ህፁፅ ሰበር ዜና ተምቤን | ቀጢን ትእዛዝ ጀነራል ትግራይ | ምፍርራሕ ኣብ ልዕሊ ፕረዚዳንት | Kulu News ኩሉ ዜና

  Рет қаралды 21,527

Kulu News ኩሉ ዜና

Kulu News ኩሉ ዜና

Күн бұрын

Пікірлер: 32
@HjhhOioio
@HjhhOioio 20 күн бұрын
ፁቡቅ ሓሳብ
@JffDse
@JffDse 9 сағат бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ጆን መዲድ 👍❤
@Mhimde-c3o
@Mhimde-c3o 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@DANI-m7u1k
@DANI-m7u1k 20 күн бұрын
ጅግና መዲድ❤❤❤❤
@James-f1f9s
@James-f1f9s 20 күн бұрын
Need prayers
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 19 күн бұрын
General John Meden, thank you for your service.
@BrhaneSbhat-dz7zo
@BrhaneSbhat-dz7zo 17 күн бұрын
እዘአ እንተኾይና ፅብቕቲ
@FhH-m7d
@FhH-m7d 20 күн бұрын
❤❤❤❤
@mikihayelom-zf9hx
@mikihayelom-zf9hx 19 күн бұрын
ኑጉስ ሰብ
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 20 күн бұрын
እዚ ናይ ጀነራል መግለጺ ኣብተግባር ዊዒሉ ምንቅስቃስ እንትትሕወሶ ጽቡቅ ነይሩ🎉🎉🎉❤❤❤
@Angie-v7q
@Angie-v7q 19 күн бұрын
Hasawi
@Meles-mf7rw
@Meles-mf7rw 19 күн бұрын
ጆን መዲድ።
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 19 күн бұрын
ተጋሩ በዚ እናሓስቦ ዘለና ጉዳይ ካብ ዓዘቅቲ ናብ ዓዘቅቲ ኢና ንኣቱ ዘለና ትግራውነት ብምግዳልን ብሕዋሕትነትን ዝዕቀን ናይ ድንቁርና ምልክት ኾይኑ ኣሎ ፎሽኳላት
@gebrekidanmael1715
@gebrekidanmael1715 20 күн бұрын
Sorry it was for other advertising
@mikihayelom-zf9hx
@mikihayelom-zf9hx 19 күн бұрын
ኣንበሳ ወዲ ትግራይ ንበር
@isaachaile6017
@isaachaile6017 20 күн бұрын
ከምኡ ኣይ በለይ
@MahmudMahamedzaine
@MahmudMahamedzaine 20 күн бұрын
ፅቡቅ ምኽሪ እዩ ንትግራይ ዓቢይ ፀላኢ አሎ ንሱ ዉንአተሓሳስባ ድሑር ዪ ቅድሚ 100ዓመት ዝነበረ አተሓሳስባ ዩ ትግራዋይ ሙሁር ካቡዚ አተሓሳስባ አይወፅን እዚ ሕማም እንተዘይ ገዲፎሞ ምዕባለ የለን
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r 20 күн бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ጉጅለ ኣደመ መናእሰይ ደቅኹም ኣብ ዓብዪ ዓድን ነገሽን ብፖለቲካ መርገፆም ስለዘቐጥቐጥኩም፤ ስኒ ዘይብሉ ግምት ደገፍቱ ብዕሉላት ሕጋዊ ሸፋቱ ኣብ ማእኸል ከተማ እንትቕጥቐጡ ብሕም ክብል ዘይኽእል መንግስቲ ምዃንኻ ተረጋግፅ ከምዘለኻ ተረዳእ መርድኢ መንግስቲ፤ ህዝቢ ትግራይ መንግስቲ ከምዘይብልኻ ስማዕ! ኣመራርሓ TDF'ወን መንእሰይኹም ተጋዳላይኹም እናተጨፍጨፈን እናተጨፋጨፈን ኢድኹም እግርኹም ጠሚርኹም ከማና ዜና ክትረምዑ መሕፈሪ'ዩ። ኣብ ዓብዪ ዓዲ ዝተፈፀመ ግፍዒ ኣብቲ ከባቢ ዝተመደበ ተሓታቲ ክኸውን ይግባእ። ብተመሳሳሊ መንገዲ ኣብ ነጋሽ ንዝተፈፀመ ግፍዒ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሓይሊ ፀጥታ ይሕተት። ብቐደም ስዓብ ጀ/ል ህንፃን ጀ/ል ማሾን ዝመርሕወን ኣሃዱታት ስለዘለዋ ግፍዐኛታት የቕርቡ፤ ንፖላዊስ ዝምልከት እንተኾይኑ'ውን ኣዘዝቲ ፕላይ እዘን ከተማታት ይተሓተቱ። ዝእመን ይሳኣን'ሎ ይመስል'ሞ ህዝቢ ናይ ባዕሉ ወጥ ዳበታት ፈጢሩ ፀጥታ ከባቢኡ ባዕሉ ምሕላው ዝሐሽ ይመስለኒ'ሎ'ሞ ናብ ተግባር ንእቶ። ትግራይ ካብ ካልኦት ከባብታት ብተነፃፃሪ ሰላም ውዒላ ሰላም እተሓድረሉ ዘሎ ምኽንያት ሓልየትን ልባምነትን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቦትኡ ስለዘሎምበር መንግስቲ ስለዘሎ ኣይኮነን። ባዕልና ንባዕልና ንሓሉ!
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam 19 күн бұрын
ፈሽካል ድርሰት ድዩ ሀሳብካ ብሀፂሩ ምግላፅ አትክዕልን
@merontadele70
@merontadele70 20 күн бұрын
ካብ ትግራይ ጀኔራላት ካብ ትግራይ ፓለቲካዊ መራሒ ካብ ሰራዊት ትግራይ TDF ንላዕሊ አቅምን ፍልጠትን ጅግንነትን ከም ትግራይ አስተውዓሊ ዝነቀሐ ሕብረት ዘለዎ ህዝቢ አብ ኢትዮጵያ ውሽጢ የለን አርባተ ነጥቢ እሞኸ ለምንታይ አርባዕተ ኪሎ ትጎዩ በአኹም ምኽንያት ህዝብናን ሰራዊትናን ንምንታይ ተዋርድዎ ችግርኩም አብ ውሽጥኹም ወድኡ ናይ ትማልን ናይ ሐዝን ስዋአትና ነብሶም ትዕረፍ ህዝቡ ሰላም ሀብዎ በጃኹም አይተዋሩዱና ክቡር ህዝብና ተዋሪዱ ተስፋ እንተቆረፀ እውን ዘአምኖ ዝፈጠሮ አምላኽ ተስፋ አይቆርፅን ። ጀኔራል ጆን መዲድ ናዓኻን መሓዙትካን ክብርን ተሰፋን አለና ዕድመኹም ዝወዳኹሙሉ ህዝቢ እዮ እሞ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 19 күн бұрын
I like your comment
@hadishgebreyohannes2373
@hadishgebreyohannes2373 19 күн бұрын
ጀነራል ዮሃንስ አቲ ሓቂ አሱ ኡዪ ግን ኢትተግባርነዶ አውዩኩሙን ኢምበር ካባኹሚ ንላዕሊ ፈላጥ ከመዘየለማ ህዝቢ ትግራይ ይፈሊጥ ሰለዚ ግዜ አንተዮ ወሰድኩሙ ሚሚዕርራይ ገይርኹሙ ትግራይ አድሑኑ ካብን ደበርፅዮንን አለምን ፈትለን ህዝቢ ትግራይ ዝፅበዮ ነለን
@NikenameName-b7i
@NikenameName-b7i 20 күн бұрын
እዝ ጆነራል ግን እዋን ዕግርግር ጋል ሶቦይቱ ዘሞርዖዉ ታይ ይዛረብ ኣሎ
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc Күн бұрын
ጆን ወይም መዲድ ብተዳጋጋም መግለፅ ህብካ ነገር ግን ሐደ ግዜ ናይ አደመ ጉጅለ ትድግፍ ትመሰል ሐደ ግዜዶሞ ንግዚያዊ መንግሰት ትደግፍ ትመሰል ሐዚ አብ ዝሐለፈ ግን ዘሐፍር እኹም ሰርሕኹም ምክንያቱ ወታደር አብ ፓለቲካ ውሰጥ አትዩ ምድጋፍ ምቅዋም አይኽእልን ምክንያቱ ናይ ሃገርቱ ሕገ መንግሰት ሐላዊ እዩ እምበር አብ ኩሉ መዳይ ፓለቲካ ክአትው የብሉን አብ ሐደ ሃገር ዝተፋላለዩ ፓለቲካ ፓርት እዩም ዘለው ናይት አብ ሰልጣን ዘሎ ፓርቲ ዝደግፍ እንተኾይኑ አምባ ገነናዊ ሰርዓት እዩ ዝባሃል ሰለዚ አብ ትግራይ ካዓ እዚ እዩ ተራእዩ ነገር ሐዚ ዝተጀመረ አይኮነን ኢህወደግ ምሪጫ አሸንፉ አይውቅም በተኮል እንተዘይኮኑ፣
@gebrekidanmael1715
@gebrekidanmael1715 20 күн бұрын
I don’t need this you are disrupting my time
@mikihayelom-zf9hx
@mikihayelom-zf9hx 19 күн бұрын
33 %ኣብ ዊሹማ ዝተፀደ ወይ ከም ዝቢኢ ኸብዲ ዝሰፈሐ ዘለዎ ክንይ እልኻ ወንጀኛታት በዝሓም ብገምጋም ምእራም ይሐይሽ
@AetwWleargu
@AetwWleargu 20 күн бұрын
ነፈጥ አበይ ደኻ ትፈልጦ ጋል ሰበይቱ ተመሪዕዩ ትብሎ
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 19 күн бұрын
እንዳ፡ኩሉ ሓሶት ሓሶት ባህሊ ተጋሩ ቆማላትዩ
@BisiratHagos
@BisiratHagos 19 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ናይ ሓሶት ሚድያ
@GebrekidanZeru
@GebrekidanZeru 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
🛑 "ወጊድ ንበሎም " - ጀነራል ጆን መዲድ
12:41
ሚሐ Mihe Entertainment
Рет қаралды 25 М.
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН