HDMONA - ኣንፊ ንፋስ ብ ሞኮነን ተስፋማርያም Anfi Nfas by Mokenen Tesfamariam - New Eritrean Comedy 2019

  Рет қаралды 223,507

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

Пікірлер: 398
@yared_mg4465
@yared_mg4465 5 жыл бұрын
ሕነ ቀራናትስ ንጋህማማት ዱዩ ዝባሃል ኣስተውዕል መንእሰይ እቲ ጉዳይ ኣብ ክልተ ሰብ ኢዩ። ኣብ ምንትምንታይ ዊዕሎም እዞም ሰባት
@hsghjsgshvs8043
@hsghjsgshvs8043 5 жыл бұрын
ብጠዓሚ ደስ ዝብል ባህልና ኩልኩም ስነጥበባውያን ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ስራሓኩም ከኣ ኣሳልጦ ንምነየልኩም
@danealmekonene749
@danealmekonene749 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ህድሞና ኣብ ጎንኩም ኣለና ቀጽልዎ ኣታ ወለዶ ካኣ ብናይ ክልተ ሰብ ዘይምስምማዕ ንስነጥበብ ሃገርና ዝጎድእ ነገር ኣይንስራሕ
@hagostesfamichael2939
@hagostesfamichael2939 5 жыл бұрын
Nska like gber nhdmona kitdgeff brhats SEB kinebru nhna AB edna eyu zelo dislike kinhib ena men kemzribrib kirea ena
@danealmekonene749
@danealmekonene749 5 жыл бұрын
@@hagostesfamichael2939 ናይ ደናቁር ዘረባ ገዲፍካ ድርእስካ ሕሰብ ብከድካ ገዲፍካ ኣነ ብሓፈሻ ንጥበብ ሃገርና ነታባብዕ ኣብ ደገ ይሃሉ ኣብ ውሽጢ እየ ኢለ ናይ ኣራኣያ ፍልልይ ብዘየገድስ ኣብ ዝኣመንክዎ ዘይኣመነ ኢልካ ምጽላእን ዲስ ላይክ ማሃብን ኣየማዓብለናን እዩ እየ ዝብለካ ዘለኩ
@hagostesfamichael2939
@hagostesfamichael2939 5 жыл бұрын
@@danealmekonene749 bresey ember bresi natka ayserhn hdmona nmeksom ember nkalie AB tshufom ztezergehe anbibo negado ena elom emo negday nhade negday kibdlu kunue dyu nska hmamka hdmona ember sebat kiwutsieu kelewu aytaykan eyu meknyatu AB godnkum alena elkayom ezi eti bedel kitslwo eyu slezi hji mis amtsti tetew aynbiln hgdeff hasadt belaeti SEB eyom akele
@danealmekonene749
@danealmekonene749 5 жыл бұрын
@@hagostesfamichael2939 ኣታ ሰበይ እቲ ጉዳይ ኣብ ክልተ ሰብ እዩ ንሱ ካኣ ጉዳይ ፍናንን እዮብን እዩ ኣከለ ናበይ ኢካ ናብ ቻነላት ትጎዩ ዶስ ካልእ ኡሉክ ኣለካ እዩ እሉክ ተለካ ንገረኒ ዘቂቀ ከውጻኣልካ ጸገም የብለይን ኣየለን እዚ ኣመክኒካ ንቻነላት ምድካም ዝግበር ነገር ኣይቅበሎን እየ ። ኣነ ጸግዒ ኣይወስድን ዘለኩ ኩሎም ክታባብዑ ኣለዎም ከከም ብቅዓቶም ባሃላይ እየ ።ንስካ ግን ስለምንታይ ኢካ ነዛ ነቃዕ እዚኣ ተጠቂምካ ጸግዒ ወሲድካ ጃዓዮ ትብል ዘለካ ኤሪትራዊ ተኮንካ ኩሎም የሕዋትና እዮ ክራዳድኡ ዳኣ ክትድግፍ ኣለካ እምበር ጸግዒ ናይ ሓደ ምውሳድ ኣይ ነገር ጦናን ሕሰብ
@alulaalula9344
@alulaalula9344 5 жыл бұрын
Nay Eritrean bahlawi derama ko ketsbek thank you
@tigrinyatv4218
@tigrinyatv4218 5 жыл бұрын
Maremta Nay eritrea aykonen nay tigrina eyu bahlawi eyu
@maxtec2835
@maxtec2835 5 жыл бұрын
@@tigrinyatv4218 hahaha aye agame
@tigrinyatv4218
@tigrinyatv4218 5 жыл бұрын
@@maxtec2835 kid ata resah kab agame aymexakun eza kal gn ab melhaskum eya tewekita agameka xrfi aykonen ata hangol derho nay eritrea zbahal konka bahli kbri alo dyu saho natom alewom tigre kemu natna wn natna eyu nay kale aykonen ane kurue tigrinya bbhaley tekoskuse zabeku seb eye ms zom yhwatna tblom sebksagm kaa wala hade zrakb yeblnan weys kabom eka
@tigrinyatv4218
@tigrinyatv4218 5 жыл бұрын
@@maxtec2835 eritrea is just name of the country there is no eritrea language culture tradition values history to be an Eritrean citizen make you hate your identity culture and you loved your enemies like rushida you wearing their dress and you dance their music and what are they make you they killed your people
@alulaalula9344
@alulaalula9344 5 жыл бұрын
አነ እኮ ግርም ዝብለኒ ንምንታይ እና ንፀራረፍ ዓለም አበይ አበይ በፂሓ ንሕና አብ ፀርፊ አለና come on my ppl
@muluemehretab2167
@muluemehretab2167 5 жыл бұрын
ናይ ሃገርና ስነጥበባውያን ካብ ዝናኣስኩም ክሳብ ዝዓበኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኩም ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣሎና
@solomontsegay2422
@solomontsegay2422 5 жыл бұрын
Me too
@ስምኦንንጉሰ
@ስምኦንንጉሰ 5 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ አዞም ሰባት አዚኦም ዝሰርሕዎ ፊልም አዩ ዝብራሃኒ ብፍላይ ጆኒ
@MossKMH
@MossKMH 5 жыл бұрын
እዋይ ፊልም ይበል ብሩክ ሰንበት ከኣ ይግበረልና የሕዋት፡ ግን ዓድታት ተትጽሕፋሉ ደስ ምበለና ኒሩ ሓቀይ ድየ የሕዋት ምሳይ ዝሰማማዕ ብlike ጊሩ ይጽፍዓኒ፡፡
@johni7071
@johni7071 5 жыл бұрын
Abe Eritrea mekanu teray akali eyu hawey
@mebrahtommahray2699
@mebrahtommahray2699 5 жыл бұрын
Nezia tnbeb zeleka hiwetka bmuluau ybarek ms sdraka deqka ms kulu betesebka yerakbka amlak ruhus qudus yowuhans ygberelka
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 5 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ኣጁኩም ጽብቅ ስርሕ ኻ ። ዪሕዋት ገደፉ ደስላዪክ ዝብሃል መፍትሒ ጸገም ኣይከነን ትግርኛ ባህሊና ኸከቢር ተስፋ ንሃቦም ንዞም ዪሕውትን። ደዊት እየብ ምስ ፍናን ተራዳዳ ። ብሩክ ሰንበት የግበርልና ዪሕዋት ሰላም ፍቅሪን የውርደልና ኣምላክ። ካብ ሓውኩም ወዲ ጋሽ ሰደትኛ
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ 5 жыл бұрын
በጃኩም ኣሕዋተይ ነዞም ተወሳእቲ ተስፋ ኣይ ነቅርጾም እቲ በደል ኣብ ዳዊትን ፋን እዩ ይራዳእሉ ።
@musiekifle501
@musiekifle501 5 жыл бұрын
wa abey aleka zeyboluwo si abzi aloku
@እዚውንኽሐልፍኢዩ
@እዚውንኽሐልፍኢዩ 5 жыл бұрын
እዛ መደብ ውን ናይ ሻዕቢያ ኢያ
@ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ
@ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ 5 жыл бұрын
ኪድ ለክባጥ ህድሞና ከ ጌጋ የብሎምን ከሰት ድንኩል
@እዚውንኽሐልፍኢዩ
@እዚውንኽሐልፍኢዩ 5 жыл бұрын
@@ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ ምሽ ክክክክክ ኣብ ኤሪትራ ዘለና መሲልኩም ምሽ ክክክክክ
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 5 жыл бұрын
Donkoro hayli slezelowo hdmona u kemu zgebr zelo
@tesfaykehsay7098
@tesfaykehsay7098 Жыл бұрын
Welcome 🥰🥰🥰👈🏽
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 4 жыл бұрын
ንፀጋ ዝፈቱ ላይ በሉለይ ገይራ ተመችያትኒ።
@geriegerie3568
@geriegerie3568 5 жыл бұрын
ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና!
@ሓበንሃገር
@ሓበንሃገር 5 жыл бұрын
ሰላም ኣፍቀርቲ ስነ ጥበብ ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ከኣ ዓወትን ኣሳልጦን እንዳተመነኹ ኣንፈትና ናብቲ ስርሓት ናይቶም ስነ ጥበባውያን ደኣ ክኸውን ኣለዎ እምበር ንቻነል ክንሃሲ ኢልና ስነ ጥበባውያን ሃገርና ከይንሃሲ ንጠንቀቕ ክብል ይፈቱ ወድሓንኩም ሓላላት ደቂ ኤረይ።
@awetzeray8441
@awetzeray8441 4 жыл бұрын
Betami xbuk flim
@muluemehretab2167
@muluemehretab2167 5 жыл бұрын
ስነጥበባውያንና ነተባብዕ እንበር ዲስላክ ኔዮ ንበሎ
@yonastes6172
@yonastes6172 5 жыл бұрын
ንህግደፍ ደኣ ብዲስላይክ አንበር ጽፍዓዮም ብፍላይ ንህድሞና
@atakltielias
@atakltielias 5 жыл бұрын
My favourite actor John mera thank you guys good luck, peace
@helentesfay6453
@helentesfay6453 3 жыл бұрын
Wonderful💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@fqriuemnetey1112
@fqriuemnetey1112 5 жыл бұрын
ኣፍ ኩኑኒ ዱ ዝበለ ፍናን ኣፍ ክንኮኖ ግቡና ኮ ተኮነ ነዞም ኢድ ዘይብሎም ባህላዊ ተዋስዎ ዘቅረቡልና ዲስላይክ ምግባር ግን ፍትሃዊ ኣይኮነን ኣነ ብ ነብሰይ ኣፍ ክኮኖ የ ግን ኣብታ ኣለም ገዛ ክራይ የ ኣፍ ዝኮኖ በር ካላቶ መፍደይ ሕነ ክኮኑ ኣይወሃተለይን ዮ ።
@semayuderetey4336
@semayuderetey4336 5 жыл бұрын
🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙
@Wedimamaa
@Wedimamaa 5 жыл бұрын
ያ ዛ ማሕበር መኮነን ተስፋማርያም & ጆንሜራ ኬፍ ዘለዋ ሲ ኩሉ ግዜ ምሃርን ኣገራምን እምበር ዘሰልቹ ርኢናሎም ዘይንፈልጥ
@lyanatecle3250
@lyanatecle3250 5 жыл бұрын
Biruk senbet yigiberelkum deki Eri 🙏🙏🙏💝💝💝💝
@aminefisahye6270
@aminefisahye6270 5 жыл бұрын
ህድምና tv ግደፍ ዘይ ገንዘብኩም ኣይትብልዑ ተዝይ ኮይኑ ክትስሕነኣ እኩም ከም ደቅ የዉሃንስ
@alexandertesfahanse1886
@alexandertesfahanse1886 5 жыл бұрын
Kkkkķkķkkkkk fesi kerkum tseguna hdmona
@kalMHe
@kalMHe 5 жыл бұрын
Good job guys ..from the start to the end ..well carried out !
@Bella-se1so
@Bella-se1so 5 жыл бұрын
ምስ like dis ኮይኑ ዘረቢኡ ኢዚ ህዝቢ ን ጥበብን ስንጥበብን ኢንበር ን ቻነል ዝሪኢ ህዝቢ ጉድም ድንቁርና
@teweldetesfay2527
@teweldetesfay2527 5 жыл бұрын
ከምኡ ኣይትበል ሰበይ ስነጥበባውያን ገንዘቦም ሒዞም ከይዶም እዮም ማለትይ ሰሪሖም እዮም ዝሸጡ እዚኦም ክኣ ክምሃሩላ ኣለዎም ነቀፌታ እዩ ነቄፌታ ይብሉ እንዳሻዕብያ
@utb5066
@utb5066 5 жыл бұрын
ፍቅሪ መንገደይ ተዛሪበ ኢልካ ዲካ
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ 5 жыл бұрын
ኣይትጋገ ውድቀት ነዛ ቻነል እንተ ሰሪሕና ኣብ ካልእ ክስርግሕዎ ይክእሉ ኢዩ። ኣዛ ቻነል ንስነ ጥበባውያና ብሓይሊ፡ኢያ ኢዛቶም ዘላ። ፈትዮም ኣይኮኑን ህድሞና ምርባሕ ምስ ኣበይቶም ናብ ዘርብሖም፡ እንተ ከይዶም ብሓይሊ ኣገዲዶም ኢዮም ኣብ ናቶም ከም ዝስቀል ዝገብሩ ብከመይ ኣብ ካልእ ምስ ዝዝርግሕዎ ንህግደፍ ምስ ተቃወምቲ ይሰርሑ ኣለው ኢድ ኣለዎም እንዳ ሓሰዉ ኢዮም ጆሆ ሒዞምም።
@Asi4394
@Asi4394 5 жыл бұрын
Atom serekti hdmona guday fnan keywedakum kale comedy zergihkum. Haramz kbeasus seary ynekx dyu zbehal. Ezom comedian Ab mosiba ( hopeless) ketetwwom delekum . mesawerti
@danm1829
@danm1829 5 жыл бұрын
ኩልኹም ደለይቲ ፍትሒ dislike አይተውሕዱ ,,, ደገፍቲ ህግደፍ መንደፍ ክረብሑ የብሎምን
@ትሚትትሚት
@ትሚትትሚት 5 жыл бұрын
ኣይትገደስሎም ነዞም ዲስላይክ ዝገብሩ ናይ ኣታሓሳስባ ጸገም ኣለዎም።ዲስላይክ ቴረጊጾም ጥራይ ኢዮም ኬፋቶም ዝውድኡ በዓል ምድረፋራ
@wedibaba143
@wedibaba143 5 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ሃገርና ብካልእ ጫነል ዘርጉሕልና HDMONA ኽትዕጾ ጥራይ እዩ ዘለዋ.ፍረ ጻማኮም ክትረክቡ ጫነል ቀይሩ
@Seysey770
@Seysey770 5 жыл бұрын
ስነጥበባዊያን ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@ahforomhaileahforomhaile
@ahforomhaileahforomhaile 5 жыл бұрын
እዛ ፍልም ጽብቅቲ ኢያ፡ ነገር ግን እዛ ቻነል ናይ ዓመጽቲ ህግደፍ ስለዝኮነት ሪኢና ዲስ ላይክ (dislike) ምግባር ኣብ ቦትኡ ኢዩ፡ ንስነ ጥበብ ነማዕብሎ ኢና ዘለና እምበር ንሃስዮ ኣይኮናን ዘለና፡ ምክኒያቱ ሓቂ ነፍልጦም ስለ ዘለና። ኮፍ መበሊ ጸይቆም'ስ ምስ ዓዳላይ ይባኣሱ ዝባሃል ምስላ ውን ኣሎ።
@haben807
@haben807 5 жыл бұрын
ዋና እዚ ሻነል ኣብ ኤረትራ ኢዩ ዝነብር ኣብኣ ኮንካ ከኣ ምቅዋም እንተ ኣልያ ከኣ ትፈልጣ ኢካ ስለዚ ጸግዒ ናይ ሰብ ኣይንኩን ሓቂ ንርእስካ እዩ ጠንቂ ናይዚ ጉዳይ ዳዊት እዩ
@johni7071
@johni7071 5 жыл бұрын
Besero channel ketrie teatu anta reseka asrehayo mukan entay ketgeber nesa eya akmeka
@selam841
@selam841 5 жыл бұрын
ኣፊ ንፋስ ዘይፈለጥኩምሲ ኣፊ ዘረባ ክክክክክ ረኩባትካ ነዛ ዘረባ ዝገጠምኩማ like ረጊጽኩም ሕለፉ
@shaebianism4258
@shaebianism4258 5 жыл бұрын
Lbi zelewo kemzi kemaka yfelto Ewanawit film
@shaebianism4258
@shaebianism4258 5 жыл бұрын
Lbi zelewo kemzi kemaka yfelto Ewanawit film
@PARTICO-ASMERA
@PARTICO-ASMERA 5 жыл бұрын
/( ምክሪ) ንኩሉ ኤርትራዊ ካብ ሓውኩም እዞም ተዋሳእቲ- ደረፍቲ' 'pls ንሓግዞም ድሓር ከኣ dislike, ጌርካ ትዓግቦ የብልካን ንሕና ፊልምታትና ሪኢና ነቶም ተዋሳእቲ ደረፍቲ ንሓግዞም ተዘይኮይኑ መን ኣበይ ኣሎ ምፍላጥ ኣገዳሲ ኢዩ ። ካብዞም ' ጎሮባብትና ክንምሃር ንሕና ኣክንዲ ንዕኦም ኣክንዲ ንምህሮም ' በጃኩም ጽልእኩም ምስዞም ኣርቲስት ዘይኮነ ' ምስ ካልእ ይኩን /ካብ dislike ትረክባ ጥቅሚ የላን ካብ ሕማቅ ጸርፈን ኮመንትን ትርከብ ፈይዳ የላን ንጉራሕ ኩልና ተጻረፍቲ dislike ንገብር ዘለና ንመን ዘሕረቅኩም ይመስለኩም ኣሎ ገደፈ' በጃኩም ደጊምኩም ሕሰቡ ብዛዕባ ቀሪቡ ዘሎ ትሕዝቶ ፊልሚ ይኩን ደርፊ ከከም ዝግብኦ ኮመንት ሪኤቶ ሃናጺ ኣውርድ ተዘይኮይኑ ሕማቅ ሰብ ጥራይ ወይ ዘይተማህረ ኢዩ ብጸርፉን ድስላይክን ዝጅምር ምስዛ ሓሳባት ትስማማዕ ተኮንካ' comment ..like gerika ዓጅበኒ ንዞም ' ተዋሳእቲ' ደረስቲ' ገጣምቲ' ዘይምቲ' ዳይረክት'ወወዘተ'' ነናቶም ሪኢቶ ንሃቦም። ጸርፊ ቅድሚ ምጽራፍካ ኣታዓባብይካ ከምኡ ድዩ ንነብስካ ሕተታ' ኣቦካን: ኣዴካን( ዘዕበዩካ ሃገርካ ዝመሃረካ ሰነ ምግባር ዘክር ' ድሕሪኡ ትጻረፍ።
@dibukiku1497
@dibukiku1497 5 жыл бұрын
Bhaki kemzi kemaka yibzihu lebam
@heleneri425
@heleneri425 5 жыл бұрын
Nai bhaki lebamn abi seb eika kemaka ybzhu hawey natey kab hmak mzrab hanti fayda aytrekbn eika
@farstekeste7075
@farstekeste7075 5 жыл бұрын
Kemzi kemaka lebam yfelto enjera alem blae
@hagostesfamichael2939
@hagostesfamichael2939 5 жыл бұрын
SEB enda tebedele suk aynbiln kedem suk zbelnayo yakilena slezi nezom hdmona bdislike libom ktefeom alewu dehar yrdeom kbri ente zeykionu kale keyhseyu enda belna sebat aynhasin slezi etom mis amtsti twgnu wegnu tsegem yeblun
@PARTICO-ASMERA
@PARTICO-ASMERA 5 жыл бұрын
@@hagostesfamichael2939 ኩቡር ሓው'ክብሪ ለካ ብክብርካ የክብረካ እንተሕሲርካኒ ውን ከክብረካ ኢየ ምክንያቱ' ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኢና ( ደጋፈይ' ተቃዋማይ ) ዝብል ቃል የለን ኣብ ዛ ቻነል ዘዛርበኒ ዘሎ ጉዳይ ኣብ እቲ ውሽጢ መድያ ዝንቃቀሱ ዘለው ኢዩ' dsilike ንህድሞና ዘይኮነ ወላ like ንህድሞና ኣይኮነ ' ግን ደጊምካ ሕሰብ ካብ 'ሕውት ዝዓቢ የለን እሞ ብሕውነት ይስዕረካ ተሓመቅካ ብፍቅሪ እግዚኣብሄር ጠጠው የብለካ። ኤርትራ ሓንቲ ኢያ ደቃ ኢና ንስለ ሃገረይ ብሃገረይ ይኮርዕ ወላ ነቲ ስርዓት ኣይደግፎ ይቃወሞ ሽሕ ግዜ ንህደሞና ግን የመስግኖም እምበር ነቶም ተዋሳእቲ ደረፍቲ ከከም ዘለውዎ ራሕቂ ቦታ ነቀፈታን ሃናጺ ሪኢቶን ካብ ምሃብ ኣይቁጠብን ኢየ። ዝተማህረ እዚ ዝጽሓፍካዬ ኣይጽሕፍን ኢዩ። ድሕሬካ ቁሊሕ በል ኣይትጎየይ ' እሞ ንመን ንጸጋማይ ዓይንካ ትሃርም ሓው ንሓው ይብኣስ እሞ ይዕረቅ ነዛ ጽባሕ ዘይትድገም ትጠዓሰላ ዘረባ ዓገብ ይብለካ ኣብ ልዕሊ ስነ ጥበብ ክብሪ ይሃልካ ኣብቲ ትብሎ ናይ ፖሎቲካ ግን ብዛዕባ ፖሎቲካ ስለይረኣኩ ኣብዛ ቭድዬ ' ርእስካ ፈትሽ ። ከይትህውትት
@mogosandom179
@mogosandom179 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኣብ2ተ ተመቅልና ኢዝኤም ተዋሳቲ ብጣሚ ንፍዓትን ዝፈትዎምን ኢዮም ግን ኣብ HDMONA ከኣ ኮኒ
@ኣታመሬተይመሬተይዋሕስክብ
@ኣታመሬተይመሬተይዋሕስክብ 5 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ኮመድይ ክብረት የሃብኩም ኣዘናጊዕኩምና
@dawitwedihagos2480
@dawitwedihagos2480 5 жыл бұрын
Eza Comedy ab Eritrea keleku bxhuf Anbibeya aleku. B Comedy bmkrabkum Tnx Xbukatey
@sebkulukubur918
@sebkulukubur918 5 жыл бұрын
B Tigrinya comedy ytarem. Good job 👏
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 5 жыл бұрын
እዛ ፊልም ድኣ ከ እንታይ ጌራትኩም disslike ደብዲብኩማ ንፍናን ክትብሉ ዲኹም እዚ ኩሉ ፖው እዋይ ርእሲ
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 5 жыл бұрын
@Bety azmarino kusumki ati megal
@robeltemesgen3158
@robeltemesgen3158 5 жыл бұрын
Ewa keteflati
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 5 жыл бұрын
@@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 ሰክት ፋራ ካበዩ ጀይቡ እይናዓል ፊስቶ ምሉእ ዓኽታ ሳይዝካ ደውር ሕጂ ከይትውቅጠለይ ተምላስ ከይተምጻለይ ከይትዓልብ ኮይስ ጋሳ ዋሒድ
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 5 жыл бұрын
ኣቲ ኪዲ ጓልዛ መጋል ሓርኣ ጨናዊት ኣፋ ሓሳኽ ምጥራ Amarino ኢልክዮ ዘለኪ ደምስስዮ ድምስስቲ ጓልዛ ሃጌ ግርም ባ ካብ ገጠር መጺካ Azmarino ዶ ገለ የ ረሳሕ ጠቃር ዋሒድ
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 5 жыл бұрын
@@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 ስማዕ ዓሸራ ፊዮሪ ኣይትሕረቅ ኮይስ ፍሬኖ ዘይብላ ትግሬቶ ሂበ ብልቢ ትግራይ ከየፋንወካ ጅጅ ሻሕ በል እስከ ጺግ ከይብለልካስ ሓኻኺ ጢዙ ቅቅ ኩነታትኪ ግን ካብዘን ባድላን ኣዲዳስን ኣሎ ምሽ ቫምያ ተሰኪመን ኮምብሽታቶ ዝጅርራ ኢካ ትመስሊ ክክ
@zebibberhane615
@zebibberhane615 5 жыл бұрын
Eway kkkkkkkkk shak ketilkumuna anfet nfas dey feletkumus gele aynet zereba deki eri dekza halal meret edmen tenan yhabkum
@henostsegaiweldemikil9623
@henostsegaiweldemikil9623 5 жыл бұрын
ጆን ሜራ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባካ ኣጆኩም ቀጽልዎ ጽቡቅ ኣለኩም
@selamneritranaselamneritra3954
@selamneritranaselamneritra3954 5 жыл бұрын
ጽብቕቲ ፊልም ማሃሪት ኣንፈት ንፋስ ዘይሓስኩምስ ኣንፈት ዘረባ ጉዳም ዘረባ እዚኣስ ናዓይ ዋላ ገሪማትኒ ኣስተውዕልካ ንፋስ ባሕሪ ሪኢኻ ንብረትካ ካይትጉሑፍስ ተዋርድካ ክክክ
@theblueschelsea8921
@theblueschelsea8921 5 жыл бұрын
Atum sebat neza chanel ktblu snetbebawyan hagerna keynhasi bejakum yehwatey deki erey
@utb5066
@utb5066 5 жыл бұрын
the blues Chelsea b hanti Chanel kemey elu u sentbebawi zhse. Mata chanelat endiyen zelawa ab kale Chanel ytsanwo
@theblueschelsea8921
@theblueschelsea8921 5 жыл бұрын
@@utb5066 kemu zeykone hawey natey nska hade gzie sleztegsgeka kulu gzie tgage eka malet eykonen giega ka zelon znrberen msana znebrn eyu ane zbelku ka snetbebawi srhatom ab des zbelom chanel kewrdu natom mrcha eyu slezi neti rhitsom zserhwo srah ab Hdmona Tv slezewredwo dislike endageberna moralom aynsberom behaley eye terediuka kkewn tesfa ygebr kubur hawey!
@reemmengs5494
@reemmengs5494 2 жыл бұрын
what a comedy
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 5 жыл бұрын
Fnan and dawit teredadue enber nhna nay dkone seb xegie aynkewnn ena snetbebabwya nmtbibae kia dhr aynbl ena 4 : :
@ILoveYou-uo6rp
@ILoveYou-uo6rp 5 жыл бұрын
Nsu eu eti ftah ab klitiom eu enber hdmona zgeberu yeblomn
@adiyamdw7f568
@adiyamdw7f568 5 жыл бұрын
@@ILoveYou-uo6rp etay feltka
@segen8531
@segen8531 5 жыл бұрын
Iseyas Ghirmay እዚ ትብሎ ዘሎኻ ክቡር ሓወይ ምትሕብባር ንከተርቲ እዩ ። ህድሞና ፍትሓውያንን ፡ መሃርትን ክኾኑ ይግባእ ኣይኮነን ንዳዊት ብዙሕ ገንዘብ ሂብካ ንብረት ሰብ ምውሳድ ክትራን ዶ ኣይኮነን ። ነቲ ዳዊት ዝበሎ ደጊምካ ስምዓዮ ንዘኽስበኒ እየ ዝህቦ ኢሎ ፡ ውዕል ኣብ ልዕሊ ውዕል ፍትሒ ኣይኮነ ። ኣብዚ ጉዳይ ዳዊት ቅንዕና ከምዘይብሉ ርኢና ኣሎና ፡ እንተ ናይ ህድሞና ግን ክትራን ዲና ክንብሎ ወይስ ፖሎቲካ ኣየነጸርዎን ዘሎው ስለዚ የሕዋት ኣንጻር ዓማጺ ደውን ክንብል እቲ ሕልናና ዝእዝዘና ።
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 5 жыл бұрын
Bereberas ወዲ ኤረይ aytgage hawey natey eti xgem nay dawit u ente dia kab fnan genzeb tekebilu kmelselu tray u delewo enber wanini sle zkone ab dlawu ksheto mesl alewo nhna Kia ms dawit enber ms hdmona zezarb yeblnan eti kedamay shgr kia nay kerex guday u fnan ab Holland neza channelu fetiu xelue zkeflela semaeta kia nhna enber nsom aykonun fban kia b erisat geru n Eritrea ysheto emo kia kerex aykeflun eyom mengsti byen atyu elu khatt kia gbue u bezi guday ezi bzuhat eritreawyan eyom deseru ab buzuhat chanelat seniekayo tkewn eka eti guday kelil aykonen bzuh hlklakat u delewo habibi
@mathu4616
@mathu4616 5 жыл бұрын
@Iseyas Ghirmay: well said bro👍🏼 we have to motivate for Eriean Artists cuz they r doing very good.
@redaemichael1416
@redaemichael1416 5 жыл бұрын
3ቴኩም🇪🇷 ንፉዓት 👍👉🙏ከምዚ ጥራይ ስርሑ 😍
@brahaneandemariam7154
@brahaneandemariam7154 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ኩቡራት ባሃላውያን ተዋሳኣቲይ
@adu8778
@adu8778 5 жыл бұрын
Nice one keep going
@samuelgebremichael5928
@samuelgebremichael5928 5 жыл бұрын
Hdmona serekti bizikone Xubuk comedi moke
@drzeraygslassie5620
@drzeraygslassie5620 4 жыл бұрын
"ካብ ወፋራይ ኣዋፋራይ" እዛ ሰብኣይ ነጋዳይ እያ መሲሉኒ
@badhomaxtihadunyale4684
@badhomaxtihadunyale4684 5 жыл бұрын
Niber zarba eyo tikikel keep it up
@selamg3325
@selamg3325 5 жыл бұрын
ጆን ሜራ nice good job
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
*ጽልእኩም ኣብ ካልእ ይኩን ኣብ ልዕሊ ሰነ ጥበባዉያን ኣይኩን እንታይ ኣምጽኦ ከ ሕጂ dislike።*
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ስቅ በል ለመጭ ኣንጻር ህዝቢ ክሳብ ዝኮኑ ኣይግድሰናን እዪ ናይ ስነጥበብ ተዘይ ኮይኑ እዚ ከምዚ ሰብ ግዜ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ዓመጽ ክፍጽሙ ስቅ ኢልካ ምራኣይ እዪ " ህዝቢ ከመይ ምኳኑ ክፈልጡ ኣለዎም ። ድሓር ክኣ ህድሞና ነቲ ፊልምታት ይገዝእዎ እዮም ስነጥበባውያን ዝህሰዪዎ የብሎምን ኣብዚ ።
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 5 жыл бұрын
Xebuq zerbab eyu reto ane bewagnayy nab hedmon tv dawela nera agba elayu nesu gen gega kame zayblu eti zagatma negruni
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
@@bogeabilekijermen4129 👊
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 🤔
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@abizzhabzzreactionyt7817 fuck u okay ሓሳቢ ምበር ተመላኺ ኣይትኩን
@hdhdhmsjd7746
@hdhdhmsjd7746 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ደለይቲ ፍትሒ ኢድ ታሓሕታኣፋ
@eritrea6227
@eritrea6227 5 жыл бұрын
Welcome deki Eri buruk sanbet yegbrlna AB zelnyo amen(3)
@yordanoshagos9619
@yordanoshagos9619 5 жыл бұрын
Deleyti fthi yehwatey klte haramz kbeasus saeri yise u negeru nezom snetbebawiyan aynhseyom I love you deki Eritrea xaeda!
@tewahdo874.
@tewahdo874. 5 жыл бұрын
ይቅረታ ዳኣ አምበር ግበሩለይ አቲ ባእሲ ኣብ መዕለቢ ከይበጽሐ ። ህዝቢ ተቀይሙ ስለ ዘሎ ክምዚ ባህልና ዝውክል ስራህ ብሰንኪ ገለ ሰብ ከይጸልኦ አሞ ተዓረቁ። የሕዋት ድሕገዝ እንተ ሃልዩ ዓቅምና ክንሕግዝ። መንፈሳዊ መደባት ምስ ትደልዩ ኣብዚ ናተይ chanel subscribe ግበሩ ፡ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና።
@belewtsegay6183
@belewtsegay6183 5 жыл бұрын
Intay unlike terah mes aregagexna report wen kinjmer ena. Maltawi flagged kingeber ena
@CHANNEL-kq4oe
@CHANNEL-kq4oe 5 жыл бұрын
ጠዋሊ ጌርና ኣለና ኣባታችን
@johni7071
@johni7071 5 жыл бұрын
Eway resi egzabiher mehretu yelakelka hawey be 2 sebe negersi bahlek ketxele eway hafirelka heji neska delayi fetih eye eika ketebel eway hemak zemen mesakumsi
@yonastes6172
@yonastes6172 5 жыл бұрын
ህድሞና ናይ ህግደፍ ኢያ ንህግደፍ ዝጸልአ ዲስላይክ ንዓይ ድማ ላይክ
@wegahtamiki1368
@wegahtamiki1368 5 жыл бұрын
Hdmona TV artisti tlkumu alekum jbakum ketekaebutu ktblu serekti .
@utb5066
@utb5066 5 жыл бұрын
ኩላትኩም ስነጥበባውያን ሃገርና ስራሓትኩም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣይተእትውዋ ፕሊስ!። ተኪእልኩም ኣብ ካልእ ቻነላት ጻዓንዎ ወደሓንኩም።
@torama2406
@torama2406 5 жыл бұрын
እንታይ ይምልኸተካ ስቅበል ዘይደለይካ ተኮይኑ ስቅዘይትብል መንድገግዱ ረኣየልና ዝበልካ ሰብ ኣሎም ኣክልኩም ምዝነፈሰ ክትነፍሱ ሃላያት ካገረብትኩም ተማሃሩ
@seliyekemdletey4365
@seliyekemdletey4365 5 жыл бұрын
ፊሊ. UTB ja nay behaki
@utb5066
@utb5066 5 жыл бұрын
god is good all the time love eruna እንታይ ኮይኑ ዘየእትኒ መን ክሪኤሎሞ ድዮም ኣዉሪዶሞ። ብናይመንነ ላይክ ፊዉ ዲዮም ጅቦኦም ዘካከእብቱ ዘለዉ ብ ናተይ ናትካ ናይ ህዝቢ ዘይኮን። ዳሓር ክኣ ንጸሊም ጸሊም ንቐይሕ ቐይሕ ምባል"ዩ እንታይ የእተወኒ እዳበልና ኢና ኣብ ኩሉ ሽግር ወዲቅና።
@habtomtesfay8612
@habtomtesfay8612 5 жыл бұрын
@@utb5066 anta hawey kem hamema nab zenefese aytnfes guday rebha abaswom alo
@shaebianism4258
@shaebianism4258 5 жыл бұрын
@@utb5066 smeani hawey ezi baesi ab mongo dawitin fnan appn dyu weys ab mongo hdmonan fnanin Come on guys azirkum hsebu bjmla seb aytxlu
@sebirna7872
@sebirna7872 5 жыл бұрын
Thank you hdmona
@respektvollunendliche8551
@respektvollunendliche8551 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ጉዳይኩም ዝግ ክሳብ ዝብል ተጸናሕኩም ይሕሸኩም። ተዘየለ ግን ኣብ ዘይረብሓ ደቃይቅ ክንድዚ ዲስላይክ ክትወስዱ ሪኢና ኣይንፈልጥን ስለዚ ተቀባልነትኩም ቀኒሱ ኣሎ ማለት'ዩ።
@CHANNEL-kq4oe
@CHANNEL-kq4oe 5 жыл бұрын
ጌና Dislike ክቅጽል እዩ
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 5 жыл бұрын
Ya disslike kekxil eyu
@kidajakob1345
@kidajakob1345 5 жыл бұрын
Hade seb nwlqawi rebhu tetebase nana entay ymlketena abzi ewan nab hade ktwgn kebid eyu zemen yelen fnan xelioyem sle zeleku axalueni eyu zbl zelo qurbtey nhseb rebha zlemede bzaba hager khasb hlmi eyu yehwat
@simon1908
@simon1908 5 жыл бұрын
@@CHANNEL-kq4oe kemezi kemaka donaqur mes maleauna ekoneya eza hagere selam siena zela ata doneqoro
@medelina64
@medelina64 5 жыл бұрын
Asfihkum do dea keythasbu like dislike koyna elalkum! Teqawami eye mo nhdmona kewdqom hagzuni entebelkums msu ttsedfu mesakin eway delayi fthi trekbo kem karosa tesahibka tkeyid fo
@directtop5202
@directtop5202 5 жыл бұрын
Anfi nifas zeyfeletkums anfi zereba 🤣🤣🤣
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas 5 жыл бұрын
ጃይ ጃይ ስድክላይክ ኖዞም ጎሓፍት ህግደፍ
@adenkibireab3607
@adenkibireab3607 3 ай бұрын
😂😂😅🤣😂😅💝🇪🇷🤗🙏🏻
@amirgamrioyanos4183
@amirgamrioyanos4183 5 жыл бұрын
እዛ ቻነል እዚኣ ክተዕጾ ኣለዎ
@meleymeleyy636
@meleymeleyy636 5 жыл бұрын
ኣቱም ሕልና ኣልቦ
@segensegen4242
@segensegen4242 5 жыл бұрын
Meley Efrem nay bhaki
@LuwamTeklay-v2y
@LuwamTeklay-v2y 7 ай бұрын
❤❤❤
@woldaymicheal5424
@woldaymicheal5424 5 жыл бұрын
ኣዘኪርካኒ
@rakmen1683
@rakmen1683 5 жыл бұрын
Dislieke dey gbeom tewasaeti dislieke yhbom aleku bsenki hdmona
@akliluhaylemaryaya.5963
@akliluhaylemaryaya.5963 5 жыл бұрын
Dislike ብምግባር ዝመጽእ ፍታሕ የለን ። ደለይቲ ፍትሒ ኢና እሞ dislike ብምግባር ንተሓባበሮ ብዝብል ብክፉእ ሓሳብ የእምርና ኣይንቃንዮ ። ደላይ ፍትሒ እንድሕር ኮይንካ ወይ ኮይንኪ ፍትሓዊ ክትከውን ኣለካ ወይ ኣለኪ። ነገራት እናካሓሓልካን ንክፍኣት ስራሕ ቃላት ፊደል መሪጽካ ብቃላት ናይ ጽልኢ መንደቅ ስለ ዝነደቅካ ፍትሒ ዝርከብ እንተዝከውን ነይሩ ዓለም ሰላም ምሰፈና ነይሩ ንሕና እውን ኣይምተገራጨናን ነይርና ። ፍናን ኣፕን ህድሞናን ተረዳዲኦም ዝፈትሕዎ ቀሊል ነገር እዩ ። ንነገራት ናብ ዘየድልይ ኣንፈቱ ኣይንጥወዮ ። ሰሰናዩ እንተሓሰብና ጽቡቅ እዩ ።
@harenttesfay2802
@harenttesfay2802 5 жыл бұрын
Enty emo kemzi kamika zhasbi endo tsani zhawey
@kifle5266
@kifle5266 5 жыл бұрын
Xbuq aleka yegdas zkone film kdmi mzrghom gudayom kexaru eu zelewom kem zmesleni
@Joe123_
@Joe123_ 5 жыл бұрын
ሓሳዊ
@samisamawi7956
@samisamawi7956 5 жыл бұрын
መንፍለጥ ኢሉካ
@kidajakob1345
@kidajakob1345 5 жыл бұрын
Tsegai Tew0lde teqawami nay hager zeykone koynu zelo teqawami nay rebha mgudal eyu abzi gzye ezi fnan genzeb zlemede bzaba hager khasb hlmi eyu abzi ewan beta melhasu teqawami sle zkonku elu seb mexawetiu gearwo
@እዚውንኽሐልፍኢዩ
@እዚውንኽሐልፍኢዩ 5 жыл бұрын
ህድሞና ትባሀል like ከይትገብሩላ ኣጀኹም ደለይቲ ፍትሒ
@tedrostedi4889
@tedrostedi4889 5 жыл бұрын
Hahaha komeshti yahoo
@michealetesfay2189
@michealetesfay2189 5 жыл бұрын
Nezom ab Libya zisakeyu zelewu ka mewaxia yifterelom .comments like .
@Joe123_
@Joe123_ 5 жыл бұрын
ሕጂ ዶ ይሓይሽ kkkkkkk
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 жыл бұрын
ማራ እየ ዝፈትወኩም ሕጂ ግን ማራ ጼሊኤኩም ህድሞና tv please እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ምስሕሓብ መዕለቢ ግበርሉ ።
@kalabkalab1677
@kalabkalab1677 5 жыл бұрын
anfet nfas zey feltkum see anfet zerba hhhhhh
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ 5 жыл бұрын
ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ተባረኩ
@habenchayina1169
@habenchayina1169 5 жыл бұрын
Welcam wedi ereyi anabs
@tmnitchannel5175
@tmnitchannel5175 5 жыл бұрын
Ati ezi wedi afoweriki neza hagerna nebeyi gexu yebla Alo dAa zeyitnegrna
@wedibaba3787
@wedibaba3787 5 жыл бұрын
ህድሞና ትበሃል ቻነል ካብ ገጽ ዩቱብ ኪትጠእ ኣለዋ እቶም ስርሓትኩም ናብዛ ቻነል ትሰድዎ ከኣ ከይትከስሩ ናብ ካልእ ቻነል ዘርግሕዎ።
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 5 жыл бұрын
*ባህልና* *ጥዑም* *ዋይ* *ስደት*
@dhbdhb7830
@dhbdhb7830 5 жыл бұрын
Welcome back
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 5 жыл бұрын
deqi erey halalat selamn tienan
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 5 жыл бұрын
kabzom hasadat korobietna yedhndnena ndeqi erey halalt tray
@ዕግበትሕልና
@ዕግበትሕልና 5 жыл бұрын
አታ ደንቆሮ ባ ኣይትኹኑ ንባህልናስ ብ dislike ketkbelwo besmeam anta nkah
@woldaymicheal5424
@woldaymicheal5424 5 жыл бұрын
ይበል ስራሕ። ንፍዕ ደራሲ ።
@wegahtamiki1368
@wegahtamiki1368 5 жыл бұрын
Hdmona TV serekti bartisti ktxawetu . Bejakum kulukum artisti ab kale janel xanu keyru key thseyu .
@rombinriegnsbiniam1013
@rombinriegnsbiniam1013 5 жыл бұрын
Nicc
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 5 жыл бұрын
Hdmona hgdef eyom
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 5 жыл бұрын
Merhaba hidmona tv
@fretewahdo9182
@fretewahdo9182 5 жыл бұрын
ህድሞና Tv ኣነ ንእሽተይ ንቅፌቴ ኣላትኒ ብምቅጻል እዚ ተቃዋማይ እናበልካ ንስነ ጥበባዉያን እናፋራራሕካ ቻነላት ወንዚልካ ንረብሓኻ ምዕባይ ትገብሮ ዘለኻ እንተ ሓደካዮ ዝበለጸ ኮይኑ ይስማዓኒ ። ተቃዋማይን ደጋፍን ትፈላሊ እንተ ኮይካ"ስ እታ ናይ ቻነልካ መጀንበሪ ጌርካያ ዘለኻ ህድሞና ትብል ደርፊ ናይ ተቓዋማይ ዘይኮነን ድኣ ብተቓዋማይ ዘይኮነን እዚ ኩሉ ሳብስክራይብን ዝራኣየልካን ዘሎ ግደፍ ግደፍ ንብል ኣለና ተዘይኮይኑ እዘን ብተቓዋማይ ረኺብካየን ዘለኻ ሳብስክራይብ ክትስእነን ኢኻ እቶም እቶም ሓሙሽተ ደገፍቲ ሒዝካ ግሪውሪው እናበልካ ክትተርፍ ኢኻ ። እዚ ወዳሓንካ ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ክኾነልካ ይምነየልካ ።
@kokimichael8254
@kokimichael8254 5 жыл бұрын
Xbuq aleka bro bteami adniqeka des zebl rieto yu ntegageye seb qes ilka ika teredio ane gn 2y gzie edil ente nhbo des meleni
@mihretabbrhane8363
@mihretabbrhane8363 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ፍትሒ ኣይትበሉ ፍትሒ ጠሚካ ተሰዊካ ኢዩ ዝርከብ ኢዚ ናይ ክልተ ሰባት ኢዩ ኣይምልከተና ኢዩ
@ቀስተደመናናተይመምህርፍና
@ቀስተደመናናተይመምህርፍና 5 жыл бұрын
ተማሳኪንካ ዝወግሕ ነገር የለን by by hidmona nebariet
@zenawitsegazghizenawitsega5352
@zenawitsegazghizenawitsega5352 5 жыл бұрын
ሁዱሞና ጹቡቅ ስም ነሩኩም ግን ህግደፍ መንደፍ ዶ ሞ ኮንኩም
@yordanoshagos9619
@yordanoshagos9619 5 жыл бұрын
Zenawi Tsegazghi Zenawi Tsegazgh Hgdef aykonnun beqa higdef endabelkum mszom ab Eritrea zelewu menieseyat yehwat mitieemman kemzeyhluwena zgber zelo xaeri nbaelu hgdeff keykewn keyterterku ayterefkun
@tesfayhabteab5932
@tesfayhabteab5932 5 жыл бұрын
ህጂይ ኣነ ምስ ፍናን ኣብ እየ ዝድግፍ ህጂይ ነዛ ኮሞዲይ ዲስላይክ ተማላናያስ እቲይ ጸገም ንመን ከም ናሃሲይ ከም ዘለና ጽቡቅ ገርና ሰለንፈልጥ ገዲፍናዮ ኣለና ህድሞና ቲቪ ከም ቀደምኩም ተኮንኩም ይሕሸኩም ናኣርቲስ ሃገርና ከይትልክምዎም ጥራይ
@dani73ge59
@dani73ge59 5 жыл бұрын
‘ ቀራን ብጋይ’ ።
@netserabafewerki656
@netserabafewerki656 5 жыл бұрын
ኣዋይይይ ግዳም
@kusukusu5014
@kusukusu5014 5 жыл бұрын
Atume sebate benatkum hasabate kedu bejakum hade tezarbu elukum seb aytxelumu hedmona ka xubke medebate nay hagerna sele demxuluna dekum ketetfwom delkum segrome balom yefthewo teme elkum hegdefe gele aytblu ab eritrean konom da entay kekonu delkumome hasewti neskum keman ab dege konkum hegdefe tekonu alkum bezkone seb nenetatu hasabate yehabe nay kale seb rekum aytzarbu bejakum🇪🇷❤
@eritreanbrightfuture2161
@eritreanbrightfuture2161 5 жыл бұрын
እስኪ ኩልኻ ነዛ ኣዕናዊት ብጀካ ስርቂ ካልእ ኣመል ዘይብላ ህድሞና ንምዕናው dislike ኣይትውሕዱ
@senay1962
@senay1962 5 жыл бұрын
*ነታ Channel unsubscribe ዳ ግበር እንበር እዞም ኣርቲስት እንታይ ጌሮም*
@eritreanbrightfuture2161
@eritreanbrightfuture2161 5 жыл бұрын
Daniel Abraham ስኽፍ ኣይበልካ እቶም ኣርቲስት ኣቐዲሞም ገንዘቦም ይወሃቡ እዮም ናብ ህድሞና ቲቪ ስለ ዝሸጥዎ መኽሰብን ክሳራን ንህድሞና እንበር ነቲ ስነጥበባዊ ኣይኮነን
@tsigahanshaile6914
@tsigahanshaile6914 5 жыл бұрын
Yhwatey ete etom hdmona gdefwom etom artists gn btami moral nhabom naybhaki nfuiat eyom
@CristianoRonaldo-ne1gr
@CristianoRonaldo-ne1gr 5 жыл бұрын
Dislike ገደፍ ኣታ ወዲ እንተኪልና ነዛ ቻነል ሳብስክራይብ ካብ ምግባር ከማይ ኣቃሩጹ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ሸርሙጣ ህግደፍ መንደፍ ግዜኩም ተጸበዪ ክትፈልጥ ምስ ህዝቢ ተሃላሊካ ዝውጻእ ተኮኑ ንሪኢ እቶም ሓደ ክልተ ከምዚ ከማካ በራዪ ግን ንዝቀትሎም ዘጣቅዑ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ክብሉ ንጽበዮ እዪ ።
@CristianoRonaldo-ne1gr
@CristianoRonaldo-ne1gr 5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 ክክክክክክክክክክ ኣታ ሁሩም ዲካ እንታይ ተጻረፍ ተጻሒፉ ዘሎ ዘይትርኢ እንታይ ከም ዝብል ዘሎ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@CristianoRonaldo-ne1gr ቅቅቅቅ ኣታ ክብረተይ ማራ እንድዪ ዘተግግ ኮይኑ ውቃጦካ በል ስከ ከምዚ ኢልካ ትሕንጥጥ ሲ ላንግዳር ድዪ ቆርበትካ ቅቅቅ! ክትፈልጥ ክኣ ከም ኣሰለት ክጥምጠመካ እንዴ ድሓር ደምካ ሸሪበ ቦቶ ከትርፈካ እየ ።
@CristianoRonaldo-ne1gr
@CristianoRonaldo-ne1gr 5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 ያ ኪድ ያክ ንስካ ጃና ኢካ ቅሩብ ዘይትርዳእ
@danm1829
@danm1829 5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 ግእዝ ዲኻ ተንብብ kkkkk
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,5 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 81 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 123 МЛН
ካብ ደገመ ክሳዕ ፈጸመ
1:37:56
felege wengel ፈለገ ወንጌል
Рет қаралды 3
ዘ-ኤርትራ PROSE BY AWEL SAID
1:25:50
Hidmona TV
Рет қаралды 26 М.
NEW ERITREAN COMEDY 2020 Mizan fqri by  filmon brhane
20:02
Qohaito Entertainment
Рет қаралды 50 М.