HDMONA - Part 6 - ናይዝጊ-2 ብ ዳኒኤል ጂጂ Nayzghi-2 by Daniel JIJI - New Eritrean Movie 2018

  Рет қаралды 326,487

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

HDMONA - Part 6 - ናይዝጊ-2 ብ ዳኒኤል ጂጂ Nayzghi-2 by Daniel JIJI - New Eritrean Movie 2018
Best movie Nayzghi-2 by Daniel JIJI, Saron bereket and Sidon
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2018. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreaFilm #eritreamovie

Пікірлер: 410
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 5 жыл бұрын
Sorry guys Dongya kab tmali. Tgebrulna zelekum hagez kea btami ena nemesgn bflay video natna teseriku ms triiwo ageb bmbalkumn kthburuna mftankumn lbawi msgana ybxahkum. Kem kedemkum, share and subscribe aytresu!!! Thank you so much!!
@merhawigoitom9322
@merhawigoitom9322 5 жыл бұрын
መደብኩም ጽቡካ ኢዩ ግን ሓንቲ ኣበር ኣላትኩ ጀሚርካ ምቁራጽ ግድን ኢዩ ጸገማት ምስ መሳርሕትኩም ዘይምስምማዕ ክህሉ ካብ ትቆራርጽዎ ብወገነይ ዘይምጅማር ይሓይሽ ኢየ ዝብል ከም ባዓል ሉዶ፡ላጛ ላጛ ስብ ብሓንቆውታ ዝጽበየን ዝነበረ ከም ኣብ ዒራ ዒሮ ዛኣተወ ሰብ ግብ ኢለን
@ghgezgiafletekawedey5371
@ghgezgiafletekawedey5371 5 жыл бұрын
HDMONA NEBARIT tewali ab tmexer kea amekr ablwa zyada nsaronn nnayzgn gzie habwom nsidona kea mthallktom
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 5 жыл бұрын
ኣንቲ ኣደይ ምፍልላይ እምበር ንወኢሕኒ hakka thank you so much.
@adiamberhane317
@adiamberhane317 5 жыл бұрын
HDMONA NEBARIT ata keynxelekum eba bejakum aytkorarxwo nezi film aytdenguyuna kea plss
@ghgezgiafletekawedey5371
@ghgezgiafletekawedey5371 5 жыл бұрын
kkk ewae ati
@mussietn1966
@mussietn1966 5 жыл бұрын
*ናይዝጊ ቅኑዕ ሂብዎ ኣቦይ'ዝጊ 2019 ዘመነ ሲንግል ይግበረልና ሲንግለይ መለይ like ጽቐጡለይ 👍ኣግርጭው*
@MS-ls3vq
@MS-ls3vq 5 жыл бұрын
like like like like like
@ermilove685
@ermilove685 5 жыл бұрын
@@tesfealemkiflu5942 ክክክክክ ኣታ ለይባ ክላስ ኔሩኒ ዋላ ብስመይ ዘይትጽሕፍ ነበርካ ትግጥመኒ እንዲካ ከመይ ከምዝሻቀል
@tesfealemkiflu5942
@tesfealemkiflu5942 5 жыл бұрын
@@ermilove685 sek ele weday tegagie arku
@ermilove685
@ermilove685 5 жыл бұрын
@@qwerygcxrfsw2570 ግደፍ ግደፍ ስከ ሪፖርት ጌርና ኮመንት ከምዘይ ትጽሕፉ ክንገብረኩም እንበር like ቅድሜና እንዳሓፈስክሞ ኣዋሪድኩምና ኢኩም ክክክ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@ermilove685 ata Ami kemzi loms KZbin tekoxaxireya neyre eway loms kulih zblena siena kkk
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 жыл бұрын
*ብመጀመርታ እንቃዕ ደሓን መጻኹም ህድሞና ነባሪት ኣነ ድማ ሓንቲ ደስ ዝበለትኒ ጽሕፍቲ ኣብ facebook ዝረኸብክዋ ንተኻታተልቲ ህድሞና ነባሪት ከጋብዘኩም* ሓደ መንእሰይ ብሽግለታ ሒዙ ብሓደ ጽምው ዝበለ ቦታ እናሓለፈ ከሎ: ሓንቲ ኣዝያ ጽብቅቲን ሃብታምን ጎርዞ መኪና ጠጠው ኣቢላ የማን ጸጋም ከተቋምት ትዓዘበ:: ዝኾነ ሓገዝ ደልያ ከይትኸውን ብምባል ብሽግለትኡ ጠጠው ኣቢሉ ናብታ ጎርዞ ኣምርሐ:: ከም ዝገመቶ ድማ መኪንኣ ጎማ ኒፉሱ ጸንሖ:: ቀጺሉ ክሕግዛ ከምዝደሊ ምስ ነገራ: እታ ጎርዞ ግን በቲ ለቢስዎ ዝነበረ ንድኽነቱ ዘንጸባርቅ ክዳውንቱ ሪኣ: ዓቅሚ የብሉን ኢላ ስለ ዝሓሰበት: " ሓገዝ ኣይደልን የቀንየለይ" ኢላ ክትዓጽዎ ፈተነት:: እቲ መንእሰይ ብዘረብኣ ከይትዓንቀፈ ስሙ ተላለዩ ናይታ መኪና ጸገም ውን ክፈትሖ ከምዝኽእል የእመና:: ድሕሪ ክንደይ ጻዕሪ ድማ መኪንኣ የዕረየላ:: እታ ጎርዞ ብስርሑ ተገሪማ: የቀንየለይ እናበለት "እንካ በል ናይ ድኻምካ" ኢላ ገንዘብ ካብ ቦርስኣ ኣውጺኣ ቀረበትሉ:: እቲ መንእሰይ ግን "ገንዘብ ኣይቅበለክን'የ ናይ ድኻመይ ክትከፍልኒ እንተደሊኺ ግን ንስኺ ውን ንኻልኦት ዝተሸገሩ ሓግዝዮም:: ሽዑ ንዓይ ዘክርኒ: እዚ ናተይ ተግባር እንተወሪስኪ ንሱ ኢዩ ናተይ ክፍሊት" ኢልዋ ብሽግለትኡ ተወጢሑ መንገዱ ቀጸለ:: እታ ሃብታም ጎርዞ ካብቲ ዝነበረቶ ሽግር ተገላጊላ ከተማ ምስ ኣተወት ናብ ሓደ ቤት መግቢ ክትድረር ኣላገሰት:: ኣብቲ ቤት መግቢ ዝነበረት ኣሳሳይት ነብሰጾር ናይ ሸሞንተ ወርሒ ብምንባራ: ኣዝያ ክትሽገር ትዓዘበታ: ናይ ድኻም ምልክት ውን ኣብ ገጻ ይርአ ነበረ: ዝሕግዛ ውን ኣይነበረን:: ነዚ ዝተዓዘበት እታ ሃብታም ጎርዞ: ነቲ መኪና ዘዐረየላ መንእሰይ ዘከረት:: ተደሪራ ምስ ወድአት ድማ ኣብቲ ጣውላ ሕሳብ መግብን ሓንቲ ፓስታን ገዲፋትላ ከደት:: እታ ነብሰጾር ኣብ ገዝኣ ከይዳ ነታ ፓስታ ምስ ከፈተታ ናይ ዓመት ዶሞዛ ዝኸውን ገንዘብ ተዓሺጉ ጸንሓ:: በቲ ብኽራይ ገዛ መኽፈሊ ስኢና: በቲ ትወልደሉ ዕለት እናኸለ ስለዝነበረ ትገብሮ ጨኒቅዋ ዝነበረት ነብሰጾር: ነቲ ገንዘብ ምስርኣየት ኩሉ ሽግራ ተቀንጠጠ:: ሰብኣያ ኣብ መገሻ ውዒሉ ምስ መጸ እቲ ኹነታት ከሉ ነገረቶ:: እቲ ዝገርም ግን: እቲ ሰብኣያ ነታ ሃብታም ጓል ኣብ በረኻ ዝሓገዛን ገንዘብ ምቅባል ዝኣበያን ምንባሩ'ዩ:: ናይ ዝገበሮ ሰናይ ተግባር ድማ ብትኣምር ክፍሊቱ ብዕጽፍታት ወሲኹ ኣብ ገዝኡ ሓሊፉ ጸንሖ:: ❤️❤️❤️
@ermileeritreanjgnaaaakemey8878
@ermileeritreanjgnaaaakemey8878 5 жыл бұрын
Nay bhaki. Tsbuk gber nmanm eka elemo abotatna. Thanks
@michealetsegay3gmail.comts88
@michealetsegay3gmail.comts88 5 жыл бұрын
ዋውውውው ታኣምር ዛንታ ታንክስ ብርዕካ ትሰስን ቀጽሎ ፍቃደኛ ተኮንካ ኣነ ከኣ ኮፒ ክገብራ ኣብ ገጻት ዩቲፕ ዝረከብክዋ ኢለ
@ግዜእታይግዱ
@ግዜእታይግዱ 5 жыл бұрын
wow ደስ ዝብል ዛንታ
@awetrezene79
@awetrezene79 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ዛንታ ኣጆካ ቀጽሎ
@kulukhalfiyu2480
@kulukhalfiyu2480 5 жыл бұрын
ካብታ ናይዝጊ ናይ ሎሚ እዛ ናትካ ዛንታ ትጥዕም።
@forsanatey7808
@forsanatey7808 5 жыл бұрын
ይገርመኩም ሕጂ ካብ ስራሕ ኣትየ ገዛይ ማራ ደኪመ ጸኒሐ ድቃስ ድማ ኣቢኒ ጸኒሑ በዓል ሳሮን ሽኮር ረዲኦምኒ ንሳሮን ዝፈቱ 100000 ላይክ
@saye9sm470
@saye9sm470 5 жыл бұрын
Nayezgi shikor ነጻ ልቡ shikor ነጻ ልቡ ከም ናይዝጊ ኣለና'ዶ ክክክ። 👍ከነሐክዮኩም በሉ 👍 ❤❤ጽቡቅ ግበር ንመን ንማንም❤❤ ሓደ መንእሰይ ብሽግለታ ሒዙ ብሓደ ጽምው ዝበለ ቦታ እናሓለፈ ከሎ: ሓንቲ ኣዝያ ጽብቅቲን ሃብታምን ጎርዞ መኪና ጠጠው ኣቢላ የማን ጸጋም ከተቋምት ትዓዘበ:: ዝኾነ ሓገዝ ደልያ ከይትኸውን ብምባል ብሽግለትኡ ጠጠው ኣቢሉ ናብታ ጎርዞ ኣምርሐ:: ከም ዝገመቶ ድማ መኪንኣ ጎማ ኒፉሱ ጸንሖ:: ቀጺሉ ክሕግዛ ከምዝደሊ ምስ ነገራ: እታ ጎርዞ ግን በቲ ለቢስዎ ዝነበረ ንድኽነቱ ዘንጸባርቅ ክዳውንቱ ሪኣ: ዓቅሚ የብሉን ኢላ ስለ ዝሓሰበት: " ሓገዝ ኣይደልን የቀንየለይ" ኢላ ክትዓጽዎ ፈተነት:: እቲ መንእሰይ ብዘረብኣ ከይትዓንቀፈ ስሙ ተላለዩ ናይታ መኪና ጸገም ውን ክፈትሖ ከምዝኽእል የእመና:: ድሕሪ ክንደይ ጻዕሪ ድማ መኪንኣ የዕረየላ:: እታ ጎርዞ ብስርሑ ተገሪማ: የቀንየለይ እናበለት "እንካ በል ናይ ድኻምካ" ኢላ ገንዘብ ካብ ቦርስኣ ኣውጺኣ ቀረበትሉ:: እቲ መንእሰይ ግን "ገንዘብ ኣይቅበለክን'የ ናይ ድኻመይ ክትከፍልኒ እንተደሊኺ ግን ንስኺ ውን ንኻልኦት ዝተሸገሩ ሓግዝዮም:: ሽዑ ንዓይ ዘክርኒ: እዚ ናተይ ተግባር እንተወሪስኪ ንሱ ኢዩ ናተይ ክፍሊት" ኢልዋ ብሽግለትኡ ተወጢሑ መንገዱ ቀጸለ:: እታ ሃብታም ጎርዞ ካብቲ ዝነበረቶ ሽግር ተገላጊላ ከተማ ምስ ኣተወት ናብ ሓደ ቤት መግቢ ክትድረር ኣላገሰት:: ኣብቲ ቤት መግቢ ዝነበረት ኣሳሳይት ነብሰጾር ናይ ሸሞንተ ወርሒ ብምንባራ: ኣዝያ ክትሽገር ትዓዘበታ: ናይ ድኻም ምልክት ውን ኣብ ገጻ ይርአ ነበረ: ዝሕግዛ ውን ኣይነበረን:: ነዚ ዝተዓዘበት እታ ሃብታም ጎርዞ: ነቲ መኪና ዘዐረየላ መንእሰይ ዘከረት:: ተደሪራ ምስ ወድአት ድማ ኣብቲ ጣውላ ሕሳብ መግብን ሓንቲ ፓስታን ገዲፋትላ ከደት:: እታ ነብሰጾር ኣብ ገዝኣ ከይዳ ነታ ፓስታ ምስ ከፈተታ ናይ ዓመት ዶሞዛ ዝኸውን ገንዘብ ተዓሺጉ ጸንሓ:: በቲ ብኽራይ ገዛ መኽፈሊ ስኢና: በቲ ትወልደሉ ዕለት እናኸለ ስለዝነበረ ትገብሮ ጨኒቅዋ ዝነበረት ነብሰጾር: ነቲ ገንዘብ ምስርኣየት ኩሉ ሽግራ ተቀንጠጠ:: ሰብኣያ ኣብ መገሻ ውዒሉ ምስ መጸ እቲ ኹነታት ከሉ ነገረቶ:: እቲ ዝገርም ግን: እቲ ሰብኣያ ነታ ሃብታም ጓል ኣብ በረኻ ዝሓገዛን ገንዘብ ምቅባል ዝኣበያን ምንባሩ'ዩ:: ናይ ዝገበሮ ሰናይ ተግባር ድማ ብትኣምር ክፍሊቱ ብዕጽፍታት ወሲኹ ኣብ ገዝኡ ሓሊፉ ጸንሖ:: ከምቲ ልሙድ: Like &ግልጫ Aytreseiu ❤Fre-selam 8/5 ❤️❤️❤️Thanks ❤️❤️❤️
@yorusmeqeret7922
@yorusmeqeret7922 5 жыл бұрын
Simon SM wawww xbuq gber nmen,nmanm
@nihal963
@nihal963 5 жыл бұрын
wow ብጣዓሚ ደስ ትብል ፅሑፍ thank you
@namikbre8341
@namikbre8341 5 жыл бұрын
Neza film Tiketatel Zeleka fetari hasab libks yesmrelka Amen(3) 😍
@ኣርሱጓልተዋህዶ
@ኣርሱጓልተዋህዶ 5 жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፃኩም ንሳሮን ዝፎቲ Like ኣግርጭው ሳሮነይ ስወድሽ ሓፍትኪ ካብ ኢ/ያ
@tu-muzghiyeabeyoyeabeyo66
@tu-muzghiyeabeyoyeabeyo66 5 жыл бұрын
ን 2019 ዝምኒ ላይኪ ይሃበኒ ተላይ ንስሮንይ
@sologrande2521
@sologrande2521 5 жыл бұрын
ich bin tstoz auf euch sehr gut filim ✔✔✔✔ bsm kiros asfaha eske like habloyyyyyyyýy👍🇪🇷🇩🇪🇪🇷🇩🇪🇩🇪🇪🇷❤❤💘❤🇩🇪❤
@desta10mand63
@desta10mand63 5 жыл бұрын
ናይዝጊ ናይ ሂማምይ ምጽዩ ኒናይዚጊ ዝፈቲ አስከ ላይክ ይጽበያ ጸንሐ ካ
@tesman5836
@tesman5836 5 жыл бұрын
ኣይወድኦን እምበር እቲ ሰመያዊ 😂😂😂😂 ቅንይ ኢለ ውን ኣነ ይምርዖ ይኸውን እየ ወድኹም ሃቡና ክብሉ መጽዮም ኔሮም ከይኣብዮም ፈሪሖም ከማን 6-7ሰብኡት ኣገርጩው ኣብሉና እስከ ናይዝጊ መሕረር
@mellu2751
@mellu2751 5 жыл бұрын
Ezias zanta eya wedkum habuna
@ሄኒሙንዱፋዊ
@ሄኒሙንዱፋዊ 5 жыл бұрын
First comment welcome deki Eri naizghi zifetu ske like agrchew deki erey xadu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@feqarmenya845
@feqarmenya845 5 жыл бұрын
ሄኒ ሙንዱፋዊ n
@selamkiribzah
@selamkiribzah 5 жыл бұрын
Leminka koinu kikkkkk
@محمودجابر-ف7د
@محمودجابر-ف7د 5 жыл бұрын
ሄኒ ሙንዱፋዊ may gad gelaynet
@ሄኒሙንዱፋዊ
@ሄኒሙንዱፋዊ 5 жыл бұрын
@@aknebshalom8962 ich dich auch!
@egzabherymesgen1589
@egzabherymesgen1589 5 жыл бұрын
ኩሉ ሰ ብ ከም ናይእዝጊ እንተዝከውን አብ ገነት ምሰፈርና
@lidyashkor8829
@lidyashkor8829 5 жыл бұрын
ምተመርዐና ሰጥ ኢልና ክአ ሐዳርና ምገበርና ኽአ ወስኩሉ ከከከከከከ
@mussietn1966
@mussietn1966 5 жыл бұрын
*ከይተረድኣኒ 2ተ ግዜ ጽሒፈ ብስም ኪሮሰይ like ኣግርጭው*
@mussietn1966
@mussietn1966 5 жыл бұрын
@new eritrean music abrham afewerki *ዋላ 10ተ ይጽሓፍ እንታይ ይምልከተካ???*
@ERITREAhagerey.
@ERITREAhagerey. 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ብሽም ኪሮስ ላይክን ኮመንትን ሂበካ ኣለኹ
@tesfealemkiflu5942
@tesfealemkiflu5942 5 жыл бұрын
@new eritrean music abrham afewerki *tkkl zereba eya ezia da emo Like habuni zeytebel lemani eko yexelani gen ka aqribe eya*
@dhawialanzi1054
@dhawialanzi1054 5 жыл бұрын
Kkkkkkkk lemin
@asebentertainment1483
@asebentertainment1483 5 жыл бұрын
ኣታ ኺድ ኪሮስካ ሕጂዝካ ለምን
@malhabib357
@malhabib357 5 жыл бұрын
ሳሮንይ ሸኮር ኮኾብ ኤርትራና ላቪው ላቪዉ ሶማች ነ ሳሮንይ ዝፎትዋ like ሃቡን
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 5 жыл бұрын
wilcome ደቂ ኤርይ ፃዕዳ ምስ ዝፍትዎ ኣፍቃርየይ ኣብ ክንደይ ዓመትና ተራኪብና ኣለና ም ከማይ ደስ ይበልኩም ።
@friyatfriyatvip2664
@friyatfriyatvip2664 5 жыл бұрын
Enkae desss beleka wedi Adey mearey kaliay riesa mis konet kea ngeren eka kk wa Ajoka kea manta kem etemtsie gbera kkk
@abdasd629
@abdasd629 5 жыл бұрын
Congura temesgen fettari Kibri ni kurstos
@samiman6858
@samiman6858 5 жыл бұрын
iloveyou tgraey gerkmla demo ?
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 5 жыл бұрын
@@samiman6858 ያ ሰበይ
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 5 жыл бұрын
@@abdasd629 ኣሜን ወገነይ
@aronwadgare3051
@aronwadgare3051 5 жыл бұрын
Wawwwww sekarenatat yehawt kef alkum edman tenann yehbkom faxare like habune besm nayzgie
@habtishitech1756
@habtishitech1756 5 жыл бұрын
ሰላም ቡራት የህዋት ከመይ ትኮኑ። እምበኣርከስ ሎመኣንቲ ፍለይ ዘበለ ሰርሃት ሂዘልኩም መጺ ኣለኩ። ቡዙህ ግዚ ኣብ ናትና ማህበረሰብ ማለት ብትግርኛ ትምህርቲ ኣይተዋህበሉን። ምክኒያቱ ናትና ህዝቢ ወጻኢና እምበር ኣታዊና ኣይንዛረብን አና። ፍልይ ዝበለ መደብ ሙካኑ በዚ ኣጋታሚ ከሕብረኩም ይፈቱ። በዉሁዱ ልእሊ $500 ዶላር ብመኣልቲ ከመይ ጊርና ንረከብ አዩ። እዚ ክብለኩም ከለኩ ኣታዊየይን ወጻእየይን ብlive ኢኩም ትርእይዎ ማለት አዩ። ምስ ስረሓተይ ከፋልተኩም ፥ Stock market, online marketing, bitcoin, cryptocurrency, nadex.... ካሎትን እዮም። subscribe ክትገብሩ ብትሕትና የሓትት።
@danudanu6383
@danudanu6383 5 жыл бұрын
ይበል ፊልም ዳኒ ቢታሚ ጺቢቅቲ ፊልም ኣጆካ ቀጺሎ
@geryegrmay288
@geryegrmay288 5 жыл бұрын
ሰላም ኩልኩም ደቂ ኤረኣይ ኣነስ ሃንቲ ኣላ ትገርመኒ ኢዞም ላይክ ትልምኑ ብስም ኩስቶ ኢንዳበልኩም ካብ ላይክ ትልምኑ ሃናጺ ሪኢቶ ዝኮና ጸሃፉ ።ለመንቲ
@abeyalobiteweded783
@abeyalobiteweded783 5 жыл бұрын
Kiros dea abey alo n kiros Asfaha zfetu eba like like
@MaednwediTes
@MaednwediTes 5 жыл бұрын
ካብ ዝውለድ ንቃዳማይ ጊዘ ቃዳማይ ፊልሚ ይርኢ ኣለኩ like አስከ ሃቡኒ ደቂ ኢረይ ማዓረይይ
@abdasd629
@abdasd629 5 жыл бұрын
ክክክክክክክ enqae hagoseka Mukan eka alem godolo kab belkayas kulu ab alem zolo win godolo mukanu aytizengie
@MaednwediTes
@MaednwediTes 5 жыл бұрын
@@abdasd629 ሓጎስ ይሃብካ ሓወይ ናተይ ከምዚ ከማይይ ክትከውን ተስፋ ይገብር
@robelmelake7056
@robelmelake7056 5 жыл бұрын
N nayzgi kem zerekebkum hasibkum eski like aduyuni
@ermilove685
@ermilove685 5 жыл бұрын
*ዋውውውውው ንፈትዎ ድምጺ መረብ ሰሚዕና we miss you መረብ ሽኮር*
@kokebereket3941
@kokebereket3941 5 жыл бұрын
ብስም ሳሮን Like ልኹዑኒ
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 5 жыл бұрын
Koke Bereketam ልክዕ ኣቢለካ ክክክ
@thanksgod3186
@thanksgod3186 5 жыл бұрын
kreb eske gexka klekaka kkkkkkk like
@medelina64
@medelina64 5 жыл бұрын
Hdmona mukurat hamed adna zhaze eri eri zshtt film hizkum do debek elkumna ❤️💕 yekeniyelna anes mara ye zhbeyekum kmrawekum ye wela 💕 subscribe like comment mgbar si wihidumkum keman love you deki adey halaley tewasaeti mo yibel ❤️
@robelgerezgiher4742
@robelgerezgiher4742 2 жыл бұрын
Great film jiji
@ሓጎሳየይናተይ
@ሓጎሳየይናተይ 5 жыл бұрын
ዋውውው ተከይፈ ቀዳመይ ኮመትን ቀዳመይ ላይክ ኣነ ገይረ ጂጂ መከየፍ ጽቡቅ ስራሕ ግን ኣሓጽር ኣሎ
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 5 жыл бұрын
ናይ ናይእዝጊ ደኣ ከይረኣኹ እየ ዓሽ ዝብሎ
@ጣኒቆኣቤል
@ጣኒቆኣቤል 5 жыл бұрын
ናይዝጊ ያሆ ናይዝጊ ቁንዕ ለቢ ሂብዎ ኣቦይ እዝጊ መን እዩ እዚ ደራፊ? በዚኣ ተራቲዒ"ና ::🙉🙉🙉🙉🙉
@ksababalemzelkathagosmarsa8081
@ksababalemzelkathagosmarsa8081 5 жыл бұрын
Guays haqey do ms nayzgi telefon tzareb zela Mereb eya abta qedamay kfal msu tewasia nera hji kea nsa eya b telefon tdwl zela ygerm eu. Bezia tesamamu like yhfs abluley ekum ngirekum eye.
@jessykudussolomonjessy5573
@jessykudussolomonjessy5573 5 жыл бұрын
yeah you are right
@aroneritrawi4392
@aroneritrawi4392 5 жыл бұрын
ya
@luwamdebesay1500
@luwamdebesay1500 5 жыл бұрын
wewww mukrattt eka beselam mexakom
@maashoasbu1364
@maashoasbu1364 5 жыл бұрын
Welcome dakiey eri shikorinatatt liek habuley 👍👍👍👍👍👍🇪🇷👍
@majorselam5137
@majorselam5137 5 жыл бұрын
wellcome deqi eri ድጂ መቅሰን
@amanuelmichael9037
@amanuelmichael9037 5 жыл бұрын
Btaemi xbuk srah nay behaki gn abti kzarebu kelewu eti classical atfewo please
@wintaykonjo5155
@wintaykonjo5155 5 жыл бұрын
anka bselam mexakum shakorinatat saroney natey
@Samri_
@Samri_ 5 жыл бұрын
😅😜😁bdewka kem tdrbiyo dya geratika 😂😂
@ኮኾብጽባሕመድያ
@ኮኾብጽባሕመድያ 5 жыл бұрын
50000 አዚ ሓወይ አከለማይ ከ ካባካ ድዩ፡ክክክ Liki አስከ ኣገርጭውኒ ደስ ክብለኒ ብስም ናይዝጊ
@ንፋስወሲዱዎደመናፍቅርና
@ንፋስወሲዱዎደመናፍቅርና 5 жыл бұрын
ዌልካም ኣታ ኣብቲ you tube ዲክም ገዛ ስሪሕኩም እንታይ እዋኑ እዩ እዚ ኩሉ ካሜንት ኪያር ሓሪፍቲ ድራማ እያ ቀጽሉዎ
@militsegay3588
@militsegay3588 5 жыл бұрын
nayzigi Hayatiana kulu gze
@DrBin-em5hv
@DrBin-em5hv 5 жыл бұрын
Nic nic filim
@ምንባርጥራይንኩሉምርኣይ
@ምንባርጥራይንኩሉምርኣይ 5 жыл бұрын
Abzileka drama malet ktriyon like habo kmexekan 1nti so love you gays
@gunnersarsenal38
@gunnersarsenal38 5 жыл бұрын
Hhhh n nayzgi n nsaronn zfetu like
@ጋልትግራይ-ሐ2ዀ
@ጋልትግራይ-ሐ2ዀ 5 жыл бұрын
እንክዓ ድሓን መጻእኩሙ
@erieri6789
@erieri6789 5 жыл бұрын
ክክክክክክ ጋል ማማ ጃሎን ጌርኪ እስከ ማይ ኣቀብልኒ
@bereketandetsion2715
@bereketandetsion2715 5 жыл бұрын
Eway ane see kulu gezye diye zqdem eske bili nsaroney elkum like habuni
@ዛንታድርሰትዓለምዘይውዳእ
@ዛንታድርሰትዓለምዘይውዳእ 5 жыл бұрын
Willkommen deki Erey shekokur selamkum ybzah ich liebe dich Eru 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
@ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ 5 жыл бұрын
ናይዝጊ ሃላይ እምበኣር ወድኹም ሃቡና ኢሎም 😃😍
@flmonfilimon8735
@flmonfilimon8735 5 жыл бұрын
ናይዝጊ ቅንይ ኢልና ክንመጻኪ ኢና ክክክክክ ኣብ ኣመሪካ አሕሸኩም አወ አንበር ሲሞና ስ ግርም ትሰርሕ ኣላ ከምናትኩም nic muvei
@wediymereteritrea3877
@wediymereteritrea3877 5 жыл бұрын
Grm alekum
@CR-ey8xg
@CR-ey8xg 5 жыл бұрын
Nfuat kexlwo, Sari shkor bflay kabtom kulu gzie kreyom ddeli sebat eki konjo beka 😙
@xubuktemne4537
@xubuktemne4537 5 жыл бұрын
Merhba nayzgi
@hermonlittleforest1581
@hermonlittleforest1581 5 жыл бұрын
Welcome
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555 5 жыл бұрын
Herzlichen willkommen wedi erit shikorrttt very nice funny
@የድንግልማርያምባርያ-ጸ3ጘ
@የድንግልማርያምባርያ-ጸ3ጘ 5 жыл бұрын
እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም ምቁራት ♥♥♥♥♥♥♥♥
@Merana10632
@Merana10632 5 жыл бұрын
Asey ezi bahlna haye eske belu ezom nay Europa kea ntehagagez brukatey so nice film jiji bro.
@habteweldeghabr9841
@habteweldeghabr9841 5 жыл бұрын
muito esperte e inteligente:::
@ትግርኛናንቅድሚት
@ትግርኛናንቅድሚት 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ደቅ ኢሬ
@meronestifanos8410
@meronestifanos8410 5 жыл бұрын
Mereb Estifanosdes dewila kab America
@natunatuabraham
@natunatuabraham 5 жыл бұрын
Anka bdehan metsakum deki adatna
@tsegatesfamlchael8185
@tsegatesfamlchael8185 5 жыл бұрын
ncie movie eri 👍👍✌✌
@josijosi1566
@josijosi1566 5 жыл бұрын
castelo cenema du tekeyru kale serah yeoen temgabo tefome deyom,mekan abey alo sebe europa seferna bale neseka terfkum enkelaloo
@titiabrsh158
@titiabrsh158 5 жыл бұрын
Welcome shikrinatt
@mili1656
@mili1656 5 жыл бұрын
Welcome nayzghi
@መሲሓጎስ
@መሲሓጎስ 5 жыл бұрын
ናይዝጊ ብጥዕም እይ ዝፍትው ፍትውትክም ከብ ትግርይ
@ኣለኹበሊሓላለይ
@ኣለኹበሊሓላለይ 5 жыл бұрын
Well come ደቂ ኤረይ እስከ ንናይዝጊ ዝፈቱ like
@fmgfhgfffjgdhhll794
@fmgfhgfffjgdhhll794 5 жыл бұрын
Well. Come
@youngboykuchi2745
@youngboykuchi2745 5 жыл бұрын
wey eklemay kabakum du kkk ezgi awxsikum alo hmam shkorya zyxsenhakum
@meratesfie351
@meratesfie351 5 жыл бұрын
hi
@NebiLand-y7l
@NebiLand-y7l 5 жыл бұрын
Wellcam enda nayzgi sartiy kemy dey zefotuwki betami mesatit zekont flemi
@eliasaregai6704
@eliasaregai6704 5 жыл бұрын
Nayzgi zfetu like Saron zfetu comment
@lucasnegashfine5084
@lucasnegashfine5084 5 жыл бұрын
Thank you HDMONA for entertaining us !
@devdawit9227
@devdawit9227 5 жыл бұрын
Ya hmak alekum
@robelamine4501
@robelamine4501 5 жыл бұрын
Xubk serah deki eri gn btami tehxrwa alekum and tdnguna aleku
@7145-t5g
@7145-t5g 5 жыл бұрын
ኣዋልድ ኣብ ፊልም ጥራሕ 'የን ድኻ ዝፈትዋ ይባሃል ሓቂ ድዩ? እዚኣ መልሱለይ ብፍላይ ኣዋልድ Like ካኣ ኣግርጭው ኣቢልናልኩም ኣለና
@selammajor2991
@selammajor2991 5 жыл бұрын
ክክክክክክ
@saronshanay2929
@saronshanay2929 5 жыл бұрын
nayzgis kem natey qnue lbi ywnn beyney ymesleni niru
@kibromtesfamicheal5205
@kibromtesfamicheal5205 5 жыл бұрын
Lemant betima EU tehages geze rekabe Abe Europa zekear berga melati ahweit nethages ke like aytersa OK du
@Filipos610
@Filipos610 5 жыл бұрын
Enkuae hagoseka
@ፈቃርእዩልበይ
@ፈቃርእዩልበይ 5 жыл бұрын
Atum Diss Like Tgebru delekum sebat hasadat fesewti elekum Aleku sheiße.
@Eokbay
@Eokbay 5 жыл бұрын
እንታይ ዘመን ኣምበጣ ዝኾነ ግዜ ኢዩ ወደይ! 🤣🤣
@mamayeynafikeki3448
@mamayeynafikeki3448 5 жыл бұрын
Welcome come deki abeyti betami xebuk u kexelwo
@ahforomhaileahforomhaile
@ahforomhaileahforomhaile 5 жыл бұрын
ወድኩም ሃቡና ክብሉ መጽዮም ክክክክ ምካን ሓቅካ ኣበይ ዘሎ ወዲ ዳኣ ሎሚ ክርከብ ኣብ ኤርትራ።
@grandechanel6224
@grandechanel6224 5 жыл бұрын
Ane kedamay eye reya subscribe gebru abzi natey Chanel tanks oll
@ሳሚኣስሊ
@ሳሚኣስሊ 5 жыл бұрын
ናይዝጊ ጻዕዳ ልቡ
@bekitgirmay9953
@bekitgirmay9953 5 жыл бұрын
Lomi mealti medrsa keykedku Tmherti zeyfetu like gberuly Bsem nayzgi hegawi eritreawi,
@johnbeyene1050
@johnbeyene1050 5 жыл бұрын
wawwwwwwwwwwww Well Com Hdmona Shikorinatat Zacomyedi Mara Fetyeya Aleku…………
@ድያናበረሀ
@ድያናበረሀ 5 жыл бұрын
ክክክክ ናይዝጊ ሹኮር
@michaelforgiveness2964
@michaelforgiveness2964 5 жыл бұрын
to short haxira betami
@thtk585
@thtk585 5 жыл бұрын
Ezom lemano mariam tihabkum biruk mealti yewilatkum silemariam sile cherkos kiblu seb mok zeblu zineberus ab youtube mexiom mariam tehabkum like habuni kkkk kemey aynet mehferat sebat yom bejakatkum. Seb dea niziserhen zixearen dyu like kigebir nimariam tihabkum ziblu.? Tekewelu eske lemano ! Lemano bahlina aykonen bahli limano aytesfahfihu.
@LRL.1995.8
@LRL.1995.8 5 жыл бұрын
Nayzghi like habuka aleku
@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ
@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ 5 жыл бұрын
ዌል ካም ሽኮሪናታት
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Bajkum yehwatty ahattyy mekirkum habni kylkum tegdskum OK nab zerbayy keatu : 1. bezhe video merry yeftu play boy beski ezzz welfe koynennn mesiu wen nemalti 3 and 4 gezza yefsese . 2. 24 seat aydiksen eya face book messger welfe alni. 3. Serie amegagba yebliyin negho tekilalll aybelinn kitre kab school ms mesku mesrha yehkyni 4. Language ariab . English. And tigrigaja yekiel nere specially English tsebuk huge gen kuku tefn reseyo wala tigirja tefni 5 mara mara tehket alni liili metin 6 kabzommm kulomm tegdskum melsullyy kylkum Kemy kemayy gera kabzee yewese. Yegdfo mekrkum sisters and brothers please hawkum ab kubed cheaktt zerkib sedatja
@tsegiteynateyt7451
@tsegiteynateyt7451 5 жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መመጽጻኩም እንዳ ናይዝጊ ቅኑዕ ልቡ ። ናይዝጊ&ሳሮነይ ዝፈቱ ብቻ ላይክ ይግጨወለይ
@hayatiomri9362
@hayatiomri9362 5 жыл бұрын
willkommen shukorinatat deqi eri😍😑
@nipseyhussle1630
@nipseyhussle1630 5 жыл бұрын
ናይዝጊ ሓወይ ይቅረታ ደኣ እንበር ሎሚ ተጋጊኻ በዚ ኣረጊት ሰባይ ገርካ ሙድና ሰርካና ምስ ዓቢ ኣኽብሮት🤘
@solomonyhowhans5120
@solomonyhowhans5120 5 жыл бұрын
ብሃንቀዉታ ትጽቢት ነዊሕና ኣይትደንኁና ህድሞና
@tibletstewelde5138
@tibletstewelde5138 5 жыл бұрын
Welcome deki Eri xaeda 🤗👌👌👌👌😗😗😗😗
@ሊሊጋልቶምወየንቲ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ 5 жыл бұрын
Wawwwww welcam dki ere shkorat
@abadieri8870
@abadieri8870 5 жыл бұрын
መርዓ እዳሓሰብኩም ሲ ተስካር መጽያትኩም ጂጂ ያሆ
@brhanraya6545
@brhanraya6545 5 жыл бұрын
awoww enikae dahni metsakum anesi afikirkum moyit deki eri shikornatat
@ማማቲቪ
@ማማቲቪ 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk eway moyte kkkkkkkk nayzgi meksen wedkum habuna keblu mexyom nerom
@tesfaxbahmekeretalem4409
@tesfaxbahmekeretalem4409 5 жыл бұрын
Jiji best zebleka 4 film zfelten deriska comedy kea teamir best eka
@erigang9336
@erigang9336 5 жыл бұрын
Eway lomanti si kef aynberan
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 18 МЛН
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 18 МЛН