🛑ሕማቅ ስማዕ ! ሰምሃል [ ጓል ዘርኣብሩኽ ] ገሬ እሙን ኣብ ጭንቀት ኣላ | ኣብ ቲክ ቶክ ዝግበር ዘሎ

  Рет қаралды 88,144

Maggy Show

Maggy Show

Күн бұрын

Пікірлер: 355
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Жыл бұрын
ሰምሃለይ ኣይዞኺ ኣብ ኩሉ ትግራዋይ ብፍላይ ኣደታት ትግራይ ዘሎ እዩ ማዓረይ😢😢🙏ንኹሎም ደሃይ ዘጥፍኡ ጀጋኑና እመብርሃን ምስኩሎም ትኹን🙏😘
@letslats9259
@letslats9259 Жыл бұрын
ኣጆኪ ሰምሃለይ 💔ኣምላክ ሙስኡ ይኩን ጅግና ሓውና🙏🙏🙏
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በሰላ ዘይ ብሉ ሰብ የለን'ሞ ኣጆኺ መዓረይ
@zufanermias3589
@zufanermias3589 Жыл бұрын
አጆኺ ሰመሃረይ ;አይትብከይ መስ ሐውኺ ትራኸቢ ይግበርኪ መዓረይ 🥰
@SamiraSam-or8mk
@SamiraSam-or8mk Жыл бұрын
ዋይ ኣነስ እንታይ ድዩ ዝገርመኒ ኩሉ ጊዘስ ሙድ ኣይታሓዚ ላይክ ግበሪ እካ እትብል እሞ ኣወዳት ከ ላይክ ክገብሩልካ ኣይትደልን ዲካ ማጊየ❤❤❤❤
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 Жыл бұрын
ሰምሃለይ ኣጆኺ ምስህሉዋት ይግበሮ 🙏🙏🙏
@user-ps3ov9zd9w
@user-ps3ov9zd9w Жыл бұрын
ሰማሃለይ ኣጆኺ ኣብ ኩለና ዞሎ እዩ ኣነውን ዓብይ ሓወይ ብተስፋ ይፅበለኹ 😢
@SegeyGRMy
@SegeyGRMy Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
በኽያ አብኪያትኒ አይዞኺ ሰምሃለይ😢
@user-fx2cq2
@user-fx2cq2 Жыл бұрын
selu💕
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b Жыл бұрын
ኣጆኺ ሰሙየይ ኣብ ኩለና እዩ ናየይ እዉን ዓቡይይ ሓወይ ሓደ ዓመትን ሓሙሽተ ወርሕን ገይሩ ዳሃይ ኣይገበረን ሓደ ኣምላክ እዩ ዝፈልጥ😢😢
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg Жыл бұрын
ኣኪ ክብርቲ ሓፍተይ 😢😢 ንሕናዉን ኣሕዋትና ልብ በረካ ምስ ከዱ ኣይ ተመለሱን ድምፆም ኣይሰማዕናይ 😢😢😢እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስኣቶም ይኩን ❤
@user-wc6sy3sl2c
@user-wc6sy3sl2c Жыл бұрын
አብ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ማዓረይ❤❤
@EmiyKifle-um7cg
@EmiyKifle-um7cg 11 ай бұрын
🖤😭
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du Жыл бұрын
እግዚአብሔር ምስኩሎም መናእሰይ ይኩን ኣምላክ ይሓግዝኩም ❤💛💙💙
@sabatesfay1801
@sabatesfay1801 Жыл бұрын
Don't worry, sister. God is willing, and he will back safely 🙏 💙
@ndgsr2892
@ndgsr2892 Жыл бұрын
*_ወይ ኣጆና እስኪ እግዚአብሔር አምላክ መክአሊ ይዓድለና ፍቁራተይ😢😢😢መዓርገይ ደሞ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤_*
@jdhdhjxbxhhx9274
@jdhdhjxbxhhx9274 Жыл бұрын
ሰማሃልይ ማዓረይ ኣጀኪ ኣብ ኩላትና ዘሎ እዩ ብተስፍ ንፀበ ዝሓፍተይ😢😢😢
@amam5408
@amam5408 Жыл бұрын
ሰምቹየ ኣይዞኪ ኣብ ሙሉእ ትግራይ ዘሎ ሕማም እዩ ደሃዮም ዘጥፍኡ ይሕዋትና ድማ እመብርሃን ፅላል ትኩኖም🙏♥️
@sharongueldadi7771
@sharongueldadi7771 Жыл бұрын
Keeping going ,Tekiribo kulu gezie mehari eu from 🇪🇷🇬🇧
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Жыл бұрын
ሰምሃረይ አጆኪ ምቅርተይ ብሰላ ምስሐውኪ የራክብኪ ንፀሊ ማዓሪተይ ።
@Dan-ln6rg
@Dan-ln6rg Жыл бұрын
አይዞኪ ዝሓፍተይ ድንግል ማርያም ብዓላ ድምጹ ተስምዕኩም ።አቤት እወ ኩሎም አሕዋትናን፣ መተዓቤትናንን።ክሳብ ሐጂ ዳሃይ ዘይተረክቡ እንየዉ ።የቀቢጽካ ተስፋ ቆሪጽካ ፣የዳሃዮም ሰሚዕካ እሞ አዐሪፍካ፣ ልብካ ደው ዘብል ግዜ ኮይኑ።ግን እስኪ መድህን አለም ብዓሉ ይሓልዎም ።ድምጾም የስመዐና ።
@rozinaeinda5438
@rozinaeinda5438 Жыл бұрын
ኣጆኺ ሰምሃለይ ኣብ ኩሊና እዩ አበይ ከምዘለው ዳሃየም አይንፈልጥይ አብ ስደት ኮይንና ለሚ ክድውል ፅባሕ ክድውል በሃንቀውታ ንፅበለና 💔💔💔
@snityohannessnityohannes6334
@snityohannessnityohannes6334 Жыл бұрын
ኣታ ማጊ ኣነስ ብሎክ ዶ ክብለካ ካብዚ KZbin ንዓካ ክሪኢ እኮ ትምህርቲ ደንቁረ😂😂🙈ብዝኮነ ቀጽሎ ቡሮየ❤
@Mekelle_shkor
@Mekelle_shkor Жыл бұрын
ኣምላክ ፅቡቅ ወረ የስምዕኩም ኣብ ምፅባይ ዘለኹም ኣሕዋተይ 😢🎉❤
@asayehegnberhe2427
@asayehegnberhe2427 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-kt7wk6nm6r
@user-kt7wk6nm6r Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን😢
@zenebebelay1778
@zenebebelay1778 Жыл бұрын
አይዞሽ ስምሃል እህቴ ወንድማችንን እግዚአብሔር በሰላም ይመልሰው😢
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 Жыл бұрын
Inshallah he be okay you are brother sister and I now this for everyone ❤😢😢
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly Жыл бұрын
ማግየ አነዉ ማራ እየዝፈትየካ እንታይ ትብለን ብዝኾነ ማግየ ብዓል ሕልና♥️🥰
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኣካ ወድነይ ጎይታዋይ ብጣዕሚ እየ ዘክብረካ ማጊተይ ❤❤❤
@geratsadiktaklhaymanot804
@geratsadiktaklhaymanot804 Жыл бұрын
እይዞኪ ሰምሃለይ ኩላትና ደሃይ አሕዋትና አይረከብናን አለና
@raghadalzahrani5231
@raghadalzahrani5231 Жыл бұрын
ማጊ ሓወይ ወድዛ ፅብቅቲ ማዘርኻ ናፊቀያ አምፀአና❤😊
@mylovelyfamilygg4000
@mylovelyfamilygg4000 Жыл бұрын
ኣጆኪ ሰምሃረይ፡ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስ ህልዋት ይግበሮ።
@blinawerena8172
@blinawerena8172 Жыл бұрын
@semhar haftey amlkh msu ykhun hawki ab zelewo. Maggy feqar seb bflay selam Eritrin tegarun tebl kolekha des yblni. ketslo hawey natey Selam nhsbi Eritrean Tegarun. Love u bro. Kab hawka Ertrin nebari Afghanistan.
@user-kz5hv6oc4y
@user-kz5hv6oc4y Жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ኣጀኪ ሰምሃለይ ኣምላክ ይፈልጥ ማዓረይ ኣጀኪ
@KidaneBahre
@KidaneBahre Жыл бұрын
ኣጆኺ ዛሓብተይ ኣምላኽ ኣሎ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ኣይጣዓሞን ሰባት ከጥፉኡ እሎም ትርጉም ዘብሉ ኩናት ወሊዖም ንሶም ካኣ ሕጂ ኣንጻሮም ዝነበሩ በሓንሳብ ዊስኪ ይሰቱኡ ኣለው ኣምላኽ ለኪሙዎም ይኽድ
@selameasgedome1386
@selameasgedome1386 Жыл бұрын
የኔ ቆንጆ አይዞሽ እህቴ አምላክ ያውቃል
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m Жыл бұрын
😢ኤህ ህዝበይ ዝረከብካዮ ሰምሃለይ መዓረይ አይዞኪ😢😢
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k Жыл бұрын
አጆኺ ሰማሃለይ ኣምላክ ፅብቅ የሰምዒኩም😢😢
@RakiKiros
@RakiKiros Жыл бұрын
ማጊየ ሓወይ አነ ኩሉ ግዜ አንድየ ዝካተተለካ የድንቀካ አየ ካዓ ❤️ዝኮነ አገዳሲ ነገር ተማሓላልፍ አንተለካ ንመጀመርያ ተመሓላፍ አሞ ቀፃሊ ካዓ መስሓቅን መዘናግዕን ተቅፅል።አለካ ምክንያቱ ንዕቀት አዪ ዝመስል😒
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m Жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ መዓረይ 😊 እንኳዕ ደሕና መፃካ
@twbr6485
@twbr6485 Жыл бұрын
ኣጆና ኹሉ በቢገዝኡ ብዙሕ ቁስሊ እዩ ዘለዎ ግን ኣምላኽ ምስ ህሉዋት ይግበሮም ኣሕዋትና 🙏🙏
@Endrtaweit
@Endrtaweit Жыл бұрын
ኣጀኺ ሳሙ ሽኮር ኣብኹሉ ኣሕዋትኺ ዘሎ ተጽቢት ነዊሑና😢
@tewahedobi3929
@tewahedobi3929 Жыл бұрын
ኣይዘኺ ሰማሃል ሓፍተይ ንሕናዉን ዓብዩ ሓዉና ዳሃይ ካብዘይገብር ድሮ 10 ኣዋርሕ ገይሩ። ብተስፊ ኢና ንፅበ ዘለና። ኣይዘኺ ተስፊ ከይትቆርፂ"እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚአብሔር " እዩሞ ኣምላክና ኣሚና ብትዕግስቲ ምፅባይ እዩ።
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ሰምሃለይ ፅሪተይ ኣጆኺ ፈጣሪ ምስ ሓየተይ ይኹን 😥🙏
@hrititsegay242
@hrititsegay242 Жыл бұрын
Welcome ማጊተይ ማዓረይ ❤️❤️ ኣነ ኣለኹ tik ትክቶክ ዘይብለይ ማጊተይ 😀😊 ኣብ ኩሉ ትግራይ ዘሎ እዩ እዚ ሰምሃረይ ኣጆኺ ማዓረይ... 🥰❤️❤️
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 Жыл бұрын
ብትኽክል ዓገብ ኽበሃል ልግቦኦ ሰብ ዓንጃል ፋራ ስኑይዶ አርግፍዎ በስናዕኡ
@zainap1258
@zainap1258 Жыл бұрын
ኣብ ኩሉ ትግራዋይ እየ አጀኺ ሰምሃለይ ♥️🙏
@brhaneteamratgidey7306
@brhaneteamratgidey7306 Жыл бұрын
@@@@@@@ I really appreciate you mr Maggy......ኩሎም ተግባራትካን ሓሳባትካን ኣብ መሬት ጥብ ኣይብሉን እሞ ቀፅለሉ። ብጣዕሚ ዝፈትዎም ፕሮግራማትካ ድማ መብዛሕትኦም ኣብ ህዝብና ስለዘተኩሩ እዩሞ ክትቅፅለሉ ይላበወካ። ብዙሕ ህዝብና ከም ሰምሃል ሓዉ/ዋ፣ ሓፍቱ/ታ፣ ኣቡኡ/ኣ፣ ውላዱ/ዳ ምስወፈረ ደሃይ ጠፊኡ ኣሎ እሞ ንኹሉ ኣምላኽ ፍታሕ ይሃበና። ኣምላኽ ምስኩሎም ደሃዮም ዘጥፍኡ ወለድና፣ ኣሕዋትና፣ኣሓትናን ይኹን።###########
@seli-saiiat.tigray
@seli-saiiat.tigray Жыл бұрын
አጆኪ ኣብ ኩሉ ትግራዋይ ዘሎ እዩ አነ አለኩ 3 ኣሕዋተይ ክሰካብ ሕጂ ምንም ድምፅኦም አይሰማዕኩን ብጭንቀት ክምት ኣለ 😢 💔💔🥺
@user-uk1xo6uy5n
@user-uk1xo6uy5n Жыл бұрын
Ajoka zhawy buzhi Alo kemaka zbele egzabher nkulu tigrawy bselam yetakbo
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 Жыл бұрын
ኣጆኻ/ኺ
@user-uv9rw3zv1l
@user-uv9rw3zv1l Жыл бұрын
ኣጀኪ ሰምሃል ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሱኡ ይኩን ህያበይ 😢
@eeee4739
@eeee4739 Жыл бұрын
አጀኪ ሰምሃለይ ኩልና አሕዋትኪ ነጋ ዶ ሎሚ ክድውሉ ኢና ንብለና ድግል ማርያም ፅላል ትኩኖም😢😢🙏🙏🙏
@ruthmisgun8792
@ruthmisgun8792 Жыл бұрын
Ajoke haftey egzabher meseu yekun 🙏
@WelduAndiye-rf2tm
@WelduAndiye-rf2tm Жыл бұрын
Ajoki egzabiher bselam nab betu ymlesu nhawna ❤
@embeyteni1665
@embeyteni1665 Жыл бұрын
ኩልና ሃረር ኢልና ንፅበ አለና ሓትና😢
@user-vz5ew3pv8h
@user-vz5ew3pv8h Жыл бұрын
ኣጀኪ ሰምሃለይ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ምስኡ ይኩን
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
አጆኪ ሰምሃል 🕊👏💒🌻🌿🥰
@Selam-ro7rr
@Selam-ro7rr Жыл бұрын
Ab kulu andyu amo Ab sdet koyna kndey tseyrna kemzelena mo Admatna Aaw elna zeynbekyelu 😭A
@Abi-oc8yt
@Abi-oc8yt Жыл бұрын
Amlak bselam yerakbkum zahftey❤
@z-rx6ly
@z-rx6ly 11 ай бұрын
አጆኽ ሰምሃሊና ❤❤❤
@Seniseniii
@Seniseniii Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዓገብ ዝብሃል እዩ ማጊ ሓወይ ፀጊምዋ ናበሉ ዋ ሕልና ይግበር😢
@user-wx6cy3sv4s
@user-wx6cy3sv4s Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በሰላ ዘይ ብሉ ሰብ የለን ሞኣጀኪ ምቃለይ😢😢😢😢
@mewaeldaniel6223
@mewaeldaniel6223 Жыл бұрын
Nay behaqi haftey natey egziabher ab xbuq yehlwo dehay zgebr ybelo😢
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Жыл бұрын
ኣይዘኺ ሰምሃል ሓፍትና ኣብ መብዛሕቲና ተግራዎት ዘሎ እዩ ምቅርተይ ፀላእኺ ዲያብሎስ ይንባዕ ድሃዮም ዝሰአናዮም ኣሕዋትና ብዘለውዎ እመ ብርሃን ፅላል ትኹኖም ሰናይ የስመዐና
@melataskal9201
@melataskal9201 Жыл бұрын
ኣይዞኺ ሰማሃለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@Nnn-t
@Nnn-t Жыл бұрын
Maggy hawey ane eritrawi eye natka tekirbo Shaw azye eye zednikeka kab kulu n selam b habar bzey afelalay miblka yednikeka kemeu kitkixlo amlak yihgzka
@dawitbeyene2236
@dawitbeyene2236 Жыл бұрын
Maggy bro you are the best
@user-io5pm1vh2m
@user-io5pm1vh2m Жыл бұрын
ዋላ ኣነ ውድ ነይ ደፎትዮ ሓዉይ ገባረ ምስ ኽድ የልይ2ተ ዓምተይ 3ተ ወርሑይ 😢 ኣነ ሰድት ኾየኒ ኩሉ ግዘ ዓድ መዳመ ኾየኒ የኒብዕ😢😢😢 አረ ፍትሕ😢
@dswefxdf5419
@dswefxdf5419 Жыл бұрын
3 ዓምት ዘገብሩ አሕዋተና አለው ደሃዩሞ ዘሰአነ ሎሚ ዶ ፀባሕ ሕማቅ ዶ ፅብቆ ክንሰምዕ እናብለና ንፅብ አለና ነብሰና ወዲኢና እህህህ 😭😭
@user-lf7fc3rp9b
@user-lf7fc3rp9b Жыл бұрын
አጀኪ ሰምሃለይ አምላክ ምስኡ ይኩን ጅግና ሓውና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-yy4op1mf5x
@user-yy4op1mf5x Жыл бұрын
ማጊ ኣቢ ሰብ ከማኻ ለባም ወለዶ ትግራይ ይብዝሑ። ሰላም ዘየምጽእ ዘረባ ከም ቀሊል ኣብ ሚድያታት ዝድርጉሑ ቁማርተኛታት ክቃልዑ ኣገብ ክበሓሉ ኣለዎም።
@user-sf1pd5nm8p
@user-sf1pd5nm8p Жыл бұрын
አጀኺ ማዓረይ ፈጣሪ አምላክ ምስኡ ይኹን 🙏🙏🙏
@SomeOne-yo3lb
@SomeOne-yo3lb Жыл бұрын
አጀኪ ሰማሃለይ ኩላትና ልብና ተንጠልጥልና ኢና ዘለና አብ በይንኪ አይኮነን
@NigistAbadi-ct3us
@NigistAbadi-ct3us Жыл бұрын
ሰምሃለይ ኣጆኺ ናይ ኩላትና ሕማም እዩ 😢
@user-us3iw8mf6p
@user-us3iw8mf6p Жыл бұрын
ዋይ ኣምላክ እስራኤል ካብዚይ መሓረና
@geneamha7584
@geneamha7584 Жыл бұрын
Ajoki zyhaftey Anewn kemaki hawey dehay yeblun 🇪🇷💔 ezi kulus amntimyntay😢😢😢Eway Hyzbna😢
@awethagos9336
@awethagos9336 Жыл бұрын
By the way this is the only one I like from the whole KZbinrs
@Abitesfay672
@Abitesfay672 Жыл бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ክፉእ ከይተሰምዕና ኣይዞኺ ሰማሃል ሓፍተይ😢
@user-cj4tr3nw7g
@user-cj4tr3nw7g Жыл бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተየይ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_ሰምሃለይ ማዓረይ ኣይዘኽ አብ ኹላትና እዩ ኣምላክ ምሳኦም ይኹን እስኪ ማግዋይ ሓላል እወ ሕሰበሉ ምስ ማማኻ ተዘይመጻእኻ ካብ ብሕጅ ኣይካታተለካን ማማዋይ ወለላ።_
@user-ly7sh6lt2h
@user-ly7sh6lt2h Жыл бұрын
ማጊየ ምስ ጆን ጊደይ ሓወይ እባ ሓደ ቭድዮ ስርሑልና ጆን ዓርክካ፡መማህርትካ ንምፍላጥ ❤❤❤❤
@user-wg7ci2uc9i
@user-wg7ci2uc9i Жыл бұрын
ታዋይ ኢካሞ😮
@fereyheyelom8898
@fereyheyelom8898 Жыл бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣምላክ ምሳኡ ይኩን🙏😢
@user-fi6ew4iy6t
@user-fi6ew4iy6t Жыл бұрын
አጀኪ ፍትውተይ እግዚአብሔር ምስኡ ይኩን✝️
@user-cc1qc7sd4f
@user-cc1qc7sd4f Жыл бұрын
Ajoki mearey😢amlak teum were ysmekum🙏🙏🙏
@gjcg6332
@gjcg6332 Жыл бұрын
ማጊተይ እካዕ ብዳሓን መፃካ❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Жыл бұрын
ኣጆኺ ሰምሃለይ❤😢
@TitiBirhana-ye5dd
@TitiBirhana-ye5dd Жыл бұрын
ኣጆኪ ሰሞሃለይ❤🥺
@zegibro2977
@zegibro2977 Жыл бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ
@gfgffy8060
@gfgffy8060 Жыл бұрын
ማጊ ለባም ሰብ
@maharifutum3642
@maharifutum3642 Жыл бұрын
ኣይዞኪ ኣምላኽ እንታይ ይሳኣኖ ዛሓፍተይ
@dralemsegedlecturessimplif4870
@dralemsegedlecturessimplif4870 Жыл бұрын
Maggy Tsbuk srahti aloka kab react wetsa'e ethbom habreta yketatelom eye.
@user-ih9eb7pn9v
@user-ih9eb7pn9v Жыл бұрын
fetari gex hawki yereiki habtey I am from eritrea
@RHfsr
@RHfsr Жыл бұрын
ኣጀኪ ሰምሃለይ ❤❤❤❤😢😢😢
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤thank you bro ❤❤❤❤
@user-ur6mj9mp6d
@user-ur6mj9mp6d Жыл бұрын
ኣጀኺ ማዓረይ😢
@user-um2pi3wv4e
@user-um2pi3wv4e Жыл бұрын
Ageki semhaley😢❤❤❤
@ytr5543
@ytr5543 11 ай бұрын
❤❤❤❤😢😢ኣጀኽ ዉዴ
@MohammedIbrahim-jc1vx
@MohammedIbrahim-jc1vx Жыл бұрын
😂ማጊ❤ፍቅር ታማኮይንኻ አዋሪድካኒ ምፍቃር ሓጥያት ድዩ ዓይኒ ፍቅሪ ይኡ ደአ አይረኽበካን ጓል ራያ ይአ ኸዚ ግን ሱዑዲ እየ ዘለኹ ብሰላም ንኽመፅእ ፀሎት ግበር
@Awet229
@Awet229 Жыл бұрын
ኣጀኪ መዓረይ😭
@slmslm7388
@slmslm7388 Жыл бұрын
ኣጆኪ ሰምሃል ሓፍተይ😢
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 Жыл бұрын
agoki semhar i wish good news
@user-pf5hg5hx3g
@user-pf5hg5hx3g Жыл бұрын
ኣጀኽ ሰማሃለየ ኣይይ😢😢ዳኣም እፍፍፍ
@medifkr8731
@medifkr8731 Жыл бұрын
ኣጆኺ ማኩዋይ ኣየኣነ ሃይልሸይ 😥💔
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 15 МЛН
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 59 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 55 МЛН
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 5 МЛН
🛑ኣብ መርዓ ተዋሪደ  ኣሕሕሕሕሕሕ
17:23
Maggy Show
Рет қаралды 79 М.
በርሀ   ንኩታ  BY Dawit Eyob  New Eritrean comedy 2023 Enjoy Entertainment
43:48
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 15 МЛН