ሓገዝ ፌደራል መንግስቲ ንዝተኸልኡ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ዝተገበረ ሓገዝ !!

  Рет қаралды 40,448

Wushatena Media

4 жыл бұрын

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
kzbin.info/door/ruEMhSez_as1JPx8Y2o3egjoin
ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ክቕበሎም ዘይደለየ ልዕሊ 400 ሰደተኛታት ኤርትራውያን ኣሕዋትና (ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ዝበዝሕዎም) ብመንግስትን ህዝቢ ከተማ ሸራሮን ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ተዓቒቦም ዝኸኣልዎ እናገበሩ ይርከቡ። ውሻጠና ሚድያ እውን ኣብ ቀዳማይ ዙር ልዕሊ 230 ሺሕ ብር ዝሓገዘ ኮይኑ ሐዚ ድማ ካባኻትኩም ብዝተረኸበ ብድምር 425 ሺሕ ብር ብንዋትን ጥረ ገንዘብን ሓገዝ ኣብፂሑ ኣሎ። ሐዚ እውን ሓገዝ ኩላትና ኣይፈለዮም!!

Пікірлер: 383
@nafqotaleni3450
@nafqotaleni3450 4 жыл бұрын
ኤሬትራዊ እየ ግን ገሊጸ ኣይውዶኦን እየ ነዚ ወዲ ንኤሬትራውያን ስለ ዝሓገዘ ዘይኮነ ዘሎ ርህራሄን ሰብኣውነትን እዩ ዝያዳ ዝምስጠኒ
@shleg1973
@shleg1973 4 жыл бұрын
ኣቶም ዝሃብኩም ሃብቱኩም ኣብ ሰማይ ኣሎ ተጋሩ የሕዋትና ድማ ምግለጺ የብለይን
@yibrahokubay6662
@yibrahokubay6662 4 жыл бұрын
ኣነስ ከመይ ዓይነት ፍቅሪ ዝኾነ ሰብ እዩ መግለጺ ስእነልካ ዕድሜኻ ይንዋሕ ዝሓወይ
@tekleweiniyemane4132
@tekleweiniyemane4132 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት መግለጺ እምበር ሲኢነሉ ነዚ መም ሙሉእ በል እስከ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ብኣምላክ ርከቦ
@ስደትሑሱምጋልማይፀብሪ
@ስደትሑሱምጋልማይፀብሪ 4 жыл бұрын
አምላኽ ሰላምን ራህዋን ናዓኻ ሙሉ አቦ ኹሉ ከምኡውን ንመላአ ህዝቢ ትግራይን ኤሬን ፀላኢና ዓይኑ ይደፈን
@kalkidank7037
@kalkidank7037 4 жыл бұрын
ኣሜን ፀላኢና ዓይኑ ይደፈን።
@haddihaddi3481
@haddihaddi3481 4 жыл бұрын
አጅኩም ኤርታትራዊያን ዘይ ሐሰባ ሰለ ዝረከብዉ ዘሐልፍ ነገር የለን ንሰከም ህዝቢ ትግራይ ፁብቅ ምግባር ፁብቅ እዩ ናዓኳ ዕድመን ጥዕና ያሀብከ 🇪🇷❤️❤️🇪🇹ረቢ ያሐጉዝከም
@frehiwetgebretsadkan9262
@frehiwetgebretsadkan9262 4 жыл бұрын
ዓስብኻ እግዚኣብሄር ይኽፈልካ ክቡር መምህረይ ....ኣንቱም ወሃብቲ ካዓ እግዚአብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ኣንቱ ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩ ደቂ ዓደይ ሰላም ፍቕሪ ሓድነት ንተጋሩ ሰላም ንኹላትና።
@albadr2531
@albadr2531 4 жыл бұрын
Amen.amen.zayedaye.💝💝
@marilyneabourizk6284
@marilyneabourizk6284 4 жыл бұрын
amen 🙏
@frefer7772
@frefer7772 4 жыл бұрын
አሜን
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 3 жыл бұрын
መምህር መሉ ሓውይ አቦ ውፅዓት ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ልኡል እግዚአብሔር አምላክ ንዓድና ንመላእ ዓለም እግዚአብሄር አምላክ ምሕረት ይልአከልና
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸውጻኹሞን ብጎልበት ይተካኣልኩም የሕዋት ኣሓት መምህር ከማኹም ይብዝሑ
@melatmilli6302
@melatmilli6302 4 жыл бұрын
መምህረይ ሙሉእ ከም ሽምካ መግለፂ የብለይን ዓስብኻ ካብ እግዚአብሔር👏👏
@merahabte
@merahabte 4 жыл бұрын
ገለ ዶ ክንበል ነዚ ሰብ መስል መላኣክ መላኣክ ከይንብሎ እኮ ከማና ሰብ ስጋ ለበስ ንርእዮ ኣለና መምህር ናይ በሓቂ መምህር ሕልና እንታይ እሞ ክንብል ነኣምላክ ዘሃበና ነዓካ መምህር ሕልና ክቡሩ ይመስገን ኣዛ በዓሌተይ ዓሌትካ ዝተጫማለቀት ዓለም ትጋዛዘ ዘላ ንበዓል ከማካ ሪኢና ከኣ ተስፋ እዳገብርና ንነብር ኣለና ዘይውድእ ዕድመ የሃብካ መምህር ሕልና ካብ ብልቢ ዝፈትወካን ዝድንቀካን ሓውካ ካብ ኤርትራ።
@ለፍቅርታማኝነኝፀዳል
@ለፍቅርታማኝነኝፀዳል 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ ይሃብካ ፈጣሪ ሰላምየምፅአልና ምህረትየውርደልና ካብዚ ህማምእዚየጥፈአልና
@wedimersye925
@wedimersye925 4 жыл бұрын
ሰናይ ገብር ሰናይ ክትረክብ ኑፉዕ መምህር ሙሉ tanks ።
@radaeyoanes3710
@radaeyoanes3710 4 жыл бұрын
ሙሉ ከም ስሙ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ hawka redae ertrawi ye
@hadushtekia9171
@hadushtekia9171 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ መግለጽይ ስነልካ መ/ሙልየ
@abitvtube6823
@abitvtube6823 4 жыл бұрын
እዋይ ኣምላክ ጸድፊ ፈጢሩ፡መደያይቦ ይፈጥር ዝብልዎ እምባ ከምዚ ምስኮነ ኢዩ።መምህር ሙሉ በል እስከ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ።ዓስብካ ብኣምላክ ርከቦ።
@አልማዝግርማ
@አልማዝግርማ 4 жыл бұрын
*#ፁቡቅ** ስራሕ#*
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 жыл бұрын
ኤርትራውያን አሕዋትና አጀኹም አብ ዓድኹምን ምስአሕዋትኩም ኩኹም ዘለኹም ሓገዝ ዝትገብሩ አብ ኹሉ ሂወትኩም ዘይውዳእ ሓገዝ ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ አብዚሑ ይሃብኩም መምህረይ ንስኻውን ናይ ፈጣሪ ሓገዝ አይፈለይኻ
@lamikberuk7915
@lamikberuk7915 4 жыл бұрын
Ane Eritrawit eya,, gen tegaru yehwatyy i Love u all behaki eskum berukat ekum
@yosialemey-Messi
@yosialemey-Messi 4 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነልካ መም/ምሉእብርሃን፡ስለቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ እግዝኣብሄር ኣምላ ጻማኻ ይኽፈልካ፡
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 жыл бұрын
Wowo Amennnnn😍😍😍😍😍😍💋💋💋💋💟💟💟💟💖💖💖💖💖💖
@mesiyonas9862
@mesiyonas9862 4 жыл бұрын
Amen
@አባዱትንጉስ
@አባዱትንጉስ 11 ай бұрын
ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@meazaabraha7194
@meazaabraha7194 4 жыл бұрын
ተባረክ ተባረክ ክቡር ህዝቢ ትግራይ
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 жыл бұрын
ዋሃብቲ ኣምላክ ዕጽፊ ገሩ ይባርከልኩም ከምኡ ውን መም/ሙሉ ዕጽፊ ገሩ ይባርከልኩም ዕድመን ጥዕናን እታ ንስናይ ትልግስ ኢድ ንዓኩም ዝወለደት ኣደ ፍረ ማህጻና ብሩኽ ኢዩ።
@sentayohuteka3509
@sentayohuteka3509 4 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@selamselam3986
@selamselam3986 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይሃብኩም ኣሕዋተይ ወትሩ ዝዋሃብ ኣይስእንኩም ኣሕዋተይ
@salams503
@salams503 4 жыл бұрын
ዋው ስላም አምላኽ ንኩል ህዝቢ ዓለም
@Dawitsiele
@Dawitsiele 4 жыл бұрын
መምህረይ ብጣዕሚ ነመስግን ሰብኣውነት ዘለካ ክቡር ሓውና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልካ መምህር ሙልየ ሓውና
@ዓባይሃገረትግራይናይፍቅሪ
@ዓባይሃገረትግራይናይፍቅሪ 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓውና
@Yo-ll1ek
@Yo-ll1ek 4 жыл бұрын
ነዚ ወዲስ 68 ሽሕ ሳፕስክራፕ ሓበሻ ሳክት ኢኩም ንመን ትተባብዑ ኣይትፈልጡን አቶም ሳፕስክራይፕ ዝገበርኩም ግን ኣናብብ ህጂ ወን ብዙሕ ሰብ ምአንቲ ክንከታተሎ ሳፕስክራይፕ ንግበረሉ
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 4 жыл бұрын
ብሓቂ ኩሉ ግዜ እየ ዝግረም
@shleg1973
@shleg1973 4 жыл бұрын
ናይ ቁምነገር ዶ ይርከቡ እዮም
@Yo-ll1ek
@Yo-ll1ek 4 жыл бұрын
Aygermekumn gn kemzi alo zketatelo nay xeadu bzu seb eyu zketatelom end b comment hasabu zgelxelom nhna gn kuru terirna
@lmlmhou2187
@lmlmhou2187 4 жыл бұрын
Betaemi
@aronchanel127
@aronchanel127 4 жыл бұрын
1'000'000 Million Subscribe kenebxahalu alena hagez ka ente kono ajoka muluye hawey ka 👍👍💐
@mhretgebrewahid3980
@mhretgebrewahid3980 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓውና ናዓኻ ዝኾውን ቃላት መግለጺ ሲኢነልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዛኣብሂር ኩሉ ግዚ ምሳኻ ይኩን
@afiealexissanchez9436
@afiealexissanchez9436 4 жыл бұрын
ክብሪ ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ ብልቢ ነመስግን! ኣምላኽ ውዕለትኩም ንትክኣሉ ግዜ ቀረባ'ዩ ኣጆኩም ጥራይ።
@መንከምመንከም-ኀ3በ
@መንከምመንከም-ኀ3በ 4 жыл бұрын
ሚሊየ ማዓረይ እግዚኣቤሄር ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ
@دينو-ح7د
@دينو-ح7د 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ቃላት የብለይን ታይሞ ክብለካ'የ መድሀኒአለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@እመአምላክአንቺጠብቅኝ
@እመአምላክአንቺጠብቅኝ 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ምድራዊ ሳይሆን ሰማያዊ ዋጋ ይክፈልህ እመ ብርሃን በሄድክበት ሁሉ ከነመላው ቤተሰብህ ትጠብቃቹህ
@ቅድሳንቅድሳን
@ቅድሳንቅድሳን 4 жыл бұрын
አንቱም ጽቡቕ ትገብሩ ጸጽቡቕ ይሃብኩም መምህር ሙሉ ሓውና ኳ ቃላት የብለይን እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ብውላድካ ተሓጎስ እመብርሃን ትሓልኻ ዝሓወይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷💕💕💕💕💕💕💕
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 жыл бұрын
አቱም dislike ዝገበርኩም ግን ናይ ብሓቂ ሰብ ኢና ከይትብሉ::መምህረይ ንዓኻስ ወወስኹ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
@wehazitweldeamlak2721
@wehazitweldeamlak2721 4 жыл бұрын
Nay bihaki .egiziabiher libi hilina yihabom
@ቅድሳንቅድሳን
@ቅድሳንቅድሳን 4 жыл бұрын
አነ ግን እናፈለጡ አይመስለለንን ኩሉ ብዘይ ምፍላጥ እዬም እለ እየ ዝወስዶ ምኽንያቱ አነ ንባዕለይ አይፈልጦን ነይረ መጀመርያ አየናይ እዩ ላይክ አየናይ እዩ ዲስክ ላይክ አይርደአንን ነይሩ እሞ ከመይ ሰለዘይተረድእዎ እዬም ኢለ እየ ዝወስዶ አነ እሞ አይትሓዙሎም ፍትዋት አሕዋተይ ብዘይ ምፍላጥ እዩ ኢልና ንሰዶ ክቡራተይ
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 жыл бұрын
@@ቅድሳንቅድሳን መዓረይ ፈሊጦምን ፈረቃን እዮም ዝጽሕፍዎ አብ comment እኮ አለዉ ዝጻረፉ ብጽልኢ ዝዓወሩ ሰባት ንሳቶም እዮም ዝጻረፉ ዘለዉ ደቂ ህግደፍ መንደፍ እዮም::
@ቅድሳንቅድሳን
@ቅድሳንቅድሳን 4 жыл бұрын
@@tsiontesfay3632 አነ ከምቲ አነ ተሰሓሓትኩዎ ተሰሓሒቶም ይኾኑ እዮም ኢለ ሰለዝሓሰብኩ እየ ተጥፍአ ይቅርታ ሰብ ንወድሰብ ጽቡቕ ስለዝገበረ ንምታይ ትምነቀዮ ምምንቃይ ናይ ሰጣን ስራሕ እዩ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ልቢ ይሃቦም ነቶም ሕማቕ ዝዛረቡ እንተ ንሓውና መምህር ሙሉ ግን እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ቕሳነትን ይዓድለልና አቦ ውጻዓት እዩ እመብርሃን ባላ ታሓልወልና 👌
@rahwaisaak1232
@rahwaisaak1232 4 жыл бұрын
@@tsiontesfay3632 bejana tsth beli guhaf blay anda HIV
@tesfalemtesfu9391
@tesfalemtesfu9391 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መግለጺ ስእነልካ እድመን ትእናን ይሃብካ ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ
@ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
@ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 жыл бұрын
መ/ር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ💖💖💖💖
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 4 жыл бұрын
ሙሉ ሙሉእ ጥዕናን ናይ ስራሕ ኣሳልጦን እምነየልካ።
@samuelteame9336
@samuelteame9336 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉአ ትግብሮ ዘለካ ሰናይ፡ስራህ ኣምላክ ሃሳብካ የስምረካ
@elsabelay4028
@elsabelay4028 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፅብቅ ግብሪ ንወሀቢ እግዝአብህር ይሀቦ መምህር ሙሉ ዕድመ ጥዕናንን ይሀብካ
@kalkidank7037
@kalkidank7037 4 жыл бұрын
ክቡራት ትግራወት እና ኤርትራዉያን ሰላምኩም ብዝሕ ይበል።ዝኸበርካ ሐዉና ዕድመና ጢዒና ይሃብካ ።
@abrhertabrhet7675
@abrhertabrhet7675 4 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ!አዩ ቀኒአ ቅዱስ ቅንኢ ግን አበይ አለና ዘካታተል የለን ዘገርም አየ ንሓደ ደራፊ አንህቦ ሞራን ለሙሉ አይሃብናዮን
@mhrethaile8782
@mhrethaile8782 4 жыл бұрын
ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ
@abemedia34
@abemedia34 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ቁኑዕ ሰብ ኢኻ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ዓስብኻ ካብ እግዝኣብሄር እዩ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@zarahiwet1
@zarahiwet1 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉእ ብርሃን እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ፡ ሓያል ሰብ ኢኻ ንውሕስነቶም ገጾም ዘይምርኣይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ። እዚ ርጉም ስርዓት ኢሳያስ ሓማማሲ ከይጠፈኤ ሓድነትና ኣይጸንዕን ፡ ግን ጽቃለስ ይዕወት ኢዩ እሞ ኣጆና ኣጆኹም።
@gezaehagos8220
@gezaehagos8220 4 жыл бұрын
ኣነስ ዝብሎ ሲነ እኮ ኣርኣያ ኣፍሪቃ ዘይ ኮነስ ኣርኣያ ዛ ዓለም ኮንካ መምህር ምሉእ ዳግማዊ እዮብ በል እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክሕሸና ንዘሃቡ ካኣ ኣምላክ ዘይውዳእ ሃብቲ ይሃቦም በጃኩም ሳብስክራይብ ንግበረሉ በዚ ኮ በረከት ተረከብና።
@OneMediaTV
@OneMediaTV 4 жыл бұрын
ሙሉየ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናነን ይሃብካ ኣቦ ኩሉ ♥♥♥♥💘💘💘💖💖💖💖💖💝💝💟💟
@marilyneabourizk6284
@marilyneabourizk6284 4 жыл бұрын
ደስ ይብል መ /ሙሉዋይ✌️💖💖
@matthewelliot9024
@matthewelliot9024 4 жыл бұрын
I appreciate you❤️ thanks for everything you do
@selameyyyselameyyalemey9155
@selameyyyselameyyalemey9155 4 жыл бұрын
ኣዚና ኢና ነመስግነኩም ተጋሩ የሕዋትና ብስንኪ ኢሰያስ ተሰዲድና ንነብር ኣለና ብኹሉ ተበዲልና ንኽሰልኩም ግዜ ይሃበና ሙሉ ሓወይ ቀጽሎ
@tsegaynegash4819
@tsegaynegash4819 4 жыл бұрын
Good bless you teacher good job
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 4 жыл бұрын
ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ገበርቲ ሰናይ መምህር ከኣ ድካምካ ጻዕርካ ብዝጊ ርከቦ
@ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ
@ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
ገበርቲ ሰናይ አምላኽ አብዚሑ ይሃብኩም መምህረይ ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ፀጉማት
@wahzitzere9213
@wahzitzere9213 4 жыл бұрын
Mehmhr melay amlak yBakrk🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tahagasgeremdhin4263
@tahagasgeremdhin4263 4 жыл бұрын
አገዛብህር ኣመልኽ ካበ ከፉኤ ንገረ የሓልካ መመሄር ሙሉ ሓወይ ኣቱመ ለጋስትይ አወን አገዛብሄር ኣምላኽ ኣስብኩም የክፈልኩም
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 жыл бұрын
መ/ሙሉ ውሕሉል ቅኑዕ ሰብ ኢኻ ደላይ ሰላምን ፍቕርን ኣምላኽ ዓስቢ ተገዳስነትካን ሰናይ ተግባርካን ይርኣየልካ፡ ብሓፈሻ ነቲ ሕውነት ከም ማይ ዝጸመኦ ሩህሩህ ህዝቢ ትግራይ ክብረት ይሃቦ☝️𝙤𝙣𝙚 𝙡𝙤𝙫𝙚💞
@selambrhane1993
@selambrhane1993 4 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ሂወተይ ብጣዕሚ ዘገርመኒ ነገር ኣሎ ንሱ ካኣ ኤርትራን ትግራይን ብሓደ ወገን ኣብ ዝተፈላለይ ማሕበራዊ ይኩን ኣብ ካልእ ካልቢ ዘይበልዖ ፀርፊ ትፅርፍ ንውዕል በዚ ካኣ ኣብ ምትሕግጋዝ ኣለና ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም ፅልእ ድና ዘለና ዋላስ ሰላም ኢና ዘለና ኣዝዩ ዝገርም ኢዩ ስለዚ በጃኩም በቲ ዝግበር ዘሎ ሓገዝ ኣምላክና ኣዝዩ ሕጉስ ኢዩ ምስኡ ካኣ ሰለም ፍቅሪ ምትሕልላይ ምትሕብባር እንተነሓውሰሉ ኣዝዩ ኣዝዩ ክሕጎስ እቲ ርኩስ ሸይጣን ድማ ክበኪ ነይሩ ግን ንኤርትራ ብምንታይ ክነረደኦም ንክእል ሽሞም ቀይሮም በጀካ ፀርፊ ካልእ ኣይብሎምን ክርድእኳ ካዓ ኣይክእሉን ።ፀርፊ ካኣ ክሳብ ኣፎም ዘጨን ትፅርፍ ዊዒሎም እንተሓደሩ ንማንም ዝጠብቆ የለን ንሕና ዘናድደና ግን እግዚአብሔር አምላክና ዘይፈትዎ ብምኳኑ ጥራሕ ኢዩ ። ኤርትራ ግን ፀርፊ ካም ሓደ ዓብይ ቁም ነገር ኢዮም ዝወስድዎ እና ሳኣን ውነኦም ዶ ይከውን ይገርመካ ኢዩ
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንሙሉእ ሕዝቢ ትግራይ፡ ብልጽግናን ዕቤትን ንህዝቢ ትግራይ።ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ንኩቡር መምህር ሙሉእ ሃይለስላሴ። ሓቂ ይሓይሽ ንህዝቢ ትግራይ ንምምስጋን ቃላት ይሓጽረኒ ኢዩ።
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 жыл бұрын
@@Salma21274 ደሓን ግዚኡ ኣለዎ ምስ ህዝቢ ትግራይ ንካሓሓሰሉ እዚ ቡሩኽ ህዝቢ።
@godislove8664
@godislove8664 4 жыл бұрын
ኣምላክ ይባርኩም ዘዉጰኩሞ ይተካኣልኩም
@brhananatey2780
@brhananatey2780 4 жыл бұрын
Kbret yehabkum yehwatey egzabhir amlak selamu yewrdelna 🇪🇷
@jesusisthelightoftheworld5780
@jesusisthelightoftheworld5780 4 жыл бұрын
God bless you .
@KhanJan-vx9dg
@KhanJan-vx9dg 4 жыл бұрын
Thank you for every things bro !!!.
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 жыл бұрын
Always welcome
@alemyoubube
@alemyoubube 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓዉና መምህር ሙሉ
@ሰላምናፊቀ
@ሰላምናፊቀ 4 жыл бұрын
ሙሉ ሓወይ ኣምላኽ ይሓልኻ
@smrawetissak9919
@smrawetissak9919 4 жыл бұрын
GOD BLESSS YOU BRSTHERS🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯
@tigigualtigray7047
@tigigualtigray7047 4 жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእካ ሙሉዋይ ናተይ ለባም ኣብ ዘለካዮ ወላዲተ ኣምላክ ፅላላ ተንብረልካ ኣያዋይ
@ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ
@ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ 4 жыл бұрын
ሙሌ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብእውነት ቃላት የብለይን ንኣካ ለባም ስብ ሰላም ናኣኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤💛😍🙏ደቂ ኤሪ እውን ናይና💗🙏🙌
@aleksnguse5537
@aleksnguse5537 4 жыл бұрын
በሓቂ ከም ስምካ ምሉእብርሃነ
@yirgayirga1006
@yirgayirga1006 4 жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቕ ስርሓ
@mebgeb4740
@mebgeb4740 4 жыл бұрын
ኣንታ በዓል ንሕናስ ምስ መን ኢና ንቑጸር ፤ ብሓቂ እግዚአብሔር ክምዚ ጊረካ ንጽጉማት ንሓገስ ንክሕገዙ ትግስግሶ ዘለካ ኣምላክ ዓስቡ ይሃብካ ፤ ንሕና ከኣ ቅዱስ ቅንኢ ሒዝና በረከት ተካፈልቲ ይበለና ።
@selambreket1326
@selambreket1326 4 жыл бұрын
መሉየ እግዚአብሔር ሙሉእ የሃብኻ ማዓረይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ አይዛካ ስላምካ ይብዛሕ የወንቅእሽት ቅዱስ ጉብርኤል ይጠብቅህ ወዲ ዓደይ
@shleg1973
@shleg1973 4 жыл бұрын
ምዓስ ምዓስ ከ የርክበሉ ኣምላክ ንኩሉ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 жыл бұрын
አሰይይይ ተመስገን ኣምላክ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርከቦ ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን እዋ ብደቅካ ተሓጎስ አቦ ፅጉማት ድማ አብ ዝከድካዮ ድንግል ማርያም ትሓሊካ ንዋሃብቲ እውን ይፅፊ ገይሩ ይሃቦም ኣምላክ
@lovegod44578
@lovegod44578 4 жыл бұрын
Nay behaki amlka meskum yekun 🙏🇪🇷💕🇪🇹🙏
@desbelekidane5869
@desbelekidane5869 4 жыл бұрын
God bless you brother
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 4 жыл бұрын
Amen amen amen amen amen 👏👏👏👏
@tighistihagos7178
@tighistihagos7178 4 жыл бұрын
Thanks tegaru
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 4 жыл бұрын
ንእሽቶ ኢዮብ እካ ንስካ ድግማዊ ሰላማ ኣቦ ድካታትን ጽጉማትን እዚ ዳኣሉ ኣብ ምድርን ሰማይን በረከት ዘለዎ ምስ ስድራካ ዕድመ ምስ ጥዕና ያሃብካ ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክባሃሉ እዮም ብጹኣን እዮም ብጹኡ ኢካ በዚ ቃል ጥራይ መርሓቲ ኢሎም ኣብ ኩርሲ ብጥራይ ርእሶም ን30 ዓመት ተቀሚጦም ሓንቲ ድካ ስድራ ቁራስ እንግራ ክህቡ ዘይክእሉ ባድላትታ ተከዲኖም ካብ ሃገር ናብ ሃገር ብሸንኮለል ዕድመኦም ዝውድኡ ዘለዉ ወሽላካት መዳናገርቲ ኢሰይያስን ከደምቱን ብላሽ እኩም፡ብኤርትራዉያን ኣዴታትን ኣቦታትን ትግረወት ካኣ እቶም፡ጽቡቅ ኤርትራዉያን ትደልዪ ኣምላኽ ሰላሙ ያሃብኩም።
@sarhaljabr4327
@sarhaljabr4327 4 жыл бұрын
መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ሃብካ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃካ መምህር ሙሉ ሓወይ ለምለም ርገፅ
@سلامهمحمد-ت1ه
@سلامهمحمد-ت1ه 4 жыл бұрын
ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ብሓቂ ክብር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ
@philiplucas7361
@philiplucas7361 4 жыл бұрын
God bless you memhar
@ethiopianloveletsh4790
@ethiopianloveletsh4790 4 жыл бұрын
ዕድመን ጢዒና ያሃብልና ❤❤🥰🥰🥰🙏
@aru2227
@aru2227 4 жыл бұрын
Amlak ybarka thank u kaa mulu bruk
@slamahakrh6448
@slamahakrh6448 3 жыл бұрын
ዕደሙን ጥዕናን የሃቡክ ምመህረ ሙለ ሓወን
@hdbvzcyjnvxbn6544
@hdbvzcyjnvxbn6544 4 жыл бұрын
እቶም ድስላይከ ዝገብሩ ሰብ ድዮም ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ💘💘💘🙏💞
@XxtraaXxtraa-zw8lf
@XxtraaXxtraa-zw8lf 4 жыл бұрын
ሰላምካ ያብዝሐዮ መምህር ሙሉየ አቱምገንዘብኩም ዘሐገዝኩም አምላክ በረከት ይሃብኩም
@እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ
@እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ 4 жыл бұрын
ሙሌ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@senaittesfay2718
@senaittesfay2718 4 жыл бұрын
Thank you God bless you 😍🇪🇷
@እወድሻለውማማ
@እወድሻለውማማ 4 жыл бұрын
ኣነስ comment ፂሒፈ ኣይፈልጥ ሪኤ ኣመስጊነ እየ ዝሓልፍ እና ነቶም ዝሕጉዙ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለው ነዓዶም የብቃዓዮም ኣምላክ በቲ ዝወፀ ይተካኣሎም ። ንመምህርና ድማ ደኺሙኒ ከይበልካ ንምሕጋዝ ድልየት እምበር ዘገድደካ ኣካል ዘየለ ልዑል ፈጣሪ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ዙርያኻን ቤተሰብካን ንምነየልካ ። ኣቱም ገበርቲ ሰናይ ከኣ ሰሰናዪ ነዓኹም 🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺😍😍😍😍🏵🏵🏵🌸🌸💕💕
@ሰላምናፊቀ
@ሰላምናፊቀ 4 жыл бұрын
ሙሉ ሓወይ መጻኢና ምስ ትግራይ ሓደ ኢና ኣሕዋትካ ኢዮም ብሓንሳብ ኢና ኩሉ ጊዘ ናይ ጊዘ ሕቶ ኢዩ ብኣኻ ኣነ ሕጉስ ኢየ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@munasaid519
@munasaid519 4 жыл бұрын
Edmen tenane yehabka dokter Mulue adena selme yegberlna
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 4 жыл бұрын
ማርያም ኣክሱም ብክልተ ኢዳ ትሃብኩም
@wedigash1917
@wedigash1917 4 жыл бұрын
Betami ena nemsegen tegaru yehwatna
@samueltesfay1400
@samueltesfay1400 4 жыл бұрын
i love u tegaru hawatna
@teklitsium9172
@teklitsium9172 4 жыл бұрын
thanks a lote kubur hawna ,etom senay zegeberkum kea enjerakum yesesen
@tesfithiyab2846
@tesfithiyab2846 4 жыл бұрын
Bravo xegu yebzhalka hawey natey
@michelemichele3908
@michelemichele3908 4 жыл бұрын
nay bhaki des zebl ata ezi wedi ezgabher amlak xegueu yebzhalka habibi
@ssssss3794
@ssssss3794 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ igzabher ይባርካ ነቶም ዝህቡ ዘለዉ ከኣ ጎይታ ይባርኮም
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,4 МЛН
ТИПИЧНОЕ ПОВЕДЕНИЕ МАМЫ
00:21
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 1,6 МЛН
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 10 МЛН
DID A VAMPIRE BECOME A DOG FOR A HUMAN? 😳😳😳
00:56
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,4 МЛН