"ህወሓት ብፅኑዕ ሓሚማ ደቂሳ እያ ትሕከም ዘላ!" ቃለ መሕትት ምስ ሓላፊ ቁፅፅር ኮሚሽን ህወሓት ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርኣያ

  Рет қаралды 54,352

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 169
@stpual1
@stpual1 7 ай бұрын
ተጋዳላይ ተኽለብርሃን አርአያ,ኩሉ ዝገበርካዮ ቃለመሕትት ምስ UMD mediaን ምስ ካለኦት ሜድያ ተኸታቲለዮ,ናይቱ ዝፈትዎን ዘኽብሮን ድምፂ,ስብእና,ሓቅነት,ቅኑዕነት ተጋዳላይ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ድሕሪ 30 ዓመታት ካባኻ ሰሚዐዮ,ብጣዕሚ ድማ ተሓጓስን ተስፋ ገይረ,ምኽንያቱስ አብዙ ዘለናዮ እዋንን መሪሕነት ትግራይን ከማኻ ዝአመሰሉ ቅኑዓት ተጋደልቲ ምርአይን ምስማዓን ካብ ብሱል ጥረ እዩ,ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ።
@loogoo2009
@loogoo2009 7 ай бұрын
ተፈተወ ተፀልኧ ትግራይ ዘውደቃ ሕውሓት እዩ። 17 ዓመት ቃልሲ ኪሳራ ግዜን ሰብ ሓይልን እዩ ኣምፂእልና። 60ሽሕ ቁሱላት 100ሽሕ መስዋእ 22 ዓመት ዓይነ ዑሙተይ ኪሳራ ጉዕዞ ንትግራይ ገደል ዘእተወ ኣካይዳ ድኹማት ምትዕፅፃፍ ዘይኽእሉ ንትግራይ ናብ ህጊ ኣልባነት መሊሶም ኧእትዬማ እዚ ውፂኢት ህውሓት እዩ። 1ሚልዬን ዳግማይ መስዋእቲ ከፊልና ተሪፍና
@Haftomtubehow
@Haftomtubehow 7 ай бұрын
​@@loogoo2009 እዛ ኮመንት ግን ካበይ ኣምጺኻያ /ኺያ 60ሽሕ ስውእ 100ሽሕ ኣካለ ግዱእ እዩ 100 ሽሕ ምስዋእቲ ኣይኮነን 🙏
@goitomnega1982
@goitomnega1982 7 ай бұрын
አብዙ ሕዚ እዋን ከምዙይ ዓይነት ቕኑዕ መትከሉን ውግንና ህዝቡን ለይጠለመ ጀግና ወድ ህዝቢ thanks.
@gideonasress7484
@gideonasress7484 7 ай бұрын
This man looks like a man of integrity, I wish all were like him.
@surafelmesfin2237
@surafelmesfin2237 7 ай бұрын
ተኽለብርሃን ናይ መትከል ሰብ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@ThomasTemare
@ThomasTemare 7 ай бұрын
ኣቦና ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ሓቀኛ ባዓል ነዊሕ ራኣይ ብጣዕሚ ኢና ናምስግንካ እሞ ኣምላኽ ዕድመንጥዒናን ያሃበልና ። ከምኡ,ውን ንዚይ ሓሳብ ከስመዐና ዛቕረብክልና ዋዕሮ ጋዜጠኛ መዲህን ሓፍትና,ውን ማራ ኢናናምስገነኪ ።በርትዒ ቐፅልሉ❤❤❤
@TsigabGTeklehaimanot-qu3gx
@TsigabGTeklehaimanot-qu3gx 7 ай бұрын
ብሓቂ ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርአያ ጅግናን ተባዕን ኢኻ ቀፅለሉ
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 7 ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳባት ተላዒሎም መዲ ጀግና ስራሕኺ👍👍ቀፅሉሉ
@hannahkassa6319
@hannahkassa6319 6 ай бұрын
Medhin & Tegadalay Ayana Tekhleberhan Araya, thank you for this interesting and eye opener discussion. I would like to see more of this in our community. However, pls try to limit the discussion length to 45-60 minutes max. Not only it's difficult to finish listening to it in one sitting, our brains attention span is wired not to exceed 60 minutes, which why lecture sessions are limited to 50-60 minutes. Pls keep that in mind when you are planning such discussions. Additionally, it will be helpful to guide your guests to stay in the course answering what's being asked, because it's difficult to follow of what is being said when the guests go off onto something else. Thank you.
@tesfayeberhe8590
@tesfayeberhe8590 7 ай бұрын
መድህን ለመአንቲ ናይማን ጋዜጠኛ ምኮንኪ 100% አረጋጊፀ። ። ። ❤🙏
@Luel-k6j
@Luel-k6j 7 ай бұрын
You are amazing Medhin
@loogoo2009
@loogoo2009 7 ай бұрын
ውድብ ሕዋሓት ብሰላም ንሙሁራት ትግራይ ብሰላም የርክብ ይኣኽሎ 30ዓመት ዕድል ተዋሂብዎ ዘይዓረየ ውዳቅ ፖሎቲካዊ ዓቅሙ ዝወደኧ ጉጅለ እዩ ዜጋታቱ ዝበተነ ዓቃቢ ሰላም ዝነበሩ ገንዘቦም ከዲዑ ጨምላቅ ካሓዲ ውድብ ስዋኣቱ እንተይተረፈ ዝጠላም ጠላም ጀጋኑ ሰለስተ ምዕራፍ እዩ ህውሓት ማለት መስመሩ ዝሳሓተ 1983ዓ.ም። ሓቋፋይ ማዕረነት ዘይብሉ ብኣማኢት ኣሻሓት ለያቡ ሙሰኛታት፣ፅግዕተኛ ኣባል ዝሓቆፈ፣ ውድብ ሕዋሓት ኣሻሓት ነቀዛት ህዝቢ ትግራይ ተፈጢሮም እዬም። ስለዚ ዝዕሪ ኣይኮነን። ሓረስታይ ደርብዪ ኣጭበርባሪ ነጋዳይ ዝሓዘ ዓብዪ ፀገም ናይ ረብሓ ዘለዎ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ዝሓንሸሹ መሪሕነት ዘለዎ ውድብ ኣብ ትግራይ ደጊም ይኾኖ ወንበሩ እንበር ህዝቢ ዝሕሉ መሪሕነት የለን እንዳ ሕዋሓት ፍፁም ስርቂ ኔት ወርክ ባህርያዊ ሕመቅ ኮይኑ ኣሎ። እሞ ዕድል ንስካ ኢኻ ትውስኖ 1:51:05
@Susufkrms
@Susufkrms 7 ай бұрын
ከማካ ዝበለ የብዝሐዮ ክቡር ኣያና❤
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 7 ай бұрын
Weyane Tigrai TPLF for eternity ❤❤❤
@hopelovefaith7913
@hopelovefaith7913 7 ай бұрын
ናይ እማን ሐቀና ተቃላሳይ፣ እሞ ህዝቢ ትግራይ ንባዕልካ ክትብል በርቲዕካ ተቃለስ።
@n24hmedia47
@n24hmedia47 6 ай бұрын
ኣብ ትግራይና ብመትከሉን ብህዝቡን ዘይደራደር ንሓቂ ደው ዝበለ ከም ኣያና ተክለብርሃን ክበዝሑ ናይ ኩሉ ግዜ ምኞተይ እዩ። ንዚ ክቡር ኣያና መርአያ መትከል ዕድመን ጥዕናን ክህቦ ይምነ
@abebegebrehiwot1517
@abebegebrehiwot1517 7 ай бұрын
Great Men we Understand what you are saying, God bless you and your family Sir .
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 7 ай бұрын
ውጽኢት ናይ ሕማቕ ኣማራርሓ፡ ድኽነት ህዝቢ ትግራይን ምንጻፍ መንእሰያት ትግራይ ኣምጺኡ ። ምእንቲ ስልጣን።
@Haileadane28
@Haileadane28 7 ай бұрын
Hahaha" ህወሓት ብሂወት ኣላ ፤ግን ደቂሳ እያ ትሕከም ዘላ"😂😂 መስሓቀን ዝኾኑ ስብኣይ😂
@kinfesahilu3585
@kinfesahilu3585 7 ай бұрын
ኩሉ ከም ተጋዴላይ ተኽለብርሃን እንተዝኾን ሕዚ በፂሑና ዘሎ ፀገም ኣይምመፀናን። ቃልሱ ኣብ ብዙሕ ናይ ቃልሲ መድረኻት ተዓዚበዮ እየ።
@Auroradivision
@Auroradivision 7 ай бұрын
❤❤❤❤ከማኻ ብዙሓት የድልዩና ኔሮም ግን እቶም ዓሌታውያን ኣየሕልፉኻን እምበር!
@TsegayKebedew
@TsegayKebedew 6 ай бұрын
ተጋዳላይ ተክለብርሃን ህወሓት ካብትባላሸው ፀኒሓ ኢያ ኢልካ ግን ድማ ንስኻውንዘይኣምንልካሉ ማለተይስ ንክትፀርይ መፅረይ ሰነዳት አዳሊኹም ተቀባልነት እንድሕርዘይረኽብኩም ካብ አብውሽጢ ኮይንኩም አካይዳትውድብ አይመቸውንኒ ኢልካ ዘይለቐቕካ ሐደ ሕቶ አለኒ ካላይድማ ጉዳይ 2,000,000.00ብር ካበይ ኢየን ምንጨን ? ተሓርጉትካ ኢኻ ትባሃል አለኻ። 🚯🚯🚯
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 7 ай бұрын
"ብሰንኪ ሕወሓት ህዝቢ ትግራይ አብ ፀገም አሎ::" ትኽክል!!! ህዝቢ ትግራይ ተቓለስ!!!
@tirhaswelu
@tirhaswelu 7 ай бұрын
Telegraphhan Ambay Jigen Weykefetek Thanks 🙏❤️‍🔥👌
@TemesgenGebreslassie
@TemesgenGebreslassie 7 ай бұрын
መዲ ብጣዕሚ ግድሰቲ ትግራወይቲ ኢኪ ብጣዕሚ ንኮርዓልኪ ጅግና ጋዜጠኛ ኢኪ እሰኪ ንተክለብርሃን ሕዋሃት መንግሰትን ፖርትን ይፈለዩ ክባሃል እንተሎ ህዋሃት ዕረ ጥዕሞ ንምንታይ እዩ ኢልኪ እሰኪ ሕተትልና?
@hailaytsige7944
@hailaytsige7944 7 ай бұрын
Excellent. I like the correlation: sick versus...
@YasubhanelahWebihamdih
@YasubhanelahWebihamdih 7 ай бұрын
ተፃረፍቲ ናየቦኦም እዩ በምንም ተኣምር አብ ዝኾነ ይኹን መድረኽን ኣጋጣሚ አብዝረኸቦ. ዕድል ይፃረፍ ልምዲ ስለዝኾነ ከፃረፍ. /ፀርፊ ከፅሕፍ ትረሪኦ. ካብዙይ ተላዒለየ. ምስቲ ፀርፊ መታዓብይቲ እዮም. ዝብለኹ. እዝአወደሓንኩሞ
@davidharcot220
@davidharcot220 7 ай бұрын
ኑሱኹም ንሕዋሓት ክትረግሙ ንሕና ነዚ ቐዛፊ ህግደፍ ኤህ ደአ ኽንብል ኸሪምና😢
@aexum1597
@aexum1597 7 ай бұрын
Entay eken bsbukatkn etye tegebreo chgury tegele zeytgebralu baelkn tkefa meshak sherafat tkona aleken deky hagere tgray adey mearey 🙏🏾❤
@genigebre2752
@genigebre2752 7 ай бұрын
ለባም ሰብ ከማካ ዝበለ የብዘሐልና መድህነይ ኣይትጥፍእና
@negagetachew974
@negagetachew974 7 ай бұрын
ሰላም መድሕን - ተቅርቢዬ ኢንተርቢው መብዛሕቲኡ ይሰምኦ እየ። ከማኪ ዝመሰላ ጎበዝ፣ ትዕግስተኛ፣ ፈላጥ፣ ብዘይ ወገናዊነት ትሰርሕ ጋዜጠኛ ስለ ዘይራአኩ በርትዒ ጽቡቕ አለኪ።
@fkaduabay
@fkaduabay 7 ай бұрын
ንተኽለብርሃን ናይ ተጋዳላይነት(ወያናይነት)ባህሪ ንኻልኦት ተቃለስቲ መርኣያ ፅንዓትን ህዝባውነትን እዩ!! ዝገርም ኣገላልፃ!!
@ephremnegatu8106
@ephremnegatu8106 7 ай бұрын
መድህንዋ I am proud of you but all your interviews are too long ኣብዚ ግዜ ክንድዚ ዝኣክል ሰዓታት ኣብ KZbin ሰብ ከፍ ኢሉ ናይ ምርኣይ ግዜ፣ ጉልበት ከምኡ እውን ድልየት ግዚኡ ዝጠልብ ኣይኮኑን እና ሓፀርቲ ቁም ነገር ዝሓዙ እንተዝኾኑ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ። With Regards ,
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 7 ай бұрын
መጀመርታ ክብረት ይሀበልና መድህነይ ነዚ ዘርኣክና። ንኣቦና ተ/ብርሃን ግን ኩሉ ዘቀመጥካዮ ሓቂ እኳ እንተኮነ 1ይ. ናይ 1993ዓ.ም ክፍፍል ሕወሓት ነታ ፓርቲ ኮነ ንትግራይ ከምዝቀተላ 2ይ. እቶም ሽዑ ዝተባረሩ ኣባላት ልዕሊ ዝቀፀለ አባል መሪሕነት ተሪሮም ህዝብና ካብ ፅንተት ከም ዘድሓኑ ታሪክ ኣርኢዩና እዩ። 3ይ. አብ ምሁር ትግራዋይ ዘርኣካዮ ትዕዝብቲ ዝተሰሓሓተ እዩ። 4ይ. ሕድሕድ አመራርሓ ህዝቢ ትግራይ አብ ምድሓን/ ውዕል ፕሪቶርያ አብ ምክታሙን ምፍፃሙን ዘርኣዮ ስንፍና መጠን ተገምጊሙ ተዘይ ተፈሪዱ ውሳኔ እቲ ጉባኤ ዝተዛበዐ ሙኳኑ ብገንኡ ተረድኡ።
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 7 ай бұрын
ህወሓት ኣይሓውን አየሕውን እዩ እቲ ሓቂ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 7 ай бұрын
ብሕሉፍ ምምፅዳቕ ትርጉም የብሉን ዝኾነ ሰብ ክብሎ ዝኽል እዩ። መፃኢ ኣምቱ ዓቕሚ ተልዩ🎉
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 7 ай бұрын
ካብ ሰበሰልጣን ትግራይ እቲዝሓሸ ግልጽል አቢሉ ሕማም እቲ ውድብ ንህዝቢ ዝነገረን ዘፍለጠን ካብፓሎቲካዊ ሸጣራ እውን ዝሐሸ ኮይኑ ይሰመዐኒ ሰራተጅካዊ ዕንወት ወይ ውድቐት አብ ውድብ ከምዘሎ ነጊሩና ዳሐን ይእቶ
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 7 ай бұрын
ግንቦት 30 ሰነ 30 ኢሎም ናይትኮሚቴ ውሳነ ንህዝቢ ምግላፆም ትኽክል እዩ ። ስቕ ምባል እዩ ጌጋ ። እቱ ሸርሒውን አብ ፌደራል ምኻኑ ይፍለጥ ።
@KIDANEMARIAMGard
@KIDANEMARIAMGard 7 ай бұрын
ፅቡቅ ሀሳብ እዩ ግን እቲ ጉባኤተኛ ንባእሉ ነፃ ኮይኑ ክውስን ይክእል ድዩ
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 4 ай бұрын
ተክለብርሃን ጀግና ቆራፅ
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 7 ай бұрын
መድኅን ምስ ሕዋሓትድዩ ፍቕሪ ሒዚኪ። ሕውሓት ግብኦም ፈጺሞም ተሰዊኦም እዮም። ስለዚ ሕዋሓት ምባል ገዲፍኪ፡ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ክገብር ኣለዎ ኢልኪ ሕሰቢ።
@TeklayGebretatyos
@TeklayGebretatyos 7 ай бұрын
ቅኑዕ ሰብ
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 7 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብመንግስቲ ደረጃ ዶ ክመሓደር ኣይክእልን እዩ? ብውድብ ጥራሕ ዲኹም ትመሓደሩ።?
@WediMehari-it9rj
@WediMehari-it9rj 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@negahaile5391
@negahaile5391 7 ай бұрын
ውድብ ሕውሓት ኣብ ሙዝየም ንታሪኽ ትእቶ እብል። ድሕሪ ሕዚ መሕብኢ ሕማቃት እይያ እብል። ሕውሓት ህላውይኣ ምቅጻል ሕዝቢ ትግራይ ካብታ ተጓዕጺጹ ዝነብራ ዘሎ ክናገፍ ዘይምድላይ እይዩ እብል። እቶም ኣብ ውድብ ፖለቲካ ክቅጽሉ ዝደልይዩ በቲ ከሳኽዕዎ ዝደልይዎ ተወዲቦም ሓደስቲ ውድባት ከጣይሱ ኣለዎም እብል። ንሕዝቢ ትግራይ ኩለን ውድባት ብማዕረ ከም ዝብጽሕኦኦን ንመጻኢ ሩፍታ ዝህብን እይዩ እብል።
@Million-27
@Million-27 7 ай бұрын
ተደሊኻ ከም Lucy ባዕልኻ ሙዝየም እቶም ክቡር ሓው... ሓደ ኮይና ዝኸበደናስ ሑሉፍ ሓሊፍካ ተኸፋፊልና ንፈትኖያ Divide and Rule እዩ ዝንሄ ሓሳብካ ተኽኢልካ Progressive ሓሳብ ኣምፅእ ንህዝብን ንመሬትን ዝጥቀም
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 7 ай бұрын
Thanks a lot for informing us what is happening inside Tigray's leadership. He said that "During Meles's time we were thinking to have true Gubae but we were told not to have true Gubae and that lade to the fall off EPRDF. I have difficulties to believe a party which is in intensive care will survive.
@ZekariasZeke-yn9ul
@ZekariasZeke-yn9ul 7 ай бұрын
ህወሃት ካንሰር
@zafuamare7710
@zafuamare7710 7 ай бұрын
ኣታዓባብያ እያ ልዕሊ ኹሉ። ክብሪ ይግባኣኻ ተጋዳላይ ተኽለብርሃን።
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 7 ай бұрын
Tegadalay Teklebrhan Enkae bselam metsaka jigna Ayana 👍
@SvsvCscs
@SvsvCscs 7 ай бұрын
ብሓቂ ላባም ኣያና እኻ
@YfGdf-p3i
@YfGdf-p3i 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@solomonmeressa
@solomonmeressa 7 ай бұрын
ዝዛረቦ ዘሎ ተግባሩ እዩ ነዊሕ ዕድመ ይሃቦ
@TeklayNegash
@TeklayNegash 7 ай бұрын
ኣየ መድህን ነዞም ገርህታት ብለን ዘለቕለቕ ዝበሎም እናሰሓብኪ ተናዝዝዮም ኣለኺ
@tesfaygideyofficial4753
@tesfaygideyofficial4753 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 7 ай бұрын
ሕወሓት ብመሠረቱ ናይ አወዳድባ ፀገም እዩ ሓኒቑ አደዳ ጉጅለ በላዕቲ ህዝቡ ኮይኑ:: አወዳድባኹምን ክፍፍል ስልጣንን ምትዕርራይ ህፁፅን አገዳሲን እዩ::
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 7 ай бұрын
Power/ authority distribution that could ensure check and balance of power is the only way to counter check autocracy, against which leadership of TPLF used to work.
@davidharcot220
@davidharcot220 7 ай бұрын
ሎሚ መድሕን አከዳድናአ አጸቢቕላ ዘሎ መስለኒ ሞዴል ኩኒ መድሕን አብ ሾውኪ ሰፍ ዘይብል ገንዘብ አለዎ አብዚ ዘለኽዎ ዓዲ። ኮንኪ ኸአ ትኾኒ መን ይፈልጥ
@TihayouShimoy
@TihayouShimoy 6 ай бұрын
ኣብዚ ሐዚ እዋን ከምዚ ዝበሉ በሳላት ሓሳባት ዝህብ ሰብ እዩ ዝድለ ተዘይለ ሰብ እንታይ ክብለኒ ብማለት ናብ ጉጅለ ምጉጅጃል ርሑቕ ኣየክደናን መድህን ግን ቐፅሊ ሕቶታትኺ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 7 ай бұрын
ክቱር ተጋነነ ዘረባ ባህሊ ኮይኑ፣ ሓቀኛ ተቓለሰረቲ ከምዘለው ምኽሓድ ባህሊ ኮይኑ።
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml 7 ай бұрын
መድንገብረስላሴ/ኮርዕዳ/እኪነመስግን/ክቡርወላድናውንነመስግን።
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 7 ай бұрын
ተክለብርሃን ሰለሞን ሓቅኻ ፖለቲካ ሓላፊ ነይሩ። ጻድቃን ኣይዓለመካን እግዚኣብሔር ጎይታሓዳሪነት እያ። ዝዓለምኩኻ ኣነ ኣስገደ ገብረሰላሴ እየ ናይቲ ታዕሊም ሓላፊውን ኣነ ነይሩ። ስለዚህ ተክብለብርሀን ኣብታሕታይ ማይጨው እናሀለኻ ብዙሓት ዝሕትትኻ ኣሰራራሓሓታት ነይሮምኻ እዩ። ዝጠንካሮርካሩ ጊዜ ጽቡቕ ነይርካ በቅድሚ 1987 ዓለም ምን ግን ከም ሀገርካ ነይርካ ኣብጸረዲሞክራሲውን ተወሰኢ ነይርካ።
@salihAfare-o2w
@salihAfare-o2w 7 ай бұрын
Salam medhin haftina
@solomonmeressa
@solomonmeressa 7 ай бұрын
ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብ ገፁ ራኣዮ፤- ባዕሉ ዘምፅኦም ናይ ሐዚ በለፀኛታት ስም ውድብ ህወሓት ብደም-ህዝቢ ናይሎሚ መራሕትና መልክ-ገፆም ከመይ ኣሎ-ደቂ-ስቲም
@gelau777
@gelau777 7 ай бұрын
መድህን ደቂ አንስትዮ እናተደፈራን እናተቀተላን እየን😢😢ብዛአባ እዙይ ፕሮግራም ዘይትሰርኺ ንምታይ?😢አብት ውግእ እዋን ናይ ህወሓት መራህቲ ይደፍሩ ከምዝነበሩ አፅቢቂኪ ትፈልጢ ኢኪ😢ክትዛረቢ ግና አይተደልይን😢ካሊእ ዝትደፈራን ዝተቀተላን ደቂ አንስትዮ ዝምልከት ሰላማዊ ሰልፊ አብመቐለ እንታገበረስ ንስኪ ግና ፃእዳ ተክዲንኪ፣ ቀለም አብ ከንፈርኪ ተላኪኪ ክትቀርብስ የህዝን😢😢
@takelehaftom6039
@takelehaftom6039 7 ай бұрын
Very Smart. Much appreciated for the detail explanation.
@mokietewolde1360
@mokietewolde1360 7 ай бұрын
ሕማማ ላፈለጠት ታዩ ትብልላ ሕማማ ማ ሻዕውያ ተይኾነ አይቀርን ሻዕውያ ይፍውስን ይቀትልን እሱ ማ ጽቡቅ ገይሩ ላፈለጠ ሓቂ ክጸዊ ኣይደለየን።
@zewdeneshamare9782
@zewdeneshamare9782 7 ай бұрын
Avalem zelw. Cadrtati tgray hcytihgez ygevru alevi❤2:41
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 7 ай бұрын
ውድብ ክምለኽ ገርካ አተሰራሕ ህዝቢ አብሓደጋ አውዲቁ የብልዖ
@abatasew942
@abatasew942 7 ай бұрын
መድህን ሰማይሰማይ ስለትርኢ ዩ እንበር ህወሓት ኣብደምሱር ህዝቢ ትግራይ ዘሎ ውድብ እዩዩዩ ::ህውሓት ይጥ ፋእ እንትትብሊ ንህዝቢ መማረፀይ ሕዝኪም ፅይ ብሕውሓት ኣብዙይ በፅሕካስ ንም ጥፋእ ትምነ ከምታ ተጋዳላይ ዝበላ እያ መማረፅይ ክህሉ ኣለዎ መድህኖም 😏
@weldegebriealHagos
@weldegebriealHagos Ай бұрын
ወያነሓሚማ ሕክምናሲኢና ትሳቐላ ኣክንዲምባልስ ወያነሓሚማ ትሕከማላ ይብለናሎ ሚስኪናይ አንድብድብ ትግራዋይ ።
@streetcorner1738
@streetcorner1738 7 ай бұрын
It’s great to see some Tegaru started to face a reality. A time will come all Tegaru will clearly see TPLF is dead, not in coma.
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 7 ай бұрын
ራያ ወልቃይት.. ኣቲኻ ብ ከመይ ትመሓድር.. እቲ ዝኸበደ. ን ፋኖ ኣምሓራ ወልቃይት.. ትቃወምት ተቃለስቲ.. ብ ከመይ ትኸላከሎ? One million dollar question እዩ!!!
@danaitadam3107
@danaitadam3107 7 ай бұрын
መድሒን ጅግና በልዮ እዙይ ዝዛረቦውን አይፈልጥን ሪዛይን ክገብር ነይርዎ ፈላጥ እንተዝኾውን። እዙይ ግን ደብል ስታንዳርድ እዩ ዝጥቀም። ተቃሊስካ እንታይ አምፂእኻ እዩ እትሕቶ?
@wewe5688
@wewe5688 7 ай бұрын
ህወሓት ክትእለ አለዋ ኢልና ቕድሚ 6 ዓመት ክንዛረብ ኮለና ባንዳ ትብሉ ነርኩም ሕደጉ ንህዝቢ ሕዛቶ ከትወድቕ እያ አካይድአ ሕማቕ አሎ ተበልና አይሰማዕኹሙናን አብ መወዳእታ ብ1000000ዝቒጸር መንእሰይ አጥፊአ ንህዝቢ ንችግር ጥምየት አቃሊዓ ሕጂ ትልኽ ትብል አላ ሞት ሲኢናታ፡ ንሱኹም ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ሓደ እዩ ኢልኹም ክብ ምቕባር አድሕንኩማ አለኹ፡ ሕጂ እንታይ ትኹን ንሕና ወዲእና ኢና ዋላ ትቐጥቕጥኩም አንሰምዕን ኢና 4።
@MengistMengist-w4m
@MengistMengist-w4m 7 ай бұрын
አየ መድህን ንኹሎም አዛሪብክዮም ሐቀኛ እዚ ሰብ ዚ አምጺኺ እንበር ገለኤም ንባዓለይ የ ተጋዲለ ዝብሉ ኮዮም ሕጂ ካአ እመኒ አይትእመኒ ንህዝቢ ትግራይ ኢሉ ዝቃለስ የለን ንባዕሎም ዩ
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 7 ай бұрын
TDF 💪👍🔥💛❤️
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 7 ай бұрын
ንተሓሕት ወያነ ቀትልዎም ብዙሓት ውድባት ቀትልኩሞም መስታ ዊን ኣለዎ እዩ ክቕየር ኣለዎ.
@GirmayMesele
@GirmayMesele 7 ай бұрын
ዝሓውና አዕምሩዑ ክምርመር አለው ናይ ህወሓት ቁፅጽር ኮምሽን ሓላፍነቶም ይፈልጢ እዮም እዚ ግን ሀቁን ሓሳቱን ፈላሊዩ ከቅምጥ አይኸአለይ እዚይ ሓውና ዝፅቦዮ ነገር ከምዘሎ እዩ ዝትረደእኹ መስመረ ህወሐት ዝገደፎ እዩ ዝመሰል
@SibhatKiros-bt7gj
@SibhatKiros-bt7gj 7 ай бұрын
24:43 ህወሓት ሓሚማ ይብሉ ኣለው ። ቁፅፅር ኮሚሽን ኮይኖም መን ኣሕሚሙዋክምልሱ ተዘይኪኢሎም ? ኣብዛ ሰዓት ከምዚ ዓይነት ሓሳብ ምንፅብራቁ ንምንታይ ተደልዩ ?
@ወዲተኪኤ
@ወዲተኪኤ 7 ай бұрын
she is the voice of Alem/dawit kebede
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 7 ай бұрын
ሠላም መዲሂን ዋዕሮና🖐
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 7 ай бұрын
ጹፉፍ!!
@hiatalemu2894
@hiatalemu2894 7 ай бұрын
I have advice to Medhen. Can you please follow your own style like your own natural beauty: natural hair,nails etc. you are amazing when you follow your natural beauty. Thank you.
@SuperHailay
@SuperHailay 7 ай бұрын
@@hiatalemu2894 This is an idea hub platform not a beauty context fora. Look her thought not her personality.
@Maekele-22
@Maekele-22 7 ай бұрын
ማእከል ህዝቢ ትግራይን ስነልቦና ትግራዋይ ዘለዎ ብብዝሒ ህዝቢ ዝቕሞጦ ብዝሒ ኢሊት ዝፈርየሉ ቦታ ዓድዋን ከባቢኡን'ዩ ካልኦት 100 ሂብካ ኣምሓራይ ኢየ ከተብሎ ዝቀለለ ዩ ኣምሓሩ፡ኦሮሞን ን ህዝቢ ትግራይ ክትብትኖ ንዓድዋን ኢሊታን ኣጥፋኣዮም ኢዮም ዝብሉ ከም'ኡ ኻኣ ይሰርሑ ኣለዉ። ስዘዚ ዓድዋን ከባቢኣን ሓላፍነት ወሲዱ መሪሕነት ባዕሉ ትቛጻጺሩ ንትግራይ የድሕና፣ ጊታቸው መታቾው ክጉሕፎም ኣለዎ። ጊታቸው ንትግራይ ይሸጣ ዩ ዘሎ
@weredekal
@weredekal 7 ай бұрын
አብዚ ሕዚ እዋን ከባብያዊነት ምጉስጏስ አዝዮ ሐደገኛ ስለዝኾነ:- ክቡር ሓውና ርኢቶኻ አርም 🙏
@AbderehimAbdella
@AbderehimAbdella 7 ай бұрын
አቶ ተክለብርሃን የቁጥጥር ኮሚሽን ከነበረ ሕወሓት እንዴት እንዲህ ሊዘቅጥ ቻለ??? መድህን እናመሰግናለን!!!!
@hiatalemu2894
@hiatalemu2894 7 ай бұрын
It’s some what good explanations, but not fully accurate enough. Please TPLF,see the problem of innocent civilians of Tigray.I am very sad 😞 about the conditions of the situation happening in Tigray.
@zafuamare7710
@zafuamare7710 7 ай бұрын
ለይባ ተዘይኮንካስ እትፈርሖ የብልካን ኣብ ዓዲ ሃልው ኣብ ደገ ነፃ ኢኻ።
@rettadebesu525
@rettadebesu525 6 ай бұрын
ምህማማ ርግፅ እዩ ንክትሕከም እውን ድልውቲ አይኮነት
@solomonmeressa
@solomonmeressa 7 ай бұрын
ናይ ሐዚ መለስ ዜናዊ እዩ፤ ፅሩይ ሰብ ቀደም ህወሓት ኣብ ተኽለበርሃን ጥራሕ ኣላ ኣብ ሓደ ውልቀ
@WediEe-rs7jr
@WediEe-rs7jr 7 ай бұрын
የዕስ አንደበት
@degefgiday6416
@degefgiday6416 7 ай бұрын
ኸዚ ጽዋ ኣምጺኻ፡ ሓዊተይ፡፡ ግእዚ፡ ኣዞ፡ ጣዕሚ ካበይ ይጥረ ? ቀዳሞት፡ ኣቦ ጎይታይ፡ ጎይታይ፡ ኣያ ሹመይ ምባልማ ጀምሮ፡ ደሓረ ኵሊኡ ኪዕረ እዩ!
@tesfa20052
@tesfa20052 7 ай бұрын
ግን ዕድለኛ ኢኻ ክሳብ ሐዚ ምፅናኻ ሖሖት እኮ ከማኻ የትፈትውን.............
@dawitabraha1649
@dawitabraha1649 7 ай бұрын
እምበር ፡ ተጋዳላይ ፡ አብ ፡ ዝሞተ ፡ ተስፋይ ፡ ተሰፋ ፡ አስኒቃኒ።
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 7 ай бұрын
halew ketew zkone gize do getemeka hzbey beziatom kitimrahis aymtegebeakan neyru😭😭
@דסטהטספייה-נ4צ
@דסטהטספייה-נ4צ 7 ай бұрын
መድህን የቅንየልና እዩ ዘይንፈልጦ ተፍልጥና አለኺ።
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 7 ай бұрын
ማርግካ ስለ ዘይፈልጦ ውድብ ድኣ ክብዚ ሓሊፉ እንታይ ክገብር ደልካህዝቢ ተለክሙ.
@godbless-u8k
@godbless-u8k 7 ай бұрын
አንቲ ሓፍተይ ሞያኺ ናይ ፖሊስ ስራሕ እኮ መሲልኪ ኮነ ኢልኪ ነገራት ሽግራት መበአአሲት ኢኺ አማሓይሺ
@halefomgirmay6592
@halefomgirmay6592 7 ай бұрын
ምሕታታ ጌጋ እዩ ማለት ድዩ ??
@meharigebre4470
@meharigebre4470 7 ай бұрын
ናይ ጥቅሚ አፈላላይ ዘለኩም መሲሉ ተረዲኡኒ፡፡ ካብ ደመወዝ ወፃኢ እንታይ ዝከውን ገንዘብን ሃብትን ኢኩም ደሊኩም፡፡ ኩሉኩም1፡፡ እንተ መድሂን ግን ጠርጣራው ይልአከልኪ፡፡
@hafteselasialazar2910
@hafteselasialazar2910 7 ай бұрын
hawu ndebrexyon mesleni welab
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 7 ай бұрын
ኩሉ ጡሉል እዩ ዝተዛረብኩሞ። ክብሪ ኣለኒ ንዖም። ሓንቲ ቅር ዝበለትኒ ተመጊዲሩ ዘሎ ህወሓት ፃዓዱን ከምቱ ንዝተመግደረ ሕሙም ህጊ ዘውፅኡሉ assisted dying ከብቅዕ ኣለዎ። መድሓኒ የብሉን።
@MengsteabAbraha-z9g
@MengsteabAbraha-z9g 20 күн бұрын
Seriqka wen iytkiln ika gin grm naka yhsheka idme yhabka .
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 7 ай бұрын
Very useful discussion that can be educational to political parties in power and in the opposition not only for Tigray but in countries beyond. TIGRAY. TPLF'S performance is unrivaled in the region. 1. You've brought socio economic transformation miracles to Ethiopia; unlike what your counterpart has brought to Eritrea? 2. You've galantly fought and won unjust wars. Waged against your people by narcissistic dictators; 3. There's always talk about transparency and rule of law in Tigray. That's unknown and unheardof eleswhere. Again Tegaru will show the world miracles against all odds.
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 7 ай бұрын
ህወሓት ኣብ እዋን ገድሊ ብህዝቢ ዝፍቶ; ተጋዳላይ ፍፁም ናይ ሰብ ንብረት ዘይትንክፍ እሙን ነይሩ ሕዚ እዚ ኹሉ ናበይ ኣተወ? ዝብል ሕቶ ቅኑዕ መልሱ; ሓደ ናብ ከተማ ምስ ተኣተወ ገንዘብ ተለሚዱ: ክልተ ምጉጅጃል ዘምፀኦ ጣጣ ማንም ኣብ መሪሕነት ዘሎ ኣካል ይኹን ታሕተዋይ ኣካል ወንጀል ንዝፈፀመ ሰብ ኣሕሊፍካ ዘይምሃብን እዚ ዘምፀኦ ድማ ማንም ንምንም ነገር (ወንጀል) ዘይምፍራሕ ተበፂሑ::ስለዚ ምጉጅጃል ብምፍጣሩ እቲ ናይ ቀደም ውልቃዊ ስነስርዓትን እምነትን ጠፊኡ::
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
13:41
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 213 М.
🛑 || ኦርቶዶክሳዊ መንፈሳዊነት || እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ  Aba Gebrekidan New Sibket  2024
1:42:09
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 217 М.
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН