Рет қаралды 10,779
ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፥ ብስም ሽምግልና ኣብ ርእሲኦም ዝበጽሐ ዓመጽን ብድዐን፥ ኣዝዩ ዘጉህን ዘሕዝንን እዩ። ደቂ ቤተ ክርስቲያን ኣቦና ንሃይማኖቶም ግቡኦም ፈጺሞም እዮም። ከምቲ ቅዱስ ጳውሎስ ናብ ተማሃራዩ ቅዱስ ጢሞቴዎስ ዝጸሓፎ፥ " በደርየኒ ፈጸምኩ ወሃይማኖትየኒ ዐቀብኩ" ጉዕዞኦም ፈጺሞም ሃይማኖቶም ሓልዮም፥ ደጊም ኣብ ምጽባይ ኣኽሊሎም እዮም ዘለዉ። እቲ ጾር መስቀል ኣባና ኣብ ደቆም ተደርብዩ ኣሎ።