቅ ዘአቱ የብልካን ንእሽቶይ እኻ ንኹሉ ሐሊፍካ አብ ጥጡሕ ሐዳር ገቸትገብር እኻ ሸግር ሐላፋይ አዩ።
@SamiHaile-t3f
@SamiHaile-t3f 4 ай бұрын
ኣጆካ ሚኪ ሓወይ ናብ ሕጊ ክትቀረብ ኣለዋ ምስ ኣቦኣ
@tesfithaile5668
@tesfithaile5668 4 ай бұрын
ብሕጋዊ መገዲ ናብቲ ዓዲ ምምሕዳር ከድካ ሕቶካ ኣቅርብ ከሙኡውን ጸገም ከምዘለካ ንገሮም ምሶም ከይተዛረብካ ስራሕካ ግበር ከሙኡ ይመስለኒ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 4 ай бұрын
Xegem zelewo aymeslenn abxi paternity court tbl ab tiktok zr'eya ala yfqed eyu keregagx xegem yeblun
@leterufaelkiflu8230
@leterufaelkiflu8230 4 ай бұрын
አምላክ,ናብ,ጹቡቅ,ይምራሕኩም,,አጆከኻ,ዝሐወይ,ሽግር,ሐላፋይ,እዩ,,
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ብዘለኻዮ ቀጽል ናብ ሕጊ ኣቅርቦ ወረቀትካ ኣይዉላድካንያ ስለ ዝበለት ድሓር ዉላድካ ዩ ምስ በለት ዝትኣከበ ዕዳን ዒንድዳን ከይመጸካ ትዕግስትኻ ግን ቀጽለሉ
@meharigebremeskel478
@meharigebremeskel478 4 ай бұрын
ATI hsuw abilu eyu baelna ena amerienayo bzuh mstir eyu zelewo hasot hasot 💯
@ገናዩቲጒዕዞ
@ገናዩቲጒዕዞ 4 ай бұрын
​@@meharigebremeskel478ወላ ንስካ ትከውን ኣውሊድካያ 😂
@meharigebremeskel478
@meharigebremeskel478 4 ай бұрын
@@ገናዩቲጒዕዞ nay germen eka dehan niaka dea men khzelka 😫🤣
@ገናዩቲጒዕዞ
@ገናዩቲጒዕዞ 4 ай бұрын
@@meharigebremeskel478 ናይ ጀርመን ሰብ ኣይኮኑን ድዮም 😂😂 ናይ ብሓቂ ንስካ ጃና ኢካ 😂😂
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 4 ай бұрын
​@@ገናዩቲጒዕዞ🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 4 ай бұрын
ኣጆኻ ብራዘር ዝኸፈልካ ከፊልካ ጠበቃ ጌርካ ምዕለቢ ግበረሉ
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 4 ай бұрын
ኣጀኻ ዝሓወይ ህዱእ ኢልካ ረአዮ. ጠበቕ ገርካ ( D N A) ግበር ሹዑ ሩፍ ኢልካ ሂወትካ ትመርሕ ከትሽግር የጓንፍ ኢዩ .
@BETESEB1972
@BETESEB1972 4 ай бұрын
ዘይተመርዓኩም ሕልና ዘለዋ ሰበይቲ ተመርዓዊ ተወሳኪ ቤተሰባ ሕተቱላ ከመይ እዮም ሕልና ዘለዎም ድዮም ወድሓንኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@armanadonat2015
@armanadonat2015 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዲኤኔ ግብር ኣይትገራህ ከይትዕወተልካ እዚኤን ኩፏኣት የን ።
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 4 ай бұрын
Before we make decision who is right and who is wrong we have to hear her side too.
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 4 ай бұрын
Klae sek beli shoramut awalid seb awaridkin zelekin
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 4 ай бұрын
ጽቡቅ ምክሪ ኢዩ ኣነ እተን ኮምኡ ዝገብራ ትርጉም ኣዳም ይርደኤን ዶ ኣነ ከም ጋል መጠን ዝኮነ ክብደል ኣይደልን ኣብ ስደት ግን ሕልናና ኣጥፊኢና እዋይ ኣንቲ ማርያም ኣደይ በዳልት ኣይትግበሪኒ ዝሓወይ ኣደንግጺኒ😢😢😢 ኣየ ስደት
@alfamedia1
@alfamedia1 4 ай бұрын
Fetari yhagzki❤
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 4 ай бұрын
Hawey mearey ajoka fetari ms qunaat eyu. Nay eda ktrekb eya.
@senaitberhane3248
@senaitberhane3248 4 ай бұрын
Fdyti hene ine I'm so proud like that girl
@Hadisa13
@Hadisa13 4 ай бұрын
Emo ane klaleyeki haftey natey blbi
@WegahetaWegaheta
@WegahetaWegaheta 4 ай бұрын
ኣጀኻ ዝሓወይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ብዓቅሊ ኣምላክ ይሓግዝካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏❤️
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 4 ай бұрын
❤❤❤ ጅግና! ❤❤❤ ጆሲሞ ፍሉይ ኢካ❤❤❤ ኣቦ ኹሉ!
@abiner1187
@abiner1187 4 ай бұрын
መጀመርታ መጀመርታ ሓደራካ ክብለካ ግን ምስ ነብስካ ግዜ ውሰድ፡ቂምታ ኣሎካ እዚ ከኣ ነዓካ ኣብ ሕማቅ ኸየውድቀካ ❤ ይመክረካ!
@teklemariamberhe6782
@teklemariamberhe6782 4 ай бұрын
ስማዕ ወደይ ኢዝይ ኮ ዓድና ኣይኮነን ኣዲኡ ዝሃበቶ ውሁብ ዚብሃሎ አይኮነን መርመራ ገርካ ውላድካ ተቀበል ኣብ ቢሕጊ ኣቅርባ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 4 ай бұрын
Nay bhaqi qelal srah eya ksu aqribu tebeqa qoxiru bnay DNA mermera ab biet frdi frdka mqbal. Kulu meselu keman knegrwo eyom
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 4 ай бұрын
Hi Mickele ! don't worry be strong When the right time comes you know God will be help you . JUst taker your self .May God be with you Amen
@asmaabubakar2646
@asmaabubakar2646 4 ай бұрын
وهي تولد اذا ما فرمتا ليها في المستشغي فمش حتدفع براي وزي ما قال جوسي اسال من المستشفي اوراق ميلادها للطفله وقول اريد فحص dna وهذا يساعدك كتير وبعده ترتاح اذا بنتك تدفع مصاريفا واذا مابتك فالله يسلمها هي وعملها وانتا الله يعوضك ماتزعل زوجه تجي وزوجه تجي لسه صغير انتا وهذا تجربه لك لكي تتعلم الدنيا مدرسه لانو بناتنا اتغيرو للاسف في الغربه الله يحفظكم جميعا❤❤❤
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 4 ай бұрын
እዋይ አነ ደቀይ አምላኽ ይኹን ምሳኹም አይጠዐመኩምን እስከ በሉ ኢዱ የንብረልኩም ፈጣሪ። ሚኪ ወደይ ሐደራኻ ነብስኻ እለ አይትሕረቅ ኩሉ ክዕረ እዩ ወሀዝወደይ መድሀነአለም ዕርቂ የውርደልኩም🙏🙏🙏
@MussieAberham-vx4lu
@MussieAberham-vx4lu 4 ай бұрын
ሓወይ ናይ በሓቂ ጅግና ኢኻ ኣጆኻ ኣዴታትና ኮይነን እምበር ርግማት ዘርኢ እየን
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ 4 ай бұрын
ሶሪ ዝሓወይ ብዝወረደካ ኣዝየ ይሓዝን ፡እንተ ቤተ ክርስትያን ግን ፡ኣቦኣ ዘየሎ ኣይትጥመቅን ያ ክብሉ ኣይክእሉን ዮም ፡ንስካ ብ መንግስታዊ ቤት ጽሕፈት ኢካ ፡ክትማጎት ዘለካ እምበር ፡ቤተክርስትያን ተፋቀሩ ትብል እንተ ኣቢካ ግን ኣይትሃርም ኣይትግድድ ፡ስለዚ ንስካ ጌጋ ኣለካ ፡ ናትካ ኣይኮነን እንተ ኢላትካ ፡ወዲእካ ፡ብ ሕጋዊ መንገዲ ድ •ኤን •ኤ• ጌርካ ኣረጋግጽ ፡ኣብ መድያ መጺካ ብ ዛዕባ ሰብ ምዝራብ ዉን የሕትት ዩ ፡ኣይናትካን ዩ እንተኢላትካ ፡ግን እንታይ ክገብርካ ቀሺ ንስኩም ሓንጊድኩም፡ኣለኩም 😢
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 4 ай бұрын
ኣጆካ ዝዓርከይ መንእሰይ ብድሆታት ስደት ከይኣኽሎ በዘን መረዛማት ኩፉኣት ዉድቀት ሓወን ደስ ዝብለን ጠርሽካ ክትለየለን ኣለካ
@astertsegay1646
@astertsegay1646 4 ай бұрын
Kebed geze deu wela nehna ena kefena ufff
@BlesssedDay
@BlesssedDay 4 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ግን እዚ ነገር እዚ ኣብ ኤሮፖ ጥራይ እዩ ኣብ ኣዉስትራልያ ካናዳ usa ከምዚታት የብልናን እንተሎ ከኣ 5% ኢካ ትሰምዖ ኩሎም ብከምዚታት ኣብ ዕግርግር ዝኣትዉ ካብ ኤሮፖ እዬም እንታዩ እቲ ጸገም? ስራሕ busy ዘይምኾን ዶ ይኸዉን ኣብ ችች ዝእቱ ዘሎ ንሕናስ ሰንበት ኢና ንራከብ ሰዓታት ስራሕና ፋሕ ዝበለ እዩ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 4 ай бұрын
​@@BlesssedDaybzuh nay erefti gzie alewom nkulu yerkbulu
@BlesssedDay
@BlesssedDay 4 ай бұрын
@@rahelgoitom6686 that's why bezihu ko germni srah busy trzgbrom ati mengsti mesakin ab kmxi aymwedekun that's why ke kulom Eroupa zelewu ab tiktok kixarefu kbasu zwualu zelewu
@temesghentekie2145
@temesghentekie2145 4 ай бұрын
ዝኸበርካ ጆሲ ሓወይ ከመይ ኣለኻ ።ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ይምነየላክ ። ቀጺለ ነዚ ሓውና ሚኪ ንስኻ ጹኑዕ ሰብ እኻ ከም ግርናኻ ይራየልካ ፈጣሪ።ስለዚ በቲ ጋልካ ኣይኮነትን ዘበለትካ ገልካ ኮይና ኣትስዓንን እያ እዛ ቆልዓ ምኽናቱ ኩሉ ትፈልጥ ኣደ እያ ጠኒሳ ኸላ ውን ተመርዓትካ ክትከውን ትኽእል እያ ።ስለዚ ኣጆኻ ሚኪ ሓወይ በርትዕ ከምቲ ጽቡቅ ሕልሚ ዘለካ ድማ ቀጽሎ ምክናቱ ናዓኻ ትከውን ኣምላኽ ሕዝዎ ኣሎ ጋል ትኮነት ጋል ትመጽእ በዚ ሒዛቶ ዘላ መንገዲ ንሳ እያ ትጉዳእ እንበር ንስኻ ሰብኣይ እኻ ኣጆኻ ገለ ኣትከውንን እኻ።ስለዚ በርትዕ እያ ክብለካ ዝደሊ እግዛቤሄር ዓይኒ ኣለዎ መንገድኻ ከጠጥሓልካ እይ ጽቡቅ ጥራይ ሕሰብ ። መውዳእታ ዘበን በጽሕና ኣምላኽ ባዕሉ ይቅረ ይበለልና።ሓይጣትና በዝሑ።
@semerearaya7302
@semerearaya7302 4 ай бұрын
ብሕክምና መሰረት ጋልካን ዘይ ጋልካን ብመጀመርያ ኣረጋግጽ , ካባኡ ኣጆኻ በርትዕ
@RuthRtuh-dh2uk
@RuthRtuh-dh2uk 4 ай бұрын
Nay bhaqi wedi amlak Seb ajoka hawey kulu xhfuto amlak eu 🙏
@tsegatesfalem9038
@tsegatesfalem9038 4 ай бұрын
I like your program bruk!!ajokum yhwatey kulu khalf eu Amlak btegsti ybarkum.
@seblemehari2817
@seblemehari2817 4 ай бұрын
I’m really sorry እዚ ወዲ በቲ ዘረቡኡ ዝተዳአኩዎ ብዙህ ነገር ዝህሱ ይመስል
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 ай бұрын
Btaemi ember meantaka zehrir zehzin zanta ekuy atehasasba zkyed zelo Dakar zetaes u ezi bnatey ruyto meksebkan kisarakan zeymiflat EU ele ygmt tteaselu mealtn seatn yemxiala
@M16-y4c
@M16-y4c 4 ай бұрын
Ya eta gual bzuh hmam halifala qdmi nabzi wsane mbxha, I think he is narcissist
@semerehaile4344
@semerehaile4344 4 ай бұрын
​@@M16-y4c what are you? a donkey ? How can you be so lame ?
@semsem4563
@semsem4563 4 ай бұрын
ሓወይ እንታይ ገደሸካ ትሓርቕ ጥራይ ብ ሕጋዊ መገዲ ኣነ DNA ክገብር ደልየ ኢልካ ሕተት እምበር ዘሕርቕ የብልካን ኣጆካ ፡ሱቕ ኢልካ ሂወትካ ግበር ገባሪ ኩፉእ ከኣ ደቂሱ ኣይሓድርን እዩ ኮ ።ንስካ ጸሎትካ ገርካ ረሳያ እጆኻ፡
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 4 ай бұрын
Xbuk aleka grm hasab eyu
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 4 ай бұрын
አብዚ ናይ ሓደ ወገን ሰሚዕኩም ኛርርርርርር ትብሉሲ ንሱኸ እንታይ ከምዝገበራ እንታይ ትፈልጡ?ዋላ ንሱስ መን ፈሊጥዎ?ንባዕሉ ሓደ መደንዘዝ ይኸውን ህውከት😕ሓቂ ተዝህልዎ ብሕጊ ተመርዕየያ እንዳበለስ ንምንታይ ብሕጊ ዘይሕዛ?
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 4 ай бұрын
Kedi sek beli zemedki diya shoramut awaled menisey dem anbikeno zeleki sdetu keyakelo
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 4 ай бұрын
@@amanuelmengsteab5384 ድርባይ ረሳሕ ለዛይ እንታያዴኻ ዘመድርይ ክትከውን ደኣ ኣበይ ይፈልጣ ዘይ ፉሉጥ እዩ ጉድኩምዶ ትዛረቡ ኢኹም? ካባኹም ዝኸፍእ ዘየለ ክንሱ 99መዓልቲ ትብድሉ ኔርኩም ሓንቲ መዓልቲ ምስትብደሉ ኛርርርርርርርር😂 ዓዲ ዓሰርተ ኬድኩም ምኒን ትብሉ ተካላት ፍጥረት😤
@mihreteabsyum1780
@mihreteabsyum1780 4 ай бұрын
​@@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ😂😂ጸርጸር ዶ ኣቢልኪ
@MillionBrhane-jr2ob
@MillionBrhane-jr2ob 4 ай бұрын
​@@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ ata hawey b zaeba galu eyu zihatit zelo .
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
​​@@ዓወትነቲውፅዕህዝበይTrue 99% በደልቲ ኮይኖም ጸኒሖም 1%ምስ ተበደሎ ኡይ ይብሉ ሰበይቶም ዓጽዮም ብሰልዲ ምስ ጻዓዱ ክምንዝሩ ዝሓድሩ፡ወይ ቁማርጂ ይኮኑ በደሎም ምሸፈኒ ኣብዚ መጽዮም ኛር ይብሉ
@dians1273
@dians1273 22 күн бұрын
Brother no worries the one u have a problem god is with you don't think about her father sometimes family r a problem thanks god this brother journalist will help god will be with u🙏🇪🇷🇺🇸
@hasansaid2059
@hasansaid2059 4 ай бұрын
ኣጆኻ ሓቂ ዝሓዘ ግዜ ይነውሕ እንበር ኣይ ስዓርን እዩ
@AmbessaAmbessa21
@AmbessaAmbessa21 4 ай бұрын
ስላም ጆሲ ሓውና እቲ ናይ ሕክምና ዝብሎ ዘሎ በይንኻ ኽትገብሮ ይካአል እዩ ኣነ ባእለይ ጌረ አለኹ❤
@Luulawi
@Luulawi 4 ай бұрын
ዘይተነግረንበር ዘይተገብረ የለን ዝተባህለስ ሓቂዩ ፡ ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ ፡ ኣብዓለም ተሰሚሩ ዝነብር ሽግር የለን ኩሉ ኣብግዚኡ ክልወጥዩ ።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 4 ай бұрын
ዘይግበር የለን!!! ኩሉ ግዜ ግን ኣብ ቦታ ሓቂ ምዃንን ሓቂ ምድላይን!!! ኣጆኻ ሕጂውን ብሩኽ ሓወይ
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 4 ай бұрын
Abet zemenu galiom wladom derbiyom yekedu niska ka wladka tihatit aleka amlak yehagzka 🙏♥️✝️
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 4 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ሎሚ ቀሊል እዩ ኣመርምራ ዓርስካ ነፃ ኣውፅእ በርትዕ ሓቂ ሓቂ እያ ሕሶት ውን ሕሶት እያ
@yosiefgebrhiwet1311
@yosiefgebrhiwet1311 4 ай бұрын
ሰላም ደንደን እሞ እዚኣ ድኣ ውድእቲ እንድያ ናትካ ኣይኮነን እንተ ኢላቶ፡ ንሱ እውን ናተይ ኣይመስለነን ይበል ኣሎ ሰለዚ እንታይ ንኸምጽእ ኢዩ እቲ ተደልዩ ዘሎ ዕላማ።
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 4 ай бұрын
Even though he said. He have a right to know
@egziabhieralo4185
@egziabhieralo4185 4 ай бұрын
Wuladka aykonen kdmi mbala wereket aferimato natka eu ela
@eritreanizm
@eritreanizm 4 ай бұрын
One way story! ዮስያስ ነገራት ኣንጠልጢልካዮም ኣይትኺድ እዚ ናይ ክልተ ሰብ ጉዳይ ብሓደ ሰብ ጥራይ ተነጊሩና ዝሓልፍ ስለምንታይ ? ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይፍረድን እዩ ቕድሚ ናብ ሚድያ ምምጻእካ ንኹሎም ዝምልከቶም ኣካላት ርኸቦም ተዘይኮይኑ ንሰማዒ ምድንጋራት እዩ ዝፈጥር
@TahguasYohannes
@TahguasYohannes 4 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ንኣምላክ ምፍራሕካ ብጣዕሚ ደስ ኣቢሉኒ ንሰባት ዝገፍዕ ኣምላክ ስቅ ኢሉ ዝርኢ ይመስለና ይከውን ግን ከቢድ እዩ ካ።ብ ኣምላክ መልሱ ኣይትጨነቅ ኣምላክ ዝርስዕ ገፋዒ ኣይኮነን ክክሕሰካ እዩ ዝሓወይ ኣጆካ
@hizbawit
@hizbawit 4 ай бұрын
Dear brother. I understand that you are going through a situation where you are trying to understand legal and medical issues, especially around your marriage and health care decisions. Here is an overview of the relevant laws and regulations in Europe: 1. Civil marriage In most European countries, a civil marriage is required to be legally married. A church marriage without a prior or additional civil marriage has no legal status. 2. Legal status of marriage If you and Lewam are only married in church, you are not considered spouses in the eyes of the law. This has implications for legal rights and obligations, including healthcare decisions. 3. Medical decisions In European countries, an individual's right to make decisions about their own body is well protected. This means that the medical staff is obliged to follow the patient's wishes. If Lewam is the patient, she has the right to decide on treatments such as a caesarean section.
@heavenlygod5950
@heavenlygod5950 4 ай бұрын
Yes ! May be she had some problems that’s why she gave birth before her due date ! So that’s can happened in pregnancy even a month could give birth after 6 months! So try to understand this kind of woman situations, or problems, just have trust and try to know deep reason of her giving birth of her child.
@asefawabreha2369
@asefawabreha2369 4 ай бұрын
🌿 እቲ ምፍራም ዝበልካዮ ናይ ግድን ኣይኮነን ንስካ ክትፍርመላ ( ንሳ ) ባዕላ Fit ወይ ጥዕይቲ እንዳ ሀለወት, ደሓር ከኣ Social problems are very complicated, ሓንሳብ ኣብ Media እንተ ወጺእካ ከኣ ....? I don't think so easy.👉 This is my impression 🌿
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
ያ ናይ ብሓቂ ብመዛጋጃቤት ውን ኣይተመርዓውን በበይኑ ዓዲ ኢዮም ውን ዝቅመጡ ኣደ ውን ምሉእ ጥዕና ጣለዋ ክፍርም ኣየፍቅድሉን ምክንያቱ ኣብቲ፡ናይ ኤሮጳ ኢንተርናሽናል ናይ ምርዑዋት መዝገብ የለውን ኣይፈልጥወምን ኢዮም ብዘይካ እታ ዘመርዓወቶም ቤትክርስትያን
@hawinebyat
@hawinebyat 4 ай бұрын
ኣሕሕሕ እዋይ መንእሰይ ረኺብዎ ዘሎ ሓቁ እዩ ኣብ ስደት ሞት ክንበሊ ሓንቲ ግን ክላበወካ ሓወይ ናተይ ነቶም ናይ ጀርመን ቤት ጽሕፈት ብዛዕባ ናይ ጓልካ ዝሓቱኻ ዘለው ብዛዕባ ኪፊሊት ክሳብ ጓልካ ኢላ መርመራ ዘይ ገበረትካ ነቶም ጀርመን ክኽፍል ኣይ ክእልን እየ ምኽንያቱ ኣብ መንጎ ሰበይተይን ኣይተሰማዕናን ጓልካ ኣይኮነትን ኢላትኒ ኢልካ ንጎሮም 😢
@Sanirey777
@Sanirey777 4 ай бұрын
👌👌👌
@nyg2212
@nyg2212 4 ай бұрын
ኣኽላባት ኤውሮፓ ተቐይረን፡ሂወት ብዙሓት መንእሰያት ኣብ ሓደጋ ኣውዲቐ ንየን
@titi12341
@titi12341 4 ай бұрын
እዋይ ስደት ሕሱም ። የሕዋተይ ብዝተኻእለ መጠን ውልቃውን ስድራቤታውን ኣብ ሜድያ ኣይተምጽእዎ። ሓወይ መዓረይ ታሪኽካ ኣይትሽጥ 😢😢😢😢።
@Niyetnatu
@Niyetnatu 4 ай бұрын
መሻሪፍ ክፈል ይብሉኻ እንተሃልዮም ነቲ ንሳ ትብለካን ነቲ ናይ ኣባት ነብሳን መርትዖ ሒዝካ፡በዚ ምኽንያት ኣይከፍልን'የ ክትብል ትኽእል ኢኻ፡ንዓኣ ተወኪሶም ከረጋግጹልካ ብሕጋዊ መንገዲ ጥራይ ኪድ፡ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና።
@desbeleangosom4313
@desbeleangosom4313 4 ай бұрын
ናዓባ ኣይትጋገ ኣነ ኣብህላንዲ ኢየ ዘለኹ ደጉተር ብዘይፍቃደይ ከመይገሪ የሕርሳ ዝበሎ ገጋ ኢዩ ብዓቢኡ ዓገብ ረኽብካ ኩሉ ገዲፍካ ዘረባ ኣይተብዚሕ ብዲ፡ኤን ኤን ኢኻ ትፋላለ ርጊጸና ኢየ ስማ ታማሙሽ ብስካ ኣይመስላኒን ምሰኢን ኢኮሎዉ ኣስማቶም ንኽቅይሩ ብዙሕ ጸጋት ይረኽቡ ስለዚ ኣብ ዘረብኡ መኢሰሪ የብሉም
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዎዲ ኤረይ ኢድካ ከይትህብ ኣይትጨነቅ ካህናት አሞ ኩሎም ዘይኮኑ አዞም ኣብዲኣስፐራ ዘለው ዘይትነግር ኣጆኻ ኩሉ ዎዮ ኾይኑ ስዲያ ግን
@AdamTekle
@AdamTekle 4 ай бұрын
ኣሕ ኣጆካ ሚኪ ሰብ ናይ ኢዱ እዩ ዝረኪብ ።
@AdamTekle
@AdamTekle 4 ай бұрын
ስድራካ ከይተጉሂ ነደካ ረኣ ።
@AsmeretGere
@AsmeretGere 4 ай бұрын
Ewayyy ane hawey ajoka mearey. Aten awaled bejaken lebi negber ezom yeheatna entay geberu sedetomen kalue shigeromn yeaklom bejakatken nehagezom. 😔
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
እንታይ ከምዝገበራ እንታይ ንፈልጥ ገሊኦም ውን ናይ ቆልዓ ከይከፍሉ ኣይናተይን ዝብሉ ኣለው ብሕጊ ምስ ተሓነቁ ድኤንአ ውልዶም ምካኑ ይኣምኑ
@fannykbs6230
@fannykbs6230 4 ай бұрын
መን ከም ኣደ ኢና ንብል እወ ኣደ ንውላዳ ኩሉ ዓይነት ዋጋን መስዋእትን ያ ትኸፍል ፡ ኣደ ንብዓል ቤታ ኸ ? ብጣዕሚ ዘሐዝን ታሪኽ ነዞም ኣቦ ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃቦ፡
@dengeleyadefeqri9989
@dengeleyadefeqri9989 4 ай бұрын
Seb gen naybahaki diu gezie rekibu hadar nay seb zebeten dahar ka qudus qurban aqlilkum ayterayu nebsekum felitkum etewuwo egziabiher ala ne haqi zefered ajoka zehawey
@muluegebresgie9180
@muluegebresgie9180 4 ай бұрын
ሰላም ሰላም ጆሲ ወድ 7ተ ወርሒ ዝተወለደ ቆልዓ ይፈልጥ ኢየ ወድ 8ተ ወርሒ ዝተወለደ ውን ይፈልጥ ኢየ ስለዚ እንተዝጥርጥራ ኮይኑ ምርመራ እንተገበሩ የሓይሽ ግን ምርግ ልጋእ ዛዶኢ ይመስለኒ ሓዳር ኮ ትዕግስቲ ያድሊ ኢዩ !!!
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 4 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሐዉ አጆካ ቅንዕና እተሎ ኩሉ ክትዕወተሉ ኢካ አበይ ዘሎ በተከርሰትያን እዬም እዘኦም ክሕተቱ አለዋም ብናይ በተከርሰትያን ሕጊ እዚ ጉብኡካ እዩ ብሕጊ ሕተት ጠበቃ ግበር ዩግድ አምቲ አለዉ ዲኤንአ ክትገብር ግቡእካ እዩ አጆካ ጽቡቅ ሂወትካ ብግቡእ ምራሕ ሐደዐፈጣሪ እዩ ናትካ ሂወት ማንም ሰብ ከበታትኖ አይክእልን እዩ ንሱ መድሂንአለም ናትካ ኮይና አይትጨነቅ ሰላም ጊርካ ንፈጣሪካ ሃቦ መልሲ ክትረክብ ኢካ አብ ሐጺር ጊዚ እወ ግድን ክትገብር አለዋ ሕጊ አሎ አብትሕቲ ፈጣሪ ቅሰን ንሐቂ ማንም ሰብ አይዓግታን እዩ ክትዕወት ኢካ ብዉላድካ ዝመጸ ነገር ከይተቆርጾ ሰበይታ ትከይድ ሰበይቲ ትመጽእ እወ ካብ ሕማቅ ገር ተቆጠብ እወ ጠበቃ ግበር አጆካ ገጥ በል ከይትሕለል አወ በተክርሰትያን እቲ ቀሺ ክሕተት አለዋ ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👊👍💪✍️🙏✊❤️🌹👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹✊
@meramkchanel957
@meramkchanel957 4 ай бұрын
ይቕረታ ድኣ እምበር፡ እዛ ቆልዓ ግን ብልክዕ ተወሊዳ ድያ? ምኽንያቱ፡ ዝኾነ photo, ተዘይሃሊይዎ፡ ብፍላይ ካ ነብሰ ጾር ከላ ተዘይ ርኢዋ፡ ዘይተወልደት ክትከውን ተኽእሎ ኣሎ፡ ኣምላክ ካብዚ ይሰውረና።
@MJ-CIA-094
@MJ-CIA-094 4 ай бұрын
ናብ ሕጊ ውሰዳ, ጉዳይካ ብሕጊ ፍታሕ ክቡር ሓው.
@dians1273
@dians1273 22 күн бұрын
Wow jurnalist Eritrean brother i don't know your name but i am so proud of you solving like this in tigrina 👍🇪🇷 💫 i wish i can see more in tigrina ❤👍💫🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇺🇸👌
@myownoasis
@myownoasis 4 ай бұрын
ብቕንዕና እንተ ኮይኑ ዝዛረብ ዘሎ እታ ሰብ ብህጹጽ dna ትግበረሉ... ንሱ ውን ሕጉስ ኮይኑ ጓሉ የዕቢ.. ግን ኣነስ ኣይተዋሕጠለይን ዘረብኡ:ካብዚስ እንታይ ኢና ክንምሃር: 1- መጀመርታ ንዓኣ እዩ ዝወቅስ ዘሎ ዘረባ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ.. 2- ቤተሰበይ ከዲዖኒ /ቤተ ሰብ ሰበይተይ ብፍላይ ኣቦኣ በዲሉኒ 3- ካህን ከድዑኒ 4- መንግስቲ ክፈል ኢሎምኒ 5- መጺኡ ክቐትለና እዩ ኣነ ጥዑይ እየ ኣይጓዳእን(ኣይተሃራረምን) 6-ነብሰይ-ከጥፍእ ደልያንኒ:ምኪ ክመውት ኣለዎ ኣነግን ነብሰይ ኣይከትፍእን እየ.. ኢልካ ምዝራብ ጣቃ የብሉን 7- ሃገር ምስ ሃገር ከም ዝተጋጨዋ ኮይኑ ቀሪቡ/ተጋኒኑ/ ኣስማት ብዙሓት ተዘዝሩ ስለዚ ኣነ ዝብሎ ኣብዛ ጉዳይ ሓደ ምስ ሰበይትኻ ተባኢስካ/ተፈላሊኻ ቆልዓ ምርኣይ ከልኣካ ሰብ የለን ብሕጊ ጠልጠል ተብላ ኣቐዲምካ ኢድካ ወስ ኢላ እንተ ኮይና ግን ናብታ ትነብረላ ከተማ ውን ክትረግጽ ሕግ ክኽልክለካ እዩ..ህጊ ኤውሮጳ ንጓል ጥራይ ዘይኮነ ጸግዒ ዝሕዝ ንዝተበደለ ውን ይቐጽዕ እዩ.. ኣብ ህጊ እመን ካብዚ ውጻእ ቅኑዕ ንነገር ግበር
@hadishgualay7493
@hadishgualay7493 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዝዓርከይ !! ኣቕሊ ገርካ ከምቲ ንስካ ትደልዮ ብሕጊ ኩሉ ክትበጽሖ ኢኻ !! ከማኽረካ ክሕግዘካ ብውሽጢ ረኸበኒ ተግድስካ ሚኪ ሓወይ !!
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 4 ай бұрын
Nab josias denden email xhifka rkebo kemakum lebamat aysaanu .hagzwo hawna eyu.
@adonay8279
@adonay8279 4 ай бұрын
Mekera deqi tebatyo ab sedet. Xebxibka. Aywden. Eu hawey ajoka kab natka zkefe bzuh alo berte
@afeworkitesfu
@afeworkitesfu 4 ай бұрын
ናትካ ኣይኮነን ተላትካ ድኤን ኤ ይትገብር ጽዓር ብዓቅልን ሞራልን ቀስ ብቀስ ዩ ኣጆኻ ውላድ ከብድ ዩ ድሓር ቲ ውን ክሓታ መን ዩ ኣቦይ ኢሉ ኣጆኻ,
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 4 ай бұрын
ንስኻ ግን ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ! ሓቂ ክሳብ ግዚኣ ሕሶትያሞ ሓቂ ፍትሒ ርኸብ ሓወይናተይ
@Ruta0922
@Ruta0922 4 ай бұрын
ጓል ምዃነይ ኣጽሊኡኒ 😢😢 እቲ ምፍልላይሲ ድሓን ጓልካ ኣይኮነትን ማለት ግን ሰይቲ ብዙሓት ኢኺ ማለት እዩ 😢😢😢
@fishtareke3654
@fishtareke3654 4 ай бұрын
ትብዓትካ የድንቖ ግን ዘረባ ክልተ ካይሰማዕና ክንፈርድ ከቢድ እዩ ብሕጋዊ መንገዲ ግን ሓቅነትካ ከተራጋግጽ ተስፋ ካይቆረጽካ ይምሕጸን
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ 4 ай бұрын
ናይ ደም መርመራ ድዮም ኣብዮምካ ያ ጽብቅ ኣለካ ብዘይካ ደም መርመራ ካሊኢ ክትኣምኖም ኣብ ቃልካ ጽንሕ ሓደ ዓርከይ ንሓደ ዘይወዲ ሙሉእ መዋኢሉ ኣክብዮ ምስ ጎበዛ ካሊአ ሰብ ወደይ ኢዩ ኢሉ መንጥልዎ ስለዚ ኣብ ቃልካ ጽንዕ😊
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 4 ай бұрын
Gelen welidu yahadum gele ka galey elu yuqales nay eza alem eko methazi sienalu
@MuluGermay
@MuluGermay 4 ай бұрын
ፈጣሪ ሉቦና ይሀበና
@edenzer8597
@edenzer8597 4 ай бұрын
ጆሲ ታ ናይ ምሕራስ ዝብላ ዘሎ ገጋጥም ይኽእል እዩ ግን ብሕክምና
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 4 ай бұрын
ሃለው ለው ኣብ ዓዲ ህጊ ኣለኻ ብሕግ ሕተታ
@jhjv7573
@jhjv7573 4 ай бұрын
ጠንካራ ዝኮነ ወድ 😮
@Humanrightchannel
@Humanrightchannel 4 ай бұрын
Ajokha rkhebeni neay khgzeka❤❤❤❤
@meksebmichi2374
@meksebmichi2374 4 ай бұрын
Brother, why don't you sue? I think the best thing is to settle it with the family court. Just sue her. You will see your child and you can also do DNA.
@seidibeyan7544
@seidibeyan7544 4 ай бұрын
ምውላድ ደኣ እንታይ ናትካ ፈርማ ኣድልዩዋ? ስለ ዘይፈረምካስ ኣብ ከብዳ ድዩ ክነብር እቲ ቆልዓ?
@-yw8uk
@-yw8uk 4 ай бұрын
Ab haki ente koynu ab gezeye herse sebaya keyferemela emo ka metbahte ente koynu gedin eiu sebaya keyferemela
@meharitsegay7346
@meharitsegay7346 4 ай бұрын
Ktharis kolea ab gona zey kone elu eu zkewin ab resi xegemu xegem aytgberllu eske
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
​​ኣብቲ ትንብሮ ዓዲ ምስኣ ተዘይሃልዩ ከ ክጽበይዎ ክሳብ ካብ ጀርመን ንሆልንድ ዝመጻ ማለትኪ ዲዩ፡ብግምት ኣይንዛረን ሕጋዊ መርዓ ውን ኣይተመርዓውን ቤትክርስትያን ጥራይ ተኮይኑ ኣይፍልጥዎን ኢዮም ሆላንድ
@johnafewerki5220
@johnafewerki5220 4 ай бұрын
Ajoka miki hawey amlak msaka ykun
@ቤትፍቅረ
@ቤትፍቅረ 4 ай бұрын
እዛ ቆልዓ ጋለይ ያ ❤
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 4 ай бұрын
Sdi eka emo
@AdhanomNuguse
@AdhanomNuguse 4 ай бұрын
ንምንታይ ንዓይ ዘይትበን፡ኣነ ወዲ ንጉሰ ኢልማ እየ😅።
@Harmony-56
@Harmony-56 4 ай бұрын
@@sabahailemichael4043 ኣነ ዉን ካሲሰላ ኔረ የ ሰበይቱ ድኣ ሚኪ ምስኪን ዩ ኣሕ ሚኪ ዓርከይ Canada ኮይነ ሕጂ ኣብዚ Video ክሪኤካ ከለኩ ከም ገለ ይብለኒ ኣሎ 😢😢😢😢😢 ኔዉ በላ ሚኪ ዓርከይ ቀደሙ ዉን ተመርዒዎ ምስ ሰማዕኩ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ሕያዋይ ሰብ ኩሉ ግዜ ብዱል ዩ።Holland ጥዑም ኔሩ መንፈሳዉያን እንዳመሰልና ስኤላዉያን ኢና ኔርና ኦ ኣምላኽ ይቅረ በለልና 😢😢😢 ሚኪ ድማ DNA ግበር ጓልካ ክትከውን ተስፉ ይገብር ❤❤❤
@brhaneokubay6481
@brhaneokubay6481 4 ай бұрын
አዋይ ሓወይ መንሰይ ረክብዮ ዘሎ አዋይ ስደት ስድ አታይ ኢኻ ተፈርደና ዘለኻ ኣሕ
@brhanwelt9311
@brhanwelt9311 4 ай бұрын
ሓወይ ኩሉ እትገብሮ ካብ ስሚዕት ውጽእ ኢልካ ርግእ በል ካብ ሕማቅ ምሕሳብ ተቆጠብ ከምቲ ክትብሎ ዝጸናሕካ ።ከም ምኽሪ ግን እታ ብዘይ ፍቃደይ ዶ ሓኪም ከሕርሳ ይኽእል እዩ ዝበልካያ ኣነ ክምልሰልካ እዎ ከሕርሳ ይኽክእል እዩ ምኽንያቱ ሰበይተይ ኣብ ካላ ዓዲ እያ ነራ ኣነ ኣብ ዘይብሉ check ክትገብር ምስ ከደት ቆልዓ ኣብ ሓደጋ ኣሎ ኢሎም ቅድሚ 3 ሰሙን ብናይ በዓሎም ሓላፍነት የሕሪሰማ ስለዚ ቆልዓ ኣብ ሓደጋ ኣሎ ኢሉ ሓኪም ክሕርሳ ይኽእል ኢዩ ይብለካ ይቀንየልውይ በርትዕ ።
@hasansaid2059
@hasansaid2059 4 ай бұрын
ብሕጊ ዴአንኤ ክትገብር ትኽእል እኻ ኣብ መንግስቲ ሆላንድ ኬድካ ግበር ጥራይ
@yodithaile5252
@yodithaile5252 4 ай бұрын
መሬት ደይኮነ ሰብ እዩ ደንቀጥቅጥ ደሎ በዚአን ዝገርም ዩ
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 4 ай бұрын
​@@meharigebremeskel478ድሕር መርዓ ዕግርግር ከምዝተፈጠረ ድኣ ይዛረብ እኮ ኣሎ
@astertesfay4887
@astertesfay4887 4 ай бұрын
​@meharigebremeskel478 ms kalie wedi rekibya endabeleki tuy keman tiuy koinu ember wa
@biniamsium1531
@biniamsium1531 4 ай бұрын
​@@meharigebremeskel478እት ምስኣ ኮይኑ ዝሸርሙጥ ዝነበረ ንስኻ ከይኮንካ ኣይክትተርፍን ኢካ ሰራቅ ሞባእ ባዕሉ ይላፋለፍ ካብዞም ድሕር ኣሰብኡተን ተረፍ መረፍ ዘቃላጥው ድርባይ ከይኮንካ ኣይክትተርፍን ኢካ ጉሓፍ በላዕ ውዳቅ።
@bahtagerye-jb2xd
@bahtagerye-jb2xd 4 ай бұрын
ዋ እዛ ዳ ድእቲእያ ኮ ጆሲ ንሳ ኣይናትካንዩ እንተ ኢላቶ ንሱ ውን ቅድሚ ወርሕን ሶሙንን ካብ ሓረሰት ኣይናተይን ዩ ዝብል ዘሎ ሕጅስ ታዩ ተደልዩ ዚ ሓውና
@heavennatey
@heavennatey 4 ай бұрын
ኣጆኻ ሐወይ ሐንሳብ ኣይናትክንያ ተይላትካ ዴኤንኤ ከይ ገበርካላ ምኽፋል ገንዘብ ከይትጅምር ኣጆካ ብሐቂ ጀግና ቡሱል መንእሰይ ኢኻ ጋልካ ያ እንተይሉካ ሕጊ ይቅሬታ ሕተታ ንሰበይትኻ ❤❤❤
@meazahabte5639
@meazahabte5639 4 ай бұрын
Ajoka zhawey kulu seb shgrn alowe yfalale tray ❤❤❤
@SelamawitTemesgen-lu2ym
@SelamawitTemesgen-lu2ym 4 ай бұрын
Mealta keyakele wn kthars tkel eya kunetat tenaan wey leli Mizan qola tmknyat gn zbelexe dene eyu
@eritech
@eritech 4 ай бұрын
ንምንታይ ጉዳይካ ኣብዚ ተምጾኦ። ናይ ውልቅኻ ኣብ በይንኻ። ብኽብረትኩም ክበሩ። ጸገምኩም በዓልኹም ፍትሕዎ። እዚ ተዋስኦ ክኸውን ይኽእል።
@selamgirmay9340
@selamgirmay9340 4 ай бұрын
Hagez yhatt alo seb shigru kebidwo kelo ab beynka gbero aybahalnyu
@weredetesfagaber9944
@weredetesfagaber9944 4 ай бұрын
ኣጆካ በርትዕ ሚኪ ሓወይ
@danielteklu7576
@danielteklu7576 4 ай бұрын
ኣቱም you tuberat አንታይ አኩም ትኮኑ ዘለኩም ንገንዘብ ክትብሉ ብዘይ ፍቃድ ሰብ ሲአሊ ሰብ ትዝርግሑ፡ ስም ሰብ ተጸልሙ፡ ህጂ አዚ ሰብ አዚ በዲላቶ አንተ ኮይና ብህጊ ዘይሃታ ንስካ ከ ንምንታይ ዘይሃላፍነታዊ ስራህ ትሰርህ ኣለካ በጃኣካ ህጂ ከማን ኣብዚ ዘዘርግህ የብሉን
@yordakerenjesuslord3387
@yordakerenjesuslord3387 4 ай бұрын
Jossi Niay'ba Bejaka temerieaweni🫠🙃❤ kab Zfelteka (5te Ametey koynu, idime keyaday'yu bejaka😊
@mantilengobyen2473
@mantilengobyen2473 4 ай бұрын
Bial hadar Abo koliu eyu
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 4 ай бұрын
ኣነዶ ክወልደልኪ ብወሰን
@rut-g3v
@rut-g3v 4 ай бұрын
ወይጉድድ እሞ መከላከሊ ጌራ አይገበርናን ከይበልካ ምሽ ባዕላ ናትካ አይኮነትን ኢላትካ ንስካ ውን ጥርጣሬ ስለዘለኒ ብ ዲኤን ኤ ከረ ጋግፅ ይደሊ አለኩ ኢልካ አፍቲ ዘለካዮ ምሕታት ጥራሕ ኤዩ ዘድልየካ ንኩሉ ሕቶካ ክምልሰልካ ዝክእል ትድለ አይትድለ ንዓካ ይግባአካ እዩ ጥ ምቀት ደጉተር ቀሺ አቦአ ዝበልካዮ መልሲ አብ ዲኤንኤ ናይኩሉ መልሲ አለዎ ደጉተር ክትሐርስ ንዓካ ምሕታት አየድልዮን እዩ ትክክል መልስካ አብ ዲኤን ኤ ክትረክቦ ኢካ አምላክ ዕረፍቲ ይሀብካ
@Dima1T2019
@Dima1T2019 4 ай бұрын
ኣንታ ነዓባ ሓግዞ፡ በቲ ዝብሎ ዘሎ ብልክዕ ካብኡ እያ ወሊዳ ፡ካብ 27 መስከረም ክሳብ 26 ግንቦት 9 ወርሒ እዩ ብልክዕ፡ ምኽንያቱ እታ ናይ መውዳእታ ብዘይ መከላኸሊ ዝተጠቀመላ 27 መስከረም እዩ ፡ ዝወለደትሉ ከኣ 26 ግንቦት እዩ፡ ጓልካ እዩ።
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
ፈቲሓትኒ ኢሉ የጸልማ ከይህሉ እንታይ ይብል ኣሎ ዋላ፡ኣይፈልጥን ኣሎ ሓዋዊስዎ ኮ😅 26መስከረም ተራኪብና -27ግንቦት ክኣ ሓሪሳ ይብል ልክዕ 9ወርሒ ኢዩ ኣብ ምዓልቱ ክኣ ተወሊዳ/ዳ
@HabuJ-w6v
@HabuJ-w6v 4 ай бұрын
Emo baela eya galka aykonetn elato DNA abyato tay ygber chenikwo eko 😢😢😢
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
@@HabuJ-w6v ሰሚዕክያ ዲኪ ብእዝንኪ እሱ ዝብሎ፡ኢዩ እዚ ዘረባ ሓደ ሰሚዕኪ ኣይትፍረድ ንሳ ተትምጸእ ከ ብዙሕ ትብሎ ይህልዋ ይከውን ሰልፍሽ ኢዩ ዝመስል ዋላ ኣዛራርብኡ ዝወዲ፡ክኣ
@TerhasBerhe15
@TerhasBerhe15 4 ай бұрын
Ajoka Hawina Natika Egzabeher hizilka alo
@alexanderhagos3063
@alexanderhagos3063 4 ай бұрын
Ajoka bro egzabher amlak mska ykun 🙏🙏🙏
@dolcevita1324
@dolcevita1324 4 ай бұрын
Ajoka miko gele eyen koinen awaled lomi hemaq kab mehsab teray teqoteb be aqli haqi ketwexie eya
@lulluley6505
@lulluley6505 4 ай бұрын
Zreba hade semika ayfridein u bruk hawey nesa win melsi tethbelu xbuk neru 💔💔
@Natan0755
@Natan0755 4 ай бұрын
​@@lulluley6505Right ✅️
@Adulis783
@Adulis783 4 ай бұрын
ኣዋልድ ኣብ ኤውሮጳ መጽየን ዘይንሰን ክመስላ ዝገርም ኢዩ፡ ዱኹማት ነሕዋተን በዲለን ጽባሕ ኣበይ ክነብራ ኢየን።
@SaronAndemichael-m5k
@SaronAndemichael-m5k 4 ай бұрын
Eziy, kudus Kurban kemey Ekum Thsrwo zelekum.
@meharitsegay7346
@meharitsegay7346 4 ай бұрын
Ezom akschti Europe kolay xegem alewom sum aboea key feletu nmntay yeemkuna 😢😢
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 4 ай бұрын
እዚ ከም ኣርእስተ ዜና ጌርና ክንወስድ ኢና ዝርዝር ዜና ክንጽበ ኢና :: ብኸመይ ኢኹም ተላሊኹም ናብ መርዓ በጺሕኩም ገለ ረብሓ ዘሎ ኮይኑ ይስማዓኒ ምኽንያቱ እቲ ዝጠርጠርካዮ ሰብ(ትፈትዎ ሰብ )ከለዋ ከመይ ጌራ ንዓኻ ተመርዒያትካ ? , እቲ ቀንዲ ሽግር ኮይኑ ዘሎ ውላድካ ኣይኮነነ ኢላትካ ሲ. ሕጂኻኣ ቀለብ ቆልዓ 😢
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
ኣቦ ደቃ ክእሰር ወሲና #josiasdenden#amancanada
25:57
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 80 М.
ደም ከንብዓኩምየ እያ ትብለና josias denden
29:48
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 90 М.
አክሊል ለተነሱ የክርስትና ትምህርት ጥያቄዎች ምላሽ ሰጠ።
2:50:48
Orthodox Voices የኦርቶዶክስ ድምጾች
Рет қаралды 578
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН