ሓጢአት ብፁዕ አቡነ ኤፍሬም እንታይ እዩ ? ቅሬታ አባ ኃይለ መለኮትከ አብ ምንታይ ?

  Рет қаралды 1,934

 ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media

ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media

Күн бұрын

Пікірлер
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u Ай бұрын
ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣቦና❤❤❤🙏🙏 የቅንየልና ስዋስው ሚዲያ❤❤❤🙏🙏🙏
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 Ай бұрын
ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ኩቡር ኣቦና❤ የቅንየልና ስዋስው ሚዲያ❤
@gene6075
@gene6075 Ай бұрын
ካብዞም ኣቦ ዝተዓዘብኹዎ : ኣነ ዝበልኹዎ ኹሉ ቅኑዕ እዩ እሞ ጎይታይ ጎይታይ ኢልኹም ስምዑኒ እያ ትመስል ::: ከም ዕድሚኦም መጠን ኣይሕዘሎምን ግን : ኣነ ነት ዘለዎም ኣቦ ይመስሉ::
@yaredzera-buruktube8843
@yaredzera-buruktube8843 Ай бұрын
ናይ ጠያቒ ትሕትናን ትዕግሥትን ዝገርም እዩ።
@mulualemkidanu7376
@mulualemkidanu7376 Ай бұрын
ሀታታይ ኣድኒቐካ 👏 ግን ብዞም ኣቦና ሀዚነ በቃ ሽመት ተዘይ ጋገዩ ፅቡቕ ነይሩ 💔
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Memharna. ✝️☝️🙏😘
@ህድግለነአላአድህነነ
@ህድግለነአላአድህነነ Ай бұрын
እንታይ ማለት ኢዩ አቦና ናይ ግል ቅሬታ እንተሃልዩ ክረዳዱኡ ምግባር ኢዩ ዝግባእ እምበር እናይ ኢኡ ፨፨፨።------?
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt Ай бұрын
እዝጋአቢሄር ኢዲመን ጥዒናን የሀብኩም አቦና
@gene6075
@gene6075 Ай бұрын
ቅኑዕ መንፈስ ኣይነበሮን : ኣነ ብትኹረት ኣይተመልከትኽዎን : ንሶምኸ ቅኑዕ እየ ድዮም ዝብሉ ::
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ Ай бұрын
ይመስለኒ😅
@yohannesgobezay2250
@yohannesgobezay2250 Ай бұрын
ኣረ በጃኩም ምሕር ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ዘረባ እዩ እዚ ብስነስርዓት እዩ ምርጫ ተካይዲ እታይ እዩ ድልየቶም ብስሩ ግልፂ ስልጣን ዘተወሃብኩ እዩ
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Ай бұрын
እዋይ በስመኣብ ኣቱም ይሕዋተይ ካብዞም ኣቦ ታይ ኢና ክንመሃር፡እቲ ምርጫ ቁኑዕ ኣይነበረን፡ብጣዕሚ እየ፡ሓዚነ፡ጌገኦም ዘይኣምኑ፡ከም ድልየቶም ኣብ ቅድሜካ ዘሳዱዱ ዶ ኣይኮንኹምን፡ልዕሊ ክልተ ዓመት ንህዝብና ሕበለል ኢልና፡ምስ ኣቦታትና፡ንሰም ግን ተዓዚብናኹም ኣቦና፡ብግልጺ ኮ ንብጹእ ኣቦና ኮ እቲ ትከድዉ ኣካየዳ ኣይቅቦለና፡ንምንታይ በቲ ዘሎ ናይ ኢ/ያ ኣካያየዳ ዘንከይድ ኮ እልኹም!! ኣብ ቅድሚ እዚ ኹሉ ሓፋሽ ኣይተዛረብኹምን፡ኣረ ክንደይ ጸገማት ክንዛረብ?ግን ህዝቢ ዶ ይዕዘብኒ ኣይብሉን ደየም፡ ኣብ መጨረሻ ናይ ኣቦና ዝከድዎ ስርዓት ፍጹም ምልኽነት እዩ፡እዚ ኣብ ትግራይ ኣይሰርሕን እዩ,ተፋሒቁ ተደርብዩ እዩ፡
@gene6075
@gene6075 Ай бұрын
እዋይ መምህር ሃፍቶም ትዕግስቲ ይሃብኹም : እቶም ኣቦና ደሞ ዝሓተትኹሞም ገዲፎም ዘይሓተትኹሞም ይምልሱ ኣለዉ ::
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Ай бұрын
ኣቤት ጉድ ፈላሲ ኣብ ምድያ ንሕና ንፈልጥ ኣብ ገዳም
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Ай бұрын
ምድያ ናይ ዓለማዊ ጥቕሚ እምበር ናይ መንፈስ መሳርሒ ኣይኮነን
@ገዛና-አ7ገ
@ገዛና-አ7ገ Ай бұрын
አታ ሰዋስው ቀስ እናበለ ነዞም አቦ ጥርሖም አትሪፍዎም😂 ወይ ውርዴት😅😅
@gene6075
@gene6075 Ай бұрын
@@ገዛና-አ7ገ ብጣዕሚ ተገሪመ ዘለዎም ትዕግስቲ ሓታቲ
@gene6075
@gene6075 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ኣብ ቤተክርስቲያን ስልጣን ተ ዘይተውሃብኹ : ምኽንያቱ ዝደኸምኩሉ ምናም ይብሉ::
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Ай бұрын
😂😂😂❤
@TechIn5-bj4jx
@TechIn5-bj4jx Ай бұрын
አነ ግን ብዙሕ ዘይተረደአኒ ንምንታይ እንግሊዝ መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት አውሮጳ ኮይኑ ዝብል ንባዕለይ ሕቶ እዩ? እዚታት እንተተፈጠረ ዘገርም አይኮነን፡ ሽግራት አብ ምፍታሕ ፀገም ከምዝህሉ ፍሉጥ እዩ። ተጋሩ ንረዳዳእ በይዛኩም❤።
@Tsehayeabrha
@Tsehayeabrha Ай бұрын
እቶም መነኩሴ ናይ ብሓቂ ቕንዕና የብሎምኒ ሓደ ጽሕሙ ዝላጺ መነኩሴ ናይ ባዕሉ ሽግር አለዎ ዝኾነ ኾይኑ ናይቶም መነኩሴ ጥቅሚ ጎድሉኒ እያ
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Ай бұрын
ፈለሰ ነገሰ ድዩ ነገሩ ኩሉ ብዛዕባ ስጋኹም እምበር ብዛዕባ ወንጌል ኣምላኽ ኣይኮነን ቅዱስ መጽሓፍና ዝብሎ ካልእ ንስኹም እትብልዎ ካልእ መጭርሻ ዓለም እዩ ናይ በጊዕ ቆርበት ዝተኸደኑ ተኻሉ ንዓኹም ዶ ኣይትመስሉን
@MesiBeyu
@MesiBeyu Ай бұрын
እሱኹምስ ፈላሲ ኢኹም፥ ኣረ ታይ ኢና ንምሃሮ ካብ ፈለስቲና???
@kbrommengesha609
@kbrommengesha609 Ай бұрын
መጋቤ ምስጢር ሃብቶም እቲ ሕቶ ትኽክል እዩ ተሓቶ ዘለኻ ኣቦና ቆሞስ ኣባ ሲርክ ግን ልቢ ኢልኩም ንስለ ህዝብኹምን ቤተ ክርስትያኑምን ኢልኩም ሰከን እንተትብሉ የሓይሽ ከም ናተይ ካብ ኢትዮጵያ ውግዘት ምስ መጸኩም እንዲኹም ኣብ ኣሸንዳ ተረኺብኩም ኣነ ኣብ ጎንኹም ኣለኹ ዝበልኩም ንሕና ድማ ዕልል ኢልና ተቐኢልናኩም ሕጂ ግን መሳርሒ ኢኹም ትገብርዎ ዘለኹም ህዝብና
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Ай бұрын
በቃ ንኣምላኽ ምግልጋልስ ብገንዘብ ኣይትሓፍሩን ኩሉ ገዲፍካ ስዓበኒ ዝብል ቃል ኣምላኽ ከድአ ኣየ ሃይማኖት ማለት ነስሓቕ ኢኩም ኣይትሓፍሩን ቁሩብ
@gene6075
@gene6075 Ай бұрын
ቅኑዕ መንፈስ ኣይነበሮን : ኣነ ብትኹረት ኣይተመልከትኽዎን : ንሶምኸ ቅኑዕ እየ ድዮም ዝብሉ ::
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Ай бұрын
ይገርም😊
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
ቁ፣8 "ክፍፍል ቤተ-ክርስቲያንን፡ ሙቛም ሲኖዶስ ኣብ ስደትን" ምስ ዲያቆን ሳሙኤል ኣርኣያ
1:28:37
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН