HDMONA SHOW - Round Eight - A - ፍሉይ ምድላው ብምኽንያት ልደትን ሓድሽ ዓመትን - New Eritrean Show 2023

  Рет қаралды 275,707

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
HDMONA SHOW - Round Eight - A - ፍሉይ ምድላው ብምኽንያት ልደትን ሓድሽ ዓመትን - New Eritrean Show 2023
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2023. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaNewYear #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050 ​

Пікірлер: 1 000
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT Жыл бұрын
So sorry all for the late!!!! Part B is also coming after this one finished!!! Thanks 🙏🏻
@hailutena9257
@hailutena9257 Жыл бұрын
We are sorry for being late. Part 2 will follow soon. Thanks.
@HR61919
@HR61919 Жыл бұрын
Hi ሰላም ኣብ ነፍስወከፍ ጸወታ ነጥበን አንዳ ፈለጣ ክኸዳ ጽቡቅ ምኾነ.አታ ነጥቢ ዘለዋ ብተስፋ ምጸንሐት አታ ዘይረኸበት ድማ ንቀጻሊ መታን ኣበርቲዓ ንክትዳሎ ይሕግዛ, ንዓና ትፌዞ ከኣ ጽቡቅ ምኾነ ኣብ መወዳአታ ሃንደበት ግን ልበን ከይስበር ፈሊጠን ይጽንሓ thanks👍የሕዋት.
@yemanetareke7063
@yemanetareke7063 Жыл бұрын
@@HR61919 a
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 Жыл бұрын
ተለፍን ናይ ሊድያ እባ ሰደደለይ ፣ ማሓዛኣ ክኮውን ደልየ ኣሎኩ።
@yonatantsegay1539
@yonatantsegay1539 Жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ጽቡቅ, , ሳሌም ሽኮር ያክ ቁርጽርጽ ኣቢላ በርበረ ከኣትዋ ኢላ በቃ ክክክክ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ደቂ ሪመይ ፡ ናርዲ ንቅድሚትት
@ኤረትራዊእየ-ቀ9ዐ
@ኤረትራዊእየ-ቀ9ዐ Жыл бұрын
ናርዲ ስጋብ መወዳእታ ኣለና ኣብ ጎንኪ ትቮዞ ናርዲ ኣብዚአ ላይክ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ
@ህግደፈሰተይቲደም
@ህግደፈሰተይቲደም Жыл бұрын
yes ዓወት ናብ nardi eya❤✅
@fithawitghide359
@fithawitghide359 Жыл бұрын
ኣለና ዓወት ናይ ዳርዲ ዩ 💖💖💖
@Mili-gal-ereyy
@Mili-gal-ereyy Жыл бұрын
ግድን ኣይነይይ ተሓሰብካዮ ከ
@ghirmaykifom1500
@ghirmaykifom1500 Жыл бұрын
ክክክክክክ ደቂ ከተማ ዕደታት ቢራ ዕተራ ንስክንስ ናርዲ ተሕጉሰኒ ትከውን ደጋፊ ናርዲ ላይክ ኣብዚኣ
@abuadii2489
@abuadii2489 Жыл бұрын
Comment ከተብቡ ዝኣተኹም እስከ Like ግበሩ ,🥲🥲
@adhanombeyene81
@adhanombeyene81 Жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ሰለስተኽን ንፉዓት፡ ህድሞና ነባሪት ብዝገበርኩሞ መደባት ኣዝዩ ዝነኣድ ኮይኑ፡ ኣብ መጨረሽታ እቲ ብልጫ ንሰለስቲአን ምቀልወን ነዊሕ ደኺመን፡ ኣብክንዲ ሓንቲ ትወስዶ ኩሉ እቲ ዕድላት የቀንየልና ልብኩም ይዓቢ።
@desitbahta7534
@desitbahta7534 Жыл бұрын
ናርዲ ትዕወት ትቡሉ 👍💗 ኣብዚኣ ንኪድ ደገፍቲ ናርዲ mfutaw Ako mara ye zfetwekn Nkulatkn yegda Nardi Ahagusni💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ERI19912
@ERI19912 Жыл бұрын
Nardey shkor ajoki my Queen ❤️❤️❤️ btebayki mateb bmgbarki tnadi eki goyta tebay kem zelekyo qexli fqrrrrr
@samitesfa7170
@samitesfa7170 Жыл бұрын
መጺካ ዶ ኣሮን ብሉጽ መንእሰይ ነዚ ኩሉ ዝሰራሕኩሞ መደብ ፍሉይ ጽባቀ ክህልዎ ዝገበርካ በሊሕ መእሰይ ንስካ ኢካ።ነዘን ሽኮሪናታት ጽባቀ ሃገርና ዝኮና የሕዋትና ጽቡቅ ጌርካ ኢካ ተካናኪንካየን ብሓደ ዓይኒ፡ኩሉ ነገርካ እዩ ገሪሙኒ ኣነ ብልሓትካ፡ኹሉ እትገብረለን ምትብባዕካን ሓልዮትካን ፍሉይ ጅግና ወዲ ሃገርይይይይይይይ
@trhastewelde7873
@trhastewelde7873 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህልና ከምዚ ጌርኩም ዉሕሉላት ተዋሳእቲ ሃገርና ንምቅራብኩም ዕድመን ጥዑናን ይሃብኩም ሰላምን ፍቅርን ንመላእ ዓለምና ።
@fthawi6289
@fthawi6289 Жыл бұрын
ኣነ ኣብ ኩዕሶ እንድየ ስምዒት ዘለኒ ከምናይዚአን ጌሩ ስምዒት ዝፈጠረለይ ጸወታ የለን ዋው ደቂ ኤረይ ሰራሕቲ ቅያ
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Жыл бұрын
ከምዛ ሾው ጌራ ዝሰሓበትኒ የላን ማራ መሳጢት እቲ መራሒ መደብ ክኣ ናይ ብሓቂ ክእለት ዘለዎ ፍሉይ ሰብ ሊዱ ክኣ ቀመም ብሓፈሻ ኩለን ኣሕዋትና ሽኮራት ኣቀራርብአን ቤላ ❤️🇪🇷
@eiasuhabtemariam838
@eiasuhabtemariam838 Жыл бұрын
ን ናርዶስ ትስዕር ብወገነይ ንስኹም ኸ ንመን ትብሉ !፣
@azebnaizghi6864
@azebnaizghi6864 Жыл бұрын
ኣጀኾን ጽቡቃት ከይተጋገኻ ኣይትልምድን እኻ ጽቡቃት ፍትረት❤❤❤
@Haymanoteabew92
@Haymanoteabew92 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ደብል መደብ ንፉዓት ኣብ ኩሉ ነገረን ግና መስቀል ግበራ ፕሊስ ብደይ መስቀል ምካድ ነውሪ ዩ ናርዲ ሕጂ ክሳዳ ብመስቀል ወቂቡ ደስ ይብለካ
@bachumessi519
@bachumessi519 Жыл бұрын
ጂምር ክትብል እዛ show ሊዱ ምስበልኩ እየ ካልኣይ ካ ንኹለን ዝብለን like ቦሶሮ ከይብሃላ ይፈርሓ ኣለዋ ንሕና ኦደንስ ኣብዚ ክትርዱኡለን ኣለኹም እዚ ናይ ጌዚየ ውድድር ስለዝኾነ ላዝም እየ ክጋገያ good luck ladies 🇪🇷✌️
@filieri9056
@filieri9056 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣዚዩ ፍሉይን መሳጥን መደብ፥ ህድሞና ነባሪት ኣይተኸኣልኩምን ተባዕታይ መደባት ኢኹም ተምጽኡ ዘለኹም። ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም፥ ከምዚ ናይ ሎሚ ፍሉይን ኣዘናጋዕን መደብ ሒዝኩም ክትመጹ ከኣ ተስፋ ንገብር 🇪🇷❤
@sarateclab1936
@sarateclab1936 Жыл бұрын
ክጥባሕ ከሎ ጣውላ ምስ መበረኺ የድሊ ኔሩ ኣይጥዓመንን ❤️❤️❤️ኣሬ ሓወይ
@sabayehdego6121
@sabayehdego6121 Жыл бұрын
Thanks Iam proud for you frist Eritrea 🇪🇷❤️💪💪🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@huruy8808
@huruy8808 Жыл бұрын
ብሓፈሻ ትዕዝብቲ። 1)ስጋ ብስንኻ ምሓዝ 2)ስጋ ኣብ ክዳንካ ምግባር 3)ብፍካ ምንፋሕ ወዘተ ክእረሙ ዘለዎም ዮም። ብዓቢኡ ንዕኤን ንጥዕኤን ከሙኡ ውን ንዝመሃራ ። ከምኡ ውን ንተመገብቲ ወይ ዓማዊል። ብሓፈሻ ጽፈትን ስሓብነትን ክህልዎ መታን። ብዝተረፈ ቀጽልዎ። እቲ ውርሻ ባህልና ዩ።
@tedvisions1467
@tedvisions1467 Жыл бұрын
ዝኾነ ስራሕ ከም ፍልጠት እምበር ከም ንዕቀት ክውሰድ የብሉን ምኽንያቱ ኤርትራዊ ንኽፈልጥ ወትሩ ምስ ጸዓረ እዩ። ♥️🇪🇷🌹Thanks Hdmona
@millebereket0803
@millebereket0803 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ውድድር እዩ! ምስ ግዜ ምጉያይ ቀሊል ኣይኮነን ኣብ ሓጺር ግዜ ደርሆ ክትመቓቅላ፡ ብጣዕሚ ንፉዓት። ቅሩብ ግን ክትላመዳን ክትመሃራን ኣለክን። ኣብቲ ዝወሃብ ዝነበረ ርእይቶ ደያኑ ንሳሌም ግን ተወዳደርቲ ብቀረባ ይሰምዕኦ ስለ ዝነበራ ክእረም ይግባእ 😎
@glorytogod3341
@glorytogod3341 Жыл бұрын
I'm still stand wiz lidu. I love u girls👉👉👉👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dinahalal1736
@dinahalal1736 Жыл бұрын
ዋው መስክንዶ እንቃዕ ዳሓን መሳቅን, ኩልኽን ብሉጻት ንፉዓት ፈተና ግን ኩሉግዜ ጸቕቲ ይገብር እዩ 🌹🇪🇷❤
@thmo9449
@thmo9449 Жыл бұрын
Eritrawian I love youuuu. Hagerey nafike. Thank you
@kisanetghebre8901
@kisanetghebre8901 Жыл бұрын
ዋውውው ንፏዓት ኤረሉል ናፊቅናያ
@kubromfsahaye3418
@kubromfsahaye3418 Жыл бұрын
ኣዚክን ደስ ትብላ ደቂ ኤረይ ሺኮሪናታት ግን ክልተ እግሪ ኣለኒ ኢልካ ኣብ ክልተ ገረብ ስለ ዘይሑኮር ናርዲ ወይ ሞት
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 Жыл бұрын
ስነ ጥበባዉያና ብጣዕሚ ንፋዓት እንዲክን ግን ባእ ደርሆ ናይ ገጠር ናይ ከተማ የብሉን ኣብኩሉ እያ ትስራሕ በጃክን ምብላዕ ጥራሕ ኣይኮነን ምስራሕ ከኣ ረኣያን ልመዳን። ኣዴካ ትሰርሖ ምርኣይ ጽቡቅ እዩ ኩሉ ናይ ገዛ ስራሕ። ኣነ ጓል 12 ዓመት ከለኩ ደርሆ ምጥባሕ ለሚደ ብምርኣይ ጥራሕ እየ ለሚደያ፡ ይዝከረኒ ዓባየ ይ ደርሆ ክትሰርሕ ኣብመንጎ ሓሚማ ኣነ ክቀልጠልኪ ኢለያ እ ኢላትኒ፡ ዓባየይ በጃኪ ኢለያ ኣማራጺ ኣይነበራን ባዕለይ ጣዕ ጣዕ ኣቢለያ ሰንቢዳ መን ኣርኢኪ ኢላትኒ ክትጠብሒ ከለኪ ይሪኤኪ ኔረ ኢለያ ብጣዕሚ ተሓጊሳ ዋላ ስዋ እንጌራ ዳርጋ ኣብቲ ዕድመ እቲ እየ ኪእለዮ ክሳብ 14 ዕድመ ዝነበርኩሉ። ኩሉ ተገዳስነት እዩ ዝደሊ🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
@danielmulugeta2852
@danielmulugeta2852 Жыл бұрын
Ja ygermeki eyu ane kea ms haftey eye abye .kolea hdri koyneya zkone srah geza aytesrehann eya niera Ane gna waza ayneberkun ktserh kola bmreay tray kulu kieleyo .bzkone xebhi kone tayta key serahku gal 15 amet temereye hamatey kea derho keriba kserha azizatni . Keytesekefku seriheya btaemi tehagusa ybleki
@milenmehari93
@milenmehari93 Жыл бұрын
Tmhrti kmhara kea eba abey kof kbla qurub derejatat nay seb yfelaleyu dehar bgzie gedeb tegerulen eyen zqltifa neren aykielan malet aykonen Slezi gdin seb aytgage aynbel
@yonastewelde8607
@yonastewelde8607 Жыл бұрын
Forsa nardi nabti zkixl xewata, ajoki awet nabaki eya .............. ❤❤❤
@ህግደፈሰተይቲደም
@ህግደፈሰተይቲደም Жыл бұрын
ናርዲ ሽኮር ኣጆኪ ዓወት ናብኪ ኢያ❤❤🏆🏆🥇
@abrahamkflemariam4303
@abrahamkflemariam4303 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ንከታተል ኣለና ኣጆኹን ወዘራዝር ኣሕዋተይ ንጡፋት ብሓቂ ምፍታንዩ
@filmontekle976
@filmontekle976 Жыл бұрын
ኩላትክን ንፉዓት ጀጋኑ ኢክን ። ኣሮን ትድነቅ ወዲ ። ናርዶስ ሽኮር ኣጆኪ ደጋፊኪ ኢየ ዘለኩ መቀረት ።
@wedisele2009
@wedisele2009 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኑፉዓት፡😍 ግን ሊዱ ሽኮር፡🥰 ዓወት ናባና እያ።
@same8813
@same8813 Жыл бұрын
ስነጥበባውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ስነጥበብ ጥራይ ዘይኮነ ኣናባብራና ውን ኣካል ጥበብ ስለዝኮነ ኣዴታትክን ዝገብርኦ ክትፈልጥኦ ጽቡቅ እዩ ብኩሉ ጥበብ ዋሓለታት ክትኮና ኣለክን ሓዳር ምግባር ስለዘይ ተርፍ ኣዴታትክን ዝገብርኦ ኩሉ ክትፈልጥኦ ኣለክን ጽፍርካ ኣንዊሕካ ሸነን ኣይትፍተዋ
@amoratubeeagle7627
@amoratubeeagle7627 Жыл бұрын
ን ናርዶስ ሲ ተመርዓዋ ተመርዓዋ ይመጸካ ህድእቲ ትሕቲ 😍😍😍😍😍😍 i love you Nardos Tadesse 😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 Жыл бұрын
ሕራይ አንተኢላትካስ ጽቡቕ ነይሩ
@senaitabraha5603
@senaitabraha5603 Жыл бұрын
Salem you did great job.Proud of you ❤️ 👏 ♥️ 💖 💛
@ergeatbahata29
@ergeatbahata29 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ ውድድር ጣውላ ኤንተ ዝዋሃበን ምሓገዘን ነሩ💖💖💕💪🐪🇪🇷💐💐👍🌷🙏🏾💗💪💪💕💕❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ሓው ኣሮን ብኸመይ ከም ዝገልጸካን ዘመስግነካን ጨኒቕኒ፣ ብዝኾነ ኣንበሳ ኮርዒዳ ብኹልንትናኻ ንኡድ ፍሕሽው ሃንቀውታ ዜጋታትካ እዚ ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስኩልካ ከማን ከይውሕደካ ይስከፍ ምስዘን ኣዝየን ምጭዋት ጋንታኻ ወይ ብጾትካ፣ ኣዝየ ከኣ የድንቐን የድንቐካን። ደጊመ ደጋጊመ ኤርትራውያን እንቃዓ ኮንክን ኮንካ። 🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣነ ብቐጻሊ ሓደ ካብቶም ተኻታታላይ ናትኩም እየ። ፍጹም ርእየ ከኣ ዘይጸግበኩም። ብፍላይ ከኣ ሓው ኣሮን ዓጀብ ክቡር ናይ ክብረት ኣቃራርባ ሓብተይ ብምባል ናይ ኣኽብሮት ቃላትካ ዓጀብ ዘብል እዩ። ኩሉ ከማይ ዝኾነ ላይክ ካብ ምግባር ኢድኩም ኣይትብቀቑ።
@meraalem1460
@meraalem1460 Жыл бұрын
kkkkkkkkkk
@HAMELMAL5942
@HAMELMAL5942 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓየት ኢዩ ብዙሓት ከምዚ ከማኻ ነድንቖ ኢና፡ ዝነኣድ ሰብ ኢዩ፡ ብጣዕሚ ብቑዕ ኣሰልጣኒ ኢዩ👍💕።
@wediasmera7074
@wediasmera7074 Жыл бұрын
@@meraalem1460 enty tesheq eyu tezaribu welas qolia ika
@wedebgebrezgabiher7402
@wedebgebrezgabiher7402 Жыл бұрын
HDMONA NEBARIT,what an entertained and educational competition...We love it..specially the traditional costumes...what a nice idea..Arona you nailed the programs...what a nice hosting...reharding all thisI have some points which to mention which I don't feel comfort.. 1,Eta kedameyti kitwadader kela eten kaloot kabti kebabi ente rehaka yihaysh,dimxi wey vision kihluwo yeblun..mikniyatu kndey gize kabta kedameyti temahiren kiatwa yraya eyen...nay lomi mo eten deyanu abti tikeen koynen frdi nSalem khbaa kelewa kulu seminoo... 2,Hafeshawi fletett kemzi azanagiin,bahlawi,tarikawi hitom mhatetkumen emo ete physical akmi zgodlen mkesebaa.. Ezen tewedaderti Saliem,Lidia,Nardos...btami brilliant,smart,orginal...etc only ezi nay Bahlna gin kurub godeletat alekin endo...try to improve All in all,what a nice program...Thank you...thank you...
@betielsimon8045
@betielsimon8045 Жыл бұрын
ኣሬ ጽቡቅ እንዲካ ተስፋ ትህበን ሓቂ ዘረባ ኣብ ከምዚ ሸርሻሪ ውድድር ጊን ዘረባ ኣይተብዝሕ የጨምቆ ዩ ነቲ ሰብ ይቅሬታ ጊን ኣሪቲ ሓወይ
@rutaemaha5526
@rutaemaha5526 Жыл бұрын
Kulatkn shikorinatat saliemey kea bflay Aron kea bravo😍😍😍🇪🇷
@10RAS
@10RAS Жыл бұрын
Ezias aygdin srah geza ftewa nedetatkin hagzien Ajokin deki adey❤️ Tifozo nay salem
@zaraexpress7333
@zaraexpress7333 Жыл бұрын
አሰና ጽቡቃት እንቃዕ ብ ሰላም መጻኽን ❤😂❤😂❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wimta1063
@wimta1063 Жыл бұрын
Narditey btaim enda zfetweki zyada kulu gize kea hiji bealti maeteb bmkanki miss u,,i hope kea kiteweti
@Erilove291
@Erilove291 Жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ ነዛ ሓሳብ ዘበገስካ ሰላምታ ኣይረሳዕኩል ሰላም ንክሉኩም። ብሓቂ ዓቡይ ትምርቲ እዩ ንደቅንስትዮ ይሕዋትና። ዮርዲ ዓይነይ ግን ከም ደጋፊኪ ምጠን ኣቀዲምኪ ሕሹክ ክትብልኒ ነርኪ ገለ ምበልኩኪ ካብ ተምክሮይ ብዝኮነ ጽቡቅ ዕድል።
@awetyhdego3177
@awetyhdego3177 Жыл бұрын
I love you my lovley pepple eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@jonasli9656
@jonasli9656 Жыл бұрын
ደስብ ቲብሉ ደኪ ኤረና love all good luck!
@ferushabtom7172
@ferushabtom7172 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ኩልኽን ንፉዓት ኢኽን
@muluehanis9331
@muluehanis9331 Жыл бұрын
መጀመርያ ደርሁት ኣይትቀየሙለን ሊዱ ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጆኺ ፈስፋ እገበር ክትዕወቲ
@samrawittesfamichael8134
@samrawittesfamichael8134 Жыл бұрын
ኣዚኽን ካብ ሓደ ናብ ሓደ ዘይትሳናነፋ ብሉጻት እኽን ብዝያዳ ኣሮን ግን ክትምስገን ይግባኣካ ነቲ መደብ ኣዝዩ መቐረት ክህልዎ ዓቢ ተራ ኢኻ ተጻዊትካ።ንኹሉ ትገብሮ ዝነበርካ ሓልዮት ኩሉ ጥበብ ዝተሓወሶ እዩ ኔሩ ።
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 Жыл бұрын
ደርሆ ስጋ ናፊቅናዮ❤❤❤❤❤❤
@abrahamkfle7663
@abrahamkfle7663 Жыл бұрын
ኣጆኺ ናርዲ ከይተግድዕና ኢኺ ፈርሳ ዓወት ናትኪ እያ!
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 Жыл бұрын
ሰላም ዋው ደስ ክብሉ🇪🇷🇪🇷🙏 ጽቡቃት ቀጽልዎ ህድሞና ከኣ ኣይትከኣሉን በቃ ዋው ሳሌም ንፍዕቲ ርኢቶታት ተቀቢልኪ❤❤ሊዱ ከማን ንፍዕቲ
@simonrezene2583
@simonrezene2583 Жыл бұрын
Round 7 total point I guess all nice points Nardi : 30+60+50=140 Lidu : 20+40+75= 135 Salem: 10+20+25= 55 Round 8 Points 🎉 for all Lidu: 75+20+10 = 105 Salem: 50+40+30= 120 Nardi : 25+60+20= 105 So Nardi is first rank ab to today by 5 points only. 1, Nardi 2, Lidu 3, salem But good luck at final all .
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 Жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ሳሓብን ቁም ነገር ዘለዎ አጆኹም ቀጽልዎ አብ ጎንኹም አለና ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ዕድመን ጥዕናን ዓወት ይምነየልኹም።
@kokebgebremariam3140
@kokebgebremariam3140 Жыл бұрын
Personally I watch hdmona to see lidu lidya bereket what gonna say she’s lovely beautiful lady pulls Fanny am one of lidu funs ❤❤❤
@robelande6988
@robelande6988 Жыл бұрын
Nic Lidu Shekor nabakhi eya Awet bezay tereter
@matiwosmhretab4342
@matiwosmhretab4342 Жыл бұрын
ንኹልክም ይፈትዎኩም እየ ውድድር ስለ ድኮነን ክመርጽ ነብሰይ ስለ ድሓበረኒ ናይ ሳሌም ቲፎዞ ኮይነ፡ ሳሌም ትስዕርርርትርርር
@iseyasabraham1676
@iseyasabraham1676 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ሺኮሪናታት love u all,nardi metabiti good work ,keep it up
@samiweldu-fw6eg
@samiweldu-fw6eg Жыл бұрын
Nardi key tgdeni ane hanti nger adlalke alku ajok awet nabki eyu I love you so much ❤❤❤❤❤
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 Жыл бұрын
Deki Eri hade libi hade hizbi Eritrea 🇪🇷 keep it up 👍 good luck to all of u 🇪🇷🙏❤️🙏🇪🇷
@hadgugebremkael9253
@hadgugebremkael9253 Жыл бұрын
ናይ ናርዶስ ደርሆ ጎዶሎ ኣካል እዩ ነሩ ናርደይይ ኣጀኪ እዚ ዉዱዲር ሰለ ዝከነ እዩ እነር ዋሓለ ምካልኪ በታሓዛ ካራኪ እዩ ዝፍለጥ I love you nardu nateyyyyy
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
Wow wow ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ ❤️ 🕌 🙏 ⛪️ 🇪🇷 ♥️!!!
@Bahlawi00291
@Bahlawi00291 Жыл бұрын
እዋይ ናርዶስ ምቅርቲ ንማማኪ ምሕጋዝ ፍተዊ ኣብ ስራሕ ዊዒልኪ ሓሊፍኪ ኣይትደቂሲ ኣጆኪ ግን ናትኪ ትፌዞ ኢየ ዘለኩ ሓፈሻዊ ኩልክን ንፍዓት
@millionbereket3717
@millionbereket3717 Жыл бұрын
Liedu foresa foresa nabaki eyu awete 🇪🇷❤️🙏🇪🇷🙏❤️🙏👍🇪🇷🙏❤️
@peaceforall7653
@peaceforall7653 Жыл бұрын
ባህልና መንነትና ጽቡቕ መደብ ሕድማና show ደቂ ኤረይ ኹልክን ብሉጻት ፡ጽቡቃት ፡ሕቡናት ብመንነተን ክሰርሖየ ምባል ባህሊ ኤርትራዊ ዩ ።ከቢድ ስራሕ ነሩ ኣጆኽን ንእንታይነትክን ውሕልነትክን ዝገልጽ ኣይኮነን።ናይ ግዜ ጸቕጢ ዘለዎ ውድድር ዩ ነሩ።ንፉዓት። ናርደይ ኣብ ደርሆ እግዲዕክኒ እምበር ዓወት ናባኪ እያ ።ብራቮታት,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senait4255
@senait4255 Жыл бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 keep doing guys good job!!! ♥️ ❤️ 🕌 🙏 ⛪️ 🇪🇷 ♥️
@musietesfay5004
@musietesfay5004 Жыл бұрын
From Eritrean youtube chanel the best (HDMONA NEBARIT)ተወሳኺ እዚ ትገብርዎ ዘለኹም መሃርን ኣዘናጋዕን ውድድራት ከይ ኣድነቅኹኹም ክሓልፍ ኣይደልን ተኻታታሊ ናይ ዚ መደብ From Germen
@mili6602
@mili6602 Жыл бұрын
Nardey ajoki awet nabaki eya❤, N Arie gin aytmelslu zereba yebzhalki nieru
@ma-dl2fj
@ma-dl2fj Жыл бұрын
Antum Hdmona nebarit nezen 3 nkulen zitekim blicha kithibwen alekum ezikulu kertet abilkumen
@yohanesberhane1296
@yohanesberhane1296 Жыл бұрын
Deki erey wehalalu ajokn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amoratubeeagle7627
@amoratubeeagle7627 Жыл бұрын
ሳሌም ሲ ቤት መጥባሕቲ ደርሆ ክፈቲ ማቸላዮ ዓይነት ክትቅልጥፊ 👏👏👏👏👏👏
@nahomkbreab4264
@nahomkbreab4264 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ተወዳደርቲ ውን ንፉዓት ኣሮን ዉን ክትምስገን ይግበኣካ ደያኑ ካብ ኩሉ ትሕትናን ክእለትን ደለወን ግና ናርዲ ክትዕወት ይደሊ
@gualeri5361
@gualeri5361 Жыл бұрын
ናርዲ ቅጭን ኣጆኪ ኣወት ናባና ኢያ
@yonastewelde8607
@yonastewelde8607 Жыл бұрын
Selam selam deki abeyti lomi xbkiti xeweta,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filmonkiros9280
@filmonkiros9280 Жыл бұрын
እዛ ማጽሓፍ ምስጢር ጻሕልና ነዞም ኣብደገ ዘለና ብከመይ ንረክባ ተሓባበሩና
@GodsMercy123
@GodsMercy123 Жыл бұрын
This reminds me it’s very important to know how to do chicken 🐓 As a mother it’s my role to know it thank you Hidmona! God bless you all
@tesfietesfie6338
@tesfietesfie6338 Жыл бұрын
ሰላም ኣዳለውቲ፡ ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ። ኣብ ናይ ደርሆ ግን ንሳሌም ኣዚኹም ኣሲኹማ። ምኽንያቱ ቲ ጌታት ናይ ሳሌም በተን መምሃራን መአረምታ ክወሃብ ከሎ ፡ ልዱን ናርዱን ብተመሳሳሊ ይስምዓ ኔረን። ስለዚ ክእረም ዝግብኦ ኢዩ።
@rutagebreslase1862
@rutagebreslase1862 Жыл бұрын
Aymeslenn arhqomen eyom nirom ybel ane
@luckyone2654
@luckyone2654 Жыл бұрын
True
@luckyone2654
@luckyone2654 Жыл бұрын
@@rutagebreslase1862 no ysema nieren eiyen sure 100%
@mikaltesfagabir427
@mikaltesfagabir427 Жыл бұрын
100% agree
@sh.1528
@sh.1528 Жыл бұрын
ኩለንደርሆ ጥቢሔን አይክእላኣን እየን:: ሰሚዔን ኣይ ሰሚዔን ለውጢ ዘምጽእአይመስለንን:: ኩለን ቦሶሮታት እየን😁
@aslinatey6427
@aslinatey6427 Жыл бұрын
Forsa lidu lomi teray 105 netibe alki ab zehalefa kia 125 bezikone 1 alki forsa ✌👸👸👸💗💗💗❤❤❤❤❤❤
@semra5955
@semra5955 Жыл бұрын
Ambesatat fetinkin alekn Mechem👏 ezom txarefu zelekum abzi konkum were wereja mado aytkunulna😒
@zeraytsige2633
@zeraytsige2633 Жыл бұрын
Aterino da kali entay ysrah : bzkone gale aynet dqi Erey shikorinatat 🇪🇷❤🇪🇷❤🌏🌏
@marrriko2986
@marrriko2986 Жыл бұрын
Nardey shikor❤ajoki awet nabaki eya🫶🥰❤️
@yeibiotekie314
@yeibiotekie314 Жыл бұрын
Good job proud of you all Eritreans
@merkebsemere7027
@merkebsemere7027 Жыл бұрын
ሊደይ ኣብ ገዝኦም ሕንቅቅቲ እያ እሳ ጥራይ ጓል ኣብ ስድርኦም ሊደይ መቀረት ዓለም love you
@HR61919
@HR61919 Жыл бұрын
Aron ኮርዒዳ ኣባጓይላ 🤣🤣ኣበይ አካ ነርይካ አዚ ኩሉ ግዜ"ጎበዝ".
@abdelazizadem
@abdelazizadem Жыл бұрын
ደርሆስ ክትበልዓ ኢያ ጥዕምቲ አምበር ስራሐስ ከባድ ኢያ ያ ጀምዓ ግን ንፉዓት ከም አዴታተን
@asiaferej9203
@asiaferej9203 Жыл бұрын
Good job Salem. Erirean. Checkin without shoulder. 👍
@tekleabhaile7245
@tekleabhaile7245 Жыл бұрын
ናርደይ ቀባጽ ኣጆኺ
@abrehetgebremedhin970
@abrehetgebremedhin970 Жыл бұрын
Welcome welcome Deki Ereyyy shikorintatat 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
@samdan8545
@samdan8545 Жыл бұрын
Lidu amlak awet yihabik 🙏🙏🙏🙏
@HAMELMAL5942
@HAMELMAL5942 Жыл бұрын
ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጽቡቓት ወይዘራዝር🇪🇷💕👍
@debrestionkeshidebrestion3409
@debrestionkeshidebrestion3409 Жыл бұрын
ሊዱ ኣድኒቀያ ንፍ ዕቲ ። ኣጀኹን ሞራል ይግባኣክን የ❤❤❤❤❤❤❤
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 Жыл бұрын
ጹቡቅ እንድዩ ባህልና ምስሳን የግዳስ እታ እኖ፥ዱወ፥ትረ፥ ኢልካ ምፍቃድ አይግድን።
@Mili-gal-ereyy
@Mili-gal-ereyy Жыл бұрын
ናርዲ ሽኮር ኣጀኪ ክንስዕር ኣለና ከይ ተግድዕና ሓቢብቲ 😘👌💪🙏🏽
@abrahamkfle7663
@abrahamkfle7663 Жыл бұрын
ናይ ግድን ክንስዕር ኣለና ኣጆኺ ናርዲ!
@wintaokbamichal4107
@wintaokbamichal4107 Жыл бұрын
Lidey shkorr Ajekan deki areyy mareyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ግዜመምህር
@ግዜመምህር Жыл бұрын
ሕጂ ግርም ንኣደታትና መሰልክን ኣቤት ክትጽብቃ ብህልና ጥዑም ክዳንክን ምስ ረኣኹ ኢየ ዝጽሕፍ ዘልኹ ሪኤ ምስ ወዳእኩ እውን ሓሳበ ክጽሕፍ ኢየ ካብ ባህልና ካብ ንሽፍት ነዊሕ ኮይኑ ኢዩ ግን ሑጉሳት ኣይትመስላን ኣሕፊርክን ዝገርም ኢዩ ኣጆኽን በላ ጽቡቅ ዕደል ካብ ቀደመይ ንኹላትክን እካ ዝፈትወክን እንተኮንኩ ምስ ሊዱ ግን
@genettekele64
@genettekele64 Жыл бұрын
❤❤❤Berawatattt Xebukat Ajoken🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹♥️♥️💪💪💯💯💯💯🙏🙏🙏 Iedmen Teinan Yhabukum 🇪🇷💪
@fitsumgebrezgabhir7201
@fitsumgebrezgabhir7201 Жыл бұрын
ሰለስቴክን ጽቡቃት ደቂ ኤሬይ አጆክን አይትህመቃ ጽቡቅ ውድድር እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🙏❤️❤️
@aronabay9521
@aronabay9521 Жыл бұрын
ንታ ኣሮን አዚ ኹሉ ግዜ ኣበይ ኔርካ ንፉዕ ኢኻ ናይ በሓቂ ቀጽሎ
@meraalem1460
@meraalem1460 Жыл бұрын
ኣጆኪ ሳሌመይ ተመክሮ ከኣ ኣሎ ድዩ ኋወት ናትና ዩ ሳሌመይ በል ክድረር ኣታ ወዲ
@wegahtagebre7180
@wegahtagebre7180 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ጽቡቓት ኣዝየ የ ዝፈትወክን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️, ውድድር ስለ ዝኾነ ግን ንሓንቲ ክድግፍ ኣለኒ ንሳ ከኣ ሊዱ ያ 🏆🏆🏆🥇🍾🍾🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሊዱ ዓይነይ ኣጆኺ ጽቡቕ ዕድል 💪💪💪
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 3,5 МЛН
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 24 МЛН
ወይ ተፈጥሮ!Wey Tefetro! Best Tigrigna Comedy film- full/ ወይ ተፈጥሮ!ብሉፅ ናይ ትግርኛ ኮሜዲ
10:19
Saeni Film Production ሳእኒ ፊልም ፕሮዳክሽን
Рет қаралды 245 М.
የ ምሽት የአማርኛ ዜና  ጥቅምት 13 - 2017 ዓም - Abbay News - Ethiopia
17:39
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26