ሓደራ - ትግርኛ ሓፂር ድራማ | Hadera - Tigrigna Drama 2023

  Рет қаралды 22,771

Lele Entertainment

Lele Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 286
@Gotytom
@Gotytom Жыл бұрын
ነዚ ደራሲ እዚ አባ ለይክ ሃቡለይ ተጋሩዋይ❤🏖💊😢መሲ ድራማ ብንብዓት እየ ዝውዳአ 😢2ይ እዝአ ህዝበይ ትግራይ ዝረኸቦ እዩ😢❤
@yfu9997
@yfu9997 Жыл бұрын
ኣሰይ እምነት ሃገረሰብ እኮ ዋሕስ ሃገር እዩ ሃገረ ትግራይ ከዓ ናይ ግድን እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ካሌቭወዲፍሬታ
@ካሌቭወዲፍሬታ Жыл бұрын
ተጋሩ ንዑ ሼር ላይክ Comment እናገበርና ቻናላትና ነዕቢ ብሩኻት❤🎉😊
@ትግራይዓደይመንነተይ
@ትግራይዓደይመንነተይ Жыл бұрын
ልብካ ዝትንክፍ ፊልም እንካዕ ብሰላም መፃኩም እስቲ ኣይዞና ተጋሩዋይ❤❤❤😢
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Жыл бұрын
ህምምምምም 😢 ጽቡቅ ያ ዝገበረ ጽቡቅ ተዝፍደስ ብዕራይ ድቋ ምሰተየ ይብሉ ወለድና ግዜ ተጣላለም ኮይኑ 😢 አጆኩም እስከ ቡሩካት አሕዋትና
@goodKing-n8l
@goodKing-n8l Жыл бұрын
እህህምምምምም ብጣዕሚ😢💔
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
ሽሻይ ሓወይ ለባም ወዲ ዓደይ ዞም ካሕዳማት እወ ክፅግሞም ናብ ህዝቢ ክጥዕሞም ናብ ወንበሮም ኤህህ ድኣ ማስቃ ዝህዝቢ የውርደሎም😢 ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ይኣክለኹም ይበለና🙏🙏🙏
@ZhSv-el5cp
@ZhSv-el5cp Жыл бұрын
እዚ ደራሲ ግን ብሓቂ ብሉፅ✅❤❤❤❤❤
@mediጓልፈረሰማይ
@mediጓልፈረሰማይ Жыл бұрын
ሲስኮ ዝፈቱ እንተለ ይለይከኒ ብማርያም😢🎉❤
@hintsagmeskel3907
@hintsagmeskel3907 Жыл бұрын
ርእሲን ሕልናን ዝወቅስ ልቦናን ንዘለዎ ዓብይ ትህርቲ እዩ የቀንየልና🙏😍
@hailegirmay
@hailegirmay Жыл бұрын
ተስፋ ዘለዎ፥ ትንሳኤ ፊልም ትግራይ ከበስር ዝኽእል ጎበዝ ደራሲ ሽሻይ ገ/ሂወት sisco ቀፅለሉ ❤❤❤
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ብልፅቲ ድራማ❤❤❤
@mghsw3508
@mghsw3508 Жыл бұрын
እሰይ መጅሙዕ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
ዝሓውና ድርሰታቱ ብጣዕሚ ,የ ዘድንቖም፡ ሽሻይ ካብ ትግራይ ሓደ ንስኻ ኢኻ ተስፋ ዝራእኹልካ ንፉዕ ደራሲ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ዝበለጸ ብሉጽ ስራሕ❤ ሂወት ትግራዋይ ኣድሚቑ ዘርኢ ድሙቕ ድራማ።😢
@abraham.tesfay
@abraham.tesfay Жыл бұрын
Excellent short drama A strong message to our leaders to never forget our backbone - the people of Tigray , who sacrificed everything.
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 Жыл бұрын
ብሓቂ ነዚ ሐዚ ንህዝቢ ትግራይ ኣጋጢምዎ ዘሎ ጥልመት😢 ትገልፅ ደራሲ መግለፂ የብለይን ቀፅለሉ❤❤❤❤❤
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃኹም ደስ ዝብል ድራማ ዋሕስ ሃገርና እዩ መግለፂ የብለዪ < ሲስኮ ብሉፀይ ቀፅለሉ♥️♥️
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Жыл бұрын
ብሓቂ እቶም ሂወቶም አሳፊሮም ናብዚ ዘብቅዕኩም ጀጋኑና አይትረስዕዎም 😭😭😭 ሓጻርን መሃሪትን ድራማ ተጋሩዋኒ❤❤❤
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl Жыл бұрын
ዋዉዉ ተጋሩዋይ ብልፅቲ ድራማ ❤❤❤ ህዝብና ሓላል ለዋህ ሰበ ስልጣን ኣብ ሽግሮም ናብ ህዝቢ ይፅግዑ ዳሓር ተመሊሶም ይርስዕዎ 😢😢😢
@ኮኪጋልትግራይ
@ኮኪጋልትግራይ Жыл бұрын
Effffff abzi alo drama malet tegeruwayy atababawo😢❤❤
@wendwa7710
@wendwa7710 Жыл бұрын
ልዕሊ ቃላት❤❤❤❤እዩ እዚ ስራሕ
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እቶም ኣሳፊሮም ኣብዚ ዘብፅሕኹም ኣሕዋትናን ደቅናን ኣይትረስዕዎም በለ ዓኽኽ😢😢😢
@kasaakasa6285
@kasaakasa6285 Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ተስፉ ዘለዋ ድራማ ❤❤❤❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 Жыл бұрын
እዚኣ ናይ ህዝብና ዘሎ እዩ😢❤❤❤❤
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሰናይ ምጆማር ይኩነልኩም ❤❤❤
@ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
@ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ Жыл бұрын
Des zbl srah eyu ketslulu tegaruway ❤❤❤
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰🌹🌹
@galmhrey
@galmhrey Жыл бұрын
ሸሻይ ብሓቂ ብሉፅ ትዋሳአይ ኩሉ ትኽእሎ ❤❤❤❤ናይ ህዝብና ነገር ግን ደቁ አረክቡ 😢😢😢😢😢😢
@muluwelday4144
@muluwelday4144 Жыл бұрын
Selam Selam Selam
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h Жыл бұрын
ናይብሓቂ ዘም ጠላማት ሕውህት😢😢😢😢
@HhhHhh-wv4gz
@HhhHhh-wv4gz Жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ ብልፅቲ ድራማ 🙏🙏🙏
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ ብልፅቲ ድራማ❤❤❤💜👑💋
@اااا-ت4ق2ص
@اااا-ت4ق2ص Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ሰላም ይግበረልና ክብራት ተጋድልትና አምላኽ ዝተሰዉኡ መንግስቲ ሰማይ የዋርስኹም ድሃይኹም ዝጠፈአና ድማ ብሰላም ይምለስኹም
@سميرهة
@سميرهة Жыл бұрын
❤እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፁሪያት ❤❤
@KalayGebreslase-fl8xu
@KalayGebreslase-fl8xu Жыл бұрын
ብሓቂ ገላፂት ድራማ እያ ክታባባዕ ዝግበኦ ስራሕ
@haymitube-l8w
@haymitube-l8w Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፁሩያት❤
@lulbahri
@lulbahri Жыл бұрын
Best drama ever and I hope you can make more like that.🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንንክሉአምላክይ
@ተመስገንንክሉአምላክይ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ጥበቡ ይዓድልኩም ብጣዕሚ ማሃሪ እዩ
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ Жыл бұрын
ሽሻይ ጅግና ብሉጽን ደራሲ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ሰላምካ ይብዛሕ🙏❤❤❤🥰 ብሓቂ ነቲ ዝሓለፈ ጸልማት ግዜ ዝቆበካ ምጥላም ብጣዕሚ የሕዝን😢😢😢😢😢😢
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 Жыл бұрын
ኣሕ😭ፅቡቕ ዝገበረ ፅቡቕ እንተዝፍደ ዝብል ዘኪረ❤🙏ቀፅልሉ ተጋሩዋ❤
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl Жыл бұрын
እሰይ ፅብቅ ሰራሕ ትግራይ ዓደይ ሰላምኽ ያርእየን ዓደይ 😢😢😢 ናፍቆት ሕሰሙ እህህህ❤💛😭
@ጓልሰብዓ
@ጓልሰብዓ Жыл бұрын
ከምዙ ከማይ ብንብዓት ዝወዳኣ😢😢😢😢 ህዝበይይ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ተጋሩዋይ❤
@hehhggd
@hehhggd Жыл бұрын
ኣሕሕሕ ህዝብ ትግራይ ዘይረኸቦ ግፍዒ ይህሉ ዶ 😭😭😭😭 ይሰንድ ይፀሓፍ ይተረክ ቀፅልሉ ብሉፃት 👍👍👍👍
@AAa-bf5oo
@AAa-bf5oo Жыл бұрын
Sessay srhatka btami geletsti ayom ketslelu jegna😢😢💕💕💕💕💕
@galtigray5257
@galtigray5257 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d Жыл бұрын
ታይ እዩ ኣብ ምጅማሩ ሕርቅርቅ ዘብለኒ😢💔😢
@sarahaa6575
@sarahaa6575 Жыл бұрын
ንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ቡልፃት ተጋሩዋኒ
@gvbhb3798
@gvbhb3798 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋኒ🥰🥰🥰
@mkhffdttrd9042
@mkhffdttrd9042 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢betami xebkti derma😊
@musiesheqa453
@musiesheqa453 Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ብልፀቲ ድራማ
@rakirakilove821
@rakirakilove821 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኹም ፅቡቅ ስራሕ❤
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf Жыл бұрын
ብሓቂ እቶም አሳፊሮም አብዚአ ዘብፅሕኩም ብፆትኩምን ደቅናን አይትረስዖዎም 😢💔 ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ፁሩያት😘🙏
@GlaDesta-f2r
@GlaDesta-f2r Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤
@brigaltigray-q8b
@brigaltigray-q8b Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅእኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤
@lixmony6235
@lixmony6235 Жыл бұрын
እህህህህህህህህህህህህ ኣይ ስብ ጠላም ንዕኡ ኣሕልፉ ክይህብ ውዱ መስዋእቲ ዝኽፍለሉ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ተቲየጋልተዋህዶ
@ተቲየጋልተዋህዶ Жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Жыл бұрын
ንባዓተይ ምቅፅፃር አቢኒ ዋይ ህዝበይ😢😢
@fjcxxgh
@fjcxxgh Жыл бұрын
እህ ነይ ብሓቂ 😢😢😢❤❤
@loveyou-lj7qe
@loveyou-lj7qe Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ(መልእኽቲ) 😊
@aotali8812
@aotali8812 Жыл бұрын
ሲስዋይ ብሓቂ ጀግና ደራሲ❤❤❤
@ማሾጓልትግራይ-በ2በ
@ማሾጓልትግራይ-በ2በ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ተሕዝን ኣዝያ መሃሪት😢 ምእንቲ ህዝቡን ዓዱን ሂወት ዝከፈለን ኣካሉ ዝሰኣነን ብዙሕዩ 😢ክብሪ ይግበኦም
@ኣሉጎልትግራይ
@ኣሉጎልትግራይ Жыл бұрын
Waw drset❤❤❤❤❤❤❤
@zufangaltewahado7247
@zufangaltewahado7247 Жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ይበል ደራሲ❤❤❤
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ Жыл бұрын
አየ ህዝብና ዝረከቦ መከራ እኮ ንዉልድ ወለዶ ዘይርሳዕ በሰላ እዪ😢😢 ኦ አምላክ ፍረድ☝️
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
መጀሙዐይ ጀግና ብሉፅ እንደኻ❤❤❤ ቀፅሎሉ❤❤
@gfff539
@gfff539 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ንህሉው ኩነታት ትገልፅ እየ ቀፅልሉ ኣሕዋተይ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት ዘርኢ❤
@dejenteka8714
@dejenteka8714 Жыл бұрын
wow good ,movie
@Tdfdemey-w6x
@Tdfdemey-w6x Жыл бұрын
ሲስዋይ ብሉፅ ደራሳይ ኢኻ ተስፋ ፅባሕ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ካብ ናይ ትግርኛ ድራማ ብሃረሮ ልፅበዮ ተሃልዩ ንስኻ ትደርሶ እዩ እዋናዉን በዓል ረዚን መልእኽትን እዩ ሞ ቀፅለሉ ክብለካ ይፎቱ ወድነዋ❤🔥✌️
@lmmratech1515
@lmmratech1515 Жыл бұрын
ካብ ድራማ ምርኣይ ዳማትና ባ ሓራ ተውፅኡና ትኾኑ❤🙏
@meryemm2193
@meryemm2193 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍትውውውው❤❤❤❤
@mediጓልፈረሰማይ
@mediጓልፈረሰማይ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓፃርን መራርን ዓብይ መልአክቲ ዘለዋ ፊልሚ እቶም ኣሳፊሮም ኣብዚኣ ዘብፅሕኩም ደቅና ግን ኣይትረስዕዎም& ሲስኮዋይ ይመችካ ዝጎይታይ🎉
@kbromtesfay8449
@kbromtesfay8449 Жыл бұрын
ብሃንቀውታ ክፅበያ ፀኒሐ ተኸታታሊት ክትከውን ከዓ ተስፍ ይገብር❤
@fanigaltigray1628
@fanigaltigray1628 Жыл бұрын
ኣሕ ህዝበይ ዘረከብካዮ😢😢😢 ጅግና ደራሲ 🥰ንኩልኩም ተጋሩ ቡልፃተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓልኩም አሕዋተይ❤❤❤
@astertesfay5169
@astertesfay5169 Жыл бұрын
ብሓቂ ነቲ ዝሐለፈን ሕዚ ዘሎን እትገልፅ ድራማ ፅቡቕ ድርሰት❤
@RhyRgt
@RhyRgt Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋይ❤❤❤
@AduMahi
@AduMahi Жыл бұрын
ብጣዕሚ ገላፂት ፊልሚ ጎቦዛት ❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ🥺🥰_
@HrfgHes
@HrfgHes Жыл бұрын
ኣሕ ዋይ ህዝበይ 😢😢
@MuluKahsay-eu3cu
@MuluKahsay-eu3cu Жыл бұрын
እቶም ኣሳፊሮም ኣብዚኣ ዘብፅሕኹም ኣይትረስዑዎም ተረሲዖም ኮ ኣሕዋትና ኣይሃለዋቶም ኣይቅባፀቶም ኩሉ ሓሪሙና ወላድ ንብዕ ዊዒላ ንብዕ ትሓድርላ ታይሞ ክንብል ልመን ክነግሮ😢😢ብዝኾ እዋናዊ ፅቡቅ መልእኽቲ ዩ ሰማዒ ተሃልዩሰ ደራሲ ሽሻይ ገ/ወት ቀፅለሉ ንስኻ ትደርሶ ኩሉ ዓብዪ መልእኽቲ ዝሓዘ እዩ ደስ እናበለና እና ደማ ንከታተለኩም በርትዑ ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤
@ghgh2357
@ghgh2357 Жыл бұрын
ብጣዓሚ ንፉዕ እኪ ደራሲ ሸሻይ ሓዉና በረቱዑልና ተጋሩዋይ❤
@mediጓልፈረሰማይ
@mediጓልፈረሰማይ Жыл бұрын
ዝከበርካ ሽሻይ /ሲስኮ/ ኣነ ኣብ ሕድሕድ ስራሕትካ ኣዚየ ካብ ልቢ ተመሲጠ እየ ዝካታተለካ ኣዚየ ካዓ የድንቀካ ሕድሕድ ካዓ ኣብ መሬት ዘሎ እቲ ሓቂ ተንቲንካ ዓብይ መልኣክቲ ኢካ ተማሓላልፈልና ጀግና አካ ብሓቂ ሰለዚ ቀፅለሉ ሓወይ ማዓረይ ኣነ ሓፍትካ ትግራወይቲ🎉🎉
@ድንግልማርያምዋሕሰሂወተይ
@ድንግልማርያምዋሕሰሂወተይ 10 ай бұрын
ተጋሩዋይ 😍😍😍😍
@ካሌቭወዲፍሬታ
@ካሌቭወዲፍሬታ Жыл бұрын
ኣሕሕሕ መራር ሓቂ💔😭
@salmo7382
@salmo7382 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋርዋይ
@kallmikael4519
@kallmikael4519 Жыл бұрын
😭💔ተጋሩ ዋይ
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 Жыл бұрын
Interesting, unforgettable experience.
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq Жыл бұрын
ዋው ተጋሩዋይ ብሉፃት❤❤❤ ብጣዕሚ ኣብ ህዝብና ዞሎ መንከራ ኣሕሕሕሕሕ ወይሉኹም ግን😢😢😢😢ኣቱም ልኸብዱኹም ትነብሩ ሰብ ስልጣን😢
@የብሩኬእናየዊናኣድናቅነኝ
@የብሩኬእናየዊናኣድናቅነኝ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ልቤካ ዝትንኽፍ😢
@aotali8812
@aotali8812 Жыл бұрын
ሲስኮ ኩሉ የጥዕመሉ❤❤
@gene6075
@gene6075 Жыл бұрын
እፉፍፍፍ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹምና ብርኻት ስድራና ኣረ እዛ ክላስካል ኸብድኻ ከም ገለ ትብለካ ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢና መንእሰይና ልብባ ግበሩ ዘረባ ወለድኹም ስምዑ_
@zedazeda9298
@zedazeda9298 Жыл бұрын
አያሓድጉ ትክክል እያልፈልጣስ❤🎉🎉🎉🎉
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝበል ስራሕ ደራሲ ሽሻይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ጎቦዛት ቀፅልሉ❤❤
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅልሉ
@aotali8812
@aotali8812 Жыл бұрын
ሰበ ስልጣን ትግራይ ብሓቂ ረሰሓት😢😢😢 ኣሕ የሕዋትና ኣብሊዖምዎም ዞም በላዕቲ ስጋ ሰብ😢😢😢
@gነኝየእናቴዋመሳይ
@gነኝየእናቴዋመሳይ Жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ❤❤
@GalAle-kv3kx
@GalAle-kv3kx Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት 💘💘💘😘😘
@dyykejtkj
@dyykejtkj Жыл бұрын
ፅቡቅ ሳርሕ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ማዓረይ 💊💊💊😢😢😢
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 26 МЛН
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
00:17
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
ጁንታ - ትግርኛ ፊልሚ  | Junta - Tigrigna Movie 2023
1:06:13
Lele Entertainment
Рет қаралды 54 М.
Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy fara mekera part 3 (full) 2019
17:32
Kemalatkum Entertainment
Рет қаралды 189 М.
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 26 МЛН