ህድሞና - ህጹጽ ሓገዝ ን ሓፍትና ዮሳን ተስፋይ | Urgent Support To Yosan Tesfay - New Eritrean Video 2024

  Рет қаралды 72,032

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

www.gofundme.c...
ህድሞና - ህጹጽ ሓገዝ ን ሓፍትና ዮሳን ተስፋይ | Urgent Support To Yosan Tesfay - New Eritrean Video 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaYosan #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 898
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 6 ай бұрын
www.gofundme.com/f/r9d2t-medical-expenses
@merhawitdawitnegasi1251
@merhawitdawitnegasi1251 6 ай бұрын
Mhret yewrdlki ftari
@wintu3776
@wintu3776 6 ай бұрын
B PayPal kikefiel aykialkun?
@luwamtedros9241
@luwamtedros9241 6 ай бұрын
Hzbi eritrean ko jgna eyu nhagza nhaftna ka amlak mhret uewrdela
@simonz3831
@simonz3831 6 ай бұрын
@@wintu3776 yes wala nay abiyuni iyu,,,,, use credit or debit
@selemawitghide3232
@selemawitghide3232 6 ай бұрын
Mihret yewrdelki haftey natey.
@hanig5682
@hanig5682 6 ай бұрын
ማይ ጸሎት ን7ተ መዓልታት ሓግዝዋ ! OR ጥቓ ዘላቶ ገዛ፡ ታቦት ዘገልግል ካህን ጸዊዕኩም ቅብኣ ቅዱስ እንዳ ለኸዩ ጸሎት ኽገብሩላ ኣብ ቀረባ ዘለኹም ተሓባበርዋ! ንሱ'ዩ ቀንዲ ፈውሳ! ምሕረት የውርድ ፈጣሪ !!! ቅዱስ ሚካኤል ምስኣ ይኹን !
@saadaYasin-nl9el
@saadaYasin-nl9el 6 ай бұрын
❤ባዓል ቤታውን ናይ ብሐቂ ቃልኪዳን ማለት ከምዚ ኢዮ ጻማካ ያሀብካ
@m.t2185
@m.t2185 6 ай бұрын
አምላክ ምሕረት ይሃባ አጆኩም አብ አምላክ አመኑ ክትሓውይ ፀልዩ ንፀልይ
@piealpha795
@piealpha795 6 ай бұрын
ኣጆኺ እቲ ዓቅምና ዝፈቅደልና ክንሕግዘኪ ኢና ፣ ብዝዓበየ ድማ ፈጣሪ ኢዱ ከንብረልኪ ብጸሎት ወትሩ ክንዝክረኪ ኢና ፣፣ በዓል ቤታ ኣዝዩ ንጹርን ፣ጽፉፍን ሓበረታ ኢዩ ሂቡና ፣ ብፍላይ ነቶም ኣብ ናይ ሕክምና ዓውዲ ንሰርሕ ጽቡቅ መረዳእታ ናይቲ ዘላቶ ሁመት እዩ ሂቡና ፣፣ ብቀጻሊ ኹነታታን በጺሓቶ ደላ ደሃይ ግበሩልና ምእንቲ ቀጻሊ ዓቅምና ክንሕግዛ ፣ እታ ጎፈንድሚ ጽቡቅ ትኸይድ ኣላ ! ሕማቅ ኣሎ ጽቡቅ ኣሎ ካብቲ ተሓቲቱ ዘሎ 50% እንተ ንውስኽ ጽቡቅ ኔሩ ፣ ከም ኩሉ ግዜ ብኹሉኹም ገበርቲ ሰናይ ኣሕዋተይ ኤርትራውያን ይኾርዕ ፣ ከምኡውን ኤርትራውያን ዘይኮንኩም ሕማቅ ሪኢኹም ሓገዝ ዝገበርኩም ብሽም እዛ ውላድና / ሓፍትናን ብሽም ኹሉ ኤርትራዊ ነመስግን ኣብ ጽቡቅ ድማ ይመለስ ። ፕ.ከ ካብ ኦክላንድ - ካሊፎርኒያ
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 6 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ እስከ ፀበል ፈትንዋ ዋላ አብ ገዛ ቀሺ መፂኡ ፀበል ይግበረላ ብድሕሪኡ ሕክምና እድላይ እዩ ግና ፀበል ፀበል የድልያ አሎ ክትወድቅ ከላ ሕማቅ ሐደጋ እዩ ገጢምዋ ሞ ፀበል ሊዱ ሐብርለይ
@freweiniseleba9639
@freweiniseleba9639 6 ай бұрын
Yes , you right
@edenasfaha7435
@edenasfaha7435 6 ай бұрын
ብተኻእለ ብቕልጡፍ ኣብ ጥልያን ሓገዝ ክገብሩላ ስለ ዝኽእሉ ናብኡ ተቐላጠፉ :ድሕሪኡ ናብ ጀርመን ክፍተን ይከኣል እዩ ::ኩሉ ኤርትራዊ ኢደይ ኢድካ ክብል እዩ ኣጆኹም!!ፈጣሪ ይሓግዝ 🙏🏾
@efremmered
@efremmered 6 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ አጆኺ ክትሐዊ ኢኺ ኤሬትራዉያን ሰብ ሐቦ አብ ትሕቲ አምላኽ ኢደይ ኢደይ ኢልና ናብ ኑበር ጥዕናአ ንምለሳ ብዓል ቤታን ሐዋን ድማ አምላኽ ድኻምኩም ይራአየልኩም
@brhanalem5387
@brhanalem5387 6 ай бұрын
እቲ ንሰብ ዘይካሎ ናምላኽ ይካኣሎ እየ ኣጆኹም❤ ሽሀር ንበሎ ክልና
@hss2423
@hss2423 6 ай бұрын
ማዐር ጋለይ ምሕረት የውርደልኪ ኣጀኹም ዞም ደቀይ ክትሓዊ እያ ንኣምላኽ እታይ ይሳኣኖ ብጣዕሚ ዛሕዝን ዘሰብድ እዩ
@piealpha795
@piealpha795 6 ай бұрын
እዚ ናይ ጀርመን ግዜ ከይበልዓልኩን ናብ ቱርኪ ምስ ሰለጠኩም ፣ ጽቡቅ ፣ ምዕቡል ሕክምና ድማ ኣለዎም ፣ ኣምላክ ይሓግዝ ዓቅምና ክንሕግዘኩም ኢና ፣ ምሉእ ምሕረት
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 6 ай бұрын
ንሓፍትና ምሕረት የዉርደላ ፈጣሪ ንብዓል ቤታን ሓዋን ካኣ ሃገርኩምን ህዝብኹምን ኣሚንኩም ተባዓት ኩኑ ።🙏🙏🙏
@habenreda1288
@habenreda1288 6 ай бұрын
Uff I can’t control my 😭😭💔💔please let’s help her please God bless you be strong
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 6 ай бұрын
ዮሳን፡ ሳሚኤል፡ ንእስቶ ሓዋ ኣጆኹም፡ ክትሓዊ እያ። ሓደነገር ግን ኣብ ቅድምኣ ኣይትብከዩ፡ ኣጆኪ ኢልኩም ጥራሕ ኣተባብዕዋ፡ ኣዛናግዕዋ ጸጽቡቕ ዕላል ጥራሕ። እቲ ኣካላታ ኸኣ ድረዝዎ ዋላ ብናይ መግቢ ዘይቲ፡ ጽሓይ ከኣ እንተወጸት ጽቡቕ እዩ፡ ነቲ ፍርናሽ ደገ ኣውጺእኩም ብዙሕ ከይተኸደነት ን20 ደቂቕ፡ ኣጆኹም ክትሓዊ እያ ❤
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 6 ай бұрын
ስሚኤል ናይ ሕክምና ፍልጠቱ ዝድነቕ እዩ። ጻማኻ ርኸብ ጅትሓዊ እያ። እቲ ፍልጠት ናይ ሕክምና ስለዘለካ እንተተኻኢሉ ምስኣ ኺድ። ኣጆኻ ዝወደይ ኹሉኹም trauma ኣለኩም ቀሊል ኣይኮነን።❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 6 ай бұрын
አጆኹም ክትኻዊያ አብትሕቲ ፈጣሪ ብደገፍ ብጾሎት ኤርትራዊያን የሕዋታ ሐዊያ አደ ቆልዑት ኮይና ቤተሰባን ህዝባን ክንኽጎስ ፈጣሪና ነመስግነሉ ክቡር በአልቤታን ሐዋን ፍረ ጻዕርኹም ክትርእዩ የብቃአና ። ደቂ ጀጋኑ አብ ጎንኹም አለና ♥🇪🇷🙏
@yordanos77
@yordanos77 6 ай бұрын
አምልኽ ምሕረቱ የውርደላ ብደሙ ይሸፍና 🇪❤❤❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 6 ай бұрын
ኣሕዋት ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል በብዓቅምና ንሓግዛ 😢😢 .
@user-qo1us9ik9r
@user-qo1us9ik9r 6 ай бұрын
ብሓቂ ትሕዝነካ. መርዓት ዘኽታም እዝኹሉ ወርድዋ
@alganeshberhane5079
@alganeshberhane5079 6 ай бұрын
እግዛብሔር አምላክ ምሕረት የዉሪደኪ ሓፍተይ 🙏🙏🙏
@habenhaile4253
@habenhaile4253 6 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ንእስናኪ ሪኡ ናብ ንቡር ሂወትኪ ክትምለሲ ጸሎትና ዩ ኣጆካ ሳሚ ሓወይ ዓቢ ነገር ኢካ ትገብር ዘለካ ፍረጻማካ ድማ ኣምላክ ከሪኤካ ዩ ኣጆኩም❤
@WNRMedia
@WNRMedia 5 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ክብርቲ ሓፍትና በጃኩም ኩሉ ነዛ video ንሰምዓ ዘለና እንተ ኪኢልና ትውሓድ ትብዛሕ ዓዓቅምና ንሓግዝ እንተዘይኮይኑ ብጸሎት ንደግፋ 😢 እግዚኣብሄር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ኩሉ ዘይሰኣኖ ኣምላክ።
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 6 ай бұрын
ንሰብ ዝከብዶ፡ ንሰብ ዝከበዶ፡ ኣይከብደካን ንሰብ ዝጨነቖ፡ ንሰብ፡ ዝጨነቖ፡ ኣይጨንቀካን ኤልሻዳይ ኣምላኽ ምዃንካ ኣነ ብወገነይ ምስክርካ። ዝጓለይ ፡ ኣጆኺ፡ እቲ እመኒ ጥራይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ባዕሉ፡ ኢዱ ዘርጊሑ ክፍውሰኪ እዩ፡ ኣነ ብእምነት ክጽልየልኪ እየ፡ እግዚኣብሄር፡ ኣምላኸይ ኣቦይ ኢለ ጸዊዔዮ ኣሕፊሩኒ ፡ ኣይፈልጥን እዩ እሞ፡ እዚ ወረድኪ ዘሎ፡ ኹሉ እግዚኣብሄር ንሰናይኩም፡ ብሓይሊ ጽንዕዓቱ፡ ናብ ሰናይ ክልውጦ፡ እዩ እሞ፡ ኣጆኺ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ፈጣሪና ፡ ልዕሊ ኹሉ እዩ፡ ተፈዊስኪ ኸኣ ደው ኢልኪ፡ ንኽብሪ ፡ ኣምላኽ፡ ክትምስክሪ፡ ኢኺ። ጥራይ እመኒ። ቃል ኣምላኽ ይህበኪ ፡ኣሎኹ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሉቃስ ምዕራፍ 8 በጃኹም ብምሉኡ ኣንብቡላ ፡ ኢኹም፡ ትርባረኹ። ኩሉ ንሰናይ እዩ።
@SPG_2-6-9-1
@SPG_2-6-9-1 6 ай бұрын
I can't stop crying 😢… you will be okay beautiful😢❤. God is good all the time. Trust in him.. You will live the life you've been dreaming of. 🤞
@enate-
@enate- 6 ай бұрын
እዛ ቪድዮ ክዉድኣ ኣይከኣልኩን ኣምላክ ኣቦይ ምሕረት ኣዉርደላ ህዝበይ ከኣ እዘን ገንዘብ ነእክሎ በጃኩም ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
@ZegfetAromo
@ZegfetAromo 6 ай бұрын
ኣምላኽ ስከ ታሪክኪ ይቀይረልኪ ፈትና ናይ ሰይጣን ዩ መድሓኒ አለም ካብቲ ዘይምናባር ናብ ምንባር ዘምጻኪ ነዚ ውን ክቅይሮ ዩ ኣምላኽ ምሕረቱ የሃብኪ
@juletabrhem6249
@juletabrhem6249 6 ай бұрын
ኣምላክ ይሐግዝኩም ፡ ጎይታ የሱስ ይእቶ ኣብ ገዛኩም ን ኣብ ልብኩምን ንሱ ጎይታ እዩ እቲ ናይ ብሐቂ ፈዋሲ ፡ ፈዋሲ ናይ ስጋናን ናይ መንፈስናንን እዩ ፡❤❤❤
@danielandemariam-ew8qr
@danielandemariam-ew8qr 6 ай бұрын
ምሕረት የዉሪደልኪ ጎለይ ናተይ አጆኺ እግዛአቢሄሪ ክፍዉሰኪዩ
@senigebre7655
@senigebre7655 6 ай бұрын
Amlakey Futun rediet eka tkel eka mhretka awrdela nseb zeykealo namlak ykealo eyu.
@aziebteferi8990
@aziebteferi8990 6 ай бұрын
BiHaki Amlakna YiKiEl Eyu. Nay TeAmrat Amlak Eyu Goytana🙏🏻
@selamtv7329
@selamtv7329 6 ай бұрын
🙏🏾
@melakeyosef8542
@melakeyosef8542 6 ай бұрын
Wo Amlaki kulu kabaka u mo mihrtka azizla amen Amen amen
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 6 ай бұрын
ኣጆኺ እግዝኣብሄር ኩሉ ንሰናይ ክገብሮዩ ኣምላኽ ዘይሓልፍ ፈተና ኣየምጽእንዩ ሓቦ ግበሪ
@EritrawenetKuburMenenet
@EritrawenetKuburMenenet 6 ай бұрын
ንእተይ ሐፋተይ ❤❤❤ ምሕረት የውርደልኪ
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 6 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝሓፍተይ ኣጆኺ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ክትሓውዪ ኢኺ። ሃየ ደቂ ከም ቀደምና ደኺምና ከይ በልና ኢደይ ኢድካ ንበል ከም ኣቦታትና ክብረት።
@eritrea63
@eritrea63 6 ай бұрын
ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት ይግበረላ ኣጆኹም ኣምላኽ ንመን ኢሉዎ ክትሓዊ ኢያ።
@user-gd4ym6jt3j
@user-gd4ym6jt3j 6 ай бұрын
እዋይኣነ ሓፍተይ ምሕረት የዉረደልኪ ኣጆካ ዝሓወይ እግዚኣቢሄር ምስኣ ኢዩ
@Hboys661
@Hboys661 6 ай бұрын
Very sad news please Eritrean Mahberekom Germany take a quick action on her. Big respect to her husband
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e 6 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሓብተይ ቃንዛ እተ ለዋስ ክትምሓር እያ እቃዕ ኣይደረቀ እበር ኣምልክ ቀንዛኪ ርእዩ ምሕረት የውርደልኪ😢🤲🤲🤲
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 6 ай бұрын
እግዚአቢሄር🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ምሕረት የዉርደልኪ አጆኺ ክትሓዉይ ኢኺ🙏🏾🇪🇷❤️።
@Caption.Eritrea
@Caption.Eritrea 6 ай бұрын
Ewayy hafitay egzabeher mulu meherte yehabkie amelak ajoki 🙏🙏
@brktizerai4451
@brktizerai4451 6 ай бұрын
ሓወይ ማዓረይ ንሓፍትካ ሙሉእ ምህረት ይሃባ ፈጣሪ እጆኻ ኣምላክ ኣሎ፡ በዓል ቤታ ከኣ ኣምላክ ክእለት ይሃብካ ኣጆኻ ኣምላኽና እሙን እዩ ምሕረት ክህባ እዩ ንኣምላክ ዝሰኣኖ የብሉን ኣጆኹም
@ShewitBajo21
@ShewitBajo21 5 ай бұрын
God bless you my sister
@asmeromamanuel7360
@asmeromamanuel7360 6 ай бұрын
ኣጆኪ ኣምላክ ንዝፈትዎ ኢዩ ዝፍትኖ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ
@senayeri433
@senayeri433 6 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ዝያዳ፡ ኣጆኺ መድሃኒኣለም ታይ ይሰኣኖ ክትሓዊ ኢኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@freweiniabraha6715
@freweiniabraha6715 6 ай бұрын
ጎለይ ናተይ ምሕረት የውርደልኪ አምላኸ🙏🙏🙏❤️
@ShewitNakutolab
@ShewitNakutolab 6 ай бұрын
ምሕረት ይውርደልኪ ፈጣሪ ሓፍተይ🙏
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 6 ай бұрын
እዋይ ንኡስ መንእሰይ በሊ ህዝብና ዕዉትዩ ክንግዘኩምዩ ኢና ደቂ ኤረይ ኢደይ ኢድካ ንበል ከም ቀደምና እቲ ምሕረት ካብ ልዑል ፈጣሪ እዩ ስለዚ ምሉእ ምሕረት ይሃብኪ ኣጆኩም ንብዓትኩም ክድረዝዩ ንዮሳን ድማ ምሕረት የውርደላ ኣብ ጎንኩም ኣለና❤❤❤❤
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 6 ай бұрын
Way tsebekty besmeam aboy mearey haderaka beal betan hawan wen kethenkekelu zegebeakum gezie eu neru entekone gen fekad amlak kab kone tselalu yenberelkum ❤❤❤❤
@fyoriokubay5361
@fyoriokubay5361 6 ай бұрын
አምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ናተይ ንእስነትኪ ይርአየልኪ ኩሉ ይካአሎ እዩ ፍጣሪ
@nfreek5276
@nfreek5276 6 ай бұрын
ናይ. ብሓቂ ኩሉ. ፍቃድ. ኣምላኽ. እዩ. ኣጆኻ. ጸሊ. ክትሓዊ. እያ. ኣብ ጀርመን. ውን ካብ. ሰማይ. ድወረደ. መድሓኒ መዓር. ካብ. ስእሊ. ቅዱሳን. ቅብኣ ቁዱስ ኣሎ. ማሕበር. እዩ. ጸሎት. እንዳ ገበሩ. ብትኣምር ፈሲሱ ኣውኡ ምስ ከደት ምስ ሃብዋ. ክትሓዊ. እያ ወይ. ቅድሚ. ምኻዶም. ክድውሉ. ክሰድሎም ድክሉ. እንተ. ኮይኖም ቴሌ. ክንህቦም መልሲ. ጽሓፍለይ. ምሕረት. የውርደልኪ. ክብርቲ ሓፍተይ
@milligalakele2389
@milligalakele2389 6 ай бұрын
Ajoka abayka ynbae zhawey mhret yewrdelki zhaftey dma be strong my brother ❤❤❤
@zabaamare5919
@zabaamare5919 6 ай бұрын
I'm a German Nurse unfortunately I moved now to USA otherwise I would have taken her to my house
@lulyahani8158
@lulyahani8158 6 ай бұрын
አዋይ ሓፍተይ ኣባይኪ ምሕረት የውርደልኪ😢
@rigatbahlbi8582
@rigatbahlbi8582 6 ай бұрын
እዋይ ሓፍተይ😢😢😢😢 በሊ ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃብኪ ❤❤❤
@teigeGhre
@teigeGhre 6 ай бұрын
ኣሕ ዋይ ሓፍተይ ኣምላኽ ንእስነትኪ ሪኡ ምህረቱ ይልኣኸልኪ ወለድኺ ድማ ጻምኦም ይክፈሎም
@Yoni-ri3uw
@Yoni-ri3uw 6 ай бұрын
Ufffffff ምሕረት የዉርደልኪ ፈጣሪ ሓፍተይ መዓረይ 🥺
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 6 ай бұрын
አጆኹም እግዝኣቢሄር አይፍለየኩምን ቓምና ክንህብ ኢና እግዝኣቢሄር ምሕረት የውርደልኪ 🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤
@LichiTsegay
@LichiTsegay 6 ай бұрын
ኦ ኣምላከይ ምሕረትካ ለኣከላ ነዛ ንእስቲ ሓብትና ከምቲ ንመጻጉ ዓራትካ ተሽኪምካ ኪድ ድበልካዮ ንሓፍትና ብዓይነ ምሕረትካ ጠምታ
@robielcom
@robielcom 6 ай бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ እቲ ሰብ ዘይ ኽእሎ ንኣኻ ቀሊል ነገር እዩ እሞ ትኣምርኻ ኣርእየኒ 🙏🙏🙏
@rahelgergis3001
@rahelgergis3001 6 ай бұрын
Egziabher mului mihret yewrdki haftey natey ajokhi amlakh misakhi yu
@wedihadege1483
@wedihadege1483 6 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ሓብተይ ኢግዛኣብሄር ምሳኪ ይኩን😊😊😊
@natsnetwoldu1676
@natsnetwoldu1676 6 ай бұрын
Amlak tkel eika nYosan kem nsri yhdsa nseb zkebedo naka kelil eye Amlakey mhretka aytewede🙏👏🔥
@AZuchiKiflemariyam-fm1lg
@AZuchiKiflemariyam-fm1lg 6 ай бұрын
Egziyabhre yemhre 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@AwetGhebremichael-j8w
@AwetGhebremichael-j8w 6 ай бұрын
ኣምላክ ብሓቂ ክምሕረኪዩ! ዮሳን ሓፍተይ...ሳሚ ከኣ ኣብ ኣምላኽ ዘለካ መረዳእታን ብርትዐን ደስ ኢሉኒ፥ኣምላኽ መሊሱ ኣብ እምነትካ ሓይሊ ክህበካ ከኣ እጽሎ...ኣጆኻ! ሰላም ጎይታ ንልብኻ ስለዝሓለዎ ከኣ ኣምላክ ይመስገን! ሚሊ ከኣ ኣጆካ🙏
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 6 ай бұрын
ሓፍተይ ምሕረቱ የውርደልኪ አቲ ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ💪🙏🙏🙏🇪🇷❤😭 አዋይ ጓል ጀጋኑ ኣንታ ኣምላኽ ኣብ ንቡር ምለሳ ደቂ ኤረይ ብጾሎትን ብኽአለትኩምን ኣይነውዕላ ኣይነሕድራ ፈጣሪ ኩሉ ይካኣሎዩ ኣጆኻ ዝሓወይ በርትዕ
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 6 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ሓፍትና፡ ኦ እግዚኣብሄር ምሕረትካ ሃባ።
@dianatekle2326
@dianatekle2326 6 ай бұрын
amlak aboy nska kulu tkel eka emo hadera eza haftna fewska lakela
@habensolomon8164
@habensolomon8164 6 ай бұрын
ኢድ እግዛብሄር ኣባኪ ትብጻሕ ብስም የሱስ ኣምላኽ ትክእል ኢካ
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 6 ай бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍተይ ናትይ
@user-kf8rl1jc8f
@user-kf8rl1jc8f 6 ай бұрын
Fetari nesnetki yrayelki mhret yewrdelki ❤
@akberetgezae4694
@akberetgezae4694 6 ай бұрын
ፈጣሪየይ ኩሉ አብኢድካዩ ለዋህ አምላኪ ኢካሞ መሪትን ሰማይን ዝፈጠርካ ጌታ ቁሊሕ በላ
@merhawitekeste87
@merhawitekeste87 6 ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልክ ድንግል ማርያም ትሓልኪ
@Meksen-hp6vs
@Meksen-hp6vs 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የዉርደልኪ
@hayatahmed8535
@hayatahmed8535 6 ай бұрын
ረቢ ሚሳኪ ይኩን ኣመን ኣጆኪ ኒኣካ ከኣ ረቢ ሃይሊን ይሃብካ ኣጆካ ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@user-ln2qq9ur9h
@user-ln2qq9ur9h 6 ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ እግዛቢሄ ምሕረት የዉርደልኪይ
@akberetteare5094
@akberetteare5094 6 ай бұрын
My God healing you are in my prayers 🙏🙏🙏
@Asmara2b
@Asmara2b 6 ай бұрын
ምሕረት የዉርደላ We have to do what we can as Eritreans in Eritrea. Maybe it would have been much helpful if all the roads are fixed for transportation purpose. Accident happen, it should not be constant and yet for too long. The road has to be safe that fit to drive for all cars, probably in her name. I just wish her all well with the Good God to look on her, keep her, all the time. Happy Independence of Eritrea Peace
@letebrhantareke1342
@letebrhantareke1342 6 ай бұрын
Medhanialem aboy mihretka sedadela haftey natay
@fishweldu6379
@fishweldu6379 6 ай бұрын
ኣጆኺ ኣምላኽ ንዝፎትዎ እዩ ዝፍትኖ ኣጆኺ ኣብመተርአስኪ ኣዴና ቕድስቲ ድንግል ማርያም ኣላ ባዕላ ክትምሕረክይ እያ
@asmerettesfamariam9679
@asmerettesfamariam9679 6 ай бұрын
O Amlaky Teamratka nabza ftrtika ariyena . Mhret Kab amlak u imo ajoki kulu senay kikewn u ajokum .❤
@senayeri433
@senayeri433 6 ай бұрын
ሓደራ ነዛ ዘኽታም ጓል ጀጋኑ ስዉኣት ኢደይ ኢድካ ንበለላ
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 6 ай бұрын
ምሕረት የዉሪደልክ ዛጋለይይ ኣጆኩም
@azebhagos9374
@azebhagos9374 6 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሹኮር ሓፍተይ
@AdeGoita21
@AdeGoita21 6 ай бұрын
It so heart breaking . May God bless you .
@HgchggghhggGkhhoo
@HgchggghhggGkhhoo 6 ай бұрын
Mhret yewrdelki fetari yosan haftey 😢🙏🙏🙏
@AmanAman-d9u
@AmanAman-d9u 6 ай бұрын
Ajok 😢😢 adu hafty dekie erey ededka nebele
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 6 ай бұрын
God be with you he has plans he saved you from Coma because he will used you for his miracle mission be strong sister ❤❤❤❤❤❤❤God is greater more than any one
@abebateklemariam3033
@abebateklemariam3033 6 ай бұрын
ኣባይኩም ይንባዕ ኣጀኩም ኣምላክ ይክእል እዩ ምሕረት የውርደላ ።
@Efar401
@Efar401 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ🙏🙏
@tsiongebre3064
@tsiongebre3064 6 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት ይውርደልኪ ሓፍተይ ናተይ ንዓኩም ካኣ ኣምክም ይሃብክም
@KibromKibrom-ok1ow
@KibromKibrom-ok1ow 6 ай бұрын
ዋይ ሓፍተይ ኣምላክ ምህረት ይኣዝዝ
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 6 ай бұрын
ምሕረት የውርድ ኣጆኩም ይሕዋተይ 😢🙏
@legendaryreaction841
@legendaryreaction841 6 ай бұрын
ንምንታይ መንግስቲ ገለ ዘይገብር ዘሎ?
@user-xs3mf4bx6o
@user-xs3mf4bx6o 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይምሐርኪ🙏
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 6 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@yohannesfiseha-mh8uz
@yohannesfiseha-mh8uz 6 ай бұрын
ነዛ ሓብትና መድሃኒኣለም ምሕረቱ የውርደላ ኩልና ኤርትራውያን ድማ ብሽም ኣምላኽ ኣዓቕምና ብገንዘብ ንሓግዛ ከምኡ ውን ብጸሎት ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ 🙏🙏🙏
@medi7513
@medi7513 6 ай бұрын
ምሕረት የውረድልኪ 🙏😢
@seniattesfamichael7330
@seniattesfamichael7330 6 ай бұрын
Eway ane haftey egziabihar baelu fewsu ylakelki kbri haftey
@natsnetmulugetatesfazgi2670
@natsnetmulugetatesfazgi2670 6 ай бұрын
ሓፍተይ ኣባይኪ ኣምላኪሆይ ምሕረት ኣዝዘላ🙏🙏
@aslihabtom4315
@aslihabtom4315 6 ай бұрын
Haftey mareyyy kulu zkalo fetari mulue mhretu yazzelki ❤❤❤❤❤❤
@elsamhretab3508
@elsamhretab3508 6 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ካም ኣምላክ እዩ ምሕረት ይውርደልኪ ኣምላክ
@ami_su
@ami_su 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕምም አጆኪ ሓፍተይ ናተይ ክትሓዊ ኢኪ አንሻአላህ
@samsonkebreab9887
@samsonkebreab9887 6 ай бұрын
ኩሉ ዝከአሎ አምላኽ ምሕረት የውርድ።
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 6 ай бұрын
እዝጋብሄር ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ❤
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
DW International  ሓዱሽ ዓመት ምስ ስድራ ጥበብ ኽፋል ሓደ
54:50
ጄደን ሳንቾ በቼልሲ
28:33
Alazar Asgedom - Official
Рет қаралды 1,5 М.
Ryan & Rahwa's Eritrean - American Wedding 2024
8:45
Ryan & Rahwa Ewell
Рет қаралды 10 М.
ዘተ መናእሰይ
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 37