HDMONA - በርሀ + ሽደብ ብ Z_D | Berhe + Shdeb by Z_D - New Eritrean Comedy 2019

  Рет қаралды 668,618

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

5 жыл бұрын

HDMONA - በርሀ + ሽደብ ብ Z_D | Berhe + Shdeb by Z_D New Eritrean Comedy 2019
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2018. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #EritreaComedy

Пікірлер: 522
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 5 жыл бұрын
thank you so much everyone. ሃኒ ንጽባሕ ማ ትካቦ ተታሓሒዘን ይመጻ ኣሎዋ ሞ ንሎሚ በዚኣ አንዳ ተዛናጋዕና ንውዓል፤፤ for all updates do not forget to share and subscribe. Thanks
@banaappbanaapp828
@banaappbanaapp828 5 жыл бұрын
ታንክ ህድሞን ቲቪ ኮምኡ ገርኩም ኣዘናጉዕና እምበር ኤሮባስ ሕማም ዓሶ ኮይንና ኣሎ
@smonsmon2498
@smonsmon2498 5 жыл бұрын
Part two nay eseyas ke maes eya kitizirgah tifeltiwe gele yebilkumn
@majorselam5137
@majorselam5137 5 жыл бұрын
HDMONA NEBARIT hdmona btaemi tsbuq medeb deqi eri qetslwo
@habeshatiktokers4678
@habeshatiktokers4678 5 жыл бұрын
Bejakum Hani lomanti zerghulna betami thante eye zeleku
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 5 жыл бұрын
aytidegu gen
@user-ri4xf3rd6o
@user-ri4xf3rd6o 5 жыл бұрын
እቲ ዘይረአን ዘይድህሰስን መሎኮታዊ መንፈስ ፍቅሪ ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ድማ ይገበረልና
@tesfayabfetaryeytrayeu9708
@tesfayabfetaryeytrayeu9708 5 жыл бұрын
Fqri Halal ኣሜን (3)ሓሪስኪ ዶ ከ
@amenamen6118
@amenamen6118 5 жыл бұрын
Amen
@iamdictatoreseyasaforqieas7181
@iamdictatoreseyasaforqieas7181 5 жыл бұрын
Amen
@raheltesfay5565
@raheltesfay5565 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Eruna1993
@Eruna1993 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Yehbiru Nkulatna
@akbayaray5869
@akbayaray5869 5 жыл бұрын
ኣታ እዛ ዓብዪ ንእሽቶ ዓርከይ መጽያ ንበሎም እስከ፡ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና፡ስደትና የሐጽረልና፡ኣሜን
@malhabib357
@malhabib357 5 жыл бұрын
ዘወንጌል ናይ ሕማመይ ዝፍትዎ እሰከ Like ኣዱኒ
@user-rd8vw4yv5g
@user-rd8vw4yv5g 5 жыл бұрын
Hdmona nebarit ወዲ ገጠር ከምዚ ኣይገብርን ኢዩ ሓፋርን ክርዑን እንበር ዓው ዓው ኣይብልን ኢዩ ኣብ ከተማ ከይዱ። ሓደ ሓደ ግዜስ እቲ ፊልም ከይመርመርኩም ኢኩም ተውርድዎ ሶ ጥንቅቅ በሉ ሕብረተሰብ ዝገልጽ እንበር ሕብረተሰብ ዘቃልል ኣብዚ ገዛኩም ኣይትዘርግሑ ለበዋ ኢዩ ካብ ዝፈትወኩም ሓውኩም ዕባይ ገጠር ካልእ ስርሓኩም ግን ኣዝየ ዝፈትዎን ደስ ኢሉኒ ዝርእዮን ኢዩ ቀጽልዎ ኣጆኩም💓
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 5 жыл бұрын
Really
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 4 жыл бұрын
@@rahasettekieweledekidan3861 ehi da really elki?
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 жыл бұрын
ክክክክክ ዘወንጌል & ዳዊት ብጣዕሚ ብሉጻት ከመይ ደስ ይበልኩም ኣስሒቅኩሙና ክክክክክ
@nab9427
@nab9427 5 жыл бұрын
ትካቦ ዝፈቱ like ኣግሮጭዎ
@user-lv5iu5jk7k
@user-lv5iu5jk7k 5 жыл бұрын
Well come ደቂ ኤረይ ጽብቅ ስራሕ ኣጆኹም ቀጽልዎ ሩሕስ ሓድሺ ዓመት ከኣ ይግበርልና ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅርን ዓመተ ምትሑቁቃፍ ሰደትና ዝውደኣሉ ገጽ እቶም ንፈትዎም ወለድና ንርኤሉ ይግበረልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ichhabemichichhabeauch9619
@ichhabemichichhabeauch9619 5 жыл бұрын
ምጅመሪ ሰልም ሰል ምነታይ አኩም ነዙም ናየ ገትረ ትክፈና አንት ኪልኩም ሓቅኛ ወይ መሃሪ ብጃኩም። happy now years
@user-nu4fi9dq2t
@user-nu4fi9dq2t 5 жыл бұрын
ኣቦይ ዳኣዊት እንቃዕ ብድሓንጻኩም ብሩኽ ቀደመ ሰንበት ይግበረልና የሕዋተይ።
@asuteymehari9190
@asuteymehari9190 5 жыл бұрын
😂😂😂 zete is my favorite 🇪🇷actor
@user-dt6yj7bb7q
@user-dt6yj7bb7q 5 жыл бұрын
ኣታ ንሱኩም እኮ 💖💖💖👈
@nadyaibrahim3751
@nadyaibrahim3751 5 жыл бұрын
Aya sedn shikorrrr kokah ekwa eya 😂😂😂😂😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍👍
@meronmebrahtu4976
@meronmebrahtu4976 5 жыл бұрын
Ja jama shiden wedi shuk koynu ziwasalu Film eko nafikna kulu gze fara 😂❤️💪
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 5 жыл бұрын
Omg that voice kills me 😂😂😂😂😂
@menyeane5289
@menyeane5289 5 жыл бұрын
Dawit shikor n dawit zfetu kemta nfelta happy new years deki erey shekakurrr
@menkemadeimissyoumother2762
@menkemadeimissyoumother2762 5 жыл бұрын
Asli wedi shuq like defieka aleku
@saratomas3902
@saratomas3902 5 жыл бұрын
It was funny. Please do part two. 💖💞💞💘
@bereketkflom2236
@bereketkflom2236 5 жыл бұрын
happy new year all my eritrean ppl 💞💞💞💕💓
@petergebrat2144
@petergebrat2144 5 жыл бұрын
Away zeben nfetwo SEB temelisena Zewit shikor❤️💕👌
@lucasnegashfine5084
@lucasnegashfine5084 5 жыл бұрын
Viva wezero berhe. Keep it up guys 😂🤣😂🤣😂🤣😂
@isaiahmg
@isaiahmg 5 жыл бұрын
እንታይ ዳኣ እታ 1ይቲ ናይ መንሰያት ሰላምታ ኣፋሪቚም ፋሪግኲማ?0:53 ዝሸየፍኲማ ኣብዚኣ LIKE ኣአዲዩና !
@kidankeren215
@kidankeren215 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኮመድያን i like
@user-xb9yk7pb5t
@user-xb9yk7pb5t 5 жыл бұрын
Zewit habibna enquae bdehan mexaekana thank you blux srah
@lifetv8048
@lifetv8048 5 жыл бұрын
እስከ ኣብ ካንቢ ዘሎኩም ጥራይ ላይክ ኣዱዩኒ።
@du_huchichawi
@du_huchichawi 5 жыл бұрын
በዚኣ ከኣ ናይ ኣደይ ክክክክክ
@feruzshwedenawity1410
@feruzshwedenawity1410 5 жыл бұрын
ህድሞና ካብተን ዝፈትወን ቻነል ቀዳመይቲ ኢያ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ኣብ ስራሕላ ድማ ኣሳልጦን ዓወትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ በርትዕ ብዝተረፈ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ፈቀዶ በረካታት ዝርከቡ ሰራዊትና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ዮሃና ህድሞና ሽኮር
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 5 жыл бұрын
ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity ንኢሰያስ ዓምካ ከ
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity ። ንፍዕ እለካ ኣለኩ ከምዚ እልካ ንህድሞና ጽቡቅ ትምንቲካ ምግላጽካ መክንያቱ ኣብዚ ግዜ ዝበለጸት ቻናል እዛ ህድሞና እያ ጎድን ጎድኑ ግን ክንቀፉ ይግቦኦም እዩ ቡዙሕ ኣሎ ስራሓት ጀምሮም ዘይመሊእዎ ሞ ስለዚ ጽቡቅ ኣይኮነን ስሚዕት ታዓዘብቲ ናይዛ ቻነል ካይጸልእዎም መታን ብዝተረፈ ግን ንዓካን ንህድሞናን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኣምላክ ዘመንኩም ይበለና ዓመጽትና የጥፋኣልና።
@feruzshwedenawity1410
@feruzshwedenawity1410 5 жыл бұрын
@@user-pn7sj1hp6w kkkkk nebilo argit ደይ ንሱ መን ዶ ለኪሙና ኣሎ ኢዩ
@feruzshwedenawity1410
@feruzshwedenawity1410 5 жыл бұрын
@@robi-gu3gu ኣሜን ሮቢ ሓወይ ንዓካ ውን ኣብ ስደት ንዘለካ ውጹዕ ህዝቢ ሮቢተይ ክብረት ይሃበለይ
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 5 жыл бұрын
ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity Hhhhh ንዕኡ ረሲዕካ መንግስትናንን ወተሃደራትናን ስለ ዝብሉ እየ ኣሚን ከኣ
@sweetlifewithgod6758
@sweetlifewithgod6758 5 жыл бұрын
Btaimi xbuq Job qexlwo absrhakum awetn asalton ymneyelkum nice Job
@dejenrueson8938
@dejenrueson8938 5 жыл бұрын
ክክክክ ሰብኣይ ሓራይ ገበርካያ ሰቢሩዋታ ነዛ መኪና ኩሉ ሰብ ከም ሃገረ ሰብ ተዝኸውን እዛ ግናይ ዓለም ገነት ምተቐየረት ቀጽልዎ ወገናተይ ጽብቕቲ ስራሕ እያ ርሑስ ብዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ንዝሓመ ምሕረት ንዝትኣስረ ፍጥሓት ንኹሉ ዝጸበቦ ክኣ ራህውኡ የውርደሉ ፈጣሪ ኣሜን(((3)))
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 5 жыл бұрын
Amen
@bin5644
@bin5644 5 жыл бұрын
Wellcome abey dawit shkor
@nadyaibrahim3751
@nadyaibrahim3751 5 жыл бұрын
Bejakom kiltekom.des kitblo kexlwa Kilkenny❤❤❤❤❤❤❤
@user-yh8lu5cd7j
@user-yh8lu5cd7j 5 жыл бұрын
ያስላም ዴቭ እድናቂህነኝ ስውድህህህህህህ ብዴቭ ስም ስላም ሳይሉኝ እንዳታልፊ
@samisamawi7956
@samisamawi7956 5 жыл бұрын
ሰልም
@nebsyalkulki9674
@nebsyalkulki9674 5 жыл бұрын
Selam yene konjo
@user-hd1sj5tx5f
@user-hd1sj5tx5f 5 жыл бұрын
ውድድ ማር
@abrahamluelkebede7491
@abrahamluelkebede7491 5 жыл бұрын
Thanks hdmona ❤
@rahelalula2928
@rahelalula2928 5 жыл бұрын
betami xebekti zewit Hawey enka mexakna ajokum kexelwo ezia part 2 ewn serehula selam nekulu hezebi etitrea
@yohanasamsonandetsion4675
@yohanasamsonandetsion4675 5 жыл бұрын
ደስ ዘብል ድራማ
@eriloveonelove1099
@eriloveonelove1099 5 жыл бұрын
Hji grm kelte zfetwom komediyan bmrkabkum am Happy
@haydihaydi7609
@haydihaydi7609 5 жыл бұрын
Asey dik za halal merit nberuley wedi eri zkonka amete selam fkri ygberlkum abzelekumo
@user-ib2ni1oe5n
@user-ib2ni1oe5n 5 жыл бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ
@danielhayle1026
@danielhayle1026 5 жыл бұрын
Hanbise aye mexe kkk away gud 🤣🤣😎
@beletse3
@beletse3 5 жыл бұрын
*ኣየ ደቂ ከተማ ኢና ብሃልቲ ኣግዲድኩም እኮ ወዲ ገጠር ከምዚ ኣይኮነን በጃኩም መልስሉ*
@meharibrhane7935
@meharibrhane7935 5 жыл бұрын
Ya wegnay akfimo
@semirzeinu6103
@semirzeinu6103 5 жыл бұрын
Really my pro
@nahomtv3059
@nahomtv3059 5 жыл бұрын
dey bieal niskum ekum disilik tigeburu hasewiti
@beletse3
@beletse3 5 жыл бұрын
@@nahomtv3059 እንታይ ገድሰካ ትጻረፍ ኣብ ጸርፊ ሲ ምርድዳእ ምሓሸካ ለባም ሓወይ
@yonastsegay4380
@yonastsegay4380 5 жыл бұрын
Genzeb kblu zserhwo Comedy tefiewon entay kgebru elkayom
@jonasjonas9734
@jonasjonas9734 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ! ኣስመራ ተወሊደ ኣብ ኣስመራ ድማ ዓብየ። ወላ'ኳ ነቲ ገጠራዊ ህይወት ጥልቕ ኢለ ዘይፈልጦ እንተኾንኩ፡ ብዙሓት ካብ ገጠር ዝመጽኡ ኣዝማደይ ይኹኑ ካልኦት ግን እፈልጥ ኢየ። እንትርፎ ጭውነትን ትሕትናን ከም'ዚ ዓይነት ዓው-ዓውን ዘየድልየካ ምግባርን ግን ፈጺመ ኣይረኣኹሎምን። ንምንታይ ደኣ ኢዩ'ሞ፡ ኣብ ፊልም ይኹን ኮሜዲ ዘይናቶም ገጸ-ባህሪ ሂብካ ንምንሻዎም (እቕሬታ ኣነ ምንሻው ኢየ ዝብሎ) ብብዝሒ ዝድከም። እዛ ኮሜዲ ድማ ካብ'ዚ ዝጠቐስኩዎ ዓንኬል ስለ ዘይወጽአት ጀሚረ ገዲፈያ ኣለኹ። ፊልም ይኹን ኮሜዲ ሓቀኛ ምስሊ ሕብረተ-ሰብ ኢዩ ዘንጸባርቕ። እሞ ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ደኣ መዓስ ኢዮም ነዚ ብስራሓቶም ዘይናቱ ምስሊ ዝህብዎ ገጠራዊ ማሕበረ-ሰብ ሓቀኛ መልክዑ ክገልጹዎ፧
@tesfausnkey6705
@tesfausnkey6705 5 жыл бұрын
Be Onest ልክዕ ኣከካ ኩቡር ሓው
@yonastadese412
@yonastadese412 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ኽብረተይ ብዘይ መጽንዓቲ ስለ ዝሰርሕዎ፡ ባህሪ ሕብረተ ሰብና ኣይፈልጥዎን አዮም ፡
@mamashikor9029
@mamashikor9029 5 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣበይ እሎሞ ሞ ሕሕማቁ ክሰርሑ ኣዋሪደሙና ሓንሳብ ናይ ሕማመይ እንዳ በልካ ሓንሳብ ናይ ሃገረሰብ ዘይ ናቱ እንዳ ኣምጻእካ ዝገርም እዩ
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ኣበይ እሎሞ እምበር እቲ ቀንዲ መንነትና ኮ ናብራ ሃገረሰብ እዩ .
@yosieftesfasillaie4275
@yosieftesfasillaie4275 5 жыл бұрын
ezom hagereseb yehmimatkum msh kkkkkkk seb geter kixeli meat eye fooo
@ybrahwelday3156
@ybrahwelday3156 5 жыл бұрын
ዘወንጌል ንፉዕ አካ ሎሚ ግን ኣይግድንን ምክንያቱ ወዲ ሃገረሰብ ኮምዚ ትጎብሮ ዘለካ ዋዕ የብሎን
@shakazulu2763
@shakazulu2763 5 жыл бұрын
Excellent brother
@malhabib357
@malhabib357 5 жыл бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ኤረና
@user-mn1ss2gs6o
@user-mn1ss2gs6o 9 ай бұрын
Merhab 💖👈🏽
@danisuper9675
@danisuper9675 5 жыл бұрын
ክክክክክ ኣታ ኣነ ነዞም ደቂ ከተማ ኢና ባሃልቲ ነዛ ገጠር ኣጋፊዖም ወዲኦማ ደቅዛ ጋሓፋት
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 4 жыл бұрын
ሰክት
@user-th8fc7qr7m
@user-th8fc7qr7m 4 жыл бұрын
Wedi geter dikkum arkey
@user-th8fc7qr7m
@user-th8fc7qr7m 4 жыл бұрын
Wedi geter malet haben kur'at malet iyu. Gn kulu yfeltu malet aykonen
@user-dq9uh1fw8q
@user-dq9uh1fw8q 5 жыл бұрын
ኣነ ወዲ ዕባይ ገጠር ሕብረተሰብ ኢርትራ እየ ። ኣብ ስደት ከኣ ይነብር ። ዓድና ንምለሰሉ እዋን ጥራሕ ይሃሉ ጠበቓ መስሪተ ብሕጊ ክሓተኩምየ ። እንበር ን ምስሊ ሕብረተሰብና ንምድዋን ኮመዲዩ እዚ ። ዮናስ ማይ ናስ ምስ ሕጉሻ ዝገብሮ ኮመዲ ዘይምስልና ሱዚኒኖ ወዘተ ኮመዲያን ዘለኩም ንስኻትኩም ከኣ ሕጂ መጺኹምና ዘሕንኽ ኮመዲ ። ዝባን ባህሊን ምስሊን ሕብረተሰብና ኣይትደዉኑና ዓገብ እብለኩም ኣብ ስደት ዝነብር ዕባይ ገጠር ሕብረተሰብ ኤርትራ።
@OneLove-li4me
@OneLove-li4me 5 жыл бұрын
yes yes yes bro ❤ i love you
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 4 жыл бұрын
ክላ ስቅ በለ መጀመርይስ ንነብስዝካ ጠበቃ ኩን ሕልኩስ
@samiasfah9219
@samiasfah9219 3 жыл бұрын
Naybhaki tsbuk aleka
@sprinklesyaysup3650
@sprinklesyaysup3650 4 жыл бұрын
Lol so funny I loved
@danielhayle1026
@danielhayle1026 5 жыл бұрын
Schnell alla aza sebay🤣🙏💪👍
@samuelalem3452
@samuelalem3452 5 жыл бұрын
great comedy
@kahsubahtayosef4136
@kahsubahtayosef4136 5 жыл бұрын
Wellcome hdmona
@Wegihu0753
@Wegihu0753 5 жыл бұрын
ላይክ እስከ ኣድዩና ሩሑስ ሓዱሽ ዓምትን ልደትን ይግበረልና ሰናይ ቅስነትን የዉርደልና ኣብ ሃገርና።
@daniboy8749
@daniboy8749 5 жыл бұрын
Wel come guys keff alekum ruhus hadish amet
@Eritrea32
@Eritrea32 5 жыл бұрын
መቸም ልብና ብዘይ ምምርማር ንነብስና ጥበብ ኢልና ሰይምና ነታ መሰረታዊት ዝኮነት ጥበብ ከነንኣእሳስ ዘገርም'ዩ፡ ነቲ ብጥበብ ንዓለም ዝከዳ ነቲ ንዓለም ብዓቅሊ ዝከዳ ነቲ ንግዜ ብርዲኢት ዝከዳ ነቲ ንወዲ ሰብ ብትሕትና ዝከዶ ነቲ ንዓለም ጽላል ዝኮና እሞ ጽላል ዓለም ክንሶም ኩሉ ልበናዊ ጥበብ ኣብ ልቦም ክንሶም ባኖ ዘይከድን ጥበብ ልቦም እወ እዞም ባኖ ጥበብ ዝልቦም ግዲ ዕድል ረኪቦም ከንኣእስዎ ነቲ ጎጆ ልቦም ይግረም፡ ከመይ ከ ዘይትግረም ብሰንኪ ዘይምስትውዓል ንሕርያ ልቦም ልቢ ግበሩ ኣብ ሓንቲ ምኣዲ የለን በበይኑ ጸሎቱ ኣንቱም ሰብ ንእሾቶ ጥበብ ከመይ ድኣ ትፈጥሩሎም ሰበብ ንሶም'ዶ ኣይኮኑን ናይ'ዛ ዓለም ጥበብ ኣለዎም ቀዲሕካ ዘይውዳእ ጥጁእ ጥበብ፡ ዳዊታ ምስ ዘወጌል ነቲ ኣብ ሞንጎ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ በቶም ብድኩም ልቦም ዘቅርብዎን ዘንኣእሱዎን ንትምህርቲ ኢልኩም ከም ዘቅረብኩሞ ርዲኢተይ ኢዩ፡ ክብሩ ዝፈልጥ ሰብ ክብሪ ሰብ ኣየናኣእስን'ዩ ብናቱ ባህሉን ትዕድልትን ዝሕበን ዘይናቱ'ውን ኣይዝልፍን ኣየርክስን ኣብ ሓንቲ ስድራ ሓደራኩም ኣይትፍጠሩ መጋርያ ህዝቢ ካብ ዘይቅበሎ ነገራት ዉጹ ንጥበብካ ጥበብ ንክወልድ ንኩሉ ብሓደ ጥበብ ንኪዶ ሓደራ ሓደራ ነዛ ቀይናን ዓለም ብፍቅሪ ኢና ንስዕራ፡ ሰላም ትብለኩም ልበይ ንኩሉም ብሓበራ፡
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k 27 күн бұрын
Hagereseb xaeda ufffff ❤
@erromerrom2660
@erromerrom2660 5 жыл бұрын
Kkkķkkk wellcom good job Nice
@user-pc6dp8kc5f
@user-pc6dp8kc5f 5 жыл бұрын
Waw Bella ashikumna lomanti
@filimongoytom491
@filimongoytom491 5 жыл бұрын
dawit nice
@segenbrhane4831
@segenbrhane4831 4 жыл бұрын
Ezi eko comedy eu ezi zgebrwo zelewu wn deki ketema aygebrwon eyom
@OneLove-li4me
@OneLove-li4me 5 жыл бұрын
bejaka kemzi aynet sirah aytisrah. but we love you so much❤
@user-rc5cr4gr5z
@user-rc5cr4gr5z 5 жыл бұрын
Ata Aya kindey tcheken 😂
@meharit3701
@meharit3701 5 жыл бұрын
ቆላዓ ገጠር እያ ትባሀልየ ብቅምነገር እያ ትላዓልየ ገጠርስ ያሓፍር እምበር አይቃልልን ይቅርታ ዳአ እምበር
@akulove17
@akulove17 5 жыл бұрын
Ya good 👍👍
@robibahabelom9443
@robibahabelom9443 5 жыл бұрын
willkommen deki eriyy amte selam feqri yegbrilena
@hawiliyatekila1153
@hawiliyatekila1153 5 жыл бұрын
Welocme Dawit. Mahgol
@debishasli7724
@debishasli7724 5 жыл бұрын
Niccccc comedy kkkkkkk
@azebmezegobo8270
@azebmezegobo8270 3 жыл бұрын
Hdmona qetiselulu betam gobezat ekom
@taflisadi342
@taflisadi342 5 жыл бұрын
Dawe is the best
@saidahmedhash7528
@saidahmedhash7528 5 жыл бұрын
ኣታ እዝዮም እዚ ናይ ዓዲ ሰብ ኣካፍኦሞ'እንበር ዋእ
@Daniel59828
@Daniel59828 10 ай бұрын
Ay Qoqah endye😂😂
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 5 жыл бұрын
ብሀቂ ምዝሻጥ ይሀይሽ
@Bereket_Mehari
@Bereket_Mehari 5 жыл бұрын
ኣበናይ ዘመን እዩ ካብ ገጠር ናብ ከተማ ዝኣተወ ከምዚ ባህሪ ዘንጸባርቅ ዝነበረ። ዘየለ ኣመና ምግናንን ጽብቅ ኣይኮነንን።
@abelatobrhan9642
@abelatobrhan9642 5 жыл бұрын
nic job dawit like habnie
@slasgebrekidan1015
@slasgebrekidan1015 5 жыл бұрын
Thanks
@filmonmos6864
@filmonmos6864 5 жыл бұрын
Dawa dawa
@user-cu8he3hy5h
@user-cu8he3hy5h 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk ከይ ረኣኩዋ ሲሒቀ ተስሕቅ ዲያ ጀምዓ ዳሓር ኪርያ መልሲ ግድፋለያ
@berhenhabte891
@berhenhabte891 5 жыл бұрын
Wow ilke comade 😂😂🤣😂😂🤣🤣😃😃🤣🤣
@Progressive2468
@Progressive2468 5 жыл бұрын
Zewengiel kab dawit nlaieli nfu tewasay tblu like xketu.
@filimonmahari5736
@filimonmahari5736 5 жыл бұрын
ዳዊት ናይ ሕሜኪስ እንካዕ ዳሓን መጸካ።
@semeremadhna1111
@semeremadhna1111 5 жыл бұрын
Das zebel srh qaxlaw daqe Eritrea shaken🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@frayelyas3574
@frayelyas3574 5 жыл бұрын
Kkkkkkk nic job
@solomon4836
@solomon4836 5 жыл бұрын
Dave asli
@yenastesfahiwot6240
@yenastesfahiwot6240 5 жыл бұрын
Baley 1y berk mjemar
@hatey7434
@hatey7434 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ዘለኩም ሓላላት ኩሉኩ ም
@lavitamaiko4157
@lavitamaiko4157 5 жыл бұрын
Kkkkkkk Zewengel
@mussieadhanom4906
@mussieadhanom4906 5 жыл бұрын
Nice Film
@benitoapp7085
@benitoapp7085 5 жыл бұрын
Amharu kefiomna kab etom hgdef teblu like arkebeni
@yemane5789
@yemane5789 5 жыл бұрын
Neay alewu amharu zkefuni
@maharenagebreslasie5596
@maharenagebreslasie5596 5 жыл бұрын
Atum ab Adom zelewu Amharu da nana n Eritrea beyen rekibekumka zkefaka .... welas kanza tegaru eyu zehmeka zelo .
@abrahamghebrethus567
@abrahamghebrethus567 5 жыл бұрын
yoyo man
@arfil5587
@arfil5587 5 жыл бұрын
yo man, u got irrelevant opinion. we aren't in political comment section. ente terdiuka u, Hatewtew tew tew...
@benitoapp7085
@benitoapp7085 5 жыл бұрын
Ar fil b Internet ente zexfae naka mis tsefakuka nere ,it's not u r Business Resi tsaheli
@lemlemwledkidan5463
@lemlemwledkidan5463 5 жыл бұрын
First
@danielwiki6795
@danielwiki6795 5 жыл бұрын
Good job
@wediymereteritrea3877
@wediymereteritrea3877 5 жыл бұрын
Aye dawit Kkkkkkkkkkkkkk
@user-zo6ww5pw5k
@user-zo6ww5pw5k 5 жыл бұрын
Anta gelekums abzi yutub ekum geza tekarikum mesleni
@biniamweldemariam6489
@biniamweldemariam6489 5 жыл бұрын
Dawit smart
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 4 жыл бұрын
ዴቭ ኣስሊ ጽቡቅ ስራሕ
@kunamawedisheraro7115
@kunamawedisheraro7115 2 жыл бұрын
Merhab 💖 👈
@user-lv7qt7ry6e
@user-lv7qt7ry6e 5 жыл бұрын
Ich auch
@afeworkitesfay4119
@afeworkitesfay4119 5 жыл бұрын
ምስ ሃወቦይ ቅጭን እየ ዝቅኒ ኢለ እየ መጽየ ክክክክክክክ
@ablelarefe3816
@ablelarefe3816 5 жыл бұрын
Hahaha kef alekum
@melumeluyemeluye1469
@melumeluyemeluye1469 5 жыл бұрын
Hdmohna mukuraty enqe beselam mexakum
@user-vr6ox3je8g
@user-vr6ox3je8g 5 жыл бұрын
nice srah
@afeworkitesfay4119
@afeworkitesfay4119 5 жыл бұрын
Mebel rabayey yrieya aleku wedieni sehak ezi zewinkieal ( shiden)🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@elsahaile6049
@elsahaile6049 5 жыл бұрын
kkkkkkk aytsanu deqi eri xaeda
@akberettella4773
@akberettella4773 5 жыл бұрын
😂😂😂 hhhhh oh man
New Eritrean Comedy 2020 Tizkru Do  By Dawit  Eyob  //ትዝክሩዶ
30:13
Heron Entertainment
Рет қаралды 393 М.
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 47 МЛН
Salina movie - New Eritrean Comedy ( Berha Camera) by Dawit Eyob ሓዳሽ ኮመዲ በርሀ ካሜራ ብዳዊት እዮብ
46:24
Salina Entertainment ሳሊና ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 251 М.
New eritrean comedy 2020 Hlna by ሄኖክ ዮሃንስ (ሕልና)
31:40
Bahrna Entertainment
Рет қаралды 316 М.
Eritrean Funny  Comedy 2019 BY Dawit Eyob Gmtltal (ግምጥልጣል)
25:37
Mahderna Entertainment
Рет қаралды 653 М.
eritrean full movie anbelbli
3:59:06
Awate Sami
Рет қаралды 1,8 МЛН
😆 @SantiOficialll @SantiFansshort @CAMILOAGUILLONN
0:15
Santi
Рет қаралды 5 МЛН
I Almost Crushed The Poor Cockroach😵🥲🥺
0:20
Giggle Jiggle
Рет қаралды 9 МЛН
ЕМУ БОЛЬШЕ НЕ ПРИДЕТСЯ НИЧЕГО ВЫБИРАТЬ😂😂😂
0:39
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 4,7 МЛН