No video

ሕግታት እንዳባ ኤርትራ 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 22,152

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

4 жыл бұрын

Description

Пікірлер: 115
@yohang2067
@yohang2067 4 жыл бұрын
ታሪኽ ከባቢናን ሕግታትናን አድላይ ሰረት ምዕባለና ስለዝኾነ ስለተበጉሶ እንዳ አመጎስኩ፡ እግዚአብሄር ይሓግዝ እብል።
@user-ld1es7qn5w
@user-ld1es7qn5w 4 жыл бұрын
ኣታ እዞም ኣቦታትና ከመይ ድዮም ኒሮም! 😍👑💓💗💓💗💞💞🙏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👍🏿✌🏿
@adhanomkeshi4029
@adhanomkeshi4029 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና መምህረይ ደስ ዘብል መደብ ዩ እሞ ኣጆኩም
@awetkafil1526
@awetkafil1526 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው መምህር መኮነን።
@user-pp6yi6co4z
@user-pp6yi6co4z 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን መምህር ሞኮነን ሓወይ ክትቅጽሎ ብጉቡእ ንመንእሰያት ክተፍልጠና ይላቦ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ዕድመን ጥዕናን።
@meharisamuel5516
@meharisamuel5516 4 жыл бұрын
እታ ሙዚቃ ቁሩብ ኣትሕትዋ ምክንያቱ ሓሳብ ሰብ ስለ ትሰርቅ ዘላ
@bemnethailemichael653
@bemnethailemichael653 4 жыл бұрын
መኮነን ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበገሶ ኣሳልጥ ኣብ ስራሕካ ድማ ይምነየልካ እታ ሙዚቃ ግን አትሕታ ብጣዕሚ ረባሽት እያ ምስ ብዙሕ ይቅሬታ::
@God-db9vp
@God-db9vp 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣዚና ኢና ነመስግን።
@selambahta145
@selambahta145 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ እንበር እንቃዕ ብሰላም መጻእካ
@user-oh7qn5wg3o
@user-oh7qn5wg3o 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብጣዕሚ ኣድላይን መሃርን ታሪኽ ኣቦታትና ተዓቂቡ ንኽነብር ሕብረትሰብ ኤርትራውን ማዕረ ክንደይ ብሱሉን ስልጡንን ከምዝነበረ ኩሉ ክፈልጦ ይግባእዩ ኢልኩም ሓሲብኩም ንዚ ንኡስ ወለዶ ንምውራስ እትጽዕሩ ግዱሳት ዛጋታት ዘመንኩም ይባረኽ ብርዕኹምውን ይሰስን ንዝሓልፍ ግዜ ዘይሓልፍ ቅርሲ ገዲፍካ ምሕላፍስ ክንደይ ጽጋታት ከምዘለዎ ብምርዳእኩም ከነመስግነኩም ይግባእ ክብረት ይሃበልና ንበለኩም ንኡሳን ደቅኹም::
@God-db9vp
@God-db9vp 4 жыл бұрын
ናይ ትግርኛ እንበር ናይ ኩለን ኣብ ኤርትራ ዝነብራ ብሄራት ኣይውክልን ኢዩ ስለዚ ናይ ትግርኛ ጥራይ ኢዩ።
@senaitfz
@senaitfz 4 жыл бұрын
Good job moke hawey God bless you and your family 🙏🙏🙏🙏🙏
@hhhh123hs
@hhhh123hs 4 жыл бұрын
Tarik Guhuchea eba akrebelna eka betami hayal seb respect.
@Abi-hero
@Abi-hero 2 жыл бұрын
Great job 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@wediyemane7831
@wediyemane7831 4 жыл бұрын
Batami xbuk medeb kubur memhrna Mokie. Edmen tinan yhbka fetari. Keep it up 💯👌
@juletomas1138
@juletomas1138 4 жыл бұрын
ጽቡቅ መምህር መኮነን ፡
@abrhaletekle
@abrhaletekle 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ባህ ዝብል ስራሕ መምህረይ ከም ምጅማሩ መፈጸምትኡ የርእየና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብዚ ወሪዱ ዞሎ ኣሰንባዲ ሕማም ከኣ ምስ ዝወጹ የውጸና ንኩላትና ፈጣሪ
@godislove1338
@godislove1338 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@fikrteame6769
@fikrteame6769 4 жыл бұрын
Btaemi xbuk zanta memhr btaemi ena nemesgneka gzeka sewika tarik ketemehalalf 💯💙
@lidiatseggai4569
@lidiatseggai4569 4 жыл бұрын
Eway des kibl Bhaki anes temesite beqa so beautiful culture
@SamiBrhane-vm5qb
@SamiBrhane-vm5qb 11 күн бұрын
kuluka wedi akel like geberu
@demhai4560
@demhai4560 4 жыл бұрын
If you could continue consistently, you will make a difference among our people.
@user-mb5lg4hs8b
@user-mb5lg4hs8b 2 жыл бұрын
ቡሩክ ሓወይ ጳውሎስ ዝብሃል ፡መጽሓፍ የለን
@wedighilazghi3503
@wedighilazghi3503 4 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ፡ግን ናይ ሎሚ ዘለና መንእሰያት ኮነ ዓበይቲ፡በዓቢኡ ሕጊ እግዚኣብሄር፡ከምኡ ውን ቅዱስ ባህሊ ዓድናን ወለድናን፡ጠንጢና፡በፍጹም ብናይ ምዕራባውያን ንጠፍእ ኣለና፡ኣዋልድና ክብርታትን ከም ሕስረት ቆጺረን፡ በፍጹም ዕርቃነን ወጺአን፡ነንእሰያትና ውን፡ጽምፍጹም ንእግዚኣብሄር ዘኽብር ባህልና፡ከም ሕስረትን ድሑር ኣተሓሳስባን ቂጺሮሞ፡እሞ ኣምላክ ይባርኩም ነዚ ዝገበርኩም
@yohannestseggayberhe7536
@yohannestseggayberhe7536 4 жыл бұрын
This is commendable initiative, brother Mekonen Tesfay. It is coming at the right time. Please keep up the release of following clip series, in short frequencies as possible so that you will cover the bulk content of Eritrea's Communal Laws within reasonable time of listeners expectation. Well done! God bless you and keep you and your family safe, on this world-wide pandemic.
@user-gh6df7bl5m
@user-gh6df7bl5m 4 жыл бұрын
Ato yohannes I tried to get the mia mahaza customary law book in British library but I could not however I found logo chiwa customary laws book in British library. Can you send me the book if you have it. I live in north London
@yohannestseggayberhe7536
@yohannestseggayberhe7536 4 жыл бұрын
@@user-gh6df7bl5m Codes and Bylaws of Eritrean Regions & Counties (Tigrigna & Tigre) 563 pages ሕግን ስርዓትን ናይ መሬት ዓደቦ (ትግሪኛ - ትግረ) 563 ገጽ snitna.com/documents.html
@saintgallus8047
@saintgallus8047 4 жыл бұрын
mokye bless you more and more
@mehretabgoitom8404
@mehretabgoitom8404 4 жыл бұрын
Thank U for your service to the Eritrean Community.
@YONAS.REALTOR
@YONAS.REALTOR 4 жыл бұрын
Well done our teacher
@freweyniasfaha66
@freweyniasfaha66 4 жыл бұрын
Welcome mokiye hawey
@user-yd5lf2vs3p
@user-yd5lf2vs3p 4 жыл бұрын
ሕጊ እንዳባ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@user-bn6gi6dy5b
@user-bn6gi6dy5b 4 жыл бұрын
ሕጊ ከለና አባ ሓድነት አንዳ በሉ ኣጥፊኦምና ህዝቢ ትግርኛ ክንፈልጦ ዘለና ውዕል አምበር ሓድነት ኣይኮነን ዘምብረና ናይ ኣቦታትና ጌጋ ኣብ ስደት ኣስፊርና ኣሎ ናትና ጌጋ ከኣ ንደቅና ዋጋ ከክፍሎ ኢዩ
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 4 жыл бұрын
ማዕረ ክንደይ ክቡርን ሕፉርን ባህሊ ከም ዘለና ረኣይዎ፡ ስርዓት ኣቦታትና ሕጊ ኣድግና ተገለባ ኣብ ሚዐ መሓዛ ብፍቓድ እግዚኣብሄር ተመሪሖም ዘጽደቕዎ፡ ኣበይ እሞ ኣታ ከምዞም ኣቦታትና እኮ ኣይርከብን ኢዩ ወላ ሸውዓተ ደብሪ ተማህሊልካ። በሉ እስከ ዓድና ተመሊስና በዚ ንናፍቖ ዘለና ሕጊ እንዳባ ብባይቶ ክንመሓደር ፍቓድ እግዚኣብሄር ይኹን።
@kidane.g.mehari89
@kidane.g.mehari89 4 жыл бұрын
መምህረይ ኩሉ ጊዘ ምስ ኣመስገንኩ እየ ሎሚ'ውን ከም ቀደመይ ንዓና ባህልናን ሕጊ ኣቦታትና ከተፍልጥ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ደጊመ ኣዝየ የመስግ። ንእሽቶ ርእይቶ ግን ኣላትኒ ንሳ ከኣ፡ እቲ ደርፊ ድምጺ እንተ ተጉድልዎ ሰናይ ኔሩ። ማለት ቁሩብ ሓንጎልካ ይሰርቀካ እዪ።
@sirajsied4588
@sirajsied4588 4 жыл бұрын
Btami yeqenyelna zhawey qexlo eka bejaka
@selam8217
@selam8217 4 жыл бұрын
የቀነየለዩ ዝሐዉይ ብጣዖሚ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 4 жыл бұрын
💗💗💗💝💞💟❤💔💙 *I AM SO PROUD OF YOU👤**#MEKONEN** **#TESFAY* 💖💖💖💗
@johnmanunitedreddevel1856
@johnmanunitedreddevel1856 4 жыл бұрын
Asssyyy deki merta seben adeyy
@shalom7shalom953
@shalom7shalom953 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ብጣዕሚ ። ሙዚቃ በርቲዕ ብዘይ ሙዝቃ እንተዝኸውን ምተመርጸ ሙዝቃ ግድን እንትኾይኑ ኸኣ ትሑት ክልሲክ ግበረሉ ክቡር ሓው ። ኣጆካ በርትዕ።
@YYG023
@YYG023 4 жыл бұрын
Mokye! Please Keep reading all the Eritrean Customary Laws. If you need ሕጊ በንዓምር ወይ ሕጊ ክልኤ መንሳኸዕ I can email you. We need to get our roots and then grow upon them. I'm so happy about your mosaic bahli. Thank you again.
@user-ld1es7qn5w
@user-ld1es7qn5w 4 жыл бұрын
ኣቱ ኣከለ ሕጉኹም ንኹሉ ዘማእከለ ሎሙ እንዶ ተሳኢኑ ምሳኩም ዝዋዓለ።
@user-in3fe8iq8r
@user-in3fe8iq8r 4 жыл бұрын
Thanks ሞኩየ
@ermiyasabraha4944
@ermiyasabraha4944 4 жыл бұрын
Btoami eina nemesgn ezi hawey
@natnael75
@natnael75 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@samikahsai3114
@samikahsai3114 4 жыл бұрын
Bahre gash tsefena, bahregash Amenay, bahregash zeresenay, bahregas reda bahregas fantay. Higi endaba Enayin Logwayin logo sarda keni ???🐪🛳🌹🇪🇷💒
@tedrostesfaab1838
@tedrostesfaab1838 3 жыл бұрын
Invaluable resource
@user-kf7oz5tu2h
@user-kf7oz5tu2h 3 жыл бұрын
Tanks bro ✌️✌️
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 4 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ሕግታት እንዳባ ትግርኛ ቀይሮ ሕግታት እንዳባ ኤርትራ ዝበሃል የለን።
@abrahamsolomon6915
@abrahamsolomon6915 4 жыл бұрын
Anta hawey esu eko zetttxehafe eyu zenbebe zelo
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 4 жыл бұрын
@@abrahamsolomon6915 ኣታ ደንቆሮ ኣነ ኣብቲ ኣርእስቲ ኢየ ዝዛረብ ዘለኹ።
@samiasfah9219
@samiasfah9219 4 жыл бұрын
Mas gize tehadisu diyu zbleka zelo
@CHALONA11
@CHALONA11 4 жыл бұрын
እታ መጽሓፍ ብከመይ ክረክባ ይክእል
@bereketewelde5443
@bereketewelde5443 3 жыл бұрын
ዋሳብካ ስደደለይ ክሰደልካ Pdf ኣላትኒ
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 4 жыл бұрын
It's good work but the background music not good I can't here the massage can you do Sam thing thank you.
@telaabay1856
@telaabay1856 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ስለ ኢቱ ኣበርኩተካ ልዑል ምስግንታ ይብጻሕካ።ዝገርም ኢዩ ኩቡራት ወለድና ሕጊ ሕጋጋታትን ከም ዘይፈጠሩ: ዝማዕበልና ዝመስለና ዘርኦም ከኣ አብ 21 ክ/ዘበን ብዘይ ሕጊ ዝየለ ዝነብረሉ ሕጊ ዓሳ ሰፊኑ ወለዲና እንቋዕ ተመሊሶም ኣይረኣይዎ። ኩቡር ሓው ንእትገብሮ ደጊመ ከመስግነካ እፈቱ ቀጽሎ።
@joniwedi3438
@joniwedi3438 4 жыл бұрын
💪🏽💪🏽
@awaken1701
@awaken1701 Ай бұрын
I.wish you did it with no music
@user-gn3gv8cv7t
@user-gn3gv8cv7t 4 жыл бұрын
ሞኮነን ሓደ መዓልቲ ትሽለም ክኽውን ብሕጊ እንዳባ ኣጆካ በርትዕ ኢኻ" ኣብ ኣሰርካ ኣለና"ናይ ደቂ ንኑስ ባሕሪ ነጋሲ መጽሓፍ እባ ኣቅርበልና ።
@kiflomghedam8035
@kiflomghedam8035 4 жыл бұрын
ንፉዕ ቀጽሎበል ክንጽበ ኢና
@user-gh6df7bl5m
@user-gh6df7bl5m 4 жыл бұрын
The law of Mia mahaza is only 80 years old not before that I was trying to find the book in British library but I didn't get it. I found 12 books in British library that related African customary laws book one of the book is from eritrea but I don't want mention. THE PLACE IS MAY LAHAM
@MosaicBahli
@MosaicBahli 4 жыл бұрын
Acording to Adgna tegeleba book Mea Mehaza was 123 years old.
@user-gh6df7bl5m
@user-gh6df7bl5m 4 жыл бұрын
@@MosaicBahli can you send the book please
@MosaicBahli
@MosaicBahli 4 жыл бұрын
@@user-gh6df7bl5m what is your email i can email you PDF
@hwyetkahsay7000
@hwyetkahsay7000 4 жыл бұрын
Selam Memhr Mekonen Neay me ktsedeley tkel do hwyetk@gmail.com
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km Жыл бұрын
Why you don’t want mention?
@samiafeworki1395
@samiafeworki1395 4 жыл бұрын
Eti musika classical ente zkewin tabuk neru hawina
@ddyy5110
@ddyy5110 4 жыл бұрын
መአረምታ ፅሑፍ አሰናዲየ አብዚ comment ክልእኾ እንተበልኩ አቢዩ።
@solomonhaile5250
@solomonhaile5250 4 жыл бұрын
Interesting, ክቡር ሓው መምህር መኮነን ተስፋይ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጉዳይ ዩ ዚ፡ ኣነ ዊን ኣብ ዚ ጉዳይ ኣብ መጽናዕቲ ዘለኩየ፡ ቢከመይ ኪረክበካ ዪከአል፡ በጃካ ሓበረታ ሃበኒ፡ ኣነ ኣብ ወጻኢ ሃገር የ ዚነብር ዘለኩ ቢትምህርቲ sholarship
@YYG023
@YYG023 4 жыл бұрын
Hi Solomon, I'm glad you are studying about the Eritrean customary laws. I have some of the laws in a PDF format and ready to share with you. Email to yohannesteku@yahoo.
@MosaicBahli
@MosaicBahli 4 жыл бұрын
ሰላም ሰለሞን moka7842@gmail.com ኢልካ ኢመይል ክትጽሕፈለይ ትኽእል ኢኻ።
@solomonhaile5250
@solomonhaile5250 4 жыл бұрын
@@MosaicBahli thanks
@wediyemane7831
@wediyemane7831 4 жыл бұрын
1st at 6 am 🤦‍♂️
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 4 жыл бұрын
ሕጊ እንዳባ ናይ ትግርኛ እመበር ሕጊ እንዳባ ናይ አርትራ ዝባሃል ርኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን ኢና ብክብረትኩም ኣርእስቲ እንተትቅይርዎ ጽቡቅ ኔሩ ብዝኮነ ግን ጽቡቕ ኣቀራርባ
@merhawitesfay9883
@merhawitesfay9883 4 жыл бұрын
Angosom Tesfalem እሞ እታ ኤርትራ ናይመን ድያ
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 4 жыл бұрын
Angesom Tesfalem, ብግልባጡ ትገልጾ ኣለኻ። ትግርኛ መጸውዒ ቋንቋ ደኣምበር መጸውዒ ህዝቢ ኰይኑ ኣይፈልጥን። እንተሎሚ ግን መናእሰይ ነዚ ኣጠቓቕማ'ዚ ከልምዱዎ ይጽዕሩ ኣለው። ሕጊ እንዳባ ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ ዝግለጽ ግን ኣብ ብዙሕ መጻሕፍቲ ክትረኽቦ እትኽእል ኣገላልጻ እዩ።
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 4 жыл бұрын
ገዛና 1 ኤርትራ ናይ ትግርኛ ኢያ ኢንተኢልካኒ እሞ ተባዕታይ ክብከካ ኢየ
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 4 жыл бұрын
Tsige Asfaha እቲ ሕቶ ንሱ ኣይኮነን ብቃብቁኡ ይጸዋዕ ኣይጸዋዕ ኣይኮነን ኣብ ኤርትራ ቡዙሕ ሕብረተሰብ ኣሎ እቲ ሕጊ ግን ናይ ብሄረ ትግርኛ ኢዩ
@kabijaifer7424
@kabijaifer7424 4 жыл бұрын
Tanks mokuye
@whytwo2199
@whytwo2199 4 жыл бұрын
በጃካ እባ ካበይ ክገዝኦ ይክእል እዚ ሕጊ እንዳባ? ኣነ ኣብ ጀርመን ኣለኩ pls ሓብረኒ የቀንየለይ።
@tv-7anseba.871
@tv-7anseba.871 4 жыл бұрын
Hgi daba tigrinya
@mahamudomer4196
@mahamudomer4196 4 жыл бұрын
ጥዕም ኣስምዐካና ጥዑም ስማዐ ብራንቦ እቲ ኦም ካልኦት ሕግህ ኣባት ዘለዎም ኣምጽኡ ኢልና ከም ዐርፊ ክልቴማርያ ማርያ ቀያሕ ፡ ማርያ ጸላም ወ፡መንስዐ ፞ስለ ስቴ ቤት ኣሰገዴ ሐባብ ፡ዐድ ትማርያም ፡ዐድ ተክሌስ ክልተ ብሌን ቤት ተወቄ ፡ወቤት ተርቄ ወሚንዐምር
@ddyy5110
@ddyy5110 4 жыл бұрын
@ddyy5110
@ddyy5110 4 жыл бұрын
1 ተስፉ፣ ቢሉዎ 1. ባሻይ፣ ንጉሠ፣ ሃብቱ ።
@tumzgieyob2991
@tumzgieyob2991 3 жыл бұрын
በጃካ እባ ኣበይ ክንገዝኣ ይክኢል እዛ ሒጊ እንዳባ እቲ ብል መጽሓፊ ? ኣነ ኣብ Holland (Nederland ) ኣለኹ።ሓበረታ ሃበኒ የቀንየለይ !!!.
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 4 жыл бұрын
ዝኸበርካ መኮነን ተስፋይ: ኩሉ ተቕርቦ መደባት ኣዚዩ ምሃሪን ሓባሪን ስለዝኾነ: ቀጽሎ:: ኣብዚ ሎሚ ዘሎናዮ ወቕቲ ኣነፈልጥን ብሰንኪዚ ኣብ ሃገርና ደኩኑ ዘሎ ጽዩፍ ስርዓትን: ህዝብና ከምጏል በረኻ ዝበታተነሉ ዘሎእዋን: ሃገርና ዓዲ ሕጊን ስርዓትን ከምዝነበረት ምሕባርካ ኣዚዩ ወሳኒ'ዩ:: እወ እቶም ሕጊ ብግዜ ገድሊ ዝመጸ እዩ ዝብሉ ደናቑር ገለ ክቐስሙ እኽእሉ እዮም:: እወ ሕጊ ህዝቢ ኣከለጉዛይ: ብወከልቲ ህዝቢ (ብ House of Repressive Senators) ኣጽፈፍቲን ኣጽደቕቲ ሕጊን ተሰሪሑ: ብጥቕሲ ቁዱስ መጽሓፍ ትርጉሙ ተነጺሩን ንህዝቢ ኣከለጉዛይ ንዘመናት ዘመሓደረ ቁርዑይ መመሓደሪ ኩምዝነበረ ዘመስከረ እዩ ነቢሩ:: ሎሚ ግን: ሃገር ናብሰብ ጠበናጁ ስልዝወቐት: ብሕጊ ክትምሓደርስ ይትረፍ: ነታ ብጽፉፍ ሕጊ ትምሓደር ዝነበረት ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ከይተረፈ ጸሊም ሽም ከጠሙቑዋ ንምልከቶም ኣሎና:: እግዚኣብሔር ንህዝቢ ኤርትራ ኢዱ ኣምቢሩ: ካንዞም ሸፋቱዚኦም መዋጽእቲ ይሃባ::
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g 2 жыл бұрын
ስቅ በል አይትሃሱ ሕጊ እንዳባ አብ ስራዬ አከለ ሓማሴን አብ ኩሉ አሎ ኩሉ ከአ ተመሳሳሊ ኢዩ ፧፧፧፧ብጅካ ኤርትራ ሕጊ እንዳባ አብ ካልእ ማለት ጎረቤታችን የለን ዋላ እቲ ሽምም የለን ፧፧፧፧እግዛብሔር ንኤርትራ ይባርክ
@fretsbah2430
@fretsbah2430 Жыл бұрын
Nay hegi Karneshim zehagegulu bota Hermi zager zeykones Helmi zager eyu zebahal.
@Nahom897
@Nahom897 4 жыл бұрын
Hgi tigrinya eyu
@andemariamlibsu3004
@andemariamlibsu3004 3 жыл бұрын
Ezi aberkito zigeberu sebat sim zirIr miwxaeka eti srah biqendun nab kemzi mibxahika xibuq eyu gin adom entezitiqes xibuq neru.
@tewemebrye6066
@tewemebrye6066 4 жыл бұрын
Astebhl trika flet hgtatt edaba neqifeta dmxi qurub nekylu yserkena alo
@samikahsai3114
@samikahsai3114 4 жыл бұрын
Silemintay segirkayo tikeyid aleka, sirat logosarda. Bahrgas Ayenay, bahregas turkway, bahregas fantay, bahregas zeresenay buzuhatyom ikulom kigeltsom aykilinye. Entayu shigrkum tiemitsu tarikom, tishifinwo .💒🇪🇷🛳🐪🌹 .
@MosaicBahli
@MosaicBahli 4 жыл бұрын
ዝኸበርካ ሳሚ ካሕሳይ እዚ ዝንበብ ዘሎ ብጽሑፍ ዝተረኸብ ኮይኑ ናይ ኣድግና ተገለባ ኢዩ። ኣብ ኣድግና ተገለባ ዝተሰግረ እንተልዩ ንስኻ ትፈልጦ ሕጊ ኣድግና ካብዚ ዝንበብ ዘሎ ዝፍለ እንተኾይኑ ሓሳብካ ኣንብር።
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km Жыл бұрын
Why is Sbagads and others from Tigray included in this customary written law? Why would higi Akele Guzay include any part of Ethiopia?
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 8 ай бұрын
I am not sure Akule guzay was then Akule guzay my dear, they were Tegaru not Eritrean, those you call Agame
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km 8 ай бұрын
@@tigraiembeba4447 Mereb milash was always agame. Akele Guzay was always Eritrea don’t confuse your little brain.
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 8 ай бұрын
@@SelamEri-lx3km Since when Dear? Glad you are accepting you are Agame though
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 8 ай бұрын
@@SelamEri-lx3km also I doubt the concept Mereb milash existed as an entity on its own. It's just Tigrayan all over dude
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km 8 ай бұрын
@@tigraiembeba4447 stop living in fantasy. TPLF terrorist taught you fictional history now you don’t know what to do with the reality. There was no Tigray let alone abay Tigray. You refused to behave so we sent you 50 years back. If you continue to be stupid, we can send you back to the store age. Know your limitations. We have no historical ties to agame like we have with Wolkait, and Sudan.
@asrathaile7350
@asrathaile7350 5 ай бұрын
ሕግታት እንዳባ 'ኤርትራ' - ብዘርኧ ያዕቆብ ንጉስ ውልደ ደብረብርሃን ተደርሰ
@ddyy5110
@ddyy5110 4 жыл бұрын
ቐፂሉ ዝተጠቐሱ ክቡራት ወኪላት
@hagosdebesay8960
@hagosdebesay8960 2 жыл бұрын
መኬ ካብ ልቢ የመስግነካ ቀጽሎ
@kstudio4831
@kstudio4831 3 жыл бұрын
Abey kirkeb yikeal ezi mexhaf?
@user-mb5lg4hs8b
@user-mb5lg4hs8b 2 жыл бұрын
ብተወሳኪ ሕግታት ሕብረተሰብ ትግርኛ ወይ ውን ኣኮሎ ጉዛይ ኢልካ ኣርሞ ሕግታት ሃገረ ኤርትራ ኣትበል እታይ ሕግን ቁዋምን ዶ ኣለዋ ኢዩ ኤርትራ።
@ddyy5110
@ddyy5110 4 жыл бұрын
@ddyy5110
@ddyy5110 4 жыл бұрын
መጀመርያ ክቡር ሓውና ነዚ ተቕርቦ ዘለኻ ታሪኽ ምስጋናይ ከቕርበልካ እደሊ። ጊዜኻ መዲብካ ታሪኽ ከይጠፍእን ክምዝገብን ትገብሮ ዘለኻ ኮይኑ ይስመዐኒ። የቐንየልና። ቀፂለ ከቕርባ ዝደሊ መአረምታን ርኢቶን ምናልባት ናይ copy right ሕቶ እንተዘይኮይኑ ናይቲ ዝንበብ ዘሎ መፅሓፍ ኮፒ እብቲ ቪድዮ ተዝረእ ዝበለፀ ነይሩ። ብኻሊእ ገፅ ንመአረምታ መበገሲ ዝኾነኒ፣ ነቲ ተንብቦ ዘለኻ ስርዓት ኣድግና ተገለባ መፅሓፍ ብኣጋጣሚ ኾይኑ እታ ኦሪጅናል መፅሓፍ ምሳይ ዝለዝነበረት እሞ ከዓ አገዳስነታ ስለዝተዓዘብኩ ነታ መፅሓፍ scan ገይረ ሒዘያ ስለዘለኹን፣ ከምኡውን እብቲ መፅሓፍ ስሞም ተጠቒሱ ካብ ዘለዉ ክቡራትን ዓበይቲን ሰባት ሓደ ዝኾኑ አዝማች ስብሃቱ ባይሩ ደቂ ደቆም ሂበዮም ስለዘለኹውን ምስክር ክኾኑ ስለዝኽእሉን እዩ። ብኻሊእ ገፅ`ውን አብዚ ጉዳይ እዙይ ርኢቶኦም ክህቡ ዝኽእሉ ብዙሓት ዓበይቲ ዓድን ፈላጣትን እናሃለዉ ብዝተፈላለየ ምክንያት ሓሳቦም ክህቡ ስለዘይራእኹ እዩ። ነታ ቪድዮ ምስማዕ ምስጀመርኩ ናይ ዓዲ ስም ጌጋ ምንባብ ስለዝሰማዕኹ ኩላ እታ ቪድዮ ክውድኣ ኣይከኣልኩን ሰለዚህ ነታ ስም ዓዲ ጥራሕ እየ መአረምታ ዘቕርብ ዘለኹ። ናብቲ ዋና ቁምነገር ክንአቱ እዞም ስሞም ዝተጠቐሰ ክቡር አዝማች ስብሃቱ ባይሩ ዝተወከልሉ ዓዲ፣ ካልኦት ሰለስተ ተወከልቲ ሰባት ስሞምን ዝተወከለሉ ዓድን ክንበብ ከሎ ምሳይ ኣብ ዘሎ መጸሓፍ ተጠቒሱ ዘሎ ስም ናይቲ ዓዲ ጌጋ ሰለዘለዎን እዩ። ካብ ዓዲ ጉልቲ ዝተወከሉ ሰባት እዞም ዝስዕቡ ምስ ተጠቐሱ ቐፂሉ ዘሎ ናይ ዓዲ ስም እዩ እቲ ጌጋ፣ ካብ ዓዲ ጉልቲ ዝተወከሉ እዞም ዝስዕቡ ሰለስተ ክቡራት ሰባት ክኾኑ ከለዉ 1. ተስፉ፣ ቢሉዎ 2. ባሻይ፣ገረኪዳን፣ገረንኪኤል 3. ሸለቃ ገብረ፣ሙሳ፣ሮምሃ ቐፂሉ ዝተጠቐሱ ክቡራት ወኪላት 1. ባሻይ፣ ንጉሠ፣ ሃብቱ 2. ባሻይ፣ ሀውኪ፣ተስፋኡ 3, ባሻይ ሓጎስ፣ ካሕሳይ ካብ ''ኮሎኒያ ካቶሊካ'' እዩ ዝብል፣ ንስኻ ተንብቦ ዘለኻ ናይ ካሊእ ዓዲ ስም እዩ ወይ ጌጋ እዩ።( ''እጋንኣ'' ይምስለኒ ተንብቦ ዘለኻ ቪድዮ ሰዓት 17.36 ከባቢ) እዚ ''ኮሎኒያ ካቶሊካ'' ተባሂሉ ዝተሰመየ ዓዲ በዚ ሎሚ አፀዋውዓ ''መነዂሰይቶ'' ዝበሃል ኮይኑ ምስ ትግራይ እውን ዝዳቦው እዩ፣ ብካሊእ መዳይ እውን ምስ በዓል እንዳዳሽም ጎረቤት እዩ (አብቲ መፅሓፍ ካብ ዝተጠቐሱ)። ካብ ሰንዓፈ አስታት 25 ኪሜ ናብ ደቡባዊ ምብራቕ ይኸውን። ምናልባት ብዘይካ ውሑዳት ዝፀንሑ ሰባት ብሰንኪ ካቶሊክ እምነት ተሰዲዶም ዝሰፈርሉ ስለዝኾነን ዳርጋ ኩሎም ነበርቲ ካቶሊካውያን ስለዝኾኑን ዝተውሃበ ስምውን ክኾን ይኽእል ዝብል ግምት አለኒ ነገር ግን ብዛዕባ እዚ ስም ብዙሓት ዓበይቲ ዓድን ምሁራትን ስለዘለዉ ንሳቶም ርኢቶኦም ክህብሉ ተስፋ እገብር። እቲ አበጋግሳ ስም ዝኾነ ይኹን፣ ኣብቲ መፅሓፍ ዘሎ እንተኾይኑ ዝንበብ ዘሎ ምሳኻ ዘሎ መፅሓፍን ምሳይ ዘሎ መፅሓፍን ነኒ በይኑ እዩ ማለት እዩ፣ ሓዲኡ ክፍለጥ አለዎ። ብኻሊእ መዳይ ''ሸለቃ'' ዝብል መዓርግ አብ ገሊኡ ክተንብቦ ከለኻ ''ሻለቃ'' ወይ ከዓ ''ሓለቓ ሽሕ'' ትርጉም ዘለዎ ናይ አምሓርኛ ቃል ተንብቦ አለኻ እሞ ''ሸለቃ'' ወይ ''ሸቃ'' ዝብል መዓርግ ምስ ''ሻለቃ'' (ሓለቃ ሽህ) ይፈላለ እዩ። እዚ ናይ ስም ጌጋ ምእራም አገዳሲ ዝኾነሉ ምኽንያት መጀመርያ ታሪኽ ክጥቀስ ተኾይኑ እቲ ኦሪጅናል ሰነድ ክፍለጥ ግቡእ ሰለዝኾነ እዩ። ካልኣይ`ውን ናይዚ ታሪኽ ቐጥታዊ በዓልቤት ዝኾኑ ደቂ ዓዲን እታ ዓዲን ክብሪ ምሃብ ይኸውን። ዳግማይ ከመስግነካ እደሊ። ነዚ መረዳእታ ይኾና ዝበልኩወን ሰለስተ ገፃት ናይቲ መፅሓፍ scan ገይረ እተሓሒዘዮ እለኹ ነቲ Link ሰዓቦ። drive.google.com/file/d/1S9BpXatVUGEgQMLf6tLSytsnrwbbwRti/view?usp=sharing ነዚ ላዕለዋይ ሊንክ click ምግባር ወይ copy-paste ናብ google search. ሰለስተ ገፅ ናይቲ ኦሪጅናል መፅሓፍ እየን። ንመረዳእታ ዘቕረብኩወን። ደስታ ካብ ፓሪስ ሠላም ወሰናይ
@john9192
@john9192 3 жыл бұрын
ሰላም ኹቡር ሓው ደስታ ኸመይ ኣለካ፡ በዚ ንኩቡር መምህር ሞኮነን ተስፋይ ዝሃብካዮ ርእይቶ፡ ገለ ገለ ካባኻ ኽወስዶ ዝደለኩ ኣሎ እሞ ፍቓደኛ እንተኾንካ ክረኽበካ ፍቐደለይ
@goitomwoldu1278
@goitomwoldu1278 4 жыл бұрын
በየን ክንረክቦ ንኪኢል፡።ገዚኢና፡ከነንብቦ፡ንደሊ፡ኣለና፡ኣመሪካ ኣለና፡ኣድራሻ ሐብረና በጃካ
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 8 ай бұрын
I don't find truth in some of this. Just because you have to find some roots for Eritrea you don't have to lie. Those laws were commissioned by the governing body and that's why they were put in Agame. How old is Agame guzay anyway? Those people had no intention of seeing Eritrea but were ruled by a Tigrayan state. Eritrea is purely the result of colonialism and a betrayal of the central government of Tegaru. Please adjust accordingly. For the work of bringing it to life, you could take credit.
@samikahsai3114
@samikahsai3114 4 жыл бұрын
Nisika eti tarikat bihakin beti nifelton ayemtson aleka nisikazidelekayom tigray eka tigeltselom Zelekatarikom silezi bidenbi tarik higitat endaba baal menyom awtsiom zitikemulu zineberu nikidm temeramer kubur hawena. Sik elka Bahta Hago tiray aytibel kalot habieka abzeybotu aytihabo zantatat. 🇪🇷🛳🐪🌹💒
@ddyy5110
@ddyy5110 4 жыл бұрын
@ddyy5110
@ddyy5110 4 жыл бұрын
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 41 МЛН
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 26 МЛН
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
00:30
FASH
Рет қаралды 31 МЛН
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 10 МЛН
New Eritrean |  መረብ ምላሺ | ብ ገብረ ንጉስ -  ቀዳማይ ክፋል
52:09
155: ታሪኽ ምለይ - The Story of Blue - قصة خضرة
23:50
NEGARIT @negarit
Рет қаралды 21 М.
ቀዳሞት ደቀባት  ኤርትራ | ሳልሳይ ክፋል
41:53
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 42 М.
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 41 МЛН