ህወሓት ግልፂ መብርሂ ሂቡ/ፀለምቲ ህፁፅ ፃውዒት/ፋኖ ዓሰርተታት ኣገው ጨፍጪፉ/ብሱዳን ኣገዳሲ ምዕባለ!

  Рет қаралды 5,908

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

Пікірлер: 30
@Tigrai24
@Tigrai24 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም ንትግራይ!
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 3 ай бұрын
ዉድብ ድሒኑ ህዝቢ ሃሊቁ.
@JonNati
@JonNati 3 ай бұрын
አማኑኤል ሓሲዉ ኢዩ ተጎጂሎም ኣትዮም ተጎጂሎም ከዓ ኣንጨብጪቦም ውጺኦም ሰረቅቲ ከይሕተቱ መእንቲ እቲ ዝነበረ ናይስርቅን ከባቢያዊን ጉጀል ተመሊሱ ኣብስልጣን ክጸንሕ ዳግም ትግራይ ናብሽግርን መከራን ከእትዉ ዝደልዩ ማሕበር ሰረቅቲ ማሕበር ምጉጅጃል ማሕበር ዕንክሊልታት ኢዮም ንግዜኡ ኣሸኒፎም ወጺኦም ዘለዉ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 3 ай бұрын
News and media of conflict, un stable lack of peace and disturbance as a business.
@GEB301
@GEB301 3 ай бұрын
እዞም ኣርሒቖም ዘይእምቱ ድሑራት መሪሕነት ህወሓት ተስፍኦም ኮነ ውደቀቶም ክንድዚ ዝኣክል ኣብ ቀረባ አይመስልንን ነይሩ።ውድብ ድሒና ኢሎም ድማ ኣዊጆም!?ድሕሪ ክልተ ወይ ድማ ሰለስተ ቅነ ውድብና ነድሕን ኢሎም ክእውጁ እዮም መሊሶም።ውድቀት ስትራቴጂካዊ መሪሕነት ገጢሙና ካብ ዝብሉ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ኮይንዎም 'ዩ።ግን ድማ መሊሶም ነቶም ኣርሒቖም ምእማት ዝኣበዮም ዘወር ኣቢሎም ይሾምዎም።እንድሕር ወዲቅኻ ወዲቅኻ ዩ ሓዱሽ ሓይሊ ቦታ ሂብካ ምብቃዕ 'ዩ እቲ ዝሓሸ መማረጺ።በቶም ሐዚ ዘለዉ ናይ መሪሕነት ጨና ዘይብሎም መራሕቲ ኢልካ ንምጽውዑ ዘጸግሙ ነኒ ባዕሎም ብኔትወርኮም ኣቢሎም ክመናጨቱ ዝነብሩ ሰባት ዘድሕንዎ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ውዳበ ኢሉ ውን ህዝቢ ብፍጹም ክህሉ ኣይክእሉን።እኳዳኣስ ህዝቢ ትግራይ ንተደጋጋሚ ዘየቋርጽን ኩለንተናዊ ብርሰት እናተቃለዐ ቀጺሉ ኣሎ።እቲ መዓንጣኻ ዝበትኽ እዙይ 'ዩ።ነኒ ዝተወለደን ዝባጽሐን ወሎዶ ብስንኪ ውድቀት መሪሕነት ኣደዳ ዓረር እንዳኾነ።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 3 ай бұрын
ኣይ ተጋሩ ማኣዝ ኢና ጂኦፖለቲክስ ዝርድአና . ኣልቡርሃንን UAEን ክራኸቡ ምእንታን ብኣብይ ዝተሓሰበ ሽርሒ ብቐሊሉ ክርድአና ይግባእ ። ድሕንነት ትግራይ ይትረፍ እዚ ክርድኦ ተዘሪቡዎውን ዝሰምዕ ኣይኮነን። ሽግርን ውድቀትን ትግራይ ብቕዓት ኢንተልጀንስ ምኻኑ ክንፈልጥ ኣለና። ኢንተልጀንስ ከይሰማዕካን ከይርኣኻን ነጥብታት ገጣጢምካ ጥንቃቐን ስጉምትን ምውሳድ ማለትዩ.ምእንትዚ ቁልፊ እቱ መሪሕነት ኣብታሪክን ጂኦፖለቲክስ ዓለም ፍልጠት ብዘለዎም/ ብተፈጥሮ ውህብቶ ዘለዎም ናብ መድረኽ ብምምፃእ ጥራዩ ዝፍታሕ። ኣትግራይ ሽግርና ብቕዓት ዘይኮነስ ተኣማንነትዩ መዐቀኒ ኮይኑ ፀኒሑ ብፍላይ ድሕሪ 1993 ዓ/ም ውድቀትኔ ካብኡ ይጅም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 3 ай бұрын
ህልውና ውድብ ሕውሓት ምርግ ጋፅ ማለት ቀፃሊ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ምርግጋፅ ማለት እዩ ።❤❤❤
@AgameTigray
@AgameTigray 3 ай бұрын
እዙይ ዝነቀዘ ሓሳብ ኢዩ። ህውሓት መርገም ህዝቢ ትግራይ ኢያ። ቁርዲድ ኮይና ንህዝቢ ትግራይ ጅሆ ሒዛ አላ። ውድብ ድሒና ህዝቢ ሐሊቁ።
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 3 ай бұрын
Chenawii,sdi
@AgameTigray
@AgameTigray 3 ай бұрын
ርእሲ ሐምሓም።
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 3 ай бұрын
@@AgameTigray dedeb chenawi
@AgameTigray
@AgameTigray 3 ай бұрын
@@MeredKinfergb ኪድ ወዲ ሓጻቢ መዓኮር ጣልያን።
@momonatube5905
@momonatube5905 3 ай бұрын
እዞም ደናቁር ጉጅለ ህወሓት እናሃለው ህዝቢ እፎይ ኢሉ ኣይሓድርን።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 3 ай бұрын
ደንቆሮ ንስኹም ኢኹም ኣቱም ረሰሓት ለያቡ ባንዳታት ትግራይ ጠል
@AgameTigray
@AgameTigray 3 ай бұрын
@@zaebakulu8553 ሐደ ሚሊዮን ትግራይ ህዝቢ ብጭካነ ክቅተሉ ምክንያት ኮንይንካ ፣ መሰረተ ልምዓት ትግራይ ንክበርስ ምክንያት ኮይንካ ል 148 ሺሕ ደቂ አንስትሮ ክድፈራ ምክንያት ኮይንካ ፡ አፍደገ ትግራይ ጋህ አቢልካ ከፊትካ ንጸላእቲ ሂብካ ሐዚ ክመርህ ኢየ ማለት ገና ህውሓት ደም ህዝቢ ትግራይ ሰትያ አይጸገብትን ማልት ኢዩ።
@AgameTigray
@AgameTigray 3 ай бұрын
@@zaebakulu8553 ህውሓት መርገም ህዝቢ ትግራይ ኢያ።
@AgameTigray
@AgameTigray 3 ай бұрын
@@zaebakulu8553 ስልጣነ አክሱም ብጸርፊ አይምለስን።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 3 ай бұрын
@@AgameTigray ኣዝዩ ኬብ ዘሕዝነኒ ነገር ነዚ መንእሰይ እዚ ለይቲ ምስቀትሪ መስዋእቲ ምኽፉለይ እዩ ከመይ ዝኣመሰለ ዝተምሃረ መሃይም ወሎዶ እዩ ተፈጢሩ ዘሎ በል ሓዝ ክነግረካ ዘመነ ውቤ ደቂቀ ዩሃንስ ዘመነ ሚኒሊክ ዘመነ ሃይለስላሰ ዘመነ ደርጊ ዘጨፍጨፈትኩምውን ሕውሓት እያ ያ ሼንካ ደቅስ እቲ ለጢፍካዮ ዘለኻ ኣሉላ ንትግራይ ን ሚኢቲ ዓመት ኣብድንቁርና ተኺንልዋ ዝኸደ ጀነራል እዩ ክትፈልጥ ተመራመር ብይበሃልያሉ ኣይትቃወም
DID A VAMPIRE BECOME A DOG FOR A HUMAN? 😳😳😳
00:56
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 47 МЛН
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 8 МЛН
🛑ዋጋ በጃጅ ኣብ ትግራይ ክንድይ ኣሎ ?/how much price of tvs bajaje
8:08
Hayet Vision ሓየት ቪዥን
Рет қаралды 4,6 М.
ሮቤል መልስ ሰጠ...የተደበቀው እውነታ
16:44
ethio meznagna ኢትዮ መዝናኛ
Рет қаралды 10 М.
DID A VAMPIRE BECOME A DOG FOR A HUMAN? 😳😳😳
00:56