ሕቡአ ሰብ ድሕሪ ኤርትራውያን ደረፍቲ ዘሎ

  Рет қаралды 113,727

KAP PHILI

KAP PHILI

Күн бұрын

#KAPPHILI #Eritrean #Eritreanmusic
contact me on : በዚ ርኸቡኑ
ኢንስታግራም👉 instagram - / kap__phili
ፈይስቡክ 👉facebook - filmon.tesfay.siele1
ሳብስክራይብ ኣብዚ👉 www.youtube.co...
stay ✌ ሰላም
FAIR-USE COPYRIGHT DISCLAIMER
Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, commenting, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.
1) This video has no negative impact on the original works (It would actually be positive for them)
2) This video is also for informational purposes.
3) It is not transformative in nature.
4) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary.
kap phili does not own the rights to these video clips. They have, in accordance with fair use, been repurposed with the intent of educating and inspiring others.

Пікірлер: 448
@mmeasho2171
@mmeasho2171 2 жыл бұрын
ዋው ቃላት ይሓጽረኒ ስጋብ ሕጂ እተን ደርፍታት እምበር ነገጣማይን ዜማን ኣክሊሉ ዘይፍልጣይ
@dahabmichael1380
@dahabmichael1380 10 ай бұрын
🎉😢🎉😮😢😮😢😮😢😮😢😢😮
@sikamsidon4049
@sikamsidon4049 2 жыл бұрын
ዋውው መግለጺ ስኢነልካ ፊሊ ሓወይ ብተቅርቦ መደባት ኣዜ እየ ሕቡን፡ ከምዚ ናይ ሎሚ ኣርእስቲ ኣበርቲዕካ ክትሰርሓሉ እየ ዝላበወካ ስለ እቲ ኩሉ እተቅርበልና ኣዜ'የ ዘመስግነካ። ንኹሉኹም ኣፍቀርትን ኣስተማቀርትን ጥበብ ናይ ኤርትራ ካብ ልበይ ሰላም እምነየልኩም🎵🇪🇷❤💯
@mulueabrhaley2441
@mulueabrhaley2441 2 жыл бұрын
ብልቢ ኣድኒቀካ ንፉዕ ኢካሞ ቀጽሎ እቲ ከም ውያኖስ ቐዲሕካ ዘይ ውዳእ ሰብ ኣምጺእካልና
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ነዚ ክቡር ስነጥበባዊ ዘለለኻና
@Channel-xt4dy
@Channel-xt4dy 2 жыл бұрын
ኣክሊሉ ተስፋጽዮን ዓዳሊ ግጥሚ ዘይኮነ'ስ ዓዳሊ ህቡቡነት ኢዪ!❤😘
@mikiwediakele4776
@mikiwediakele4776 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ከሙ ኢዩ ክከውን ዘለዎ
@yunaelabraham1714
@yunaelabraham1714 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክብርን ምስጋናን ዝግበኦ ስነጥበበኛ እዩ።
@እናቴሂወቴ-ዠ8ፀ
@እናቴሂወቴ-ዠ8ፀ 2 жыл бұрын
aklilu እቲ ዘይተዘመረሉ ጅግና ezi tray keman aykonen respect🙏🙏🙏🙏🙏 edmen teenan yhabka
@ruthalinda8358
@ruthalinda8358 2 жыл бұрын
ዋው ጽቡቅ መደብ ተማሓላልፎ መልኽቲ ፍሉይ ዝበለ ሙኻኑ ደስ ይብለኒ ኣኬለ ኣቦ ጥበብ ንበር የመስግነካ ሓወይ ናተይ
@ruthfekadu3917
@ruthfekadu3917 2 жыл бұрын
ትሕዝቶኻ ኩሉሻዕ መሃሪን አዘናጋዒን እዮ ቀፅሎ:: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
@genettekle8928
@genettekle8928 2 жыл бұрын
አነ እኮ ኢለካ እየ ነዞም ምሩጻት ስነጥበበኛታት ንዘለዉን ንዘየለዉን በቲ ጽፉፍ ስርሐቶም ከተዉጽኦም ምፍታንካ (ከተፍልጦም)ከምትኩልሻዕ ፍሉይ ስርሐትካ በርትዕ ጸጥራይ ።ጎይታ ይባርኻ።🍒🍎💐🌺🌻💞💝🔥💮🌟🌹🍁🌸💟🍎🍒💐💮🌺🌻💞💝🔥💗🙏🙏🙏🙏🙏
@ያዱማሚኖኣስመራ
@ያዱማሚኖኣስመራ 2 жыл бұрын
ጌጋ ረዲኢት ናይ ቀደም ደርፊ ዩ ጠዑም ኔሩ ነበል ኔርና ( ለካ ኣክሊሉ ዩ ጡዑም ኔሩ ከበረት ዘገበኣካ ዩ ከቡር ኣቦ⛓
@habehaqetalihawuhabeshaqet9398
@habehaqetalihawuhabeshaqet9398 2 жыл бұрын
ሎሚ ዓጊበልካ/ ዝምክሓሉ ገጣማይን ዘያማይን ኣምጺኻለይ/ Thanks bro 👉💗
@haremecho2215
@haremecho2215 2 жыл бұрын
ስነ-ጥበባዊ ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን በቶም ዓበይቲ ስነ-ጥበባውያን ሃገርና ዝብሃሎ ክነግረካ ወላ ውን ብሰበ-ስልጣናት ይኹን። ቦታ እንተ ዝገድፍሉስ ሃገር ክመርሕ ዝኽእል ርእሲ ከም ዘለዎ ይዝረብ፡ ሓደ ኣብ ኤርትራ ጋዜጠኛ ዝነበረ ሕጂ ኣብ ስደት ዘሎ ብዛዕባ ኣኽሊሉ ካብ ዝበሎ ከዕልለካ፡ ኢንተርቪው ክገብር ምስ ተሓተተ ኣቢዎም፡ ዓሊ ዓብዱ ምኒስትሪ ዜና ብሓውሲ ምፍርራህ ቃለ መሕትት ክገብር ምስ ተወከሶ ኣኽሊሉ ዘገርም መልሲ ኢዩ ሂብዎ ንሱ ድማ፡ ኣነ ምስቲ ድላዩ ሓቲትኒ ድላየይ ዝምልሰሉ እምበር ምስቲ ድላዩ ሓቲትኒ ድላዩ ክምለሰሉ ዝደሊ ቃለ መሕትት ኣይገብርን ኢየ ኢሉ ብትብዓት ዝመለሰ እንኮ ጅግና ኢዩ፡ ኣኽሊሉ ናይ ቀረባ ዓርኩን መሳርሕቱን ን ነፍ/ ስነ-ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ምዃኑ ድማ ኩሉ ኣብ ስነ-ጥበብ ዝነጥፍን ኣፍቃሪ ሙዚቃን ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ፡ ካልእ ኣኽሊሉ ኣብ ኣዘራርብኡ ንዘስተውዕለሉ ቃላቱ ኣዝዮም መልእኽቲ ዝሓዘሉ ኢዮም፡ ግጥምታቱ ዛንታታቱ ካልኦት ጽሑፋቱ ኣብታ ናይ ኩልና ዝብላ ፔጁ ምስ ትከታተል መልእኽቲ ዘለዎም ተስፋ እምነት ሓቦ ትብዓት ምህሮ ዝቕስሙ ኢዮም፡ ካልእ ደርፊ ውን ኣላ ናይ ነፍ/ስነ-ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ክልቲኦም ዝሰርሕዋ ብ ናይ ኣብርሃም ጥራይ ትፍለጥ ተስፋ ይገብር ኣኽሊሉ ባዕሉ ንህዝቢ ክነግረላ እታ ስራሕ፡ ብዝተረፈ ን ኣኪለን ሓዳሩን ስድራቤቱን ፍረ ብርኩን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘይውዳእ ጥዕናን ዕድማ ማቱሳላን ይሃቦም።
@filieri9056
@filieri9056 2 жыл бұрын
ኣኽሊሉ ተስፋጺዮን ንፉዕ ገጣማይን ዘያማይን ሃገርና ምዃኑ ይፈልጥ ኔረ እንዲየ ግን ማዕረ ክንድዚ ኣይመስለንን! Holly shit he's the one 🇪🇷❤
@medapowerlove5250
@medapowerlove5250 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን ዝፈትዎ ደራፋይ thanks fili hawna qexlo
@teamemedia
@teamemedia 2 жыл бұрын
ኣኽሊሉ ተስፋጼን እቲ ሕቡእ ወርቂ ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ፊሊ
@aneeyeane7008
@aneeyeane7008 2 жыл бұрын
Bravo 👍🙏🇪🇷 ksab 10y kfal abxahayo......b like nahagzo yehwat.
@lsaneyade7763
@lsaneyade7763 2 жыл бұрын
ዝኾነ ኮመንት ጺሒፈ ስይፈልጥን የ ሕጂ ግን ካብ ዓቐን ንላዕሊ ስለዝሕጎስካኒ ክጽሕፍ ተገዲደ ቀጽሎ 👍👏
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 2 жыл бұрын
እዎዎዎው የቀንየልና ፋሊ ኩሉ ኩሉ ዝፈትዎ ደርፋ እዩ ንተስፉጸን እውን ዘይንፈልጦ ዝነበርና አፍሊጥካና አምላክ ይባርካ thank you ከሙ ቀጺሎ 🙏🏽 🧡💛🧡💛💚💙
@ኣምላኽፍቕሪእዩ-ቀ7ጐ
@ኣምላኽፍቕሪእዩ-ቀ7ጐ 2 жыл бұрын
Wawwww, lomi ende lbe srah serihka Kap Phili.the one and the best our great Artist Akile. Really thank you
@yorutesfazion6295
@yorutesfazion6295 Жыл бұрын
ዋውውወ ብዙሕ ርዝነታት ዘለዎም ደርፍታት እክሊኩ ተስፋጽን ክምዝገበሮሎም ግና ካብ ግምተይ ንላዕሊ ናይ ኣብርሃም ብፍላይ ተገሪመ። ኩለን ዝቀረብካን ደርፍታት ክሳብ ሕጂ ደስ እዳበለን ዝሰምዐን ዘይምኖ ደርፍትስት። ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደት ስጆካ ብርርትዕ ከማካ ይብዝሑ 🙏💗💗💗
@abelftwi7710
@abelftwi7710 2 жыл бұрын
ፊሊ ሓወይ ካብ ኩሉ ቪድዮታካ እዚኣ ፍልይቲ በሓቂ ይሕዝን እዩ ግን ነዚ ፉሉይ ሰብ ክሳብ ሎሚ ዘይምፍላጥና ዋውውውውውው ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ ፊሊ ሓወይ
@ስደተኛ
@ስደተኛ 2 жыл бұрын
ፊሊ ጽቡቕ ስራሕ, ብፍላይ እዞም ግጥም ዜማን ዝሰርሑ ኣይንፈልጦምን ኢና ኣውጻዮም
@issakabraham7663
@issakabraham7663 2 жыл бұрын
ፊሊ ኣነስ ክፈትወኪ! ኣቃራርባኻ ደስ ዩ ዝብል ።
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
ክፈትወካ እዩ ዝብሃል
@issakabraham7663
@issakabraham7663 2 жыл бұрын
@@lulrbahri ናይ ቅብጥሮት ከምኡ ኣባሃህላ ኣሎ የቀንየከይ
@jakjoker956
@jakjoker956 2 жыл бұрын
ቡሙሉኡ ዝተመረጸ ደርፊ ዝገርምዩ ኤርትራዉነት ዝባሃል ከምዚ እዩ ብዝገበሮ ዘይንየት ባህሊዩ ዘለና
@teamrberaki9459
@teamrberaki9459 2 жыл бұрын
ሕጂ እዚ ምስ ኤርትራውነት እንታይ የራኽቦ። እዚ ናይ ወልቂ ክእለት ኢዩ።
@jakjoker956
@jakjoker956 2 жыл бұрын
@@teamrberaki9459 እቲ ጽሕፈዮ ዘለኹ ኣንቡቦ እዚ ዝብለካ ዘሎ ዛንታ ኤርትራዉነት ባህሪ እዩ ሓሳድ ጎረቤት ካባኹምን ካብ እሽክ ምድርቤት ይሰዉረና
@የእናትፍቅር
@የእናትፍቅር 2 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ የቀንየልና ኽቡር ሓውና ።
@essayasgezae1126
@essayasgezae1126 2 жыл бұрын
ንፉዕ ባሓቂ ናትካ ፍሉይ ዝገብሮ ካብ ፖሎቲካ ወጻኢ ስለ ዝኮነ ኢዩ ኣጆካ ቀጽሎ
@moses3400
@moses3400 2 жыл бұрын
ኣኽሊሉ is one of the greatest artists Eritrea produced !!!🤗🤗🤗❤
@hermonbrhane5798
@hermonbrhane5798 2 жыл бұрын
Deqi Eri i miss you lovely 💋💋🥀🥀
@kaledmaluda3427
@kaledmaluda3427 2 жыл бұрын
Kap phili nice medeb bro thanx ... ኣኽሊሉ ተስፋጼን ጅግና ስነ ጥበበኛ ወዲስካዮ ዝውሕዶ ሰብ ዩ ዝነኣድ ስራሕ ናይ ብሓቂ ቲ ዘሐጉሰኒ ግጥሙ ንመን ይህብ ሙኻኑ ዩ ቦቦቶም ይህቦም ሙኻኑ የሐጉሰካ
@ለምለምመሬትና
@ለምለምመሬትና 2 жыл бұрын
ኣክሊሉ ተስፋጽዮን & ደበሳይ ወልዱን ካፍቶም ዝንእዶምን ዘድንቆምን ሰራሕቲ መድረካት ናይ ኤርትራ ሃገርና እዮም በዚ ኣጋጣሚ በብዘለውዎ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃቦም ክብል ዝደሊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@mussiemehari-hs4zq
@mussiemehari-hs4zq Жыл бұрын
Nay bzuhat yutiberat video reye agibe ayfeltnye its amazing video kap philli hawey
@medabereket686
@medabereket686 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ፊሊ ከኣ ብጥዓሚ ቤላ ኣቀራርባ ብፍላይ ናይ ኣክሊሉ
@msgungebrebrhanmsgun3453
@msgungebrebrhanmsgun3453 Жыл бұрын
Wowwww ቡሉጽ ወዲ ኤረይ ከሉ ተቅርበልና ብሉጽ ኢዩ ናይ ባሓቂ ዘይንፈልጦ ተፍልጠና ኣለኻ
@shewitsgem2653
@shewitsgem2653 2 жыл бұрын
Alewa zbahala derfi aklilu serihwen 🥰🥰😍👍👍👍👍
@rahelrahela976
@rahelrahela976 2 жыл бұрын
ኣኪለየ ሙቐር ጎይታ ሓዳሩ ኣምላኽ ዘበን ይባርኽ thanx ፊሊ ሽኮር ቀጽሎ
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 жыл бұрын
ኣኽሊሉ ካብቶም ንፉዓት ኢዩ ጽቡቕ መደብ በሊሕ መንእሰይ ቀጸሎ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@almighebretnsae7992
@almighebretnsae7992 Жыл бұрын
Phili hawey much love n much Respect to you bravo keep it up wedi Eri G.B.U.❤❤❤
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 2 жыл бұрын
እዝጊ ይሃብካ ወደይ ንዝፈትዎ ኣኽሊሉ ተስፋጼን ዘምጽኣኽልና።
@ZebibHaile-r4l
@ZebibHaile-r4l 8 күн бұрын
Akile hawey admen tanan yhabeley robi 🇺🇬🇺🇬🇺🇬🇺🇬
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 2 жыл бұрын
Wawww kab nhidhid zbelalex derfi Btaemi adniqeyo ፊሊ ከኣ Tnks
@wedigede3588
@wedigede3588 2 жыл бұрын
ኣክሊሉ ተስፍጼን ሓወልቲ ስነ ጥበብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኢዩ ካብኡ ቀጺሉ ውን ትኩእ ኣለም,ነጋሲ ...ወን ኣለዉና
@fkriumengedey4242
@fkriumengedey4242 2 жыл бұрын
Aklilu tesfaxen edmen tenan yhabka fetari phili kea thank-you sle ti mllayka nezi kbur sne tbebawi GBU all
@gerebrehanhadgu292
@gerebrehanhadgu292 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንሲኣኻ ኢንበር ኑፉዕ ከምይ ገርካ ቲኽቦ ኣለኻ ንዓኻ ኢበር ሺልማት ይግባኣካ ሓውይ ወዲሃገረይ
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 Ай бұрын
ኾኾብ ሃገር.🙏🏻🇪🇷❤️⭐️🌹👑
@yohanamehari3727
@yohanamehari3727 2 жыл бұрын
Hantii like tray koynaa twehab embrr bzhuu like bhabkukaa kkkkk 👍 👍 👍
@robibrhane7329
@robibrhane7329 2 жыл бұрын
ባባ ኣኽሊሉ ኣዝዩ ህዱእ ፍቱው ምቁር ፍጥረት፡ዕድመ ንእስነትና እንቋዕ ብበዓል ኣኪለ ዓበናሉ
@salimeda9175
@salimeda9175 2 жыл бұрын
Wow ... Aklilu bravo I know you are awesome but I admire you now more and more ....alot of love 🥰 ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@wedikfle1775
@wedikfle1775 2 жыл бұрын
ኣክሊሉ ኣክሊል ጥበብ ጥራይ ኢለ ክሓልፎ ምክንያቱ ክገልጾ ዝክእል ቃላት የብለይን
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 2 жыл бұрын
You are very good keep it up aklilu tesfation the big legend he is very amazing God bless you ipreud him
@yohanamehari3727
@yohanamehari3727 2 жыл бұрын
Phili aklilu btamii nfuu sntbebjaa eyuu,nskaa kea azikaa nfiuu youtuber keep it up bro
@fioritesfahans3208
@fioritesfahans3208 Жыл бұрын
Bravo hawey natey naybhaqi nska eka fhira medebatka b taimi eye zfetwom qexlo
@niyatbelay3314
@niyatbelay3314 2 жыл бұрын
Nayza korchach edit zegeberelu Gene mehari fishasion yibhale azeyu Hanalei editor neru
@weldegabrielalem7708
@weldegabrielalem7708 2 жыл бұрын
ፊሊ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ ዩ ኣነ ናክሊሉ ተስፋጽዮን ሪዮ ኣይፍልጥን ስሙ ግን ኣብ ዝተፋላልየ ኣጋጣሚ ከዕልሉ ይስምዕ ኢየ
@dani52328
@dani52328 2 жыл бұрын
ፊሊ ሓቢቢ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቂ 'ማርያም ኣስመሪቲይ “ ትብል ደርፊ ኣኽሊሉ ተስፋጼን'ዩ ሂብዎ !! በቲ ትህበና ዘለኻ ኣገልጉሎት ዕጉባት ኢና ቀጽል ኣጆኻ ብዓል ሻም !!
@Hordata770
@Hordata770 2 жыл бұрын
ተጋጊኻ ኣለኻ ክቡር ሓው ማርያም ኣስመረይቲ ኣኪለ ኣይሃቦን ኣኪለ ዝሃቦ ነ ኣብርሃም ፍሉጣይ እየን
@yordasegid9416
@yordasegid9416 2 жыл бұрын
I’m glad I subscribe your KZbin channels I love your program all of them ❤️❤️❤️ 👍 👍👍👍
@hadishtes1353
@hadishtes1353 2 жыл бұрын
ኣታ ኣኪለ ድኣ ኣነ ጥራይ ተሪፈ!!ኣኪለ ብርዕካ ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ።
@geregaim732
@geregaim732 2 жыл бұрын
ዋው ገለ ዓይነት ለላታት ተቅረበልና ኣለካሞ ቀጽሎ ዘዓርከይ ቆጽሎ ቀጽሎ
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 2 жыл бұрын
Brother Ezi dea Hangol the Brain nay Dereftina endiyu. Wow Wow tiray eyu Zebil.
@myownoasis
@myownoasis 2 жыл бұрын
ፍጹም ኣይንፈልጦን እና ኔርና... ዝገርም እዩ.. ንፉዕ ሰብ ኢኻ... ብዛዕባ ጎይትኦም ነጋሲ ከኣ ገለ በለና.. ብጣዕሚ ዝፈትዎ ሰብ እዩ.. ደርፉ ፍሉይ እዩ
@sabawoldemicall9896
@sabawoldemicall9896 2 жыл бұрын
I am so proud of you the wedey Thanks
@anditandit1553
@anditandit1553 2 жыл бұрын
Excellent phili eta des zbeletni eta zfetwa nay kirchach gzie
@beregere7015
@beregere7015 8 ай бұрын
❤❤ ዘገርም ኢዩ ሓደ ሰብ ክንዲ ሺሕ
@mikijokor2630
@mikijokor2630 2 жыл бұрын
ውውው ካብዚኦም ኩሎም ሰብ ቻንል ኣቲ ዝበለጸ ፊሊ ኮይኑ ኣሎ ኣጆካ ፊሊ ሓቢቢ
@senaytesfaldet1836
@senaytesfaldet1836 2 жыл бұрын
Betami xubuk hasab eto berhri megreja zelewu kemzi gerka afltom
@awetgtgfdhy
@awetgtgfdhy 2 жыл бұрын
Ewea ezi dea emo snetbebena keybelkum eti thibeb bealu zeytblwo dey esu eyu eti derfi eritrea 🇪🇷 ♥️ 🎶
@aminadavtakie8438
@aminadavtakie8438 2 жыл бұрын
ስርሓት ኣኽሊሉ ተስፋጼን ብቅጽሪ ካብ ምጽብጻብ ንሱ ዘይ ዘዮሞ ዘይ ገጠሞን ምቕጻር ይሓይሽ ምኽንያቱ ካብ እቲ ዝዓበየ ክሳብ እቲ ዝናኣዘ ድምጻዊ ንሱ ሰሪሒሉ እዩ
@loveforall8788
@loveforall8788 2 жыл бұрын
Waww good job and thank you keep it up 🇪🇷❤️🇪🇷
@dehabamine2322
@dehabamine2322 Жыл бұрын
Just WOW. RESPECT to Aklilu🌹🌹🌹🌹
@Yene_Tizitawoch_1990
@Yene_Tizitawoch_1990 2 жыл бұрын
phili kemey keniha hawey. akedime betam kemesiginaka yideli. kem hasab dima tigrigna music bitam zifetu gin dima tigrigna zeysemiu sebat alewu. so ezom sebat ezen muzikatat understand kigebir how can you help us?
@tiebegebermicheal5380
@tiebegebermicheal5380 8 ай бұрын
ብጥዕሚ ንፉእ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@haniguitar7302
@haniguitar7302 2 жыл бұрын
Ni behaki akile the best kabtom b hiwet zelwu Hero ni behaki xbuke medeb
@berhanaandom2886
@berhanaandom2886 2 жыл бұрын
Btaemi tubuk alalikana zegermyu thanks more
@zowdi810
@zowdi810 Жыл бұрын
Wow you are amazing thanks my haro erterawe thanks you are right he is amazing thanks ❤😂🎉😂😂❤🎉😂🎉😂🎉🎉😂😂😂
@misginaiyasu2120
@misginaiyasu2120 2 жыл бұрын
KAFE BEST Betami Best ERiTERA
@gmjahabtu4817
@gmjahabtu4817 2 жыл бұрын
Btaemi nfue eka kexlo edmen tenan yhabka ❤️❤️
@merryyosef9348
@merryyosef9348 2 жыл бұрын
Thanks men I just can't imagine he is the legend 🙏
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 2 жыл бұрын
Wawwww Thanks so much ❤ 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👏👏👏
@dilbrhane
@dilbrhane 2 жыл бұрын
Haweni thank you bzekrebkayo nay mkutar salh eski bel gele bel wela kab bahri bchilfa
@muluetsegay3317
@muluetsegay3317 Жыл бұрын
ውውው ብፕዕሙ ጽብቅ ቅጽል ንፍዕ 🎇❤️❤️✅✅🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@John..ጆን
@John..ጆን 2 жыл бұрын
ነዓይ ዉን ኩሉ ግዜ ትገርመኒ እያ ናይ ኣኪልሉ ተስፋጺን
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 2 жыл бұрын
Memhir Aklilu Tesfazion is a great artist 🎨 👌
@alexanderfitsum9609
@alexanderfitsum9609 Жыл бұрын
ካብዘን ደርፊ እተን መብዛሕተን ኣዜ ዝፈትወን የን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
@liveyourdream2121
@liveyourdream2121 2 жыл бұрын
He is for me just one of the best Artists Legende i am proud of him🤴🏽
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 2 жыл бұрын
Aklilu tesfatsion b haki zeytezemerelu jignayu !!!!
@itsmehani1705
@itsmehani1705 2 жыл бұрын
ኣነ ኮመንት ከይንበብኩን ምሉእ ትሕዝቶ ከይረኣኹን ብድሕሪ እዞም ክሎም ስነ ጥበበኛታት ዘሎ ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን ሙኻኑ 100% ርግጸኛ ኮይነ ነዛ ቪድዮ ክጅምራ እየ።
@abelharnet8610
@abelharnet8610 2 жыл бұрын
Aklilu tesfatsion btami eye zednqo bflay tsuhufatu mara eyom zmstuni
@tomastareke5914
@tomastareke5914 2 жыл бұрын
ዋው ብቓላት ዘይግለጽ ብሉጽ ስነጥበባዊ
@hermonefrem5959
@hermonefrem5959 2 жыл бұрын
Woww 😮...kndzi zakl ...HE IS A LEGEND 🤔👍👍
@jelhantiketema9551
@jelhantiketema9551 2 жыл бұрын
ገሪምኒ ፣ ምግላጹ ሲኢነ ፣ኣክሊሉ ክብሪ ይግባኣካ
@aynomdesale2514
@aynomdesale2514 2 жыл бұрын
Nay bhaki kbri zgbo seb eyu 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 жыл бұрын
Marhba 🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@majedsalm6635
@majedsalm6635 2 жыл бұрын
nay bahki jigna eka bro kexilwo tiray habibi💯😳😳 abo sintbeb eka amxika
@endahafene3354
@endahafene3354 2 жыл бұрын
I like abrish,korchach, & wedi yared 🙏
@dejenandom6016
@dejenandom6016 2 жыл бұрын
Betami fili shkor adinqake so qaxlo
@burhanekahsay565
@burhanekahsay565 2 жыл бұрын
ዋውው ናይብሓቂ bulux
@mulugetakidane2457
@mulugetakidane2457 2 жыл бұрын
Bsim aklilu tesfaTsiyon zteshete nay bzuhat mesakin snetbebawyan kemzelo tfelt ayneslenn mmrmar kedlyekayu hawey natey
@s0l0m0nghebreziabher6
@s0l0m0nghebreziabher6 2 жыл бұрын
ብሓቂ ብሉጽ ስነጥበበኛ ሕቡእ ዳይመድ ኣኪለ
@biniamtes905
@biniamtes905 Жыл бұрын
Aklilu Tesfaxiyon hade kabtom metni sinetibeb Tigrina iyu naybihaqi. zeymino derfitat, xubuq medeb teqrib buruk.
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ👍
@ማሩ
@ማሩ 2 жыл бұрын
ብሩኽ ጾም ፍልስታ ይግበረልኩም ንኣመንቲ ክርስትና። ብምቅጻል ብስም እቶም ተፈቅርዎምን ትፈትውዎምን ስድራኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ኣይትሕለፉ። የቀኒለይ ምቁራተይ
@eritreatibarekx4013
@eritreatibarekx4013 Жыл бұрын
100000000000.......like wedi ere
ተወሳኺ ሞያ ዘለዎም ስነ ጥበበኛታት
18:24
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 8 МЛН
«Кім тапқыр?» бағдарламасы
00:16
Balapan TV
Рет қаралды 244 М.
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 6 МЛН
ምስ ኣክሊሉ ተስፋጽዮን ተራኪብና
8:59
KAP PHILI
Рет қаралды 18 М.
ናይ ኪሮስ ደረፍቲ
9:29
KAP PHILI
Рет қаралды 33 М.
ኣብ መርዕኦም አዚ ኣጋጢምዎም
8:52
KAP PHILI
Рет қаралды 63 М.