ሓሳባት ኣብ ዘይተወከለሉ ኮንፈረንስ ...

  Рет қаралды 9,078

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Пікірлер: 63
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Жыл бұрын
ብላሽ ልዕሊ 1000,000 አጥፊኦም ንስልጣኖም ከብሉ። ንህዝቢ ደም አንቢዖሞ ።
@welday232
@welday232 Жыл бұрын
እንኳዕ ኣይኣተውኩሞ
@W.R.y
@W.R.y Жыл бұрын
Thanks 🙏
@welday232
@welday232 Жыл бұрын
ብቅንዕኛ ስለዘይፅዉዑኹም እንኳዕ ኣይኸድኩም
@W.R.y
@W.R.y Жыл бұрын
Very good
@soloare4855
@soloare4855 Жыл бұрын
ኣጆኹም ህወሓት ህዝቢ ፈሊጥዋ ኢዩ ወላዋሊትን ከዳዕን ምኻና ።ብሰንኮም ከባቢ 1000,000 ህዝብና ሲናን ንስእን ኣለናን።
@peaceeri3732
@peaceeri3732 Жыл бұрын
😅😅😅😅 I like this guy his so funny 😆 😄 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@drogba200
@drogba200 Жыл бұрын
መጀመርያ ንተቃወምትኩም ባይታ ፍጠሩ ኣብቲ ሃገርኩም ተቃወምቲ ዘይብላ ሃገር ሕዝካስ ኣብዚ መፂካ ተወራዘ (())
@peaceeri3732
@peaceeri3732 Жыл бұрын
@@drogba200no need we good 😅😅😅😅
@Dawitsiele
@Dawitsiele Жыл бұрын
ኣታ ገልጣም ኣቦታትና ኣያታትና ቅዋማዊ መንግስቲ ክትከል ጠሊቦም ኣብ ጎዳጒዲ ዒራዒሮ ተደርብዮም፣ተቐቲሎም ንቕተል ኣለናን።ናይ ነብስና ዘይፈለጥናስ፣ን ኣብ ትግራይ ሕጊ ከስፍን ዝቓለስ መስሓቕ እዩ ገለ ምባል ሲ ከመይ ዝበለ ድንቁርና እዩ፧ ትብዓቱ ከማን ከቕንኣካ ይግብኦ።
@drogba200
@drogba200 Жыл бұрын
@@Dawitsiele ኣነ ውን ገሪሙኒ ፅቡቅ ኣለና ኣያድልየናን ተቃወምቲ ምስ በለስ ክላእ ነዚ እንታይ ክምልሰሉ ኢለ እምበር ኩለን ዓለማት ሃገር ተቃወምቲ ውድብ ዘይብላ ሃገር የላን እታ እንኮ ተቀዋሚ ውድብ ዘይብላ ሃገር ኤርትራ እየ እዚ ድማ ናይ ጥዕና ኣይኮነን ገለ ፀገም ሲ ኣብ ኤርትራ አሎ ()
@Dawitsiele
@Dawitsiele Жыл бұрын
@@drogba200 ልክዕ ክቡር ሓው
@hiyabkiflom347
@hiyabkiflom347 Жыл бұрын
ብሄራውያን ውድባት ኣጆኹም
@fidleytube
@fidleytube Жыл бұрын
ናይ ሕዋሓት ነገር ገርምና እኮ ባዕሉ መራፂ ባዕሉ ተመራፂ ወድባት ትግራይ አየኹም ❤️💛
@drogba200
@drogba200 Жыл бұрын
ክገርመካ የብሉን ወዲ ሪመይ ኣብቲ ኮንፈረንስ ንኽርከቡ ውናት ዕድል እኮ ረኺቦም ነይሮም ውናት ጥራሕ ዘይኮነስ ኩለን ተቃወምቲ ውድባት ፃውዒት ተገይርለን እዩ ንምንታይ ዘይተረኽብኩም ኢልካ ድኣ ሕተቶም ()
@fidleytube
@fidleytube Жыл бұрын
@@drogba200 ትክክል አለኻ አነ እዉን ክርከቡ ነይርዎም ባሃሊት እየ ግን እሱ ዋጋ የብሉን መጀመሪያኡ አብ ኮሚቴ ነገራት ተወዲአ እያ አብኡ ነይሩ ናይ ሓባር ክገብሮ ነይርዎ ሕዋሓት ኩሉ ምስወደኡ ፀዊዖሞም ድሕር ደጊም ወዲእና ኢና ኮሚቴ ክነፍርስ ይኹን ክንመርፅ አይንክእልን ኢሎም ጉዳዮም ስለ ዝወድኡ 🤷‍♀️
@drogba200
@drogba200 Жыл бұрын
@@fidleytube ኣነ ዝብል ዘለኹ ቅድሚ እቲ ኮንፈረንስ ምጅማሩ ፃውዒት ደብዳበ ተገይርሎም እዩ ነቶም ኩሎም ተቃወምቲ ከምቲ ዝሰማዕናዮ እተን ተቃወምቲ ውድባት እዚ ኮንፈረንስ ንዓና ኣይምልከትን ኣብዚ ኮንፈረንስ ኣይንርከብን ኢሎም በኣፎም ተዛሪቦም እምበር ዝኮነ ኣካል እዝኖም ወጢጡ ብሓይሊ ናብቲ ኮንፈረንስ ከምፀኦም ኣይክእልን እዩ ህወሓት ከም መመኽንየታ እዮም ዝጥቀምሉ ()
@fidleytube
@fidleytube Жыл бұрын
@@drogba200 ኧረ ማዓዝ እዮም ንኮሚቴ ንክመርፁ ዝፀውዕዎም ከ ባዕሎም ህዋሓት እንድዮም ዝመረፁ እስኪ ሊንክ ላአክ ከምኡ ዝብል ቅድሚ ኮሚቴ ምምራፆም ፀዊዖሞሞ ነይሮም ዝብል
@drogba200
@drogba200 Жыл бұрын
@@fidleytube ኣብቲ ኮንፈረንስ ተታሒዝሎም ዝነበረ ወንበር ናይቶ ተቃወምቲ ኣይራኣኽን ዲኺ ጥርሑ ወንበር አኳእዩ ነይሩ ፃውዒት እንተዘይ ይገበረሎም ነይሩ ንምንታይ ወንበር ይታሓዘሎም ዳኣ ትዕቢት ወጢርዎም እምበር ዘይተረኸቡ ()
@Kidane
@Kidane Жыл бұрын
ህወሓት ሕማም መንቀርሳ እዝቢ ትግራይ እያ ኣይንደልያን
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 Жыл бұрын
💖💖💖💖🙏💖
@Kidane
@Kidane Жыл бұрын
ህዝቢ ትግራይ ንህወሓት ድሕሪ እዚ ኹሎ ዝፈፀመቶ ዕንወት ዕሺሽ ኢሎ እንተሓሊፋ ንዝመፅእ ተወሳኪ ፅንተትን ህልቂት ድክነትን ሓላፉቱ ወሲዱ ፈሊጡ ኽፀንሕ ኣለዎ 😅እንቶ ንሕና ኣማዕዲና ኢና ክንርኢ እንበር ከምቲ ዝሓለፈ ጆኖሳይድ እንዳበልና ንእውየሎ መድረክ የለን ብሓፂሩ ህዝቢ ትግራይ ጥመ ሙት ኣይንታይናን
@drogba200
@drogba200 Жыл бұрын
ህወሓት ዝፈፀመቶ ዕንወት የለን ዕንወት ዝፈፀመልካ ኣካል ዘይትፈልጥ እነተኮይንካ ፀገም ኣለካ እምበር ዕንወት ፅንተት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘብፅሑ ኣካላት ኣራዊት ኤርትራ, ፈኖ, ፈዴራል ምስ ኩሉ ሓይሉ ኣዕራብ ሃገራት እዮም ብኸመይ ነዚኦም ናብ ተሓታትነት ክመፁ ክትሓስብ ኣለካ ዳኣ ምበር ኣበዘይ ከውን እንተሃውተትና መስሐቂ ሸራፋት ጥረሕ ኢና ክንከውን ()
@hab3hmbeselambsl79
@hab3hmbeselambsl79 Жыл бұрын
Anta anjal entay ketedhn nska ayenay elkayo blash aybeselkan hzbi tigray ktqetlo esub eka. Mstom tselaeti koinka hzbi ketetfie nska gena 1 million hzbi keteqtl eka hasibka esayas kolifomuna endabeles qurub hangol alekum do? Thznu
@kahsayteklya4294
@kahsayteklya4294 Жыл бұрын
Ab geza konka qobie menexir nay xeHay mlbas ytewfka zählt hawey
@chicofresh4396
@chicofresh4396 Жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ቆቢዑን መነጸሩን ከውጽኦ ንገርዎ
@filimonkahase5214
@filimonkahase5214 Жыл бұрын
Bzaeba hasabu tezareb entay yetyuka bzaeba qobue
@chicofresh4396
@chicofresh4396 Жыл бұрын
@@filimonkahase5214 ሓሳቡ ይሰማመዓሉ እየ። ናይ ውናት ደጋፊ እየ። ግን ሓሳብና ንኽዕወት መራሕቲ ተቀባልነት ብዘለዎ ኣካዳድና መልክዕን ክቐርቡ ኣለዎም። public image ዓብይ ነገር እዩ።
@lwamfishaye3181
@lwamfishaye3181 Жыл бұрын
your problem is you are not a party registerd according Ethi,constitution.
@mihiramulu409
@mihiramulu409 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🤣
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын
most of the comments here are from hgdf they like him
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 Жыл бұрын
ነብስካ ኣይተታልል።1000000 መንእሰያት በሊዕካስ ገና ኣይጸገብካን
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 Жыл бұрын
ሃለው'ለው ግን ኣይስልችወኩምን ድዩ? ካባኹም! ሓረስታይ ትግራይ ይበልፅ።✅
@djsunnyeth
@djsunnyeth Жыл бұрын
ቀዳማይ 😂😂❤❤❤
@natnaelkibrom6168
@natnaelkibrom6168 Жыл бұрын
Why is he wearing sunglasses indoor 🤔
@piealpha795
@piealpha795 Жыл бұрын
ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ይብሉኻ ኸምዚ እዩ፣ ሕጂ ግምባር ፈጢሮም ጭራ ኣሕቢሮም ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎሞን ፣ ህወሓት ጽቡቅ ጌሩ ነቲ ሕብረተሰብ እዞም ተቃወምቲ ውድባት ድበሃሉ ናይ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታት ምግንዛብ ጸገም ኣለዎም ፣ ብሃውሪ ፣ ብስሚዒት ዝኸዱ ፋሉላት እዮም ኢሉ ንሕብረተሰብ ትግራይ የእሚንዎ እዩ፣፣ ህወሓት ምስ ፈደራል መንግስቲ ተኻባቢርካ ምንባር እዩ መሪጹ ፣ ምስ ኤርትራውን ኣብዚ ሓጺር ግዜ ኸይዱ ብሰላም ሽግሩ እንተ ፈቲሑ ፣ ኢሳያስን ፣ ኣብይን ዝባራኽሉ መንግስትነት ንማንም ኣይህብን ፣ : እቲ ህዝቢ ትግራይ ጦርነት ፣ ቃልሲ ዝበሃል ነገር ሰልቺዎ እዩ ፣ ህወሓት ምስ ፈደራልን ኤርትራን ተዓሪቁ ሰላም ከም ዘምጻሎም ስለ ዘእመኖም ናይ በዓል ባይቶና ፣ ውናት ፣ ሳልሳይ ወያነ ምዩቅ ምዩቅ እንዳ በልካን እንዳ ፈራሕካን ዝግበር ከይዲ ካብ ናይ እንዳ ሻሂን ናይ እንዳ ስዋ ፖሎቲካ ኣይሓልፍን፣ ኣብ ዩቱብ ፣ ፊይስቡክ ኣቲኻ ሃለው ለው ይበሃል ይኸውን ዘምጽ’ኦ ፋይዳ ግን የለን ፣ ተቀዲሞም እዮም ፣ ወርቃዊ ግዜኦም ኣይተጠቀምሉን ፣ ሕጂ ክምቲ ኣምሓሩ ዝብልዎ ጂብ ከሄደ ውሻ ጮከ እያ ኾይና ጉዳይ
@yalewabreha7790
@yalewabreha7790 Жыл бұрын
ክንዲ ዓቅምኹም ሕሰቡ ናይኹም እስትራተጂ ንትግራይ ካብ ዝቀደመ ውድቀት ዝገደደ ሰፍ ዘይብል ውድቀት ዘውድቅ እዩ ትግራይ ሃገር ንገብር ኢልኹም ህዝቢ ናብ ጦርነት ኣእትው ዝመፅአ ውድመት ክትመሃሩ ዘይምኽኣልኹም ይገርም:: ካብ ውናት 100% ህወሓት ትሓይሽ::
@mohamedadam3162
@mohamedadam3162 Жыл бұрын
ኣማራፂ ዝሰኣነት ኣንጭዋ ዋይ ኢላ ተደርብያ ናብ ዒላ ካምድርባያ ትርአ ጉድጋዳ ክሳብ ዝወግሐላ ናፅነታ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын
Dictator issias will love you for what you’ve trying to cause problems in Tigray ❌❌❌❌❌❌
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 Жыл бұрын
ብዘይካ ሕዉሓት ነ 48 ዓመት ዝመርሓ ዶ ኣሎ ? ባዓል ዲሞክራሲ እስከ ንገረና።
@alembrihantafesse1050
@alembrihantafesse1050 Жыл бұрын
ናይ ውናት ስሚዒታዊ መግለፂን አመራርሓ ብልሒ ምስኣን ዶ? ወይካኣ ናይ በተኹ ብዓይኒ አመራርሓ እቲ ዘመን ዝጠልቦ ናይ መሪሕነት ብቕዓት ኣይረኩን ብድሆታት ንሰግሮም ፀገማት ንሰግሮም ተቀራሪብካ ሃበራዊ እህን ምህን እንተልው እከሎ ጥራህ የ፡፡ ብስትራተጂካዊ ፖለቲካዊ ኣገባብ ክጥቀሙሉ ዝኽእሉ ግብራውን ተግባራውን ፍታሕ ንምፍጣር ዘድሊ ኣብ ቀረባካ ዘሎ ፖለቲካዊ ሃዋህብ ጥራይ ከይኮነስ ቨርቹዋል ዓለምን ፈጠራን ምሕቋፍ የድልይ፡፡ ስለዝኮነ ናይ ሚዲያ መብርሂ ካልኣዋይ ብርኪ እዩ ። ኣብቲ ባህሪ ምሕማስ ግን ምስ ፀገማት ተጃፊእካን ጨዲድካ ምውፃእ ዘመኑ ዝሓቶ ምሕዋይ ፀመለኛ ትግራይ ይኸውን
@berhetsegaye6068
@berhetsegaye6068 Жыл бұрын
አልሸባቡ,ዲኻ,ወይ,ተግራዋይ, ተሸፋፊንካ,ማለተይ,,,አዩ,
@ethiopiagobezay2417
@ethiopiagobezay2417 Жыл бұрын
ድኹማት ኢኹም : አተሓሰባኹም ኹሉ ነቲ እትፅውዕሉ ሽም ዘይምጥን እዩ :ዕድል ተዋሂቡኩም አይተጠቐምክሙሉን ሕዚ ህዝቢ ትግራይብደንቢ ግልፂ ጌርኩምሉ :: ንስልጣን ትጎዩ ዘይህዝባዊ ዝኾነ እተሐሳሰባ ሒዝኩም ግዜኹም አይተባኽኑ
@brktihadush
@brktihadush Жыл бұрын
ህዝቢ ኣብ ኸቢድ ፀበባ እላሃለወ እስኻቱም ልስልጣን ትባልዑ መሕፈርቲ መን ይንገስ መን ይምራሕ ቅድሚያ ልህዝቡ ልሓስብ ይኹነልና።
@Tadese-n7e
@Tadese-n7e Жыл бұрын
ስምምዕ ፕሪቶርያ ግዝያዊ ምምሕዳር ብ ህወሓትን ብልጽግናን ይጣየሽ እዩ ዝብል። ብልጽግና፣ሓላፍነት፣ንህወሓት እንተሂቡ፣ንታይኢኹም ትብሉ። ናይ፣መረጻ ጉዳይ ኣብ።ቐጻሊ ዝካየድመድረኽ ይፍረዶ። ከም ሓሕሉፍ ቅንጅት ብኣቋራጭ የለን
@drogba200
@drogba200 Жыл бұрын
ብፅጋብኩም እዚ ኮንፈረንስ ንዓና ኣይምልከትን ንዓና ኣይውክልን ገለመለ ምሽ ትብሉ ነይረኩም እንታይ ዳኣ ሕጂ ዓጀውጀው ትብሉ ርእሰ ተኣማንንት ሓሳብ ስለዘይብልኩም እምበር ዕድል እኮ ተዋሂብኩም ነይሩ ኣብቲ ኮንፈረንስ ክትርከቡ ንስኹም ግን ብትዕቢትን አነነትን ከይመፃኩም ተሪፍኩም ንስኹምስ ተፃረፉ ዳኣ ከም ናይ ሽዋ ልሂቃን ()
@rota8742
@rota8742 Жыл бұрын
ኣጆካ ከምኣ ጌርካ ደኣ ተተሓሓዞም ዳሓር ከም ናይ ኤርትራ ዓድና ዲክታቶራት ከይመርሑዋ ካብ ሕጂ እንተደኣዘይተዛሪብኩም ዳሓር ኣይትክእልዎምን ኢኩም ከምቲ ባዕልካ ዝበልካዮ ክም ናይ ኢርትራ ምእካብ ክሳብ ዝከልእኩም ክትጽበዩ የብልኩምን ኣነ ሕጂ ኤርትራዊ እየ ግን ውልቀመላኪ ናይ ኤርትራ ካብ ግዜ ሰውራ ኣትሒዞም ከም መልኣክ ስለ ዘምለክዎ ክጋገ ከሎ ትጋገ ኣለካ ስለ ዘይበልዎ ሰብ ክቀትል ከሎ ዓገብ ስለ ዘይበልዎ ኣብ ግዚኡ ግቡእ ፍርዲ ስለ ዘይሃብዎ እንሀለካ ሕጂ ን ኤርትራ ካብ ዝመርሓ 32 ዓመቱ ኣሕሊፉ ይርከብ ዕድሚኡ ውን ድሮ ወዲ 78 ዓመት ኮይኑ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ካብ ህዝቢ ማዕበል ናይ ተቃውሞ ክሳብ ዘይመጸ ድማ ጌና ክመርሓ እዩ ከም ሮበርት ሙጋበ ብምርኩስ ክሳብ ዝከይድ ንሕና ድማ እዚ ዘሕዝን ናይ ኤርትራ ነገር ኣብ ህዝቢ ትግርራይ ክድገም ኣይንደልን
@piealpha795
@piealpha795 Жыл бұрын
Mind your business, this is for Tigray people, you have no business to interfere higdef in disguise 🥸
@mohamedadam3162
@mohamedadam3162 Жыл бұрын
ናይ ውናት መግለጺኡ ብግልጺ ንጹር ኢዩ ህዋሓት አተድልየናን ኢያ ክትመርሐና አንደልይን ኢና ኢዩ ብመንግስቲ ትግራይ የአሙኑ እቲ መንግስቲ እዉን ህውሓት ኢዩ እዚ ውን ዘብል ተመንስ ክልተ መልሓሱ አየብልንዶ ንውናት ሕራይ እምበአር ፈደራል ጽልኡ ህውሓት ትውደም ትጥፋ በሃላይ ኔሩ ሻዓብያ ከሙኡ ናይ አምሓራይ ውድባት ውን ከሙኡ እሞስ ናቶም ዝሓዘ መልክዕ ዝኾነ ገመድ መጉተት አየብሎኹምን ኣቱም ሰባት ሕብእ ሕቢኢቶ ገዲፍኩም ደኣ መስመርኩም ኣፅርዩዎ እንታይ ክትደግሞዎ ደሊኹ ንዚ ዉፁዕ ህዝቢ ትግራይ ተሳኒኹ ትኸሉ ትግራይ ካብ ዝወደቀትሉ ኣልዕሉዋ
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Жыл бұрын
እቲ ንስኩም እትብልወ ዘለኩም ኪከው እኩል ዓቅሚ ትግራይ ክህልው ኣለወ ። ትግራይ ተጋሩ ሓሲብና ክንነብርተኮና ሕጂ ግን ህዝቢ ዶሞዙ ተታሒዙ ኣብ ኣፍሞት ኣሎ ።ንቲናትኩም ነድሪ እተመለኦ ፖሎቲካኩም ናብ ሓደጋ ክኣቱ ይክእል እዩ ህዝቢ።
@tesfitabraham3092
@tesfitabraham3092 Жыл бұрын
ኣብ ትሕቲ ሙስሌነ ኣይንማሓደርን ኢልካ ህጻናት ቆልዑ ድፍእ ኣቢልካዮም'ስ ባዕልካ ሙስሌኑ ትከውን። ዋይ ኣደ ትግራወይቲ ትረክብዮ
@indriasapraha7086
@indriasapraha7086 Жыл бұрын
ካባኹም ጁንታ ትሓይሽ ንሕና ኤርትራውያን ምስ ጁንታ ክንሳማማዕ ንኽእል ኢና ዘርባሓና እንተ ኮይኑ እዚ ዘለናዮ መድረኽ ካልእ ስለ ዝኾነ እስኻትኩም ግን ኣብ ፊልመ ዴስነት ኢኹም ዘለኹም ነዚ ዘመን እዚ ዝምጥን ርእሲ ስለ ዘይብልኩም ዋላ ድሕሪ ምጾታት ዓለም ውን ዘይፍጸም ርኹስ ሕልሚ ስለ ትሓስቡ ሓላፍነት ክበዝሓልኩም ዲኹም ከ ? ሰለስተ ውድባት ሓደ ገጽ ሳንቲም መስሪትኩም መስኪን ህዝቢ ትግራይ መጻወቲኹም ጌርኩሞ ኣምላኽ ይርዳእካ ህዝቢ ትግራይ ሓለፍትኹም ሰላም ከሊኦምና ዓወት ንሓፋሽ
@drogba200
@drogba200 Жыл бұрын
መጀመርታ ቃላትካ ኣስተኻክል ጁንታ ኢልካ ተሰማመዖ ውድብ ወይ ኣካል የለን እንተ ሰላም ብመራሕትኩም ስኢናዮ ዝበለካዩ ስኢልካ ሳክት እዩ እቲ ኣባኻ ዘሎ ኣረዊት ስርዓት እዩ ሰላም አስኢንካ ዘሎ ()
@tesseneyaligidir8631
@tesseneyaligidir8631 Жыл бұрын
ብዛዕባ ህግደፍን ኤርትራን ኣየአትወካን አዮ ኣንታ ዕውር ባርያ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያኻ ግበር። አዚ አዮ ጸገምኩም ተጋሩ ኤርትራ ነብሳ ዝኻኣለት ሃገር አያ ካብ ኣፍኩም ኣውጽኡዋ። ንስኹም ውን ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኢኹም ምስ ናጻ ሃገር ኤርትራን ህዝባን ዘራኽበኩም ነገር የለን። ዝተሰባበር ዓጋምኛ ቃንቃ አንተ ተዛረብኩም ምስ ናይ ኤርትራ ትግርኛ ተዛረብቲ ሓደ ዝኾንኩም ከይ መስለኩም። ጸማም'ሲ ሓደ ደርፉ ክብልዎ ከምዚ ናይ ተጋሩ አዮ። ሃገር ኤርትራ ካብ ሓንጎልኩም ኣፍኩምን ኣውጽኡዋ።
@ezanatv2018
@ezanatv2018 Жыл бұрын
ንስካ እምበር ጉዳይ ኢትዮጲያካ ግበር ወዲዛ መሕኑድ፡ ኤርትራ ምስ ትግራይ ይሕሸና።
@Qeshi1949
@Qeshi1949 Жыл бұрын
Its democracy
@Qeshi1949
@Qeshi1949 Жыл бұрын
Kab eritrea sele zkonka wela hanti ayrdeakan u barya
@nazrawitedros5028
@nazrawitedros5028 Жыл бұрын
ን ብልጽግና ወይ ን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኩላትኩም ሐደ ኢኹም , ወያኔ ይኹን ተቓወምቲ ውድባት ተሐባቢርኩም ኢኹም ተዋጊእክምዎ ። መን ይምራሕ ን ኢትዮጵያ አይግድሳን እዩ ። እቲ ሐይሉ ዝወጸ ይመርሕ 4። ሐይልኹም ትረአይሉ ጊዜ እዩ ወይ ክትመርሑ ወይ ክትምርሑ ። ብ ግምተይ ብ ሓሶት ን ወያኔ አይትኽእልዋን ኢኹም ብ ሓሶትን ፕሮፖጋንዳን ምድንጋርን ክትመርሕ እያ።
GERE EMUN PART 206 | ገሬ እሙን ክፋል 206
41:10
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 183 М.
كم بصير عمركم عام ٢٠٢٥😍 #shorts #hasanandnour
00:27
hasan and nour shorts
Рет қаралды 12 МЛН
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 37 МЛН
Turn Off the Vacum And Sit Back and Laugh 🤣
00:34
SKITSFUL
Рет қаралды 9 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 3,4 МЛН
كم بصير عمركم عام ٢٠٢٥😍 #shorts #hasanandnour
00:27
hasan and nour shorts
Рет қаралды 12 МЛН