ጓል ራያ ❤

  Рет қаралды 42,362

ዳኒ ቤሪ reaction

ዳኒ ቤሪ reaction

Жыл бұрын

1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary .

Пікірлер: 142
@alemfkr2788
@alemfkr2788 Жыл бұрын
የቅርታ ግን ዳንየይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ኣነ ብሃይማኖት ይኩን ብበለቲካዊ ኣይምልከተኒ ኢልካ ሰሚዐካ ግን ብዛዓባ ሃይማኖት ታይ ኮይኑ ዘይምልክተካ የቅርታ ግን ሐዚ ንስካስ ካብ ሃይማኖትካ ወፃኢ ክትምርዖ ትክእል ማለትካ ድዩ ኣረ ስለ ሃይማኖትና ቅንእት ይሃለውና ሐሲ ዛምሳካ ዘላ ቤንጠ ተኮይናስ ተጠንቀቅ ኦ ኣምላኬ እመቤቴ ቁዱስ ሚኬኤል ኣቦይ ካብ ሃይማኖቴካ ምክሓድ ይማሓረና
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j Жыл бұрын
አንካዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ዓደይይይ ማዓረይ ብርሃን ገጾም ኬፍ ኣለኩም 🥰🥰🥰💛💊🙏
@selamnbetekrstyan2014
@selamnbetekrstyan2014 Жыл бұрын
Anta zwedey mejemerta wedi qeshi kola EU wedi 24 25 entekona nhna nfelto adieu eya gal raya
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z Жыл бұрын
አታ ስብ ሕማቅ ነገር ዳሰረሐ ንፎትየክ ናፍቅረክ አይትበሉ ተገደደ ካብ ሃይማኖታ ወጻ ድንሃ ተኽእልኹም መልስዋ ምኽንያቱ እግዚአብሔር አምላክ ሓት ነብስ ትጠፍእ ስለ ደይደል ካብኡለ አሕዋይ ካብ አብዝ ደይጠቅም ምውዓል ጎይታኹም ባየነይት ስዓት ሃምድመጽእ አይትፈልጡንሞ ተዳልኹም ጽንሑ ይኡ ድብለና ሐዝውን ኩላትና ትዳልና ንጽናሕ ግዜኡ ሓምቁ ስለድንሆ እግዚአብሔር መስተወዐል ያሃበና ስላም እግዚአብሔር አምላክ አማላጅነት ድንግል ማርያም ረድኤት ቅዱሳን ጻድቃን ሰማእታት ምስ ኹላትና ይኹን አሜን ናስተውዕል 🤔
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q Жыл бұрын
ግን ኣሕዋተይ ሃይማኖትን ፖሎቲካን ዘራኽብ የብሉን ልሃይማኖት ትድጉፉ ኣለኩም ምኽንያቱ ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ እቲ ኣብ ቅድሚ ሰባት ዝኣምነኒ ኣብ ቅድሚ ኣቦይ ክእመኖ እየ እቲ ኣብ ቅዲሚ ሰባት ዝካሓደኒ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣቦይ ክኽሕዶ እየ ዝብል ሃይለ ቃል ኣሎ
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 Жыл бұрын
ሓደ ወዲ እያ ወሉዳ ኣብ ትግራይ ኣሎ❤😍
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын
ጓል ራያ ሃይማኖታ መኽረራት እያ ብራክ እዩ
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Жыл бұрын
መጀመርያ prank እዩ ጋይስ😉 ክሪኣ ከይዱ ንኃል ራያ ካብኡ እዮም ተጠቂመሙላ ኣጋጣሚ ልጭዋታ እዩ እምበር ከሊእ ኣይኮነን😁
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Жыл бұрын
ብሃይማኖት ቀንዲ የለን እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና 😥
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ደስብሃልት ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰🥰
@user-lc6te2yy1d
@user-lc6te2yy1d Жыл бұрын
ብራክ እዩ ሙቁራት💕💕💕
@daifallhaasss4452
@daifallhaasss4452 Жыл бұрын
ጣዕማማት ኮይንኩም ዳኒየይ ቤሪየይ 💋💞💋💞💞
@lili_gal_tigray9187
@lili_gal_tigray9187 Жыл бұрын
ንሰኩም አውን ብጣዕሚ ኢኩም ፀቡቃት 🌺🌺💋💋🌷
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Жыл бұрын
ሓባይብ💗💗💗👌
@ghhg1825
@ghhg1825 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@melataskal9201
@melataskal9201 Жыл бұрын
ብትክክል❤❤👍
@konjosultan4086
@konjosultan4086 Жыл бұрын
ብትክክል ኣሕዋተይ ካብ እምነት እዪ ዝዓብይ❤❤❤❤❤❤💐💐💐
@aaazzz3936
@aaazzz3936 Жыл бұрын
❤🥰🥰🥰🌹👍
@user-tk6zl9ol8y
@user-tk6zl9ol8y Жыл бұрын
ትግራዋይ ተሓዝካ ሃይማኖት ይብሉካያ ብሃይማኖት ቀልዲ የለይ ሓቆም እዮም ብዝኮነ ፕራንክ ክከውን ንምኖ
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l Жыл бұрын
ሓደ እያ ወሊዳ ዝፈትወኩም💓💓💓💓💓💓
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 110 МЛН
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 8 МЛН
ምቕባል ቢንያም ግርማይ ኣብ Asmara palace
11:51
Erey Lul Bahri-ኤረይ ሉል ባሕሪ
Рет қаралды 4,6 М.
ናይ ሞት ፍርዲ
15:28
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 11 М.
eritrean music elsa kidane ሻዕብያ
16:30
Fenql Eri Media Extra
Рет қаралды 65 М.
🔥 ሚለን ዝሙት || ወዲሞባእ ከመይ ተመሊሱ ||  ናሆም
39:12
🛑ኪሮስ ምስ ኣብይ ተራኪቡ፤ ኤደን ምስ ተጋሩ መልሲ🛑 #tigray #eritrea
12:10
Masho Infotainment ማሾ ኢንፎተይመንት
Рет қаралды 381
ድንግል ተዘይኮይና
18:09
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 11 М.