Hagerey TV ዝርርብ ምስ ዮሴፍ ገ/ሂወት J-Studio

  Рет қаралды 17,884

HAGEREY TV ሃገረይ TV

HAGEREY TV ሃገረይ TV

Күн бұрын

መደብ ነጻ ሓሳብ

Пікірлер: 169
@Filmon95
@Filmon95 2 ай бұрын
ዓይነታ ናይ ብሓቂ በሊሕ ጋዜጠኛ ፣ ጆሲ ውን ተባዕ ሃገራዊ ስምዒት ዘለዎ ተቓላሲ። 💙💙✊🏽✊🏽
@solomontesfamariam6266
@solomontesfamariam6266 2 ай бұрын
ኣታ ክንደይ ደስ ዝብሉኻ ጀጋኑ ተቃለስቲ ኢዩም እዞም ኣናብስ ፡ዓይነታ፡ ጆሲ ኣጆኹም ንቅድሚት ጥራሕ ንጠምት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kertet2901
@kertet2901 2 ай бұрын
ደስ ዘብል ናይ ኢህን ምሂን ልቦናን ምርድድኣን የሕዋት ቀጽሉሉ ዞም የሕዋተይ❤❤❤
@ወዲዑቑቤጊላህዝቡ
@ወዲዑቑቤጊላህዝቡ 2 ай бұрын
ኣያ ዓይነታ ዓቢሰብ ብልቢ ደጋፊኻን ኣድናቒኻን እየ ኔረ ካብ ዩቱብ ሃንደበት ምስ'ጠፋእካ ከኣ ሰምቢደ እየ። ጸኒሐ ግን የዕርፍ ከምኡ ይሕሾ እንተዝዝህሉ ከማይ ጸግዐይ ጸግዕኻ ኢሎም ካብ ባህሪያቱ ከስሕትዎ እዮም ኢለ። ሕጂ ከኣ ኡንቓዕ ብደሓን መጻእካ እሞ ን'ቅኑዕ ቅኑዕ ንጌጋ ከኣ ተለቃብ ሕቶ እንዳገበርካ ኮታስ ከምቀደምካ ኣጆኻ።❤❤❤❤❤❤❤❤
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 3 ай бұрын
ዓይነታ ጠፊእካ ናይ ሎሚ ጽቡቅ መደብ ነዚ ጆሲ ከኣ ምሕላፍ ከሊእካዮ ጅግና ዳ ሰልጠንነ ገዛ መሲልዎ ክሕሱ ክጸርፍ
@alembrhane4488
@alembrhane4488 2 ай бұрын
JOSI king of tigrigna
@brhanelayne8345
@brhanelayne8345 3 ай бұрын
ቀጽልሉ ጀጋኑና❤❤❤❤
@M.pet.
@M.pet. 3 ай бұрын
Welcome wedi mhrie proud of you as always ayttfae ata wedi
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@jemalkahsay4300
@jemalkahsay4300 2 ай бұрын
Kem bal ezi seb eiyu nezi seb fah zelwo zelwu, ayneta gen xubk aleka kexlo, xubk gere sele zefltka ❤
@Titi-g2h
@Titi-g2h 3 ай бұрын
Welcome back my dear brother Ayneta. it’s great seeing you again ❤ Josie I strongly disagree with you, no matter what religion you are everybody’s is suffering from the fact.
@frtunatsegay4292
@frtunatsegay4292 3 ай бұрын
Ayneta hawey nay bhaki delayi fthi ika fetawi hzbun halay meneseyn ❤❤ ember seb tesfa korixu eu Kabzom denbe Enklil lewti zeyblom
@harinawilliam3649
@harinawilliam3649 3 ай бұрын
So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍 proud of you Josy ❤️
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 ай бұрын
ኣውራጃዊ ምትፍናን የለን የለን ግድፉና ኣነ ሰራየ እየ በዞም ዘይረብሑ ወልዳይ ዶ ዓወት ዝበሃሉ ዓበይቲ ቆልዑ ኣይውክሉን ኢዬም እዚኦም ክልቲኦም ኮርዬም ኢልካ ምትፍናን ኣሎ ድዩ ኢልኩም ግዜ ኣይተጥፍኡ።
@fthawisolomon
@fthawisolomon 3 ай бұрын
Welcome back bro from Araza ❤❤❤❤🎉🎉 good job and nice moment great
@EritreaisfarEritreansእሪትራ
@EritreaisfarEritreansእሪትራ 3 ай бұрын
ሓሳዊ ኢኻ ጆሲ ናይ ብሓቅ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ዓረብ ኢዩ ዝቢል ውድብ ብመሰረቱ ኣይነበረን ነርና ኢና መሳኻ ኣብኡ
@AbrahamAhforom-v3h
@AbrahamAhforom-v3h 2 ай бұрын
Akar xahxahi wedi mahamed gay
@rttr3992
@rttr3992 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤☂️☂️☂️☂️☂️💙💙💙💙💙💙💙💙
@yonastowolde4640
@yonastowolde4640 2 ай бұрын
ሃየ አንታይ ደኣ ኣበይ ነርካ .josi dima ጊርም ገርካ ስብ ናብ ሰቡ ዚበኢ ናብ ገረቡ
@AfomKahsay-Meles
@AfomKahsay-Meles 3 ай бұрын
Zigedede Itom zizentu zelowu afar ke?
@AaaBbb-t1z
@AaaBbb-t1z 2 ай бұрын
ዮሴፍ፣ዕሱብ፣ናትካ፣ስነሐሳብ፣ክዕወትማለት፣ህዝቢ፣ኤርትራ፣ጠፋኡ፣ንሰኻ፣ንበይንኻ፣ምስተረፍካ፣ጥራይ፣እዩ፣እንታይ፣ታሪኽ፣አለካ፣ነዚ፣ወዲ፣ኢዚ፣ሰብ፣ድዩ፣ተሳኢኑ፣ዋላ፣ብትውልዲ፣እውን፣ትግራዋይ፣እዩ
@abrahaleyabay2204
@abrahaleyabay2204 3 ай бұрын
ዓይነታ ጅግና ሓውና እንካብ ብሰላም መጻካ
@eimagunnersfan189
@eimagunnersfan189 3 ай бұрын
ቀጽልዎ ጀጋኑ💙💚
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 2 ай бұрын
እታ ጽልኢ ትግርኛ {ነብሰ ጽልኣት} !ህግደፍ 95% ከም ዝተዓወተላ አብቶም ደለይ ቲፍትሕ ሱር ሰዲዳ ምውጻእ አብያቶም ሕግግ ክተብሎም ክትሪኢ እንከለኻ ገና መድሃኒ ክበጽሓ ዘይተኽኣለ ሕማም ኣላ❤
@mezmurfshaye2375
@mezmurfshaye2375 3 ай бұрын
ሰላም ዓይነታ አብ ቃልሲ ምስ መቃልስትኻ እንተወሓደ ገለ ናይ ሓባር ሮቃሒ ሃልዩካ ነገራት ንምቅርራብ መታን ክሕግዝ ናይ ክትዕ መደብ ቅኑዕ እዩ ይኹን እበር አብ መንጎ ሃገራዊ ረኢ ዘሎን አብ መንጎ መንነታዊ ራኢ አለኒ አሉላን የውሃንስን እዮም ናይ ታሪኽ መወከስየይ ዝብልን እንታይ ፍረ ንምርካብ ክትዛተዮ?
@ሱቕጥዑም
@ሱቕጥዑም 3 ай бұрын
Anta aynet seb rekibe elkas nezi denkoro tnfer aytnfer Teeal eya zbl mehaym hizka gizeka tetfee . Bejaka lbonan fre zelewomn sebat amtsealna b lebamka
@saze1177
@saze1177 2 ай бұрын
ዓይንታ ገዛ ስልጠነ ምስልዎ ኢዩ ጹቡቅ ግይርካ ሕዝካዮ ኣልኻ ንዚ ሑኻር ?
@noorsaad6043
@noorsaad6043 3 ай бұрын
ዝገርምን ዘስደምምን ዘረባ ናይ የስየፍ ????????
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 3 ай бұрын
Xbuk Srsh Aynieta keepedup bro
@fsahahailat8903
@fsahahailat8903 3 ай бұрын
Kexilo ekum nay behki jeganu ekum ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hadishhabte1379
@hadishhabte1379 2 ай бұрын
Aynta ybel akarariba bro
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 ай бұрын
Agazian ኒሲኻን ጸገም ህዚቢ ኢሪቲሪያ
@yousufmussa8976
@yousufmussa8976 2 ай бұрын
ክቡር ሓዉ ዓይነታ ሰብ ሲእንካ ነዚ ሓኳር ትምጽእ ::
@tomorrowcanbebetterthantod1179
@tomorrowcanbebetterthantod1179 2 ай бұрын
Well comeback ayni💪
@noursaeed2635
@noursaeed2635 3 ай бұрын
What language ?
@elzabethgurmu2764
@elzabethgurmu2764 2 ай бұрын
Josy kextlelu,Jeganu.💙💙💙
@abelgere601
@abelgere601 3 ай бұрын
💙💙💙
@birhanebezabihambaye6636
@birhanebezabihambaye6636 2 ай бұрын
Awraja is Bito and Bito is bylaw. Live on it
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 3 ай бұрын
Abzi misluynet ayhalwena yosset kendi nayzi guday seltene eyu difir elka tezareb kab negemeriu
@martabekit
@martabekit 2 ай бұрын
ayneta the great, smart guy
@mezmurfshaye2375
@mezmurfshaye2375 3 ай бұрын
ውጹእ ሓሶት ሚድያ እንተረኺቡ ሓቂ ክመስል ይኽእል እዩ እዛ ዮሴፍ ዝበላ ጉዳይ ዓዋተ አብ አዋሳ ፈጺመ አይተላዕለን እቲ ባይቶ ውን ምስ ቀርነልዮስ አይተሰሓሓበን።እቲ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ አብ ካላአይ ስሩዕ አኼባ እዩ
@jameasuleman6361
@jameasuleman6361 3 ай бұрын
Nay Josef hasab zabele kulu, Ni hizbi Eritrea ku uwet aykilin eyu, Minal bat Kulu hizbi ny Eritrea misdewede beynu Josef misterefe,,,,,
@AbrahamAhforom-v3h
@AbrahamAhforom-v3h 2 ай бұрын
Jossi king 🤴
@asmarino1520
@asmarino1520 3 ай бұрын
ዓይነታ ዝሓለፍኩሞ ዩ ብድላዩ ክትንትኖ ክትገድፎ ኣለካ ኣይትፍራሕ ክሳድ ክሳድ ጸኒሕካ ትኮልፎ ኔርካ።ጆሲ ታንክዩ❤።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Fhulat zkesrkum ekum gze Kay helfakum kidu nab agdef kum kab kedamuma ankifat elum❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
May telamit amelkum EU mtlam nkealo hewkum meliswo eu bahrkum EU kab sahl athizkum ztelem kumna ay nrson EU ayneta tarikum ndhrit temlska htetu tlmet bahrkum EU nsu kea nay May telamit ay degim alo❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Srat hemasen badi brhane namerika nsu b eropa kntakek ena
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
AB gomgo telaminab mengo amanineu OTI xegam May telamit mexiom mdngar eu
@yonastowolde4640
@yonastowolde4640 2 ай бұрын
ኣበይ ነርካ አኢከ ኣይነታ
@arayasolomun8584
@arayasolomun8584 2 ай бұрын
❤️🥰🥰
@waairogina1598
@waairogina1598 2 ай бұрын
እዋይ ንስኹም እንካዕ ኤሪትራውያን አይኮንኩም ዮሴፍ ስግር ውላድ ጎረቤት ስለዝኾነ ካብኡ እንታይ ንጽበ ዕሱብ ኤሪትራዊ አይኮነን ደንቆሮ
@eritr
@eritr 3 ай бұрын
Idea tolerance is not on the main foundations of our beloved Eritrea, such as our armed struggle, Martyrs and the day we kicked out Ethiopia out of Eritrea anything else such as administration change, it ok but you Tigray decentant idea was to destroy our foundations as a country, we, Eritreans have won you are completely defeated,
@hallioussempre8444
@hallioussempre8444 3 ай бұрын
Ignorance + arrogance = YG ሕኳር
@AfomKahsay-Meles
@AfomKahsay-Meles 3 ай бұрын
Jiosi kemzom hgdf iko konka ,ni Wayne giga gerom ilka tebika zaimizirabka ageb, wala Tel tikun kona zereba
@tesfaytseghay9778
@tesfaytseghay9778 3 ай бұрын
እቲ ወግዓዊ ቑዋንቋ ዓረብኛ ትግርኛን ክኸውን ዝገበረ ምኽንያት እቲ ኤርትራዊ ኣማኒ እስልምና ዝትፈላለየ ናይ ኣደ ቑዋንቋ ዝጥቐም ዘራኽቦ እታ ብቑርኣን ብምዃና፣ እቲ ኣማኒ ክርስትና'ውን ካብ'ቲ ግእዝ ስለዝብገስ ተቐባልነት ረኺቡ እቲ ሰውራ ኤርትራ ኣብነት እዩ።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 2 ай бұрын
ዓረብ እንድሕር ወግዓዊ ኮይኑ እሞ ካላስ ትግሪኛ ኣብ ሓጺር ግዜ ከምዝሃስ ጥራይ ፍለጥ ዝሓወይ። እንታይ እዩ ከ ጸገምና እቶም ትግሪኛ ኣብ ከረን ዝተገበረ ኣኬባ ብዛዕባ ቃንቃ ዓረብ ይዛረቡ ኔሮም ንምንታይ ስጋብ ዝልዓለ ትምህርቲ ዘይንምሃሮ ኢሎም ይሓቱ ኔሮም ገሊኦም ትግሪኛ እዮም ኔሮም ትግሪኛ እዉን እኮ ስጋብ ኤለመታሪ ጥራይ ኢና ንምሃሮ ንምንታይ ስጋብ ዝልዓለ ደረጃ ክንምሃሮ ዘይንክእል ኢሎም ዘይ ሓቱ
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 3 ай бұрын
Ayyy alem 61 kflezemen dyom awaja seraye aywklun eba beluley
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 ай бұрын
ዘሪአይ ደሪስ አሊኒ ዐዊተ አሊኒ አሎላ ከም ጺሊም ይኪቢሮ ኸም ቲጊራዋይ ዚኪቢሮ
@abduadem1780
@abduadem1780 2 ай бұрын
እዋይ ዓይነታ ኣንታ ሰብ ስኢንካ ዲኻ ነዛ ሚድያኻ ተማራስሓ ኣለኻ
@tesfumichael2167
@tesfumichael2167 3 ай бұрын
Himam agamei zelewo eyu
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 ай бұрын
ሐሳዊ መራኺቢዪ መሪዳዲኢ ዪ ዚተሂለ
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 3 ай бұрын
Klaah chenkey eilalu affarey
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 3 ай бұрын
ዓይነታ ሃገረይ ቲ ቪ መደባትካ ኣዝዩ ነዊሑ። ብኽፋላት ጌርካ እንተ ነውሐ 30 ደቒቕ ጌርካ ሀፋፊልካ እንተ ተቕርቦ ምስ ግዜና ኣዛኒቕና ምተኸታተልናዮ? ይቕሬታ ከባቢ ክልተ ሰዓት ዝኣክል ኣዝዩ ነዊሑ። ሕሰበላ ድኣ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 ай бұрын
ዐይኒታ ዐዲሚኒ
@maksimskartavenko2121
@maksimskartavenko2121 2 ай бұрын
Awraja zbhal aynfeltun ena nhna eritreawyan ena nmntay awraja elkum tzarebu RESAHAT MEKANUD
@helengebregiorgis8329
@helengebregiorgis8329 3 ай бұрын
Welcome back brother!!
@gideywoldu3886
@gideywoldu3886 3 ай бұрын
ዓይነታን ዮሴፍን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክትዕን ዘተን ወዲ ሰብ ሐሳብ ክገልጽን ክካትዕን ከም መሰል ክንቅበሎን ክንቃሞ ድማ መሰል ምኮኑን ክንማሃሮን ክንለምዶን ዘለና እዩ ቀጽልዎ ❤❤ የቀንየልና
@SaraKebedom
@SaraKebedom 3 ай бұрын
ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኤርትራዊ ዐዲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏⛪️🕌⛪️🕌⛪️🕌⛪️🕌⛪️🕌⛪️🕌
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 2 ай бұрын
Entay eina knblo ezi geliakn si kthamka
@bsmeyabraha4432
@bsmeyabraha4432 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 ай бұрын
10 አኒሲቲ ኒሚሪዕዖ ቲቢል ሀይሞኒታዊ ኺቢሪ ቲራኪስ ስብ ህገደ ፍ ዚላአኪካ ዖሶብ ኢካ
@haqieyu
@haqieyu 2 ай бұрын
Ezi yesief xbuq gerka zemxaekayo kifitesh alowo.
@AaaBbb-t1z
@AaaBbb-t1z 2 ай бұрын
ኤረትራዊ፣ምስ፣እዚ፣ወዲ፣እዚ፣ክዛራረብ፣የብሉን፣ዓይነታ፣አውን፣ሰብ፣ዲኻ፣ሲኢንካ፣አብ፣ትግራይ፣ምሰ፣አሕዋቱ፣ከይዱ፣ይለፍልፍ፣ረሳሕ፣ወዲ፣
@yonastowolde4640
@yonastowolde4640 2 ай бұрын
ዑደት ዚገብር ዘሎ ከየዕረፈ ዚቃለስ ዘሎ አዩ።ከማኻ ኣይኮነን ኣይነታ
@isaaknega9715
@isaaknega9715 3 ай бұрын
Jeganuna welcome back 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🦁🦁🦁🦁
@berakitekle1859
@berakitekle1859 3 ай бұрын
ጆሲ ዝተዋቀዐ ዘረባ ተዛሪቡ፡ ኣብ ኢትዮ ዝነበሩ ንብሄራቶም ወኪሎም ኢዮም ዝቃለሱ ኔሮም ይብል ሕጂ ድማ ንሕና ትግርኛ እዩ ዝቃለስ ዘሎ ናትና ኢና ንገብር እቶም ካሎት የለዉን ኣብ ቃልሲ ይብለና ኣሎ እሞ ብምንታይ ይፍለ ካብቶም ናይ ብሄራት ውድባት፡ ካልእ ሃገር ከይወነንካ ብዛዕባ መንነት ተዛሪብካ ከተፍርዮ ትኽእል ከም ዘይብሉ ዘይምርድኡ ገሪምኒ፡ ትግርኛ ብፍላይ ጆኖሳድ ተፈጺሙሉ እዩ ይብል ባዕሉ ጆሲ ዝበሎ 30 -40 ዝኾኑ ኩናማ ብጃምላ ቀቲሉ ህግደፍ ኢሉ ኔሩ ካብዚ ዝኸፍእ ግፍዒ ተፈጺሙ ድዩ ኣብ ትግርኛ፡ ብሓፈሻ ጆሲ ነታ መንነት ትብል ስነሓሳብ ሓይኹ ስለዝዋሓጣ ሓሳብ ክቅይር ተሸጊሩ ኣሎ እዚ ድማ ካብ ሕሉፍ ጌግኡ ዘይምእማንን ዘይምምሃርን እዩ
@haqieyu
@haqieyu 2 ай бұрын
He purpose is to create confusion and against unity of opposition forces.
@abduadem1780
@abduadem1780 2 ай бұрын
ዓይነታ እንታይ ኮንካ እዚ ደኣ ፖሎቲካዊ መዓስ ኮይኑ እዚ ዓጣሪ መጣቆሲ ከልቢ ትግራይ እዩ
@hallioussempre8444
@hallioussempre8444 3 ай бұрын
ዓይነታ, welcome back, nice to see you. I can’t believe ነዚ ጎሓፍ ዮሴፍ (ሕኳር) ሓሳዊ ደንቆሮ ሒዝካ መጺእካ እንታይ ለውጢ ከተምጽእ ? You must be desperate brother ተሕዝን !
@tisiontsion777
@tisiontsion777 3 ай бұрын
ዬሴፍ ኣምበሳ ኩሉ ዝበልካዬ 100% ሓቂ እዩ::🌿🌿🌿🌿
@haileemunn9333
@haileemunn9333 2 ай бұрын
እዚ ናይ ጆሲ ሓሳብ ኣይሰማማዕን እየ ምክንያቱ ወያነ ተራ ነሩዎ እዩ እዚ ኩሉ መንእሰይ ተመሊሱ ንከይቃለስ ንእሰያስ ዕድል ሂቦሞ እቲ ቀንዲ ከኣ እንታይ ከይገብር ኤዩ ንዒቆሞ ነሮም ግን ሕኒኡ ፈድዩ
@tsegaytes1289
@tsegaytes1289 3 ай бұрын
Good job guys keep it going
@kubromfutuwi8983
@kubromfutuwi8983 2 ай бұрын
qexiluwo pls ❤❤❤
@yonastowolde4640
@yonastowolde4640 2 ай бұрын
ቀርንለዎስ ዚኮንካ ሰብ
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 2 ай бұрын
እዚ ኣባህላ ፡ትግርኛ ይጸንት ኣሎ ኢልካ ካብ ሕጂ ኣውያት ናይዚ ሰብ ጽባሕ ኣብዛ ኤርትራ ምስ ዘለዉ ብሄራት ኣብዘይወጽእ ውግእ ኣትዩ ዝገደደ ጥፍኣት ምስዓብ ጥራሕ እዩ ውጽኢቱ።ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርህጻ ነዚ ኢልካ ይቃለስ ኣለኹ ምባል ብጣዕሚ የሕዝን።
@isakgermay9879
@isakgermay9879 2 ай бұрын
ዓይነታ ትበሃል ጋዜጠኛ ግን ዜሮ በቃ ጃምብ ጃምብ ሰብ ኣወድእ ፕሊስ
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 2 ай бұрын
እዘን ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ብሄራት ብትግርኛ እንዳተዛረቡ ኣየናይ እዩ ናይ ትግርኛ ጀኖሳይድ ይግበር ኣሎ ኢልካ ሎጂክ።ብጣዕሚ የሕዝን ኣውራጃዊ ፍልልያት ኣይትግበሩ ኢልካ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ብሄራት ምጉናይ ኽ ምስ ምንታይ እዩ ክቑጸር። ኣብ ዘመነ ጀብሃስ ደሓን፡ንኻልእ ንሕመዮ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ብዘይካ እዚ ትግርኛና ካልእ ዝሕመ ሰብ ብዝያዳ ኽ መን፡ኣሎ።
@meuzhailu8621
@meuzhailu8621 3 ай бұрын
Like Like Like 💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍
@tesfyewelye5341
@tesfyewelye5341 3 ай бұрын
Ezi jos zibhal hasawi eu leyba
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 3 ай бұрын
ብመጀመርያ የሴፍ ኤርትዊ መርገጺ የብሉን ኤርትራዊ ድዩኸ?ብወገነይ ኣይመስለንን እንተኾነውን መሳርሒ ወያነ ኮይኑ ዓቕሚ እንተረኺቡ ንምፍልላይና ዝሰርሕ ወይጦ ጥራሕዩ።ዓይነታ ሓውና እቲ ክእለትካን ብቕዓትካን ኣብ ቦትኡ እንዳሃለወ ነዞም ጎሓፋት ቦታን ዕድልን ኣይትሃቦም መርዞም ክንሰምዕ ስለዘይንደልን ምስ ምዉቕ ሰላምታ።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 2 ай бұрын
Hawu endyu halafi nay Embassy zelo eab USA nska keman Eritrawi tbl nsusus wala eab naziana keman yserh niaru eab Asmera bakmu eab Ethiopia koynu ykales niaru tedthaz entay do mgebere eyu hiwetu eab hadega yeatyu entay eika eafrika nska ke
@eriblood803
@eriblood803 2 ай бұрын
​@@fekarwedifekarat 😅😅😅 alghis cenawi ghembi bitnih funfun agame...wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅😅
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 2 ай бұрын
@@eriblood803እንታይ ኢካ ትብል ዘለካ ለሚ ዲካ social media ክትጥቀም ጀሚርካ ኮንካ ጸለል ጸለል ኣይትበል
@eriblood803
@eriblood803 2 ай бұрын
@@fekarwedifekarat 1 million agame ab tihti gudgad alewu....5 million agame b timet yisakeyu alewu.....firki meret tigrai tewesidu.....missile tementilkum....kulom gorebetkum fenfinomukum.....elelelll eyu imbeiii 😆
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 2 ай бұрын
@@eriblood803😂😂😂 nska dea xulul endika entay zerakb ealewo mzi hji temeytom kea Mengste Semay yewarsom Ane Fetari dye hji kemzi tbleni kmelsom ykel dye eab hluw gda deytzareb bham tewesaki ezi tazebelu zeleka geza nay Tegaru dyu wala nay men eyu eske ngereni Brarya hawey 😂😂
@yonastowolde4640
@yonastowolde4640 2 ай бұрын
ብርገድ ንሓመዱ ኣብ ጀርመን ዲዩ ተጀሚሩ፡
@omerahmed2534
@omerahmed2534 2 ай бұрын
Ayneta seb do tesainu weday!!!
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 2 ай бұрын
እዚ ጨምላቕ ገጽ ጣንጡ ኣኺሉዎ እታ ጆነሳይስ ትብል ኣብ መልሓሱ ጠቢቓ ኣሉላ ክብል ክነብርዩ ብናትካ ዝደናገር የለን ሎቅማጽ ።
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 3 ай бұрын
ባዓል መንነትን መትክል መሰረተ እምነትን ዝተረደአን ዝኣመነን ጥራይ እዩ ዝዕወት? ወይ ዝስዕር። ስለዚ ድማ ኢና? ዮሴፍ ገ/ ት/ ኣበጊስዎ ዘሎ ነጥቢ? ክስዕርን ክዕወትን ከም ዝኽእል ጥርጥር የለን ንብል ዘለና። ዮሴፍ ኣብኣ ጥሬይ ክትረግጽ ኣለካ። ንዮሴፍ ክምጉት ዝኽእል እንተሎ? ሃየ ይቕረብ እንተዘየለ ሃተፍተፍ ግደፉ? ብፍላይ እቶም ዕንዝራታት በገዛእ ቋንቋኹምን ባህልኹምን መንነትኩምን ክተኽብሩ ዘይትኽእሉ? ሸይንኩም ደቅሱ። 💚💙💚💙💚💙
@eriblood803
@eriblood803 2 ай бұрын
😂😂😂 aye midre fara fera cenewuti donkoro haghereseb tewelige...wala enda motkum hasadat 😅😅😅
@haqieyu
@haqieyu 2 ай бұрын
Iseyas ke wedi kalie qanqa wey bher dyu koynu bqanqa tewedibka kitqaleso tideli. Ember eka kitqaleso dilyet yebilkan...
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 ай бұрын
ዚቢዚሒና ኢና ጨፊሊኺና ዐዲ ክሪሲቲያን ኪኒጊቢራ ኢና ኢሊኻ ኢካ
@samize6392
@samize6392 3 ай бұрын
Adgi nhamedu school zero biemni degree
@AaaBbb-t1z
@AaaBbb-t1z 2 ай бұрын
ዮሴፍ፣ሐሳዊ፣ስለ፣ኤርትራ፣ክትዛረብ፣መሰል፣የብልካን፣ትግራዋይ፣ኢኻ፣ኤርትራ፣ናይ፣ኤርትራውያን፣እያ፣ሱቅ፣ኢልካ፣አይትግዓር፣ከዳዕ
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 3 ай бұрын
Etom kidmekha leily 500 ; 000. b'60tat hewotomen treytomen Addom tekhaxelowom hax elom ab Sudan zelewok ? Entaye teblena ?
@abdelwasieomar9789
@abdelwasieomar9789 2 ай бұрын
Come on Brother Ayneta...this guy is narrow minded....
@jameasuleman6361
@jameasuleman6361 3 ай бұрын
Ayneta Tanks
@birhanebezabihambaye6636
@birhanebezabihambaye6636 2 ай бұрын
Tplf/mllt is an ideological party not a nationalist party
@MusieTemesgen
@MusieTemesgen 3 ай бұрын
Nice to see you aynta hawey beselam da tefekana eko
@waairogina1598
@waairogina1598 2 ай бұрын
እዋይ ንስኹም ካብ ኤርትራ እንካዕ ወጻኹምላ ደናቁር
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 ай бұрын
መኪቶ ኪሻዲን አይቲጊቢሮ ኢዚ ዘራጊ ህዚቢ ቲጊሪኛ ኪሪሲቲያን ሎኦክ ህገደፍ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ዝከበርካ ኤረትራዊ ተቃላሳይ ክትዒወት ተደሊዶ እወ ኩላህና ቃልስና ንዓወትዩ ሐደ ምትን ሀወትን ብማዕረ ምዘኖ ካልአይ ሓቀኛ ቃልሲ ምቅላሰተወፈይነት ነገራት ብአወንታ ምጥማት ከይታሓለልካ ለይትን ማዓልትን ምስራሕ ጻዕረ ምፈታወወአብ ትር ፈቃልሰ ሜደ ክነወረድ
@gebreamlakkahsay9303
@gebreamlakkahsay9303 2 ай бұрын
Aye dembe enklil 😂😂😂😂😂
@tsedalyohannes7049
@tsedalyohannes7049 3 ай бұрын
ጋዜጠኛ ዶ ተባሂሉ? እዚ ሓሳዊ ለኽባጥ፡ ብዛዕባ ናይ ሕልና እስርቲ አስቴር ዮሃንስ ዝሃቦ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ክእርሞ ተሓቲቱ አስቂጡ። ካልእ ወረ'ውን ከምኡ ንገንዘብ ክብል ክንደይ ውልቀሰባትን ስድራቤትን ብሓሶት ወረን ጠቐነን ህይወት ከምዝጎድኡ ዝፍለጥ ሓቂ እዩ። ዓይነታ ነዚ ሓሳዊ ዕሱብ ከም ጋዜጠኛ ኢልካ ክትጽውዕን ክትዕድሞን ዝገርም እዩ።
@abduadem1780
@abduadem1780 2 ай бұрын
የሴፍ ኣፍ ከልቢ ረሳሕ በዓለገ
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 24 МЛН
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 7 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 13 МЛН
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,6 МЛН
ቊ.5 "መልሲ ንሕቶታትኩም" ቃለ ምልልስ ምስ ኣባ ኪሮስ
1:06:40
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 65 М.
ኣብ ፍቕሪ ዘለና ኣረዳድኣ ጌጋ እዩ!
36:48
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 27 М.
ደንደን ከም ዘርኦም 2 ቆልዑት ዝወለደት ይደሊ ኣሎ
41:10
ዜና tiktok ቲክቶክ breaking News
Рет қаралды 9 М.
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 24 МЛН