ሓኻይም ዝሕመዩሉ 2 ነገራት | ሰብ ዘይፈልጦ ዓቢ ነገር

  Рет қаралды 45,136

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

Пікірлер: 264
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 6 ай бұрын
ልኽዕ ከምዚ ኸማይ ንዶ/ር ሻሮን ዝፈትዋን ዘፍቕራን ሰብ ይህሉዶኸውን ???❤
@tirhasweldu3321
@tirhasweldu3321 6 ай бұрын
Ane❤
@Natan0755
@Natan0755 6 ай бұрын
ኣነ ኣይፈትዋን እየ 😢 የፍቅራ እየ ❤😅
@azmeraasghede9964
@azmeraasghede9964 6 ай бұрын
She is amazing ❤❤
@weynihabtay1135
@weynihabtay1135 6 ай бұрын
ya alo ane aleku
@SofiaMekonnen
@SofiaMekonnen 6 ай бұрын
Ktfetwa eka enber b zab Polotki tetzareb nera gn kemizi ghji kulu zfetwa zelo Aymkonen neru etom Abti nata sne hassb zsemamu tray. Mfetewuwa.
@Panorama-T-V
@Panorama-T-V 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ #Doc ጽቡቕ ገሊጽክዮ!
@Binitedlla
@Binitedlla 6 ай бұрын
ፈዋሳይ ርእስኻ ፈውስ እዩ !! ሰባት ሓኪም ዘይጋገ ጌርና ኢና ንሓስቦ ግን ከም ሰቡ እዩ ። ኣምላኽ ዕድመኺ የንውሓዮ ዶክተር ሻሮን ❤❤❤
@lulrbahri
@lulrbahri 6 ай бұрын
ናይ ሎሚ ኣገዳሲ ትምርቲ፡ ከም ወትሩ። ክብሪ ንኹሉኹም ዶካትር ፡ ሞያዊ ሓላፍነት ተሰኪምኩም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሂወት ሰብ ተድሕኑ ዘከኩ❤❤❤ ፍጡራት።
@kbromgebreab433
@kbromgebreab433 6 ай бұрын
ሰላም ዶክተር ሻሮን ከመይ ኣለኺ በቲ ኩሉ እትህብና ትምህርቲ ንህይወትና ጠቓሚ ዝኾኑ ምኽርታት ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ጽቡቅ ትምህርቲ ዶር። ዶክቶረይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ጸሊም ከበሮ ዓይኒ ዘለዎም ብዙሓት ሰባት ኣለዉ። ብኸመይ ኬልግስዎ ይኽእሉ ከምኡውን ጠንቂ እዚ ጸሊም ከበሮ ዓይኒ እንታይ እዩ ?
@josijosi1566
@josijosi1566 6 ай бұрын
ኣይ ዲክተር ሽኮር ኩላ ኢኪ ተርክብላ ለባም ኣባይ ሰብ ኣዘራርባኪ ስነስራት ኩሉ ኢንታይ ይወጻኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@josijosi1566
@josijosi1566 6 ай бұрын
ዶክተር ሽኮር
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 5 ай бұрын
Thank you Josi
@dawit8554
@dawit8554 6 ай бұрын
ዶክቶረይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ፡ ብመንፋሕቲ ከብድን ተቕማጥን ምስ ትሽገርስ እንታይ እዩ መንቀሊኡ፡ መፍትሒኡ ኸ እንታይ እዩ፡ ስለ እቲ ኩሉ ትገብርዮ ኣዝየ የመስግን የቐንየልና ጥዕና ይሃበለና ❤❤❤
@melakehaileweldegabr2566
@melakehaileweldegabr2566 6 ай бұрын
ዶር ሻሮን ኣነ ካብቶም ኣድነቕትኺ ኢየ ቀጽልዮ ይብለኪ ኣብዛ ሓካይም ኩሉ ግዜ ጭኑቛትን ነብሰ ቅትለት ስለዝገብሩ ደቅኹም ንኸይኣትውዎ ኣቐዲምኩም ኣፍልጥዎም ዶክተር ምምሃር ማለት ሂወትካ ናብ ጭንቀት ምእታው ኢዩ ዘስምዕ ስለዝኾነስ ጽቡቕ ኣይመስለንን ዶር ከቡርን ናይሕብረተሰብ ዋሕስን ዩ ስለዝስ ኣብዚኣስ ኣይግድን ዶር ብቕዓትን ነብሰ እምነትን እንተዘይብሉ ከም ኩሉ ሞያዊ ክጭነቕ ይኽእል ዩ ምኽንያቱ ዝኾነ ሞያ ዘይትመልኮ እንተኾንካ ንህዝቢ ከተገልግል ኣብ ትጅምረሉ ዝለ ትብዳህ ከጨንቐካ ይኽእል ዩ ። እንዘየለ ሰባት ሓጊዝካዮም ከመስግኑዃ ከለው ዕግበት ዩ ዝስመዓካ ብሓፈሻ ከም ሓኪም መጠን ስርሑ ምስ ሂወት ዝተኣሳሰረ ስለዝኾነ ኣብ ሂወት ጸወታ የለን ክሽገር ክጥንቀቕ ክፈርሕ ግዴታ ኢዩ እንተኾነ ኩሉ ግዜ ኣይኮነን ዝጭነቕን ሞራሉ ዝትንከፍን ዝበዝሕ ግዜ ዶር ዕጉብን ምስጉንን ክቡርን ዩ ስለዝስ ኣነ ብውልቀይ በዛ ኣገላልጻኺ ኣይተሐጎስኩን ምስናይ ይቕረታ። ስራሕኪ ብጣዕሚ ኢየ ዘድነቐኪ ክዕንቅፈኪ ኢለ ኣይኮንኩን ።ሕልፍ ክትብልያ ደስ ምበለኒ ።
@okbeabsandras859
@okbeabsandras859 5 ай бұрын
ሳሮን ሃብተይ አድመን ጥናን ይሃብኪ ፈጣሪ ጽቡቅ ትምህርቲ አኪ ትምጽ ስኒካ ኩሉ ግዜ ደም ይወጺ ኩሉ ሓጽበካዮ ግን ደው ኪብል ኣይከለን ናይ ምንታይ አዩ
@MdhanByesus-w3p
@MdhanByesus-w3p 6 ай бұрын
ንኽገልጸኪ ቃላት ዝሰኣንኩልኪ ብልጽትን ፍቅርትን ሓፍተይ ዶ/ሻሮን ሰላምታይ ኣይረሰዕኩን ኣምላክ ኣብ ኩሉ ጎዕዞኺ ምሳኺ ይኩን ጅግና ሓፍተይ መዝሙር ዳዊት 91 ኣንብብያ ሂበኪ ኣለኩ ብርኽተይ❤❤❤
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 6 ай бұрын
ኣዝየ ኣዝየ የመስግነካ።
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 6 ай бұрын
❤❤ጥማዕ ወርቂ❤❤
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 6 ай бұрын
Almaz lul bahri ember
@mylovelyfamilygg4000
@mylovelyfamilygg4000 6 ай бұрын
ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ዶር። ኣነ ዋላ ኣብ ዓውዲ ሕክምና ኢየ ዘለኩ። ብዙሕ ግዜ ዋላ ሽቃቅ ክከይድ ከም ዘለኒ እንዳ ፈለጥኩ ሕሙማት ቀዳምነት ብምሃብ ነዚ እሞ ክከዶ ክከይድ እንዳበልኩ ነብሰይ ይርስዕ። ማይ ብዘይ ምስታይ ጸቅጢ ደመይ 80/50 ይበጽሕ ኢዩ። ብዙሕ ግዜ ጽርውርው ኢሉኒ ወዲቀ ይፈልጥ ኢየ። ብዙሕ ነገራት መስዋእቲ ኢኻ ትገብር ከምቲ ዝበልክዮ። ኣብ ወልፊ ከኣ ዕረፍቲ ብሓደ ምስ ወጻካ ምስቶም ዝሰትዩ ይጸልዉኻ። ዝፈልጣ መሳርሕተይ ሓበሻ ስትረስ ጌረ ኢላ ምስ ነገረቶም ሽጋራ እንኪ ፈትንዮ ኢሎም ሂቦማ በቃ ዕልልቲ ወልፈኛ ኮይና።
@ጓልትግራይ-ነ7ቸ
@ጓልትግራይ-ነ7ቸ 5 ай бұрын
ሰላም ዶክተር ሻሮን ምድላዋትኪ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ጠቓሚ እዩ ቀፅልሉ። ሕጂ ግን ክሓተኪ ምኽርኺ'ውን ስለዝደኹ እየ ክፅሕፈልኪ ተገዲደ ብዛዕባ IUD ዝሃብክና ኣፍልጦ ኔሩ ብዙሕ ከኣ ተማሂረሉን ንሱ ስለዝጥቀም ከኣ ስግኣት'ውን ሓዲሩንን ኔሩ፡ ከም ኣጋጣሚ ኮይኑ ሎሚ ናይ ዓመት check up ገረ እቲ ክሪ ክርእዮ ኣይከኣልኩን ኢላትኒ ዶክተረይ search ገረ ከኣ ካብ ቦትኡ ወፂኡ ክከውን ከምዝኽእልን ሓደጋ ከምዘለዎን እየ ዝሪኦ ዘለ ብፍላይ ከኣ ንድሕሪት ምልስ ኢለ ዝስምዑኒ ነገራት ምስ ዝዝክር እቶም ኣብ cons ናይቲ IUD ሊስት ዚተዘርዘሩ መብዛሕቲኦም ኮይኖም ረኺበዮ እሞ እንታይ ትመኽርኒ? መልስኺ ኣብዚ comment reply ወይከኣ ብቪድዮ ይፅበ፡ ተስፋ ይገብር ከኣ መልሲ ክትህብኒ ❤❤❤
@hannamulugheta4213
@hannamulugheta4213 6 ай бұрын
ምቅርቲ፡❤❤❤ዘረባኪ ኩሉ ዝድርበ ዘይብሉ።ተባረኺ
@RobelBrhane-ko1vs
@RobelBrhane-ko1vs 6 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ንዓኺ ይኹን ዶ/ር ሻሮን ስለቲ ተቅርብልና እንዳ ኣመስገንኪ ።ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ተገዲስኪ ክትምልስለይ ምናልባት ናይ ብዙሓት ሕቶ ክትከውን ትኽእል እያ ቅድሚ ዓመት ይኸውን ሕክምና ኣብ ዝኸድክሉ ደም ምስ ሃብኩ ባክቴርያ ኣለኪ ተባሂለ ብዙሕ ግን ጎዳኢ ነገር ኣይኮነን ኣብ ኩሉ ዘሎ እዩ ተባሂለ ,ሓሚመ ሕክምና ኣብ ዝድቅሰሉ ግዜ ንበይነይ ኣብ ዕጹው ቦታ እየ ዝኣቱ ፡ሓካይም ክሪኣኒ ወይ መግቢ ኣብ ዝህቡኒ ግዜ ኩሉ ነብሶም ተሸፋፊኖም እዮም ዝኣትዉ ኣቀዲሞም ውን ካብ ክፍለይ ከም ዘይወጽእን ዝኾነ ዝንበብ ነገር ሒዘ ክመጽእ እዩ ዝሕበረኒ ,ፍሉይ ዝስመዓኒ ነገር እካ ተዘየለ እቲ በይነይ ምዕጻወይ ግን የሻቅለኒ ስለዚ ብዛዕባ እዚ ከተብርህለይ ብትሕትና ይሓትት፡ሓፍትኺ ካብ ነርወይ እየ
@dawitom99
@dawitom99 6 ай бұрын
This is called isolation. You may be susceptible to airborne or contact transmitted diseases or bacteria. And if you had been admitted to the hospital before and if they found lice or bed bug ( every time you admitted for any reason, they would do the ppe- personal protective equipment) . These could be some of the reasons, but hope her Excellence Dr. Sharon will answer your question. All the best 👍
@selam7603
@selam7603 6 ай бұрын
I appreciate your knowledge you are the best GOD bless you ❤❤❤
@tedrosisak2328
@tedrosisak2328 6 ай бұрын
እወ ቀሊል ነገር ኣይኮነን ሓላፍነት ወይ ርስክ ዘሎዎ ስራሕ እዮ ❤❤❤❤
@myGodPleasehelpme-g6l
@myGodPleasehelpme-g6l 6 ай бұрын
ሰላም ዶክተር ሻሮን ከመይ ኣለኺ በቲ ኩሉ እትህብና ትምህርቲ :ንህይወትና ጠቓሚ ዝኾኑ ምኽርታት ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ብውሽጢ ክረኽበኪ ብደለኹ ካብ ተሞክሮኺ ምኽሪ ከተካፍልኒ ብምንታይ ክረኽበኪ ይኽእል
@amyaraya9390
@amyaraya9390 6 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንሕዝቢኪ ተንቅሒ ቀጽልዮ ብዙሕ ነመስግነኪ ❤🙏👍👌🌷💕🌺
@luwimeb5963
@luwimeb5963 6 ай бұрын
You are so wise Dr. Sharon brkti. Tebareki... you are our icon .... love and Respect 🙏🏼 ❤
@binyamagostino4272
@binyamagostino4272 6 ай бұрын
bezaba na hashema sega entay teremi we godae tezarebe dr-sharon
@African-g1l
@African-g1l 6 ай бұрын
#ዶክተር‼️‼️🙏🏿🙏🏿 don't feel shamefull to talk of it we need to know good way it's very normal ✌🏿next video we can't Wait 😊😊😊😊 እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ Dr.Sharon ሕቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ነፍሰ ጾርን ስጋዊ ሩኻቤን ከመይ እዩ ነፍሰ ጾር ርክብ ክትገብር ትኽእል ዶ ብኸመይ ክሳብ ክንደይ ወርሕን ከ ክትገብር ትኽእል ሳዕብየኑን ጥቅሙን ከ ተገዲስኪ መልስለ🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🫶🏿🫶🏿🫶🏿‼️‼️‼️‼️‼️‼️‼️‼️‼️ : :
@hiwotabraha6342
@hiwotabraha6342 6 ай бұрын
That's true Dr.S Sharon ❤Doctors are human beings too. Excellent explanation. God bless you and your family ❤❤❤❤❤❤
@aruarsu5859
@aruarsu5859 5 ай бұрын
Thank you so much dr sle kulu ethbyo tmhrtyi keyemesgenkuki kehalf aydeln newih edme yehabki 🙏🙏🙏❤
@mikimaikl6407
@mikimaikl6407 6 ай бұрын
selam haftna Dr. Sharon ♥️♥️♥️♥️ edmen tenan yhabki fetari
@helenfanos7526
@helenfanos7526 6 ай бұрын
ደክተረይ መዓረይ ኣነስ ኣብ ሕቖይ ፈፀጋ ተቸጊረ ይወፅእሞ ፀሊም ገዲፉ ይጠፍእ :" መፍትሒባ ንገርኒ ተገዲስኪ መልስለይ ዝያዳይ ኩላ ሑቆይ ተባላሽያ😢
@abrahamgebrekidan9547
@abrahamgebrekidan9547 6 ай бұрын
ዶ/ር እግዚኣቢሄር እድመን ጥእናን ይሃብኪ❤❤❤
@mhretabrha930
@mhretabrha930 6 ай бұрын
ሰላም ሐፍትና ሳሮን ብልቢ የመስግነኪ ከምዚ ዝበለ ሃናጺ ሐሳብ ሒዝኪ ክትመጺ ኩሉ ጊዜ እየ ጽበየኪ ብልቢ ከአ የመስግነኪ
@dawitaraia2360
@dawitaraia2360 5 ай бұрын
ዶር Sharon ብዘዕባ glaucoma ገለ በልና ጠንቅን አፋዉስኡን እንታይ ክንምገብን ከነዘዉትርን ምሃርና
@user-fo3bu2zc9y
@user-fo3bu2zc9y 6 ай бұрын
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ, ስለቲ ትህብና ትምህርቲ ብጣዕሚ ከመስግነኪ እፈቱ! ብምቅጻል ናብ ሕቶይ ክኣቱ፡ ኣብ ጊዘ ጥንሲ እንጀራ ጣፍ ክትምገብ ጽቡቕ ዲዩ? እንጀራ ንምስራሕ ዘሎ ጊዘ ካብ ምሽብላል ጀሚርካ ክሳብ ምስንካት ዘሎ ፕሮሰስ ነቲ ዕሸል እንታይ ጽልዋ ከስዕበሉ ይኽእል? ካልኣይ ሕቶይ ኸኣ፡ እንታይ ዓይነት ሻምፖን ኮንድሽነርን ወይ ናይ ጸጉሪ ክረም ኣብ ጊዘ ጥንሲ ክትጥቀም የብልካን?
@ሲባ
@ሲባ 6 ай бұрын
ሰላም ዳግተር ሻሎም ው ወልዱ ካብቶም ዘንቀኪ ሰብ እየ ኩሉ ግዚ ክኣ ከምዘለክዮ ክትቅጽዮ ይላበወኪ ብራቦ ዝሓፍተይ።ኣነ እቶ ነይርኒ ወላደየ ንነውሒ ግዚ ብማርዘን ዘሳቀ ዝጸነሐን ዘሎ ካብኡ ሓልፉ ክኣ ናብ ሓወይ እንታይ መድሃኒት ሃለዎ ትብሊ ክም ደግረር ሻሎምወልዱ በጃኪ ተገዲስኪ መልሰለይ ❤❤
@YonasBrhane-qt1uu
@YonasBrhane-qt1uu 6 ай бұрын
ሰላም ዶ/ር ብዛዕባ ቫያግራ ከሓተኪ ቫያግራ ንቀልጢፉ ዝውድእ ሰብ ክሕግዝ ይክእል ዶ?
@asmaytkidane6214
@asmaytkidane6214 6 ай бұрын
እዋይ ኣሕዋተይ 😢😢😢ኣባይኩ መድሃኔ ኣለም ይሓልኩም ዞም ኣሕዋተይ ሓካይም ሲ ኣይትሳኣኑ ኣይትሕመሙና
@meskelahiabu4645
@meskelahiabu4645 6 ай бұрын
Thank you God bless you 🙏 ❤️ 💖
@YikealoTsehiye-qb2gj
@YikealoTsehiye-qb2gj 6 ай бұрын
ጽቡቕ ትምርቲ ዶክተር ሻሮን❤❤❤🎉thank you
@rutahagos1514
@rutahagos1514 6 ай бұрын
🎉🎉👏🏻👏🏻wwwo Thanks so much my best 👌 Queen 👌 ♥️ 👸🏽 ✨️ GBU all your family ❤keep going 🙏🏻 ✌️
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael 6 ай бұрын
👍 ልዕሊ ኹሉ ፍጡር ወይ ሰብ እንኮ አፍልጦ ዘለዎ ማለት አንሕና ሰባትን እንስሳታትን ንስለምንታይ ንሐምም ንደክም ክብደት ንቕንስ ንሳቐ ንሽገር ንመውት ብሕማም ብእርጋን ብሐደጋ ዝፈልጥ 👍 MEDICAL DOCTOR እዩ ከምኡዉን ካልኦት አብትሕቲ ናይ ሕክምናን ጥዕናን መድሃኒትን ዝሰርሑ ስለዚ እቲ ዝዓበየ ስራሕ ናይሰባት MEDICAL DOCTOR እዩ ምኽንያቱ ንኸይንመውት ንኸይንሐምም ንኸይንሳቐ ብዝውሐደ ከድሕነናን ክሕግዘናን ዝኽእል እንኮ DOCTOR ስለዝኾነ ሰብ ክሐምም ክሳቐ ብዛዕባ ጥዕንኡ ክሽገር እንከሎ ናብ መስጊድ ናብ ቤተኽርስትያን ናብ ካልኦት ቦታታት አይኮነን ዝኸይድ ናብ ሕክምና ክረኽበሉ ዝኽእል ቦታ ብምኻድ ብናይ ፍልጠት ናይ DOCTOR እዩ ሂወቱ ዝድሕን ዝጥዒ ስለዝኾነ ኸአ MEDICAL DOCTOR ብፍላይ ካብኩሎም ፍጡራት ዝለዓለ ፍልጠት ስለዘለዎ ካብዝኾነ ሰብ ንላዕሊ አብ ስርሑ ጭንቀት አለዎ ምኽንያቱ እቲ ሑሙም ክሐዊ ድዩ አይኮነን ኢሉ ስለዝሐስብ ስለዝኾነ ዝዓበየ ሐላፍነት ናይ ስራሕ እውን አለዎ ብዝተረፈ ተፈጥሮ ንዓይ ካላአይ ዕድል ንኽውለድ እንተተፍቅደለይ ኔሩ FOR SURE አነ MEDICAL DOCTOR ኮይነ ክነብር ምደለኹ ኔረ የቐንየልና DOCTOR SHARON ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ ግእዛዊ
@mariyamadey2012
@mariyamadey2012 5 ай бұрын
4:09 በጃኺ ተገዲስኪ መልስለይ, ዳርጋ 2 ዓመት ኣብ ጡበይ ቃንዛ ይስመዓኒ ሕክምና ቸክ ጌረ ወልሓደ የብልክን ኢሎምኒ ግን ኣይቀሰንኩን. ቃንዛ ዉን ኣይገደፈንን ኣብ Erop አየ ዝቅመጥ
@leteyosefabraha3612
@leteyosefabraha3612 6 ай бұрын
ኣብ ሓንጎለይ ዝመላለኒ ዝነበረ ሕቶታት መልስክለይ ሻሮን ሓፍተይ የቀንየለይ❤🙏🏻❤ ኣምላኽ ብርታዓን ትብዓትን ይሃብኪ ንዓኽን ከመኣኺ ንዛመሰሉን 🙏🏻.
@rakiraki4581
@rakiraki4581 6 ай бұрын
Hay Sharon kemey aleki & thanks sleti kulu tkrbyo medebaki😊 Ane hto kehateki bzaeba liver( xlamkebdi ) entay gide txawet wey kea, hade seb meste, bahlawi medhanit zwesd znebere ab gizi ebyet entay yegatm ? Sfh zbere mbrhi ente tbnas des mbelena😊❤
@fevenfebu874
@fevenfebu874 6 ай бұрын
Hey doctor saron! Can you explain us what is chiropractic side effect and to what is best? Please 🙏 answer
@Fishkbeli3728
@Fishkbeli3728 6 ай бұрын
Selam neaki Dr. Sharo niateqriblna Hagez azye yemesigin niberilna Amanuel simey kab german lomi bizaeba Serotalin asfih abilki keteqriblna bitihtina yhatit. Misigana ab botu eu kibret yhabeley
@hiwets5815
@hiwets5815 6 ай бұрын
We love you Dr Sharon ❤️❤️❤️. Thanks for sharing your thoughts, it’s helpful advice for our kids and siblings. I truly appreciate your message thanks 🙏
@salehtaha826
@salehtaha826 5 ай бұрын
Thank you excellent advise ❤❤❤
@harenatekle5528
@harenatekle5528 6 ай бұрын
Shariye mekert be strong ma dear i am proud of u !
@selamawitsereke3330
@selamawitsereke3330 6 ай бұрын
Thanks Dr. Saron ❤️ you are the best GBU.
@astertesfe5701
@astertesfe5701 6 ай бұрын
Dr rushan kemakhis 100000 da yiweledu belah aemiro tiwunin ❤
@BetramGualHewan-bw9ob
@BetramGualHewan-bw9ob 6 ай бұрын
Merhab saron shikorrrr edemen tenan yehabki fetari miqeriti ❤❤🎉
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 6 ай бұрын
Dr Sharon ❤ thank you. Yes I believe that, but thank you for telling us and good knowledge for our ppl.❤❤❤
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om 6 ай бұрын
The best ever heard lecture Dr.Sharon❤❤
@egzabherguasayyey3286
@egzabherguasayyey3286 6 ай бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ። ረኽሲ ማህጸን ማለት ብኸመይ ይመጽእ ብኸመይ ከ ትኸላኸሎ። ኣብ ግዜ ሕርሲ ናይ ማህጸን መጥባሕቲ ገይረ ነረ ፡ ን 2 ዓመት ዝኸውን ስሕት ስሕት ኢሉ ማህጸነይ የሕመኒ ዩ።
@BiniyamKidane-nw8sb
@BiniyamKidane-nw8sb 6 ай бұрын
ሻሎም ዶቶረ ! እንቋዕ ናይና ኮንኪ ንስኽስ. ...
@nohinohi85
@nohinohi85 6 ай бұрын
Selam Dr sharon mejemerta xbuk kthlwi ymne kexile Duffy null zbehal entay eu ente halika ke entay sabien alewo tegediski ktmlsley tesfa yegebr yekenieley
@Merhawithayle
@Merhawithayle 6 ай бұрын
Dr ሻሮም ሐፍተይ ሰለትህብና ትምህርቲ ብጣዓሚ ይከታተለኪ እየ ሐንቲ ሕቶ አለትኒ ጎለይ ጓል 2 ዓመት ኾላ ብሩትዕ ረስኒ ገይራ ፈርፈር አቢሉዎ ሕክምና አትየ 2 ሰሙን ገይረ ወጺአ ብድሕራኡ ግን ድሐን አላ ግን ንፍራቃ ክገይሽ ደልየ ግን ካአ ከይትሐመኒ ይፈርሕ እንበርከስ አብዚ ሞይታትኒ እያ ነይራ
@HermonnaAndat
@HermonnaAndat 6 ай бұрын
Bro. Hopefully Dr. Tmlselka tkewn ..... hanti gn thgzeka eya zbla jasab alatni.... kemzi hmam febrile seizure ybeal ms kab meten laeli resni ms zegatm siezure kgebru ykuelu(6months-5yrs) . Tewesaki hdur hmam gn aykoenn. Just ms resni mwsak eyu zegatm. Ab gezaka kea paratamol haz..... seizure ente geratka ab geza kea paracetmol suppository , warm bath ktgebrela tkel eka ksab hkmna tbexih. NB: brexini zmexie mnfrfar tray eyu gn.
@rackygalerey
@rackygalerey 6 ай бұрын
Hawey natey eti resni lieli akma slezkona ya ferfer ela so ab geza kitgebrom zeleka kolia kiresn kelo kidan ketefkusolu aleka first nd then fesasi kiseti alewo buzuh nebsom kea kihsebu alewom may kurub zhl zibele bzyada nifas kiwesd alewo dege ,,,may yekun Juice fesasi bibizhi kinhbom alena saposto kea ab geza kihluwena alewo bzyada neta privé doctor nay galka hiteta kab temekuroy yu ade koliu ye
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 5 ай бұрын
ምስ ረስኒ ዝመጽእ ፈርፈር ኣብ ትሕቲ 5 ዓመት ቆልዑ የጋጥም እዩ። ኣይትፍርሒ ኣጆኪ። ኣይትሰከፊ ነባሪ ጽልዋ የብሉን። ምናልባት ናብ ኣፍሪቃ ክትገሺ ከለኺ፡ ከከም ዓዱ ሒዝካ ዝኽየድ መድሃኒት ክህልው ስለዝኽእል check ግበሪ
@edenfiseha784
@edenfiseha784 6 ай бұрын
Thank you mekseb hager❤️❤️❤️❤️❤️❤️ beli kedamnet nebski srhi d/r we love you
@semharinaazmarinatube6384
@semharinaazmarinatube6384 6 ай бұрын
Nay merzen ba gele belny sharoney merzen asakyatny ab channeley keman tezaribe nere so could you please tell me what can i use thank u sharoney
@simongrmay9975
@simongrmay9975 6 ай бұрын
ጽቡቅ መብርሂ ዶተሬሳ ክብረት ይሃበልና
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 6 ай бұрын
❤ከተማኽርኒ ደልየ ኔረ ኣነ ናይ ምርሳዕ ጸገም ኣለኒ ዝጋነን ኣይኮነን ግን ክርስዕ መዓት እየ ሶ እንታይ ክገብር ኣለኒ ሻሩ ፍትውቲ ሓፍተይ
@ichkommeauseritrea3588
@ichkommeauseritrea3588 6 ай бұрын
Selam d.saron hitoy aleni bikemey kerekbeki yekil Plesse tegediski milesiley
@YergaalemAbrehale
@YergaalemAbrehale 6 ай бұрын
Tebarhki eza galye
@habuchannel5080
@habuchannel5080 6 ай бұрын
Thanks for sharing doctor Sharon It’s happened to me when I start my first care home job it was my first experience with Dimensia person . Respect to all the doctors 🥼 ❤
@selamtkabo57
@selamtkabo57 6 ай бұрын
Brkty zerei tebareki
@tesfa273
@tesfa273 6 ай бұрын
ኣነ ግን ብሪቫት ክረኽበኪ ደልየ ኣለኩ ዋላ ድምጽኺ ተሰሚዐ ይኣኽለኒ ኣፍቂረኪ ኣለኩ❤🎉
@yosiefgherezgiher1909
@yosiefgherezgiher1909 6 ай бұрын
Hello Dr sharom Am your big fun and u did a good job,Keep it up.Will u tell us about heart valve defect pls. With all respect. Because they asked my brother to take operation (surgery). One off his valve wasn't working properly 😢. All family was worried. I will wait thanks.
@እንታይምንባር
@እንታይምንባር 5 ай бұрын
😢ዶክተረይ መልስለይ ባ ወላ ኣብ ኮመንት ካብ ድቃስ ኣብ ዝትስአሉ ግዜ ንግሆ ካብ ኣፈይ ደም የውጽእ ጡፍ ተኢለ ደም ጥራይ ይወጽእ
@Kide252
@Kide252 5 ай бұрын
Selam doc. Bzaeba litium medhanit. Eba gele belna .abeynay dereja strees ms bexhka ke yiezezelka ? Mseu zteasaser thztotat kea nxbe.
@ማማየናፊቐ
@ማማየናፊቐ 6 ай бұрын
ዶተረ 🤔ኣብዚኣ ደኣ ሃሲኽና እንድኽ, ዶተር ይደሊ ኔረ ኣነ ከኣ የኣይ, ቡዙሕ ሽግር ዩ ዘለክን ባ,, ዕድመ ይሃብኪ ስከ በሊ, ኣይ ትሕመቒ ከኣ
@meseretzekaryas153
@meseretzekaryas153 5 ай бұрын
Hey doctor saron ab gexey tub adgi wexiatni medhanit alewo do tegediski melsley please thank you
@alemt6299
@alemt6299 6 ай бұрын
Yes thank you so much I love it!!
@hanatekie3040
@hanatekie3040 6 ай бұрын
D Sharon it was interesting topic Thank for the information. God bless you and your family.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shewitkefela6820
@shewitkefela6820 6 ай бұрын
ሰላም ነዓኺ ዶክቶር ሻሮን ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይኹነልኪ እንዳበልኩ ሕቶይ ከቕርብ፡ ብዛዕባ sugar defender እንታይ ትብልና።
@rafis1966
@rafis1966 6 ай бұрын
Thanks Doc ❤
@BerheT7
@BerheT7 6 ай бұрын
ሰላም!ትግርኛ-English ንዑ ምሳይ ተማሃሩ!ዋላ ኣብ ኣሜሪካ፡ካናዳ ፡ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም!ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሔር ነቶም ተገዲስኩም ብቅንዕና ተጊህኩም ትሕክሙ ሓይሊ ይሃብኩም ።ቀሊል ስራሕ ዝበሃል የለን።ካብ ትሕፈሎ ንላዕሊ ናይ ሕልና ትከፍሎ ይበዝሕ።❤
@micaelzekarias1537
@micaelzekarias1537 6 ай бұрын
Yes doctors are humanbeings like us. When I was in Eritrea had a medical doctor friend that he used to drink everyday. Thanks ma dear as always.
@natsnetamare1505
@natsnetamare1505 6 ай бұрын
ብሰቲ ደኩተ ኢኪ ቐጽልዮ ነብሰኪ ቀዳምነት ንምሃብ ግን ትምርቲ ክትወሰዲ ጽቡቅዩ❤
@GA-ub6xi
@GA-ub6xi 6 ай бұрын
❤❤ 🙏🙏 kem kulu gizie nemesgneki.DOC SHARON ❤❤❤ 💞💞💞
@kabheraron3308
@kabheraron3308 6 ай бұрын
የቀኔልና ዶክተረይ ❤❤❤❤ ጽላሉ የንብረልኩም።🙏🙏 ሻሩ ሽኮር እዞም ባህርያዊ ፍወሳ ዜገብሩ ይጭነቁዶ መስለኪዶ😂😂
@liberaltvnexatv6532
@liberaltvnexatv6532 6 ай бұрын
Woww I appreciate your information my lol sister Dr Sharon, I am proud of you 💪💪💪🙏🇪🇷😍😍
@tesfaaleni6133
@tesfaaleni6133 6 ай бұрын
ሰላም ዶክቶር ፡ብመጀመርያ ምሉእ ጥዕና ነዓኪ ይኩን።ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ተገዲስኪ ክትምልስለይ ብተስፋ ይጽበ ።ወርሓ ዊ ጽግያት ናይ በዓልቲ ቤተይ ጠጦው ካብ ዝብል 5ወርሒ ጌሩ ኣሎ ዝኮነ ዓይነት ከኒና ይኩን መርፍእ ኣይወሰደትን ።እቲ ጠንቂ ናይ ምንታይ ኮን ይክውን
@kasay67
@kasay67 6 ай бұрын
Very good and interest topic.
@SimonKiros-yq1si
@SimonKiros-yq1si 6 ай бұрын
Selam naki haftey ane hemaq alkeu qanza egrey (sciatic nerve) Please🙏🙏🙏 tegedeski melesliey
@Shewit-shewit4
@Shewit-shewit4 6 ай бұрын
❤Thanks Dr.Sharomey ❤❤❤❤GOD ❤BLESS ❤YOU .
@itsellie5755
@itsellie5755 6 ай бұрын
DR Sharon can you tell us something about Vertigo please 😊 thank you!
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 6 ай бұрын
Thanks doctor nice information most family press their children to be a doctor
@yesey2476
@yesey2476 5 ай бұрын
ሰላም ሓፍተይ ኪትሕዝኒ ደልየ ነረ ብከመይ ኪረጅበኪ ይክእል በጃኪ ኣብ ግዚ ዘለኪ ኣብ ነብሰይ ብዙሕ ዘሸገረኒ ነገር ኣሎ
@tigistokube465
@tigistokube465 6 ай бұрын
Thank you Dr
@menkemade9030
@menkemade9030 6 ай бұрын
Docter Bimntay ye kirekbeki please hagzini 🙏🙏🙏
@helen8276
@helen8276 6 ай бұрын
ጉዳይ ጽሕፈት ዶ ኣምጺኺ ልክዕ ዓሚ ከምዚ እዋን ዘጋጠመኒ ሓሚመ ሕክምና ምስ ከድኩ ዶክተር መድሃኒት ኣዚዛትለይ ናብ ፋርማሲ ምስ ከድኩ ኣብቲ ጽሕፈት ፈውሲ ቃንዛ ይብል ፋርማሲስት ዝሃበኒ ከኣ ናይ vitamin ገዛ ከይደ ክንደይ እሞ ክብለኪ 5 milliliter ትኸውን ምስ ሰተኹ ኩላ ነብሰይ ጸላም ተቀይራ ዳርጋ 4 ወርሒ ምስ ሰብ ትበሃል ኣይቀረብኩን ዝረኸበኒ ሰብ cream ድዩ ከምዚ ጌሩ ኣባላሺኪ ዝብለኒ ኔሩ ጉዳይ ጽሕፈት ሲ ተጠንቀቁላ በጃኹም
@abigael7333
@abigael7333 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢዩ ዶክቶር ሻሮነይ ፡ ሰብ ድሩት ኢዩ ዓቅሙን ክእለቱን ክሳብ እቲ ዝፈለጦ እዩ ዝዕዪ ብኩሉ ልቡ እቲ ሞያ እንተፈቲዎ ከኣ ፡ ዶክቶር ሻሮን ዋላ ካልኦት ኣብዚ ጽፍሒ ዘለኩም፡ እቲ ንስካትኩም ትጽግንዋ ነብሲ ሰራሒኣ ኣለዋ ንሱ ክሕግሰኩም ንዓካትኩም ኣብቲ ስራሕኩም ዘጨንቀኩምን ነቶም ተኣሊዎም ሕሙማት መእለዪ ዓቅምን ጥበብን ክህበኩም ኩሉ ጊዜ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምቢቡ እዞም የሕዋተይ።
@yodiymeles1938
@yodiymeles1938 6 ай бұрын
Selam doctor btkrbiyo betami eye zemsgeneki zekone kehateki deliye bemntay kerekbeki yekel Please
@Eriywelela
@Eriywelela 6 ай бұрын
Tibareqe dr💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MiTe521
@MiTe521 6 ай бұрын
Thank you Dr. Sharon Birkti. I think it's not Teshesh, we called it "Reshesh". ❤❤❤❤❤❤
@MichaelBerhane-vc2nt
@MichaelBerhane-vc2nt 6 ай бұрын
Waw your explanation goes to the point and I followed you with out any abstraction ...amazing keep going dr.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 6 ай бұрын
Glad to hear that
@edenmesfin8585
@edenmesfin8585 6 ай бұрын
Thank you Dr Sharon. God bless you 🙏❤
@samuelhailu4609
@samuelhailu4609 6 ай бұрын
Great...keep yourself...Almighty God shall keep you safe....Sharoney
@abrhambeyin1594
@abrhambeyin1594 6 ай бұрын
Thanks sister, very important lesson.🪴🪴🪴
@alemt6299
@alemt6299 6 ай бұрын
Yes you are right
@edildats3227
@edildats3227 6 ай бұрын
Dr plis bezaeba Moringa serhlna
@user-qu1hm1qf6t
@user-qu1hm1qf6t 6 ай бұрын
Hii doctor kemey betaemi xbuk medeb please nay skin fangas gele belna bzuh gize teraai medhanit weside gen kgedfeni aykalen please gele belna
@wedimhrey2995
@wedimhrey2995 6 ай бұрын
I am learning a lot from you DR, bless you
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,9 МЛН
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 29 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 80 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,9 МЛН