ሓዳሽ ድራማ ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ ( ቆቋሓት ቁሸት )

  Рет қаралды 140,980

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

Күн бұрын

Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Пікірлер: 165
@user-me9hq3vd4m
@user-me9hq3vd4m 4 жыл бұрын
ዓወት ወዳጅ ክንዲ ሽሕ ኩነለይ ንኩሎኩም ድማ ዕድመ ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ ንሕና አብ ስደት ኮይንና ንዓኩም እንተሪእና አብ ስደት ዘለና አይመስለናን እና ብጣዕሚ የቀንየልና አሕዋተይ 💝💝💝💝💝💝💝💝
@roozkiros6065
@roozkiros6065 4 жыл бұрын
ሓቂ ይሃብኺ ሓፍተይ ናይ ዓይንና ተስፋና ንበርልና ክብራት ወለድና
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 жыл бұрын
ኣታ ዓወት ወዳጅ እካ ከይሓሰብናዮ ተዋሳኣይ ካይኑ ካልኣይ እያሱ በርሀ ኣጀካ ጀጋኑና ኣይመቱን ደቂ ትግራይ
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 4 жыл бұрын
ዓወት ቆንጆ ካማካ ዝበለስ 100 ክፍጥሩ ነይሩ
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዓወተይ ምስ ባዓልቲ ገዛካ
@meleswelay3933
@meleswelay3933 4 жыл бұрын
የቅንየልና ጽቡቅ ት/ቲ እዩ። ድማ ቀጽለውሉ
@user-hb1st2ez3m
@user-hb1st2ez3m 4 жыл бұрын
ዓወተይ ጅግና ምስባዓልቲ ገዛካ ክብሪ ይግባኣኩም💘👌
@olishacadda6555
@olishacadda6555 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ይብርቲ ባዓልቲ ቤትካ
@user-rm5xh7jz7q
@user-rm5xh7jz7q 4 жыл бұрын
ዓወት ከማካስ ሽሕ ይወለድ ጅግና
@user-vv1iy7vk6w
@user-vv1iy7vk6w 4 жыл бұрын
እረ ዓወት ኣብ ስደት የመንን ስዑድን ዝሳቀዩ ዘለው መናእስይ ተጋሩ ኩልኩም ሚድያታት ድምፂ ኩንዎም በይዛኩም
@S82256
@S82256 4 жыл бұрын
Tgrihnazeyna
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
በጆኩም ኣሓተይ ብፀሎትኩም ሕሰቡኒ ኣነ ሓፍትኩም ምልክት ኮርና ተራኢኒ ኣሎ እሞ ንበይኒ ኣብ ገዛ ተዓፅየ ኣለኩ ስደተኛ ሓፍትኩም😭😭
@theonly3409
@theonly3409 4 жыл бұрын
Ajoki zyaday egzabiher alo
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 жыл бұрын
ዉይ ሳምሪ ሓፍተይ ሳዓል ይግበረልኪ ኣጆኪ እግዚኣብሄር ይሓሊኪ
@merigalhagereseb21
@merigalhagereseb21 4 жыл бұрын
እመብርሃን ትሓሊኪ ሓፍተይ ናተይ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
@@merigalhagereseb21 አሜን ❤
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
@@user-gt1dl9jp9z 🙏❤
@user-ep1ym9wr6c
@user-ep1ym9wr6c 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቀጽልሉ
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 жыл бұрын
ኣበይሞ ኩሉ ከምዚ ተዝገብርዶ እዚይ ኩሉ ህዝቢ ምተለበደ ነይሩ
@user-bm4vb8hy4l
@user-bm4vb8hy4l 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራኻ ዓወት ሓውና
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ጥዕና ብጁባ 💜💜💜💜💚💚💚💖💖💖💖💖💖
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 жыл бұрын
ዓወት ወዳጅ ተባዕ ጅግና ቀፅልዎ❤💛❤
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 4 жыл бұрын
ዓወትን ሰበይቱን ምስ ማዕተብ ዘባእስ ገለ ኣለወም መስቀን ሓይልና እዩ መዓተቤ እሰሩ
@yobiloverstube4767
@yobiloverstube4767 4 жыл бұрын
harf srah awetey 🇪🇹👍👍👍
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
ዓወትየ ጅግና ስላምኩም ይብዛሕ
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣታ ዓወት ጀግና ፋኒ ጀግና ወድኩም ጀግና ፅቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
ወዶም ድዩ
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 жыл бұрын
@@oykukarayeloykukarayel3229 ወዶም ኮይኑ ስለ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ
@albadralbadr3119
@albadralbadr3119 4 жыл бұрын
ጅግና
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
ጽቡቅ መልእክቲ እዩ ዓወት ወዳጅ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን🙏
@user-bm4vb8hy4l
@user-bm4vb8hy4l 4 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ
@user-un2dl3vy3h
@user-un2dl3vy3h 2 жыл бұрын
ዓወት ከይሓስብናዮ እኮ ተወሳኣይ ተቀይርካ ኣጆካ ክብሪ ይግበእካ ምስ ብዓልቲ ቤትካ💛❤️💛❤️
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 жыл бұрын
😂😂😂ኣስሒቅኩምኒ ፅሩያት ደቂ ሃገረ ትግራይ ቀፅልሉ ዓወት ናይና እዛ ኹነታት ዓለም እግር እግራ እንዳሰዓብካ በላ
@user-tx7pu4nj9s
@user-tx7pu4nj9s 4 жыл бұрын
ናይ ሕማመይ ሰብ
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f 4 жыл бұрын
እሰይይይይ ደቂ ታሓላላት ከምኣ እያ ከባቢካ ምሕላው
@user-qy7dg8sb5z
@user-qy7dg8sb5z 4 жыл бұрын
ስይ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሓላል መሬት ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🇻🇳🙏
@freselammehari4985
@freselammehari4985 3 жыл бұрын
ኣሰይ ዓወተይ ተረካቢ ሕድሪ መግለፂ ሲኢነልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ሙቁራት ኣዝያ መምሃሪትን እዋናዊትን ዝኮነት ስራሕ 😍😍
@TsegaChannel21
@TsegaChannel21 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና በዓል ሓቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሞያካ ትሰስነልካ 🙏እግዚአብሔር ኣምላክ እዚ ሕማም እዚ ካብ ምድሪ ዓለም ይሰውረልና❤
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 жыл бұрын
እስይይይይ ይበል ዘብል ስራህ እዩ ቀፅልሉ
@suzanagalejeganu9828
@suzanagalejeganu9828 4 жыл бұрын
ዓወት ጅግና ንበረልና
@abebaguwalmekelle2579
@abebaguwalmekelle2579 4 жыл бұрын
Assseeeeyyy atum jeganu desssss behalo!!!❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 3 жыл бұрын
አየ ጀጋኑ ፅሩይ ልቡኩም ሐቀኛ ስራሕኩም ደስ ዝብል እግዛቢሄር ምሳኩም ይኩን አመን
@roozkiros6065
@roozkiros6065 4 жыл бұрын
እሰይ ጀግና ዓወትይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኹም ክንድ ሺኽንልና
@fmhabeshawit5079
@fmhabeshawit5079 4 жыл бұрын
ዓወት ንፍዕ ኩቡር ሓውና ፅቡቅ እዩ ቀፅሉሉ እንተኾነ ኣነ ካብ ዓዲ ዝሰማዕኽዎ ንእሽተን ዘስገኣትኒ እቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ሓደ ሓደ ሰባት ኣብቲ ማስክ (መሸፈኒ ኣፍ) ኣጠቃቅማ ፖሊስ ወይ ድማ ምልሻ ክሪኡ እንከለው እምበር ኣብጁቦኦም እዮም ዘውዕልዎ ክፍተታት ድማ ኣሎ እሞ ሃየ ህዝብናን ብዝግባእ ሓበሬታ ኣመሓላልፉሉ ኢኹም እዚ ሕማም ሸለል ኣይንበሎ ሓደገኛ እዩ
@eyerusmokonen9493
@eyerusmokonen9493 4 жыл бұрын
ዓወተይይይ ጅግና♥♥♥♥
@tigray1221
@tigray1221 2 жыл бұрын
ዓወተይ ጅግና🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊🦁🦁🦁💪💪🟥⭐🟨♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛🥰🥰🥰🕊🕊🕊🕊🕊🤍🤍
@user-qh9qi5ey1x
@user-qh9qi5ey1x 4 жыл бұрын
ጅግና ወድ ትግራይ ቀፁሉሉ ሙቁራት
@halangabrasy3203
@halangabrasy3203 4 жыл бұрын
woww des bhale ketsulula deki halel meryat jeganu
@Nebulove275
@Nebulove275 4 жыл бұрын
ብሓቂ ፅቡቅ
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 жыл бұрын
ሰይ ሰይ ደቂ ትግራይ ሓላላት ኩርዓትን ብሉፅነትን ፈጣሪ ዝሃበኩም ልቢ መስተዉዓላይነትኩምን እዩ። 🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@mariaymaxumancihtabkgue5d655
@mariaymaxumancihtabkgue5d655 4 жыл бұрын
Dasi bheltie daki tigrye marye
@senigaltegeray8044
@senigaltegeray8044 4 жыл бұрын
ቀፅልሉ
@user-ud2zs8qm7m
@user-ud2zs8qm7m 3 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ማራኺት ያ ግድን ዩ
@aaa8749
@aaa8749 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሓ እዩ ቀፅልሉ
@user-el7zy7yn3q
@user-el7zy7yn3q 4 жыл бұрын
ዓዊተይ ወዲ ገዛውተይ ሓው ሙዚት ምሓዛይ ከመይ ድየ ዝኮርዓልካ ንበረልና በስ የኛ
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b Жыл бұрын
እሰይ ጀጋኑ ከምዚኣ እናገበርኹም ህዝብና ቖቓሕ ኮይኑ ክሕሉ ፅብቕቲ ትምህርቲ ቐፅልሉ ዓሽኹም ትግራይ ትስዕርርርር
@rahwahuluf9387
@rahwahuluf9387 4 жыл бұрын
ትኽኽል የቐኒየልና ስድራ ዓወት
@mahderefltet4448
@mahderefltet4448 4 жыл бұрын
ኣወት ወዳጅ ኣንታ ጅግና
@loveyoutigray3680
@loveyoutigray3680 4 жыл бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ፁብቅ
@ethiopianloveletsh4790
@ethiopianloveletsh4790 4 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉ ደሰ ትብሉ ቅፅለሉ🥰❤
@user-pw2od2xo4r
@user-pw2od2xo4r 4 жыл бұрын
ዓወት ሓወ ንፉዕ ኣጆኻ
@user-ip2kc6ur7q
@user-ip2kc6ur7q 4 жыл бұрын
ዓወተይ ጅግና
@tub3665
@tub3665 4 жыл бұрын
ዓወተይ ለባም አቦ ጥበብ በርትዑ እግዚአብሔር ድማ ይሓልውኩም ዓድና ማርያም ፂዎን ትሓልወልና
@user-rz9bk5yo5j
@user-rz9bk5yo5j 4 жыл бұрын
ዓወተይ1000 ዓመት ንበረልና
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 4 жыл бұрын
ክንንድድእእሽሽሕሕኩነልናጅግግናዋ❤❤❤❤❤❤❤
@user-dk7zn6vm8m
@user-dk7zn6vm8m 4 жыл бұрын
*#ቀፅልሉ** አምሓርን ባህልና ዓቃብን እዩ ፁቡቅ ስራሕ#*
@ilovetigray2337
@ilovetigray2337 4 жыл бұрын
abaty dekey Tegray sekrnataty ekom gebazaty👍👍👍👍💯
@teklayfisaha22
@teklayfisaha22 4 жыл бұрын
ዋውውውው ዓወት ወዳጅ አንታ ጎበዝ አነስ ክፈትወካ ጉድየ ቀፅለሉ አጆካ
@user-nf9yt1ef3h
@user-nf9yt1ef3h 4 жыл бұрын
ዓወት ወዳጅ ቀፅሎ ጅግና ወዲ ትግራይ😘😘😘😘
@tube41
@tube41 4 жыл бұрын
ዓመይ ሙሉእ ካብ እንዳ ገሬ እሙን ምክትታል ሓንቲ ክፋል ናይ ዓወት ወዳጅ ምክትታል ይበልፅ
@aamm1852
@aamm1852 3 жыл бұрын
ስቅ በሊ ሎቅማፅ ማራል ተጋሩና ተዎሳእቲ ኣይትስበሪ ባእ ክንዳናያ ዘይኣኸላስ ብኣና ይውዕላ
@muluebrhanweldeselase9649
@muluebrhanweldeselase9649 4 жыл бұрын
Awat good
@user-sm6kw6kc2n
@user-sm6kw6kc2n 4 жыл бұрын
ተባዕ.ጅግና.ወዲ.ትግራይ
@wedihagos8668
@wedihagos8668 4 жыл бұрын
ደብረጽየን ማርሞን ዓወት ወዳጅን ኣብምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ጽቡቕኣለና ይብሉለው ምስቲ ኣባያታ ዝረአዞሎግን ሓሶት ኣመሎምዩ ዘብል።
@user-ku6pt4gg4h
@user-ku6pt4gg4h 4 жыл бұрын
ዎው awety. ጅግና ❤️💛❤️💛👍👍👍👍
@meseretkasa6128
@meseretkasa6128 4 жыл бұрын
ዋው ዓወታ ጅግና
@akcbfvczfdfgff7046
@akcbfvczfdfgff7046 4 жыл бұрын
ዋዉዉዉ ዓወት ጀግና ፅቡቅ ስራሕ👍👍👍😚😚😚
@galgrmay6454
@galgrmay6454 4 жыл бұрын
Awety konjo kemka ybzhayo mesta kebrti balti betka keftwka meat ey
@haymanotabrha7649
@haymanotabrha7649 4 жыл бұрын
Ybel Ybel ybel
@user-uq1qk8ql9d
@user-uq1qk8ql9d 4 жыл бұрын
ዓወት ወዳጅ ወዲ ትግራይይ ኣታ ጅግና ቀፅለሉ😍😍😍😍
@Seb15
@Seb15 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ። ብቅንዕና ዝኣክል ሕብረተሰብ ካበይ ኢካ መጺኢካ ዝብል ሕቶ ይጸልኦ እዩ ግን ስሕተት እዩ ሓንጎፋይ ኢሉ ብግቡእ ተረዲኡ ግልጺ ሓበሬታ ሂቡ ክሓልፍ ይግባእ ጠያቂ ውን ብላዛ ብሲስተም ሓታታይን ታሓታታይ ቅኑዕ ዝኮነ ኣካይዳ ክህሉ ኣለዎ ። ከምኡ እንተኾይኑ ጥዕና ሕብረተሰብ ውሑስ ይከውን። ጽቡቕ ስራሕ ዓወታ👍
@fi7521
@fi7521 4 жыл бұрын
ዓወት ህግን ቀፅሎ
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
ኣቱም፣ጀጋኑ፣ዓወት፣ከም፣ሽምካዓወት
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
ዓውቾ👍👍
@rahwagebretsadik2950
@rahwagebretsadik2950 4 жыл бұрын
Wowwwww kitslelu des zebil betami
@user-lp9pg3jq1b
@user-lp9pg3jq1b 4 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ቀፅለሉ መሃሪት እያ
@shire2224
@shire2224 4 жыл бұрын
good idea Awetye ambesaye
@rozi5943
@rozi5943 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ
@gtsgkgbc5418
@gtsgkgbc5418 4 жыл бұрын
የቀንየልና ፅቡቅ ት/ቲ እዪ
@habtomgebremeskel9440
@habtomgebremeskel9440 4 жыл бұрын
xibuk sirah iyu kexiliwo
@yonastekle256
@yonastekle256 4 жыл бұрын
Nay bhaki abi tmhrti aweta
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 жыл бұрын
ዓወትየ አንካዕ በስላም መፅአካም አይተጣፍአ ቀፅለሉ
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 4 жыл бұрын
ዓወተይ ጅግና እሰይ ለባመይ
@mariaymaxumancihtabkgue5d655
@mariaymaxumancihtabkgue5d655 4 жыл бұрын
Wowowowow jiguen
@user-vf2tt5hj3h
@user-vf2tt5hj3h 4 жыл бұрын
Abshr Awe fkr Ggna weditom Gganu♥️♥️♥️♥️♥️
@abrihageremedhun1401
@abrihageremedhun1401 4 жыл бұрын
Awetey jgna tsbuk srah eyu ketslelu
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 4 жыл бұрын
ንጥንቀቕለናስ ንሰምዐለና አንተህዝብን ተሓቓቒፉ ክኸይድና ንሪኦዘለና ስለዚ ተግባርን ዘረባን ተሓቓቒፈን ርኢና ኣይንፈልጥን ኣብትግራይ።
@danaitwelday2514
@danaitwelday2514 4 жыл бұрын
Awot wedaj kemey dika shikor ❤❤❤💛💛💛🙏🙏
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b Жыл бұрын
ኣጆኻ ህዝበይ
@user-ho6px5lg4v
@user-ho6px5lg4v 4 жыл бұрын
ፅቡቕ ትምህርቲ እዩ ዓወተይ ቀፅልሉ
@user-lc8ob3sq7g
@user-lc8ob3sq7g 4 жыл бұрын
Aseyyy awetiy jegna betam tsbuik timhrte eyu katslalh
@alemdagem5396
@alemdagem5396 4 жыл бұрын
Waw
@meseret6947
@meseret6947 4 жыл бұрын
ንፍዓት ደቂዓደይ
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 жыл бұрын
ይብል ሰራሕ ፅቡቅ ቁፅሉል😍😍😍
@selamgebrzihr9928
@selamgebrzihr9928 4 жыл бұрын
ዓዊታ ጅግና ቀፅለሉ
@user-gz1gt6no2y
@user-gz1gt6no2y 4 жыл бұрын
ዓዋትይ ጅግና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@mussoliniroma7875
@mussoliniroma7875 4 жыл бұрын
Agames genzeb endareakum sk ktblu
@mangaa1590
@mangaa1590 4 жыл бұрын
Wawww
@nevergiveup3251
@nevergiveup3251 4 жыл бұрын
ዓዊቻ ዋውውው
@salamb9556
@salamb9556 4 жыл бұрын
👍
Angry Sigma Dog 🤣🤣 Aayush #momson #memes #funny #comedy
00:16
ASquare Crew
Рет қаралды 49 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 36 МЛН
Throwing Swords From My Blue Cybertruck
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 11 МЛН
Sep 11/2024 እዋናዊ መጠንቀቅታ ሰብ ስዊዝ ኣይተካእሉን
21:15
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 1,9 М.
August 31, 2024
21:50
Soloda studio
Рет қаралды 6 М.
ምስ ቤተይ ሌላና ከመይ ኔሩ ኣብ ላይፍ
20:47