ህጹጽ ጻዊዒት ሰላም ኣብ እስራኤል

  Рет қаралды 20,833

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

ህጹጽ ጻዊዒት ሰላም ኣብ እስራኤል

Пікірлер: 49
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 3 ай бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@haileemunn9333
@haileemunn9333 3 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ሰልጠነ ከምዚታት ጥራይ ቀጽሉ ረስዕዎ ከይትምልሰሎም በጃካ ምስዚ ዝቀነየ ንቅድሚት ጥራይ ኣብ ጎኑኩም ኣለና የቀንየለይ God bless you
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 ай бұрын
ሰላም ጽቡቅ እዩ።ገበነኛ ግን ኣብ ሕጊ።ኣነ ዳኛ ናይ ቤትፍርዲ ኣይኮንኩን ሂወት ዘጥፍአ ግን ንሱ ድማ ዝግብኦ ፍርዲ ክውሃቦ ኣለዎ።ሂወት ዘጥፍአ ከኣ ዕድሜ ልክዕ ፍርዲ እዩ ዝወሃቦም ብመሰረት ሕጊ እስራኤል ።
@DesetAfeworki-lh1sn
@DesetAfeworki-lh1sn 3 ай бұрын
Yse ✍🏿👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@alemdesta454
@alemdesta454 3 ай бұрын
✅።ሰልጠነ አነለ ስደት ምስ መፃኩ ዓጋመ ከም ፀርፊ ምስ ሰማዕክዎስ አስሒቁኒ😂 ሐዚ ከምዚ እዩ ከባቢ ዓዲግራት እንትጮ,,ወዘተ ዓጋመ ይበሃል መፀውዒኡ-ካብኡ ውን ካብ ከተማ ውቅሮ- ክሳብ ከተማ አጉላዕ "ውን ክልተ አውላዕሎ ይበሃል ከብኡ ክሳብ መቀለ ዘሎ ውን እንደርታ😍እና እዚሲ መፀውዒ ወረዳታት እንበር ምስ ፀርፊ ዘራክብ ነጥቢ የብሉን ከምቲ ሰልጠነ ዝበሎ ዓጋመ አይኮነን ንዓኩም ንኩሉ ትግራይ ዝውክል" ውን አይኮነን ናይ ወረዳ መፀውዒ ስለ ዝኮነ እዩ✅ስሒቅኩምዎም ሕለፉ ግዜ አይተሃብዎም።።።።።💝💙😘
@hamassien323
@hamassien323 3 ай бұрын
ቀታልን ተቐታልን እንዳበልካ ተቃትሎም ደለካ ንስካ ኢካ፡ሕጂ ውን ደው ኣብሎ ካብ ክልቲኡ ወገን ምስንም ዜጋ ክመውት ኣይንደልን ኢና።ኩሎም ይሕዋትና ኢዮም፡ኣነ ሂወት፡ሓደ ዜጋይ የገድሰኒ ኢዩ
@senaitgebretsadik4933
@senaitgebretsadik4933 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yosantrfe-yt6pk
@yosantrfe-yt6pk 3 ай бұрын
❤💙💙💙💙💙
@peacelover5890
@peacelover5890 3 ай бұрын
💙👌🏾ሰልጠነ ሓወይ፡ ባዓል ኢዚ ሜሮን እኮ ምስ ባዓል ሶሎ ወይ One Netion ባሃልቲ ሉኡዃት ህግደፍ እዮም እም ክንግረም የብልናን 👌🏾፡ ንሕና ሓድነትና ገጥ ኣቢልና ናሓዛ ፡ ብኣውራጃ እንዳ ኣተዉ ከይፈላሉዩና እዞም ረሳሓት፡ ንሕና እሕዋት ኢና ጓና የብልናን 👌🏾💙
@BlueRevolution-j8i
@BlueRevolution-j8i 3 ай бұрын
ህግደፍ ከይተሳዕረ ሰላም የለን ዝዓርከይ።
@Eritrea4ever-vo1wc
@Eritrea4ever-vo1wc 3 ай бұрын
Nska eka tahatie
@germaymebrahtom436
@germaymebrahtom436 3 ай бұрын
ቀታሊ አብ እስራኤል አሸባሪ ተባሂሉ ዝጸደቀ ሕጊ ስለዘሎ ጸገም የለን ግቡኦም ክረኽቡ እዮም
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 3 ай бұрын
Izi chenawi zersenay bog kebluwo neruwom sheu. Shih snu drbay dma husur mqwanu iyu zgelx zelo. 2 rumusat
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 ай бұрын
ዘርኢ መርገም ብቀዳምነት ምስነብሱ ይታኣረቅ ኣብክልተ መኣዲ ዝበልዕ ከታዓርቅ መሰል የብሉን
@HagosElyas
@HagosElyas 3 ай бұрын
Nezi meron bfxum akalibo aytihabiwo degafi higdef eyu
@medhanefssehaye5935
@medhanefssehaye5935 3 ай бұрын
ንሕና እኮ ንህግደፍ ብሐሳባቱ እምበር ብካልእ ኣይኮናን ንጸልዝኦ ስለዚ ዉፉይ ሰልጠነ ዝብሉ ህግደፍ ኢዮም
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 ай бұрын
ክሪቲክ በዚሑና ነዓ 360ደግሪ ቀይር
@habtemichaeltewelde2469
@habtemichaeltewelde2469 3 ай бұрын
ተፈታዊ ኣብ ተነወሓ ግዜ በርገድ ናሓመዱ ብውድብ እንተታበታተነ ኣይጸግመናንዶ
@tedrosdesta7566
@tedrosdesta7566 3 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ሓቁኹም ዲኹም ምስ ዞም በራዩ ሰላም ክትገሩ ትሓስቡ ሰልጠነ ሓወይ ሎሚ ሊሚ ትዝሕል ኣለካ
@hailuweld
@hailuweld 3 ай бұрын
ደንቆሮ ዘርኢሰናይ ወስላት ባርያ ላሓሲ ትፋኡ ከም ከልቢ
@habtommasgina4065
@habtommasgina4065 3 ай бұрын
ኣብ ኩባያ ተበጽበጺ ብጾት ክኣ ትብለና
@hailuweld
@hailuweld 3 ай бұрын
ሰልጠነ ኣብ ጽንዓደግለ ህግደፍ እዞም 15ተ ንሃገር ክሸጥዋ ደልዮም ኢሎም ዘለዎም ተዛርቦም በሉ ክንዛረብዶ ተዛረቡ ዘረባ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ ኢዩሞ ንዓታቶም ካኣ ክንሰምዖ ኣምጹኡልና ምስ በልዎም ደሊኖም ብዘይ ዘረባ ከይዶም። ንብለኩም.
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 ай бұрын
ሰላም ምስ መን? እቶም ዝቀትሉ ዘለዉ'ኮ ናይ ስርዓት ህግደፍ ልኡካት እዮም፡ስለዚ ህግደፍ ሰላም ክገብር ኢልካ ትሓስብ? መን እዩ ብዘየጉድስ፡ሰብ ዘጥፍአ ንሱ ድማ ኣብኡ ክጠፍእ ኣለዎ፡እንታይ ኢኩም ዕርቂ ገለ ትብሉ፡ምስ ቀታሊ ክትዕረቅ፡ኣቦታትና ብመውስቦ ጌሮም እዮም ዝዓርቁ ኔሮም፡እሞ ጽቡቅ'ዶ? ሓወይ ዘጥፍአስ ኣነ ከኣ ሓውቱ ሕቊፈ ክሓድር፡ሸለልትነት ኣብቲ መዋቲ እዩ ዘርእየካ። እዞም ሰባት ልክዕ በቲ ሕጊ ናይቲ ዝቅመጥሉ ዘለዉ ሃገር ዝግባእ ፍርዲ ክውሃቦም ኣለዎ፡ንሳ ድማ ዕድመ ልክዕ እያ።
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 3 ай бұрын
Sgab mmeasyom degefti esseyas gebeta sgab zwdae kxsawetu kneru gn baelom memxsaeti derfi baelom metfaeti derfi ykonu alewu hjwnko kjmrwo kelewu nabnebsom zmexsom aymeslomn neru qetilu keyteketelo knebr aykielnyu hjwn keteltin jemertn ab hgi yerekbwom selam kmexsie
@TiblezBerhane
@TiblezBerhane 3 ай бұрын
Beautiful don’t trust them
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 3 ай бұрын
ክክክክክ ከዳዕ ዘርኢ ክርዳድ ደኣ እንታይ ሰላም ኣፍሊጡካ እዩ።
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 3 ай бұрын
Meron nteqawemti kqawem asnann menkesn tray koynu terifu mahgaxs enkilalo
@zzantay3619
@zzantay3619 3 ай бұрын
አብደንማርክ ድም ህግደፍ መንደፍ ናይ ስወአት ወይ ናይ ናጽነት ብዐል ክገብሩ። ከለዉ መግብኩም ሒዝኩም ምጹ ይብልዎም አሞ ተወሳኪ መአተዊ 200 / 300 ኮረና ተውሳኪ ክፈሉ አንዳበሉ ይምዝምዞም ኢሱ ጥራሕ ዘይኮነ ናይ መስተ ብላዕሊ የክፍሉዎም። ህግደፍ መድፍ በጀካ ም ምዝማም ካል አ ስራሐ የብሉ።
@hailuweld
@hailuweld 3 ай бұрын
ሓሳዊ ሰላም ሓሳዊ
@Eskra2000
@Eskra2000 3 ай бұрын
ከምዚ ቆልዓዚ ሞጥቡስ ኣይረኣኹን, ፖሎቲካ ልዕሊ ዓቕምኻ እዩ, ሳናቲም ንኽትኣርስ ወግሐ ጸብሐ ወልፈስፈስ, ትምህርትኻ ግበር, በዓል ማዕበል ብስዉር ንመንእሰይ እዮም ዝግህጽዎ ዘለዉ። solo, Walta Hager , ማዳ ሃገር......። መርገጺኻ ኣነጺርካ ደጋፋይ, ተቓዋማይ, ላንጋላንጋ(silent majority) ሙዃን ጸገም ኣይኮነን ከመይሲ ኣብ ዝኣመንካሉ ስለዝስራሕ, እቲ ዝኸፍአ ናይዞም መዕለበቲ እዩ። ከምኡ ድማ ብስም ደጋፋይ ወይ ብስም ተቓዋማይ ማሕፉዳኻ ምምላእን ብወርቃዊ ዕድላት መንእሰያትና ትላገጹ ዘለኹም ከቢድ ዋጋ ከኽፍለኩም እዩ, መዓልትኹም ተጸበዩ። ሰልጠነ ድማ ስለ እቲ ኩሉ ዝዓቀብካዮ ሰነድthank you , ኣቀላዓዮም ጥራይ, መርገጺ ኣልቦ, በላዕ ክልተ ስጋ ክቃላዕን ክጽፋዕን እዩ ዘለዎ። ሰባት ኣቤ ዝኣምንሉ ከም እምኒ ዓረ ክጸንዑ ጥራይ እዩ ዘለዎም።22-06-2024
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 ай бұрын
መሮንቀንዲ ሽዕብያ አዩ ገንዘብ ንደቂ ስዉኣት ማለት 85% ምርካብዩ ካብ 100 000 85 000ኒሳያስ ዝሃግዝዎ ማለትዩ ባራዩንመን ትሕግዙ ኣለኹም ተረድኡ
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 3 ай бұрын
Rubbish 😢😢😢😢😢
@eriforum9493
@eriforum9493 3 ай бұрын
youtube.com/@eriforum9493?si=ucW-EGErQ5P-jzg3 ደግፍኩም የድልየኒ ኣሎ የሕዋት 💙💙💙🙏🙏🙏
@tesfaldetmehari8497
@tesfaldetmehari8497 3 ай бұрын
ከም ሎሚ ኣይስሓቅኩን ክክክክክክ ዘርአስናይ ግርማይ ክክክክክክ ሽምዓ ኣብ ርአሱ ክክክ
@stefanostewolde9440
@stefanostewolde9440 3 ай бұрын
ሃብታም ተሞክሮ ናይ ዝሓለፈ ቃልሲ ኣብ መንጎ ህዝባዊ ግንባር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ስለዚ ሰዓብቲ ህግደፍ ኣይእመኑን እዮም
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@hailuweld
@hailuweld 3 ай бұрын
እንታይ ስለ ዝበሉ እዮም ሕይወቶም ዝሓለፉ ሕግን ፍትሕን ኣብ ዓድና ይንገስ ስለ ዝበልካ እዚ ስለ ዝሳኣና ዶኣይኮናን ኣብ ስደት ከርተት ንብል ዘሎና።ኣብ ዓዱ ማዓር ከሎ ማዓር እንዳማቱ ዝቓመት የለን።
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 ай бұрын
አዲዞኣድኻ ስለዝኾነ ብዞልኻ ተዛረቦ ሰልጠነ ኣምሓሪጛ ኣይክአልንዩ ገባቸው ወዲ ተሻገር
@HagosElyas
@HagosElyas 3 ай бұрын
Zerisensy sdrasiwuat kingeru yeblomn yibl neru hji kemsil zikiersematat lagixi eyu
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 ай бұрын
Selam selitene hewey
@misssunshine865
@misssunshine865 3 ай бұрын
Merhaba Seltene 💙 💙 💙 💙
@senaitsolomon449
@senaitsolomon449 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙🎉
@mbyoungboy1316
@mbyoungboy1316 3 ай бұрын
Thank you for the music 🎵
@senaitabraham3763
@senaitabraham3763 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@GerumGerum-br6qv
@GerumGerum-br6qv 3 ай бұрын
Seltene 👑💪
@merry7267
@merry7267 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙👍
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 3 ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵
@amonabeba4005
@amonabeba4005 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
The day of the sea 😂 #shorts by Leisi Crazy
00:22
Leisi Crazy
Рет қаралды 1,6 МЛН
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 64 МЛН
An Unknown Ending💪
00:49
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 55 МЛН
Самое неинтересное видео
00:32
Miracle
Рет қаралды 2,9 МЛН
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘተኮረ ዳህሳድ መድያ
2:45:20
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 148 М.
The day of the sea 😂 #shorts by Leisi Crazy
00:22
Leisi Crazy
Рет қаралды 1,6 МЛН