Hagerey TV ሓፈሻዊ ጸብጻብን ውጥናትን መሪሕነት ብ/ን/ዱ ጀርመን

  Рет қаралды 2,718

HAGEREY TV ሃገረይ TV

HAGEREY TV ሃገረይ TV

Күн бұрын

#Hagereytv #EritreanNews

Пікірлер: 33
@solo850
@solo850 2 ай бұрын
ብሉዕን ዓሙቅን አቃራርባ ብጣዕሚ ብጣዕሚ መኽፈቲ መግለፂ እቲ ንህዝቢ ኤርትራን ንደምበ ተቃውሞን ዘገድሶ ዝድልዮን ኢዩ❤️❤️
@family-d5o
@family-d5o 2 ай бұрын
Ginbar guoy himak rekibkum
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 2 ай бұрын
ዓይነታ ጉዱስ ተቃላሳይ!💪😘😘😘
@slm1341
@slm1341 2 ай бұрын
ብኣጎዛ በጊዕ ተኸድኑ ዝመጽእ ቶኽላ ንኤርትራዊ ከሽክዖ ኣይክእልን። ኤርትራ ብደምን ረሃጽን ኣሻሓት ጀጋኑ ከፊላ ኩሉ ፈተነታት ስዒራ ዝመጸት ሃገር ብተወልጀን ማንነቶም ዘሕፍሮም ተጋሩን ኮብላልያ ገበነኛታትን ብቐሊሉ ክትምንዛዕ ኢልካ ምሕሳብ ዕሽነት እዩ።
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 2 ай бұрын
‼ሓደ ጸላኢ ንህዝብና ፥ ብድኽነትን ብዱንቁርናን ብዘይ መሰልን ኣብ ክሳዱ ረጊጹ ኣብ 21 ክዘመን ኣብ ዝተሓተ መነባብሮ ክነብር ዝፈረዶ፡ቀንዲ ጸላኢ ኣለና፥ ስለዚ መታን ነቲ ኣብ ማሕዩር ዘሎ ህዝብና ኣብ ዝሓጸረ ክርህዎ፥ እቲ ኣንኮ ፍታሕ ምስቶም ሓቢርኩም ዋጋ ዝከፈልኩም ኣሕዋትኩም ሓቢርኩም ተቓለሱ ። ምኽንያት ኣንዳእምጻእካ ነዚ ኣብ ጥቓ ፍረ ዝበጽሐ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ወይ ሰማያዊ ማዕበል ከይትንከፍ ምጥንቃቕ ግን ሓላፍነት ኩላትና እዩ ‼
@tropo5254
@tropo5254 2 ай бұрын
Wawww❤ thanks ❤🙏❤
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 ай бұрын
ዝላዓለ ሞጎስን ክብርን ኣብ ልዕሊ ንናጽነት ኤሪትራ ዝወደቑ ጀጋኑ ስውኣትን ስንኩላንን ኣሕዋትና ከምኡ ውን ዝላዓለ ኣኽብሮት ኣብ ልዕሊ ልዕላውነት ኤሪትራ ክህልወኩም ናይ ግድን ክኸውን ኣለዎ :: ንስንኩላትን ንስዋኣትን እንዳኣቃናጸብካ እንዳዘለፍካ ተጋደልቲ ሸፋቱ ኢዮም ነይሮም ርእሲ ሳሕል ይካኣሎ ርእሱ ጎደሎ ንተጋደልቲ ዝነበሩ ኣቦታትኩም ብመተርኣስ ዓፊንኩም ቅተሉዎም ኣነ ኤሪትራዊ ትግራዋይ ኢየ ወዘተ ዝብል ኣዛራርባ ክትጽየፉዎ ኣለኩም :: ኣብ ልዕሊ ንናጽነት ኤሪትራ ሂወቶም ዝኸፈሉን ዝሰንከሉን ኩቡራት ኣቦራትኩምን ዓበይቲ ኣሕዋትኩምን ዝላዓለ ኣኽብሮት ክህልወኩም ይግባእ :: እዚታት እንተ ኣማሊእኩም ቃልስኹም ናይ ግድን ዑውት ክኸውን ኢዩ ንዓኻትኩም ድማ ናይባሓቂ ሓቀኛታት ሃገራውያን ኤሪትራውያን ሙኻንኩም መላለይኹም ክኸውን ኢዩ :: እንተዳኣ ነዚ ነጺግኩም ንድሕነትን ሓርነትን ህዝብናን ሃገርናን ንቃለስ ኣለና ኢልኩም ግን ህዝቢ ኤሪትራ ኣይፈልጠኩምን ኢየ ክብለኩም ኢዩ :: ዕላማኹም ብዝኾነ ብዘይ ምፍልላይ ምስቲ ኣብ ውሽጢ ይኹን አብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ኤሪትራ ዝተታሓሓዘን ዝተዋሃሃደን ኮይኑ ድልየት ህዝቢ ኤሪትራ ዘማለአ ዝሓለወን ክኸውን ይግባእ :: ዕላማኹም ኣብ ሞንግ ህዝቢ ኤሪትራ ነዚ ፍተዎ ነቲ ጽልኣዮ ዘይብል ፍቕሪ እምበር ጽልኢ ዘየስተናግድ ክኸውን ኣለዎ ::
@tropo5254
@tropo5254 2 ай бұрын
Viva ayneta❤🙏❤
@qaxaniyarde1380
@qaxaniyarde1380 2 ай бұрын
ክክክክ አንታይ ድኣ አቲ ኣስማትኩም ናይ ጎሮቤትና ጉዳይ ትግራይኩም ግበሩ ዉዒግን
@teklyesweldu8775
@teklyesweldu8775 2 ай бұрын
🥰🥰🐆🐆🐆
@naza2851
@naza2851 2 ай бұрын
Great speeches, this is what democracy looks like. "There are no wrong questions, just wrong answers!" Love it. You presented no fake staged shows, no selfstaging & no personal cults as it's common in regimes, but true democratic facts & law obiding goals, great chairmen. 👏🏾No one staging himself like memhir Beyene is doing, which is a typical political instrument of regimes. You are a great hope for Eritrea's futur - a regime change and two smart democratic transitioning leaders. But please don't give out to much inside info in the public ear, in order not to become an easy target for the evil ones. Other than that, keep up the great job, ambesatat!🦁✊🏾👏🏾
@frtunatsegay4292
@frtunatsegay4292 2 ай бұрын
God bless you ❤
@slm1341
@slm1341 2 ай бұрын
What is now Eritrea was long the contested frontier region of the Abyssinian Empire. Eritreans fought first against the Ottomans and later, the Egyptians and Italians. Those long periods outside the control of the Ethiopian Empire(s) created a distinct identity despite their ethnic and historical ties to some ethnic groups in modern Ethiopia.
@AkliluBirhane-q7g
@AkliluBirhane-q7g 2 ай бұрын
Mahber enda equb dya wala nieshtoy teskar Das Hawuya mesila ehhhhh xinat yhabku deki Ayayyyy lol
@mahamedsuleman7589
@mahamedsuleman7589 2 ай бұрын
Kemta,Adikum,hewahat,metfakum,ayterefen,eu
@MehariFsaha
@MehariFsaha 2 ай бұрын
ዓይነታ ብሉጽ ተቃላሲ ጋዜጢና
@selam-291.
@selam-291. 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ keep going through all 🎉🎉🎉🎉🎉
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
Zekerarb srhu ayneta. Ktabu tefelalika aytkiwunin eya medeldeli hgdef eyu
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 ай бұрын
ብሉጻትን በሳላትን መሪሕነት፡ ዕላማና ንጹር እዩ' ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም!
@akiyor3615
@akiyor3615 2 ай бұрын
ዓይነታ ሓሪፍ ኣብ ዝሓገካ ሓጊካስ ብ ኣውራጃ ምትፍናን ምስ ኮነስ ካብ ዝጸናሕካዮ ጎድጋድ ወጺካ ዝገርም😂
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 2 ай бұрын
Aynet Jigna ❤❤❤❤
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 2 ай бұрын
Great job as usual 💙💙💙💙👏👏👏⭐️⭐️💪💪💪💪
@Noah-f3r
@Noah-f3r 2 ай бұрын
HAGEREY TV , You Lost the Game and have you seen the August 3 Brged Nhamedu conference in Frankfurt 😂
@MussieMogos
@MussieMogos 2 ай бұрын
ንቕሓት ህዝቢ ኤረትራ ሎሚ ኣብ ዝሓሸ ደረጃ እዩ ዘሎ፡ እስኻትኩም እቶም ዝተቖንጨልኩም ዲኹም ትኾኑ ዘለኹም? ዝበዘሐ ተቓላሳይ፡ ደድሕሪ ቁንጫል ኣይንኸይድን ይብለኩም ኣሎ! ስለዚ ሎም ብኣውራጃ፡ ሃይማኖት ኣመኽኒኻ፥ ስልጣን ኣይተዋህብናን፡ ገንዘብ ኣይተዋሃናን ዝብል ዝወረደ ጽልኢ ወጺእኩም፡ ምስቶም ኣሕዋትኩም ተላዚብኩም ገጌጋኹም ኣልዒልኩም ቃልስኹም ቀጽሉ፡ እንተዘይኮይኑ ከምዚ ትርእይዎ ዘለኹም ክትደኹምን ፡ብዘይ ፍረ ቡዙሕዋጋ ከኽፍለኩምን እዩ!!!
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 2 ай бұрын
ሓደ ጸላኢ ንህዝቢና ፥ ብዘይ መሰል ኣብ ክሳዱ ረጊጹ ኣብ ዝተሓተ መነባብሮ ክነብር ዝፈረዶ፡ቀንዲ ጸላኢ ኣለና፥ ስለዚ ፍታሕ ምስ ኣሕዋትኩም ሓቢርኩም ተቓለሱ፡ መታን ዕድመ ጸላኢ ክሓጽር!!!
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
@@Josi_Gesamanda100% haki ane ane ayserhin eyu medakemya eyu bkltekum wegen
@romanamohammed1685
@romanamohammed1685 2 ай бұрын
Wygud bezih zeykones atahasasibaka eu ziwsuno maqina mqinay nikulu nimriay mqinay dae mqinay ane higdef eye kinbezih nihina nibezih bwlikey gin bibizh ay aminiey bibizh ziamin amaxi tiray eu ....
@MussieMogos
@MussieMogos 2 ай бұрын
@@romanamohammed1685 ሩማና ጓል ገዛውተይ እንተኾይንኪ( ባርጂማ -ቁጠባ) ሰላም መጀመርያ ከመይ ኣለኺ ? ብዝኾነ ኣብ ጹሕፍኪ ወረጃ ኢኺ ትመስሊ ክሳብ ሕጂ ምስ ህግደፍ ግን ዝገርም እዩ? ህዝብና ካብ 1991 ክሳብ እዛ ኣዋን ተረጊጹን ተዓሚጹ ከሎ ኣነ ህግደፍ ኢየኢልካ ዘረባ ኣሎ እዩ፥ " ኣቦ ንዓ ጉድ ረኣይ ድዩ ዝበለ ማይናስ 😂😂😂😂😂😂 ብዝኾነ ብጌጋ ተረዲእክኒ ኣለኺ፥ ኣነ ኣብ ብዝሒ ኣይተዛረብኩን ሲስተረይ ኣቲ ምኽንያት መውጺእኣኦም ቁኑዕ ኣይኮነን ማለት ኣብ ላዕሊ ዝበልክዎ ክደግሞ "ብኣውራጃ፡ ሃይማኖት ኣመኽኒኻ፥ ስልጣን ኣይተዋህብናን፡ ገንዘብ ኣይተዋሃናን ዝብል ዝወረደ ጽልኢ ወጺእኩም፡ ምስቶም ኣሕዋትኩም ተላዚብኩም ገጌጋኹም ኣልዒልኩም ቃልስኹም ቀጽሉ" ብዘይ ምኽንያት ንመንእሰያት ኮለል ኣይትብሉ እየ ኢለ ሲስተርይ።
@MussieMogos
@MussieMogos 2 ай бұрын
@@romanamohammed1685 ሩማና ጓል ባርጅማ(ቁጠባ ዲኺ)? ሰላም ናዓኺ፥ ብዝኾነ ኣነ ህግደፍ እየ ኢልካ ዘረባ ዘስድምም ኣንድዩ!ኣብዚ ሒጂ እዋን ንህዝብና ብዘይ መሰል ን መሰረታዊ ቀረብን ኣብ ክሳዱ ረጊጹ ዘሳቕዮ ዘሎ ዉዱብ ህግደፍ ኣዩ ስለዚ ኣነ እሱ እየ ምባል ዘስድምምም ስግንጢር ናይዚ ዘመን እዩ! ብዝኾነ ሓሳበይ ኣይሓዝክንን መስለኒ ኣነ ብዛዕባ ብዝሒ ኣይተዛርብኩን፡ ክደግሞ ኣቲ ዝበልክዎ፥"ብኣውራጃ፡ ሃይማኖት ኣመኽኒኻ፥ ስልጣን ኣይተዋህብናን፡ ገንዘብ ኣይተዋሃናን ዝብል ዝወረደ ጽልኢ ወጺእኩም፡ ምስቶም ኣሕዋትኩም ተላዚብኩም ገጌጋኹም ኣልዒልኩም ቃልስኹም ቀጽሉ" ኣየ ዝበልኩ ብጓል መገዲ ኣይትተዓንቀፉ እየ ዝበልኩ ሓፍተይ ናተይ!
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
«Кім тапқыр?» бағдарламасы
00:16
Balapan TV
Рет қаралды 163 М.
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 26 МЛН
Зу-зу Күлпаш 2. Бригадир.
43:03
ASTANATV Movie
Рет қаралды 587 М.
ዝርርብ ምስ ኣባላት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን
1:01:23
HAGEREY TV ሃገረይ TV
Рет қаралды 2,2 М.
New Eritran Full Comedy Seb Eilemo By Wegihu Fshaxyon
57:21
Naod Tv
Рет қаралды 179 М.
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39