ሃብትን ዝናን ዶ ፍቕሪ ይበልጽ፧ ? ሓጻር ፍቅራዊት ዛንታ!

  Рет қаралды 82,291

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 96
@sahlekidane2618
@sahlekidane2618 4 жыл бұрын
Thanks kirbit
@yoniunited8001
@yoniunited8001 4 жыл бұрын
ዋው ገለ ኣይነት ደስ ተብል ፍቅራዋ ዛንታ። ቀጽልዎ ቡዙሕ ኢና ካባኩም ንመሃር ዘለና።
@berhanezerisenay3263
@berhanezerisenay3263 4 жыл бұрын
Waw, eti hakena hiwet nay wedi seb kemzi entezkewin si kndey mtamet nera eza alem ❤
@alemabrha4531
@alemabrha4531 4 жыл бұрын
At a time, my emotion reached maximum and felt as if I have been falling to such love. My appreciation is huge for Zara filtet and the narrator.
@Eripride2023
@Eripride2023 4 жыл бұрын
ከከም ኣነባብራና እዩ ብቓልን ኣብ ልብ-ወለዳት ፡ ጽሑፋት ፡ ግጥምታት ደፍርታት ኮታስ ኣብ ጥበብን ጥበባትን ጥራይ ኢና ፍቕሪ ከም ዝበልጽ ንፈልጥ ። ሓደ ክርስትያናዊት ዝሓዘ መንፈሳዊ ህይወት ዝመርሕ እንተኾይኑ ፍቕሪ ይሕሾ ፡ ነቶም ከምዚ ከማይን ከማኹምን ዓለማውያን ግን ሃብትን ዝናን ይበልጸና ። ስለዚ ምርጫና ከከም ኣነባብራና እዩ ። ሓደ ንፉዕ ጸሓፊ ብዛዕባ ፍቕሪ ክምድር ውዒሉ ካልኣይ ተመርዕዩ ክንደይ ደቀንስትዮ ኣንቢዑ ክብሉኻስ ከለዉ ከኣባ ከሕምም ። ለከ መደረ ንፍቕሪ እውን ዝና ንምርካብ እዩ ክሳብ ትብል ትኸውን ። ክሳድ ክሳዱ ምብታኽ እየ ዝፈቱ ቀልዓለም እንጀራይ ይዓጽወለይ ስክፍታን ቀልዓለምን ካብ ተንኮልን ሕቡእ ኣጀንዳን መን ሕለፍ ኢልዎ ።
@ፍቅሪምስኩሉU
@ፍቅሪምስኩሉU 4 жыл бұрын
Yigrem you
@chanustar9881
@chanustar9881 4 жыл бұрын
Waw it's great love story❣❣❣ I don't have words to explain this so thanks zara internment.
@Finesekidazu
@Finesekidazu 3 жыл бұрын
ሰላም ዛራ ፍልጠት እዚ እትገብርዋ ዘለኩም ብጣዕሚ ዝናአድ ኢዩ ቀጽልዎ: ካብዚ ብዝሰፍሔ አብታ ምጪውቲ ሃገርና ብናጽነትን ብዝበለጽ ከም ታዓብዩ ባል ሙሉእ ተስፋ እየ !
@danisolomon3750
@danisolomon3750 4 жыл бұрын
ንከልኣይ ግዜ ሰሚዐያ ኣዝያ መሳጢት ዛንታ በቃ ነቢዐ😭 ንኣምላኽ ኣመስጊነ ነቲ ሰብ ዘይብሉ ኣምላኽ ኣለዎ
@wintaaman2940
@wintaaman2940 3 жыл бұрын
des zebel zanta tnx je t'aime
@fshaleabrhale8620
@fshaleabrhale8620 3 жыл бұрын
thanks zarafltet
@alazarhidru4717
@alazarhidru4717 4 жыл бұрын
Wawwwww nice gele aynet fkrawit zanta btami des yebl thanks zearkey
@berekettewelde8499
@berekettewelde8499 4 жыл бұрын
Waww btami mesatit zanta thanks bros
@abitiabi2724
@abitiabi2724 4 жыл бұрын
ፍቕሪ ዋላ ሓደ ዝወዳደራ ከቶ የልቦን thanx kea
@helu_girl4572
@helu_girl4572 4 жыл бұрын
እቲ ፍቅሪ ካብ ዝሳኣናዮ እቲ ጡዑም ዛንታ ፍቅሪ ምስማዕ እንታይ ክብለና።ኩሉ ግዜ እባ ዛንታት ፍቅሪ ኣምጹሉና ዛራ ፍልጠጥ
@rahwaembaye1928
@rahwaembaye1928 4 жыл бұрын
Hahahah haki ya
@እመንግንንመን-ሐ2ጨ
@እመንግንንመን-ሐ2ጨ 4 жыл бұрын
እሞ ብዛንታ ክንስምዕ እኮ ግዜ ይሓልፈናሎ ሰበይ
@helu_girl4572
@helu_girl4572 4 жыл бұрын
@@እመንግንንመን-ሐ2ጨ ኣቲ እንታይ እሞ ክንገብር ዕድልና እንድዩ
@እመንግንንመን-ሐ2ጨ
@እመንግንንመን-ሐ2ጨ 4 жыл бұрын
@@helu_girl4572 እወ ንሱስ ሓቅኻ/ኪ ኣለካ,ኪ አቲ ግዜ ትክክለኛ ፍቕሪ ዘይርከቦ ኮይኑ ዳሕራይ ካዓ ወለዶ ሎሚ ስደት ኮይኑ መንቀሊኡ ግን ኣጆካ ,ኪ ኩሉ ክኸውን እንድዩ
@bibiyo1967
@bibiyo1967 4 жыл бұрын
Thanks brother
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ 4 жыл бұрын
*ዋውውው ወድኣ ማለት ድዩ በጃኻ ኣሎዋ ኢንቶኾነ መቀጸልታ ቀጽላላ በቃ ብዘይ ምትንፋስ ሰምዕያ ከምዝ ዓይነት ፍቅራው ዛንታ ኣቅርበልና ኣብየት ኣብየት ፍልት ያ ኢዝኣስ ኢውይ*
@abelgrmay2869
@abelgrmay2869 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፍቅሪ ሓያል ዩ ንዝፈልጦስ
@vampire.-ama7308
@vampire.-ama7308 2 жыл бұрын
Je vous aime😁 zara fltet zaru zari yeak kexlwo😍❤️
@Teklit632
@Teklit632 4 жыл бұрын
nay bhaqi des tebil 100% xibuk serah
@neshneshtv3127
@neshneshtv3127 4 жыл бұрын
Mamamia btaemi tenkifatni abi zanta nay behaki hiwet endhr koynu ab genet eyom znebru zelewu neana n Eritrawyan kea komu ygberena amlak.
@rutaaraya5666
@rutaaraya5666 4 жыл бұрын
Thanks
@haileemereb3975
@haileemereb3975 4 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ ጸሓፍን ኣንባብን
@zarafltet
@zarafltet 4 жыл бұрын
😍😍😍👌🙏 i love you 📝📝📝✍✍✍✍🙏🤝
@aryambereket7848
@aryambereket7848 4 жыл бұрын
Merci beaucoup j’aime bien cette histoire d’amour
@OneDay-it5vc
@OneDay-it5vc 4 жыл бұрын
Oui moi aussi mon frères
@wintaaman2940
@wintaaman2940 3 жыл бұрын
moi aussi
@zarafltet
@zarafltet 4 жыл бұрын
street interview ሕቶን መልስን ፈትኑ try-on ተዓዘቡ፡ part two kzbin.info/www/bejne/d4GXhaacpN6YoNE
@ንፋራንመከራንጊዘደይምሃብ
@ንፋራንመከራንጊዘደይምሃብ 4 жыл бұрын
ሰላም ከመይ ትኮኑ ዛራዊያን የሕዋተይ ሰላም ን ክትህልዉ ናይ ወትሩ ትሚኒተይ ዩ ኣነ ተካታታሊ መደብኩም ኮይነ ኣድናቂ ናትኩም ኢየ ውን ከምቲ ኩሉ ስብ ጸገሙ ናዕኩም ዘካፍል ኣነ ድማ ጸገመይ ከካፍለኩም ሞ ንስኩም ክኣ ንጸገመይ ተገዲስኩም መክርኩም ከተካፍሉኒ ዴሊየ ብጣዕሚ ኢየ ድማ ደመስግነኩም "ኣነ ሓውኩም ብናይ ሓንቲ ጋል ሂዋን ብፍቅሪ ድሳቀ ደለኩ የ ስመይን ስማን ይትዓቀበለይ ምስ ሰናይ ይቅረታይ እንዳበልኩም የ ናብቲ ጉዳየይ ክኣቱ ንብርዒ ስማ ድሓን """ቁስሊ""" ንበላ ካብዚይ ዩ ድጅምር እቲ ናይ ፍቅሪ ታሪክ ማሊት ዩ ሓደ ምዓልቲ ዩ ንዳዋወል እሞ ስላምትና ንትሓተት ጽብቅ ከም ዘለኩ ይነግራ ሞ ንሳ ድማ ከምኡ ኣይቀነናን ኣብዓይኒ ፍቅሪ ንኣቱ ሓደ ምዓልቲ ንክንራከብ ድማ ትቓጸርና ክሊተና ረሲዕልኩም መታዓቢቲ ስለ ድኮናስ ብንእሽቱኣ ኢየ ድፈልታ ማሊት ዩ ጋል 17-18 ዓመት ኢያ ብግምት ብዝኮነ ንስድርኣ ትነግሮም እሞ ስድራ ድማ ኣነ ክድውለሎም ከምደለኒ ሓበርዋ ኣነ ድማ ምስ ነብሰይ ተዛሪበ ክድውለሎም ወሰንኩሞ ሓደ ማዓልቲ ይድውሎሎም ን ቁስሊ ጽቡቅ ጌረ ከም ዝፍቅራ ሓበር ኩዎም ስድራ ብጣዕሚ ብኣኣ ከምዘይ ቀሰኑ ድማ ካብ ዘረብኦም ኣስተብሃልኩ ኩሉ ከም ዝፈልጦ ናብ ጋል ዓድካ ክትምርዐ ስድራ ኩላትና ማዕረ ክንደይ ከምዝሕጎሱ ስድራ ቁስሊ ናይ ብሓቂ ይሕጎሱ ምሳካ ወዲኣ ድኣሞ እንታይ ክሓስማ ውላድኩም የሪኤና ዞም ደቀይ ይብሉና ኣሜን ብምባል ትፋነና ሞ ኣነን ቁስሊን ንክንራከብ ትሳማማዕና ክሊቴና ድማ ኣብ ጀርመን ኢና ንቅመጥ ብዝኮነ ምርካብና ኣይተረፈን ንራከብ ሞ ምስቲ ቲሕቲ ዕድመ ምህላዋ ጊዘ ክንረክብ ኣይካኣልናን ሓንሳብ በይንና ኮይና ከምዛ ምሳይ ትቅጽል ብዛዕባ መጻኢናን ፍቅርናንን ይገልጸላ ብዓልቲ ጥዕምቲ መልሓ ኦኬይ እወ ፍቅረይ እንዳበለት ብዝኮነ ሽዑ መሲዩ ንሳ ግድን ንገዛ ክትከይድ ከም ደልዋ ትነግረኒ ማሌት ዩ ኣነ ድማ ካብ ርሑቅ ስለ ድመጻኩስ ምስ ሓደ ዓርከይ ክሓድር ክድኩ ብፍቅራ እንዳ ተሳቀኩ ተሌፎን ደዊለ ፍቅረይ ኣብ ምዕሙቅ ፍቅሪ ከም ደለኩ ንገርክዋ ኣይታያ ቁስሊ ግን ከምቲ ንፈልጣ ብዓልቲ ጥዕምቲ መልሓስ ኣነ ውን ሓላለይ ትብለኒ ብዝኮነ ኣነ ትካል ውጋሕ ኣውግሕክዋ ንጽባሒቱ ብሎክ ጌራትኒ ማሌት ዩ ናብ ስድራን የሕዋታን ደዊለ ክትረክበኒ ከምዘይትኽእል ነገርክዎም ስድራ ክዓብዱ ዲዮም ገለ ናባይ ደዊሎም ድማ ድሓን ከማካ ድክብራ ኣበይ ክትረክብ ኢላ ኣጆካ ዘወደይ ይብሉኒ ኣነ ድማ ምስ ብርቱዕ ስሚዒታት ፍቅረይ ክጻወር ኣይካልኩን ኮይኑ ግን ድሕሪ ክንደይ ግን ዕሽነት ዲ ወይስ ንእስነት እንዳ በልኩ ካብ ሓንጎለይ ትምለስ ዶ ትከውን እንዳ በልኩ ድሕሪ ክንደይ ምስ ምሓዛኣ ርኽክብ ገበርኩሞ ብዛዕብኣ ሓተትክዋ ኖ ኣይትሓዘለይ ኣብዛይ የእትወኒ ክዛረብ ጽቡቅ ኣይኮነን ድማ በለትኒ ብክንደይ ለመና ብዛዕብኣ ከምዚ ኢላ ክትነግረኒ ተገደደት ን ቁስሊ ዓርኪ ኣለዋ ከመይ ኢላ ከማን ንዕኡ ገዲፋ ንዓካ ሓራይ ከምትብል ገሪምኒ ዩ ኔሩ እበር ከስ ማራ ያ ተፍቅሮ በለትኒ ሞ ኣነ ድማ ብሕርቃን ክሞይተ ዲየ ገለ ሓቂ ዘርባ ኣነ ጽቡቅ ጉልቡት ጽቡቅ ቅርጺ ድውንን ውዲ የ ብዛዕባ ነብስና ጽቡቅ ክንዛር ወላኻ ድእ ልሙድ ኣይኩን ዳምበር መንነተይ ንከብርሃልኩም ኢለ ኢየ ፥ ድሕርጂ ቶታል ከምደይ ረክባ ድማ ተማሕጸንኩ ርክክብና ኣይተረፈን ግን ሓደ ምዓልቲ ዩ ብካልእ ፌስቡክ ኣውጺኣ ሃይይይ ትብለኒ ኣነ ድማ እንታይ ክትደግሚ ደሊኪ ሕጂ ከ በልክዋም ሶሪ እታ ሓንቲ Facebookey እንዲያ ትዓጻትኒ ገለ ኢላ ከትሕሱ ትጅምር ኣነ ድማ ኩሉ ኣብዛ ዉሽጠይ ጊረ ኦኬይ ድሓን እንታይ ክሰምዓኪ በልክዋ ናፊቀካ እንዲየ ትብለኒ ኣነ ድማ ኩሉ ናይ ውሽጠይ ዝኮነ ተዛረብክዋ ስድራ ደዊሎም ናባይ ተዛሪብናይ ኢና ክስቶ ወደይ ይብሉኒ ሞ ኣነ ድማ ዓርኪ ከምደለዋ ሓበርክዎም ስድራ ፈጺሞም ምእማን ኣቤሙኒ እንተዝህልዋ ኔሩ ቀደም ምነገረትና ድማ በሉኒ ኣነ ምእማኖም ጠፊኢኒ ምስኣ ዳግማየ ይራከብ ከምዛ ምስኣ ደለኩ ተምሲለ ናይ ሕሉፍ እኮ ሕሉፍ ዩ በልክዋሞ ንሳግን ሓቂ ኣይነገረትንን ከምዚ ሓዳሽ ስብ ኮይና ድማ ብዛዕባ መጻኢኣ ትዛረብ ሞ ነገር ውርዲ ኮይኑ ግን ኣብ ቀረባ ጸኒሐ ባእ ኣንታ ዛጋል ተቀይራ ያ ትመስል ኢለ ይቅረ ይኩንኪ በልክዋ ሞ ሓደ ሰሙን ድከውን ድማ ተዳውወና ድሕሪ ኡ ኣመላ ኣይተረፈን ናብ ናይ ቀደማ ተመሊሳ ስድራ ቀልጢፈ ንክወልደላ ኢዮም ድርቡጹኒ ከም ገለ ኢልካ ምስ ትወደላ ጥራሕ ኢያ እዛ ስብ እዚኣ ሰላም ትበና ናኩልና እንዳበሉ ድርቡሽኑ ከም ተፍቅረካ ንዓካ ድማ ብርሁ ኢዩ ኣነ ግን ምጽማም በዚሒኒ ምእንቲ እቶም ስድራ ኣብዝኣትዎ ጠፊእኒ ብጣዕሚ ነዊሕ ዩ ስለ ድነውሓኒ ኩሉ ከምጽኦ ኣይካልኩን እንታይ እንተ ገበርኩ ከ ይሕሸኒ ኣማሪረ በቃ ሕጅስ ኣብ ፍቅሪ ንፈለማይ ጊዘ ኢየ ሞ በርቲዕኒ ምጽማሙ ሲኢነ ብዝኮነ ካብ ሓንጎለይ ዶ ከውጽኣ ወይስ ገለ ለውጢ እንተ ኣምጽኣት ክጽበያ እቲ ጸገም ስለ ደፍቅራ የ ንውጹዕ ሓውኩም ሪኢኩም መክርኩም ንክትልግሱለይ ብትሕትና ይላቦ የቀኔለይ ሓውኩም ካብ ጀርመን ፥
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 4 жыл бұрын
Bravo nice
@naomimqurzanta2019
@naomimqurzanta2019 4 жыл бұрын
Zara kem shma ,ቀዳማይ እየ ኣግርጭው ኣይትረስዑ፡
@milkaghirmay1763
@milkaghirmay1763 4 жыл бұрын
Jetamie aykonen zbehal (Je t'aime) eu zbehal
@ንፋራንመከራንጊዘደይምሃብ
@ንፋራንመከራንጊዘደይምሃብ 4 жыл бұрын
ሰላም ከመይ ትኮኑ ዛራዊያን የሕዋተይ ሰላም ን ክትህልዉ ናይ ወትሩ ትሚኒተይ ዩ ኣነ ተካታታሊ መደብኩም ኮይነ ኣድናቂ ናትኩም ኢየ ውን ከምቲ ኩሉ ስብ ጸገሙ ናዕኩም ዘካፍል ኣነ ድማ ጸገመይ ከካፍለኩም ሞ ንስኩም ክኣ ንጸገመይ ተገዲስኩም መክርኩም ከተካፍሉኒ ዴሊየ ብጣዕሚ ኢየ ድማ ደመስግነኩም "ኣነ ሓውኩም ብናይ ሓንቲ ጋል ሂዋን ብፍቅሪ ድሳቀ ደለኩ የ ስመይን ስማን ይትዓቀበለይ ምስ ሰናይ ይቅረታይ እንዳበልኩም የ ናብቲ ጉዳየይ ክኣቱ ንብርዒ ስማ ድሓን """ቁስሊ""" ንበላ ካብዚይ ዩ ድጅምር እቲ ናይ ፍቅሪ ታሪክ ማሊት ዩ ሓደ ምዓልቲ ዩ ንዳዋወል እሞ ስላምትና ንትሓተት ጽብቅ ከም ዘለኩ ይነግራ ሞ ንሳ ድማ ከምኡ ኣይቀነናን ኣብዓይኒ ፍቅሪ ንኣቱ ሓደ ምዓልቲ ንክንራከብ ድማ ትቓጸርና ክሊተና ረሲዕልኩም መታዓቢቲ ስለ ድኮናስ ብንእሽቱኣ ኢየ ድፈልታ ማሊት ዩ ጋል 17-18 ዓመት ኢያ ብግምት ብዝኮነ ንስድርኣ ትነግሮም እሞ ስድራ ድማ ኣነ ክድውለሎም ከምደለኒ ሓበርዋ ኣነ ድማ ምስ ነብሰይ ተዛሪበ ክድውለሎም ወሰንኩሞ ሓደ ማዓልቲ ይድውሎሎም ን ቁስሊ ጽቡቅ ጌረ ከም ዝፍቅራ ሓበር ኩዎም ስድራ ብጣዕሚ ብኣኣ ከምዘይ ቀሰኑ ድማ ካብ ዘረብኦም ኣስተብሃልኩ ኩሉ ከም ዝፈልጦ ናብ ጋል ዓድካ ክትምርዐ ስድራ ኩላትና ማዕረ ክንደይ ከምዝሕጎሱ ስድራ ቁስሊ ናይ ብሓቂ ይሕጎሱ ምሳካ ወዲኣ ድኣሞ እንታይ ክሓስማ ውላድኩም የሪኤና ዞም ደቀይ ይብሉና ኣሜን ብምባል ትፋነና ሞ ኣነን ቁስሊን ንክንራከብ ትሳማማዕና ክሊቴና ድማ ኣብ ጀርመን ኢና ንቅመጥ ብዝኮነ ምርካብና ኣይተረፈን ንራከብ ሞ ምስቲ ቲሕቲ ዕድመ ምህላዋ ጊዘ ክንረክብ ኣይካኣልናን ሓንሳብ በይንና ኮይና ከምዛ ምሳይ ትቅጽል ብዛዕባ መጻኢናን ፍቅርናንን ይገልጸላ ብዓልቲ ጥዕምቲ መልሓ ኦኬይ እወ ፍቅረይ እንዳበለት ብዝኮነ ሽዑ መሲዩ ንሳ ግድን ንገዛ ክትከይድ ከም ደልዋ ትነግረኒ ማሌት ዩ ኣነ ድማ ካብ ርሑቅ ስለ ድመጻኩስ ምስ ሓደ ዓርከይ ክሓድር ክድኩ ብፍቅራ እንዳ ተሳቀኩ ተሌፎን ደዊለ ፍቅረይ ኣብ ምዕሙቅ ፍቅሪ ከም ደለኩ ንገርክዋ ኣይታያ ቁስሊ ግን ከምቲ ንፈልጣ ብዓልቲ ጥዕምቲ መልሓስ ኣነ ውን ሓላለይ ትብለኒ ብዝኮነ ኣነ ትካል ውጋሕ ኣውግሕክዋ ንጽባሒቱ ብሎክ ጌራትኒ ማሌት ዩ ናብ ስድራን የሕዋታን ደዊለ ክትረክበኒ ከምዘይትኽእል ነገርክዎም ስድራ ክዓብዱ ዲዮም ገለ ናባይ ደዊሎም ድማ ድሓን ከማካ ድክብራ ኣበይ ክትረክብ ኢላ ኣጆካ ዘወደይ ይብሉኒ ኣነ ድማ ምስ ብርቱዕ ስሚዒታት ፍቅረይ ክጻወር ኣይካልኩን ኮይኑ ግን ድሕሪ ክንደይ ግን ዕሽነት ዲ ወይስ ንእስነት እንዳ በልኩ ካብ ሓንጎለይ ትምለስ ዶ ትከውን እንዳ በልኩ ድሕሪ ክንደይ ምስ ምሓዛኣ ርኽክብ ገበርኩሞ ብዛዕብኣ ሓተትክዋ ኖ ኣይትሓዘለይ ኣብዛይ የእትወኒ ክዛረብ ጽቡቅ ኣይኮነን ድማ በለትኒ ብክንደይ ለመና ብዛዕብኣ ከምዚ ኢላ ክትነግረኒ ተገደደት ን ቁስሊ ዓርኪ ኣለዋ ከመይ ኢላ ከማን ንዕኡ ገዲፋ ንዓካ ሓራይ ከምትብል ገሪምኒ ዩ ኔሩ እበር ከስ ማራ ያ ተፍቅሮ በለትኒ ሞ ኣነ ድማ ብሕርቃን ክሞይተ ዲየ ገለ ሓቂ ዘርባ ኣነ ጽቡቅ ጉልቡት ጽቡቅ ቅርጺ ድውንን ውዲ የ ብዛዕባ ነብስና ጽቡቅ ክንዛር ወላኻ ድእ ልሙድ ኣይኩን ዳምበር መንነተይ ንከብርሃልኩም ኢለ ኢየ ፥ ድሕርጂ ቶታል ከምደይ ረክባ ድማ ተማሕጸንኩ ርክክብና ኣይተረፈን ግን ሓደ ምዓልቲ ዩ ብካልእ ፌስቡክ ኣውጺኣ ሃይይይ ትብለኒ ኣነ ድማ እንታይ ክትደግሚ ደሊኪ ሕጂ ከ በልክዋም ሶሪ እታ ሓንቲ Facebookey እንዲያ ትዓጻትኒ ገለ ኢላ ከትሕሱ ትጅምር ኣነ ድማ ኩሉ ኣብዛ ዉሽጠይ ጊረ ኦኬይ ድሓን እንታይ ክሰምዓኪ በልክዋ ናፊቀካ እንዲየ ትብለኒ ኣነ ድማ ኩሉ ናይ ውሽጠይ ዝኮነ ተዛረብክዋ ስድራ ደዊሎም ናባይ ተዛሪብናይ ኢና ክስቶ ወደይ ይብሉኒ ሞ ኣነ ድማ ዓርኪ ከምደለዋ ሓበርክዎም ስድራ ፈጺሞም ምእማን ኣቤሙኒ እንተዝህልዋ ኔሩ ቀደም ምነገረትና ድማ በሉኒ ኣነ ምእማኖም ጠፊኢኒ ምስኣ ዳግማየ ይራከብ ከምዛ ምስኣ ደለኩ ተምሲለ ናይ ሕሉፍ እኮ ሕሉፍ ዩ በልክዋሞ ንሳግን ሓቂ ኣይነገረትንን ከምዚ ሓዳሽ ስብ ኮይና ድማ ብዛዕባ መጻኢኣ ትዛረብ ሞ ነገር ውዲ ኮይኑ ግን ኣብ ቀረባ ጸኒሐ ባእ ኣንታ ዛጋል ተቀይራ ያ ትመስል ኢለ ይቅረ ይኩንኪ በልክዋ ሞ ሓደ ሰሙን ድከውን ድማ ተዳውወና ድሕሪ ኡ ኣመላ ኣይተረፈን ናብ ናይ ቀደማ ተመሊሳ ስድራ ቀልጢፈ ንክወልደላ ኢዮም ድርቡጹኒ ከም ገለ ኢልካ ምስ ትወደላ ጥራሕ ኢያ እዛ ስብ እዚኣ ሰላም ትበና ናኩልና እንዳበሉ ድርቡሽኑ ከም ተፍቅረካ ንዓካ ድማ ብርሁ ኢዩ ኣነ ግን ምጽማም በዚሒኒ ምእንቲ እቶም ስድራ ኣብዝኣትዎ ጠፊእኒ ብጣዕሚ ነዊሕ ዩ ስለ ድነውሓኒ ኩሉ ከምጽኦ ኣይካልኩን እንታይ እንተ ገበርኩ ከ ይሕሸኒ ኣማሪረ በቃ ሕጅስ ኣብ ፍቅሪ ንፈለማይ ጊዘ ኢየ ሞ በርቲዕኒ ምጽማሙ ሲኢነ ብዝኮነ ካብ ሓንጎለይ ዶ ከውጽኣ ወይስ ገለ ለውጢ እንተ ኣምጽኣት ክጽበያ እቲ ጸገም ስለ ደፍቅራ የ ንውጹዕ ሓውኩም ሪኢኩም መክርኩም ንክትልግሱለይ ብትሕትና ይላቦ የቀኔለይ ሓውኩም ካብ ጀርመን ፥
@እመንግንንመን-ሐ2ጨ
@እመንግንንመን-ሐ2ጨ 4 жыл бұрын
ዓርኪ ኣለዋ እናትብሃልካ እሞ ብሎክ ገይራትኒ እናበልካስ ክፃወራ ዶ ክትብል እንታይ ገበርካ ሂወትካ ኣብ ጭንቂ ዝተእትዋ ዘይትገድፋ ማዓረይ ምስ ይቅርታ ምስቱ ፍቅርካ ክስመዐካ ክኸውን እንድዩ ግን እዚኣ መልሓሳ ካሊእ ተግባራ ካሊእ መቸም ኣነ ሓፍትኻ ግን ግደፋ እየ ዝብለካ ኣምላክ ታናትካ ዝበላ ኣምላኽ ሒዝልካ ኣሎ
@ሮቢ
@ሮቢ 4 жыл бұрын
ኣብዚኣ አሞ ሓንሳብ ጂቴም ዩ ጂታሜ ኣይኮነን ክቡር ሓውና ኣስሜ
@niatkesete7957
@niatkesete7957 4 жыл бұрын
OMG! I love it ❤
@efremtekie101
@efremtekie101 4 жыл бұрын
Merci beaucoup Mon ami terbia bian history
@mykitchen5850
@mykitchen5850 4 жыл бұрын
Toi aussi besoin des corrections mon ami ( tres bien) et merci
@habtomgebrehiwet613
@habtomgebrehiwet613 4 жыл бұрын
Hi Asmie ane hade kab tekatatelti medebkum eye. Zkaal ente koynu nay Alan Walker tarik ktgelxelna
@mikeletadios6141
@mikeletadios6141 4 жыл бұрын
2y kfal yeblan?
@medhanieyohannestekeste9400
@medhanieyohannestekeste9400 4 жыл бұрын
wwwwwww asemerom hawey kemti defetewo ayenet zaneta eyu betami adeniqeka naye behaki ewet serhe qexelo asemi hawey
@abielykalo4362
@abielykalo4362 4 жыл бұрын
Nice job kexilo bro gn eta JUTAME zbelkaya male fqri (JUTEM) ya tbehal 👌👍🤞
@teweldefisshaye586
@teweldefisshaye586 4 жыл бұрын
Je t'aime
@amanielu4216
@amanielu4216 4 жыл бұрын
ኣነ ንባዕለይ ጽብቅቲ ኣፍቂረን ኣፍቂራትንን ግን ኣብ በይኑ ዓዲ ኢና ንነብር መጀመርታ ንሳ እያ ስእልኻ እባ ብጃኻ ስደደለይ ኢላትኒ ኣነ ከኣ ከይ ደንጎኹ ስእለይ ሰዲደላ ስእለይ ምስ ርኣየት ብጣዕሚ ብፍቅሪ ናተይ ዓበደት ኣነ ዉን ዓበድኩ ብፍቅራ ሕጂ ግን ከም ቀደማ የላን ስለዚ ንዓይ ፍቅሪ ናይ ኣዴኻ እንበር ካልእ ፍቅሪ ዘሎ ኣይስማዓንን እዩ ስለዚ ካብዚ ከማይ የድሕንኩም።
@እመንግንንመን-ሐ2ጨ
@እመንግንንመን-ሐ2ጨ 4 жыл бұрын
ሓቅኻ ኢኻ ኣዶ እያ ኩሉ ግዜ ፍቃር እምበር ናይ ካሊእስ ኣይግድን ብዝኮነ ብፎቶ ምፍቃር ትክክለኛ ኣይኮነን ስብ ብኣንዲበቱ ብልበንኡ ተፍቂርካዮ እዩ ትዝሐሽ ይብለካ እምበር ናይ Facebook ፍቅሪ ኣዲክምና እዩ ዘሎ ሓውና
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
Woww ናይ ብሓቂ ምስ ፍቕሪ ከቶ የለን
@amantekle1809
@amantekle1809 4 жыл бұрын
Hakent ente da halieo handret berset Good
@semeretekia4044
@semeretekia4044 4 жыл бұрын
ኣታ የላን ዲያ አታ መርዋሕ ደምፅ ኣ ሃብትና
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 4 жыл бұрын
ቡጣዕሚ ድስስስ ዝብል ትምህርቲ
@cdc2391
@cdc2391 4 жыл бұрын
ከምዚ ንሰብ ገለ ጽቡቕ ነገር ክምህር ዝኽእል መደብ ኣቕርቡ።ካብ ሰብ ዝነበረ ሰይጣን ተቕይሩ፡ሰብ በሊዑ፡ቀቲሉ ዝብል ሰብ ክጽይቕ ዘተባብዕ ቪድዮ
@esromsenay1108
@esromsenay1108 4 жыл бұрын
Plz continue to do like that perfect
@sameymeksebey4517
@sameymeksebey4517 4 жыл бұрын
btami mesati zanat des eilatni 🤙
@ጎይታይኣብትመጽእመንግስት
@ጎይታይኣብትመጽእመንግስት 4 жыл бұрын
ኩሉ እዚ ዝበልካዮሲ ኣብ ዉሽጢ 24 ሰዓት ጥራይ ኮይኑ ማራ ዝተጋነነ መሲሉ እንበር ከም ሓሳብ ጽቡቅ
@madrideilat8567
@madrideilat8567 4 жыл бұрын
Waw btaemi sehabi zanta
@samiyemane3021
@samiyemane3021 4 жыл бұрын
getamie nice love story great job bro keep going
@melakinokemey1138
@melakinokemey1138 4 жыл бұрын
Bzey kelaalem btami xbuk medeb eu zarkey
@hannaghilay7785
@hannaghilay7785 4 жыл бұрын
ብ ኣቃራርባኻን ብፍላይ ከኣ ኣናብባኻ ኣብ ዮቱብ ካብ ዘለው ናይ ትግርኛ ቻነላት ዝበለጽካ
@adonayasmera3476
@adonayasmera3476 4 жыл бұрын
Filmi key kewun
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 4 жыл бұрын
Well came
@ftwi9191
@ftwi9191 4 жыл бұрын
Wawwwwwww asebidka ahgiskani
@ፍትሒይንገስ-ቈ7መ
@ፍትሒይንገስ-ቈ7መ 4 жыл бұрын
Je suis parisien je t'aime
@efremandamineghindae3010
@efremandamineghindae3010 4 жыл бұрын
Great love story 👌
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 4 жыл бұрын
ንዝርድኦ ደኣ ፍቅሪ
@yafetrussom9533
@yafetrussom9533 4 жыл бұрын
Wow wow
@nuredinelaj2598
@nuredinelaj2598 4 жыл бұрын
💕❤
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 жыл бұрын
Wow mesati fqrawit zanta👌
@milkaghirmay1763
@milkaghirmay1763 4 жыл бұрын
(ጄቴም) i love you እዩ ዝበሃል
@filmontesfahiwet5001
@filmontesfahiwet5001 4 жыл бұрын
beli ane kea je t'aime eleki aleku ente hisheki
@proudmom6294
@proudmom6294 4 жыл бұрын
Ewayy ms dimseka fekti hizuni
@Servingthetruth24.
@Servingthetruth24. 4 жыл бұрын
Waww , wehale anbabi
@danaitteklemariam1365
@danaitteklemariam1365 2 жыл бұрын
B taemi xbuk medeb kabta zanta nilaeli anibabi zanta mekeret jibikata
@ደቂኤረይፈትወኩምእየ
@ደቂኤረይፈትወኩምእየ 4 жыл бұрын
ከሌና ያኸ ናይ ቀደም መሕለፊ ግዜ እዩ ኔሩ ሕጂ ከምዚእታት ግዚኡ ኣይኮነን
@elytes5222
@elytes5222 4 жыл бұрын
💯💯💯💯 great story
@baniyefkrfkr8010
@baniyefkrfkr8010 4 жыл бұрын
Eway kemzi fqri abey yrkeb abe hlmi tray
@hodhod9197
@hodhod9197 4 жыл бұрын
Btaemi ndaat ketslwo anabs
@Kurar22
@Kurar22 4 жыл бұрын
ጀታሜ ኣለኒ ምስዛ ቻነል ሕራይ ትብለኒ ዶ ትኾውን።
@umahlam
@umahlam 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣💯💯💯❤❤
@Kurar22
@Kurar22 4 жыл бұрын
@@umahlam ጀታሜ ናዓኺ ከማን
@yowhanatekelemariam6178
@yowhanatekelemariam6178 4 жыл бұрын
Wawww nic
@selamweldetnsae4343
@selamweldetnsae4343 4 жыл бұрын
Wawwwww
@nakfaeritrea9203
@nakfaeritrea9203 4 жыл бұрын
Ata Anes zeyrdani Ezi fiqiri kif zelewa zanta
@lunaestifanos2522
@lunaestifanos2522 3 жыл бұрын
ጀተይም እዩ ዝብሃል ብፈረንሳ
@ጽምዋዩዘለኽዎቦታ-ደ6ተ
@ጽምዋዩዘለኽዎቦታ-ደ6ተ 4 жыл бұрын
ፍቕሪ 😢😢😢😢😢
@alexjohn9324
@alexjohn9324 4 жыл бұрын
agibna tray ata jigina
@mnbarnzelekamfqar849
@mnbarnzelekamfqar849 4 жыл бұрын
Leli kuku eqararbaka adniqeka
@filimontekleab9307
@filimontekleab9307 4 жыл бұрын
Omg
@Me.kidane
@Me.kidane 4 жыл бұрын
Lomi kedamay dis like gere 🤣😂🤣😂🤣
@teklomtesfaiwet3468
@teklomtesfaiwet3468 4 жыл бұрын
አዛ መደብ አንተ ኣቃሪጽካያ ምንባር ከቃርጽየ ነጊረካ ኣለኩ
@Me.kidane
@Me.kidane 4 жыл бұрын
Tm bel hasawi xogrka keman aymskorexkan
@arontekle5816
@arontekle5816 4 жыл бұрын
Merci
ንወሲብ ዝሞተት ነብሲ    መላሲ ዝሰኣነ ምቁር መርዚ
26:38
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 28 М.
ዕድል ሳሮን ሓቀኛ ዛንታ
20:40
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 74 М.
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 4,7 МЛН
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 16 МЛН
ሕነኣ ኣብ ልዕሊ ዓማጺኣ ዝፈደየት ሰናይት
16:00
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 90 М.
ጽሕፍቶ ድዩ ወይስ ኣጋጣሚ? ሓቀ ኛዛንታ
19:41
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 166 М.
አፍላ ፍቅር 70 - School life /ስኩል ላይፍ/
45:51
Liyu cinema
Рет қаралды 28 М.
ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ የለን 1ይ ክፋል
15:01
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 41 М.
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34