Рет қаралды 750,283
ሓሊመ'ምበር ኣነ ሓሊመ
ሓሊመ'ወ ኣነ ሓሊም
ሕልሚ ሓላል ቤተይ መዋእል ዘድቀነ
ዳግማይ ስልማት ግርማ ድምቀቱ
ጸርጊ ብርሃን ኣድማስ ተቀኒቱ
ሕለመ'ዩ ሕልሚ ኤርትራውያን
ሕልመይ'ወ ሕልሚ ሰብ ቅናት
ዘይወግሕ ለይቲ ዘይጋሃድ ኣይኮነን
ግብሪ መርሑ ዝጭበጥ ዝእመን
ዝጋሃድዩ ሕልመይ ስጋ ዝለበሰ ተግባር ስለ ዘሰንዮ ንያት ዝገስገሰ
ሕለመዩ ሕልሚ ኤርትራውያን ድምጺ'ለዋ ቃዚሙ ዝእምን
ሕብሪ'ለዋ ቀለም ለምዕን ባሕርን
ተንፋስ ኣለዎ ኢሎሞ ብዕጸምትን ደምን
ኪዳን ጽናዓት ኮይኑ ዝጠምር ቦኽርን ሕሳስልደን
(ሳላዚ )ጽኑዕ ደጀን ጎልጎል መሳፍሒ
(ሳላዚ) ሓበን ሃገር ጎቦ መጸግዒ
(ሳላቲ )ዑሙር ዳዕሮ መዐንገሊ መጽለሊ
(ሳላቶም )መሕደር ኣሽሓት እሙናት ሰብ ሕድሪ
ሕልመይ ክጋሃድ'ዩ ታሪኸይ ክዛሪ
ክኸወን ነባሪ
ሕጅወን ይሓልም ኣለኹ
ዝጋሃድ ራኢ ዘማዕበለት መሬት
ዝኾኾኣት ሃገር
ፍትሒ ዝነገሳ ዝማሞቀት ስድራ
ኣትሪራ ትረግጽ ማንም ዘይደፍራ
ሃዋ ሃዋ ሃዋ መቀርትኪ'ለዎ ኤረይ