HDMONA - በርሀ + ሽደብ ብ Z_D | Berhe + Shdeb by Z_D - New Eritrean Comedy 2019

  Рет қаралды 675,374

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

HDMONA - በርሀ + ሽደብ ብ Z_D | Berhe + Shdeb by Z_D New Eritrean Comedy 2019
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2018. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #EritreaComedy

Пікірлер: 522
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 5 жыл бұрын
thank you so much everyone. ሃኒ ንጽባሕ ማ ትካቦ ተታሓሒዘን ይመጻ ኣሎዋ ሞ ንሎሚ በዚኣ አንዳ ተዛናጋዕና ንውዓል፤፤ for all updates do not forget to share and subscribe. Thanks
@banaappbanaapp828
@banaappbanaapp828 5 жыл бұрын
ታንክ ህድሞን ቲቪ ኮምኡ ገርኩም ኣዘናጉዕና እምበር ኤሮባስ ሕማም ዓሶ ኮይንና ኣሎ
@smonsmon2498
@smonsmon2498 5 жыл бұрын
Part two nay eseyas ke maes eya kitizirgah tifeltiwe gele yebilkumn
@majorselam5137
@majorselam5137 5 жыл бұрын
HDMONA NEBARIT hdmona btaemi tsbuq medeb deqi eri qetslwo
@habeshatiktokers4678
@habeshatiktokers4678 5 жыл бұрын
Bejakum Hani lomanti zerghulna betami thante eye zeleku
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 5 жыл бұрын
aytidegu gen
@ፍቅሪሓያል-በ1ዘ
@ፍቅሪሓያል-በ1ዘ 5 жыл бұрын
እቲ ዘይረአን ዘይድህሰስን መሎኮታዊ መንፈስ ፍቅሪ ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ድማ ይገበረልና
@tesfayabfetaryeytrayeu9708
@tesfayabfetaryeytrayeu9708 5 жыл бұрын
Fqri Halal ኣሜን (3)ሓሪስኪ ዶ ከ
@amenamen6118
@amenamen6118 5 жыл бұрын
Amen
@iamdictatoreseyasaforqieas7181
@iamdictatoreseyasaforqieas7181 5 жыл бұрын
Amen
@raheltesfay5565
@raheltesfay5565 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Eruna1993
@Eruna1993 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Yehbiru Nkulatna
@malhabib357
@malhabib357 5 жыл бұрын
ዘወንጌል ናይ ሕማመይ ዝፍትዎ እሰከ Like ኣዱኒ
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 жыл бұрын
ክክክክክ ዘወንጌል & ዳዊት ብጣዕሚ ብሉጻት ከመይ ደስ ይበልኩም ኣስሒቅኩሙና ክክክክክ
@ታሪኽኣፍኣለዎ
@ታሪኽኣፍኣለዎ 5 жыл бұрын
Hdmona nebarit ወዲ ገጠር ከምዚ ኣይገብርን ኢዩ ሓፋርን ክርዑን እንበር ዓው ዓው ኣይብልን ኢዩ ኣብ ከተማ ከይዱ። ሓደ ሓደ ግዜስ እቲ ፊልም ከይመርመርኩም ኢኩም ተውርድዎ ሶ ጥንቅቅ በሉ ሕብረተሰብ ዝገልጽ እንበር ሕብረተሰብ ዘቃልል ኣብዚ ገዛኩም ኣይትዘርግሑ ለበዋ ኢዩ ካብ ዝፈትወኩም ሓውኩም ዕባይ ገጠር ካልእ ስርሓኩም ግን ኣዝየ ዝፈትዎን ደስ ኢሉኒ ዝርእዮን ኢዩ ቀጽልዎ ኣጆኩም💓
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 5 жыл бұрын
Really
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 4 жыл бұрын
@@rahasettekieweledekidan3861 ehi da really elki?
@isaiahmg
@isaiahmg 5 жыл бұрын
እንታይ ዳኣ እታ 1ይቲ ናይ መንሰያት ሰላምታ ኣፋሪቚም ፋሪግኲማ?0:53 ዝሸየፍኲማ ኣብዚኣ LIKE ኣአዲዩና !
@Moviebitesm
@Moviebitesm 5 жыл бұрын
ትካቦ ዝፈቱ like ኣግሮጭዎ
@ichhabemichichhabeauch9619
@ichhabemichichhabeauch9619 5 жыл бұрын
ምጅመሪ ሰልም ሰል ምነታይ አኩም ነዙም ናየ ገትረ ትክፈና አንት ኪልኩም ሓቅኛ ወይ መሃሪ ብጃኩም። happy now years
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ 5 жыл бұрын
ኣቦይ ዳኣዊት እንቃዕ ብድሓንጻኩም ብሩኽ ቀደመ ሰንበት ይግበረልና የሕዋተይ።
@feruzshwedenawity1410
@feruzshwedenawity1410 5 жыл бұрын
ህድሞና ካብተን ዝፈትወን ቻነል ቀዳመይቲ ኢያ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ኣብ ስራሕላ ድማ ኣሳልጦን ዓወትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ በርትዕ ብዝተረፈ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ፈቀዶ በረካታት ዝርከቡ ሰራዊትና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ዮሃና ህድሞና ሽኮር
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 5 жыл бұрын
ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity ንኢሰያስ ዓምካ ከ
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity ። ንፍዕ እለካ ኣለኩ ከምዚ እልካ ንህድሞና ጽቡቅ ትምንቲካ ምግላጽካ መክንያቱ ኣብዚ ግዜ ዝበለጸት ቻናል እዛ ህድሞና እያ ጎድን ጎድኑ ግን ክንቀፉ ይግቦኦም እዩ ቡዙሕ ኣሎ ስራሓት ጀምሮም ዘይመሊእዎ ሞ ስለዚ ጽቡቅ ኣይኮነን ስሚዕት ታዓዘብቲ ናይዛ ቻነል ካይጸልእዎም መታን ብዝተረፈ ግን ንዓካን ንህድሞናን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኣምላክ ዘመንኩም ይበለና ዓመጽትና የጥፋኣልና።
@feruzshwedenawity1410
@feruzshwedenawity1410 5 жыл бұрын
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ kkkkk nebilo argit ደይ ንሱ መን ዶ ለኪሙና ኣሎ ኢዩ
@feruzshwedenawity1410
@feruzshwedenawity1410 5 жыл бұрын
@@robi-gu3gu ኣሜን ሮቢ ሓወይ ንዓካ ውን ኣብ ስደት ንዘለካ ውጹዕ ህዝቢ ሮቢተይ ክብረት ይሃበለይ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 5 жыл бұрын
ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity Hhhhh ንዕኡ ረሲዕካ መንግስትናንን ወተሃደራትናን ስለ ዝብሉ እየ ኣሚን ከኣ
@meronmebrahtu4976
@meronmebrahtu4976 5 жыл бұрын
Ja jama shiden wedi shuk koynu ziwasalu Film eko nafikna kulu gze fara 😂❤️💪
@asmeromtekle2764
@asmeromtekle2764 5 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላምታይ የቀድም ፡ ቀጽለ ካኣ ስነጥበብ ሓደ ኣካል ሕብረተ ስብ ኮይኑ ባህልን መንነትን ሕብረተ ስብ ዝገልጽ እዩ። ኣብዛ ድርሰት ግን ብልክዕ ነቲ ገጠራዊ ሂወት ትገልጽ ኣይኮነትን ፡ ምክንያቱ ካኣ ገጠራዊ ሂወት መብዛሕቶም ትሑታትን ሓፍራትን እዮም።
@tarzan3453
@tarzan3453 4 жыл бұрын
Asmerim/ ሀገሬ ሰብ ዶ አይኮኑን ብቤትሪ ሰብ ዝድስቁ ሀገሬ ሳባት ዶ አይኮኑን ደም ተሐለብ ዝብሉ ን ሰብ ?
@akbayaray5869
@akbayaray5869 5 жыл бұрын
ኣታ እዛ ዓብዪ ንእሽቶ ዓርከይ መጽያ ንበሎም እስከ፡ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና፡ስደትና የሐጽረልና፡ኣሜን
@jonasjonas9734
@jonasjonas9734 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ! ኣስመራ ተወሊደ ኣብ ኣስመራ ድማ ዓብየ። ወላ'ኳ ነቲ ገጠራዊ ህይወት ጥልቕ ኢለ ዘይፈልጦ እንተኾንኩ፡ ብዙሓት ካብ ገጠር ዝመጽኡ ኣዝማደይ ይኹኑ ካልኦት ግን እፈልጥ ኢየ። እንትርፎ ጭውነትን ትሕትናን ከም'ዚ ዓይነት ዓው-ዓውን ዘየድልየካ ምግባርን ግን ፈጺመ ኣይረኣኹሎምን። ንምንታይ ደኣ ኢዩ'ሞ፡ ኣብ ፊልም ይኹን ኮሜዲ ዘይናቶም ገጸ-ባህሪ ሂብካ ንምንሻዎም (እቕሬታ ኣነ ምንሻው ኢየ ዝብሎ) ብብዝሒ ዝድከም። እዛ ኮሜዲ ድማ ካብ'ዚ ዝጠቐስኩዎ ዓንኬል ስለ ዘይወጽአት ጀሚረ ገዲፈያ ኣለኹ። ፊልም ይኹን ኮሜዲ ሓቀኛ ምስሊ ሕብረተ-ሰብ ኢዩ ዘንጸባርቕ። እሞ ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ደኣ መዓስ ኢዮም ነዚ ብስራሓቶም ዘይናቱ ምስሊ ዝህብዎ ገጠራዊ ማሕበረ-ሰብ ሓቀኛ መልክዑ ክገልጹዎ፧
@tesfausnkey6705
@tesfausnkey6705 5 жыл бұрын
Be Onest ልክዕ ኣከካ ኩቡር ሓው
@yonastadese412
@yonastadese412 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ኽብረተይ ብዘይ መጽንዓቲ ስለ ዝሰርሕዎ፡ ባህሪ ሕብረተ ሰብና ኣይፈልጥዎን አዮም ፡
@mamashikor9029
@mamashikor9029 5 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣበይ እሎሞ ሞ ሕሕማቁ ክሰርሑ ኣዋሪደሙና ሓንሳብ ናይ ሕማመይ እንዳ በልካ ሓንሳብ ናይ ሃገረሰብ ዘይ ናቱ እንዳ ኣምጻእካ ዝገርም እዩ
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ኣበይ እሎሞ እምበር እቲ ቀንዲ መንነትና ኮ ናብራ ሃገረሰብ እዩ .
@yosieftesfasillaie4275
@yosieftesfasillaie4275 5 жыл бұрын
ezom hagereseb yehmimatkum msh kkkkkkk seb geter kixeli meat eye fooo
@menyeane5289
@menyeane5289 5 жыл бұрын
Dawit shikor n dawit zfetu kemta nfelta happy new years deki erey shekakurrr
@menkemadeimissyoumother2762
@menkemadeimissyoumother2762 5 жыл бұрын
Asli wedi shuq like defieka aleku
@bereketkflom2236
@bereketkflom2236 5 жыл бұрын
happy new year all my eritrean ppl 💞💞💞💕💓
@nadyaibrahim3751
@nadyaibrahim3751 5 жыл бұрын
Bejakom kiltekom.des kitblo kexlwa Kilkenny❤❤❤❤❤❤❤
@lifetv8048
@lifetv8048 5 жыл бұрын
እስከ ኣብ ካንቢ ዘሎኩም ጥራይ ላይክ ኣዱዩኒ።
@Eritrea32
@Eritrea32 5 жыл бұрын
መቸም ልብና ብዘይ ምምርማር ንነብስና ጥበብ ኢልና ሰይምና ነታ መሰረታዊት ዝኮነት ጥበብ ከነንኣእሳስ ዘገርም'ዩ፡ ነቲ ብጥበብ ንዓለም ዝከዳ ነቲ ንዓለም ብዓቅሊ ዝከዳ ነቲ ንግዜ ብርዲኢት ዝከዳ ነቲ ንወዲ ሰብ ብትሕትና ዝከዶ ነቲ ንዓለም ጽላል ዝኮና እሞ ጽላል ዓለም ክንሶም ኩሉ ልበናዊ ጥበብ ኣብ ልቦም ክንሶም ባኖ ዘይከድን ጥበብ ልቦም እወ እዞም ባኖ ጥበብ ዝልቦም ግዲ ዕድል ረኪቦም ከንኣእስዎ ነቲ ጎጆ ልቦም ይግረም፡ ከመይ ከ ዘይትግረም ብሰንኪ ዘይምስትውዓል ንሕርያ ልቦም ልቢ ግበሩ ኣብ ሓንቲ ምኣዲ የለን በበይኑ ጸሎቱ ኣንቱም ሰብ ንእሾቶ ጥበብ ከመይ ድኣ ትፈጥሩሎም ሰበብ ንሶም'ዶ ኣይኮኑን ናይ'ዛ ዓለም ጥበብ ኣለዎም ቀዲሕካ ዘይውዳእ ጥጁእ ጥበብ፡ ዳዊታ ምስ ዘወጌል ነቲ ኣብ ሞንጎ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ በቶም ብድኩም ልቦም ዘቅርብዎን ዘንኣእሱዎን ንትምህርቲ ኢልኩም ከም ዘቅረብኩሞ ርዲኢተይ ኢዩ፡ ክብሩ ዝፈልጥ ሰብ ክብሪ ሰብ ኣየናኣእስን'ዩ ብናቱ ባህሉን ትዕድልትን ዝሕበን ዘይናቱ'ውን ኣይዝልፍን ኣየርክስን ኣብ ሓንቲ ስድራ ሓደራኩም ኣይትፍጠሩ መጋርያ ህዝቢ ካብ ዘይቅበሎ ነገራት ዉጹ ንጥበብካ ጥበብ ንክወልድ ንኩሉ ብሓደ ጥበብ ንኪዶ ሓደራ ሓደራ ነዛ ቀይናን ዓለም ብፍቅሪ ኢና ንስዕራ፡ ሰላም ትብለኩም ልበይ ንኩሉም ብሓበራ፡
@dejenrueson8938
@dejenrueson8938 5 жыл бұрын
ክክክክ ሰብኣይ ሓራይ ገበርካያ ሰቢሩዋታ ነዛ መኪና ኩሉ ሰብ ከም ሃገረ ሰብ ተዝኸውን እዛ ግናይ ዓለም ገነት ምተቐየረት ቀጽልዎ ወገናተይ ጽብቕቲ ስራሕ እያ ርሑስ ብዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ንዝሓመ ምሕረት ንዝትኣስረ ፍጥሓት ንኹሉ ዝጸበቦ ክኣ ራህውኡ የውርደሉ ፈጣሪ ኣሜን(((3)))
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 5 жыл бұрын
Amen
@segenbrhane4831
@segenbrhane4831 4 жыл бұрын
Ezi eko comedy eu ezi zgebrwo zelewu wn deki ketema aygebrwon eyom
@ybrahwelday3156
@ybrahwelday3156 5 жыл бұрын
ዘወንጌል ንፉዕ አካ ሎሚ ግን ኣይግድንን ምክንያቱ ወዲ ሃገረሰብ ኮምዚ ትጎብሮ ዘለካ ዋዕ የብሎን
@tegsitiamare8684
@tegsitiamare8684 5 жыл бұрын
ውይ በስምአም ከክንዱኡስ አነ ተቃፅለ ብሓቂ ታልቡ ተቃፅላ ሕዝስ ክትነትዕ እያ እናበልኩስ ብህወቱ እንከለኩስ ብህወቱእንከሎ ተወድአ ዛፍልሚ ሱቁ በል ብምባል ተወድኦ ውይ ግን ደስ ትብል እያ
@beletse3
@beletse3 5 жыл бұрын
*ኣየ ደቂ ከተማ ኢና ብሃልቲ ኣግዲድኩም እኮ ወዲ ገጠር ከምዚ ኣይኮነን በጃኩም መልስሉ*
@meharibrhane7935
@meharibrhane7935 5 жыл бұрын
Ya wegnay akfimo
@semirzeinu6103
@semirzeinu6103 5 жыл бұрын
Really my pro
@nahomtv3059
@nahomtv3059 5 жыл бұрын
dey bieal niskum ekum disilik tigeburu hasewiti
@beletse3
@beletse3 5 жыл бұрын
@@nahomtv3059 እንታይ ገድሰካ ትጻረፍ ኣብ ጸርፊ ሲ ምርድዳእ ምሓሸካ ለባም ሓወይ
@yonastsegay4380
@yonastsegay4380 5 жыл бұрын
Genzeb kblu zserhwo Comedy tefiewon entay kgebru elkayom
@መሲሙሴላምሳኤል
@መሲሙሴላምሳኤል 5 жыл бұрын
ያስላም ዴቭ እድናቂህነኝ ስውድህህህህህህ ብዴቭ ስም ስላም ሳይሉኝ እንዳታልፊ
@samisamawi7956
@samisamawi7956 5 жыл бұрын
ሰልም
@nebsyalkulki9674
@nebsyalkulki9674 5 жыл бұрын
Selam yene konjo
@ሃያትጓልራያ
@ሃያትጓልራያ 5 жыл бұрын
ውድድ ማር
@ዛንታድርሰትዓለምዘይውዳእ
@ዛንታድርሰትዓለምዘይውዳእ 5 жыл бұрын
Well come ደቂ ኤረይ ጽብቅ ስራሕ ኣጆኹም ቀጽልዎ ሩሕስ ሓድሺ ዓመት ከኣ ይግበርልና ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅርን ዓመተ ምትሑቁቃፍ ሰደትና ዝውደኣሉ ገጽ እቶም ንፈትዎም ወለድና ንርኤሉ ይግበረልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@מאהרימאהרי-פ2ע
@מאהרימאהרי-פ2ע 5 жыл бұрын
ኣነ ወዲ ዕባይ ገጠር ሕብረተሰብ ኢርትራ እየ ። ኣብ ስደት ከኣ ይነብር ። ዓድና ንምለሰሉ እዋን ጥራሕ ይሃሉ ጠበቓ መስሪተ ብሕጊ ክሓተኩምየ ። እንበር ን ምስሊ ሕብረተሰብና ንምድዋን ኮመዲዩ እዚ ። ዮናስ ማይ ናስ ምስ ሕጉሻ ዝገብሮ ኮመዲ ዘይምስልና ሱዚኒኖ ወዘተ ኮመዲያን ዘለኩም ንስኻትኩም ከኣ ሕጂ መጺኹምና ዘሕንኽ ኮመዲ ። ዝባን ባህሊን ምስሊን ሕብረተሰብና ኣይትደዉኑና ዓገብ እብለኩም ኣብ ስደት ዝነብር ዕባይ ገጠር ሕብረተሰብ ኤርትራ።
@OneLove-li4me
@OneLove-li4me 5 жыл бұрын
yes yes yes bro ❤ i love you
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 5 жыл бұрын
ክላ ስቅ በለ መጀመርይስ ንነብስዝካ ጠበቃ ኩን ሕልኩስ
@samiasfah9219
@samiasfah9219 3 жыл бұрын
Naybhaki tsbuk aleka
@petergebrat2144
@petergebrat2144 5 жыл бұрын
Away zeben nfetwo SEB temelisena Zewit shikor❤️💕👌
@afeworkitesfay4119
@afeworkitesfay4119 5 жыл бұрын
ምስ ሃወቦይ ቅጭን እየ ዝቅኒ ኢለ እየ መጽየ ክክክክክክክ
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 3 ай бұрын
Hagereseb xaeda ufffff ❤
@merihasmera9373
@merihasmera9373 5 жыл бұрын
ዘወንጌል ፊልምታትካ ብጣዕሚ ሰሓቢ ድርሰታትካ ረዘንቲ እዮም ኣብዚኣ ግን ተጋጊኻ ።ከመይ ሓደ ካብ ሃገረሰብ ዝመጽእ ናቱ ክትንጸባርቁ ኣይትኽእሉን ኢኹም ኩሉኹ።ካብ ሃገረሰብ ከተማ ዝኸይድ ሰብ ሃለፍለፍ ኣይብዝሕን ሓፋር እዩ ገይጋታት ከይረኣዮ ከኣ ጥንቁቅ ብዝረኣዮ ነገራት ዝግረም እምበር ቀንጠብጠብ በሃሊ ኣይኮነን ዘረባ ኣየብዝሕን።
@nohtv4100
@nohtv4100 5 жыл бұрын
100% right
@sosnakefyalow1279
@sosnakefyalow1279 5 жыл бұрын
@Merih Asmera ezia comedy eko ni kulom Seb hagereseb aykonetin tigelix zela. Ni hade seb eya tigelix zela..malet ni shiden. Ane biwegeney zifeltom wuauyat seb hagereseb alewu.
@berhanegebreyesus4858
@berhanegebreyesus4858 5 жыл бұрын
Berhane Gebreyesus
@berhanegebreyesus4858
@berhanegebreyesus4858 5 жыл бұрын
Asmeret
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 5 жыл бұрын
Nezefelta eu kebert
@meharit3701
@meharit3701 5 жыл бұрын
ቆላዓ ገጠር እያ ትባሀልየ ብቅምነገር እያ ትላዓልየ ገጠርስ ያሓፍር እምበር አይቃልልን ይቅርታ ዳአ እምበር
@akulove17
@akulove17 5 жыл бұрын
Ya good 👍👍
@rahwatesfalem8321
@rahwatesfalem8321 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkk zewit shikor and dawita des tbl comedy amlak edmen tenan yhabukum deki erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bin5644
@bin5644 5 жыл бұрын
Wellcome abey dawit shkor
@afeworkitesfay4119
@afeworkitesfay4119 5 жыл бұрын
Mebel rabayey yrieya aleku wedieni sehak ezi zewinkieal ( shiden)🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@moskotawet7593
@moskotawet7593 4 жыл бұрын
Zewngel zewengel zewenhel
@solomonweldemicael8711
@solomonweldemicael8711 5 жыл бұрын
Ata Lomis mara kab meten nlaeli teganiniwo alekum nezi kab geter zmetse seb. Eta nfelta asmera do aykonetin
@ብዝሓለፈየምስገነካብዝተረ
@ብዝሓለፈየምስገነካብዝተረ 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk ከይ ረኣኩዋ ሲሒቀ ተስሕቅ ዲያ ጀምዓ ዳሓር ኪርያ መልሲ ግድፋለያ
@banasweet2607
@banasweet2607 5 жыл бұрын
Bejakum kuluna ahwat kab like habuni enda belna tergum zeybulu comment kab netsef netom artist hagzi zikowun nekefeta wey reyto ententsef hagazi koynu yesemaka thanks
@benitoapp7085
@benitoapp7085 5 жыл бұрын
Amharu kefiomna kab etom hgdef teblu like arkebeni
@yemane5789
@yemane5789 5 жыл бұрын
Neay alewu amharu zkefuni
@maharenagebreslasie5596
@maharenagebreslasie5596 5 жыл бұрын
Atum ab Adom zelewu Amharu da nana n Eritrea beyen rekibekumka zkefaka .... welas kanza tegaru eyu zehmeka zelo .
@abrahamghebrethus567
@abrahamghebrethus567 5 жыл бұрын
yoyo man
@arfil5587
@arfil5587 5 жыл бұрын
yo man, u got irrelevant opinion. we aren't in political comment section. ente terdiuka u, Hatewtew tew tew...
@benitoapp7085
@benitoapp7085 5 жыл бұрын
Ar fil b Internet ente zexfae naka mis tsefakuka nere ,it's not u r Business Resi tsaheli
@kahsayyemane1838
@kahsayyemane1838 5 жыл бұрын
ዳዊት ኣንታ ኣፍ ሞግዲ ዋሒድ በቃ ነዚ ወዲሃገረሰብስ ዘይናቱ ትህብዎ ኣለኩም ኣንቱም በጻብጽ ኮሜድያን ተረውኡ ኢለኩም ኣለኩ
@rhaseyftiuwi5993
@rhaseyftiuwi5993 4 жыл бұрын
Eti zgermeni Gn Kemzi wedi Geter Yelen Nmntay gn Kemzi gerka Nwedi Geter mekefa gega👎👎👎👎👎👎👎
@danisuper9675
@danisuper9675 5 жыл бұрын
ክክክክክ ኣታ ኣነ ነዞም ደቂ ከተማ ኢና ባሃልቲ ነዛ ገጠር ኣጋፊዖም ወዲኦማ ደቅዛ ጋሓፋት
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 5 жыл бұрын
ሰክት
@EritreaforEritreans-j4o
@EritreaforEritreans-j4o 4 жыл бұрын
Wedi geter dikkum arkey
@EritreaforEritreans-j4o
@EritreaforEritreans-j4o 4 жыл бұрын
Wedi geter malet haben kur'at malet iyu. Gn kulu yfeltu malet aykonen
@OneLove-li4me
@OneLove-li4me 5 жыл бұрын
bejaka kemzi aynet sirah aytisrah. but we love you so much❤
@beriexdg1664
@beriexdg1664 5 жыл бұрын
ኣንታ እይይይ ዶ ክንብል:-P....ዘይትገድፍና ሙሉእ ዕድሜና ኣብ ከመይ ዝበለ ገጠር ኢና ዓቢና እሞ በጃኩም ባህርያትና ኣጽንዒኩም ሓቀኛ ምስልና ሒዝኩም ተትዋስኡ ምሓሸኩም please ደቂ ገጠር ከምዚ ባህርየት የብልናን እንበረ መጠን ኡካ ዳ ትሑታት ።
@OneLove-li4me
@OneLove-li4me 5 жыл бұрын
bejaka kemzi aynet sirah aytisrah. but we love you so much❤
@nadyaibrahim3751
@nadyaibrahim3751 5 жыл бұрын
Aya sedn shikorrrr kokah ekwa eya 😂😂😂😂😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍👍
@filimonmahari5736
@filimonmahari5736 5 жыл бұрын
ዳዊት ናይ ሕሜኪስ እንካዕ ዳሓን መጸካ።
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ 5 жыл бұрын
Anta gelekums abzi yutub ekum geza tekarikum mesleni
@saidahmedhash7528
@saidahmedhash7528 5 жыл бұрын
ኣታ እዝዮም እዚ ናይ ዓዲ ሰብ ኣካፍኦሞ'እንበር ዋእ
@ኣልማዝኣልማዚኖ
@ኣልማዝኣልማዚኖ 4 жыл бұрын
ኣድጊ ይጋልብ ሰብ የጋልብ።ስለዚ ከማይ "ዝጋልብ" ዘይኮነ ዝበሃል ከማይ "ዘጋልብ"ኢዩ ዝበሃል
@abrahamluelkebede7491
@abrahamluelkebede7491 5 жыл бұрын
Tigtigtigtigtigtigtig😂😂😂
@hailieselie4046
@hailieselie4046 5 жыл бұрын
Kkkkk ya jama mourihno kab Manchester tesegigu ybhal alo hakidyu 😄
@Wegihu0753
@Wegihu0753 5 жыл бұрын
ላይክ እስከ ኣድዩና ሩሑስ ሓዱሽ ዓምትን ልደትን ይግበረልና ሰናይ ቅስነትን የዉርደልና ኣብ ሃገርና።
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
*ሕጂ ክኣ በርሀን+ሽደን ጀሚረኩም እወይ ንሰኩም እሰኩም ሲ ከመይ ደኩም ፈውሲ ኮሜድ*
@samibada1041
@samibada1041 5 жыл бұрын
Kkkkkkk
@ባይናክገዲምተጋዳላት
@ባይናክገዲምተጋዳላት 5 жыл бұрын
5'2 tn ረኪብኩምላ ላይክ ንምንታይ ካላኣይ ክፋል ዘይ ትሰርሑላ
@ትግራዋይፎዉሲኣስተዉዒሉተ
@ትግራዋይፎዉሲኣስተዉዒሉተ 5 жыл бұрын
ኣታ ንሱኩም እኮ 💖💖💖👈
@samuelalem3452
@samuelalem3452 5 жыл бұрын
great comedy
@biniwedimama3484
@biniwedimama3484 5 жыл бұрын
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ፊሊም ፍሕ ኣብልክማ ኣብ መንጎ፡
@lemlemwledkidan5463
@lemlemwledkidan5463 5 жыл бұрын
First
@asmaytsyum9615
@asmaytsyum9615 5 жыл бұрын
እዚኣስ ዝተጋነነት ኮይና ከምዚ የለን ዋእ
@azepaliaskim5656
@azepaliaskim5656 4 жыл бұрын
Deki eri shekor
@mussiebereket4489
@mussiebereket4489 5 жыл бұрын
ኣታ ሃቆም እንድዮም ደኣ እዞም ደቂኣስመራ ኢና በሃልቲ ሃገረሰብ እንዳበሉ ናብ እንስሳ ክምለሱ ፡፡ብጭዋ ሓብረተሰብ ምጽዋት ግን ኣይግድን ድንቁሩናኩም ሪኢናዮ, ጎዶሎ ሃግንጎል እንተኮይኑ ከኣ ከተናማ የብሉ ገጠር ፡፡ ተበራበሩ ካብ ድቃስኩን ሰብ ገዲፍኩም ከይዱ ኣሎ
@merhawitecle6574
@merhawitecle6574 5 жыл бұрын
Slemntay yom zom hagereseb hagereseb tedea ktbl semiemuka si zharku?
@merihasmera9373
@merihasmera9373 5 жыл бұрын
nahom yonas ዝብሉኻ ሰብ ጸርፊ ኣወግድ ኣደ ክድርቲ እያ።ሃናጺ ሪኢቶ ዘይትጽሕፍ ካብ ጸርፊ ።መብዛሕትኡ ሰብ ዝብል ዘሎ ዘስተውዕል ርእሲ እንተለካ ካብ ሃገረሰብ ከተማ ዝኸይድ ሰብ ይግረም ደኣ እምበር ቀንጠብጠብ ኣይብልን ዘረባ ውን ኣየብዝሕን እዩ።እዙይ ግን ጸርፊ እዩ ኣምጺኡ ዘወንጌል ከኣ ኩሉ፡ኤርትራዊ ይፈትዎ ግን ይፈትዎ እየ እሞ ይጽደፍ፡ግን ገይጋ እዩ 65%ካብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ገጠር እዩ ነዚ ከኣ በቲ፡ናብርኡ ኣስተውዒልካ ዕሙቅ ኢልካ ደኣ ነቲ ናቱ ባህሪ ተጽንዕ እምበር ብስም ገጠር ምዕምባድ ኣይጽብቁን።ንስኻ ከኣ ናሆም ዓሚቕ ብስለት ይሃልኻ ምስሓቅ ዘይኮነ ሓደ ፊልም ውይ ኮሜዲ ታይ፡መልእኽቲ ኣለዎ ከተስተውዕል ይግባእ።
@Arsenal4lifee
@Arsenal4lifee 5 жыл бұрын
I don’t see a value on this guys show besides talking talking and talking
@herugaltigray8634
@herugaltigray8634 5 жыл бұрын
መፂኩም ኣቱም መቅሰናት ብሩክ ቀዳም ሰምበት ይግበርና
@selamtesfay9975
@selamtesfay9975 5 жыл бұрын
Dawit waga fnan ktkeflelu aleka
@ሚረደላዪሰላም
@ሚረደላዪሰላም 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ናይዛ ኮመዲ ድራሲ ዳዊት ድዩ ወይስ ዘዊ ኣነ ኣብ ጭው ዝበለ ሃገረሰብ ዓብየ ግን ኣብዝኮነ ገጠራት አርትራክድ ከምዚ ዓይነት ባህሊ ወይ ባህሪ ዘሎዎ ሰብ የሎን ክት ደርሱ ከሎኹም ሲ ዓይኒ ዘለዎ ድርሰት ድረሱ እተዘይ ኮይኑ ክብሪ ሰብ ትግህሱ ኣሎኩ ቀይሕ መስመር ትረግጹ ኣሎኩም ዳይ ግባር
@kudusgi9728
@kudusgi9728 4 жыл бұрын
Disgusting 😨 comedy , ወላ ከተማ ተወሊደ ይእበ , ዩፈልቶ የ ናብራ ገተር ከምዚ ኣይኮነን .
@filmonmos6864
@filmonmos6864 5 жыл бұрын
Dawa dawa
@rahelalula2928
@rahelalula2928 5 жыл бұрын
betami xebekti zewit Hawey enka mexakna ajokum kexelwo ezia part 2 ewn serehula selam nekulu hezebi etitrea
@መልኣከተወልደ
@መልኣከተወልደ 5 жыл бұрын
comedy is a performance with a happy ending where good wins out of the problem in the story it is meant to make it´is audience laugh but i don´t like this comedy b/c it `s all negative yake eta nfelta asmera endya fuck
@abielt962
@abielt962 5 жыл бұрын
Kkkkkkkk Sekira Wegifaaaaa
@lucasnegashfine5084
@lucasnegashfine5084 5 жыл бұрын
Viva wezero berhe. Keep it up guys 😂🤣😂🤣😂🤣😂
@Progressive2468
@Progressive2468 5 жыл бұрын
Zewengiel kab dawit nlaieli nfu tewasay tblu like xketu.
@מאהרימאהרי-פ2ע
@מאהרימאהרי-פ2ע 5 жыл бұрын
kkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk ከም ሎሙ ጌረ ስሒቀ ኣይፈልጥን ፍርቂ ሰዓት ሱቕ ኢንተ ኢልካ 500 ክህበካየ ክክክክ
@wediasmera7773
@wediasmera7773 3 жыл бұрын
Ktwexu kolokum eta betri abti salon endo aygedefan nabey daa keyda telaela xeniha mstemeleskum
@michaelhabte8086
@michaelhabte8086 4 жыл бұрын
እንታዋይ ወዲ ገጠር እዩ ከምዚ ኢሉ ሃላይ ኮይኑ ዝዛረብ።ደቅዛ ተረውእቲ፡
@sdetweyal4935
@sdetweyal4935 5 жыл бұрын
Kkkkkkkk berhe shkor
@saratomas3902
@saratomas3902 5 жыл бұрын
It was funny. Please do part two. 💖💞💞💘
@haileblatta677
@haileblatta677 3 жыл бұрын
Ja nsu u eti haki hiwet .
@hatey7434
@hatey7434 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ዘለኩም ሓላላት ኩሉኩ ም
@asuteymehari9190
@asuteymehari9190 5 жыл бұрын
😂😂😂 zete is my favorite 🇪🇷actor
@natsenetabraham3266
@natsenetabraham3266 5 жыл бұрын
kndy ka eti badla kxbkelu u bjka elka tebaty sebay
@habenpetros5339
@habenpetros5339 5 жыл бұрын
kkkkkk gal aberha
@bashirmohamednor5215
@bashirmohamednor5215 5 жыл бұрын
Abzi ewan kemzi aynet wedi geter yelen akfikum , kab nezi kitereyunas anxar eziom amexti zey tiserhu
@bahlbisolomon8377
@bahlbisolomon8377 4 жыл бұрын
*ሰላም ኣሕዋት መጀመርያ እዛ ኮሜዲ ዝኮነ መልእኽቲ የብላን እታ ሓንቲ መልእኽታ ወዲ ገጠር ከም ሓደ ደንቆሮ ወላሓንቲ ዘይፈልጥ በቲ ኣብ ከተማ ዘሎ ሕብረተሰብ ከኣ ንዑቅ ድሑር ሙሉእ ሰብ ዘይኮነ እያ ትገልጽ ግን ጌጋ ኢዩ ኣነ ንዳዊት ካብቶም ዘድንቆም ኮሜድያን ኢዩ ግን ነቲ ደራሲ ኢየ ዝነቅፍ ማለት ኣብ ገጠር ዘሎ ወዲ ሓወቦና ድዩ ወዲ ሓትነና ከምዚ ኣብዛ ኮሜዲ ክንሪኣ ዝጸናህና አንተደኣ ኒዕቅናዮም ኣነኣኢስናዮም ሱቕ በሉ ኣይትዛረቡ እንተኢልናዮም ጽቡቕ ኣይኮነን ምኽንያቱ ኩላትና ኣሕዋት ኢና ኤርትራውያን* *ካብ ሓውኹም ወዲ ደቀምሓረ (DC)*
@ተስፋዩስንቀይ-ወ9ሠ
@ተስፋዩስንቀይ-ወ9ሠ 5 жыл бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ
@ichhabemichichhabeauch9619
@ichhabemichichhabeauch9619 5 жыл бұрын
ዲስ ልየክ
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 5 жыл бұрын
Omg that voice kills me 😂😂😂😂😂
@tesfaxbah5442
@tesfaxbah5442 5 жыл бұрын
Atum sebat srah do yeblkumn eyu ab 4 dekiks 24 komment xhifkum bitte srah zelekum like habuni nmflat
@nebsyalkulki9674
@nebsyalkulki9674 5 жыл бұрын
Kkkkkk lol thanks bro ashikani eko Like hibka alku srah gen ybelyen
@ደሴትሰላም
@ደሴትሰላም 5 жыл бұрын
nice srah
@du_huchichawi
@du_huchichawi 5 жыл бұрын
በዚኣ ከኣ ናይ ኣደይ ክክክክክ
@OneLove-li4me
@OneLove-li4me 5 жыл бұрын
bejaka kemzi aynet sirah aytisrah. but we love you so much❤
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 5 жыл бұрын
ከሙኡ እንድዪም ሰበስመራ ግዲ ግርምም ዳኣ Kkkkkkkkkkkk
@WediShfta-f8q
@WediShfta-f8q Жыл бұрын
Merhab 💖👈🏽
@Jaki197
@Jaki197 5 жыл бұрын
Tederisu diu wala Terra zereba eka koynu nsle kbrukum enber nay lomi Sakt eya haqey do Jama
@siem2735
@siem2735 5 жыл бұрын
😁😁🏆🏆🏆🏆
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 5 жыл бұрын
N KULO COMEDY NAY LOMI CHEFLIQIKA KNDI HANTI NAY ZEWIT FILM AYTEWTSIEN EKA. ZEWIT ZSERHO FILM ZDRBE YEBLUN.
@challodiallo9417
@challodiallo9417 5 жыл бұрын
ዳዊት መትከክ
@hagerinoentertainment4868
@hagerinoentertainment4868 4 жыл бұрын
kkkk, 😂😂😂💚👏🏾👏🏾
@ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል
@ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል 5 жыл бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓወት ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ዓመተ ሰላም ራህዋን ቅሳነትን ይኩነልና
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 105 МЛН
Spongebob ate Patrick 😱 #meme #spongebob #gmod
00:15
Mr. LoLo
Рет қаралды 20 МЛН
ምጸምጸ-Eritrean short movie-ምራጭ@SHAHIENTERTAINMENTሻሂኢንተር
6:57
SHAHI ENTERTAINMENT(ሻሂ ኢንተርተይመንት)
Рет қаралды 13 М.
Master Comedy ኣደራዕ By Dawit Eyob Eritrea Comedy 2022
44:48
Sgem Entertainment
Рет қаралды 442 М.
ዳኒ ዛሬም ለሷ ቦታ አለኝ አለ.እውነታው ወጣ😱😭😭
26:22
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 100 М.
በርሀ   ንኩታ  BY Dawit Eyob  New Eritrean comedy 2023 Enjoy Entertainment
43:48
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 2,9 МЛН