"ህወሓት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ከምዘይድግፍ ተጌይሩ ዝቐርብ ዘሎ ፀለመ 'ዩ!" ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ውድብ ህወሓት ፍስሃ ሃፍተጽዮን (ዶር)

  Рет қаралды 24,675

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ
#mulugeta_Tuemzgi
#Eritran_Activist_Mulgeta_Tuemzgi
#ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ
#Dejen_mezgebe
#ደጀን_መዝገበ
#ውናት
#ናፅነት_ትግራይ
#ጌታቸው_ረዳ
#ማይጨው

Пікірлер: 386
@samiunique
@samiunique 10 күн бұрын
ትግራይና: ፖለቲካዊ ቑማር ኢትዮጵያ: ብደንቢ ዝርዶኦ! ስማርት መራሕቲ የድልየና!
@yitbarekgebreselassie3805
@yitbarekgebreselassie3805 10 күн бұрын
ረብሓ ህዝቢ ኣቐዲምኩም ኣይትፈልጡን
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 10 күн бұрын
ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ
@mizanhailu-m5o
@mizanhailu-m5o 10 күн бұрын
ይኣክል!! ብኣኩም መሪሕነት ህዝቢ ትግራይ 3 ትዉልዲ ኣጥፊእኹምዎ። ኣረ ሕፈሩ በጃኹም😢
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 10 күн бұрын
ኩሎም ሓደ አያም ግን ናይ ሕጂ ጌታቸው ገዲዱ አትዝተከፈለ ዋጋ ይህዋትና ከቱ ብዝገብር መገዲ ናይ አብይ ትዛዝ ይፍፅም አሎ ከምታ ቅድሚ 6ዓመት ሸተት ትብል አላ ትግራይ ምብልፅግ ምብልፃጉማ ቅድሚ 1ሚልዮን ሞት አተ ንብልፅግ ምሓሽ
@mizanhailu-m5o
@mizanhailu-m5o 8 күн бұрын
​@@SelamMeles-lt8lz ኣነ ጌታቸዉ ኮነ ደብረፅዮን ኩሎ ሕወሓት ሓደ እዮም። ሕወሓት ድማ 3 ዘለዶ ዝበልዐት ዉድብ እያ። መሪሕነት ሕወሓት በቢ 20 ዓመት እንትርፊ ጥፍኣትን መከራን ዋላ ሓንቲ ለዉጢ የብሉን ናይ ፅባሕ ወለዶ እዉን ዋላ ሓንቲ ዋሕስ የብሉን። "ይኣክል" መሪሕነት ሕወሓት😢
@StKju-nq8fc
@StKju-nq8fc 10 күн бұрын
ሕወሓት ሓደ ዉድብ እዩ ፈተወ ፀልኤ መረፃ ክስጋዕ ዝግበር ጊዛዊ መንግስቲ ከማሓድር ግድን እዩ
@HizbawiEnihun
@HizbawiEnihun 10 күн бұрын
ተፈናቀልቲ ፈቀድኡ እንዳሞቱ እንዳተሳቀዩ መሬትካ ኣብ ኢድ ፀላእቲ አሀጊርካ ምንም ኢድን እግሪን ዘይብሎም ቢሮ ንሓንቲ ሰዓት ኣትዮም ዘይፍርሙ ብምፍላጥ ይኹን ብዘይሞፍላጥ ንፀላኢ ዘርብሕ ሥራሕ ዝሰርሑ ሰባት ትግራዋይ ስጋዕ ዝዋረድ ድዩ ኣብይ ኣሕመድ ዝጎለቶ ጉልት ድዩ በስገዳድ ኣብ ሥልጣን ዝፀንሕ።ጌታቸው ፃድቃን ደብረፄን ይልቀቁ!!!
@Fikru1948
@Fikru1948 10 күн бұрын
​@@HizbawiEnihunHabzi Habzi Habzi Habzi 😁😁🤣
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 10 күн бұрын
ተጋሩ * አድነቕቲን ነቐፍትን ሐሳባት ንኹን። አድነቕቲ ውልቀ-ሰባት ነቐፍቲ ውልቀ-ሰባት አይንኹን። * ትጽቢት ዓወትና አብ ውልቀ-ሰባት፣ አብ ዝተወሰኑ ውድባት፣ ሙሁራት ጥራሕ ዝተወሰነ አይንግበሮ እንታይ ድአ አብ ኩላትና ተጋሩ ዘሎ ኡኩብ ድምር ኩሉ ዓቕምታትና ምኻኑ ንእመን። * ካብ ድሑር አተሐሳስባታት (ብከባቢ፤ ብቁሸት፣ ብዓዲ፣ ብመታዓቢቲ፣ ብመማህርቲ፣ ብዕርክነት፣ ብመሳቲይቲ) ዝብሉ ወጺና ንደቂ ሰባት ብዘቕርብዋም ሐሳባት ንምዘኖም። * ንውልቀ ሰባት ይኹኑ ንውድባት ንኹልና ተጋሩ ብሐባር ብዘርብሕ ዝኽተልዋ መትከላዊ አተሓሳስባን ብ ዝኽተልዋ ፖሊስ ንደግፎም ንቃወሞም። * ንንድግፎም ውልቀ-ሰባት ይኹኑ ውድባት ኽንድ እምባ አግዚፍና አይንግለጾም። * ንንቃዋሞም ውልቀ-ሰባት ይኹኑ ውድባት እውን ኽንዲ ፍረ ጣፍ ጌርና አይነአእሶም። * ኩላትና ጌጋን ጽቡቕን መፋጥርትና ዝኾና ደቂ ሰባት ኢና እሞ ደገፍናን ተቓውሞናን ዓቐን ዘለዋ ይኹን። * አድናቖትናን ወቐሳናን ድማ ብስነ ምግባር ዝተማእዘነ ንግበሮ። * ንውልቀ ሰባት ይኹኑ ውድባት ብውልቅና ስለ ዝጸላእናዮም ጥራሕ "ሐደ ሚልዮን ህዝብና አህሊቖም ከይአኽሎም" እንዳበልና ነቲ ኽንደይ ጀጋኑ፣ ጎብለላት፣ ሽደናት፣ ዋዕሮታት ንስለ ትግራይን ተጋሩን ዝኸፈልናዮ መስዋእቲ አይነራኽሶ፣ * ነቲ አብ ሙሉእ ዓለም ዘለና ተጋሩ ገንዘብና ግዜና ኩለንተናና ወፊና ዝተቓለስናዮ ቃልሲ አይነራኽሶ፤ * ነቲ ከም ህዝቢ ብጸላእትና ዝበጻሐና ጆኖሳይድ * ነቶም ዓለም እንዳ ራአዮም፣ ብራአዩለይ ስምዑለይ ንህዝብና - ብአየር፣ ሄሊኮፕተር፣ ድሮን፣ መዳፍእ ሐዊ አዝኒቦም ዝጨፍጨፉዋም። * ብኽባ ብዕጽዋ ብጥሜትን ሕማምን ዘህለቕዋም። * ብዕሰለአዊ ግብረስጋዊ ዓመጽ አሓትና እኖታትና ደፊሮም ስነ ልቦነአን ዝሀሰይዋ። * ብተመልከተለይ ቪድዩ እንዳ ቀድሑ ዝረሸኑዋም አብ ገደል ዝደርበይዋምብጸሐይ ቀትሪ ጥሪቶም እኽሎም ዘራእቶም ሀብቶም ቤቶም ዘዕኑውዋ ዝዘረፍዋ ወዘተ.... ወዘተ.....ኩሉ ዝፈጸምዋ ናይ ጆኖሳይድ ተግባር አይንሸፋፍኖ። * በደል ጸላእትና ናብ መራሕትና ናብ በዓልትና አይነማሐላልፎ። * ረሳዕቲ አይንኹን። ተቐየምቲ እውን አይንኹን። እንታይ ድአ ዘከርቲ፣ መስተዉዓልቲ፣ መስተብሀልቲ ንኹን። * ብትሕተ ርእሰ ምትእምማን ርእስና አይነድንን፤ ንዝተበደልናዮ አይንሸፋፍን። ናይ ጸላእትና በደል ንዓርስና አይነሸክም። * ብምሒር ርእሰ ምትእምማን ፈኸራ አይነብዝሕ። ብሰለማዊ መገዲ ብጥበብ ብብልሒ ንቃለስ። * ን ኹሉ ብዕቅን (balance) ገይርና ንዕሞሞ። * አብ ሕድሕድና ዘሎ ናይ ሐሳባት አፈላላይ ይኹን ናይ ሐድነት መስተጋብራት ብምጽላእን ብምፍታውን አይንርአዮም ብ የ- እምን እዩ፣ አየ-የእምንን እዩ ብዝብል ገይርና ንምዘኖም። * ኩሉ comment ዝህብ ትግራዋይ እዩ ኢልና ንነብስና አይነዕሹ።
@ሩሁብመርሃዊ
@ሩሁብመርሃዊ 9 күн бұрын
ብጣዕሚ የቐንየለይ ዘስፈርኻዮ ሓሳብ ኣብ ልበይ መሊኡ ዝነበረ እዩ ከክንዳይውን ኾንካ ከምዘስፈርካዮ ገይረ ስለ ዝተረዳእኹኻ እየ የቐንየለይ ምባለይ።
@matimahtem4848
@matimahtem4848 10 күн бұрын
ብሰንክኹም እዩ ቤት ምኽሪ ዝፈረሰ። ተቃወምቲ ፖርቲ አቲዮም ተዝኸውን ቤተ ምኽሪ ትግራይ አይመፈረሰን።
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 10 күн бұрын
ዘየሸነፉ ናበይ ከአትው ሰዋሰንበት አካሰ አባላት አለውዎ ንመፃኢ ሰንበት ዝውሰኑ መርአይና ፅልኢት አይንግበሮ ምኽንያታዊ ሐሳብ ነቅርበሎም ዝምልከቶም ብዙሕ ድኽመት አለዎም አዞም ህወሐት ዝበሃሉ ወገን ተገንዘበኒ ሐሳበይ
@matimahtem4848
@matimahtem4848 10 күн бұрын
እዚ ኹሉ ልመና ልፍለፋ ስልጣን ሃቡና ዲዩ ?
@mulugetahadush7599
@mulugetahadush7599 10 күн бұрын
ኣይምነወኩምን ድዩ ትስልጣን ደም ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ቀለብኩም
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
አቱም ሰባት ትናገርዎ ፍለጡ ፀላኦ ዘቀበለኩም አብ ምድያ አይትለፍልፉ ግንባሮምዘሃቡ እኮ እትም ጀጋኑ መራሕቲ እዮም ህውሃት ምስ ህዝባ ፀኒአ ደው ትብል ናብዘአመረ አይትጎይን ንስሃትኩም እኮ ነቲ ፀላእቲ አዶሙ አሕዋትኩም ዘድፈረ ንትግራይ በሻሻ ገይርናያ ንዝበለ ትሰርሑለኹም ምኻንኩምስ ይርደአኩምዶ?ግን እመኑ አይኾነልኩምን ህዝቢ ትግራይ ቆቃኽ እዩ ኸዚ ኸዚ የስትውእሎኩም አሎ።
@matimahtem4848
@matimahtem4848 10 күн бұрын
​@@abebakebede1270ብኹናት ጀግንነት ምንም አይጠቀምናን። ህዝብና ቆቃሕ ኾይኑ አይፈልጥን።3,000 ዓመት ዘለዎ 6 ሚልዮን ኮይንና አይምተረፈንናን።
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 9 күн бұрын
ብደም ህዝቢ ትግራይ በሊዖም በሊዖ ክነትዑ ዝበሉ መራሕቲ ግ.ም.ት, ሽኮር ሕሙማት ይመስለኒ ሖሶት አብዚሖም, ብሽኮር ሕማም ዝሳቐ ሰብ ምስጢር አይሓብእን, ኮምኡ እውን ሓሶት የብዝሕ ልክዕ ከም መራሕቲ ግ.ም.ት😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@eyobyat
@eyobyat 9 күн бұрын
@@matimahtem4848 አማራፂ ሃበና::
@user-je3ij7ph1e
@user-je3ij7ph1e 10 күн бұрын
ሓሳዊ ህወሓት እማ ስልጣን እዩ ዝጋየ ዘሎ ኣምለጠት ኣምለጠት እዩ ዝብል ዘሎ
@user-fp4gj6si3j
@user-fp4gj6si3j 10 күн бұрын
ሐሻዊ😡😡😡
@logout991
@logout991 10 күн бұрын
ክልቲኡ ጉጅለ እንተዘይተጓሒፉ ትግራይ ናብ ሓደጋ ምእታዋ ኣይተርፍን
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 10 күн бұрын
ሓሰውቲ ልያቡ ኣመራርሓ ህወሓት ነቒሕና ኢና ነመን ክተታልሉ
@user-yu8ss5lm7o
@user-yu8ss5lm7o 10 күн бұрын
ገይታቸዉ ህወሐት ኮይኑ እንዶ ተመሪጹ ሐዚ ታይ ትብል አለካ ንሰካ ዶ አይተወዳደርካን ምስ ገይታቸዉ ተሸኒፍካ ገይታቸዉ ዉን አሸኒፉ ንምንታይ ዘይትሕግዝዎ
@habtabghebrekidan3137
@habtabghebrekidan3137 10 күн бұрын
ኣብ ሕውሃት ዘለኹም ሓለፍትይ ብህዝብይ ትግራይ ትጻወቱ ኣለኹም።ስልጣንኩም ኣረኽቡ።ዘይኮነ ኣይትለፍልፍ።
@user-hu8gb3rc7q
@user-hu8gb3rc7q 10 күн бұрын
እቶምኣብዉልዘዕቅፉ ዝነበሩ ሽማም ይገለፁ መፍትሕ እዩ ህዝቢ ይፍለጦ ።
@endlessefforts6015
@endlessefforts6015 10 күн бұрын
ናይ ስብሓት ነጋ plc ሕወሓት ናይ ጉጀለ ረብሕኡ እምበር ናይ ሓባር ረብሓና ኣይውክልን !!
@tsegaygebru
@tsegaygebru 10 күн бұрын
ጸላእትና እንዳበልካ ምስ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና ኣይትፈላልዩና
@leulgebremariam3379
@leulgebremariam3379 10 күн бұрын
Etiopians entay kem geruk resiha .short memory malet ezi eyu .
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 10 күн бұрын
ገፅካ ትርሓቅ ጋህባ ናዳ ኢትዮጵያዎያን ምንም አይገበሩን ትግራይ አትዮም ከመይ ዓይነት ባዳ አካ ወደይ ሓቂ ምዝራብ ካልእ ፅልኢት ካልእ ቆሻሻ
@alexjohn996
@alexjohn996 10 күн бұрын
Ethiopia Dreitooo
@hope52052
@hope52052 10 күн бұрын
​@@alexjohn996That's why I concluded Mr. Getachew propagandists are supportive of Abiy Ahmed and Tigray Genocide
@selamawitsolomon1918
@selamawitsolomon1918 9 күн бұрын
​@@SelamMeles-lt8lz😮
@samigersie7653
@samigersie7653 10 күн бұрын
ይበኪይ ድዩ ዘሎ መብርሂ ኢዩ ዘሎ እዙይ ሰብ ከይ ምረፅ እግዚሄር ሓጊዙና እምበር እንታይ ክወሕጠና ነይሩ ኢዩ
@momonatube5905
@momonatube5905 10 күн бұрын
ኣተም ሰተይቲ ደም፣ እዚ ኩሉ ህዝቢ ኣህሊቅኩምስ እንደገና ንስልጣንኩም ትጭነቁ?
@megersaderesederese7129
@megersaderesederese7129 9 күн бұрын
Thank you Dr Fisseha for ur clarification.Tplf shines forever because of u other true leaders of the people.
@amanueltadesse5405
@amanueltadesse5405 9 күн бұрын
TPLF is beyond the party. Thanks Dr. for your clear interview. We need you very very much.
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛በርትዕ ሐውና አጆኳ ንሓቅይ እና ንህዝብ ትግራይ ብፅንዓት ዝቆምኳ እኳ ኩቡር ሓውና።❤
@GizeySerikomo
@GizeySerikomo 10 күн бұрын
Debere enklil kalay gzye nabey eyu kmerh delyu nkelay
@megersaderesederese7129
@megersaderesederese7129 9 күн бұрын
ተባዕ ጅግና መንእሰይ ❤
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 10 күн бұрын
ጥር እትብል ቁምነገር ዘይረኸብኩላ ዕላል😅 ደብረጽዮን ይሐሽ ዋ ኢሂ ሽም ጥቐስ ኮ ተባሂልካ😂 ጥቐስ እንዶ ወዮ ሓቂ እንተሃልዩኳ 😢😢
@user-pf8mi8ke4q
@user-pf8mi8ke4q 10 күн бұрын
ወራስ ዖና
@3NAB_768
@3NAB_768 10 күн бұрын
እቲ ፀገም እኮ መፍትሒ ትብልዎ ዂናት ምዃኑ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ድማ ዂናትን ወረ ዂናትን ክሰምዕ ኣይደልን።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
ወስላታ ኪናትማ ንስሃትኩም መንጨብጨብቶ አብዘክተረደአኩም ፓለቲካ ሎኽ ሎኽ ባሃልቲ ኢኹም ትደልዎ ዘለኹም ህውሃትዳ አብ ስእል ፕሪቶርያ እዩ ዘሎ ናይ ምን ታይ ጦርነት እዩ።
@32xey
@32xey 10 күн бұрын
It is too late, TPLF can't reverse the storm that is erupted by the people of Tigray. ሓሳውቲ!!!~
@TimmyTurner5-l5z
@TimmyTurner5-l5z 10 күн бұрын
That is true. I don't know how these guys are thinking. They are shameless!!!
@ኣለም
@ኣለም 10 күн бұрын
ወራሲ ዑና
@KahsayKiros-yi3gf
@KahsayKiros-yi3gf 10 күн бұрын
This guy is not telling the truth or lying. You can see his eyes drifting and his face in disturbing state. I wonder if there is a lie detector in Tigray.
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 10 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ካብ ውድብ ሕወሓት እታይ ተረቢሑ አብዝ ሓለፈ 49 ዓመት ብጃካኹም ተጋሩ የለውን ንትግራይ ዝመርሑ ? ሕወሓት ሀይማኖት ነቲ ዘምልኾ። አብተን ካልኦት ውድባት ትገብርዎ ኩሉ ተጻብኦ ይኹን ንዕቐት ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ንዕቀት ምኳኑ ክፍለጥ ይግባእ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
ካብ ፅንተት ተሪፋ ሳላ ውድቡን ህዝቡን ዝውድብ እንተዘሃልዩ ብትንትን እልል ትብላእ ጠፊእኪም አይኮነን እሱባት ኮይንኩም እንበር ።
@WediabayuKinfe-om3sn
@WediabayuKinfe-om3sn 10 күн бұрын
ካሕዳማት በጃካ ሰቅ በል ቆስልና ኣይትጉዱኡና
@BaryauNigusse
@BaryauNigusse 10 күн бұрын
ሕዝቁዝቅ አይታብሎ።
@samigersie7653
@samigersie7653 10 күн бұрын
ክዛራብ ከሎ ዝሕሱው ዘሎ ምኻኑ ይፍለጥ አሎ ካብዙ ጉጅለ እዚ ምጥንቃቅ ያድሊየና ኢዩ
@BirhaneGebru
@BirhaneGebru 7 күн бұрын
ጅግና ብሓቂ
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 10 күн бұрын
❤በለካ ለክዔካ ይንታይ ይዓብሰልና ህዝቢ ትግራይ ። ብተግባር ፥ ግዛት ትግራይ ን ህዝብን 40% አብ ኢድ አራዊት ሰራዊት ኤረትራን ኢትዪጵያን አምሓራን ብቀኝ ግዝአት ደም ይነብዕ አሎ ።ተፈናቀልቲ ናብ መረበቱ አይተመልሰን 3 ዓመት ዕንኪልል ተብሉዎ አለኩም ።ጌታቸው /ደ/ር ደብረፅን እዚይ ከየፈፅምኩም ክንርኤኩም አይንደለን❤
@embaygab9949
@embaygab9949 10 күн бұрын
እንቶ ፉንቶ እዩ መተሐዚ የብሉይ ዘረባኻ
@EsternMedia190
@EsternMedia190 9 күн бұрын
ፅቡቅ መብርሂ ይመስል። ዛንጊዑ'ውን ተመፅአ። ካብተን ኣብቲ መደረ ዝትልዓላ። ኽንደየናይ ክንአሞኖም ንኽእል? እዚ ኣብዚ ዝትውሎ ዛለኻ ጉዳይ/ዛዕባ ናይማን ምስቶም ተዳራደርቲ ኣካላት ብግቡእ ኣብሪህኹም ረብሓ ትግራይን ተጋሩን ኣብምኽባር ግደኻ ተፃዊትኻ ዲኻ? ኻሊእ ዛይ ኣተወኒ ጉዳይ ደማይ ንጊዚያዊ ምምሕዳር ወይድማ ናይን ጌታቸው ጉጅለ ዲኻ ትወቅስ/ትውንጅል ዛለኻ? Rather than accusing others, you better admit your leadership failure, negotiation ability, corruption, prioritizing power over the causes of people, and still oppressing opposing political parties and the media among other things. I hope you'll be able to ask yourself these kinds of questions. I THINK YOU ALSO FEAR THAT POWER IS OUT OF HAND AND YOU ARE STRIVING HARD TO RETRIEVE IT. People are vigilant and conscious more than at any other time, and you should be aware/consider this, sir!
@የዝምታአቀንቃኝ
@የዝምታአቀንቃኝ 10 күн бұрын
Is he imitating Debretsion or they are related? 😂😂
@loveloveslove729
@loveloveslove729 10 күн бұрын
Debrix copy. ዓርኪ ሰባር ነቓዕ ተባሂሉ ዩ። ምንያ ኮለል ዩ ነገር tplf.
@Habesha2010
@Habesha2010 8 күн бұрын
"ብኸባባዊነት ዓውሩ ክስልለና ዝነበረ ሓይሊ እዩ" ብጣዕሚ ሓደገኛ ፍረጃ ጥራሕ እንተይኮነስ እታ ልቦም ኣበይ ከምዘላ ትርእየና ኣላ
@edenyisak8707
@edenyisak8707 10 күн бұрын
You proved how low the current leadership of the party is.
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 10 күн бұрын
ወይ ኮለል ዕድል ዘይ ብሉ ህዝቢ ሓንቲ ከመለሰ ከም ጋኒን ዕዲ ሃሎ 😭😭😭
@BaryauNigusse
@BaryauNigusse 10 күн бұрын
በኻይ ኝኝ ኣይትበል ።
@ZeslassieZerabruk
@ZeslassieZerabruk 10 күн бұрын
The issue is not about pretoria and it is not also about the benefit or interest of Tigrai rather it is all about power struggle. The unlimited seeking of power .
@Mehari2491
@Mehari2491 10 күн бұрын
ህወሓት ባይ ባይ: ገንዘብን ስልጣንን ዘይምነዮም
@mulubrhanhaile-g4t
@mulubrhanhaile-g4t 10 күн бұрын
ናትኩም ናይ ሃለዋት ሕቶ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ክኸውን ይክእልዩ ህዝብና አብናይሃለዋት ሽግር ኣትዩ እዩ ዝብሓል ሸቐጥ ግን ፋሽኑ ዘሓለፎ ስልቲ እዩ ማንም ኣይሰምዓክሙን ናይህዝብና ፀገም መበገሲ ምኽንያት ንስኹም ኢኹም ። ተደበቁ ጎሓሉ ደረቃትን ደደባትን ኢኹም በሓቂ !!
@BahtaGirmay-c2y
@BahtaGirmay-c2y 10 күн бұрын
ልህዝቢ እንድሕር ተቐድሙ ህዝቢ ምርጭኡ ኣፍሊጡ'ኒሆ! ኾነኩም!!!
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 10 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ አት አብ ውሽቲ ዘሎ ሰራ አታይ ይፈልጥ አነ ክምዝመስለኒ ህዝቢ ትግራይ ኮነ መሬት ትግራይ ይሽየጥ ከምዘሎ ይስማዓኒ
@SkyEritrea
@SkyEritrea 10 күн бұрын
ኣንቲ መድሂን ሓፍትና ወያነ ክትጠፍእ ኣለዋ.ንጌታቸዉ ሓግዝዎ ወያነ ህግደፍ ንኸይጠፍኡ እታ ቀንዲ ትዓግት ዘላ እሳ ኢያ.ሕሰብዮስከ ዋላ ሕጂ ምስ ህግደፍ ፍቅሪ ኣይወጸሎምን ወያነ ምስ ህግደፍ ተኾኖም ጌታቸዉ ምስ ኣቢ ተኾይኑ ምስጌታቸዉ ኮይና ጋሃነብ ከነእትዎም ኢና.ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዝብሉ ዘለዉ 20 ዓመት ዘየርብሕኹም ሕጂ
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 9 күн бұрын
ሎቅማጽ PP
@user-nl8uo3cd5b
@user-nl8uo3cd5b 10 күн бұрын
Very good explanation
@user-pf8mi8ke4q
@user-pf8mi8ke4q 10 күн бұрын
ትሕስ ከምዘለኻ ኣብ አዘራርባኻ ይፍለጥ አሎ የይይይይይይይ
@Red_Sea_Ethiopian-dl8zw
@Red_Sea_Ethiopian-dl8zw 9 күн бұрын
I know Dr. Fiseha, in Haramaya university and Addis Ababa, He is one of the sharp minded, disciplined, ethical and high ranked intellectuals as a student and academic person, nice to see you after a long time. I believe Tegaru should use this highly qualified person in your main political decisions body institutions, I support Tegaru people and their causes.
@Dr_Kassa
@Dr_Kassa 9 күн бұрын
Yeah Dr. Fiseha was my friend, he is a unique person intellectually and Ethically, I miss him but I can't understand what he saying due to language barrier.
@ዓርሞሸሽ
@ዓርሞሸሽ 9 күн бұрын
ብሓቂ ትኽክል አገላልፃ ሓወይ ክብረት ይሃብኻ አንቱም ጎባጣትግን ዝብለኩም ሰሚኢኹም ተረዲእኹም ናብ ልብኹም ተመለሱ አብ ቀላሚኖ ዘምሃርኹም እኮ ንህዝብኹም እሾኽ ኮይንኹም ክትወግኡዎ አይኮነን።❤
@tsegaygebru
@tsegaygebru 10 күн бұрын
ሓሳዊ መደናገሪ ሓደ ፓርቲ ማለት ንሓንቲ ክልል ከምሓድር ማለት ኣይኮነን ብህዝብን ብፌደራል መንግስቲ ምስተመርጸ ጥራይ እዩ ከምሓድር ወይ ከኣ ተወካሊ እቲ ክልል ምዃኑ ዝፍለጥ እምበር ኣብ ትግራይ ክንደይ ፓርቲታት ኣለዋ ግና ኩለን ከምሓድራ ማለት ኣይኮነን።
@megersaderesederese7129
@megersaderesederese7129 9 күн бұрын
ሓሸኽ የብላናኻ በካዕ
@ZemenZemen-t5e
@ZemenZemen-t5e 10 күн бұрын
ዕድመ ልክዕኹም ምስ ሓሰዉክም ለኻብጥ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 10 күн бұрын
He Is anew Family Member Of Sbhatawyan Who Is Intended To Replace Debresion
@abrahamgirmay3044
@abrahamgirmay3044 10 күн бұрын
ንኣዋርሕ (2ወርሒ) ናይ ሕቱኽቱኽ ኣኼባታት ኣካይድኩም:: ኣብዞም ኣኼባታት ብዛዕባ: -ምምላስ ተመዛበልቲ -ሉኣላዊ ግዝኣት ትግራይ ምኽባር -ንጽጉማት ረድኤት ኣብ ምስላጥ -ሰረቕቲ ስርናይ/ሓጺን መጺን ኣልዒልኩም ዝተመያየጥኩሙሉ ማዕልቲ /ሰዓታት ከምዘይነበረ ንሰምዕ ኔርና:: እሞ ሎሚ ዳኣ ታይ ተረኽበ? *ካልእ ንዓኹም (ንዕንቁፃት) ከታዓርቑ ዝፈተኑ መራሕቲ ሃይማኖት "እዚ ቦለቲካ'ዩ, ኢድኩም ኣክቡ" ኢልኩም ኣዋሪድኩሙዎም::
@solomonhaileselasenebromne297
@solomonhaileselasenebromne297 10 күн бұрын
ናይ ትእምት ቀርሺ አብ ኢድ መን አሎ 😊😊😊
@abdulmanane4597
@abdulmanane4597 10 күн бұрын
እዚ ኸ ካበይ መፀአ ;ካብ ገፂ ደብሪጭ ምርኣይ ምሑሩና ማለት ድዩ? ተመስገን
@Galaxy-jt4xe
@Galaxy-jt4xe 10 күн бұрын
Thank you Brakhe Show for presenting Dr. Fesseha Habtetsion's press conference. We love you Fesseha!
@user-yu8ss5lm7o
@user-yu8ss5lm7o 10 күн бұрын
ግድን መንግስቲ ክብሃል ንሰካ ከተሸንፍ ነይሩካ ማለት ድዩ
@michalemichale5880
@michalemichale5880 10 күн бұрын
I am sorry to say respectfully 'tigray people wake up!
@bereket-x8w
@bereket-x8w 10 күн бұрын
ንሕና አይፈረምናን ኢልኩም ሕዚ ንሕና ኢና ፈርምቲ .........
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 9 күн бұрын
አይኸፍእን ሕወሓት ከምዚኦም ዓይነት ቁሩብ ሚዛናዊ ዝኾኑ መናእሰይ ናብ ቅድሚት ተምፂአ ተስፋ አለዋ ግን ቁፅሪ ሓደ ደብረፅዮን ካብ አመራርሓ ወሪዱ ናብ ካልእ ስራሕ ክምደብ አለዎ ሕወሓት ዘይተረደአ እዚ እዩ አተሓሳበአ ቀይራ ዘመናዊ ዝኾነ ሓስብ ክተቕርብ አለዋ ምስ ግዝያዊ ምምሕዳርዉን ክትስማዕማዕ አለዎ
@Metkelu
@Metkelu 10 күн бұрын
This interview opens the exact image of the TPLF, showing how it is hungry to monopolize leadership and blame each other to lead Tigray to one destiny.
@EquarAlem
@EquarAlem 10 күн бұрын
እቶም ልስልጣን ሱስኣት ዝባሀሉ ሀይሊ እንመን ይበህሉ? ንስልጣን ስሱኣት ዘይኮነኸ እንመን ይበሀሉ???ዋይ እታ ሕወህት ትበሀል ውደብ'ኸ ናመን እያ?እንመን ክመርህዋ ከለው ውድብ ሕወህት ትበሀል አንመን ዝበሓሉ ከመርኸዋ ከለውኸ ሕወህት አይከነትን??? ዘገርም'ዪ ''CHANGE,CHANGE..... CHA
@MulubirhanYikunom
@MulubirhanYikunom 10 күн бұрын
Banda nay shaebya
@almaz.8056
@almaz.8056 10 күн бұрын
Kkkkkk
@almaz.8056
@almaz.8056 10 күн бұрын
Abiy Ahmed servant.
@rubanazekarias5947
@rubanazekarias5947 9 күн бұрын
ሓቂ ኣይትፈትውዋን እምበር ህወሓት ተሰሓሒቱ ውን ናይ ትግራይ ጉዳይ ኣሕሲብዎ ኣይፈልጥን። ንህዝቢ ሓሲቡ ሰሪሑ ኣይፈልጥን ኣይተሃውኹና
@RASMITATE
@RASMITATE 10 күн бұрын
አታ ስልጣን ሃቡና እንዶ በሉ ብግልፂ:ብጣዕሚ ወሪድኹም ..
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 9 күн бұрын
ስቅበል ደጋፊ አረጋዊ በርሄ PP
@ሩሁብመርሃዊ
@ሩሁብመርሃዊ 9 күн бұрын
ዘቕስን ኣተሓሳስባ እዩ ሎሚ ዝሰረፀ ። የቐንየልና
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 10 күн бұрын
Denakur hadeshiti aykonkumn selchikumna siltan tirah
@yemanehgebre
@yemanehgebre 10 күн бұрын
You are not even TPLF. You are illegal faction.
@kebey.a.9230
@kebey.a.9230 10 күн бұрын
ሀደ ሀደ ጊዜ ሀቂ ንምዝራብ ዝበልካያ አባህላ ዝበዝህ ጊዘ ዝበልካዮ ህሾት ማለት ድዩ?
@hagosberihu9321
@hagosberihu9321 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤P
@yohannesalula6322
@yohannesalula6322 10 күн бұрын
ደብረፅዮን ,አማኑኤል, እዝይ ወዲ "ህዝብ ንዝደለዮ ጊዜያዊ መንግስቲ ይዕንቅፋ ከምዘለዉ ፅቡቅ መረጋገፂ እዮ" አስተዉዕል ህዝብ ትግራይ እዝኦም እዮም ህዝብ ዘወድዑ
@solomonalem5569
@solomonalem5569 10 күн бұрын
ኣፋላላይ ምህላው ናይ ጥዕና እዩ:: እዚ ክድገፍ ይግቦኦ:: ሐዚ ዝቀርብ ዘሎ ሓሳብ ምውንጃል እዩ:: እዚ ካዓ ጌጋ እዩ:: ካብ ፕሪቶሪያ ዝጀመረ ፀገም ኣሎ ኢልካ ክተብቅዕ, ድሕሪ ክልተ ዓመት እቲ ውዕሊ ዘይተረድኡ ሰባት ኔሮም ክትብል ከለኻ, ረብሓ ህዝቢ ኣሕሊፍካ ንኽልተ ዓመት ሂብካ ኢኻ ክበሃል'ዶ ኣይከኣላን:: ጊዚያዊ መንግሥቲ ከምዝጣየሽ ኣብ ስምምዕነት ኣይነበረን ይባሃል ኣሎ:: ንምንታይ ዳኣ እዩ ዶ/ር ደብረፅዮን እቲ ጊዝያዊ መንግሥቲ ክመርሕ ተመሪፁ ዝነበረ? ሐዚ'ውን ቅንዕና የለን:: ምውንጅጃል መሕፈሪ ስለዝኾነ, ሕዝቢ'ውን ኣብ መከራ ስለዘሎ ኩሉኹም ኣብ ህወሓት ዘለኹም ኣደብ ግበሩ::
@solomonguish7775
@solomonguish7775 10 күн бұрын
ጥያቀ አለኒ መስ ጌታቸዉ ዝተወዳደርካ እስካ አይ ነበርካን ተሸንፍ ተኔርካ ብዉእል ፕርቶርያ አይነበረን ትመርህ ጸገም ዘለዋ ዉእሊ እዩ ትብል አለካ ካልእ ደግሞ እስካ ተሰተፍካሉ ዉእሊ ዝከድካ ታአዛቢ ትከዉን ነይሩ አዉኡ ዘሎ ችግር ተለዋ እስካም ተሀታቲ ኢካ ማለት እዩ ዝመስለኒ?
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 10 күн бұрын
ኣቱም፡መናእሰይ፡ከይትዕሸው?ከም፡እታ፡ኢ.ህኣድግ፡ዝፈረሰሉ፡መንገዲ፡እዩ፡ዝኽየድ፡ዘሎ፡ ልቢ፡በሉ፡መንገዲ፡ህወሓት፡እንተተኸቢስ፡ዕድና፡ባረነትእዩ።እዙይ፡ማለት፡ኣፈቃረ፡ህወሓት፡ምዃን፡ኣይኮነን፡ንህዝቢና፡ዘተኣሳሰረ፡ቡዙሕ፡ብምህላዉእዩ።❤❤❤
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 10 күн бұрын
ምስ ጥፋጡ ወይ ጥፋቱ አማህይሹ 1000ግዜ ህውሃት ጌታቸው ይሸጠና አሎ ዋይ ትግራይዋይ ድሓር ከይትሃዝኑ ወሎም ዝተሰውኡ አሸላት መንሰይና
@asterkifle9877
@asterkifle9877 10 күн бұрын
በዛኹም መግለፅታት በ ብግዚኡ ግበሩ። Don’t let the people get into confusion.
@TsegaabNiguse
@TsegaabNiguse 10 күн бұрын
TPLF መደናገርቲ ኢኹም
@user-tc4ne9xv7r
@user-tc4ne9xv7r 9 күн бұрын
በዓለገታት
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 10 күн бұрын
ቀዳሞት ተጋደልቲ ሕወሓት ክደይ ድዮም ተጋሒፎም ክደይ ኣደ ጀጋኑ ስወአት እዳለመና ካበዚ ዓለም ሓሊፈን መንዩ ከምዚ ገርዎም ገርወን ?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
ፀላእቲ መሰረታዊ ፀላእቲ ንትግራይ ከጥፍኡ ዝደልይ ፀላእቲ ከምዘለው ጠፊእኩም አይኮነን ህውሃትማ መአጥኡ ሸጥ አቢሉ ምስ ህዝቡ ወዲቡ ዝተቃለሰን ፀላእትውን ዝመከተን እዩ እዙይ እኮ እንካንዶ ተጋሩስ ፀላእትናውን አፀቢቆም ይፈልጥዎ እዮም ሎሚማ ዓለም ብምልእታውን ትፈልጥ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
እቲ ጀግንነት ውድብን ህዝቢ ትግራይ ንሕና ነኒባእልና ናቆራቆስና በዓለምውን ክትረክ እዩ ከምቲ ኸዚ ንገብሮ ዘለና ማለት እዩ ናይዓለም ምሁራት አብ ትግራይ ዝተገበረ ጆኖሳይድ ተጠይየቅቲ እዚኦም እዚኦም እዮም ይብል ሓደ ሓደ ደናቁር ተጋሩ ከአ ብቂምን በቀልን ስተአወሩ እቲ ገበን ናባእሎም ከምፅእዎ ላህ ይብሉ ግን ቴክኖሎጂ ፅቡቅ እዩ ሓደ ግዜ ተመዝጊቡ እዩ ብሕሸት ዝቅየር ነገር የለን።
@user-ow4cr2wv3t
@user-ow4cr2wv3t 10 күн бұрын
ኝኝ በል ተወዲአኡ በቃ።
@yow2063
@yow2063 9 күн бұрын
ወንበርኩም ብሰላማዊ መገዲ ንህዝቢ ትግራይ አረክቡ ... ዳሐር ተጎተትና ተጨፍጪፍና ብገመድ ተጎቲትና ከይመፅእ አብ ቀለበት ውሽጢ ኢኩም ዘለኩም አነ የዛረብ አለኩ ቤተሰብካ እናመፃእካ መልፍላፍ ትርጉም አይብሉን
@HailebTesfai
@HailebTesfai 10 күн бұрын
why do people undermine others when they get power and wealth? What did General Tsadkan say in Maichew, Tigrai?
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu 10 күн бұрын
እስኻ ዲኻ ፍስሃፅዮን ትበሃል ናይ ፖለቲካ ድኽዳኸ ልገጠመካ
@megersaderesederese7129
@megersaderesederese7129 9 күн бұрын
በካዕ
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu 9 күн бұрын
@@megersaderesederese7129 ሳሕሳሕ
@EquarAlem
@EquarAlem 10 күн бұрын
መዳናገርቲ ሪኢቶ ምቅራብ ነአና ንተጋሩ አይጠቅምን
@tsegaygebru
@tsegaygebru 10 күн бұрын
ሕውሃት ካብ ናይ ህልሚን ሓሶት ምፍብራክ ግደፍዎ ዘይናትካ ምድላይ ግደፉዎ ህልሚ ኣባይ ትግራይ ብሓሶት እንደራ ግደፉዎ ህዝቢ ከይተወድኡ
@alemachteklehaimanot4568
@alemachteklehaimanot4568 10 күн бұрын
51% ሕዋሕት እዩ::እንታይ ማለት እዩ:: ክሳብ ታሕቲ ጊዝያዊ መንግስቲ ሕዝቢ ክመርሕ ሰለምንታይ ዘይኽል!
@hagosberihu9321
@hagosberihu9321 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@matimahtem4848
@matimahtem4848 10 күн бұрын
አቤት አቤት ጋዜጠኛታትና ወረዳታት ሐመድ ብልዑዑ ። ክትሐትዎ ዝግባእ ዘይትፈልጡን ዘይትኽእሉን። ጋዜጠኛ ቴድሮስ ፀጋዬ ጀግናና ካብኡ ተምሃሩ። ጋዜጠኛ መድህን ጀግና ነመስግነኪ። አብዚ ዝነበሩ ጋዜጠኛታት ግን ከም ፍስሃን ደብረዕንክሊልን ለኻታት እዮም።
@FunnyOutdoors-wi7gw
@FunnyOutdoors-wi7gw 8 күн бұрын
በጣም ያሳዝናል በብሪቶርያው ስምምነቱ ላይ ነበርኩኝ ይላል እዛው ከነበረ ለምን ችግር ከነበረው ያኔ ኣልተከራከርክም አሁ ሚሰማህ የለም ምክንያቱ ስምም ነቱ ለግዜው ኣድኖናል ኣንተ ራስህ ቤት ሸሉኮህ እንደመጣ የማን ሰው ኣልጋ ወራሽ ተብለህ ተጠልለህ ተቀመጠህ እንደነበረክ እናውቃለን አሁን የምትለው ሚሠማህ የለም :ትግራይ ማን እንደሚጠቅማት እያየን ነው :ለግልህ ግን ካንተ የሚበልጡ ፖለቲከኞች እያሉ ግን ኣንተ የነማን ቤተሰብ መሆንህ እናውቃለን በጎሳነህ ስለዚ::????????
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 10 күн бұрын
Bitegibar democratic koynu aminu ayifeltin
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 9 күн бұрын
ግርም ዝብለካስ ተገቲሩ ሓቂ ኣምሲሉ ምዝራቡ እዩ ኣበይከ ነበረ ኣነ ሎሚ እየ ዝሪኦ ዘለኹ ይሰሓል ዝነበረ እዩ ጉዳማት ጉጅለ ኣደመ ሰተይቲ ደም😭😭
@MulubirhanYikunom
@MulubirhanYikunom 10 күн бұрын
Drama tetesereh yewaseka
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 10 күн бұрын
ንዝብእስ ስጋ ማለት እዩ ዶር ደብረጼን ዝምራሕ ወያናይ ቅድሚቲ ህዝቢ ትግራይ ዝብል ኣተሐሳስባ ኣንጻር ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ እዩ ሕጋዊ መንግስቲ ፡ንህግደፍ ዝመስል ኣመራርሐ ከብቅዕ ዘለዎ እዩ ንህዝቢ ኤርትራ ውን ዘይ ጠቀመ
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 10 күн бұрын
ንኤርትራ ዝመስል መንግስቲ???ተማህለል ክትረክቦ
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 10 күн бұрын
ንህግደፍ ዝመስል መንግስቲ??ተማህለል ክትረክቦ
@mohammedJemal-d5b
@mohammedJemal-d5b 10 күн бұрын
Ata hashawi
@megersaderesederese7129
@megersaderesederese7129 9 күн бұрын
ሓሸኽ የብላነኻ በካዕ
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw 10 күн бұрын
የአክል! ናይ ዓድዋ ዳይናስቲ የአኽለና።
@saessefa
@saessefa 10 күн бұрын
These people are working hard to dismantle tplf. Tplf should work harder.
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki 8 күн бұрын
ኣብርዩዎ
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 50 МЛН
Minecraft Creeper Family is back! #minecraft #funny #memes
00:26
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 18 МЛН
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 50 МЛН