ህድሞና ሾው - ጥዑም ዕላል ምስታ ኣላይት ዕውቲ ስድራ ስነጥበባዊት ሰናይት ሓጎስ | Artist Senait Hagos - New Eritrean Show 2024

  Рет қаралды 179,942

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

ህድሞና ሾው - ጥዑም ዕላል ምስታ ኣላይት ዕውቲ ስድራ ሰናይት ሓጎስ | Artist Senait Hagos - New Eritrean Show 2024
ህድሞና - ገለ ኣይከውንን'የ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Gele Aykewnn-Ye by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaSenaithagos #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 1 100
@user-qe3so4ky3b
@user-qe3so4ky3b Ай бұрын
እዛ ዓባይ ጋላስ ንፌቬን ሳህለ ትመስል❤
@BrhanHaki123-1
@BrhanHaki123-1 Ай бұрын
@@user-qe3so4ky3b ኣነውን ከምኡ ኢለ ወላ ኣዘራርባኣ
@piealpha795
@piealpha795 Ай бұрын
ሰናይት መማህርተይ እያ ኔራ ፣ ብዙሕ ቅርበት ኔሩኒ ኣይብልን ግን ኣብ ሓደ ክላስ ተማሂርና ኢና ፣፣ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣሜርካ (ካሊፎርኒያ) ብዓውዲ ሕክምና ተመሪቀ ይሰርሕ ኣለኹ ። ሰኑ ድሕሪ ምውጻኤይ ኣብ ፊልምታት ይር'ኣ እየ ፣ ንፍዕቲ ተውሳኢት እውን እያ ፣፣ ቦኽሪ ጓላ ሰኑ ውዕይቲ እያ ምዃና ብ'ኣሉታዊ ሸነኹ ጥራሕ ሰለ ዝረኣየቶ ናብ ምኽልኻል ዘዘንበለ መደረ ገይራ ፣ ነዴኺ ብምጥባቅኪ ድማ የድንቀኪ፣፣ ሰኑ ንስኻቲኩም ኩሉኹም ከይተወለድኩም ከምዚ ሕጂ ማዳ ገጻ ከየባላሸዎ ጸሓይ ትመስል ከላ እየ ዝፈልጣ ፣ ሰኑ ውዕይቲ እያ ፣ ዋዒ ናይ ሰኑ ግን ፍቅሪ ፣ ሓልዮት ፣ ግርህነት ዝተሓወሶ ስለ ዝኾነ ካብ መምሃራና ጀሚርካ ስጋብ ተማሃሮና ንፈትዋ ኔርና ፣ ዓይንኺ ትደፈን ዝብላ ሰብ እውን ኣይነበረን ፣ ምስ ቁንጅናኣ ፣ ምስ ሰሓቃ ምስ ኩሉ ሰብ ዕቢን ንእሽቶን ትሳነ ጥዕምቲ ሰብ እያ ፣፣ ኣብ ኻላኣይ ደረጃ ትምህርቲ ስለ ዝነበርና እቲ ጉብዝና ኔሩ ፣ እቲ መልኽዕ ኔሩ ከም ወዲ እውን ብዙሓት ኣብቲ እዋን ስሙያት ዝነበሩ ደቂ ርኹባት ንዕርኽነት ይደልይዋ ኸም ዝነበሩ ይፈልጥ ፣፣ ሰኑ ግን ኣብ ምስ ኩሉ ምጽዋት ምስሓቅ እንተ ዘይኮይኑ ኣዝያ እድብቲ እያ ኔራ ፣፣ ኣነ በቲ ዝዕዘባ ዝነበርኩ ሰኑ ኣብ ንግዲ ኣትያ ኔራ እንተ ትከውን መድምዔት ይብል ፣ ምስ ሰብ ጽቡቅ ምርድዳእ ኣለዋ ፣ ዓቃል እያ ፣ ቀልጢፋ ኣይትኹርን እያ ፣ ተጻዋቲት ሰሓቂትን ስለ ዝኾነት ኣብ ንግዲ ዓለም ዓቢ ብልጫ ታት ኣለዋ ፣ ኮይኑ ግን ኣብ ስነ ጥበብ ኣትያ ፣ ቅድሚ ምምርዓዋ ሓደ ግዜ ብወዝቢ ተራኺብና ፣ ቁሩብ የዕሊልና ክትምርዖ ምዃና ምስ ነገርትኒ ኣዝያ ን'እሽተይ ብምንባራ ፣ ኣብ ኹሉ ሙያ ድማ ነገራት ትፈታትን ስለ ዝኾነት እቲ ኣብ ሂወታ ክትኾኖ እትድሊዮ ገና ኣብ ምንዳይ ዘላ ኾይና እያ ትስምዓኒ ኔራ ፣ ስድር'ኣ ዝቀልጠፍዋ መሲሉ ስለ ዝተሰምዓኒ ብውሽጠይ ድማ ብሓቂ ድማ ሓዚነ ብድሕሪ'ኡ ንነውሕ ዓመታት ከም ሰበይ ኣብ ስክሪን ጥራሕ እየ ዝር'እያ ኔረ ፣፣ ሎሚ እዛ ፕሮግራም ምስ ተኸታተልክዋ ካብ ልቢ ነብዔ ፣ ሰኒ ደላይት ጽቡቅ ፣ ሰኑ ለዋህ ፣ ገርሂ ፣ ፈቃር በዚ ምሕላፋ የሕሚሙኒ ፣፣ እቶም ውልዶታታ ምስ ተዕዘብክዎም ድማ ኹሉ ኣማሊኡ ዝሃቦም ብሩኻት ቆልዕት ስለ ዝሃባ ተጻናኒዔ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ናብ ዕረፍቲ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ሓደ ኻብቲ መደባታይ ምስ ሰኒ ምርኻብ እዩ
@samriissak1204
@samriissak1204 Ай бұрын
Good job🎉❤❤❤❤❤
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 Ай бұрын
Entay eyu ezi haberieta dyu
@luwammengisteab
@luwammengisteab Ай бұрын
እንታይ ኣምጽኦ እዚ ኩሉ መደረ መን ምስ ሓተተኪ እንታይ ትሰርሒ ኣበይ ኣለኺ nonsens😂😂😂
@arameyob9345
@arameyob9345 Ай бұрын
Xebuk gerki haftey rekbiya
@elu1298
@elu1298 Ай бұрын
​@@luwammengisteabhbush kulu gzea hsdna snkom.
@goitomhailu8208
@goitomhailu8208 Ай бұрын
ni senu fishikta ameley,,,kulna artist mengstin hizbn eritrea geza nay bala wey zkone eske nigzala kem jigna harbena ade eritreawit ygbea eu geza you are mother you father pls do it geza nihaba nifti eki trah zibl kelat walahanti aytekiman bejekum bejakum i love you oll 🇪🇷
@zerithabte6575
@zerithabte6575 Ай бұрын
ደስ ዘብሉ ስድራ ብትኣምር ብልጫታት ከተመ ዘስተምህሩ ናይቲ ወዲ ትዕግስቲ ዘስተውዓልኩም ኣብዚ'ኣ like❤
@iskatl1098
@iskatl1098 Ай бұрын
ሰኑ ሓያል ኢኺ ናይ ብሓቂ ናይ ኣቦይ ዝሓለፎ ህይወት ኣዘኻኺርክኒ ካብናይ ኣቦይ ወላድየይ ጸገም ግን ናትኪ ይፈኩስ ኣቦይ ጽቡቕ መነባብሮ ጽቡቕ ህይወት እመርሕ ነይሩ ምስ ኣደይ ጽቡቕ ፍቕርን ምርድዳእን ነይሩዎም ዓሰርተ ሓደ ከኣ ወሊዶም ኣደይ ብሞት ተፈልያቶ ኣቦይ ንዓና ከዕቢ ዝኸፈሎ ዋጋ እዝከረኒ ንደቁ ንኽንዓቢ ዝጎድለና ነገራት ኣይነበረን ፍቕርን ናፍቖትን ናይ ኣደ ግን ቀሊል ብድሆ ኣይነበረን ነቦይ ከም ኣቦን ከም ኣደን ኮይኑ ከኣ ኣዕብዩና ኣቦይ ብደቁ ሕጉስ ነይሩ ኣብ ሕማቕ ዝወደቐ ኣይነበረናን ጻምኡ ከይከፈልናዮ ግን ካብ ዓለም ሓመፉ።
@hz69394
@hz69394 20 күн бұрын
Ohhh sorry gn zeabeye neger kulkum mewatkum tray abi xega eu neu ab zelewo neakum wn nay hlna ksanet eu GBU
@natsinetkibrom9139
@natsinetkibrom9139 Ай бұрын
LAMEKEY I AM SO HAPPY TO SEE YOU I WAS YOUR TEACHER .YOU WERE A BRILLANT STUDENT FROM THE BEGINNING ❤❤❤
@natsinetkibrom9139
@natsinetkibrom9139 Ай бұрын
I WAS YOUR ENGLISH TEACHER REALY HAPPY TO SEE YOU IN THIS STAGE
@TadeseAregayAbraha
@TadeseAregayAbraha Ай бұрын
ሂወት በቲ ዘሃበትካ ምስ ትቕበላ ኢኻ ሕጉስ ትኸውን ንዝብል ኣብዛ ስድራ ሪአያ ናይ በሓቂ ከኣ ተሓጊሰ ደስ እንዳ በለካ ትሰምዖ ዕላላት ክሰምዕ ኣምስየ ወይ ዛንታ ናይ በሓቂ መሳጢ ዝኾነ ታሪኽ ሂወት በዚ ኣጋጣሚ ንሰኑ በቲ ትገብሮ ዝኾነ ክትዝክር ከላ ገለ ኣብ ሂወታ ዘይርሳዕ ከምዘለዋ ይርደኣካ ንኹሉ፡ሰጊራ ከኣ ኣብዚ በጺሓ ሰብ ከመይ ኢላ ኣብዚ ኣብጺሓቶም ዝፈልጥ የለን ብጀካ ንሳን ውሽጣን ኣይትኣምኑን ኢኹም ኣብ ገለ ኣላ ክፋል እንዳዕለት ንብዓት ሲዒርኒ ልክዕ ከምቲ ናታ ጌራ ዝዕበየትኒ ኣደ ስለ ዘላ ንድሕሪት ተመሊሰ በዚ ኣጋጣሚ ኣደ ሓደ እየ ኣደይ ነዓይ ሒዛ እያ ጸሓይ ዓሪበታ ድሕሪ ክንደይ ናይ ሂወት ከርተት ናይ ስደት ንኣከባቢ ዓሰርተ ሰለስተ ዓመት ሕጂ ኣብቲ ዝብጻሕ በጺሐ ኣለኹ ሂወት ብኹሉ እያ ትፍትነካ ንኹሉ ግን ሰጊረዮ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ተመስገን ህድሞና ነባሪት ከኣ በቲ ትገብርዎ መደባት ቀጽልዎ ብውልቀይ ብጣዕሚ የ ዝጽበየኩም ብፍላይ ከምዝታት ነገር ዘረባ ኣብዚሐ መስለኒ ግን ናይ ውሽጠይ ክገልጽ ደስ ስለ ዝበለኒ እየ የቀንየለይ።
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
እዛ ዓባይ ጎላስ ወላ ድምጻ ኣዘራርብኣ መልክዓ ፈቨን ሳህለ'ዶ ትመስል?
@sammiku5970
@sammiku5970 Ай бұрын
Ewe. Mis haftey komu kinbla stenihna. Bhlfi dimsten ymesasel.
@win655
@win655 Ай бұрын
Ane wn kemu ile
@yohanafshaye241
@yohanafshaye241 Ай бұрын
Gn ezie fltet alewa feven defar tray eya ember resi yeblan
@elsaberhe3973
@elsaberhe3973 Ай бұрын
Yes true
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 Ай бұрын
መርሓባ ህድሞና ❤ ብዛዕባ ናይ ሰናይት ሓጎስ ስድራቤት ብጣዕሚ ቡዝሕ ትምህርቲ ተማህርና ኣብ ደቂ ካኣ እቲ ዝገበረቶ ኩሉ ጻምኣ ረክባ ናይ ቢሓቂ ጅግና ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ደቃ ካኣ ሓሳብ ልቦም ይስምረሎም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@ZaraRuba
@ZaraRuba Ай бұрын
Eza dona kemey rekibkuma 🎉❤🎉 Eta Bokri geza maletey e .!!😊 N Feven sahle Ttm dmxa Hakey do🎉❤ Senu jigna ade eleki aleku❤🎉
@hermongebrezgi5959
@hermongebrezgi5959 Ай бұрын
Ya hakka ane keman komu kbl xenihe
@lidiya8452
@lidiya8452 Ай бұрын
Wala melka
@negassemebrahtu1131
@negassemebrahtu1131 Ай бұрын
@ HIdmona thanks for this great interview with those good artistes that interviewed this beautiful family " it's already commented great comments about Senu family that she and her kids deserved and I agreed with all positive comments because I know SENU family very well. I just want to add my opinion about those 3 great artists who were interviewing the Senu family. They are the best " I hope HDMONA NEBARIT they will keep them as rep b,c many people were complaining about '' ARON" react while He interview a lot of artist for the last year.
@EseyasYemane
@EseyasYemane Ай бұрын
ኣብነታዉያን ኣደ ሰኑ ሓፍተይ ናይ ባሓቂ ኣብ ትሕቲ እግዛኣቢሄር ሓያል ሰበይቲ ኩሉ ግዜ ኣብ እግዛኣቢሄር ዝኣመነ ዓስቡ እዚ ኢዩ ይመላኣልኪ ❤❤❤ሰኑ
@AmirOsman-ol9my
@AmirOsman-ol9my Ай бұрын
I am writing to express my sincere admiration for your inspiring stories and the exemplary love and respect you show towards your mother. Your family's bond and the values you uphold are truly heartwarming and serve as a wonderful example for many. Watching your journey and the genuine care you have for each other has been incredibly uplifting. Thank you for sharing your lives with us and for being a source of inspiration and positivity.
@azebhagos9374
@azebhagos9374 Ай бұрын
ኣሰይ ዝወለደስ ይታሓጎስዳኣየ ሰኑ ሓፍተይ ዕድመኪ ሙሉኡ ሑጉስቲ ይግበርኪ ❤❤❤❤❤❤❤
@chunuyohan6950
@chunuyohan6950 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ሓያል ጻዕራም ኣብነታዊት ኣደ ❤ ኣብ ሂወታ ሓርኮትኮት ምስኡ ኣርት ትቅጽሎ ኣብ ደቃ ከኣ ኣብነታዊት ኣብ ትምህርቶም🎉 ልዕሊ ኩሉ ከኣ ኣመስጋኒት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቃላታ ከኣ እግዚኣብሄር ይመስገን ኢላ ተመስግን ኣብ ምስጋና በረከት ኣሎ'ሞ ኣምላክ መመሊሱ ይባርክኪ🎉 ❤❤❤
@LidyaYosef-kf8sj
@LidyaYosef-kf8sj Ай бұрын
ሰላም ናዓኩም ህድሞና ነባሪት መደብኩም ኣዚና ኢና ንካታተሎ ብጣዕሚ ጹቡቅ❤❤ ግን ኣነ ክሓተኩም ድውልየ ዘልውኩስ ንደቂ ወይኒ ሓረግ ደቃ ብሙሉኦም በጃኩም ኣምጹልና ምስ ሉል ባሕሪ ናፊቕናይ ኣለና በጃኩምምምም ኣምጹልና ክንጽበየኩም ኢና❤❤❤❤❤
@Yoel2024.1
@Yoel2024.1 Ай бұрын
yes end me
@zewdiqueen8161
@zewdiqueen8161 Ай бұрын
I agree with you
@wintamehari3569
@wintamehari3569 Ай бұрын
Woooow azyom❤des zblu abnetawyan sdra Bejakum part 2 tblu like gberu Anes bnbat asenie iye teazibekum wshtey tetenkife beqa.azikum des tblu sdra ikum amlak haylu hibu mefexemta yhabkum ❤❤❤love you deqi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
እንታይ like ክግብሩ ደኣ ሕቡሽ ቑምነገር ዘየፍትወሎም ክክክ
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስድራ መጀመርታ ን ኣዳለውቲ መደብ ህድሞና ምስጋና ምስ ከምዚ ዝበለ ሃብታም ባህልና ጹሩይ ሕብረተሰብ ወይ ውን ስድራ ከምዘለና ተለልዩና ዘለኩም ምስጋና ብምቅጻል ኤርትራዊት ኣደ ከመይ ምካና ምሳሌ እያ ብጣዕሚ የድንቀኪ ብምቅጻል ንደቃ ዘለኒ ኣድናቆት መዔቀኒ የብሉን ለባማት ለባማት ብጣዕሚ ተሓጉሴ እዛ ዓድና ብሓቂ ዘይተበከለ ለባም ዜጋታት ተዕቢ ኣላ ብጣዕሚ ተስፋይ ሰማይ ዓሪጉ ብሓቂ ኤርትራ ጉሓፋ ጸሪጋ ሓደሽቲ ለባማት ዜጋታት ትሃንጽ ኣላ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣሜሪካ ስደት እየ ዘለኩ ስለዚ ኣነን ካባይ ዝነኣሱን ጉሓፍ ሓንጎል ዘለና እንቃዕ ወጻናላ እዚ እንስሳ ደንጎላ ዝደራበ ጉሓፍ ኣተሓሳስባ ዘለዎ እንካዕ ካብ ኤርትራ ጽርግ ኢሉ ወጸ ንጹሃት ኣክበርቲ ወለዶምን ሃገሮም ተስፋ ሃገር ዝኮኑ ዜጋታት ንርኢ ኣሎና ደስ ኢሉና የቀንየልና ህድሞናን ሓፍትናን ምስ ስድራኪ ብከመይ ሓጎሰና ነዛ ሓፍትናን ደቃን ክንገልጸላ ንደሊ ቴሌፎና ሊንክ ግበሩልና ዝከኣል እንተኮይኑ የቀንየልና ኩልኩም
@shewiteyob9473
@shewiteyob9473 Ай бұрын
ጽቡቅ ኦም ጽቡቕ ፍረዩ ዝፈሪ፡ ብሓቂ ኣብነታዊትን ጻዕራምን ሕጉስትን ፈቃርን ስነጥበባዊት ኤርትራዊት ሰኑ ምስ ደቅኺ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ ደስ ክትብሊ ብሓቂ ኣጆኺ ኣምላኽ ስድራኺ ይባርኽ፡ ህድሞና ከኣ ስለኩሉ ተምጽእዎ መደባትን ሓገዛትን ብጣዕሚየ ዘድንቐኩም፡ ኣምላኽ ስራሕኩም ይባርኽ Thanks
@LovelyChameleon-ix7bx
@LovelyChameleon-ix7bx Ай бұрын
ናይ በሓቂ ሰሓቕ ክትስእኖ ከቢድ እዩ ዘይሪሰዓ ቃል ሰኑ
@yoni4ever220
@yoni4ever220 Ай бұрын
"ዝገርም ቃላት የብልርይ ደቂ ሰኑ ሓብትና "" ፍቅሪ'እዮም ; ብጣዕሚ ሕስያላት ኣንበብቲ እዮም !ዋውውውው ዝተባረኸት ስድራ ዕድመን-ጥዕናን ሰሰናዩ ሰኑ ምስ ሽኮሪናታት ደቅኪ ! !! ሓቀይ ሚለ ድምጻ'ሲ ንፌቨን ሳህለ ዶ ትጥዕም ? መልሲ ይጽበ
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 Ай бұрын
ሰናይት ሓጎስ ሽኾር ኣብነታዊት ኣደ ብኩሉ ዕውቲ ኢኪ ብስራሕኪ ይኩን ብትብዓትኪ ከም ሲንግል ኣደ ምንም ከይዓንቀፈኪ ንኩሉ ሰጊርክዮ እንቃዕ ጻማ ጻዕርኪ ኣርእየኪ ህድሞና ነባሪት ነዚ መደብ ምቅራብኩም ደስ ዝብልዩ እንተኮነ ግን ንብዙሓት ህያብ ትዕድሉ ኢኩም ንሰናይት ምስ ደቃ ገለ ህያብ ክትህብዋ ተጸብየ ኔረ ንብሕጂ ውን ገለ ክትሕግዝዋ ተስፋ ይገብር ብካልእ መደብኩም ግን ኣዝየ የድንቀኩምየ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@slam4790
@slam4790 Ай бұрын
ኣቦኦም የለን ድዪ ዘም ደቃ😢
@user-ms8zg7cf7d
@user-ms8zg7cf7d Ай бұрын
ሰኑ ሽኮር ጅግና ኣደ ኣምልኽ ከኣ እንቃዕ ፍረ ጻማኪ ኣበኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
@rimeymedia2709
@rimeymedia2709 Ай бұрын
ኣነ እዃ ሰኑ ሓፍተይ ስሓቅ ድራራ ኢየ ዝብለኪ ነይረ። ሎሚ ግን ጅግና ሂወት ኢለ ሰሜኪ ኣሎኩ፡ ምክንያቱ ፍረ ማህጸንኪ ዘሎውዎ ደረጃ ስለ ዝመሰጠኒ።❤❤❤
@yekalosereke4037
@yekalosereke4037 Ай бұрын
እዋይ ብኡነት confidence ዘሎ ምስ እዛ ቦኽሪ ጋላ ንሰኑ❤👍
@selamkifle306
@selamkifle306 Ай бұрын
Pei yu zebl 🤦
@Höflich-d9o
@Höflich-d9o Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ፈቃራት ሰኑ ትዓድልኪ ብሩካት ደቅኪ ብሕልፊ እቲ ወዲ ፉሉይ ትሕትና ኣምላክ ፍቅርኩም የብዝሐልኩም 👏🌾🥰
@Akiteylove
@Akiteylove Ай бұрын
ሰኑ ሽኮር፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ምስ ደቅኪ ጓል ብጫ ድማ ብሓቂ ጋዘጠኛ ናትኪ ስራሕ ያ ደስ ይብለኒ ተውጽዮ ቃላትኪ
@daud4299
@daud4299 Ай бұрын
አነ ውን ጋል ቢጫ ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ብፍላይ ኣብዛ ናይ ሰናይት ኢንተርቭው ኣድኒቀኪ በዚ ዓውዱ ቀጽልዮ ሰኑ ሽኮር ምስ ደቅኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤
@meazatesfagaber5672
@meazatesfagaber5672 Ай бұрын
እዛ ቦኽሪ ጋላ ወለላ ማዓር እያ ትሕትና ዘለዋ ንፉዑት አክበርቲ አዲእም ቡሉጻት
@slasandmkael1278
@slasandmkael1278 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@lidiawerasi1489
@lidiawerasi1489 Ай бұрын
Betamy eta bkery gula si shikor lebame
@EritreanQueen
@EritreanQueen Ай бұрын
OMG 🙏⛪💒 senu abay seb💯🇪🇷💯👌i have no words to Explain!!!!!! God blessed 🙏⛪💒🫶⛪💒💞💞💞💞😘
@user-gg4cq2xq6l
@user-gg4cq2xq6l Ай бұрын
ሰኑ ብጣዕሚ ጽቡቓት ስድራ ኣርኢኽና ፡ሰኑ ሓያል ፡ ሰሓቒት ተዋዛዪት ኢኺ ። መልእኽተይ ናብ ሚሉ እዩ ሚሉ ሓፍተይ ትግርኛ ተዛረቢ ምስ ናይ ይቕሬታ ። ኣነ ብሓይሊ ትግርኛ በቃ ተማዊተ ኢየ ክኢለዮ ምኽንያቱ ኣብ ካናዳ ምዕባይ ንትግርኛ በዳሂ ስለ ዝኾነ ማሌተይ እየ ። very well , keep it up .
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 Ай бұрын
ሓያል ኣደ ሓያል ስድራቤት እያ ተፍሪ ብፍላይ ኤርትራዊት ኣደ ናይ'ዚ መርኣያ ክኣ ናይ ሰኑ እዩ ሰኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ'ዞም ፍትዋት ደቅኺ🙏❤❤❤🇪🇷
@Semhar2708
@Semhar2708 Ай бұрын
Such an amazing mother ! Congratulations they’re amazing just like their mother. Ur hard work definitely paid off ❤️❤️❤️
@kobizefishaye5737
@kobizefishaye5737 Ай бұрын
ሰኑ ኣዝያ ውድእቲ ተዋሳኢት እያ፡፡ ደረስትን ኣለይትን ግን ከምቲ ዝድለ ትጥቀሙላ የለኹምን። ጅግና ናይ መድረኽ፡ ጅግና ናይ ሂወት፡ ብሓጺሩ ቃላት ዘይገልጽዋ ሰዓሪት እያ። ኣምላኽ ቤትኪ ይባርኽ።
@rufta.
@rufta. Ай бұрын
ሰኑ ሓቂ ሓያልን ብፍቅሪ ዕብየት ደቃ ጅግና ኤርትራዊት ኣደ. ጻማ ደቅኺ ርከቢ ❤🇪🇷
@Footballyoutube12
@Footballyoutube12 Ай бұрын
ሰናይ ሓጎስ ጽብቅትን ንፍዕትን ተዋሳኢት ኢኺ ምስዞም ጽቡቃት ደቅኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷
@mylovelyfamilygg4000
@mylovelyfamilygg4000 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሰኑ ምስ ስድራቤትኪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኣብነታዊት ኣደ ኢኺ ነዘን ኣብ ስደት ዘለና Single mom ኣዝዩ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ።
@smretberhe9816
@smretberhe9816 Ай бұрын
ሰኑ ሐፍተይ ብታሚ እየ ዘድንቀኺ አምላኽ ዕድመን ትእናን ይምነየልኩም ምስዞም ምቁራት ደቅኺ ህድሞና ኸአ ብታሚ ነመስግነኩም 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@armyabrandna5964
@armyabrandna5964 10 күн бұрын
asey kemzia harbena ade yelan edmen tenan yhabekum fetar
@trhastesfaslasie7010
@trhastesfaslasie7010 Ай бұрын
ሰኑ ጻዕዳ ርግቢት ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
@elsaf8085
@elsaf8085 Ай бұрын
I'm singl like you i have 3 kid's thanks god .I learn from you life alot thing .
@Gja494semhar
@Gja494semhar Ай бұрын
Hdmona mglexiy yebleyn nakum bteamiy xbuk medeb ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmarabella2629
@asmarabella2629 Ай бұрын
Beautiful family, This's the model of Asmara family's they growing up. 🎉❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-kc6iz7bp2m
@user-kc6iz7bp2m Ай бұрын
ሰኑ ብልጽቲ ስነ ጥበባዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋዜጠኛታት ኣቤት ትሕትና ደስ ክብሉካ ❤❤❤
@Erilove2112
@Erilove2112 Ай бұрын
I like the way how respecting and explaining their mother really successful mum God bless you 🙏
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v Ай бұрын
ኣካዳድና 10000000 ድስ ዝብል❤
@godislove7204
@godislove7204 Ай бұрын
I have a lot RESPECT for Senait a great mother and a wonderful example for her children I salute you🙋🏽‍♀️❤️🇪🇷🥰
@SleepyCoffee-uf8os
@SleepyCoffee-uf8os Ай бұрын
ብጣዕሚ ተማሂረን ቀኒእን 😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🎉🎉
@user-qk1ro2fu8q
@user-qk1ro2fu8q Ай бұрын
Beautiful family!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏 Stay blessed and keep up the good work!!
@Robi-94
@Robi-94 Ай бұрын
እዋይ ሰኑ ግን ማራ ኢኺ ኣንበሲት ደቅኺ ካኣ ትሕትንኦም መግለጺ የብለይን ጥዕናን ሳሓቅን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤
@FIKERHAILE-db3ef
@FIKERHAILE-db3ef Ай бұрын
በዚ ኣጋጣሚ ንህድመና ነባሪት ክረዲት ይግበኦም ኢዪ ጽቡቅ መደብ ቀጺለ ንክብርቲ ሰነጥባዊት ሰናይት ሓጎስ ክብሪ ይግባኣ ኤርትራዊት ኣደ ምካንኪ ኮሪዐል ኣብነታዊት ኣደ ንህድመና ነባሪት ንእሽተይ ርኢቶ ኣላትኒ ንከምዚኦም ዓይነት ኣብነታዊን ሰባት ንቲ ሕብረተሰብ ምመሃራን ስለዝከኑ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት መደባት ክቀርብ ይላቦ ።
@filimonbrhane2127
@filimonbrhane2127 Ай бұрын
Power artist senait hagos edmn tenani yehabkum fexari
@maryamey99
@maryamey99 Ай бұрын
Iam Amazed by this family How strong mother they have and how strong kids they are.
@user.peniel
@user.peniel Ай бұрын
ንመጀመርታ ግዜ ተመሲጠ ከይሰልቸወንን ከየሕለፍኩን ዝተካታተልኩዋ ቃለ-መሕተት❤❤❤❤❤ብሩኻት ስድራ
@RuftaTesfalem-tm9rc
@RuftaTesfalem-tm9rc Ай бұрын
Ya yegrmeki iu ane keman tegedise zsemaekuwa iya❤❤❤
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 Ай бұрын
ሰኑ ምስደቅኪ አምላክ ይባርክኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ተባረኩ ዞምደቀይ ሰኑ ትዐዊትኪ ኢኪ ዕድመ ይሀብኩም ኩላትኩም ለባማት ካብቲአቦክሪ ስጋብ ኦቲኦም ዝንአስኩም ዕድመ ይሀብኩም አመን 🇪🇷🇪🇷🌹✝️💐❤️🌾🏆🥀👍🇸🇪🙏🙏🌷🌾🏆👍🌺🇪🇷🌹🌺
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
ክፅብቑ መሓዙታ ይመስሉ ተዓዲላ
@yasinmohamedzain1808
@yasinmohamedzain1808 Ай бұрын
Mashallah Beautiful family wow good smile good mom this is very nice senu Allah bless you. Good job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤👍👌
@biniazmarino7334
@biniazmarino7334 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ሰኑ ዓይነይ ህድሞና ገለ ብልጫ ወስ በልዋ ።
@WintaAwate
@WintaAwate Ай бұрын
ሰኑ ዝፈትዋ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ምስ ደቅኪ ጸጋ ኣምላክ ምሳኩም ዩኩን❤❤
@Adefood
@Adefood Ай бұрын
Wow eza abay gala adnikeya😮 beautiful family❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ከምዝኦም ዓይነት ዓዉታት ስድራ ኩሉ ግዜ ኣምጹኡልና❤❤❤
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k Ай бұрын
ሰኒተይ ጋለይ ልግዔ ደቅኺ የብልዕኪ ጻማኺ ይሀብኪ መዐረይ አነስ ዕላልኪ ደስ እዩ ዝብለኒ ዐዲ ምስ አተኹ ክንራኸብ ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mohammednuridris2401
@mohammednuridris2401 Ай бұрын
الام الارترريه حب جمال أدب واحترام ❤❤❤
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal Ай бұрын
ሰኑ ሱፕር ማም ብጣዕሜ የድንቀኬ እቲ ዝሐለፈ ጥቃ ቀሊል እዉን አይኩንነ ከቤድ እዩ ግን ሰጌርከዩ እግዝአብሔር ይመሰገን እሞ ጹቡቅ ሪኤና ኑፍዓት ቆልዖ አለዎኪ ቅሰኒ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሰላም ንዓድና። 🙏🏾💕
@Asmir965
@Asmir965 Ай бұрын
Gele eile kgelxom fetine gn fqrom ms reaku eidey mxhaf abini enberkes keyewhdelom ferihe emo fetari exfn drbn fqri yabkum senu habtey ms sdra betki so thanks hdmona ❤❤❤❤❤
@Akiteylove
@Akiteylove Ай бұрын
ሰኑ ሽኮርርርርር ፍትውውውው የ ዘብለኪ ስሃቕኪ ይምላእ ደቅኪ ይባርከልኪ
@uealarudjd
@uealarudjd Ай бұрын
Sidet hsum kemza gere adey key hgosku eba tesededku maram asmirey adey sdetey ahxirley gex adey arini weladit amlak 🙏🙏🙏
@selamkifle306
@selamkifle306 Ай бұрын
Amen🙏
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l Ай бұрын
ሰነይ ጎይታ ስሓቅ ዕድመ ይሂብኪ ፊጣሪ ምስምልኣት ምጭዋት ደቅኪ ስድራክን❤❤❤❤🎉❤❤❤❤
@user-mu6oo7jj8e
@user-mu6oo7jj8e Ай бұрын
ሰኑ ማዘር ኢንዲያ ጻዕራም ኤሪትራዊት ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ደቅኺ❤❤❤❤❤
@weyniande3214
@weyniande3214 Ай бұрын
ሰኑ አምላኽ ሂብኪ ደቅኽን ምሓዙትክን ይፈልጦየ መቀረቱ አነ ምስደቀይ መሓዛይ ኢና ንብሃሃል መሓዙት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@medhanittsegay2909
@medhanittsegay2909 Ай бұрын
Btaemiy senu haftey mis deqikiy edmen tienan yhabukm nifietiy aritity ❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Helenteame
@Helenteame Ай бұрын
ሰኑ ሓፍተይ ምቅርቲ❤ምስ ደቅኺ ዕድመን ጥዕናን❤ይሃብኪ❤
@munaabdu5084
@munaabdu5084 Ай бұрын
Mashallah Seniye Eritrawit Ade proud of you keep going thanks HDMONA🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷😍🇪🇷😍🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Ай бұрын
ሰኑ ጥዕምቲ እንቃዕ ብደቅኪ ተክሓስኪ🍒🍒🍒
@AmirOsman-ol9my
@AmirOsman-ol9my Ай бұрын
Dear HDMONA KZbin channel team, I am writing to express my deepest gratitude for showcasing such a remarkable family on your platform. Your dedication to highlighting inspiring stories and positive role models is truly commendable. The content you provide not only entertains but also uplifts and educates your audience. Thank you for your continued efforts in bringing meaningful and impactful stories to light.
@yordanostewelde9880
@yordanostewelde9880 Ай бұрын
ብታኣሚ ንፍእቲ ኣደ ሰናይት ❤❤❤❤❤❤
@alganeshafewerqi1168
@alganeshafewerqi1168 Ай бұрын
አሰይ ሰኑ ቅጭን እቋዕ ሓጎሰኪ ዝጸዓረ ይዕወት መን ከመደ ኤሬትራዊት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yordanosabraham4887
@yordanosabraham4887 Ай бұрын
Jegna ade kemaki ybzeha❤️❤️🙏🙏🥰👏🏼👏🏼👏🏼
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Ай бұрын
Oh my gosh I love ❤️ them ⭐️🇪🇷🌹💐☮️🙏👌🏾best best best family ever
@mussieabraha1496
@mussieabraha1496 Ай бұрын
It's very nice to have the greatest comedian. Senait on this show But I have no idea why the producers of this show as well as the make up, team Have to do unprofessional colors on her and her daughter face it's clearly showing like white paint on both of them??? Common this is public media,,visible to world?? Actually senait and her 3 kids doesn't and shouldn't use any make up Because they have a beautiful natural beauty !! Please correct this issue for future Videos Tnx
@user-os7yb7fn5y
@user-os7yb7fn5y Ай бұрын
Edmen tenan yhabki senu ms Deqki 🎉🎉tmnitey kemza natki 4 qolu 2awedat 2awald emo kem natki ygbereley❤❤
@genetabraha7156
@genetabraha7156 Ай бұрын
Hdmona nebarit we need Aron p/s
@bsratgoitom3316
@bsratgoitom3316 Ай бұрын
Senu hiwsti ya enber rebasht aykonetin 😢entay ayent hito u ezi we lave you Senu ayenay ❤❤❤❤❤❤
@salinaberheokbagebriel383
@salinaberheokbagebriel383 Ай бұрын
Edmen tienan yhabki ms deqiki Senu shkorrrrr❤
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 Ай бұрын
Senait hafty zfetwa artist hagerey ade sdra wludki nay bhaqi bluxat,xbuqat,brillantitat, intelligentitat , oh my God edmen tenan yhabom🙏🙏🙏 beeom endatehagoski nbery. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️.💐💐💐💐.
@eru5343
@eru5343 Ай бұрын
ሰኑ ጅግና ኣደ ምስ ብሩካት ደቅኪ❤❤❤❤
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t Ай бұрын
ዝፈትዋ ዝፈትዋ ዝፈትዋ ገዲም ስለጥበባዊት ናይ ብሓቂ ደስ ክትብለኒ
@zereghebreyohannes5143
@zereghebreyohannes5143 Ай бұрын
Senayt kiela ade Eya admen teana yahaba❤❤❤❤
@ShewitBajo
@ShewitBajo Ай бұрын
wooooooooooow ሰኑ ሓፍተይ ናተይ ናዓኪ'ዶ ካልእ እንድዩ ዝግባኣኪ enqa ሓጎሰኪ ናብሓቂ ኣብነታዊ ኣደ ብልጽቲ ምጭውቲ ስድራ'ቤት ሃኒጽኪ ኣለኪ እሞ ፍረጻማኪ ትክፈልሉ እዋን እዩ እሞ congra ❤❤❤❤❤ ኣነ ጂግንነትኪ መግለጺ የብለይ ዋዛኪ ቁምነገርኪ ኣቤት ተዓዲልኪ ኣምላክ ሰሊዑ ሂብኪ ደስ ዝብል እዩ ብልቢ ዕደመን ጥዕናን ይምነየልኩም ብዘይቀልዓለም ፍሽክታ ኣመለይ ማዓረይ ኣጆኩም--------------- ኣጆኩም---------------- ኣጆኩም-------------በርትዑ ዘይምሕማቅ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኩሉ ግዜ ፍሽክታ ኣመለይ ኢኪ እሞ ተፈጥሮ ድዩ ዋላ ምስ ዓበኪ ዘምጻክዮ
@belalilula6909
@belalilula6909 Ай бұрын
melu nay wae zgegeleykyo agelalxa azye adniqeki texawatay endhr konka bzuh shm eyu zltefeka ab hzbna 🙏🙏🙏👍👍👍
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f Ай бұрын
Senu haftey shikor ka eten bulxat artist edmen tinan yhabki mes dekeki nay bhaki brukat wulud hibuki Egziabher ❤nay bhaki eweti ade naki yemaslena🙏
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 Ай бұрын
Wow senait shioker lovely family’s God bless you 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️❤️♥️🙏🇪🇷
@user-ll5qp9qd5v
@user-ll5qp9qd5v Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብነታዊት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኹም ❤🇪🇷❤🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤🇪🇷❤
@teklalegese4981
@teklalegese4981 Ай бұрын
ደስ ዝብሉ ስድራ ሰኑ ኣንበሲት ❤❤ ጽቡቃት ኣዋልድ ኣለዋኪ single እንተ ኮይነን ሓንቲ ኽወስድ ሃብኒ ከብርየኪ 👉🇪🇷🇳🇱✌️eye
@selemunbereket1268
@selemunbereket1268 Ай бұрын
Kab 🇪🇷 aywxanen zahawey defarr🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@godislove7204
@godislove7204 Ай бұрын
@@selemunbereket1268great answer 🤣😂😅
@Sanirey777
@Sanirey777 Ай бұрын
@@selemunbereket1268entay koynka da wexika nska ke ktmles tkeil eka ktmles
@user-bx9hl8ji5y
@user-bx9hl8ji5y Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ቤት ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 Ай бұрын
Rakiteyyyy miqrti meglexi ako sienelki kulu aqerarbaki❤❤❤❤
@betelihemghebrehiwet502
@betelihemghebrehiwet502 8 күн бұрын
Sennu xibikti wow flyti adeee ❤❤❤❤❤ thank u so much❤❤❤ Amlak bikulu mis dekiki yibariki
@yohannaberhane5508
@yohannaberhane5508 Ай бұрын
Eza abay gual gn arereieiye ktbel 😂😂😂😂English gn mara bezihu eta neshetey mkrti ❤
@selamkifle306
@selamkifle306 Ай бұрын
Btaeimi 😅😅😅😅
@ZemenZemen768
@ZemenZemen768 Ай бұрын
Neza kbrte adekum Edmen Teenan yehaba. A person without confidence is a person with no integrity .My highest admiration for your mother that her children are not only confident but over confident . I wish you all success , and prosperity.Well done and best wishes to you all. Nothing but my highest respect to you all. Pride.❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@YoditMehari-v9z
@YoditMehari-v9z Ай бұрын
Nayti wedi thtna❤❤❤ ufff❤
@betelihem823
@betelihem823 Ай бұрын
ኤርትራዊት ኣደ መግለጺ የብላን ሰኑ እንቓዕ ዋጋ ደካምኪ ኣምላክ ኣርኣየኪ።
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 42 МЛН
When you discover a family secret
00:59
im_siowei
Рет қаралды 33 МЛН
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 42 МЛН