HDMONA - ነጋዳይ ብ ወጊሑ ፍስሃጽዮን Negaday by Wegihu Fishatsion - New Eritrean Comedy 2020

  Рет қаралды 260,146

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

Пікірлер: 340
@sosweet6192
@sosweet6192 4 жыл бұрын
We love you all brothers ❤ and Sisters 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitkidane7460
@senaitkidane7460 4 жыл бұрын
ሕማቅ ትምህርቲ ከምዚ ከትድገም፡ ሃደራኩም፡ ከም ባህልና ደኣ፡ ጽቡቅ፡
@tsgabangesom5715
@tsgabangesom5715 4 жыл бұрын
ሕማቅ ድርሰት! ባህልናን ክብርታትናን ዘይገልጽ።
@jerusalemlewah6262
@jerusalemlewah6262 4 жыл бұрын
Hdmona megemerya ati film ktriwo zeymkialkum zehzin btami tsbuk alekum asikum antay gedishkum
@tesfaykehsay7098
@tesfaykehsay7098 2 жыл бұрын
Merhab 💖👈🏿
@freweyniasfaha4878
@freweyniasfaha4878 4 жыл бұрын
Betaemi hemaq temehrti keberet adetatena halewi
@danielhayle27hayle11
@danielhayle27hayle11 2 жыл бұрын
😂😂😂😂nay nadi drar😂😂😂😂
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
Merehaba deki ereyi 👍❤🇪🇷🇪🇷🌻🌻🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🌻🌻🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🌻🌻🐫🐫🌻❤❤🇪🇷🇪🇷🐫🐫🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🐫🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@danielgebreab692
@danielgebreab692 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓላፍነት ዝጎደሎ ክብሪ ኣዴታት ዘይምጥን
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 4 жыл бұрын
ብቐዳምነት ህድሞና ብድሕሪኡ ድማ ኩሉኹም ትዋሳእቲ ናይዛ ድራማ ሱስዓት ጽዩፋት አክተራት ስለ ዝኾንኩም ብሕጊ ክትሕተቱ ይግባእ። ባህልና ከምዚ አይኮነን ። ብጣዕሚ ሕሱር ፍርያት
@fishtesfagergish7774
@fishtesfagergish7774 4 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ከምዚ ኣይነት ሕማቅ ትምህርቲ ንምንታይ ወንደገና ከምዚአን ዓይነት ኣዴታት የብልናን ህድሞና ካኣ ዓገብ ።
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጌጋ ዘይ ናትና እቲ ለሃጃ እታ ሰበይቲ ትዛረቦ ዘላ ከ ናየናይ ከባቢ ዩ ዓገብ እንዳ ፈለኻ መንኣስ።
@ተዌፈቃርር
@ተዌፈቃርር 4 жыл бұрын
ጌጋ ስራሕ ብንፋዓትኩም ሲ ገለ መሃሪ ስራሕ ኣምጽኡ በጃኹም ኣጆኹም ሰስኑ
@ghidezemuy9561
@ghidezemuy9561 4 жыл бұрын
ህዝብና ተዋሪዱ ብእልፊ ጉሓፋት ይድረስዩ ኢሎም ክብሪ ህዝብን ባህልን ይተናክዪ ኣለዉ
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ 4 жыл бұрын
now ኣደታትና ሓፋራት ሕፉራትን የ ከምዝኣ ባዕለን ንቃያር ብንብረትይ ዝብላ ኣብ ኣበናይ ዓድ ኣሎዋ
@abielhabtu4293
@abielhabtu4293 4 жыл бұрын
ኣለዋ መሊአን ዘርከይ
@ጉማረ
@ጉማረ 4 жыл бұрын
Kuluen adetat eritrea tfelten dika hafarat alewa, wurzuwat, whalalu, mekberti sebayen, mekberti kal kidanen dea alewa we .Gesaret bulugat enterfi do bbun kaleay whusema bnaxa zdreba kea alewa entay eikum kem zeytfeltu tkonu.
@wediyemane7831
@wediyemane7831 4 жыл бұрын
@@ጉማረ እሞ ብ ዕማኮ ቡን?
@amantsfu8169
@amantsfu8169 4 жыл бұрын
Abey dika abeka zae hawey maleane alwae befelay abe kababi sanafe Zerekaba aditate darega nebor aue bae dehari sabeaye kalae maetawoe
@abielhabtu4293
@abielhabtu4293 4 жыл бұрын
@@wediyemane7831 ente sinka zey gber yelen
@bilienmhasion9411
@bilienmhasion9411 4 жыл бұрын
I'm going to move to the Village. They have a lot of fun. I didn't know that. Grandma was enjoying it. Do your thing Grandma. They are good on keeping secrets about Bedroom businesses.❤❤❤💞💞
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 4 жыл бұрын
ፍዮሪ ዘቶ ኩሉ ደስ ከ፯ብል ብፍቅሪ እየ ዝከታተሎ ምቅርቲ አነስ ክፈትዋ♥♥😘😘😘
@selamselam266
@selamselam266 4 жыл бұрын
Zey bahlna!!!😔😱
@MO-zy6kr
@MO-zy6kr 4 жыл бұрын
bahli tigrinya amxikoma 👍
@ሑሩይሓዊናቱ
@ሑሩይሓዊናቱ 4 жыл бұрын
ጌጋ ናይ ባሓቂ ኣብ ብህልና ከምዚ የሎን፡ብህልና ስነስራዓት ዘለዎ ብህሊ ኢዩ፡ክብራት ኣደታትና ኣይትክፍእልና፡
@ghirmayyohannes9845
@ghirmayyohannes9845 4 жыл бұрын
መጀመርያ ሰላም ልዑል ፋጣሪ ንዓኩም ይክን ቀጺለ ሰነ ጥበብ ከም ክላትና ንፈልጦ ካብቶም ቀዳሞት መማህራን ስነጥበባውያን ደረፍትን ተዋሳእትን ኮሞድያንን ዝሰርሑ ስልጥናት ብዝሓት ሓሊፎምን ኣለውን ግን ቀዳምነታ ስርሓቶም ክብርታትን ባህልን ሕብረተስብ ዝሕሉን መሃርን ኣዝዩ ዘይምኖ ስራሓት እዮም ዝሰርሑ ኔሮም ኣብዚ ህጂ ንሪኦ ዘለና ናይ ገለ ውሕዳት ስነ ጥበባውያን ትመስሉ ቀዳምነት ራብሓኩም ተቀድሙ ክብርታትን ባህልታትን ሕብረተሰብ ኣፍሪስኩም ትሰርሕዎ ስራሕ ብምንታይ ጀሚሩ ብምንታይ ይውድእ ዘይ ፈለጥ ንምንታይ እኩም ነዚ ህዝቢ ዘይተግባራቱ ትህብዎ ኣዴታትና ንዕማኾ ቡን ክብላ ብጃቂ ድየን ክሳብ ክንድዚ ክብረተን ኣሕሊፈን ዝህባ በጃኩም ስራሕኩም ደጊምኩም ቅድሚ ናብ ህዝቢ ምዝርጋሕኩም ኣስተውዕልሉ ታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ከምዚ ጌርኩም ትጻወትሉ ጋህማም ያ ዝብእስ ስጋ የባላሹ ኣይትግበርዎ
@ህግደፍመንሽሮሃገር
@ህግደፍመንሽሮሃገር 4 жыл бұрын
ህድሞና ኣጸያፊ ዝኾነ መላኽቲ እዩ እዚ ምኽንያቱ ካብ ሕብረ ተሰብና ዝራሓቅ እዩ ካብ ሕጂ ድማ ከምዝታት ዓይነት ዛሓዘለ ትሕዝቶታት ደው ኣብልዎ ።
@Natiproductione
@Natiproductione 4 жыл бұрын
Gen Entay eyom gerom
@John..ጆን
@John..ጆን 4 жыл бұрын
ጽብቅ ኣለካ
@fekaduestifanos2293
@fekaduestifanos2293 4 жыл бұрын
Waylayke kemzi ka alo
@yferimann0227
@yferimann0227 4 жыл бұрын
Ya hemak alekum kemze tegbr Eritrea 🇪🇷 ade yelan kurub kebret adtatna halwu
@amanuelgebrezgi3974
@amanuelgebrezgi3974 4 жыл бұрын
yf eri mann . anber bflay abzi gzie azi alo
@amanuelgebrezgi3974
@amanuelgebrezgi3974 4 жыл бұрын
Bflay abzi gzie azi alo
@yoseifgebrezghiabiher7874
@yoseifgebrezghiabiher7874 4 жыл бұрын
ኖእ ጌጋ ትምህርቲ :: ስለምንታይ ንክንጸልኣኩም ትደፋፍኡና ኣለኩም?🤬😡
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 4 жыл бұрын
ጌጋ ድራማ ንባልና ዘይውክል ዘየለ። ደራሲ ናይዛ ድራማ ብሕጊ ተሓቲቱ መቕጻዕቲ ክወስድ ይግባእ
@ጉማረ
@ጉማረ 4 жыл бұрын
Ya gdefuna entay gega gele tblu kulen adetat eritrea komu meas koynen sikulkum hatewetew tblu kab 100 aytsann malet diu enterfi bubun bnaxa keman alewa gele aynet srahe.
@yoseifgebrezghiabiher7874
@yoseifgebrezghiabiher7874 4 жыл бұрын
Meme Videos aysemamalan eye eza hasabka zibezih seb nenatu rieto alewo hade kikewin sile zeykil
@ጉማረ
@ጉማረ 4 жыл бұрын
Yoseif Gebrezghiabiher nsu dea xbuk aleka seb nenatu rieto u zelwo
@yoseifgebrezghiabiher7874
@yoseifgebrezghiabiher7874 4 жыл бұрын
Meme Videos 👍🏿::
@mielatekia4730
@mielatekia4730 4 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ድዩ ስነ ቀንጠብጠብኮ ምርዳእ ኣቢኒ ፡ ጥር ኢልካስ ሃዋሳ ንሱስ ደለ ምኮነ እቲ ስርዓት ዝገብሮ ዘሎ ጽንተትዩ እንተ ኣዴታትና ግን መክበርቲ ሓዳረንን ክቡራትን እንበር ብኪሎ ቡን ፡ ክዳነን ዝቀልዓ ኣይኮናን መሻሙሽ
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 2 жыл бұрын
😂😂😂😂ናይ ሀዋሳ ቡን 😊😊😊
@hallomaialba8229
@hallomaialba8229 4 жыл бұрын
Xbuk serha deki eri 🇪🇷🎈🎈😍😍🇪🇷🇪🇷🎈😍😍🇪🇷
@samirahani1608
@samirahani1608 4 жыл бұрын
Ewayyy hafirena ko kebrat adidatena yetahlo
@yatanachannel1181
@yatanachannel1181 4 жыл бұрын
ነዚኣ ዝደረሰ ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ የሕዋት ኣብ ባህልና ከምዚ ሕማቅ ባዕለገ ዝሰርሕ ኣዴታት የብልናን
@mehretgebrlhlwet8876
@mehretgebrlhlwet8876 4 жыл бұрын
husrat kbri adatatna aythsru
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 жыл бұрын
ከምዚ ዝገብራ ኣዴታት የብልናን
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 жыл бұрын
ዋላ ሓደ ተምህርቲ የብላን ንባህልና ዝገልጽ ስራሕ ስራሕ
@tedroswuchu8392
@tedroswuchu8392 4 жыл бұрын
ዓገብ ዓገብ ባህልና እዚ ኣይኮነን ኣዴታትና ከምዚ ኣይገብራን እየን ፡ሓሲብኩም መሚኩም ስርሑ ሰብ ከይጸላኩም።
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 4 жыл бұрын
who told you that
@arefaynehabte1196
@arefaynehabte1196 4 жыл бұрын
80
@kbrom-teklzgi
@kbrom-teklzgi 4 жыл бұрын
አዋይ ጉድ,,,,,,,,,፡ክብሪ ኣደ ትግርኛ ብተዛረብቲ ትግርኛ ክብሪ ህድሞና ኣብ ህድሞና ቻነል ካን በቓ ንብሎ ጠፊ ኡና 2020 አንድዕላያ።
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሓ እንዳ መንክር
@nazraetk1679
@nazraetk1679 4 жыл бұрын
I never seen before anything bad like that comedy. Please respect our mothers.
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 4 жыл бұрын
ብዕሉጋት ኢለኩም ኣለኹ መራኸስቲ
@ተመሰገንኣምላኬ-መ5መ
@ተመሰገንኣምላኬ-መ5መ 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ደቂ እረ
@kenanseret5637
@kenanseret5637 4 жыл бұрын
ንመስሓቒ ኢልናምበር ናይ ኣዴታትና ባህርን ክብርን ነዚ ይመስል ንምባል ኣይኮንናን ኢልኩም እንየትጽሕፍሉ ምጸበቐልኩም ( ሰነፋት )
@debishasli7724
@debishasli7724 4 жыл бұрын
ኣላ መንክር ሽኮር ክክክክክክ ጠፊእኩምና እንዲኹም
@ባይናክገዲምተጋዳላት
@ባይናክገዲምተጋዳላት 4 жыл бұрын
በመድሃኒ ኣለም ስም ሩጉማት ኩኒ ዘርእኮም ኣይባረክ ከምቲ ንኦርቶዶክ ኣደ ድካታት ቅድስቲ በተክርስቲያ ኣብ ክሳድኩም ማዕተባ ኣሲርኩም ይነዓል ዲነክ እንዳ በልኩም ዘዋረድኩም መድሃኒ ኣለም ስራሕኩም ኣይሳካዓልኩም ዘርእኩም ኣይባረክ ሓዲኩም ቆሮጽ ሓዲኩም ለካት ከም ዝኮንኩሞ ካብዚ ዝከፍእ የውርደልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@mikaeltesfay1019
@mikaeltesfay1019 4 жыл бұрын
ወጊሑ ብጣዕሚ እንዲየ ዘድንቀካ ኣብ ስራሕካ እዚኣ ግን ከመይ ዓይነት መልእክቲ እያ እሞክኣ በደታትና
@amantsfu8169
@amantsfu8169 4 жыл бұрын
WoW kif zalawa comedy aye teseane deki Eritrean
@jwow8821
@jwow8821 4 жыл бұрын
ዘሕዝን እዩ ብቡን ኣዋሳ ክብረት ኣዴታትና ተጋሂሱ ::
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 4 жыл бұрын
well done
@herigerie9203
@herigerie9203 4 жыл бұрын
Metatkum komedy tewediu
@kutmiamassawa167
@kutmiamassawa167 4 жыл бұрын
ጌጋ ግደፉፉፉ
@wedimeakele2748
@wedimeakele2748 4 жыл бұрын
Kkkkkk ኣይረኸብ ኢልካያ መንክን መሕጎል
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 4 жыл бұрын
ቆሲለ እንድየ ክክክክ
@moka_channel2996
@moka_channel2996 4 жыл бұрын
ይቕሬታ ሕተቱ። ባህልን ክብርታትን ዘይትፈልጡ ከመይ ኣቢልኩም ብዛዕባ ባህሊ ትሕንጥጡ! መንጤለን ሲ ከመይ ጌሩ ክረምቲ ይነፍስ ሰይጣን ይመንጥልኩም ነውራማት። ኣዴታትና ኣሽንኳይ ምስ ሰብኡተን ከለዋ ዓሰርተታት ዓመታት ብኺዳን ጸኒዐን ዘጽነዓ እየን ስድታት ኢኹም ብሓቂ።
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 4 жыл бұрын
dont you know that many people have 2, 3 wifes or mistress!!!
@ተኩሉሽአስፋውወዲጉለተኩሉ
@ተኩሉሽአስፋውወዲጉለተኩሉ 4 жыл бұрын
ንመጀመርያ ግዜ ጌጋ ትምህርቲ
@ወዲኤሪይሓላልኣፉ
@ወዲኤሪይሓላልኣፉ 4 жыл бұрын
ኣዴታትን ክቡራትን ሑፍራትን እየን ክብሪ ኣዴታትና ክኣ በዝን ወዲ ከምዝን ዝትመን ኣይኮነን ብዕማኮ ቡን ህምባእ ኑዑባ በጃኩም ህዝቢ ይዕዘበናዮ'ከ ኣይትብሉን ዲኩም
@abrahamghebremichael9852
@abrahamghebremichael9852 4 жыл бұрын
H
@asmeri8401
@asmeri8401 4 жыл бұрын
Come dude this is just ajoka
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 4 жыл бұрын
ስነስርአት ግበሩ አዴታትና ናትኩም መጻወቲ አይኮናን ሀራይ ይአክለኩም
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 4 жыл бұрын
ጌጋ ድራማ ንባልና ዘይውክል ዘየለ። ደራሲ ናይዛ ድራማ ብሕጊ ተሓቲቱ መቕጻዕቲ ክወስድ ይግባእ
@ichhabemichichhabeauch9619
@ichhabemichichhabeauch9619 4 жыл бұрын
Dehri heji abzi aytmewu Sedtat qomnger zeluw amxikum zey tefltu🙅🏿‍♂️🙅🏿‍♂️🙅🏿‍♂️🙆🏿‍♀️
@lion78adu63
@lion78adu63 4 жыл бұрын
ksab meas eyom b adetatt tgrna ktsawetu denakurrr
@ኣሮንማንችያዊ
@ኣሮንማንችያዊ 4 жыл бұрын
ኣበይ ዩ ሃዋሳ
@akilewadieri7601
@akilewadieri7601 4 жыл бұрын
Ab debub kll Ethiopia trkeb keteam eya
@Liam-liam
@Liam-liam 4 жыл бұрын
ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ርእየያ ዛ ኮሜዲ ግን ዋላ ሓደ ዝምህር ፡ ዘስሕቕ ወይ ዝምስጥ ነገር የብላን በንጻሩ ኳ ደኣ ኣሰልቻዊትን ኣጸያፊትን 'ያ ክብሪ ኣዴታትና ትትንክፍ ጥራይ ዘይኮነት ናብ ባዶ ተውርድ 'ያ ግን እንታይ ይኾን ክተሕልፎ ዝደለኻ መልእክቲ ? ኣዴታትና ኪዳነን ኣየኽብራን? ብዕማኾ ቡን የን ክብረተን ዝሸጣ ? እሞ ኣዴታትና ደኣ ዘይትፈልጠን፡ በዛ ዝሰራሕካያ ፈራስ ኮሜዲ ጥራይ ማዕረ ኽንደይ ኣብ ባህልናን ሕብረተሰብናን ኣፍልጦ ከምዘይብልካ ተመዚንካ። መቸም ስነጥበባዊ/ኮሜድያን ክበሃል ንሕብረተሰብ እንዳ ኣስሓቀ ዝምህር'ዩ እንተ ንስኻ ግን ኣይኮነን ክትምህር መሃይምነት ውን ዘጥፋእካ ኣይትመስልን ብስለት ጎዲሉካ ፡ "ዝብኢ ሲ ስጋ ኣሎ እንተ በልዎስ ኣበይ ከይበለ ጎየየ' ዩ " ናትካ ነገር ኣብ youtube ይብላዕ ኣሎ እንተ በሉኻስ ብዋጋ ክብረት ኣዴታትና ክትጻወት ወጊሑ ፍስሃጺዮን ተጠንቀቕ!! ዋና ቻነል ውን ዚ ጉዳይ ይምልከተካ ዩ ኣብ ቻነልካ እንታይ ከምትጽዕን ፍለጥ ከምኡ ኸኣ ተዋሳእቲ።
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም፡መጻኩም፡ን መንክር ዝፈቱ ከኣ ኢዱ ንላዕሊ ዋይ መንክር ኩሉ ግዜ በዋልድ ምስ ተቀጥቀጥካ መዓስ ኢካ ጋል ኮይስ ከተብል
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 4 жыл бұрын
ጌጋ ድራማ ንባልና ዘይውክል ዘየለ። ደራሲ ናይዛ ድራማ ብሕጊ ተሓቲቱ መቕጻዕቲ ክወስድ ይግባእ
@gidewenbereket7348
@gidewenbereket7348 4 жыл бұрын
ዑቅባይ ኪዳነ ካብዛ ኩሉ ኮመንቲሲ ናትካ ፈቴዮ ጠፊኢካ ከኣ ቀኒካ ኣይርኣኩካን ቀንየ ከኣ
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 4 жыл бұрын
@@gidewenbereket7348 Thanks aleku mar እንታይ ድዩ መስልኪ ጌጋ መናብርትና እዩ ወላ ደኣ እዛ comedi ምስ ባህልና ዘይ ትኸይድ እንተ ኮነት ብሓንቲ ጌጋ ግን ንኩሉ ጽቡቅ ነገሮም ክንድምስሶ ኣይግባእን እዩ
@Henokghrimay
@Henokghrimay 4 жыл бұрын
ሰነ ጥበብ መይታ rip
@fkosai3733
@fkosai3733 4 жыл бұрын
ageb hemak serah
@majora895
@majora895 4 жыл бұрын
Mechem hade complaine tegeru kulatkum ekum hmak ttsehfu it is a comedy zedleka twesed zeyedleka tgedfo,zeymhrak deki abetie,kkkk zeysat ekum tsehtu
@asab3041
@asab3041 4 жыл бұрын
ኣነ ብወገነይ ኣይ ዓገብካላን ምክንያቱ ኣደታትና ኩብራት እየን ብቡን ዝልወጥ ንበረት የብለንን ብዝከነ ግን ሪእቶ መሃብ ከኣ መምሃርኩም ስለ ዝከነ ኣይ ትጽልእወ ብካልእ መደብ ክሳብ ትመጽና ሰሰናዩ
@nimbusentreprenr1280
@nimbusentreprenr1280 4 жыл бұрын
Please kab you tube do bhxux ktalyuwa tkielu kemzi tgebr eritrawit ade yelan kuburan deki kburat eyen adetatna nay metereshta sdtat ekum
@a.k.dfamilie6401
@a.k.dfamilie6401 4 жыл бұрын
Wegihu trah ay konkan thtet wela Tom abu twasiu kibri bahlin meninetn terakhsu giziu mis akhele waga kitkeflulu ekhum. Stupit job!.
@HusseinMoAli
@HusseinMoAli Ай бұрын
Entay aynet resah filmi eyu ezi
@lettyteclay6569
@lettyteclay6569 4 жыл бұрын
I LOVE ZEBIBEY BUN BARCA WAY BUN NAY SAWA EYE ZSETI ZEYTBLYO NEBERCI TEMELISNA BUNN KALN NAY DEBREZEYTI
@haftomgebrhiwet7000
@haftomgebrhiwet7000 4 жыл бұрын
Menkr arkey kkkkkkkkkkk
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 4 жыл бұрын
ድራማ ሰሪህና እልኩም ዲኩም መን አደ እያ ከ ከምዚ ትገብር ረሰሀት ስነስርአት ዘይብልኩም ይቅሬታ ህተቱ
@kibrabhabtab148
@kibrabhabtab148 4 жыл бұрын
ብሓቂ ሕማቅ ኮሜዲ በጃኩም እዛ ቻነል ኣይተባላሽውዋ ባህልና ዓቅቡልና ከምዚ ዓይነት ኣዴታት የብልናን
@ኣጆኺኤረይ
@ኣጆኺኤረይ 4 жыл бұрын
አቱም ሰባት ዳዕሽ ድዮም ዝደርስዎ ዘለው ነዚ ድራማ? ነዘን ሰብኡተን ምስ ተፈለይዎን ምብለት ኮይኖም ዘዐርብኦ ኣደታትናስ ብቡን? ትቀዘፉ !
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 4 жыл бұрын
ሀቅካ ወደይ እዚኦ ዘየሎ የልሙድ ባህልና ዘይኮነ ቁሩብ ከ አይሀፍሩን ድዮም እሞከአ ነዴታት ኤርትራ
@hiyabokbamichael2560
@hiyabokbamichael2560 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkk
@atakltielias
@atakltielias 4 жыл бұрын
Menkir niaba gidef qruba kibret yhalwka abti kbur bahlna 🤔entay aqadadam du koynu ,newri bejaka kemzi aynet srah keydgem, sansur ke yelen du, tesfa gebir meliekti kbexhaka sesenayu 🙏🇪🇷.
@immanuel8545
@immanuel8545 Жыл бұрын
Thanks friends
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 4 жыл бұрын
adetatenas ashenkuay seb hadar koyenens sebuten teflyuwon keman hade kilete kolea hozen eyen zerbuo tslzi ageb adetatenas keburat eyen
@furtunayemane1629
@furtunayemane1629 4 жыл бұрын
እዚ ፊልም ሃገርናስ ናበይ ኣቢሉ ዩ ዝኸይድ ዘሎ እዚኣስ ፊልም ኣይኮነትን ባህልናድ ናብ ዝሕፍር ደረጃ ኣውሪድኩሞ ኣይደገም ከምዚ ዓይነት ስራሕ
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 4 жыл бұрын
Kemey zibelukum bealeghetat ikum, ashnquai bbuns biquental almaz equa kibreta aytihibin iya. Kibre deki Eritrea aytizelfun aytewardun. Wirdetegnatat!!!
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 4 жыл бұрын
ጌጋ ድራማ ንባልና ዘይውክል ዘየለ። ደራሲ ናይዛ ድራማ ብሕጊ ተሓቲቱ መቕጻዕቲ ክወስድ ይግባእ
@Mili-h1u
@Mili-h1u 8 ай бұрын
Menkr fugue😅😅
@fanuelkes943
@fanuelkes943 2 ай бұрын
Bthemi hmak srah zey bahlna tegagika wegihu kale gize aytdgomo
@kemkiefey5664
@kemkiefey5664 4 жыл бұрын
ሕሱራት ክብሪ ኣዴታት ኣይትተንክፉ
@yohanneskidanes7849
@yohanneskidanes7849 4 жыл бұрын
Welcome deki eri ❤❤❤👍👍👍
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 4 жыл бұрын
ረሰሀት ፎእ መዋረድቲ
@kunamawedisheraro8918
@kunamawedisheraro8918 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🥰🥰
@wediasmera6550
@wediasmera6550 4 жыл бұрын
ክሳብ መዓስ ኢኩም ብክብሪ ህዝብና ክትጻወቱ? ከምዚ ብዕልግና ኣብ ህዝቢና የለን።
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 4 жыл бұрын
ጌጋ ድራማ ንባልና ዘይውክል ዘየለ። ደራሲ ናይዛ ድራማ ብሕጊ ተሓቲቱ መቕጻዕቲ ክወስድ ይግባእ
@yatanachannel1181
@yatanachannel1181 4 жыл бұрын
Ygermeka eyu ezom bexabx
@aymenhaji7550
@aymenhaji7550 4 жыл бұрын
Ata gohaf entay hezbi afltka eyu hasad
@aymenhaji7550
@aymenhaji7550 4 жыл бұрын
Ajokom teray bertuo
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 4 жыл бұрын
Aymen Haji ተረዋእ ተጎምባሒ። ኪድ ነዴኻ ግበራ
@John..ጆን
@John..ጆን 4 жыл бұрын
በጃኩም ኢለኩም ከምዚ ዓይነት ኣትዝርሑ ትምህርቲ ዘይብላ comedy ንገዘብ ጥራሕ ኣይትሕሰቡ እንታይ ኣፍሪና እሉክይም ክትሓስቡ ኣለኩም ብፍላይ ወጋሕታ መክናቱ ንስካ ደራስኣ ስለ ዝከንካ ።
@eritreantiktok123
@eritreantiktok123 4 жыл бұрын
rezene ( menker ) eti nateka comedy mara bella neru ghen ezi nay wegihu serah ghen tefash koynu , mes Berhane ( bruno ) ente tesereh bella neru , xebuk tehezeto zelwo serah alewo please mesiu konkum ashekuna
@alekelatekle6465
@alekelatekle6465 4 жыл бұрын
mera asljiyatni hedimona chanel
@fetawihageru1966
@fetawihageru1966 4 жыл бұрын
Nay behaki ezi bahlinan kibretinan ay konen ahiwat ante kielkum kab you Tube awusiewa
@emaema36
@emaema36 4 жыл бұрын
Manta manta kewlda eye
@adenkibireab3607
@adenkibireab3607 5 ай бұрын
😂😅❤
@ምንባርንዘለካምፍቃርምንባ
@ምንባርንዘለካምፍቃርምንባ 4 жыл бұрын
ኣንታ ዓገብ ዝብል የለን'ዩ ደረስትኹም ተዋሳእትኹም'ሲ ነዚ ስራሕ ኢልኩም ናብ ህዝቢ ኣፋኒኹሞ አረ መድሃኔ ኣለም
@ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ
@ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ 4 жыл бұрын
ኣብዛ ድራማ ዲስላይክ ትሃብና መን ይጸልኣና ርኹስ ደራሲ
@theblueschelsea8921
@theblueschelsea8921 4 жыл бұрын
Eske tekewelu tseyekti bahlomn hbretesebomn loms ka beten werejatat adietatna wey gado
@fyoribrhana7080
@fyoribrhana7080 4 жыл бұрын
መጀመርታ ንክጸርፍ ገድድኩሚኒ ኣነ፡ዝገርመኒ ናብ ህዝቢ፡ተማሓላልፍዎ ትፈልጡ ድኩም ገጽኩም ትርሓቅ ኣደታትና ብቡን ክብርን ኣይህባን ኢየን ደራሲ ግን ብጣዕሚ ረሳሕ፡ሰብ ኢካ ኣብ ዓድና ዘይሎ ክትሰርሕ፡ይገርም ኢዩ ህዝብና ከኣ ዓገብ ክንብል ኣለና ንገይጋ ገይጋ ክንብሎ ኣለና ኣብ ደገ ዘለና ዓገብ ክንብሎም ኣለና፡ስቅ ኢልና ክንርኢ የብልናን ኣነ ሕጂ ድስ ላይክ ገይረ ኣለኩ ኩልና ድስ ላይክ ክንገብ ኣለና ክማሃሩ ኣለዎም በጃኩም ዓገብ ንበል ፍልምታትና ኮሚድታትና ሙዝቃታትና ንዝጸየቁ ዓገብ ክንብሎም ኣለና ።
@ኣብግዜንእስነትካፈጣሪኻዘ
@ኣብግዜንእስነትካፈጣሪኻዘ 4 жыл бұрын
ካን ካልእ ዝስራሕ ተሳኢኑስ ኣብዚ ውዲቅኩም !!
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 4 жыл бұрын
ሓላፍነት ዝጎደሎ ድራማ ኣዴታት ኤርትራ ስ ብዕማኾ ቡን ብኹፉእ ጥፍኡ ሞሻሙሽ
@DOMHAYTV
@DOMHAYTV 4 жыл бұрын
ክበልዕ ዘለስ ገደል ኣፉ!! """"""""""""""""""""""""""""""'''"'''' ኣብ ኤርትራ ዝፈሪ ዘሎ ፍርያት ጥበብ ሲ ስነ-ጥበብ ዶስ ስነ-ቀንጠብጠብ!! ብሓቂ ብሓቂ እዚስ ስነ-ጽባቐ ዶስ ስነ-ጽያቐ!! ኣሽንኳይ ዶ ማሕረስ ውዒሉ ክሳብ ዝምለስ ሲ 30 ዓመት ተጋዲሎም ክሳብ መስዋእቶምን ምእታዎምን ዘረጋግጻ ዶ ከይኮነ ብቓል-ኪዳን ቆይመን ተጸብየነኦም እሞ ኸደኣ ካበይ ዝመጸ ነውራም ተግባራት ደኣሉ ሕጂ ከም ዝነበረ ኣምሲልካ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ አረ ኣይፋልኩምን ኣይባህልናን'ዩ ኣይወግዕናን'ዩ ዝብል ኣካል የልቦን ድዩ፧ እኳ ማእምን ከይትኸውን ከኣስ በዓልቲ ቃል-ኪዳን ከመይ ዝበልዎ ነውራም እዋን በጻሕና ደቀይ!! ብገዛእ ኣፉ ንሕብረተ-ሰቡ ዘነውር ነውራም ወለዶ። ያኢ ናይ ብልዖት እንተ ሰራሕና'ዩ ሰብ ዝበልዓልና ተባሂሉለይ ዓልቀ ደኣ ብልዑ እንበር ንዓኻትኩም ሲ ሓቢ-ጸሊም ምብላዕኩም'ዩ ነይሩ። ኣቱም በዚ ሕስረትን ውርደትን እኖታትኩም እትስሕቁ ግን ምሕረት የውርደልኩም። ab face book zrekebkuwa zmesetetni rieto
@mikilovesjesus
@mikilovesjesus 4 жыл бұрын
ፎእ
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 2 жыл бұрын
ኤርትራውያን ብ ዕማኹ ቡንናይ አምሐሩ ድየን ዝሐድራ😮😅😅😅😅😅
@Awet-youtube
@Awet-youtube 6 ай бұрын
NEritrea aywkln eu ezi meshaqi elom eyom hsibemo
@Habrom
@Habrom 4 жыл бұрын
ን ኣደታትና ወኪላ ድያ ትሰርሕ ደላ
@habuteame4070
@habuteame4070 4 жыл бұрын
አንታይ ኣይነት ኮመዱ አዩ አዚ መልኪቲ ዘይብላ
@jaka3099
@jaka3099 4 жыл бұрын
ዩቲብ ኣሎ ዝብላዕ ኢለሙኩምሲ ባህልናን ክብረት ኣዴታትናን ተራስሕዎ ኣለኩም በጃኩም ኣይደገም ብዙሕ ኣሎ ባህልና መርምርዎ ማይ ዘይጠዓመ ክትረክቡ ኢኩም ።
@WediShfta-f8q
@WediShfta-f8q Жыл бұрын
Merhab 💖👈🏽
@abanobkb1238
@abanobkb1238 4 жыл бұрын
Hmak drset
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
БОЙКАЛАР| bayGUYS | 27 шығарылым
28:49
bayGUYS
Рет қаралды 1,1 МЛН
ኣልባና - ድራማ ፊልም | Albana - full movie, ERi-TV, Eritrea
1:34:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 271 М.
Royal Habesha- New Eritrean Comedy 2021 Zmam/ዝማም
32:47
ROYAL HABESHA
Рет қаралды 312 М.
New eritrean Comedy Eilen (ኢለን) by wegihu fshaxyon
52:20