"ህዝቢ ኤርትራ ዞምቢ እዩ " መልሲ ን ጋዜጠኛ ኣቶ ኣማንኤል ሳህለ

  Рет қаралды 15,698

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 425
@First-love-1991
@First-love-1991 Күн бұрын
ንትግራይ ሓፍ ኣቢልካ ኣብ ጎኒ ኣፍጋኒስታ ኮፍ ኣብለልና ኣሜን !!!
@jemilajimie4269
@jemilajimie4269 Күн бұрын
Ammen
@EfremHans
@EfremHans Күн бұрын
Amennn amenn
@meriensalih78
@meriensalih78 Күн бұрын
😂😂 amin
@ruthyemane9334
@ruthyemane9334 Күн бұрын
Amen
@selamzaid8539
@selamzaid8539 Күн бұрын
🙏
@art-co2kl
@art-co2kl Күн бұрын
ኣነ ድገርመኒ ኣብ ጥግሪስ ኤርትራ ዳበሉ ድዮም ዝውለዱ ኤርትራ ኪብሉ ጽሓይ ዓሪባቶም እዞም ሓሳዳት ካብ ዘሮ ተበጊስና ኣይኮናን ንጸልኦም ኣተሓሳስብኦም ኢዩ።
@nisri1567
@nisri1567 Күн бұрын
ኣንታ ቃላት ፍሽሽትን ዓለም ዝፈንፈኖም፡ " ሕብሪ ዓይኖም" እንዳበሉ 80 ሽሕ ንብረቱ ዘሪፎም ኣብ ምድረበዳ ኣብ ኣጻምእ ዛሕዚሖም፡ ኣብ መሬቱ ን20 ዓታትት ብዕሃሶት ኣደዳ ሽግርን መከራን ስደትን ጌሮሞስ እንታይ ድኣ እጽበ'ዩ ለዉ ዓጋመ ድኣ ስም ስም ኣውራጃ'ዩ ጸርፊ ኣይኮነን እንዶ እብሉ የለውን፡ እዚኣቶም ካብ ሕማም ምንሽሮ ኣይሕሹን'ዮ ብጥልመትን ክድዓትን ሕሶትን ርእሰ ምትሓትን ተቋማጢዖም'ዮም። እሕዝኑኻ! ሕጂ'ውን ዓጋመ ኢኹም ንሕና ኣይኮናን እቲ ስም ለጢፍናልኩም ብስምኩም ኢና ጸዊዕናኩም ብሎም።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 18 сағат бұрын
ኤርትራ ደኣ ኵሊትናን ገንዘብናን ኣዋልድናን ብሳሕሳሕ ዓረብን ብህግደፍን ምስተዘምተ እንድያ፡ ናብ መሬት ጂሃዳውያን ሓማስ እተቐየረት። ባዕሉ ኢሳያስ ዓፋፍ እንድዩ ፥ ሎሚ ባጽዕ ኣሰብ ኣበይ ኣለዋ፧ ቀደም ባጽዕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔራ ፡ ዝበለ። እዛ እስላማዊት ኢራን ናይ ፋርስ ፡ ኣዝያ ተበላጺት እያ ፡ እዞም ዓያሹ ጂሃዳውያን ዓረብ ኣስላም ከም ሃመማ ሓደ ብሓደ ፈጠቕ ፈጠቕ እናበሉ ፡ ብማዕዶ ፈንጅን ቦምባን ጥራይ እናቐበለት ትፍክር። እዛ ተበላጺት እስላማዊት ዓረብ ግብጺ ውን ንሶማልያን ኤርትራን ከምዚ ናይዞም ዓያሹ ዓረብ ጌራ ክትጻወተልና እያ እትሓስብ። ድሮ እቶም ባራዩ "ዓቢድ" ናይ ሱዳን ነንሓድሕዶም ይዋድኡ ኣለዉ። ምስ መንነቶም ዝፈንፈኑ ቋንቋታቶም ዝነዓቑ "ዓቢድ" ዝብልዎም ደናቑር ምንባር መወዳእትኡ ፡ ጠይቅን ባርያን ናይ ዓረብ ኴንካ ሞት እዩ።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
በጃ ኣቦና ሓርበኛ ወልደኣብ ወልደማርያም ይኪዱ...ንሶም ኤርትራዊ ምኳን ዝመረጹ ብሂወቶም ንህዝቢ ኤርትራ ዋጋ ዝከፈሉ መርገም ዘይኮነስ ንኤርትራ ባሪኮም ዝከዱ ፍቁር ኣቦና እዮም።ዘይመዘነኦም ኣየልዕሉ!!!!!
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 18 сағат бұрын
ኤርትራ ደኣ ኵሊትናን ገንዘብናን ኣዋልድናን ብሳሕሳሕ ዓረብን ብህግደፍን ምስተዘምተ እንድያ፡ ናብ መሬት ጂሃዳውያን ሓማስ እተቐየረት። ባዕሉ ኢሳያስ ዓፋፍ እንድዩ ፥ ሎሚ ባጽዕ ኣሰብ ኣበይ ኣለዋ፧ ቀደም ባጽዕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔራ ፡ ዝበለ። እዛ እስላማዊት ኢራን ናይ ፋርስ ፡ ኣዝያ ተበላጺት እያ ፡ እዞም ዓያሹ ጂሃዳውያን ዓረብ ኣስላም ከም ሃመማ ሓደ ብሓደ ፈጠቕ ፈጠቕ እናበሉ ፡ ብማዕዶ ፈንጅን ቦምባን ጥራይ እናቐበለት ትፍክር። እዛ ተበላጺት እስላማዊት ዓረብ ግብጺ ውን ንሶማልያን ኤርትራን ከምዚ ናይዞም ዓያሹ ዓረብ ጌራ ክትጻወተልና እያ እትሓስብ። ድሮ እቶም ባራዩ "ዓቢድ" ናይ ሱዳን ነንሓድሕዶም ይዋድኡ ኣለዉ። ምስ መንነቶም ዝፈንፈኑ ቋንቋታቶም ዝነዓቑ "ዓቢድ" ዝብልዎም ደናቑር ምንባር መወዳእትኡ ፡ ጠይቅን ባርያን ናይ ዓረብ ኴንካ ሞት እዩ።
@yonas5644
@yonas5644 16 сағат бұрын
@@zegdagmawi275 mejemeriya eritrawi aykonkan qondafi entadeka ymlketeka
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 сағат бұрын
እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።
@YonasAbraham-g5r
@YonasAbraham-g5r Күн бұрын
ሜሮን ኣይትፍራሕ ክብረት ንኩብር ሰብ እምበር ንሑስር ኣይንታዩን እዩ
@MeronTesfit-of1nj
@MeronTesfit-of1nj Күн бұрын
ናብ ብሓቂ ጎነይ ሓሳበይ ረኪብካኒ
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 Күн бұрын
Saabewo eske kem Meron KZbin kefetu, Sesunu Sesunu kem MERON shehen waltan kunu❤
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 Күн бұрын
Saabewo eske kem Meron KZbin kefetu, Sesunu Sesunu kem MERON shehen waltan kunu❤❤❤
@nigistit189
@nigistit189 Күн бұрын
ኢታ መድህን ንትግራይ ምስ ኤረትራ ክትጽንበር ኢያ ትደሊ፡ንሕና ግን ዘይናህና ኣይንደልን ኢና ኢሞ ኢትዮጲያዊት ምኻና ኣሚና ትቀመጥ።
@Eritreashikor
@Eritreashikor Күн бұрын
ጽልኢ ኣብዛ ርክስቲ ክልል ትግራይ እምበር ኣብ ኤረይ ጽልኢ የለን:: ንጽልኢ ተዴልዮሞ ግን ንኩሉ ድሉዋት ኢና :: 🇪🇷♥️🇪🇷🙏🏼
@alexsandersidrak2163
@alexsandersidrak2163 Күн бұрын
ሚሪ ወዲ ዓባይ ኤርትራ ገለ ዓይነት መግለጺ ፈቴያ፡እዛ መግከለጺት ቀጽሎ በርትዕ
@Abi-hero
@Abi-hero Күн бұрын
እዚ አማኒኤል ሳህለ ዝብሀል ሰብ አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኩቱር ጽልኢ አለዎ ልክዕ ከም ዬሴፍ ገ ሂወት። 💙🌿🌿💙🌿💙🌿
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 18 сағат бұрын
ኤርትራ ደኣ ኵሊትናን ገንዘብናን ኣዋልድናን ብሳሕሳሕ ዓረብን ብህግደፍን ምስተዘምተ እንድያ፡ ናብ መሬት ጂሃዳውያን ሓማስ እተቐየረት። ባዕሉ ኢሳያስ ዓፋፍ እንድዩ ፥ ሎሚ ባጽዕ ኣሰብ ኣበይ ኣለዋ፧ ቀደም ባጽዕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔራ ፡ ዝበለ። እዛ እስላማዊት ኢራን ናይ ፋርስ ፡ ኣዝያ ተበላጺት እያ ፡ እዞም ዓያሹ ጂሃዳውያን ዓረብ ኣስላም ከም ሃመማ ሓደ ብሓደ ፈጠቕ ፈጠቕ እናበሉ ፡ ብማዕዶ ፈንጅን ቦምባን ጥራይ እናቐበለት ትፍክር። እዛ ተበላጺት እስላማዊት ዓረብ ግብጺ ውን ንሶማልያን ኤርትራን ከምዚ ናይዞም ዓያሹ ዓረብ ጌራ ክትጻወተልና እያ እትሓስብ። ድሮ እቶም ባራዩ "ዓቢድ" ናይ ሱዳን ነንሓድሕዶም ይዋድኡ ኣለዉ። ምስ መንነቶም ዝፈንፈኑ ቋንቋታቶም ዝነዓቑ "ዓቢድ" ዝብልዎም ደናቑር ምንባር መወዳእትኡ ፡ ጠይቅን ባርያን ናይ ዓረብ ኴንካ ሞት እዩ።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 15 сағат бұрын
@@zegdagmawi275 Algs Hasawi
@Abi-hero
@Abi-hero 13 сағат бұрын
@@zegdagmawi275 ንኤርትራዉያ አብዚ ኩሉ ሽግር የኢትዮሙና ዘሎዉ ህግደፍን ወያነ ን እዮም። ዓረብ ወይ አስላም አይኮኑን አስላም የሕዋትና እዮም። ተበራበር እንተዘይሐሸካ ተመርመር💙🌿💙🌿
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 сағат бұрын
@@Abi-hero እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 сағат бұрын
እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 Күн бұрын
ብጣዒሚ ዝገርም እዞም ሰባይ ኣብ እዳዓበይቲ ክለዩ ይግብኡ ብጥዕኖም የለዉን መስለኒ ።
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed Күн бұрын
ሜሮን ናይዚ ዘመን ለባም መንእሰይ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@art-co2kl
@art-co2kl Күн бұрын
እዚ ሰብኣይ ሓቁ ጠፊእዎ ኣይኮነን ጽሊኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ዘህተፍትፊ ዘሎ ለክባጥ ሓሳዊ ምካኑ ካኣ ካብ ድምጹ ይፍለጥ ለካት ዘይውርዙይ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 сағат бұрын
... እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ኣወል ስዒድ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።
@habtearaya2980
@habtearaya2980 Күн бұрын
እዚ ደዉበለለይ ክብለጸልካ ዝመጽእ ናዞም ዓጋመ ተጋሩ(ዓጋመ) ዝፈጸምዎ ገበን ጆነሳይድን አብህዝቢ ኤርትራ ዝርሳዕ አይኮነን ካብ አባሐጎታትና አብግዝየ ጣልያን ጀሚሮም ንሙሩኻት ኤርትራዉንያን ሐደእግሮምን ሐደኢዶምን ቆሪጾም ብጎዞሞ ዝርሳዕ አይ ኮነን አብ ግዝዬ ደርጊ ምስደርጊ ዓጢቆም ዝፈጸሙዎ ገበን አብኤርትራ ዝርሳዕ አይኮነን ክሳብ 1998 አስታት 80 ክሳብ 90 ሽሕ ንብረቶም አሕዲጎም ብአጻምእ ማይዘይብሎም ዝገበርዎ ግፍዒ ብተዘሳኺ ክሳብ በረንቱ ተሰነይ ሰንዓፋ አብዉሽጢ ኤርትራ ብምእታዉ ህዝቢ ቀቲሎም ጥሪትን ንብረትን ዘሪፍም ከይአኽሎም መቃብር ሰማእታት ቦቂሮም ምሳይ ጌሮም ደብዳቦም ኮታ እዚ ንገልጾ ካብባሕሪ ብጭልፋ እዩ ሕጂ ዉን ጌና ይፍክሩ አለዉ ግን ቀምቀዶሞም ምስተጸፍዑ ጆኖሳዮድ ኡኡኡኡኡኡይይይይ ይብሉ ዞም ረሳሐት ናይታሪኽ ክብረት ዘይፈትዉ ኩልኻ ኤርትራዉ አፎም እንተዘይሒዞም ኩልኻ ተላዓል ክርገጹ ጥራሕ እዩ ዘለዎም ዞምጋዕጋዓት🇪🇷✊🇪🇷
@leteyesuse
@leteyesuse Күн бұрын
nska nay selam seb aykonkan: mis kulu seb bselam mnbar temehar
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 18 сағат бұрын
ኤርትራ ደኣ ኵሊትናን ገንዘብናን ኣዋልድናን ብሳሕሳሕ ዓረብን ብህግደፍን ምስተዘምተ እንድያ፡ ናብ መሬት ጂሃዳውያን ሓማስ እተቐየረት። ባዕሉ ኢሳያስ ዓፋፍ እንድዩ ፥ ሎሚ ባጽዕ ኣሰብ ኣበይ ኣለዋ፧ ቀደም ባጽዕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔራ ፡ ዝበለ። እዛ እስላማዊት ኢራን ናይ ፋርስ ፡ ኣዝያ ተበላጺት እያ ፡ እዞም ዓያሹ ጂሃዳውያን ዓረብ ኣስላም ከም ሃመማ ሓደ ብሓደ ፈጠቕ ፈጠቕ እናበሉ ፡ ብማዕዶ ፈንጅን ቦምባን ጥራይ እናቐበለት ትፍክር። እዛ ተበላጺት እስላማዊት ዓረብ ግብጺ ውን ንሶማልያን ኤርትራን ከምዚ ናይዞም ዓያሹ ዓረብ ጌራ ክትጻወተልና እያ እትሓስብ። ድሮ እቶም ባራዩ "ዓቢድ" ናይ ሱዳን ነንሓድሕዶም ይዋድኡ ኣለዉ። ምስ መንነቶም ዝፈንፈኑ ቋንቋታቶም ዝነዓቑ "ዓቢድ" ዝብልዎም ደናቑር ምንባር መወዳእትኡ ፡ ጠይቅን ባርያን ናይ ዓረብ ኴንካ ሞት እዩ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 сағат бұрын
እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ኣወል ስዒድ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።
@ariammelaketsion8845
@ariammelaketsion8845 Күн бұрын
Meron shikor lebam tesfa zelewo menesey
@SigaeedaMjjhh
@SigaeedaMjjhh Күн бұрын
LETS GO OUR FUTURE IS BRIGHT ,MY BELOVED ERITREAN ❤
@alazar8540
@alazar8540 Күн бұрын
ኣብ ኣሜሪካ እኮ ነኣይሁድ (Jew) ዝጸልኡ ሰባት ኣለው። ኣሜሪካውያን ግን ጸላእቲ ኣይሁድ እዮም ማለት ኣይኮነን። ኣቶ ኣማኑኤል ዘትዓዛዝብ ቃለመሕተት ጌርካ። ለባም ክጋገ መራግእቲ ነይገድፍ ዝብሃል ዓቢ ኣብሀህላ ኣብነት ኮይነካ ኣለኻ። ማዕረ ቲ ዘኽበረካ ክንድኡ ከምዝጸልኣካ ጊርካዮ ንህዝቢ ኤርትራ። ብዓል ሓድሽ መተርኣስ ኣብ መንገዲ ይትርኣስ! ጽቡቅ ሓዳር ይግበረልካ ምስ ትግራይ።Pvereto!
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
ኣቦይ ኣቦይ ኣይትበሎም ኣቦና ኣይግበሮም..ሜሮን ኣቦካ ከምዚኦም ተጻራፊ ዕሽላዊ ዘረባ ዘዘውትሩ ድዮም?
@Mercy2023-mg5jj
@Mercy2023-mg5jj Күн бұрын
Respect meglexi mebeyka eu slezi seb aytmerzu giega kea mefatrtna eu wala hade hadish neger yelen.❤❤
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 18 сағат бұрын
ኤርትራ ደኣ ኵሊትናን ገንዘብናን ኣዋልድናን ብሳሕሳሕ ዓረብን ብህግደፍን ምስተዘምተ እንድያ፡ ናብ መሬት ጂሃዳውያን ሓማስ እተቐየረት። ባዕሉ ኢሳያስ ዓፋፍ እንድዩ ፥ ሎሚ ባጽዕ ኣሰብ ኣበይ ኣለዋ፧ ቀደም ባጽዕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔራ ፡ ዝበለ። እዛ እስላማዊት ኢራን ናይ ፋርስ ፡ ኣዝያ ተበላጺት እያ ፡ እዞም ዓያሹ ጂሃዳውያን ዓረብ ኣስላም ከም ሃመማ ሓደ ብሓደ ፈጠቕ ፈጠቕ እናበሉ ፡ ብማዕዶ ፈንጅን ቦምባን ጥራይ እናቐበለት ትፍክር። እዛ ተበላጺት እስላማዊት ዓረብ ግብጺ ውን ንሶማልያን ኤርትራን ከምዚ ናይዞም ዓያሹ ዓረብ ጌራ ክትጻወተልና እያ እትሓስብ። ድሮ እቶም ባራዩ "ዓቢድ" ናይ ሱዳን ነንሓድሕዶም ይዋድኡ ኣለዉ። ምስ መንነቶም ዝፈንፈኑ ቋንቋታቶም ዝነዓቑ "ዓቢድ" ዝብልዎም ደናቑር ምንባር መወዳእትኡ ፡ ጠይቅን ባርያን ናይ ዓረብ ኴንካ ሞት እዩ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 сағат бұрын
እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ኣወል ስዒድ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።
@YohannsJohn-w2y
@YohannsJohn-w2y Күн бұрын
ኣማንኤል ሳህለ ተጋጊኻ ወያነ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እቲ ሕማቕ ዝባሃል ጌሮሞ እዮም ግን ኣይተረዳኣካን እቲ ትጽሕፎ ጽሑፋት እውን ብልብኻ ኣይኮነን ብጣዕሚ ዘሕዝን
@Rtt34567
@Rtt34567 Күн бұрын
ሃየ ናይ ህግደፍ ፕሮፖጋንዳ እዚኣ ከ ባዶ ክንደይ ኢና ክንብላ 😂
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
​@@Rtt34567 ባርያ ወያነ..ጎሓፍካ ኣብዚ ፐጅ ኤርትራውያን ኣይትጉሓፈልና ተኣለ።
@EfremHans
@EfremHans Күн бұрын
​@@Rtt34567guhaf
@SigaeedaMjjhh
@SigaeedaMjjhh Күн бұрын
I THINK AMANUEL SAHLE IS SICK MENTALY. NO JOCK BY ERITREA
@wedebatadey9183
@wedebatadey9183 Күн бұрын
I know him well he was my teacher in high school as well as lecturer at university. He was mentally unstable.
@fesehesionhailo8945
@fesehesionhailo8945 Күн бұрын
Anta azi sebay kndey khsu eyu lomiss arigka eka belwo
@MillionAbraham-z5f
@MillionAbraham-z5f Күн бұрын
ዓሊ ግድር ፡ተሰነይ፡ ባረንቱ ዝዘመትኩሞ ኸ ኣይራኣኻን ወይ ኣይሰማዕካን ፡ ሕመቅካ አኻ ትገልጸልና ዘለኻ በለለይስከ
@Rtt34567
@Rtt34567 Күн бұрын
ናይ ህግደፍ ሓሶት
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Күн бұрын
@@Rtt34567ቆንዳፍ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
​@@Rtt34567 ውጻእ..ሓሶትካ ኣይትዝራኣልና
@nardostesfazghi9923
@nardostesfazghi9923 14 сағат бұрын
አገናዕ ሜሮን ወደይ ብሀገርን፡ ባንዴራን ከሙኡውን ህዝቢ ኤርትራን ሰራዊት ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራን ጸወታ የለን ምኽንያቱ ብርትዓን ሰነስርዓት ዘለዎ ወታሀደር ክህልወካ ብርቱዕ መራሒ የድልየካ።
@yohannesweldehawariat9541
@yohannesweldehawariat9541 Күн бұрын
ተዛሪበ ኢሉ ድዩ የሕዋት ኢና ምባልሲ ከመይ እዩ?ንብረተይ ሃብተይ ዘሪፍካ ኣብ ገዛይን ሜሬተይን 20 ዓመት ብሓይሊ ኮፍ ኢልካስ ንስካ ዲካ ሓወይ?
@Rtt34567
@Rtt34567 Күн бұрын
ሜሪ 1998 ኣይትዚክሮን ዲካ ነዛ ኩላ ትግራዋይ ዓጋመ እንዳበሉ እንዳዞሩ ክቅጥቅጡዋ እንታይ ኢካ ከተዛርበና ደሊካ
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Күн бұрын
ንገሮም ነዞም ሃሱሳት
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 сағат бұрын
እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ኣወል ስዒድ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።
@Shigut
@Shigut Күн бұрын
Amanuel sahle nimintay kindzi xili ab eritrawian alewo zigerm
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
ከም ኩሎም ኣብ ኤርትራ ተውሊዶም ዝዓበዩ ተጋሩ።
@miag1791
@miag1791 Күн бұрын
እምበርከ ኣብ ክንዲ ብዓይነይ ርአ ገዲፉ ኣብ ማኪና እንዳከድኩ ነጊሮምኒ እሉ ከም መርቶዖ ከቅርብ ካብ ሓደ ምሁር ትጽበዮ ኣይኮነን
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 сағат бұрын
እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ኣወል ስዒድ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።
@SigaeedaMjjhh
@SigaeedaMjjhh Күн бұрын
POOR AMANUEL, U CONFUSED PEOPLE NO WAY
@danielsebhatleab4641
@danielsebhatleab4641 19 сағат бұрын
@SigaeedaMjjhh Sorry you are the one confused. Not me. Don't say poor. He is very intelligent
@ወዲቶምጀጋኑ-ዠ8ዀ
@ወዲቶምጀጋኑ-ዠ8ዀ Күн бұрын
ኣንታ ሜሪ ሓወይ ናይዚኦም ነገር መውድኣትታ የብሉን ሊቅ ክትብሎ የስክፍ ኢዪ ትምህርቲ ክኣ ማሃይምነት እንበር ልቦና ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዪ ሓደ ኤርትራዊ ሓረስታይ ትምህርቲ ዘይተማህረ ብልቦና ብ10 ኢድ ይበልጽ ረሳሕ ዶንቆሮ ከምዚኣቶም ደናቁር እካ ኣብ ሂውት ሪእየ ኣይፈልጥን
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ሜሮን ቀጽሎ..እቲ መንግስቲ ኒዒቅዎም እንተዘይመለሰሎም ሲ ጸረጸር የብሎም ኣሎ።መንግስቲ ኤርትራ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ስለዘፍርሕዎ ንዖኦም ጥራሕ ኢዩ ዘሳድዶምን ሕማቅ ገይሩ ዝሕዞምን ዘሎ..እንተ ንተጋሩን ንካልኦት ዘይደቀባት ግን ትንክፍ ኣቢልዎም ኣይፈልጥን..
@azuazina3977
@azuazina3977 Күн бұрын
Wow Wow very nice. Explain mery you did good job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teweldeteklay5452
@teweldeteklay5452 Күн бұрын
ኣንቱም ሰባት እቲ ሕማም ርእሰ ምትሓትስ መድሃኒት ዘይብሉ ሕማም እባዩ እዞም ሰያብ ቆልዓ ድዛረብዎ ድዮም ሲኢኖም መርዚ ዝንስንሱ ዘለዉ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ከልቢ ይነብሕ ገመል ጉዕዝኡ ይቕጽል
@osmanabdulla6655
@osmanabdulla6655 Күн бұрын
I appreciate you Meri ❤Habibi
@salemmesfun6207
@salemmesfun6207 Күн бұрын
Bravo
@habtomKefle-eq7lc
@habtomKefle-eq7lc Күн бұрын
Ane zegermeni bezaeba sawa kezarebu kelewu u ab sawa serqin amexen kalen eka temhare yeblu kemza abeu bexihome zerayouwo
@BahramGrmay
@BahramGrmay 18 сағат бұрын
Eritrawinet kubur mennet deq hade libi alo ab kulu bota. Meri anbesa ❤❤❤❤🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🫶🫶🫶🫶🫶🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅️
@kamkefey
@kamkefey 9 сағат бұрын
ሜሮን በልሕ ❤❤❤❤
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 Күн бұрын
1998 98,000 hizbi akalabitkum zetefenaqele ? Idkum teaxibkum keyhankum tigraway kemzeybedlena gerka kitizareb aytihafirin resah agame.
@desietewelde
@desietewelde 16 сағат бұрын
ሜሪ ጀግና
@inspireeritrea3802
@inspireeritrea3802 Күн бұрын
ትግራዋይ እንተዘይሰረቀ የደናግር። ዝበሉ ይበሉ ከመይ ሕሳብና ንግብር ንሕና ንፈልጥ ፡መሪ ጽቡቅ መረዳእታ
@ፋትሒ
@ፋትሒ 15 сағат бұрын
ብዕሊ መንነት ኤረትራ ከነጥፈኦ ኢና ኢሎም ድዛረቡ ኢልታት ትግራይ እዩም ። ናይ ኣቦና ኣማኒል ካብ ነብሲ ምሕታት ዝተላዕለ : እቲ ዝበለጸ ንሰላም ተጐሰገሰና ዝሓሸ ኣንቱም ካደረታት ትግራይ ነዚ 2 ህዝቢ ሰላሙ ሃብዎ : ብዓቅሊ ይዕዘብ ኣሎ ህዝቢ ኤረትራ ትዕግሰቲ ኣይተወድእዎ
@nebiatgebrewoldi5291
@nebiatgebrewoldi5291 Күн бұрын
ሜሪ ሓወይ ኣብ 2000 ዓ/ም ዝነበረ ኩናት እዚ ኩሉ ባረንቱ ተሰነይ ኦምሓጀር ሻምብቆ ተኮምብያ እቲ ዝጸብቀ ሆቴላት ዓንዩ። ንሶም በዓል ሰንዓፈ እንታይ ኮይኑ ድኣ ዘይርኣዮ። ምሁር ደንቆሮ እባ በለለይ ናይ መንነት ቅልዉላው ዘለዎም ሲ ግድፎም ጥራይ በቢ ዘለዉዎ ክሞቱ እዮም።
@awetkb709
@awetkb709 Күн бұрын
Politically blinded individuals often fail to think rationally, perceiving anything against their interests as wrong. እዛ ሰብኣይ ሓቐይ ካብ ዓምዲ ሓቲ ዓለም ናብ ሓንቲ ከሺነ ወሪዳ።
@kamkefey
@kamkefey 9 сағат бұрын
ምስ ትግራይ ብፉጹም ክትርሕቅ ጥራይ ኢኻ ዘለካ
@salmabdullah3142
@salmabdullah3142 Күн бұрын
ኣርቶዶኩስ ምስልምና ከንሻ ኮቶሊክ ቤንጤ ዮሆቦ ካሎኦትን ኩሎም ተወራረስቲ ሃይማኖት ኢዮም።ንተዋህዶ ምጽላም ድንቁሩናና መግለጽ ኢዩ።ኣርቶዶኩስ ብመጽሓፍ ቁዱስ ኢዩ ዝምዘን እንበር ብሓድ ቀሽ(መራሕ ሃይማኖት) ኣይምዘንን ኢዮ።
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc 10 сағат бұрын
መድህን ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ምጽላም ደው ኣብሊ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Күн бұрын
Today you make me very proud of you thank you meri ❤️🇪🇷☮️💐🌹💐☮️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🏾🥰🏆
@solomon2666
@solomon2666 Күн бұрын
ንስኻ ሓደ ካብቶም አማንኤል ዝገለጾም ኤርትራውያን ጽቡቕ አብነት ኢኻ።
@abelhaile3710
@abelhaile3710 Күн бұрын
መድህን ጽንግሊል ካበይ ኢያ ተምጾም ዘላ
@dahlakentertainment6234
@dahlakentertainment6234 Күн бұрын
Muhur Donkoro Kbahal Kemzi Eyu😂😂😂😂😂😂
@Hech-vq2tx
@Hech-vq2tx Күн бұрын
ሰብኣይ ሜሪ ሓወይ ጽቡቅ ግብረ መልሲ።🫶
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 Күн бұрын
ጽቡቕ ግብረ-መልሲ
@peace8582
@peace8582 Күн бұрын
Flut nsu keman ab Eritrea yu abyu tgraway da entay xubuk khasb lemani kulu gze
@tzehaighebrat3020
@tzehaighebrat3020 Күн бұрын
Meron like always you are absolutely right
@ertrametkel700
@ertrametkel700 Күн бұрын
Quiet to the point, Meron. God bless our martyrs land!
@MahmoudBrihan
@MahmoudBrihan Күн бұрын
Eritrea for Eritrea thanks you
@ssss-uz4ys
@ssss-uz4ys 19 сағат бұрын
Komal game tigraway
@rttr3992
@rttr3992 Күн бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯Tweldey. Hegedef. 00000000000❌❌❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫
@awetsahle7387
@awetsahle7387 Күн бұрын
Ezi amanuel sahle eritrawi dyu tigraway kndzi antsar hzbn hagern zzareb zelo
@mendelaisawa
@mendelaisawa Күн бұрын
Meron enjera alem bilae lebam nfkri tsebik ❤
@YosefTeke
@YosefTeke 9 сағат бұрын
❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🐪🐪🙏🙏🙏
@SigaeedaMjjhh
@SigaeedaMjjhh Күн бұрын
AMANUEL MAFYA U DONT REPRESENT OUR BELOVED ERITREA.
@nur12655209
@nur12655209 Күн бұрын
Lakbat argat shatan tagro ked manged keren tarko hatat mohra dankar
@oneday4824
@oneday4824 Күн бұрын
ጽቡቅ ኣገላለጻ ስጋብ ሕጂ ህዝቢ ኤርትራ ጀነሳይድ ኣየፈጸመን ጀነሳይድ ዝፈጸመ ብዝያዳ ሳዓቢ ንከረክብ ዝፈጸሞ ሕዋሓት እዪም እዚ ካኣ ባዕሎም ሓለፈ‍ቶም ዝመስክሮዎ እዩ ።ቀጽሎ ናተይ ሰበይ
@First-love-1991
@First-love-1991 Күн бұрын
❤🔥 ፕራዘረይ መለይ ንገረለይ"ባ ⭐ 🇪🇷 ✌💙💚🇪
@oneday4824
@oneday4824 Күн бұрын
@@First-love-1991 ኣበይ እሞ ይሰምዑ ዓጋመ ዓገመ ምኻኑ ኣይተርፎን እዪ ጠላማት
@SenayTesfatsion-tc3bi
@SenayTesfatsion-tc3bi Күн бұрын
ሃይማኖት አኮ ዝይብሉ ናይ ድንቁርና ጋዜጠኛ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
ኣንጻር ሃይማኖት ክርስትና ውን እዩ። ጀበሊ ይከውን ኣቡኡ ንዖኦም ይመስል ኣሎ።
@EfremHans
@EfremHans Күн бұрын
Belo nezi dhul tekal wejhatu
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Күн бұрын
ሓቁ ኣሎ እዚ ሰብኣይ ቦጅባጅ ህዝቢ
@Eritreashikor
@Eritreashikor Күн бұрын
እስኩም ትጻረፉ ኤርትራዊ ይድክር ኣንትን ሃደምቲ
@danielsebhatleab4641
@danielsebhatleab4641 Күн бұрын
Meron I am very proud by you. You are very intelligent person. For me you are very educated person. KEEP UP THE GOOD WORK
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 18 сағат бұрын
ኤርትራ ደኣ ኵሊትናን ገንዘብናን ኣዋልድናን ብሳሕሳሕ ዓረብን ብህግደፍን ምስተዘምተ እንድያ፡ ናብ መሬት ጂሃዳውያን ሓማስ እተቐየረት። ባዕሉ ኢሳያስ ዓፋፍ እንድዩ ፥ ሎሚ ባጽዕ ኣሰብ ኣበይ ኣለዋ፧ ቀደም ባጽዕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔራ ፡ ዝበለ።
@ogbazionbeidu1657
@ogbazionbeidu1657 17 сағат бұрын
ሊቅ አይትበሎ please
@robelkahsay3630
@robelkahsay3630 18 сағат бұрын
Bravo meri ❤
@NaomiAbebe-h9j
@NaomiAbebe-h9j Күн бұрын
ብራዋ ሚሮን ሐቂ ሐቂ እያ
@tesfagergistesfamichael7935
@tesfagergistesfamichael7935 Күн бұрын
ስቅ በል ለቅማፅ።
@Haftomgselasa
@Haftomgselasa Күн бұрын
ተወጋሪ
@michaelwoldeab7425
@michaelwoldeab7425 Күн бұрын
ሜሮን ካድረ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ብፍቅሪ ክሓብሩ ዝደልዩ እንተዝኮኑ ደኣ..እንታይ ኮይኖም ንስደተኛ ኤርትራ ኣብ ሃጽ ዝበለ በረካ ኣብ ማዓስከር ኣቀሚጦሞ ነይሮም? ከም ስደተኛ ዘይኮነ ከም ወዲሃገር ተቀቢሎም..ካብ ዩኤን ክራይን ገንዘብን ከይሓተቱ ዘይሓዝዎም?..ኤርትራስ ናይቶም 9❤🇪🇷 ክቡራት ብሄራት ኢያ!!!!
@Rtt34567
@Rtt34567 Күн бұрын
😂😂😂 ካብ ዓዶም ብኩርባባ ጥይት ዝሶጎጎም ዘይገረመካ ናይቶም ሓጺቦም ኣብሊዖም ኣስትዮም ዝቐለቡ ገሪምካ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Күн бұрын
​​@@Rtt34567 ናቱ ደኣ ኣገሪሙናስ ሓዚንናስ እንዲና..ናይዞም ንሓማሸናይ እላማሓልካ ልደርሆ..ልብሉ እምበር ልመን ከዳናግሩ ማለትና ኢና።ደሓር ከኣ ኣበዮም ኣብልዖም ኣስትዮም? በቃ!!! ብኤርትራዊ ክራይ መሬቶም ደሎ ዶላር ሓገዝ ኣይገደፉ ቪዛታት ጊሒጠሞስ ናበይ ትገድፍዎ? ኣየን ዶ ይበዝሕ ጥቅሙ?
@alekarafayne1344
@alekarafayne1344 5 сағат бұрын
ኣነ ዝብለካ ግን ምስ መድህን ምጉት ዘይትገብሩ
@kamkefey
@kamkefey 9 сағат бұрын
ሜሮን ብሓቂ በልሕ መንኢሰይ ❤❤❤
@KeepGoing5355
@KeepGoing5355 4 сағат бұрын
ዓጋመ መውጽእ ኣፍ ህዝቢ ኤርትዊ'ዩ ዝብል ሓቂ'ዩ:: ሜሮን ወይ ኣይፈለካዮን ወይ ሓሲኻ ኣለኻ::
@kamkefey
@kamkefey 9 сағат бұрын
መድህን ገጅፍ ኢግራ ፈንጋር
@herihero4255
@herihero4255 Күн бұрын
እው እዛ ሰብኣይ ከም ገለ ኮይና፡ ክፈትዎ ከኣ መዓት ነይረ
@NatnaelJemil
@NatnaelJemil 19 сағат бұрын
መሮን ለባም መኒኢሰይ❤❤❤❤❤
@ogbazionbeidu1657
@ogbazionbeidu1657 17 сағат бұрын
ይነግረኩም አሎ እንታይ ዓይነት ሃይማኖት ከምዝአምን ከምዝኽተል ይነግረና አሎ
@amanuel-.
@amanuel-. 6 сағат бұрын
ሜሮን ተጋጊኻ፡ ህዝብና ተጻራፋይ ኣይኮነን ኢልካ። ኣብ ዓለም ቃዳሞት ተጻረፍቲ ንሕና ኢና። ንጻዕዳ ይጻረፍ፡ ንጸሊም ይጻረፍ፡ ንትግራይ ይጻረፍ፡ ንሓድሕዱ ኤርትራዊ'ውን ይጸራረፍ።
@nikedmosmsgna1333
@nikedmosmsgna1333 15 сағат бұрын
ንስኻ ንባዕልኻ ክትንትን ኣይትኽልን ኢኻ ኣፍልጦ የብልካን
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc 9 сағат бұрын
ኣቶ ኣማንኤል ንሰላም ዝዘርግ ሓሳብ እዩ ተዛሪቡ ይኹንኖ
@eyobhaile610
@eyobhaile610 Күн бұрын
Hizbi Eritrean tigraway eyu tigemna shabiya eyu
@kamkefey
@kamkefey 9 сағат бұрын
ኣቱም ሰባት ሓደ ቋንቃ ዝዛረብ ኣብ ሓደ ሃገር ዝነብር ኣጋዳሲ ድዩ ኩሉ ዓረብ ዝዛረብ ወይ ኢንግሊሽ ዝዛረብ ግድን ኣብ ሓደ ሃገር ክነብር ድዩ ዞሎ ጉድ ረኽብና ኣቱም ሰባት
@queengamerplaz7904
@queengamerplaz7904 19 сағат бұрын
Tehatati weyane eyu yzarebu eko alew nabey eyu delyuwo
@kamkefey
@kamkefey 9 сағат бұрын
ያራቢ ዶብ ኤረትራን ትግራይን ብሓጽን ሕጸወልና ኣሜን በሉ ድቂ ኤረይ
@flimonyemane4152
@flimonyemane4152 Күн бұрын
ሜሮን ሸቃጢ
@isaiasgebremeskel1677
@isaiasgebremeskel1677 Күн бұрын
ምስሉይ
@FvFh-yf1df
@FvFh-yf1df Күн бұрын
ሓሳዊ
@eyobhaile610
@eyobhaile610 Күн бұрын
Mela Eritrean aytibel shabiya bel
@berihunzeruberihunzeru8370
@berihunzeruberihunzeru8370 Күн бұрын
ጋህታፍ ነገር ኢኻ
@GerieKidane
@GerieKidane Күн бұрын
ማይ ካ ኣድጊ ኣስትየሉ
@eyobhaile610
@eyobhaile610 Күн бұрын
Kemzi natika shabiya meron gual ashegiruna
@tutulgugul2659
@tutulgugul2659 Күн бұрын
አማኒኤል ናይ ዘመና ነጨለባስ እዩ
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Күн бұрын
ሜሪ ድሓን ርግኦ ጌርካ ውሓጥኦ
@NassOG
@NassOG Күн бұрын
ለካ "ተሃዊኽካ ኣይተድንቕ ምሕማዩ ከይጽግመካ" ዝባሃልሲ ሓቂ'ዩ
@fessehazeru1946
@fessehazeru1946 5 сағат бұрын
ትግራዋይ ምሕሳው ናይ አቦታትኩም አዩ ። ተጋሩ አብ ሳልሳይ ወራር አብ አብ መታሕት ካብ በድመ ከሳብ ተሰነይ ብደቡብ አብ ከባቢ ሰንዓፈ አምበሰራን በወያኔ ዝተገበረ በደል ዝተሰነደ አዩ። ድሕሪ ብይን በሄግ ባድመ ይኹን ኢሮብ ልዕላዊ መሬት ምኻኑ ተመሰኪሩ አንከሎ አብ ልዕላዊ መሬት ን20 ዓመት ከፍ ኢሎም ኔሮም። አዚ ወራር ናይ ትግራይ ምኽንያቱ ሐንቲ ሃገር ልዕላዊ መሬቱ ከውሕስ መሰሉ ሰለዝኾነ። አርትራ መሬቱ ከምልስ ሕጋዊ መሰል አለዎ።
ደገፍትን ተቃወምትን ሃገራዊ ሽግርና ኢዮም !
35:07
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 2,8 М.
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 26 МЛН
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
Win This Dodgeball Game or DIE…
00:36
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 35 МЛН
Please Help This Poor Boy 🙏
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 15 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
Awra Tube
Рет қаралды 128 М.
"ልፍዓተይ ተስፋ ካብ ኦሮሚያ ክሳብ ትግራይ!"
1:16:39
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 24 М.
IWC69 Lima Plenary Day 3
7:37:31
International Whaling Commission
Рет қаралды 525
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 26 МЛН