No video

🔵ሃብቶም ሓውና ነብሰ ቕትለት ክፍጽም ዘብጾሖ ጉዳይ / ታሓተቲ ሰባት ውን ?

  Рет қаралды 83,111

Abiel Info Tv

Abiel Info Tv

Күн бұрын

ናብዛ ሓዳሽ ቻነለይ ሳብስኽራይብ ምግባር 👇ኣይትረስዑwww.youtube.co...
😄 Subscribe (IT'S FREE) 😄 / @abiel-info-tv
😄Please Write a comment, share and like the video
ENJOY!!!
JOIN MEMBERSHIP
👇
/ @abiel-info-tv
Join this channel to get access to perks:
👇
/ @abiel-info-tv
#abiel info tv# #ABIEL INFO TV# #abielinfotv ሳብስክራይ ኣይትረስዑ - / @abiel-info-tv
#Abiel Info Tv#abiel_info_tv#abielinfotv ሰላም ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ተኸታተልቲ መደባትና መደብ#abielinfotv እኑቓዕ ብደሓ መጻኹ እንዳበልና እዛ ቻነል ንዓኩም ይምህርን የዘናግዕን ኢዩ ዘበሎቶ መደብ ሒዛትልኩም ትቀርብ ኾይና ከምቲ ልሙድ ካባኩም ንደልዮ ደገፍን ምትብብባዕን ጥራሕ ስለ ዝኮነ ብትሕትና እንዳዛኻከርና ንቻነልና ሳብስኽራይብ ላይክ ሸር ከይረሳዕኹም ክትገብሩልና ነዘኻኽር ሰናይ ምክትታል እንዳተመነና ብድጋመ ብድሓን ሙጹና የቐንየልና።
Follow us on = instagram - www.instagram....

Пікірлер: 352
@edenkidane1625
@edenkidane1625 3 ай бұрын
አሎ አብሕክምና ተቀዳዲምካ አብሚድያ ምዝራብ ዓገብ ፈጣሪ አትሪፍዎ አሎ ምሉእ ምሕረት የዉርደሉ🙏
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 3 ай бұрын
አሜን አምላክ የትርፎ 😢😢😢
@WintaGrmay
@WintaGrmay 3 ай бұрын
Amlak mhret yewrdelu alo tekoinu seb tebelashiyu
@brhanlbey7067
@brhanlbey7067 3 ай бұрын
እውይይይ በሓቂ ዲኻ ኣሜን ይግበረሉ 😢😢😢😢😢 እንሻላህ ይምለሰና ይከውን😢😢
@adamtekle9828
@adamtekle9828 3 ай бұрын
ሓቂ ድዩ
@edenkidane1625
@edenkidane1625 3 ай бұрын
@@adamtekle9828 እወ ከምኡ ኢሎም አለዉ ሐቂ ይግበረሉ🙏
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 3 ай бұрын
ህዝብና ረሳሕ ዝኾነ በህርይ ኣጥርዩ እዩ ዘሎ
@user-jn9ce5il3m
@user-jn9ce5il3m 3 ай бұрын
በጃኹም ብወላዲትኩም የሱስ ክርስቶስ ተሰቂልልኩም ኢዩ ካብ ምስ ኮነ ነብሲ ይምሐር ሕጂ ወንጌል ምንጋር ደቀየ የሱስ የፍቅረኩም ኢዩ መንግስተ ሰማይ ብክርስቶስ ምእማን ኢዩ ዝርከብ ኩልና በብዝተፈቅደና ዘይተርፍ ኢዩ ምንባር ሐንቲ ኢያ ንሳ ከአ ሕጂ ኢያ የሱስ ተባረኩ
@YoniYoni-pp7hu
@YoniYoni-pp7hu 3 ай бұрын
ወንጌል ንምምሃር መጀመሪያ ተመሃር ነብስ ይምሃር ክንድ ትብል ኮተታም
@elsakiros6509
@elsakiros6509 2 ай бұрын
Amazing and truly answer and awesome Jesus christ is the way the truth and life god bless you more grace to tell the truth gospel of God our savior Jesus christ 🙏 ❤🎉
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ዘሕዝን ደንቖሮ ዝኾነ ዎሎዶ😭😭😭😭😭ምስክናይ ነዚ መድያ ገዲፍዎ ሂወቱ ዘይመርሕ።
@Soo65Sho56-iq6pn
@Soo65Sho56-iq6pn 2 ай бұрын
ገንዘቡ በልዓ አብ መጨረሻ ህይወቱ በላዓቶ አምላኬ ሆይ ልቦና ዓድለና😢😢😢😢😢😢
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 3 ай бұрын
ኣንታ እንታይ ኢና ንከዉን ዘለና ለሙስ ክኣ ኣብ ሾሻል ሞት ተጀሚሩ 😮😢😢😮 አንታ አምላክ ኣቦይ ዓኒ ልቦናና ክፈተልና ኣቱም ንፋቀር እንዶ ኣብ ፍቅሪ ኢዩ ዘሎ መክሰብ
@mussieghilay1358
@mussieghilay1358 3 ай бұрын
ቀጽሎ ዝሓወይ ኣዘራርባኻን ብሱል ኣተሓሳስባኻን ቀጽሎ ኢካ ንብዙሓት መንእሰያት ንሰናይ ነገር ክተግሁን ንክነቕሑን ምሳሌ ከም ትኸውን ተስፋ ይገብረልካ ኣምላክ ድማ ምሳኻ ኢዩ❤
@medrekyata9683
@medrekyata9683 2 ай бұрын
አሕሕሕሕሕሕሕሕ ሐወይ ማዓረይ አብ መንግስቱ ይቀበልካ💔 አየ ኤረትራዊ ተጨኻኺኑ አታ ግደፉ እባ ግደፉ ዋይ ወላዲት አሕ
@user-mm4cm1ht1f
@user-mm4cm1ht1f 3 ай бұрын
ሓበሻ ዝበሃል ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ምስ ወደቅካ እዩ ዝሕብረካን ዝሓዝነልካን ፎእ😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@richoneday4365
@richoneday4365 2 ай бұрын
Defenfen hizbi😢😢😢😢
@fekartadese7448
@fekartadese7448 2 ай бұрын
Ahhh Habteka hawey 😢😢 Amelak ab genetu yekebelka 😢😢Rest in Peace 😢
@zeragito
@zeragito 3 ай бұрын
You are ONE normal person among millions of animals. ❤ God Bless You.
@SErilove-cb1pn
@SErilove-cb1pn 3 ай бұрын
😢😢 ዓሕ ሓወይ ናተይ💔 ብሰንኪ ሕሱር ህዝቢ ቀንዲ ተሓተቲ ከኣ ሞኒካ. ጎጆ. ላቅዋ. ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክቀርቡ ኣለዎም። ሂወትካ ፈሪድካ😭 ኣምላኽ ንእስነትካ ይምለሰልካ🙏🙏🙏😢😭😭😭🖤
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k 3 ай бұрын
ዎ ኪዳነ ምህረት ምሕረትኪ ሀብና እዞም ደቅኺ ናአሽቱ መንገዲ የማን ምርሕዮም🙏። ደቀይ ሐላለይ ተሳነዮ በጃኹም አይተጉህዩና ሪኢና አይጸገብናልኩምን አብ ክንዲ አበባኹምን ውላድኩምንሲ ብሰንኮፍ ክትጠፍኡ ንአባይኩም አምላኽ ይባርኩም 🇪🇷🙏🇪🇷
@Razan-hx2ir
@Razan-hx2ir 3 ай бұрын
ተጻዊቶም ዝደርበይወን ሸራሙጥ ገንዘቡን ነብሱን ኣጥፊኦኖኦ ጸላእትኻ ዘይምፍላጥ 😢😢😢😢😢😢😢
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s 3 ай бұрын
አቱም ኤረትራውያን የሕዋተይ ካብ ምስኮነ ዋይ ዋይ ከይኮነ ከሎ ተረዳድኡ ብትሕትና አይትጻራረፉ ንሰብ እኮ ሰብ እዩ ዘድልዮ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ብተደጋጋሚ ሰበይቱ ቀቲሉ ሕጂ ከዓ ህይወት ምጥፋእ ዋእ ከቢድ እዩ አብ ሰማይ ውን ዕርፍቲ የለን እኮ ሽግርኩም ማ ተሓጋገዙ በቃ አነ ትግራዊቲ እየ አብዚ አነ ዘለክዎ አምሓሩ ተጋሩ አለዋ ግን ሽግርና ነንባዕልና ተመካክረው ተመካክረና ንፈትሖ ገንበዝ ተኮነ ናተሓጋገዝና ብፍቅሪ ውን ዝተጎደኣ ውን በቃ ንምርስሳዕ በቃ ስለዘይናትኪ ዝኮነ እዩ ምናምን ናበልና ንክትርስዖ ንገብር ናብዚ ሚዳታት ዝብሃል አይንጥቀምን አምላክ ይመስገን ና አነ ካባካትኩም ፈሊጠ ዘይኮንኩስ ብናተይ ተመኩሮ እየ እምበር
@YacobHaile-nm4sj
@YacobHaile-nm4sj 3 ай бұрын
Abey ekhum...?
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 3 ай бұрын
Yes ተሓታቲ ላቅዋን ጎጆን እዮም
@alemdesta454
@alemdesta454 3 ай бұрын
እመቤቴ☝😭ነብሱ ይምሓር😭☝
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k 2 ай бұрын
Lebam habibi kulu seb kemakha tezikewin
@abie3566
@abie3566 2 ай бұрын
በሊሕኢኻ ዝሓወይይ❤😢
@Orthodoxsawit1
@Orthodoxsawit1 2 ай бұрын
ሰርዓት ዝባሀል ዘይብሎም! ሕልና ዘይብሎም ጉዳማት
@ellena5652
@ellena5652 3 ай бұрын
O heavenly God please healing our generatoin please we need you😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ኣምላኽ ሂወትካ ትምለስ ይግበራ ብዝሓለፈ ቶባኤ ኢልካ ናብነብስኻ ተመለስ ወጽዓ ካ አምላክ ይራየልካ.
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 3 ай бұрын
Hawey Amlak n xbah ybelka🙏🙏🙏 😢😢😢
@YoniYoni-pp7hu
@YoniYoni-pp7hu 3 ай бұрын
አይ የእኛ ሰዎች በቃ ከእነዛ የጀግና ጀግና የሆኑ እናትና አባት እንደዚህ አይነት ትውልድ ይፈጠር ወይኔ እሳት አመድ ወለደ ያሳፍራል
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 3 ай бұрын
Way hawey, I hope he is surviving the incident, some of our young people are so stressed, they need mental health support 😢
@merimehari2577
@merimehari2577 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን 😭😭😭😭
@abebekesete
@abebekesete 2 ай бұрын
ክንደይ ሃገራዊ ጉዳያት እንዳሃለውና ኣብ ከምዚ ድበሉ ጉዳያት ግዘ ምጥፋእ ዕድመ ህግደፍ ምንዋሕ እዩ እዚ ንፖሊስ ንግደፈሉ
@dngelmariam2369
@dngelmariam2369 3 ай бұрын
ን ሃብቶም ሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሩታ ግን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይቅሬ ይበለልኪ ኣብዚ ኣብ ዓዲ ስደት ክንትሓላለ እምበር ነንሕድና ክንባላዕ ኣየጸብቀልናን እዩ ገንዘብ ርሒጽካ ክተምጾ ትኽእል ኢኻ ሰብ ግን ካብ ማሕጸን ኣዲኡ ምስ ወጸ ኣይድገምን እዩ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካብ ከምዚ ነገር ይሰውረልና
@MahtaBrhane
@MahtaBrhane 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓወይ 🙏ቁኑዕ ዝዛረብ ንርእሱ ኢዩ
@EritreanEritrean-rb3ib
@EritreanEritrean-rb3ib 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ታሓተትቲ ጎጆ ላቅዋ እዩም
@user-fp2oe3ry2e
@user-fp2oe3ry2e 2 ай бұрын
Wayyy haweyyyy hawwyyy haweyy😢😢😢😢😢😢😢😢
@Soo65Sho56-iq6pn
@Soo65Sho56-iq6pn 2 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት ያዋርሶ😢😢😢😢
@sarasari9346
@sarasari9346 3 ай бұрын
😢😢Egzabher aboy mehro 🙏🙏🙏
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 3 ай бұрын
Egziooo,, Dehan Alo ybhal Alo 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷
@mihretkidane3218
@mihretkidane3218 2 ай бұрын
እወ ህዝቢ እዩ
@samze930
@samze930 2 ай бұрын
Hawey natey Naxnetina dea kab Niwled athizna indue zigfef.Abi hawika yixfeaka,aboka yiktkiteka,wedi gezawtika yogsteka,memhrika tegagika ilu yidhleka yiktkiteka,sidet yisahleka, ab Masmedia mis timxie kabzeom kulom ajoka zibil kitrkib kab mihsab ab Bered kitxhif miftan yihayish.
@user-fb1zw8dk8m
@user-fb1zw8dk8m 3 ай бұрын
ኣቢ፡ንፍዕኢካ፡ቀጽሎ።ንሓዉናምሕረት፡የውርደሉ።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@DianaGirmay-vo5xf
@DianaGirmay-vo5xf 2 ай бұрын
ፈጣሪ ልቦና ሃበና
@XehayYebyo-vt9eh
@XehayYebyo-vt9eh 3 ай бұрын
Ufffff Zemena farattttt God bless you my Brother 🇪🇷 🙏 ❤️
@christinamengis2721
@christinamengis2721 2 ай бұрын
Ewe nab polis kidewel neyruo😭😭😭😭😭😭❤️❤️❤️❤️❤️
@gebrielayosief1639
@gebrielayosief1639 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@adbt3565
@adbt3565 3 ай бұрын
ፈጣሪ ናይ ጽባህ ሰብ ይበሎ ክህሉ ተፋ ይገብር የሕዋት ካብ ንጨኻኽን ብዙሕ ኮይኑ ኣሎ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ሙማት ምስ ጀመርና ክሳብ ስደት የሕዋት ሰኣን ሕማቅ መራሕ፡ንጠፍእ ኣለን ፡ ክሳብ ፈጣሪ ክሳብ ሰላም ዘውርደልና በጃኩም ንተሓጋገዝ ኣይንጻረፍ
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 3 ай бұрын
እተን ገንዘቡ በልዐን ዘሽካዕልላሉ ዝጸንሐ ሰረቅትይ ኣዋልድ ተሐተት ይኮና
@kidantekle2443
@kidantekle2443 3 ай бұрын
Abiel thank you egzhabher yeberekaka
@enbebagebrhiwet7349
@enbebagebrhiwet7349 3 ай бұрын
Ewayy hawey effffff effff 😢😢
@salemaraya9182
@salemaraya9182 3 ай бұрын
Ewayyy hawey entay gedeso Efffffffff😭😭😭😭😭😭
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 2 ай бұрын
Egiziabiher mulue mihret yhabo🙏
@yoditlamek4887
@yoditlamek4887 3 ай бұрын
Wey hawey offff 😢😢😢😢😢😢😢
@user-fe6ty3ld9y
@user-fe6ty3ld9y 3 ай бұрын
ብጣዓሜ እዮ ዝሕዘን
@user-tb1rh9do1l
@user-tb1rh9do1l 2 ай бұрын
ዕድመ ዕፍደ
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 3 ай бұрын
ኣታ ኣምላኸይ እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ኣታ በጃኹም ከመይ ዓይነት ስራሕ ሴጣን እዩ እዚ ኣቱም በጃኹም ነታ ከብዳ ሓቂፋ ትጽበ ወላዲትኩም ረኣዩ በጃኹ ኣብ ነንሕድና ኣይንጨኻኸን መፍቶ ጸላእትና ኣይንኹን ሕጂ ውን ነዛ ጓል ተጠንቀቁላ በጃኹም ብሂወት ክህሉ ተስፋ ንገብር ከምኡ እንተኮይኑ ግን ክንዲ ዝበደለት ትበድል ነዛ ጓል ኣጆኺ በልዋ 😭😭😭
@SmretTesfamaryem
@SmretTesfamaryem 2 ай бұрын
Ahhhhhhhhhh hawey megast smay yewresk 😭 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@dirarweldemariam2000
@dirarweldemariam2000 3 ай бұрын
ዝሃለወ ይሓልኻ ገንዘብ ይኹን ምዕባለ ዘለዎ ሃገር ንሃሉ ፡ንክርስቶሰ ከም ሓላዊና ለዋጢና መድሓኒና ኣብ ልብና ቦታ እንተዘይ ሂብናዮ ፡ባዓል ቲክ ቶክ ፡ተቃወምቲ ደገፍቲ ፈተኹኺ ፡ፈይስ ቡክ ይኹን ካሎኦት ብጀካ ኣእምሮና ኣጸልሚቶም ኮንቱ ከምንጠፍእ ይገብሩና።ሰለዚ ዘሞ ሕዋተይ መጀመርታ ጥበብሲ ንእግዚብሄር ምፍራህ እዩ። ብጃኹም ንኣምላኽ ንፈርህ እንትኾና ንነፍስና ነፍቅር ፡ንነፍስና ተፍቂርና ንብጾትና ክነፍቅር ቀሊል እዩ ኣሕዋተይ ደቂ ኢሬ፡፡
@robelberhe2527
@robelberhe2527 2 ай бұрын
RIP 🙏
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 3 ай бұрын
ፍናን መጀመርያ ጀሚሩ ሰማዒ ሲኢኑ እምበር ንብፃሓሉ ፅቡቅ የለን ኢሉ ነይሩ ኡፍ ንኡሰይ ፈጣሪ ይብፃሓልካ ኣቱም ኤርትራውያን ግደፉ ሲኒት ፍጠሩ ኣይትጨካከኑ በጃኩም ኡፍ 😢😢😢😢በቃ ትግርኛ ኣይትጉደሉ በጃኩም
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 ай бұрын
በጃኹም ኣቱም ሰባት ብሰንኩኹምን ብሰንኪ ዘይውርዝያት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ ሃብቶም ሓውና 😢ኣቢ ሓውና ጽቡቕ ናይ ለባማት ኣገላልጻ'ዩ ዘሕዝን ስደት ዕቡዳት በዚሖም😢🙏🙏🙏
@mussiesemir
@mussiesemir 3 ай бұрын
ንነብሱ ንሱ ኢዩ ተሓታቲ ንሱ ንነብሲ ዘይፍቀረ ሰብ ከፍቅሮ ኢልኩም ትሓስቡ ክንደይ ትዕሽዊ ኣቱም ሰባት መን ክሓፍረልኩም ኢዩ
@michaelmebrahtomm7936
@michaelmebrahtomm7936 3 ай бұрын
Adamey,Akli gberu.Lomi Fetene Entekoynu xbah Rahwa alo.brhan alo abkdmiena.
@baisaj2698
@baisaj2698 2 ай бұрын
😢😢😢
@user-ln4jz9uf8j
@user-ln4jz9uf8j 3 ай бұрын
Eway ane hawey eigiziabher amlak ab genetu yqebelka 😂😂😂😂😂😂😂😂
@mariarossi6555
@mariarossi6555 3 ай бұрын
Ewayyyyyyyyy naby ikum tekedu zelekum😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤💔
@user-hk2jb4xw3l
@user-hk2jb4xw3l 3 ай бұрын
Mhret yewrdelu🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@ami_su
@ami_su 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኤርትራዊያን ከምዚ ክንኮውን ሓወይ ናተይ እዞም ጎጆን፣ላቅዋን ዝባሃሉ ዘዕግሶም ነገር የድልይ አሎ
@tsigearaya9185
@tsigearaya9185 3 ай бұрын
Dembya aletawyan baelkum ekum bandera akaxilu elkum achenikum ketilkumo
@ami_su
@ami_su 3 ай бұрын
@@tsigearaya9185 እንታይ ማለት ኢዩ ደምቢያ ሰብ ምይቱ ኢዩ ዝባሃል ዞሎ እቲ ሰብነት አበይ ከይድ ከበይ ኢኩም መጺእኩም ሃጌ ዓለታዊያን በጃ ደቂ አስመራ
@tsigearaya9185
@tsigearaya9185 3 ай бұрын
@@ami_suketelti haredti seb kabakum nlaeli aletawi yelen nezi wedi kchnek zgeberwo bal Maebel eyom kid abti KZbin natu smayo
@ami_su
@ami_su 3 ай бұрын
@@tsigearaya9185 ሰብ ጸብቅ የለን ምሕረት የውርድ
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 3 ай бұрын
​@@tsigearaya9185gohaf kalbe adwa awrajawet beja Eritreawe gah beale
@snitentertimment8913
@snitentertimment8913 2 ай бұрын
ሞኒካ ኣብዚ ጉዳይ ቀዳመይቲ ትሓታቲት።
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 3 ай бұрын
ኣሜሪካ ፡ ቲክቶክ ክኽልክልዎ ሓቆም ኢዮም 😢
@mxmxm6883
@mxmxm6883 3 ай бұрын
Kemaka ybzhayo Abi hawuna ❤
@TsinatEyasu
@TsinatEyasu 2 ай бұрын
Naybhaki msiknay btaemi yehzneka😢😢
@user-sq1pl4ek1u
@user-sq1pl4ek1u 2 ай бұрын
እዘን ረስሓት ኣዋልድ ኣሕ
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz 3 ай бұрын
🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@geneteden4343
@geneteden4343 2 ай бұрын
ተሐታቲ ባዕሉ ነፍስ ቅትለት ዝፍፅም ሰብ እዩ ነፍሱ ናይ ምሕላው ሐላፍነት ውልቃዊ እንበር ሐባራዊ አይኮነን ክንደይ መከራ እሞ ከምዘይሄለፍና 🤔ነፍስካ እንዳደአአስካ ል እሊ መጠን ሐሳብ ጭንቀት እንዳገደፍካ እዩ ዝንበር ተስፋ ክአ ብዙሕ እሩሁቅ ዘጋእ ዘካ እሙን ምሐዛ ፈታዊ እሙን ሐውካ እዩ ::
@user-kx4kk2dx7d
@user-kx4kk2dx7d 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሕማቅ ኣለኩም ደሪ ዓደይ ለብሙ
@mogoshabteslase7921
@mogoshabteslase7921 3 ай бұрын
Ahk egziabihier amlak neta nesnetu yraa ata beja kum new belwo ezi xerfi ay bahlnan eyu bejakum bweladitkum ezo yehwatey❤
@rezenayemane7293
@rezenayemane7293 2 ай бұрын
Awaldu chakina.😢😢😢😢
@samuelhaile5545
@samuelhaile5545 2 ай бұрын
እንደ አምቼ እኔ በፂላወች በጣም ነው ያፈርኩት ምድረ ጥፍራም ገገማ ሁላ እንደዚ አይመስለኝም ነበር. ብርጌድ ዘሃመዱ ጀምረው እንዴት አይነት አዉሬወች ናችሁ? ይሄ ደግሞ የሞተ ነው በቁሙ የሚተነፍሱትም የሞቱ ናቸው ኣቦ.
@zowdi810
@zowdi810 3 ай бұрын
You are amazing thanks my haro erterawe god bless you ìt is wow
@natsnitgs4463
@natsnitgs4463 3 ай бұрын
N hawna habtom egzabher mhret yewrdelu.Abi hawey lebam kemaka ybzuhulna
@elu1298
@elu1298 2 ай бұрын
💔💔💔💔😭😭😭😭
@amineeyob9153
@amineeyob9153 3 ай бұрын
Nesukum berayu deki dekalu
@wegahtabereket4994
@wegahtabereket4994 3 ай бұрын
ያ ንሕና ኢና ተሓተቲ መስኪናይ ብጀካ ክራር ካልእ ታይ ይፈልጥ ኔሩ
@SmonTesfagabr
@SmonTesfagabr 3 ай бұрын
Ata wedi awxayo
@ErmiasWeldemariam
@ErmiasWeldemariam 3 ай бұрын
ነታ ቆልዓ 'ወን ብመደብ ነብሳ ከም ትቀትል እዩ እቲ ሽርሒ ከይትስብድ እታ ቆልዓ
@ErmiasWeldemariam
@ErmiasWeldemariam 3 ай бұрын
ሓልዉዋ ለባማት
@user-gs4to7sc2g
@user-gs4to7sc2g 3 ай бұрын
Aye seb husum 😢😢😢❤❤
@Hadas2109
@Hadas2109 3 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለካ እዚ ህዝቢ እዚ የጸልለካ እዩ ::
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q 3 ай бұрын
ኣምላኽ ንወላዲቱ ይርአ ሓሶት ይግበሮ። ብሂወት ይሃሉ።
@makbiel21
@makbiel21 2 ай бұрын
😢😢😢😢
@ጠቃር
@ጠቃር 3 ай бұрын
ጌና ስድርኡ ከይሰኑዑ አስኻ ገንዘብ ኽትበልዓሉ ኣዉሪድካዮ ምዕጻዉካ አዩ ንዓኻ😢😢😢😢
@zeresenayyemane8338
@zeresenayyemane8338 3 ай бұрын
Neay Behaqi hawey
@mskinhagerey
@mskinhagerey 3 ай бұрын
ከምኡ ኣይኮነን ብዙሕ ግዜ ከምኡ እንዳ በለ የፈራርሕ ነይሮ ከም ልሙድ ዝገብሮ ኣይመሰሎምን ይኸውን
@user-yb7mf3ov9l
@user-yb7mf3ov9l 2 ай бұрын
Hzbi nay bahaqi
@MisghanaTesfaldet
@MisghanaTesfaldet 3 ай бұрын
Weyyyyyyyyyy amlak semay ayeewe ezi weladi gud rekibu 😭😭😭😭😭
@simomnaizgi3276
@simomnaizgi3276 3 ай бұрын
ኣቱም ህዝቢ ሕማቕ ኣለና ርህራሀ ሕልና ዝበሃል ኣጥፊእና ኣለና ሕማቕ ዘሎ ክነጸናንዕ ዘይንኽእል ኣብ ጽልእን ዘለፋን ተዋፊርና በጃኹም ኣብ ስደት ነንሕድሕድና ንተሓጋገዝ ንተሓላለ 🙏
@abrahamakubazgi5299
@abrahamakubazgi5299 2 ай бұрын
😭😭😭
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 2 ай бұрын
😭😭😭😭
@user-mv1ub6vr4w
@user-mv1ub6vr4w 3 ай бұрын
Nay behaqi ezi wedi seb seenu
@zebibalayt8687
@zebibalayt8687 2 ай бұрын
Rita eya tahatatit, Habtom nba'elu Ruta eya elu neru. Nska gn n'Ruta nmntay eka tkelakelela zeleka?????
@suadshadahmed1775
@suadshadahmed1775 3 ай бұрын
Nay bahaqy bro xubuk alikaaa
@FtwiTeklemariam-hf3tp
@FtwiTeklemariam-hf3tp 3 ай бұрын
Amlak aboy mhret awrdelna
@amanuelgebray8654
@amanuelgebray8654 2 ай бұрын
ሎሚ እኮ ሽሕ ሰብ ኣብ ጥቃኻ ኮሎ ይቆረካ ኣሕ እዋይ ሓወይ ኣምላኽ ጥዑም ዜና የስመዓና 😢
@KjvccYexs
@KjvccYexs 2 ай бұрын
💔🥺
@user-fp2oe3ry2e
@user-fp2oe3ry2e 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 52 МЛН
ኣታ ክንደይ ክረግም ኢዩ ጎጆ
15:19
Hantiqalu
Рет қаралды 23 М.
ሓቢእኪ ኣጠምቕዮ ኢዮም ኢሎማ Josias denden
25:43
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 67 М.
ዓለም ጎደሎ !! ኣራኪባትና ክትሓሊ ኣፋቂራ ድማ ትፈላሊ!!
8:28
WEDI SHUQ TV (ወዲ ሹቅ ቲቪ)
Рет қаралды 71 М.