"ሕዚ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ንዘሎ ፀገም ኤሊት ትግራይ ተሓታቲ 'ዩ!" ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ ሃዋህው ትግራይ ቃለ መሕትት ምስ ሃያሉ ጎዲፋይ

  Рет қаралды 29,195

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 165
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 2 ай бұрын
ሃያሉ ጎዲፋይ ንፉዕ ፖለቲከኛ ብሄርተኛ መንእሰይ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ👍👍👍👍👍👍
@LbonaTV
@LbonaTV 2 ай бұрын
Great man
@tdf-ng2bj
@tdf-ng2bj 2 ай бұрын
Well said Hayalu! Your explanation is always ahead of time
@ghirmayabebe6600
@ghirmayabebe6600 2 ай бұрын
As usual Medhiney good conversation smart guy ❤❤
@mebrahtomteklay1152
@mebrahtomteklay1152 2 ай бұрын
ንስየ ኣብራሃ እባ ኣቅርብልና።ጋዜጠኛ መድህን
@KirosGebreselase
@KirosGebreselase 2 ай бұрын
Great interview.
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 2 ай бұрын
Nifue menesy edmen tienan abzihu yihabka fetari❤🎉
@user-wtigrai
@user-wtigrai 2 ай бұрын
ፅቡቕ ርእይቶን ሓሳብ እዩ ሰማዕቲ ተኾይኖምስ ።
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 2 ай бұрын
❤ ብጣዕሚ ብሉጽ ሓሳብ ኣለዎ ❤
@mulubrhanabay1709
@mulubrhanabay1709 2 ай бұрын
Good analysis Hailu Godefay
@teklebrhanegebretinsae5832
@teklebrhanegebretinsae5832 2 ай бұрын
Good conversation with brake show
@millioncr7538
@millioncr7538 2 ай бұрын
ጅግና።
@Berhun-zw9uw
@Berhun-zw9uw 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@alulamedia-3278
@alulamedia-3278 2 ай бұрын
Great analysis Hayalu
@kidaneweldegebriel
@kidaneweldegebriel 2 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፈጣሪ ብጥበቡ ነቶም ዳሕውሓት ካፍታ ወንበር ኣውርድ ኣቢሉ ነዓኻን ከማኻ ዝመሰሉን መራሕትና ኮይንኩም ክርኢ ናይ ኩሉ መዓልቲ ጸሎተይ ስረሐይ እዩ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
ሃያሉ ብጣዒሚ እየ ዘድንቀካ🙏 ህዳኣት ዘለካ መንእሰይ እካ እና ቃሊሱኩም ኣበሪቱዑ ክቡራት ኣሓዊት ናይ መንእሰይ ወሎዶ ሞተሪ እኩም!
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 2 ай бұрын
Thank you our brother.
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 2 ай бұрын
ብቑዕ ሰብ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 2 ай бұрын
መሓሪ የውሃንስ እባ ኣቅርብልና❤
@alemayehuabrha7757
@alemayehuabrha7757 2 ай бұрын
Thank you #Medhin for the good job! Can you also invite @Girmay Berhe?
@teklebrhanegebretinsae5832
@teklebrhanegebretinsae5832 2 ай бұрын
We need tegadalay Siye Abrha on brake show to see him
@asmeromghide4937
@asmeromghide4937 2 ай бұрын
Niskum ethiopiawian ekum bizaeba ethiopiakumn tigraykum zeytigebru entay alekum ekum eritrea abti xegemkum ketetiwiwa tideliyu shigrkum baelikum fithiwo ya
@mhreteabgebrezgi5341
@mhreteabgebrezgi5341 2 ай бұрын
Entay kitgebir da nsiak nab Tigray atika Ethiopia baela shigra zeytfetih
@haileseged1124
@haileseged1124 2 ай бұрын
የቀንየልና ሐያሉ ሐቂ ሐሳብይ መፍትሕይ እዩ ። ግና መድህን እስካብ ሐዚ ዝቀርቡ ሰባት አብ ሚዲያኹም ኩሎም ጸገምና ህወሐት እዩ ብፍላይ አብ ቤት ጽሕፈት ዘሎ ይብሉኪ አሎው : ልምንታይ ኢኪ ዞም መርገም ህዝቢ ዝኮኑ ሰባት ዘይተቅርብልና ??? ህዝቢ በጃኹም ይአክለኩም ትበሃል አለኹም በልልና ተአብዮም ድልየት የብሎምን እምቢ ኢሎም ኢልኪ አመሐላልፊ !!
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ❤❤❤
@alggt4127
@alggt4127 2 ай бұрын
ንስኽን ጋሻኽን እንካዕ ብሰላም መፃእኺ ❤❤
@Yoboyabraham
@Yoboyabraham 2 ай бұрын
👍 good job medhim
@wewe5688
@wewe5688 2 ай бұрын
ጽቡቕ ሓሳብ ዘለዎ ሰብ ወገንነት ዘይቡሉ ኮይኑ ረኺበዮ
@yemanemusgun546
@yemanemusgun546 2 ай бұрын
Medhn shikor please please 🙏 bring siye abraha at this right time thank you
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 2 ай бұрын
❤ብሓቂ ክምርመሩ አሎዎም❤
@teklayasgedomteferi2653
@teklayasgedomteferi2653 2 ай бұрын
Good idea hayalu let we all leave them alone and see what will happen. The struggle is among the beneficiaries.
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 2 ай бұрын
ለባም ሰብ❤
@SolomonG-w9m
@SolomonG-w9m 2 ай бұрын
rational man
@FilmonGebreyesus-u4u
@FilmonGebreyesus-u4u 2 ай бұрын
One of the best political leaders from Sawet. I want you guys to lead Tigray.
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 2 ай бұрын
Dear Medhin After a long time I heard an opposition talk some sense. Very intellectual dialogue that's very clear and in beautiful Tigrinya. Hailu Godefai has matured I really got hope from this interview. I am a strong TPLF supporter because I was afraid that division will bring us problems and the opposition were very emotional and not strong TPLF has always felt organized. I still support the faction of TPLF that isn't giving up to Ethiopia. However I see a ray of hope from this interview that there are opposition like Salsai Weyane that dont base themselves off of external powers or insults on TPLF but believe in tge organization power in Tigrai without the traditional one. He also prioritizes Tigrayan interests first without first destroying TPLF but first getting Tigrayan interests like sovereignty of Tigrai. He also believes in the traditional mentality of our ealders and culture and the security of Tigrinya speakers. He isnt based in Ethiopia, Eritrea or any specific external force but Tigrai. He also doesnt want to throw away the legacy of TPLF but believes in transition for changes maybe now they are unable to make. I really see through him how the next generation can take Tigrai further taking into account all that's happened in Tigrai. It isn't necessary to shame how we got here but time to take things to the next level which is what I get from him. We need to be nationalists. We need to honour our past but do better. We need to see ourselves with out an Ethiopian center and without Eritrean enemity. We need to build our ecobomy and political structure from with in. I really felt hope. Please tell the young gentleman to keep this strong professional attitude rather than the angry breakdowns. I hear him louder and feel he is in control. I wish to see him and the other nationalist parties like Wunat and Bitona have a nationalist front and have space in the politics space of Tigrai and TPLF to have open space for them good for transition. If they go an elegantly and well thoughtout and strong as him then they will certainly take over anyway. I see a leader in him and feel energized from this discussion and see brightness for Tigrai. Thank you
@teklebrhanegebretinsae5832
@teklebrhanegebretinsae5832 2 ай бұрын
Please medhin bring him Ato Siye Abrha soon as possible thank you.
@hailekewedom7171
@hailekewedom7171 2 ай бұрын
What siye has to do on it?
@RedaHaile-t8l
@RedaHaile-t8l 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝምስገን ሪኢቶ ተስፋ ትግራይ ካብዚ ሓውና ክንማሃር ይግባእ።
@shumuyebelayteklebrhan8466
@shumuyebelayteklebrhan8466 2 ай бұрын
መድህን ሓፍትና ብሓደ ግዜ ብዙሕ ሕቶ ኣይታቕርቢ። focus on specific point and step by step
@negahaile5391
@negahaile5391 2 ай бұрын
ውዕል ፕሪቶርያ፡ ውዕል ሰለስተ ኣካላት እይዩ እብል። ንሳቶም ኸኣ 1/ናይ ኢትዮጵያ ፈደራል መንግስቲ፡ 2/ ኣብቲ ውዕል እተገብረሉ መጸውዒ ስም ዘይነበሮ ኣካል፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግምት (ሓለፍቲ) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ፡ 3/ መንግስቲ ኣሜሪካ፡ እይዮም እይየ ዝብል። ዓላማ ውዕል ፕሪቶርያ፡ ኢትዮጵያ ከም ሃገር ሓንቲ ኢትዮጵያ ኮይና ክትቅጽል ምግባር እይዩ እብል። ኣፈጻጽማ ውዕል ፕሪቶርያ፡ 1/ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ካብ ትግራይ ወጻኢ ዘለዋ ክልላት፡ ብሓደ ሒዙ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ሃገርነት ክሰርሕ። 2/ ግምት ማእከሉ መቐለ ገይሩ፡ ቀስ ብቀስ ነቲ ብሔራውነት ትግራይ ኣዳኺምካ ክብርዕን ምግባር። 3/ መንግስቲ ኣሜሪካ ነዚ ንኽፍጽሙ ንኾሎም ኣካላት ሓገዝ ናይ ኩሉ ምግባር፡ እይዩ እብል። መልእኽተይ ንብሔራውያን ትግራዎት፡- 1/ ትግራዋይ፡ ዓዲ/ትግራይ ኣይትሕደግ። ውለድ ብዛሕ። 2/ ተመሃሮ፡ ብዝክኣለኩም ምህሮኹም ብልሳን ትግርንያ ክውሃበኩም ጸቅጢ ግበሩ። ንትግራይ ክትኮንዋ ኢኹም። 3/ ሓረስታይ፡ እትሓርሶ መሬት ብግቡእ ስርሓይዮ። መሬት ዝሕረስ ዘይብልካ መሬት ሕርሻ ክውሃበካ ተቃለስ። ኣብ ውሽጢ ትግራይ ተንቀሳቂስካ ሕረስ። 4/ መማህራን፡ ምህሮኹም ብዝክኣለኩም ብልሳን ትግርንያ ይኹን። ንተማሃሮኹም ፍትሒ፡ ዝፈልጡን ዝህቡን ጌርኩም አዕብይዎም። 5/ ነጋዶ፡ ንግድኹም ካብ ባዕልኹም ዝብገስ ፍትሓዊ ይኹን። ዝግብኣኩም ግብሪ ባዕልኹም ሃቡ። ኣብ ናይ ትግራይ ሃገራውነት ብጽሒትኩም ባዕልኹም ግበሩ። 6/ ሰራሕተንያ ቤት ጽሕፈት፡ ንተገልጋሊ ከተገልግል ኢኻ ኣብቲ ቦታ ዘለኻ፡ ባህ ኢሉካ ኣገልግሎ። ግዜ ስራሕ ብግቡእ ተጠቐም። 7/ ኣብ ናይ ሙያ ስራሕ ዘለኻ፡ ሙያኻ ዕናሻዕ ብጽፈት፡ ጽባቐ፡ ብእዋኑ ምፍጻም የዕብይዮ። ዋጋኻ ፍትሓዊ ይኹን። 8/ ደያንኑ፡ ፍትሓዊ ፍትሒ ሃቡ። ፍትሒ ኣይትዓምጽጹ። ፍትሒ ኣብ እዋኑ እይዩ ፍትሒ። ንበዓል ጉዳይ ብዘይግቡእ ቆጸራ ኣይተመላልሱ። 9/ ኣብ ናይ ጸትታ ሕዝቢ ዘለኻ፡ ሂወትካ ከምኡውን ሂወት ነባሪ ካብ ሓደጋ ንምድሓን እንተዘይኮይኑ፡ ኢድካ ኣብ ልዕሊ ሰብ ኣይተልዕል። 10/ ኣብ ሕክምና ዘለኹም፡ ሙያኹም ብኽፍሊት ዝዕቀን ኣይኮነን፡ ሕሙማት ሓልይዮትኩም ኣይፈለይዮም። ይቕጽል።
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ 🎉🎉
@hagoswelday3418
@hagoswelday3418 2 ай бұрын
I hope one day You lead tigray❤
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 2 ай бұрын
Thank you our sister.
@wediyosief7853
@wediyosief7853 2 ай бұрын
Maherie yewhans akrblna medhn
@mashogher
@mashogher 2 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ምስ መሪሕነቱ ዘለዎ ርክብ ክንፅሎ ወይ ክብትኖ እየ ! ህዝቢ ትግራይን ደቁን ሰሚሮም ንዘካየዱዎ ናይ ፅንተት ወራር ንምፍሻል ዘካየዱዎ መኸተን ዝኸፈሉዎ መስዋእትን ኣራኺሰ ህዝቢ ትግራይ ሰነ ልቦናኡ ክሰብሮ እየ !! ህዝቢ ትግራይ ዝምክሓሉ ማእኸል ኢኮኖሚ ምዕራብ ትግራይ ከምዘይረኽባ ክገብር እየ !! ኣካል ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ብሄራት ህዝቢ ኢሮፕ ህዝቢ ኩናማ ሸይጠ ክበልዕ እየ ዝብል ዘሎ ናይ ክሕደት ጉጅለ መራሒኡ ጌታቸው ናይ ሕጊ ምሁር እዩ ኢኹም እትብሉ አሞ ህዝቢ ዝረግፁን ዘናውፁን ጉጀለታት ኢድዩ ኣብ ሺራሮ ኢህኣፓ ኣብ ነበለትን ከባቢኣን ኣብ ብዛትን ከባቢኣን ጀብሃ ኣብ ከባቢ መረብን ፀሮናን እንታይ ከምዝተቀፅዑን ከምዝተገረፉን ዝገልፅ ወይ ዝዛረብ ታሪኽ አየንብቡን ድዮም ??? በዓል መድህን ንድግፍ ኣለና እንዳ በልኩም ተፅድፉዎም ከምዘለኹም ክተፈልጡ ይግባእ ህዝቢ ትግራይ ካባኣቶም ፈልዩ አይሪኤኩምን ተሓተቲ ኢኹም ። ። ። ።
@haileseged1124
@haileseged1124 2 ай бұрын
ሐደ ሐደ ሰብ እሞ ምሁር ዝበሃሉ ሰባት ነዞም ጀጋኑ መናእሰይ መራሕቲ ውድባት ብሱል ሐሳብን ፕሮግራምን ናሃለዮም " መማረጺ ዘይብሎም ጸርፊ ጥራሕ" ክብሉ ክትሰምዕ ብጣዕሚ የሕፍሩ የናድዱ
@teklebrhanegebretinsae5832
@teklebrhanegebretinsae5832 2 ай бұрын
We need A good leader in Tigray , the only our home is only Tigray
@TemesgenAssefa-y6x
@TemesgenAssefa-y6x 2 ай бұрын
መዲሂን ትባሃሊ ሰበይቲ አብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ሕጂ ከበባያዊነት አይኮነን ,ናይ ስልጣን ህረፍ እዩ !በትክክል ግለፅዮ ካልኣይ ተናሓናሕቲ ውድብ ብቻ አቅሪብኪ አብ መድረክ ምዝራብ ንትግራይ ኣይጠቅምን
@tekilebirihanm
@tekilebirihanm 2 ай бұрын
Hailu Gudfay the best young politician
@GebrehiwotKiflemariam
@GebrehiwotKiflemariam 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ናይ ብሓቂ ሓደ ሓደ ጊዜ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኹሉ ብጣዕሚ የናድደካሞ መሊስካ ኸዓ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ክትርኢ እንከለኻ ካብ ልብኻ ፉፁም ዓቢይ ተስፋ ትሰነቕ ።
@MULUALEMHAFTE
@MULUALEMHAFTE 2 ай бұрын
እዚ ፀጥታ ሓይሊ ንክልቲኦም ጉጅለታት ክእዘዝ የብሉን ዝብል ዘረባ ካብ ሕግን ሓቅን ዝርሓቀ ርኢቶ እዩ ። ምክንያቱም ሓደ ናይ ፀጥታ ሓይሊ ብመንግስቲ ክእዘዝ ግድንን ግድንን እዩ ። ካብ ናይ መንግስቲ መምርሒ ወፃኢ ክንቀሳቀስ ምጉስጓስ ናይ ሕግን ስርዓትን መሰረት ዘይብሉ ናይ ሽፍትነት ሚና ክህልዎም ናብ ዘይኮነ ኣቅጣጫ ምድፋእ እዩ ። ስለዚ ይሕመቅ ይፀብቅ ብመንግስቲ ክእዘዙ ግዴታ እዩ።
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 2 ай бұрын
First unified front kihliwom nerwo
@MesfinTsehaye-g8g
@MesfinTsehaye-g8g 2 ай бұрын
Yes indeed ! Many times a lot of problems have had happen in tigray by politicans. & many tigrians have failed to learn from the past.
@negahaile5391
@negahaile5391 2 ай бұрын
ዝቐጸለ፡- ብዛዕባ ሕውሓት ኣይረሳዕኩን፡ ሕውሓት ኣብ ውዕል ፕሪቶርያ ዘየለ ምዃኑ ተረዲኡ፡ ብመረጻ ኮምሽን ዘይቅቡል ጉባኤ እይዩ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ምርጫ እንዳተባህለ ኣብ ዝገበሮ መበል 14 ጉባኤ፡ ኣብ ዘሕለፎ ዓስራይ ውሳኔኡ፡ ራእይ ጠ/ሚ መለስ ተግባራዊ ንምግባር ብምውሳን፣ በቲ ጉባኤ ገይሩ (ጉባኤ ድሕነት ብዝብል ዝሰየሞ) ድሕነቱ ንምውሓስ፡ ነቲ ዓላማ ውዕል ፕሪቶርያ፡ ኢትዮጵያ ከም ሃገር ሓንቲ ኢትዮጵያ ኮይና ክትቅጽል ምግባር፣ ኣነ(ሕውሓት) እውን ናይ ነዊሕ ግዜ ዓላማይን ዝቅበሎን እይዩ ኢሉ፡ መልእኽቱ ነቶም ክልተ ኣካላት ናይቲ ውዕል (1፡ 3) አሕሊፉ ኣሎ እብል። ሰላም ንኹሉ
@HanManman-v2u
@HanManman-v2u 2 ай бұрын
Remember, If you take power by power/violence it will come back right at you!!!!
@GebrehiwotKiflemariam
@GebrehiwotKiflemariam 2 ай бұрын
እንቧ እንታይ ዓይነት ሙሁር እዩ በእግዚአብሔር ኣረ ብደንቢ ይሰማዕ ።
@wegahtagebre1020
@wegahtagebre1020 2 ай бұрын
ላይክ እንዳ ገበርና ንከታተል ኣሕዋት 🙏🙏🙏🙏
@Hada5lf
@Hada5lf 2 ай бұрын
ብሰሩ ኮ ለሕዝን እዩ ኮ ጉዳይ ተፋናቀል ጉዳይ ጆኖሳይድ ይርሳዕሎ ኡዙይ ናይ ፀላኢ ካብ ታሓታትነት ናይ ምድሓን ሰራሕቲ ይርሳዕ እሎ እዙይ ብጣዕሚ ለሕዘን እዩ
@genigebre2752
@genigebre2752 2 ай бұрын
ሸግግር መንግሰቲ ክትከል ኣለው ደብረፅዮንና ጌታቸው ፀገም ህዝቢ ኮይኖም እዮም ዝቅፅልለዉ
@da8387
@da8387 2 ай бұрын
ቕድም ኢልካ ብናጻን ብሰላምን ምስ ውዱብ ብልጽግና ምሕባር እናተኻእለስ ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ህይወት ሰብ ከፊልካን ናይ ቢልዮናት ዶላራት ንብረት ኣጥፊእካን ሕጂ ምብልጻግ እንድዒ 🤔
@georgecameroon1942
@georgecameroon1942 2 ай бұрын
ሓያሉ ሓወይ እሞ ተነሓናሕቲ ዉዱባት ኣይበርታዕኩምን በረትዑ
@tdf-ng2bj
@tdf-ng2bj 2 ай бұрын
Golden word" ትግራይ ሒዝካ ኣብ ኢ/ያ ዘይተረባሕኻስ ከመይ ጌርካ ዞባ ሒዝካ ኣብ ኢ/ያ ክርባሕ እየ ትብል?"
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 ай бұрын
ደቂሱ ዝሓድር ትግራዋይ የለን
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 2 ай бұрын
እቲ ቅድመ ሐዚ ሕዋሕት ዘፍረሰ መንፈስ አነነት ዝበሐል መንፈስ ሐዚ እውን መሊሱ ድሕሪ ጂኖሳይድ እውን አዙ አነነት ዝባሐል መንፈስ ክሳአር አይካአለን ፣እዚ አነነት መንፈስ ፣ካብ፣ትማሊ፣ተምሒረ፣እንዳበለ፣ግን፣ሐዚ፣እውን፣ዝተሞሓረ፣አይመስሉን።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 ай бұрын
ኤሊት ትግራይ ሕማም የብሉን። ከባቢያውነትውን ዝብሃል ነገር የለን። ሽግርና ካብ 4 ውልቀሰባት ኣይሓልፍን። ቀይሕ መስመር ፀጥታ ትግርራይ ጥራይ ኣይሕለፋ።
@negahaile5391
@negahaile5391 2 ай бұрын
ዝቐጸለ፡- 12/ ኣብ ሜድያ ዘለኹም፡ ካብ ናይ 27 ዓመት ኣብ ሜድያ ካብ ዝተገብሩ ጌጋ ተመሃሩ፣ ሙያኹም ብፍልጠት ኣዕብዩ፣ ብወርቅን ወገንን ዓርስኹም ኣሕሊፍኩም ኣይትሃቡ፣ ኣብ ናይ ሕዝቢ ትግራይ ህልውና፡ ድልየት፡ ዕብየት ይኹን ዓንድኹም እብል። 11/ ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስኩም ሰላማዊ ቃልሲ ይኹን እብል። ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ሕዝቢ ትግራይ መጻኢኡ ብዝገብሮ ረፈረንደም ባዕሉ ክውስን ዝቅበላ ውድባት እይየን እብል። ኣብ ግዜ ረፈረንደም ሕዝቢ ትግራይ ከም ምርጫ ክቐርበሉ ኣለዎ ዝብልዎ ምርጫ፡ ኣብነት፡- 1-ምርጫይ ሉዑላዊት ሃገረ ትግራይ እይዩ። 2- ምርጫይ መንግስቲ/state ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓድሽ ውዕል እይዩ። 3- ምርጫይ ክልል ትግራይ በቲ ዘላቶን በቲ ዘሎ ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ እይዩ። 4- ምርጫይ ትግራይ ኣብ ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ ብሓድሽ ውዕል እይዩ። ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ኣብ ረፈረንደም ዝቃለሳሉ ሓሳብ/ምርጫ ብግልጺ ብዘቅርባ ውድባት ብማዕረ ቊጽሪ ብዝውከልኦ ተመዓዓዳዊ/መረጽየን ባይቶ ምቋም እብል። ባይቶ ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ክካየድ ከሎ ንሕዝቢ ትግራይ ብግልጺ ብሜድያ ብምሕላፍ ንቕሓት ሕዝቢ ትግራይ ክብ ክብል ምግባር። ባይቶ ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ካብ ዝተፈላለያ ባይቶ ሃገራት ዓለም፡ ዓዲምካ ንዘቈውም ባይቶ ኣስተምህሮ ልምዲ ክውሃብ ምግባር። ብሔራውያን ውድባት ሓሳብካ ከይትገልጽ ብግዜ ኣብ ዝግደቦ ኣኼባ ዘይምእካብ እብል። ይቕጽል።
@mikialegebremekael5340
@mikialegebremekael5340 2 ай бұрын
Tsbuk hasab eu Hailu
@mekonengebremedhin3722
@mekonengebremedhin3722 2 ай бұрын
ሃያሉ በሳል ርጉዕ ፖለቲከኛ እዩ ብትክክል እዩ ንህወሓት ገሊፅዎም አሎ ብፍላይ አብ ህወሓት ዘሎ ሓደ ብልሽውና ዝተገምገመ ናብ ካሊእ ቦታ ወሲዶም እንዳመደቡ ሕመቁ የባዝሕዎ ህወሓት ፀገም ህዝብና እያ።
@robielhaile6980
@robielhaile6980 Ай бұрын
Wushima santim anti newram hasak
@May-vt1jq
@May-vt1jq 2 ай бұрын
ሕዚ ኣብ ትግራይ ይመሪሕ ኣለኩ ዝብል ዞሎ ሓይሊ ቀስብቀስ ህዝቢ ክፀንት ዝፈረደ መሕፈሪ ሓይሊ እዩ ርእስና ዘድፈአና ሓይሊ እውን እዩ
@asefaw4345
@asefaw4345 2 ай бұрын
መራሕቲ ሕወሓት ኣብ ክልቲኡ ጉጅለ ዘለዉ ብተራ ሓኪም ዘይኮነስ ብስፔሻሊስት ኢዮም ክምርመሩ ዘልዎም
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml 2 ай бұрын
ኣብዛ/ብሽማግለምሕደራን/ርዳእታፍትሓዊነይሩዝበልካያ/ትክክለኛፍትሓዊርዳእታነይሩብሓቂ/ህወሓትወይካድረምስተመለሰ/ፍትሓዊርዳእታየለንስጋብሕዚ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 ай бұрын
ህወሓት ካብ ዝመፅእ ትግራይ ከሲራ እምበር ኣይከሰበትን:: ትምህርቲ; ሕክምናን ካልእን ምስፍሕፋሕ ከም ዓብዪ ነገር ክረአ የብሉን:: እዚ ምስራሕ ናይ ሓደ መንግስቲ ግዴታዊ ተግባር እዩ:: መሬት( ጂኦግራፊያዊ) ስፍሓት ንኢሱ; ከም ዓፋርን ኣገውን ዝበሉ ኣህዛብ ኣይናትናን ኢልና ናብ ካልእ ሰዲድናስ እንታይ ኢና ኣትሪፍና? መወዳእትኡ ድማ ኣፅናቲ ኩናት ተኣዊጁና: ስለዚ ድዋዕዋዕ ኢልና ከሲርና እዩ ክበሃል ዘለዎ::
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 2 ай бұрын
ካብ 21 ደቂቃ ጀሚራ ዘላ ዘረባኻ ፈቲየያ😍😍
@anmeb6220
@anmeb6220 2 ай бұрын
Call a spade a spade
@solomontadele9166
@solomontadele9166 2 ай бұрын
ሕወሓት ሕምምቲ እያ ነይራ ቅድሚ እቲ ጦርነት ሕዚ ግን ተመግዲራ ኣብ ዓቅሊፅበት ዝኣተወት ኾይናላ ብሰንኪ ንተወርካውያን ጉጅላዊ መራሕታን ብዘይካ ጉጅለኦም ዋላ እቲ ፉሉይ ሓሳብን ተዓፃፅፍን ኾይኑ 51% ሕወሓት ኾይኑ ምስ መዳርግቱ ዝመፀ ሕውስዋስ ግ.መ.ት ባዕሎም መሪፆም ባዕሎም ዝነፀግዎ ምሕደራ 😮😮 ሱሱዓት ሓዲኡ ምረፁ በልዎም😮😮ህዝብናን ተጋደልትናን ረኣዩ። ይኣኽለኩም!!
@michealtesfay9340
@michealtesfay9340 2 ай бұрын
Behere Agazi embey Behere tigray zibil 100 Amet eqa edime yebilun . Selezi Behere Agazi embsr Behere tigray zibahal yelen tigray ( tigre) nay hade Awraga metsewei eyu
@All-w9s
@All-w9s 2 ай бұрын
ውድብ ህወሓት ደቅና ከፊልናላ ኢና እሞ እና ቐተለትና ፣ እዝትወለዱ ደቅና ንመስዋእቲ ናቕረብናላ ንቐፅል ማለት ምኽንያታዊ ጥራሕ ከይኮነስ ዘሕፍር ድንቍርና እዩ።
@wediadi6788
@wediadi6788 2 ай бұрын
ተጋሩ ድሮ ኣብ ኣዕናዊ ናይ ከባብያውነት ምጉጅጃል ኣቲኹም ኣለኹም። እቲ ኣፈኛ ናይቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ባዕሉ ኣብ ቴለቭዥን ውጺኡ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ተዛሪቡ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ጉዳይ ኣሚንኩም መፍትሒ ኣናድዩ ደኣ ምበር፣ ከም ሰገን ርእስኹም ኣብ ሑጻ ቀቢርኩም፣ ነዚ ሓደጋ ሸለል ምባል ኣየዋጽኣኩምን ኢዩ። እዚ ሕማቕ ምጉጅጃል ውን ኣብ ኤርትራውያን ሱር ሰዲዱ፣ ኤርትራውያን ፍጹም ኣብ ዘይምትእምማን ኣብጺሑዎም ኣሎ።
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 2 ай бұрын
Kulukm ayterbhun ketkte hzebe tgray fetwete nebsom
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 2 ай бұрын
Menjerino & Alem Gebrewahd ዝብሃሉ ዮም ጸየቕቲ
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 2 ай бұрын
ንመሓሪ ዮዋሃንሳ እባ ኣቅርብልና መድህን
@desta-fj5qk
@desta-fj5qk 2 ай бұрын
ተፈናቃይ መመለስ አለበት ተስፋፊዉ ከትግራይ ሉአላዊ ግዛት መዉጣት አለባቸዉ
@TekleHaile-n8w
@TekleHaile-n8w 2 ай бұрын
ብንስሓ ናብ ኣምላኽ ንመለስ ! ሰብ: ነቲ ዝዘርኦ እዩ ዝዓጽድ ።
@meleskidane9695
@meleskidane9695 2 ай бұрын
እቲ ዝዓበየ ዓወት ፍርሒ ካብ አካልካ ምሰ ትፍውሶ ዩ።
@Sawa-tv7cb
@Sawa-tv7cb 2 ай бұрын
ተጋሩ የዋ ገና እዩ ገና
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 2 ай бұрын
"ካብ ባሕሪ እንዳራሓቅና ክንከይድ ከለና "ክትብል ከለካ እንታይ ማለትካ እዪ??ንስካ ግን መርመራ ዘይኮነ ሕክምና የድልየካ ኣሎ ዓወት ንሓፋሽ
@MakidaAster-n2k
@MakidaAster-n2k 2 ай бұрын
ዝምቸወካ ብሱል ፖለቲከኛ
@wediadi6788
@wediadi6788 2 ай бұрын
ውድብ ህወሓት ከም ሓዳ ዋጋ ዘይብሉ ውድብ ኣብ ትግራይ ክትኩንኖ ኣይከኣልን ኢዩ። ውድብ ህወሓት ዘይናዓቕ ቁጽሪ ዘለዎ ካብ ህዝቢ ትግራይ ደጋፊ ከም ዘለዎ ምዝካር ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። You can't write off the TPLF from the political scene of Tigrai, tryying to do so will only lead to the total demise of the region.
@genigebre2752
@genigebre2752 2 ай бұрын
ንፉዕ ሰብ ኢካ ንሰካ ተቃወምቲ ምፅራፍ ጥራሕ ኢኩም ትፈልጡ ዝመሰለና ኔሩ እና መድህነይ ንጀናራል ፃድቃን ንጌታቸው ረዳ ኣቅርቡሉና ከምዚኦም ዝበሉ ንፉዓት ኢልታት ኣቅርብልና
@habtomtadesse9726
@habtomtadesse9726 2 ай бұрын
ተጋሩ ውድባት ተጠርኒፍክን ሓደ ዓብይ ተነሓናሒ ውድብ ዘይትምስርታ፡
@Yosief88
@Yosief88 2 ай бұрын
እዛ ኣመንዝራ ዉድብ ሕዉሓት ከላ ህዝቢ ትግራይ ኣይሓልፈሉን ኢዩ
@peace-x9s
@peace-x9s 2 ай бұрын
አነ ከም ሐደ ኤርትራዊ ሐውኹም ኩሉኹም ጽቡቅ ዘረባ ስለዝተዛረብኹም ፍታሕ አይመጽእን እቶም ጀነራላት ትግራይ ሐደ ስጉምቲ ይውሰዱ ሕዝቢ ምስኦም ክውግን እዩ
@worldcomm9842
@worldcomm9842 2 ай бұрын
መራሕቲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ብምጥፋእ ክኽሰሱ ኣለዎም።
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 2 ай бұрын
ፓለቲከኛ ሓየሎም ይዋቐዐካሎ ህዋሓት ብህፁፅ ይታኣለ ትብልሞ ዉዑል ፕሪቶሪያ ተኣፋፊዩ ዘካይዶ ውድብ ህወሓትዩ ትብል ።መሊስካውን ነቲ ኣብክልተ ተኸፊሉ ዘሎ ሓይሊ ምስ 4ኪሎ ማዕሮ ረኽቢለዎ ትብልስ ካልእ ተተረፈ ጠ/ሚ ተወከልቲ ትግራይ ሰብሲቡ ንጌታቸው ደግፍዎ ቶም ካልኦት ጦረኛታትዮም ክብል ኣይሰማዕኻንዲኻ? ደብረፄን ተመሪፁ ኣይቅበለካንዶ ኣይበሎን ?ኩነታት ትግራይ ኣሻቓሊ እናሃለወ መድረኽ ተጠቒምካ ንባዕልኻ ስልጣን ንምርካብ ትደሊ ትመስል ።
@realistikk64
@realistikk64 2 ай бұрын
ብሓደገፅ ህወሕት ክንኣሊዮ ኣለና ብካልእ ገፅ ካዓ ተጋሩ ሰብ እሳትና ክንጣፋፋእ የብልናን ይብል ኣሎ ሓያሎ ጎደፋይ 😂 ባዕሉ ንባዕሉ ዝጣፋፋ ሓሳብ ሕዝካ ብሄርያውያን ኢና ምባል መስሕቂ እዩ😂
@kiflemokonnen4850
@kiflemokonnen4850 2 ай бұрын
አየ ተጋሩ😅😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂 ንኻልኦት ዝኹዓትክንኦ ጉድጓድ ባዕልኽን ትአትውኦ አለኽን😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@hadushatenaw5869
@hadushatenaw5869 2 ай бұрын
ሃያሉ ዓብይ ሰብ እዩ ብሓቂ ።
@AmanuelBelay-u7w
@AmanuelBelay-u7w 2 ай бұрын
Medhen Balja egra selam zeythebeyo hezbiki ne ketefe teferdeyo ztetslee hezbi gerkeyo mes gorebabettome anti gebenena denqoro iyu desebeki
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 2 ай бұрын
Xerfi mekfeti afu aytixaref Medhin waero journalist eya kemaka ab xerfi zewelu eyom eti natika xerfi zegbeom wae
@aregawigirmay
@aregawigirmay 2 ай бұрын
ናይ ለውጢ አጀንዳ የለን ማለት መንግሥትን ፓርቲን ምፍላይ ለውጢ አይኮነን ዲዩ ?
@yonaszewdu9130
@yonaszewdu9130 2 ай бұрын
this was saiying for years it is not new
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 2 ай бұрын
Marenet aykonetn zebelet ete kalse fere amtsedo aymtsen eya tebelka zala??melsu dema ewe eyu fre amtseus neska eka temaherka keme hde tegrawy kefeelka meselka tezareb aleka.
@minneapaul804
@minneapaul804 2 ай бұрын
በወረ ዝመፅእ ለውጢ የለን
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 2 ай бұрын
Keskesa party deka tegeber zeleka aba bayta zelo endo tezareb
@mogosberhane9026
@mogosberhane9026 2 ай бұрын
ህዋሓት ባህሪ ህግደፍ ዘለዎ ጸረ/ህዝቢኮህኑ እዩ::34 ዓመታት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ቀጻሊ ናይ ጽልእን ኩናትን ጸሚዱ ኣብ ዓዘቕቲ ጥፍኣት የእትዮዎ ገና ናብ ምልክን ዕብለላን ድማ ዩ ዝጽዕር ዘሎ:: ካብዚ ክጋላገልመንግስቱን TDF ሰራዊቱን ዝዕቅበሉ ዕድል ሕጂ እዩ::
@alexjohn996
@alexjohn996 2 ай бұрын
Abeyu eneo TDF tblo zineaka ? Enzrrr
@slm1341
@slm1341 2 ай бұрын
ብርግጽ ኤሊት ተግራይ ቅንዲ ተሓተቲ ሽግር ህዝቢ ትግራይ እዮም።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
Eway tegaru baka zereba fooo
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 104 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 88 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН
UFC 308 : Уиттакер VS Чимаев
01:54
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 849 М.
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 104 МЛН