HDMONA SHOW - ጥዑም ዕላል ምስ ድምጻዊት ዳናይት ዮውሃንስ - New Eritrean Video 2023

  Рет қаралды 120,071

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
HDMONA SHOW - ጥዑም ዕላል ምስ ድምጻዊት ዳናይት ዮውሃንስ - New Eritrean Video 2023
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2023. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaErmile #hdmonaHani #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 261
@እግዚኣቢሄርዋሕስሂወተይዩ
@እግዚኣቢሄርዋሕስሂወተይዩ Жыл бұрын
ሰላም ህድሞና ብመጀመሪያ ርሑስ ኣውደኣመት ቀጺለ አዚ ናይ ስነ ጥበባውያን ናይ ኣውደኣመት ጊፍቲስ ዋላ እካ ጽቡቅ እንተ ኾነ ጊን ክንደይ ስኡናትን ደቂ ስውኣትን ጾሞም ዝሃድሩን ኣውደኣመት ውን ደም ከየንቅዑ ዝሓልፍዎን ኣለዉ ስለዝስ ኣብ ጽጉማት ወገናትና እተዝውዕል ንዓኹም ውን ንበረኸት ምኾነኩም ኔሩ የቅንየለይ!!!ፕ
@eritreatesfamichael
@eritreatesfamichael Жыл бұрын
ንድካታት ሃቡ መቀረት ክህልዎ እንዳ ሰምዑ ዝጸመሙ🧏🏾👋🏼
@shameyob3317
@shameyob3317 Жыл бұрын
Entay mo nhade dehan zkone seb hibkmo tirgum yeblun netom zseanu gin abay hagez slezi kndey awdeametu seri dknet zeyexebeqe alo mo ametom dea ngber❤
@samuelmihreteab4526
@samuelmihreteab4526 Жыл бұрын
አተ ሓሳብ ጹቡቅ ንመን ትህብ ንዘሎዎ ምሃብ ግን ዓስቢ ይብሉን ሓደራኩም
@danieltsegay2641
@danieltsegay2641 Жыл бұрын
ደቂ ኤሪ ሓላላት ጽቡቅ መደብ ኣብዚኣ ኮመንት ግን ብዙሕ ንጽጉማት ሓግዙ ትብል ጽሕቲ በዚሓ ኣላ ልክዕ ሓቂ ያ ከኣ፡ኣስምሩላ ኣብ ጽጉማት ውፈሩ❤❤❤❤
@hanibal80
@hanibal80 Жыл бұрын
ኣየህ እንዳ Hdmona show ትገብሩ ገርና ሓጊዝና ህያብ ንህብ ኣለና ትብሉ ንመን ትህቡ ንመን ትኸልኡ ግን ኣስፊሕኩም ምሕሳብ የድልየኩም ማራ ፈንጣሕጣሕ እንዶ በዚሑ ከምትገብሩ ክትፍለጡ ኣምላኽ ዝፈትዎ ስራሕ ክንደይ ድኻታት ክንደይ መውዓሊ ኣውደኣመት ዝሰኣና ኣደታት ክንደይ ብሕማም ዝሳቀያ ዘለዋ ኣዴታት ንሰን ክሕገዛ ዝግብኤን ንዘለወን እሞ ኸኣ እንበዓል ደናይት ንዓኻትኩም ይግዛ ። ኣምላኽ ደስ ክብሎ ሰብ ከኣ ክርእየልኩም ሓገዝ ከኣ ከወፍየልኩም ንዘይብሉ ምሕጋዝ ጽድቂ እዩ መስለኒ ከምዛ ትገብሩዋ ዘለኹም ግን ኣይግድን።።።
@edenz7956
@edenz7956 Жыл бұрын
አብ ከምዚ አጋጣሚ ንጽጉማት ተትሕግዙ ጽቡቅ ኔሩ ክንደይ ጽጉማት አውደአመት ምድሪ ተደፊኖም ዝውእሉ አለው
@XehayYebyo-vt9eh
@XehayYebyo-vt9eh Жыл бұрын
Yessss
@amanuelbahta6475
@amanuelbahta6475 Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኪ ከምኡ እዩ ክኸዉን ነይርዎ :: ንሶም ግን ( ህድሞና ማለተይ እየ) ህቡባት ሰባት ኣምጺኦም ብከመይ ብዙሕ viewer ረኪቦም መኽሰብ ይግሕጡ እቲ ስርሖም ::
@እግዚኣቢሄርዋሕስሂወተይዩ
@እግዚኣቢሄርዋሕስሂወተይዩ Жыл бұрын
@@amanuelbahta6475 ናይ ብሓቂ
@edenz7956
@edenz7956 Жыл бұрын
@@amanuelbahta6475 ጽብቅ አለካ እሶም ዘገድሶም ገንዘብ እዩ
@myGodPleasehelpme-g6l
@myGodPleasehelpme-g6l Жыл бұрын
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ በዓለ ቅዱስ መስቀልን ንመላእ ህዝበ ክርስትያንን ህዝቢ ኤርትራን ይግበረልና ❤❤❤
@selamawitweldenseaweldemar4829
@selamawitweldenseaweldemar4829 Жыл бұрын
ደቀ የዋሃንስ ንግሆ ንግሆ በጊዕ ሕዝኩም ትከዱ ጽቡቅ ኢዩ ኣይጸልኦን ኢየ--ጻማ ጻዕሮም ስለዝኾነ ይግብኦም ኢዩ ግን'ሲ--ሓንሳብ ሓንሳብ ውን ኣብ መዓስኬር ስኩላን፥ዓይኔስዉራን፥እንዳዘኽታማት ኣባጊዕ ሕዝኩም ብምብጻሕ ኣላልዩና ማዕጾ ሓገዝ ውን ክረኽቡ ስለዝኽእሉ።❤❤
@እግዚኣቢሄርዋሕስሂወተይዩ
@እግዚኣቢሄርዋሕስሂወተይዩ Жыл бұрын
ሰላም ህድሞና ብመጀመሪያ ርሑስ ኣውደኣመት ቀጺለ አዚ ናይ ስነ ጥበባውያን ናይ ኣውደኣመት ጊፍቲስ ዋላ እካ ጽቡቅ እንተ ኾነ ጊን ክንደይ ስኡናትን ደቂ ስውኣትን ጾሞም ዝሃድሩን ኣውደኣመት ውን ደም ከየንቅዑ ዝሓልፍዎን ኣለዉ ስለዝስ ኣብ ጽጉማት ወገናትና እተዝውዕል ንዓኹም ውን ንበረኸት ምኾነኩም ኔሩ የቅንየለይ!!!
@mamanatey687
@mamanatey687 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ብሩካት ግን እታ mic ናይተን ትከድወን ዘለኩም ይርአ ኣሎ ሃንደበት ከምዘይ ኮነ ምካድኩም ብኡ ይርአ ኣሎ ንካልእ ግዜ ኤዲት ግበርዎ ጽቡቅ ጌርኩም ንትምህርቲ ክከውን ኢለ እየ ዝነግረኩም ዘለኩ ቀጽልዎ💖💖💖💖💖
@almazgessesew13
@almazgessesew13 Жыл бұрын
Beautiful Eritrean
@MulueMedia
@MulueMedia Жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ'ዩ። ሓንቲ ግን ሳርፕራይዝ መሲሉ'ዩ ዝቐርብ ዘሎ፡ ዳኑ ግን ፈሊጣን፡ ተዳልያን እያ ጸኒሓ። ከመይ፧ ብ'ማዕጾ ክትቅልቀል ከላ ማይክ ምስኣ'ያ ኔራ። እንዳ ኳሕኩሕዋ ግን መን እያ ኢላቶም።ስለዚ ሳርፕራይዝ ተኾይኑ ሳርፕራይዝ ክመስል ኣለዎ።እቲ ትዓዛቢ ውን ካብቲ ገጻቶም ብዙሕ ዘንብቦ ኣሎ። ኣብ ገሊኡ ካኣ ካሊእ ሰብ ማዕጾ ከም ዝኸፍቶም ግበሩ! ቀጻሊ እቲ ዝደልይዎ እዩ ዝመጾም።ወይ ፈሊጦም ከም ዘለዉ ጌርኩም ኣቕርብዎ ክልተ ጫፋት ይኸውን ስለ ዘሎ'የ። መደብኩም ግን ጽቡቕ ርሑስ ብዓል።❤❤❤
@marantamaranta
@marantamaranta Жыл бұрын
Sebeaya endiyu wana eza channel abey aleka mulie nebsi yahoo😂
@hiyabey
@hiyabey Жыл бұрын
wala sebaya ykun surprise tekoynu surprise kekwn alo kendi kman sebayka surprise ygbreka mber tezeykoynu ntazabi surprise atbelu wa smet tazebti halwu bzkone xbuk srah
@flimonflimon
@flimonflimon Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@azebhagos9374
@azebhagos9374 Жыл бұрын
ኣሜን እንቃዕ ኣብጽሓና ደስ ብሃልቲ
@AzaziYohannes
@AzaziYohannes Жыл бұрын
ጽቡቓት።
@tesfiyetes2328
@tesfiyetes2328 Жыл бұрын
ንዘለዎ ዘይኮነስ ንዘይብሉዩ ዝዋሃብ መን ኣሎ ጽጉም ኢልካ ምሃብስ ክንደይ ንውሽጥኹም፡ሓጎስ ምመሎኦ እዚኣ ዳኣ ትህብ እምበር ትዋሃብ ድያ
@LijNatanLijNatan
@LijNatanLijNatan Жыл бұрын
ክልቲኤን ደቂ ባባ ጆን ክፈትወን ማዓት እንድየ ብፍላይ ዲኑ ብጣዕሚ የ ተጸልለኒ ዲኑየ ርሑስ ባዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልኪ ዱኑየ ጽብቅቲ
@dl4055
@dl4055 Жыл бұрын
Deqi erey 🇪🇷🇪🇷,xbuqat rhus beal qudus yowhans ❤❤
@meraalem1460
@meraalem1460 Жыл бұрын
ህድሞና ኣነ ይከታተለኩም እንድየ ጽብቅ መደብ ሒዝኩም ኢኩም ትመጽና ኣነ ከኣ ቁሩብ ቅሪታይ ክገልጽ ደልየ ኢየ ነዘን ምጭዋት ኣሕዋተይ ከምዚ ኋይነት ነገር ኩሉ ነገረን ኣከዳድንአን ጌርኩም ኣነ ኣይቅበሎን የ ስለዚ በጃኩም ኣስተካክሉ ሓደራ
@filmonmenghistab1377
@filmonmenghistab1377 Жыл бұрын
Danu shikorrrr❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@samibrhane92
@samibrhane92 Жыл бұрын
Oooo እንኳዕ ብድሓን መጻኹም ደቂ ኤረይይ 🤔 ሶሪ ግን ነቀፌታ ኣላትኒ ኣሩ ሓወይ ብሓቂ ጠፊእኻ ዝኾነ ሾው ኣቅርበልና ናትካ ሾው ብጣዕሚ እዩ ስሓቢ🥰 በዚኣ ትሰማምዑ ትዓዘብቲ ክኣ Like ንግበር❤❤
@Dahaytv
@Dahaytv Жыл бұрын
ምሕጋዝ ጽቡቅ ዩ ግን ንጽጉማት ዘይትሕጉዙ❤❤❤
@IsaakSimon
@IsaakSimon Жыл бұрын
Unsubscribe kulka shau komau eyu zrdeom
@Asmara2b
@Asmara2b Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና
@kflehabtemariam47
@kflehabtemariam47 Жыл бұрын
Amen amen amen
@Tiger5674
@Tiger5674 Жыл бұрын
Aron mara eye zfetweka bhafesh kulukum hdmona nebarit Wddr ka adalw eka kemti lmud kexlo❤❤❤❤❤❤
@rgatzeray3776
@rgatzeray3776 Жыл бұрын
መጀመርታ ንኩሉኩን ዕድመን ጥዕና ይምነየልኩም፡ ቀጺለ ክብለኩም ዝደሊ ከም ናተይ ሬኢቶ፡ ካብ ኣብ ዘለዉም ትበጽሑ፡ ክንደይ ስኢኖም ኣውደኣመት ከይሓረዱ ዝውዕሉ ኣለዉ፡ ናብኦም ዘይትበጽሑ please ኣብ ካልኣይ ተምጽዎ ክንጽበ ኢና።
@letehaimanotazazi8812
@letehaimanotazazi8812 Жыл бұрын
Rhus awdamet ygberelna deqi erey ❤❤❤ netom sgmat win bishiwom
@michaelnegash537
@michaelnegash537 Жыл бұрын
ኣዝየ ዝፍትዋን ዝክብራን ልዋመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ዘለክዮ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filmonmenghistab1377
@filmonmenghistab1377 Жыл бұрын
Deki Ereyy ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@alganeshberhane5079
@alganeshberhane5079 Жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ ደቂ ኤረይ ጹቡቃት ሩሑስ በዓል ቁዱስ ዮሃነስ 🙏🙏🙏
@robeltesfay7299
@robeltesfay7299 Жыл бұрын
Amen yehbiru
@HawiDelu
@HawiDelu Жыл бұрын
ርሑስ ኣዉዳኣመት ይግበረለኩም ደቂ ሪመይ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
ምቁራት ደቂ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@SabagualEri
@SabagualEri Жыл бұрын
አቤት ክትጽብቃ ሽኮሪናታት ርሑስ በዓል ቅዲስ የውሃንስ❤❤❤❤
@adhanettekle
@adhanettekle Жыл бұрын
Shkorinatate deki eri ❤🇪🇷🥰🥰🥰
@Asmara2b
@Asmara2b Жыл бұрын
ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ብክርስቶስ እየሱስ All of you are at the right place in Eritrea to be grateful for, and be blessed with more favor. Everything means nothing however without God and country of course. Everything is not for nothing also, you have to earn it. Everything is at the right time even worth waiting to be welcome. Peace
@FevenTeferi-i2s
@FevenTeferi-i2s Жыл бұрын
Are shkor kemey dika wedka ajoka qexlo buruk hawey ❤❤❤
@michaletesfalase8016
@michaletesfalase8016 Жыл бұрын
ህድሞና ነባሪት አብ ንጥፈታትኩም ከየድነቅኹም አይተርፍን እየ ግና አብ እዋን አውድአመት ይኹን አብ ካልእ ግዜ ትህብዎ ህያብ ንዘለዎ ነብሱ ንዝኻእለ ሰብ ጥራይ ኢኹም ትህቡ ንዘለዋ ትሃብኩም ዓስቢ የብሉን ዕስቢ ክትረኽቡ ተዓዘብትኹም ክሕጎስልኩም ንድኻ አውድአመት ተደፊኑ ዝውዕል ገለ ዘይብሉ ብዙሐት አለው አብ ኤርትራ ንዕኦም ዘይትህቡ ሐቅነት ተለኩም
@solaman1400
@solaman1400 Жыл бұрын
ምሃብ ማለት ንዘለዎ ዘይኮንካ ነቲ ዘይብሉ ኢካ ትህብ
@meraalem1460
@meraalem1460 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጅግና
@meraalem1460
@meraalem1460 Жыл бұрын
የቀንለይ ሓወይ ኤርትራውያን ብ ምትሕግጋዝ ንፍለጥ ጀጋኑ ኢና በጃካ ንታሓጋገዝ
@ተስፋምንጪኩሉ
@ተስፋምንጪኩሉ Жыл бұрын
ክፈትወኪ እኮ😍 ❤❤ ❤ ❤ ❤ ❤❤❤❤❤❤ ❤ ❤ ❤ ❤ ❤ ❤ ❤ ❤❤❤❤❤ ❤ ❤ ❤❤❤ ❤ ❤ ዓይነይ ጥዕምቲ ደሃይ❤❤
@lchikflay3223
@lchikflay3223 Жыл бұрын
Xebq endo gen hanti hoto khatekem nexgemat zeythgzel entay xegem alewa denayt da 🙏🙏🙏
@gmekonnen397
@gmekonnen397 Жыл бұрын
Beautiful program Ruhus kudus Yohannes
@MikalMulugeta-w2w
@MikalMulugeta-w2w Жыл бұрын
Xegumat Artists zeythgzulu hedmona 🇪🇷
@Shawl-c3m
@Shawl-c3m Жыл бұрын
ዳነይ ዓለመይ ❤❤❤❤😍😘😍😘
@Eritrea.291
@Eritrea.291 Жыл бұрын
Www deki erie shikorrrr thank you ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 inkoe natkum konku. Eritrea hagerey adi haben adi kurat 🤙🇪🇷❤️💯💯
@Solo_Grande
@Solo_Grande Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ኔሩ፣ ግን ኣብ ጸጉርክን ዘሎ ብጫ ፍዩሪ ኣብ ባህልና ኣዴታትና ክገብራ ኣርኣኩን ዘይ ናትና ኩይኑ ረኪበዩ። ሳፕራይዝ ማለት ን ሰብ ከይፈለጠ ኮሎ ሓደነገር ኢካ ተበስሮ፣ ደናይት ሜክሮፎን ጌራ ተጸቤያትኩም፣ ካልእውን ኣሎ ፈሊጣ ከምዝተጸበየትኩም ዝገልጽ። ቡዙሓት ስነጠበባውያን ኣውድአመት ከስተማቕሩ ዘይክሉ ኣለው ናብኦ ክትከዱ ምሓሸ። ተስፋ ይገብር ኣብ ዝመጸእ ሳፕራይዝ ከመይ ምካኑን ነቲ ልክዕ ዝግብኦ ሰብ ከተበስሩ ይጽበ።
@ሄሪ
@ሄሪ Жыл бұрын
ርግጼኛ እየ ኣብታ ጎሮቤት ናይ ዳናይት መብዛሕቶም ድካታት እዮም😢😢 ዎይ ከኣ በዚ ድፋዕ ገጽኩም ዘዎር በሉ'ሞ ቡዙሓት ዝተደዎነ ብማዳ ገጸን ዝደዎና ዝተከደና ይሕዋተይይ ኣለዎ 😢😢 ዓክክክክ ህዝቢ ኤርትራ ዕድል ኣይገበርካን
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing Жыл бұрын
ክሕግዙ ዘይኾኑ ክርኣዩ ስለ ዝደልዩ እዩ እቲ ጸገም እንበር ደናይት ደኣ ንኩሎም ገዚኣ ምዓደለቶን fake ዝኾነ ሂወት ፎእ ነቶም ኣብ ፈቀዶ ጎደና ዝልምና ዘለዋ ኣዴታት ነዛ ንቡነን ተትህብዎም ኣምላኽ ምፈተወልኹም 😢
@titititi2598
@titititi2598 Жыл бұрын
Aseyyy xubukat ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼💐💐💐🍇🍇🍆🌽🌽🌽🌽🌽🍊🍊🍊🍊🍒🍒🍒
@michaelyohannes8920
@michaelyohannes8920 Жыл бұрын
My favourite
@merhawiyemane8860
@merhawiyemane8860 Жыл бұрын
Xibuk medeb u gin kindey tiena ziseanu kem beal gedim tegadalay fabyan kalie akimi zeyblom abeyti sidrabetat alewu mo nabiom zewer entetblus kindey fetari mitehagose yimeslekum gin hisebula kalie gize mis senay yikreta endebelku ruhus beal kudus yohannes yigberelna.thank you
@اسحاقمحمد-س3د
@اسحاقمحمد-س3د Жыл бұрын
ክንደይ ስኡናት ጽጉማት ኣለው ብሓቂ ሰብ ዘይብሎም ንበረከት ክከነኩም ኣምላክ ክሕጎስ ንዕዖም ተትሕግዙ ጹብቅ ነይሩ እቲ ተምጽዎ መደብ ሲ ከምኡ ተዝከውን ተመራጺ ምኮነ
@FreweyniHaile-k7f
@FreweyniHaile-k7f Жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ እረይ ሽኮርናታት ቀጽልዎ ብዝያዳ ግን ብዝያዳ ግን ሰፍሕ እንተርቨ እንተገብሩላ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ ❤❤❤❤ ነደናይት ከአከየደነቅዋ ከይደነቅዋ ከይሓልፍ ኣነ ኣዝየዘድንቀኪ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤❤
@ጽብቕቲ_AR
@ጽብቕቲ_AR Жыл бұрын
Aseyyyy deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷xebuqat gen ni hanibal beletsom amxiwo love you deqi erey ❤❤❤
@meyaaaa-u7t
@meyaaaa-u7t Жыл бұрын
😮Ewooooo hdmona geza ayteetwun dikum
@haregukesete3154
@haregukesete3154 Жыл бұрын
Ruhus Awdeamet Deki Erey🇪🇷🌸🌷💕
@bqse6142
@bqse6142 Жыл бұрын
ኣናብስ ደቂዛ ሓላል መሬት ኣስፉሑዋ እዛ መደብኩም ከም ትራድሽን ወሲድኩም ነቲ ፍጹም ዘይብሉ ዜጋ ድማ ብጽሑዎ ተባረኹ ርሑስ ቅዱስ ዮሃንስ 🇪🇷
@micalbrhane5013
@micalbrhane5013 Жыл бұрын
Xebuk medeb u❤❤❤ gen awdeamet malet nxegumat mehigaz u nzelowom dea alowom do,ezea haniti begiea kab nhade seb mehab 5 deruo gezikum 5 sedera mehigaz xebuk nebu yebel kem hasabu . Nab hububat teray aytkidu????
@teklemariamteklehaymanot
@teklemariamteklehaymanot Жыл бұрын
ኣመን ርሑስ ቅዱስ የሓንስ ይግብርልኩም ደቂ አረይ ሓላላት
@EllsaKifulu
@EllsaKifulu Жыл бұрын
Well come back shikorinatat
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 Жыл бұрын
Welcome deki Eri shekornatt ❤❤❤
@thomastareqe9115
@thomastareqe9115 Жыл бұрын
Suprise gierkumni elatom microphone giera kefitatom kela😂 so fah tbl ala ta medeb bzkone xbuq medeb❤
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@MeseretDesta-b6d
@MeseretDesta-b6d Жыл бұрын
Amen 🙏🙏🙏 denu shukorrr❤❤❤❤
@abieyu5322
@abieyu5322 Жыл бұрын
ካብተን ዝፈትወን ስነ ጥበባውያን እያ ዳኑ ሽኮር
@ilay-bl5ik
@ilay-bl5ik Жыл бұрын
Danu ETA zfetwa artist lov you
@solomonaster
@solomonaster Жыл бұрын
Good to see you all but sepccially Arie hawey. I really missed you in HIDMONA.
@tsegaygbtsawitekje9296
@tsegaygbtsawitekje9296 Жыл бұрын
ጽብቅ ሓሳብ አዩ ግን ነቶም ዓቅሚ ዘየብሎም ክሰርሑ ዘይክሉ አንተትሕግዝዎም ሰብ ክሉ ኣብ ደገ ዘሎ ከሙኡ ወን ኣብ ውሽጢ ንጽጉም ግበርለይ አሉ ሃገዝ መሰደድደ ነሩ።
@WeghataYemane
@WeghataYemane Жыл бұрын
Bhaqi xegem nèru
@Meksen.wedi22
@Meksen.wedi22 Жыл бұрын
Egziabhiern sebn kihigoselkum metan nab xigumat sebat keydkum enteteblwo xibuk neyru.ezis tirgum zelewo aymeslenin
@MohammedAhmed-bq6js
@MohammedAhmed-bq6js Жыл бұрын
Ruhus awdeamet bonofesta❤❤❤ deqi erey
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 Жыл бұрын
Deki erey Ruhusi Awidaameti yigiberelikumi Deki erey Maareyi aidimeni tsianani Yahabikumi 💪💪🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑🦁🐆🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️🌻🌻🌽🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌷🌼🌸😘😘😘🌼🌸😘😘
@MilenaHabteab-n4d
@MilenaHabteab-n4d Жыл бұрын
Aseyy aseyy xebuqat deqi eray ❤❤❤❤❤❤l love you
@tesfaldetokubab528
@tesfaldetokubab528 Жыл бұрын
Hidmona nebarit xebuq medeb mitbibakum qexluwo deqi eriyy ❤❤❤
@user-hd8zm7xd5i
@user-hd8zm7xd5i Жыл бұрын
Xbuk srah deki erey
@merrym4812
@merrym4812 Жыл бұрын
Danitey shekorrr 🥰😘😘😘❤❤❤❤❤😘
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 Жыл бұрын
ሎምስ ብገዛኹም ዶ ጀሚርኩም ህድሞና። ወናኒ ድሞና ቻነል በዓል ቤታ ንዳናይት እዩ ኮ።
@asgedomberih3649
@asgedomberih3649 Жыл бұрын
😅😅😅
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing Жыл бұрын
ኢሉ ኢሉ ኣይግድፎምን እዩ ነዞም እንዳ ሓሙኡ ሓንሳብ ንወዳም የምጽኦ ሓንሳብ ንሰበይቱ😂
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 Жыл бұрын
ድኻታት ዘይትሕግዙ እምላኽን ሰብን ዝፈትዎ።ስድራና ኣብ ኣውድኣመት ይኹን ዉራይ ናብ ዝሓመሙን ፡ዝተደነሱን መግብን መስተን ምብጻሕ ካብቲ ቀንዲ ዝልለይሉ ኢዩ።እንጀራ፡ጽብሒ ሱዋን ሒዝና ንኸይድ ኔርና ንኣሽቱ ከለና ፡እዚዩ ክኣ ደስ ይብለና ኔሩ።እንተ ናትኩም ግን ካበይ ዝመጸ ባህሊ ኢዩ ኣይርደኣኒንዪ ።dislike gierka kabakhum mrhaq yhaysh
@Crazy_Speed7-b3n
@Crazy_Speed7-b3n Жыл бұрын
ዲኑየ ኣነስ ከሕቤኪ መዓት በቃ love u more ❤️🤞
@rigataches8982
@rigataches8982 Жыл бұрын
Anes ayi tehzuley da inber neti zey bilu mihgaz mihshekum❤❤❤❤❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Жыл бұрын
ርሑስ በዓል ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ይግበረልና ንመላዕ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትናን ሙቁራትና ።አዚዩ ጽቡቅ መደብዩ ሕድሞና ከምዚ ዓይነት ሰብራይዝ ንስነጥበበኛታት ጥራሕ እንተዘይከዉን አዚዩ ምጸበቀ ማለት ትሑት መነባብሮ ዘለዎም ብሽም ዓዉድዓመት ከምዚ እንተትገብሩ ዝብል ርኢቶይ እዩ ደቂ ኤረይ አይነአባይኩም ይደፈን ዳኑ ምቅርቲ ርሑስ በዓል ነቲ ነኽብሮን ንፈትዎን አቦኺ እድመን ጥእናን ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@samiaraia6818
@samiaraia6818 Жыл бұрын
Tsibuk medeb kesilu ❤
@miracledaniel3264
@miracledaniel3264 Жыл бұрын
Hanti mealti eba nabtom xgumatin dikatatin keydukum abesurna 😢
@Merafqr
@Merafqr Жыл бұрын
Danu meqarti ❤❤❤❤❤❤I love you mara eye zeftwaki🎉
@NatanitEri
@NatanitEri Жыл бұрын
Welcome deqi erey xbuqat ❤❤❤❤❤❤❤
@B.S6093
@B.S6093 Жыл бұрын
Surprise ከመይ ዲያ፡ microphone ጌራ ተዳልያ ጸኒሓስ ክክክክክክ
@SoloZayd
@SoloZayd 3 ай бұрын
Denu shikor kemiz kemay zifetwa enete leyu leayki yehabeley
@amlesetamleset5851
@amlesetamleset5851 Жыл бұрын
Ruhus Awdeamet deki ereyy❤❤❤❤❤
@meraalem1460
@meraalem1460 Жыл бұрын
ሓቂ ተዛሪበ ኣለኩ ሞ ክጸርፈኒ ተዳልዩ ዘሎ ሰብ እንተሎ ከኣ ሪዲ ኣለኩ ደቂ ኤረይ ኣነ ውን ክምልስ ከም ዝክእል ቃል የኣቱ ንኪድ ዶ ንኪድ እንድያሞ
@luulagolhayat7238
@luulagolhayat7238 Жыл бұрын
ኣሬ sweety ንስካ እኮ መማቅርቲ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከይትደክመና ብላዕ ፈሳሲ ካኣ ስተ ኣሮን ወደይ ንኩሉ ከተዔሪ ከተጸብቅ❤❤❤❤
@debesayzeray6130
@debesayzeray6130 Жыл бұрын
Daney mkrti❤
@flimonflimon
@flimonflimon Жыл бұрын
ጽጉማት ዘይሓገዝኩምስ ናብ ጽቡቅ ናብራ ዘለዎም 😏😏😏😏
@GualEri13
@GualEri13 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🙏👏👏👏👏
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 Жыл бұрын
Aseyi aseyi Deki erey shikerinatati Deki halali meriyeti ayini Abayikumi Yidefeni Deki erey Maareyi 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🐅🦁🦁🐅🐆🐅⭐️⭐️✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌽🌽🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌽🌻🌻🌻🌽🌽👑👑👑
@berekettg1
@berekettg1 Жыл бұрын
ዞም ኩቡራት የሕዋት, ኣኽቢሮም ምስ ሽሻዮም, ሩሑስ ባዓል እንዳበሉክስ እተው ዘይትብልዮም ኩባያ ሻሂ ወይ ማይ ዙሑል, ዓገብ, ዓገብ, ዓገብ ዳናይት ባህልና ኣይኮነን. የእትውናባ, ክብሉ ኣይጉቦኣምን 'ዩ
@SelamHabte-sw3ph
@SelamHabte-sw3ph Жыл бұрын
Danitey jbti mara kif aleki bflayy asnanki kxbka tekanakenyen yene konjo l miss you more❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dawitafewerki7202
@dawitafewerki7202 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሻዕብያ
@ሻዕብያ Жыл бұрын
Ma fav artist danu ❤❤❤
@NcncCBCc
@NcncCBCc Жыл бұрын
Gin hgdef eya feltka aleka mish
@EvenYosief
@EvenYosief Жыл бұрын
Asey danu shkor mara efetweki 🎉❤❤❤❤❤❤❤😂❤❤
@meraalem1460
@meraalem1460 Жыл бұрын
ሕጂ ህድሞ ነባሪ እንታይ ክብል ደልየ መስለኩም ናይ በሓቂ ሕማቅ እንዲኩም ዘለኩም እንተ ተረዲእኩም ሕጂ ለበዋይ ሰይቲ እቲ ጅግና ኣቦ ስነ ጥበብ ጅግና ስውእ ኢሰያስ ጸጋይ ከድኩም እስከ ከምዚ ትገብርዎ ዘለኩም ነገር ግበሩ ናይ በሓቂ ክዛረብ ሓደ ስነጥበባዊ ናይ ሃገረይ ቁሊሕ ኢልዋ ኣይፈልጥን ዩ ሕጂ ግን ከምዚ ትገብርዎ ዘለኩም ኬድኩም ሓጉዝለይ ሓደራኩም
@hiyabey
@hiyabey Жыл бұрын
ኩቡር ሓወይ ምናልባት ኣይራካዮን ከይትከውን ምበር ኣብ ዝሓለፈ ዒድ ኣብ ገዝኣ ብክብሪ በጽሖማ ነሮም አዮም ትምሊስካ ርኣዮ ኢካ
@meraalem1460
@meraalem1460 Жыл бұрын
@@hiyabey ሕራይ ቁሩብ ሪሒቀ ስለ ዝጸናሕኩ ቢዚ ኮነይነ ሕጂ ክርእዮ ኢየ ኣብሽር ግን ብጣኅሚ የ ዘመስግን
@asmeromamanuel7360
@asmeromamanuel7360 Жыл бұрын
ምሃብኩም ኣይጽልኣን ኢዩ ግን ክንደይ ስኡን ኣሎ ንዖም ራኣዩ እስኪ በቃ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝመጸ ኣውድኣመት ንኣርስቲ ጥራይ ክትህቡ ነቶም ስእናት ኣብዎም ኣምላክ ክፈቱ በጃኩም እስኪ ብዝተረፈ ርሕስ ኣውድኣመት
@selamyohannes1993
@selamyohannes1993 Жыл бұрын
❤❤❤
@abelmehreteab2372
@abelmehreteab2372 Жыл бұрын
ኣየ ህድሞና ብዙሓት ጽጉማት ከለውስ ብዓልኩም ንብዓልኩም ክትምጓገሱ ትሕስቶ ሒዝኩም ክትበጻጽሑ ጽሓይ ዓሪብኩም ግደፉ ባ እዝግሄር ዝፈትዎ ስራሕ ስርሑ ንሕልናኩም ውን ዓቢ ሩፍታ'ዩ 😢
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
#Vered Bride To Be የፅጌረዳ ብራይዳል
32:30
Abyssinia Production Official
Рет қаралды 613
ሓዳሽ ቀልዲ ትግርኛ ተጋደልቲ ብሰሓቅ ዘንበዐት ድራማ TDF
21:15
ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai
Рет қаралды 102 М.