KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Haleka shambel tigrgna music {ንዕናይ ቆላ ክረሚ} 2020👉⏸
7:07
ሰልጠነ ኣብ ትግራይ ፈተነ ቅትለት - መዘንግዕ ካሜራ
15:15
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
0:39
БРАТТАР ИЛИ БРАКТАР | bayGUYS | 28 шығарылым
25:59
요즘유행 찍는법
0:34
Haleka shambel tigrgna music {ናይ ስድራ-ቤት ቆልዓ} ተጋበዙለይ👉⏸
Рет қаралды 154,898
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 7 М.
Hlna media ሕልና ሚድያ
Күн бұрын
Пікірлер: 133
@finfinie
4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ንብዓት ሲዒሩኒ አነነስ የቀኔልና
@ቅዱስሚካኤልሓደራ
4 жыл бұрын
ኣጆኺ ዛማዓረይ
@finfinie
4 жыл бұрын
@@ቅዱስሚካኤልሓደራ የቐንየለይ ሸዊተይ
@AssdAssdf-y6f
Ай бұрын
1
@finfinie
4 жыл бұрын
እዛ ካብ ሰዓት ናብ ደቂቅ ናዓኺ ናፊቀ ትብል አረ አለዋ ብዛሓት ሰደዱልና ሽኮሪናታት
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
Жыл бұрын
ዛደርፊ ክፈትዋ የኔ ትዝታ😭😭😭 በርትዕ ኣጆኻ ዛሓወይ❤❤❤
@nebihabsha9243
3 жыл бұрын
ዋው ተባረክ ሓውና
@MerhawiBahta
Жыл бұрын
ኣየ ኣየ, ወ ከምዚ ዓይነት ደርፊ,ሲ ኣበይ ኣሎ ኣምላኽ ይባርኽካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ ሓውና 😢😢🫶🙏
@MicheleUkbay
4 жыл бұрын
ዋውውውውው ክብር ሓው ኣነ ማራ ኢየ ዘድንቖ ኒይ ድምጻዊ ሃለቃ ሻበል ፕሊስ በጃኻ እተን ክልኦት ደርፍታቱ ኣብዛ ናትካ ስደደልና
@hlnamedia1111
4 жыл бұрын
ኣብሽርካ ክቡር ሓወይ ኩለን ክሰደልኩም ,የ share ሓግዘኒ 😉
@kahasitweldegergisbsrat4788
4 жыл бұрын
@@hlnamedia1111 በጀኻ ዝተረፈ ደርፍታቱ ስደደልና
@meronabrham1264
Жыл бұрын
@@hlnamedia1111 nay eba eza derfi videoclip kulu sdedeley
@dejengeremedhin4302
4 жыл бұрын
Ewy hiwet aha nab nay kedme arkey tezta melskani😥😥😥
@erinatna4535
4 жыл бұрын
በዛ ድርፊ ኢዚኣ ቦኽሪ ኣፍቃሪትይ የ ዝዝክር ካባይ መንጢሎም ናብ ዝይትፈልጦ ጎበዝ ኣመሪዕማ እንዳ ነበዐት ተፈላሊና 2013 2014 ካቡኡ ንንየ ኣነ ውን ኣፍቂረ ኣይፍልጥን ብድሕሪኣ ሂወት ጸሊእዮ ሑሱም ስደት ክይፈተኹ መሪጸዮ ሎሚ ኣነ ኣብ ስደት ኣብ ሓገር ጀርመን ይቕመት ኣለኩ ንሳካ ምስቲ ዝይትፈልጦ ግበዝ ሓዳር ጌራ ኣብ ውላድ በጺሓ ናብራ ትመርሕ ላ ኣነ ካኣ ኣብ ስደት ኮይነ ሂወተይይ ይመርሕ ኣለኩ ማልት ዩ በዛ ጠቅሲ እዚኣ ካኣ ኣብልበይ ወቂተያ ይርከብ ፡ (ብልቢ ትፍቅሮ ወትሩ ትዝክሮ)
@ቅዱስሚካኤልሓደራ
4 жыл бұрын
ኣጆኻ ዛሓወይ
@ngolokante2561
4 жыл бұрын
Fetari neaka tkewn bealu khbeka eyu hawey ❤❤
@ትግራይናትዕወት100
4 жыл бұрын
ኣጆኻ ሓወይ ነአኣውን ምስቲ ዘላቶ ይጥዓማ ንኣኻውን ናይካ የራኽብካ
@fiyoriteklu6331
Жыл бұрын
አይዞካ ሂወት ቀፃሊ እዩ ሀወይ
@fiyoriteklu6331
Жыл бұрын
ናትካ ዝበሎ ፈጣሪ አሎ
@rezankahsay6604
3 жыл бұрын
Eza sedidelkum zeleku kaleyti btami eye zfetwa bzuh mezekerta aleni
@ትግራዋይ-ጸ9ደ
4 жыл бұрын
ካብ ልቢ የመስግን ዘሓወይ😭😭😭
@hlnamedia1111
4 жыл бұрын
ኣብሽርካ ክቡር ሓወይ share & subscribe ሓግዙና እምበር ኩለን ክሰደልኩም ,የ👉💞
@loemessikongofffootball7461
3 жыл бұрын
@@hlnamedia1111 ሰረቅቲ አንታይ አቲ ስአሊ ዘይናቱ ተአትውሉ ወያላት
@tsegshtsegsh4641
Жыл бұрын
@tsegshtsegsh4641
Жыл бұрын
@tsegshtsegsh4641
Жыл бұрын
@ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም
Жыл бұрын
ትዝታ አለኒ ጓል እነይ ናብ ዘትፈልጦ ዓዲ ዘይ ትፈልጦ ወዲ ኪድ ኢሎም ሰዲዶም ጡዑይ መሲሉ ተመርዕዮ ገዲፍዋ ከይዱ ዓዲ ጓና ሰብ ዘይ ብሉ ዓዲ 😭10ዓመት ሙሉእ ምንም ዘይ ብላ ገንዘባ በሊዒዋ ከይዱ 😭እዛ ደርፊ ክትከድ ከላ ትሒዘ ይሰምዓ እሞ ብክያት ጥራይ ኮይኑ ስርሐይ ኣሕ ጓል እነይ 💔
@tirhasteklay1801
Жыл бұрын
ኣጆኺ ❤ወይ ኣጆኻ ኣምላኽ ኣሎ 😢
@finfinie
4 жыл бұрын
ዋውውው ሸበለይ ክፈትዋ በጃኹም እባ ኩሉ ደርፊ አበይ እዩ ዝሪከብ ዛቻናል ሳብስክራይብ ገይረያ አለኹ ተራዱኡና በጃኹም
@hlnamedia1111
4 жыл бұрын
ኣብሽርኪ እተን ዝተረፋ ውን ኣብዛ ናተይ ,የ ክሰደልኩም share ጥራይ subscribe👉💞
@finfinie
4 жыл бұрын
@@hlnamedia1111 እሺ ብሃንቀውታ ክንፅበ እና ሓላላት አነ ኩሉ አማሊአ እየ እዉነት ሼር ላይክ ሳብይብ ገይረ እየ ዘሓፍተይ/ወይ
@meezomeezo9324
4 жыл бұрын
@@hlnamedia1111 😍😍😍😍😍
@aliasavvabi8143
3 жыл бұрын
ፈ
@selemunzeray9618
3 жыл бұрын
😍
@NahomTesfahnnes-cl6qm
5 ай бұрын
Ahh😢😢 I miss you haftey natey ezi derfi gin fuley mezkyta alani 🥺😢😢😢
@ማርያምኣደይኣዶኣደናይ
2 жыл бұрын
ዋውው ዝፈ ትወን ትዝታ
@desalekahsay9935
4 жыл бұрын
ኣታ ናይ እዚ ደራፊ ኩሉ ደርፍታቱ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ይሰምዖ ኔረ ሕጂ ግን ሲኢነዮ በጃካ ስደደልና ሳብስክራይብ ክንገር ሓዉኹም ፈታዊ music ወዲ ኢረይ 🌹❤
@hlnamedia1111
4 жыл бұрын
ጸገም የለን ክብረተይ ዝተረፈ ውን ክሰዶ ,የ subscribe & share ሃግዙኒ👉💞
@ቅዱስሚካኤልሓደራ
4 жыл бұрын
@@hlnamedia1111 በጃኻ ኩለን ስደደልና ሻምበል እውን ቀለ መሕተት ተዝግበሮ ብዝበለፀ ብጣዕሚ ታሓጒስና መስተማቐርናዮ ነይርና በጃኹም እባ
@HayelomnguseMinase
8 ай бұрын
Entay eye kbleka yekniyeley zhawey
@wedikeshi2875
4 жыл бұрын
Sdedelna bjaka nayzi derafi ezizehawey btaemi eye zfetwo
@سلامسلام-ث5ط6ج
3 ай бұрын
የቅንልና ❤❤❤
@muluekasa6582
4 жыл бұрын
Nay ezi wedi derftat kfetwo meat eye gn hji kulu seineyo beal azamitey zbl abey alo bzikone xibuq srah🥰🥰🥰
@hlnamedia1111
4 жыл бұрын
Subscribe ሓግዙና ከነቕርበልኩም ኢና
@ngolokante2561
4 жыл бұрын
Btaemi yeknyelna ahwat
@CrossSuuc-ns8xu
8 ай бұрын
ትዝታ💔💔💔💔
@ጓልትግራይ-ፀ9ሐ
6 ай бұрын
ወዲ ሓፍትነይ ብጣዕሚ አዩ ዝፈትዋ ነይሩ ንዓይ ኩሉ ግዜ የስመዐኒ ነይሩ 🥺 ታይ አሞ ኩሉ ነገረይ ከይረአየ አንዶ ጠሊምኒ😢😢😢
@Semu-c2x
4 жыл бұрын
Ata nay zederafay ezi kulu derfu yesemeo nere ab eritrea fuluy tezekiro aleni bejaka sdedelna bro
@meronabrham1264
Жыл бұрын
Entay sema eza derfi 😊😊😊😊😊❤
@Sunds-ro8co
5 ай бұрын
ትዝታ 2012😭😭😭💔💔🖤🖤🤲🤲
@zufantesgay8861
Жыл бұрын
Video eirtera Music 🎶 ❤tigray 😢😢😢😢😢zftewo drefe tezkro 😢😢😢
@richricho4513
Жыл бұрын
ወዲ ሩባይ ሜዳ ጎላግል ኣድያቦ❤❤❤ ሃለቃ ሻምበል ማዓረይ❤❤❤
@mulubrhanu
Жыл бұрын
Tay koyon gen gedifuwo aazuy smesle dmtiy hizu
@nebihabsha9243
3 жыл бұрын
ብውሽጢ መስመር እባ ለአከለይ ሓላለይ አደዋይ እያ ተዘክረኒ ዛ ደርፊ ማራ ትፈትዋ ኔራ😭😭😭😭
@yeorthodoxlij953
3 жыл бұрын
ሕጂ ኣውሪደ ክልእከልካ ኣድርሻካ ስደደለይ
@FanusFanu-ql1ih
9 ай бұрын
በራኺ ኣይርአ
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
2 жыл бұрын
ዋው የዕብኻ ሓውና😍😍
@ጎሎምኣድያቦ
3 жыл бұрын
ደርፍታት ሃለቃ ሻምበር ፡ ሰሚዕኻ ዘይምኖ እዩ ክዓቢ ዝግበኦኦ እዩ ደርፍታት ኣበይ ኣሎ ክንሰምዖ ሓገዝ ዘድልዮ ተኾይኑ እውን ክንሕግዝ ኣነ ብወገነት ሕጉስ እየ ።
@SaSa-sr6tp
2 жыл бұрын
👍
@yemanemelake4416
4 жыл бұрын
Hiiiii shambel birhane bejaka eba derfftatka kexlo beal azamitey kaa akrbelna pls
@shewitaregawi9006
Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ክፈትዋ 😭🥺
@سلامسلام-ث5ط6ج
3 ай бұрын
ኣይ ግዜ😢😢😢
@tesfalemsolomon7591
4 жыл бұрын
Shambel arkye xbqe muqe
@WerSet-o1e
3 ай бұрын
Aesy dektabl
@BerheTeame-od7pv
Жыл бұрын
ሙዝቃ ኣብዚለኩም ይዓኺ
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
Asey dese behlo😢
@tarikugebre-mo1gy
Жыл бұрын
Selamey🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@سالمالصطوره
Жыл бұрын
❤️❤️❤️💛💛💛💊💋💊💊
@MuseKahsu
5 ай бұрын
ንድሕሪት መሊስካና
@aduadu6770
2 жыл бұрын
ንምንታይ ማለት እዩ እቲ ክሊብ ናይ ኤርትራ እቲ ደርፍ ናይ ትግራይ መኽናይት ንገሩና እቲ ክልብ ሕማቕ ማለተይ ኣይ ኮነን ግን ነናይ ባዓሉ ዘይከዉን ደቂ ኣድያቦ እስኪ እዛ ነገር ሸለል ኣይትበሉዋ ሃለቃ ሻበል ኣብ ምንታይ ኩነታት እዩ ዝርከብ ሕጂ
@abrehethansiamtigraweyti1369
2 жыл бұрын
ሃለቃ ሻምበል ስሑል ጎሮሮ እንተ በዓል ቻነል ግን ዝተዋቀዐካ ኢካ ናይ ትግራይ ቪድዮ ዘይሰአንካ
@ftretadam2192
Жыл бұрын
Nay beraki clip
@gebremedhinbeyenesiyum7774
Ай бұрын
2024 anyone here?
@tesfaymesele3385
4 жыл бұрын
Habel ab hxax semenaka tuem dmxi
@yordanshagos6999
2 жыл бұрын
እዛ ካብ ሰዓት ናብ ደቂቅ ትብል ደርፊ እባ ተሐባበርና ሙቁራተይ
@MerryMerry-q2h
8 күн бұрын
😢❤❤
@EdenHbtay
10 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉😢🎉😊
@berekechtadese2084
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢
@whatsnew3855
4 жыл бұрын
Ebay adyabo
@tesfamaryamhagos3519
4 жыл бұрын
Away KTM mzkatatu haleka shambel tefiekana ko dehayka ba habena
@RozsAl-n9c
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@AmitGebremikael
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GaewaKahsay
6 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@nebihabsha9243
3 жыл бұрын
🙏❤️❤️❤️❤️🙏
@teklittewelde1487
4 жыл бұрын
እንታይ እዪ እቲ ጸገም ናይ ሃለቃ ሻበል ምዝቃታቱ ኣብ youtube ዘይልቀቅ?? ሰደድልና ኩሉ ምዝቃታቱ ብጃኩም።
@ተስፋ-ለ4ቈ
2 жыл бұрын
ዝደርፊ ናይ ትግራይ እዩ
@tekaliteame7720
Жыл бұрын
❤❤❤❤
@سلام-ظ9م
Жыл бұрын
😢😢❤💔
@selamyewrdelnafetary2969
3 жыл бұрын
Azi derafi Eritrea dyu Ethiopiawy
@hlnamedia1111
Жыл бұрын
ኤርትራዊ ኣይኮነን ኢጦብያዊ ውን ኣይኮነን፡ ትግራዋይ ,ዩ።
@yodahe-jl1cs
Жыл бұрын
😂😂😂😁😁😁ኢጦብያዊ ኣይኾነይ ትግራዋይ እዩ ያ ክክክክ እወ ሓቂ ቀደም ግን ኢጦብያ ዶ ነይርና 😂@@hlnamedia1111
@altyboi5
3 жыл бұрын
😭💔😢💔
@mikialenguse9934
2 жыл бұрын
ግጥሚን ዜማን ዳኣ መን'ዩ ዝብል ዘሎ?
@John..ጆን
2 жыл бұрын
ጥዕምቲ ደርፊ ግን እዛ ቪዶ ናቱ ኣይኮነትን ናይ በራኺ ገብረመድህን እያ
@ሄዋንእትዮ
4 жыл бұрын
እንታይ ኢለ ከም ዘመስግነካ ኣይፎልጦን ሓወይ
@HaileLema-o7o
16 күн бұрын
ዠ
@user-xg5bz9qz3f
Жыл бұрын
❤❤❤❤😘😥
@rigbetesfay6422
2 жыл бұрын
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
@mmmm-vp4km
Жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@zamzamzamzam5430
4 жыл бұрын
😘😘😘😘😭😭🙆♀️
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
Жыл бұрын
ኣሰይይይ ደርፊ ናይ ትግራይ ክልብ ናይ ኤርትራ
@TwYakob
3 жыл бұрын
ነዚኣ ፖስት ዝበልካ ብር ክትብል ተሓጎስ
@hlnamedia1111
3 жыл бұрын
ኣሜን🙏 ወገነይ ዝተረፈ ከኣ ከነስዕቦ ኢና!!
@TwYakob
3 жыл бұрын
ሃለቃ ሻምበል ንፉዕ ትግርኛ ኣድያቦታይ እዩ፡ የሕዋተይ እዩ ዘዘክረኒ።
@habenglamical9424
3 жыл бұрын
Wwwww
@Awliemeror
2 жыл бұрын
እንታይ ትኾኑ ኣለኹም፡ እዚ ቪድዮ ክሊፕ ናይ ድምጻዊ በራኺ ገብረመድሂን ኢዩ
@kirosgerezgiher-s7h
7 ай бұрын
ሃለቃ ሻምበል ጠፍሹ እዩ ዘሎ ሕጂ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ገጠር እዩ ዝነብር
@kuflomangsom3880
18 күн бұрын
እንታይ ኮይኑ
@kibretfishatsion701
3 жыл бұрын
ሻሕ ዝበለኩም ነገር እንታይዲዩ መሲሉኩም ሕልና ዘይብልኩምስ ነዛ ቻነልኩም ሕልና መዲያ ምባልኩ’ዩ
@hariirhasanhumer9819
3 жыл бұрын
𝐷𝑎𝑠 𝑦𝑖𝑙𝑎𝑙
@aliasavvabi8143
3 жыл бұрын
Yy
@mamawelatey8122
4 жыл бұрын
Eeway nab 2000 melsekan hawey Natey ane abey ey zerekbo ey zebl neyre emo yekenyeley
@ezrahaile3349
4 жыл бұрын
ዘየሓፍር ድሙ ገረማርያም ሽሙ እቲ ደርፊ ናይ ትግራይ እዩ እቲ ምስሊ ናይ ኤርትራ
@yeorthodoxlij953
3 жыл бұрын
ነቲ ደርፊ ስለዝገልጽ እዪ ካሊእ ኣይኮነን
@wedighebremeskel13
3 жыл бұрын
Habirom yrbhu dehan gdefom
@ሜሪጋልትግሪይ
Жыл бұрын
እሞ እንታይ ፀገም ኣሎዎ ኩሉ ትግርኛ እንድዩ 😊
@AdhanomRedei
9 ай бұрын
Aygermekin do Love @@ሜሪጋልትግሪይ
@SelamFiseha-m9w
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@WerSet-o1e
3 ай бұрын
❤❤❤
7:07
Haleka shambel tigrgna music {ንዕናይ ቆላ ክረሚ} 2020👉⏸
Hlna media ሕልና ሚድያ
Рет қаралды 147 М.
15:15
ሰልጠነ ኣብ ትግራይ ፈተነ ቅትለት - መዘንግዕ ካሜራ
Yada Tube
Рет қаралды 20 М.
0:45
Почему Катар богатый? #shorts
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
0:39
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
La La Life Shorts
Рет қаралды 44 МЛН
25:59
БРАТТАР ИЛИ БРАКТАР | bayGUYS | 28 шығарылым
bayGUYS
Рет қаралды 558 М.
0:34
요즘유행 찍는법
오마이비키 OMV
Рет қаралды 12 МЛН
29:39
New Ertirean wata ashebr tesfahaney ጎይላ ብ ኣሸብር ተስፋሃነይ
Msay entertanment
Рет қаралды 56 М.
4:45
ዓደየ - ሻምበል ብርሃነ - ሓዳስ ሰለሙን - ሓድሽ ደርፊ ትግርኛ
ላዛ ሪከርድስ Laza Records
Рет қаралды 16 М.
13:58
Melekti Harbegna
Yemane Baria - Topic
Рет қаралды 3 МЛН
7:40
Eritrean Bilen Music (ymnihiti) ይምንሒቲ by Melekin Atombes
Shalot Tv
Рет қаралды 273 М.
24:33
🛑 ዘይስማዕ ጉድድ የለን ኣብ ትግራይ | ሰልጠነ ምስ ጌታቸዉ | ናይጀርያዊ ተፃዊቱለይ
Maggy Show
Рет қаралды 20 М.
8:11
sntayehu amha - merkuni
sela gashaw
Рет қаралды 238 М.
26:40
ፍሉይ ቃለ-መሕተት ምስ ድምጻዊ - ሃለቃ ሻምበል ብርሃነ/Azamit/ ኣብ መደብ ጓዳ ጥበብ - Haleka Shambel Brhane#donkey#gereemun
WANAY ENT
Рет қаралды 381
14:35
Teddy Gere - Zengi mussie - ዘንጊ ሙሴ - New Tigrigna Music (Official)
Teddy Melody
Рет қаралды 3,9 МЛН
6:18
New Tigrigna Music Haleka Shambel "Mefelelay we Zregum"
Shishay Hiweta
Рет қаралды 256 М.
6:26
Shambel Birhane -- MerAki koynu || ሻምበል ብርሃነ -- መርዓኺ ኰይኑ
Rihan TV
Рет қаралды 45 М.
0:45
Почему Катар богатый? #shorts
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН