KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ፌርማ ዝበዝሐን 48 ሰዓታት ትራምፕ ከመይ ነበራ?
14:29
ኣሜሪካ ናይ ወድን ጓልን ሃገርያ ግብረሰዶማውያን መሰል ዝህብ ሕጊ ክድምሰስዩ
14:20
Обзор матча Казахстан - Дания 3:2. Отборочный турнир ЕURO-2024
17:28
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
0:19
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
1:2:39
Больше чем прикосновение - 1-4 серии мелодрама
3:14:27
ሂወት ንጉሳውያን ቤተሰብ እቲ ዝበሃልን እቲ ዝግበርን በበይኑ
Рет қаралды 32,668
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 347 М.
Fnan App Infotech
Күн бұрын
Пікірлер: 49
@Exodustv7589
17 күн бұрын
ኣብዛ ሓላፊት ምድሪ እቲ ዝዓበየ ምርጫ፡መኽሰብን፥ዓወትን ንክርስቶስ የሱስ ከም ናይ ግሊ መድሓኒካ ተቀቢልካ ካብቲ ናይ ዘልኣለም ቁጥዓ ኣምልኽ ከተምልጥ ከለካ እዩ። እምበር ናይ ምድሪ ነገር ድኣ መሊእካዮ ዘይመልእ ንሱውን እኮ ገለ ድቃስ ዝከልኦ ነገር ይህሉ ይከውን
@KhurshidAli-q9k
14 күн бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ካብ እቶም ቢሰማይን ብመድርን መረሕት እና እበሉ ዝጭፍጭፍለእዋ ሃገሮም አድኽዮም ሃገርማቶም ዘሳድድለዩ ናይዚ የሓይሽ አብነቢሱን አብ ሃገሩን ዛዉዒሎ ዘሎ
@jonhamad8742
15 күн бұрын
ሓሲድካዮ ዲካ ወላ ገለ ነዚ ሰብ
@AffectionateLunarModule-yj2cl
12 күн бұрын
መሓመድ ቢን ሰልማን ጣጣ የብሉን ስዑዲ ሕጂ ናብ ኤሜሪካ ቀይርዋ ነፃነት ብዝብል 😂
@ማማየናፊቐ
18 күн бұрын
ካብ ዝገርመኩም ግን, ነዚ ኹሉ ሓዲግዎ ልክዕ ከማና ክመውት ምኻኑ ዩ 🤔🤔, ሞት እንቃዕ ብ መዓረ ትብጸሓና ኮነት
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
18 күн бұрын
ንሕና ናቶም ሰረሓተኛታት ኽንኮኖም እና ናብዛ ዓለም መጽእና😂😂😂😂
@Kiros.meksebalem
18 күн бұрын
ኽገርመካ ኩሉ ግዜ ኢየ ኣነ ኮምኡ ዝብል 😢😢ዓለም ወያል
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
17 күн бұрын
@@Kiros.meksebalem እወ፡ ኣብዚ ግዜ እዚ ሕጃብ ኽንገብር እና እልካ ሰለማዊ ሰልፊ ምስ ረኣኩ ገሪምኒ እዩ ረዲኤት ይወሃበና ክብሉ ሰለማዊ ስልፊ ክርኢ ይደሊ ኣለኩ😂😂😂
@frewengelmesfn1637
17 күн бұрын
Hakka eka ezia si.kulu hade eyu ab mewedaeta
@KerenAli-n8x
14 күн бұрын
እቲ ዝገርመኒ ፍናን አብ ከረን ተወሊዱ ዝዐበየ ዩ ወዲከረን ማለት አብ ኣዉራጃ ብሄር ሀይማኖት ዘይኣምን አብፍቅሪ ዝአምን ማለትዩ ። እዚ ግን ጽላኣት ሀይማኖትምስልምና ዝዐፎኖ መርዛም ሰብ ዩ
@GrmayFkadu-i4g
16 күн бұрын
Fnaney❤❤❤🎉🎉🎉
@emanuelgebrehiwet1872
18 күн бұрын
እዝስ እንታይ እዩ ዝዓብሰልና ? ዋላ ንዕኡ ውን ኣይዓብሰሉን እዩ። ሂወት ኣብ ባህጊ ክትነብር ከለኻ እዩ እቲ መቐረታ።
@fr-lj7mu
17 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ድማ ኣብ ስዑዲያ ሓደ ቆልዓ ተተወሊዱ ደሞዝ ይወሃብ ካብ 2000-4000 ርያል ይክፈል
@KhurshidAli-q9k
14 күн бұрын
ይመችዮ
@fr-lj7mu
17 күн бұрын
ብን ሳልማን ኣንበሳ መራሒ እዩ ፖለቲካዓለም ዝተረድኦ መራሒ ኣብ ጉዳይ ፍሊስጤም ስቕ ምባሉ ደስ እሉኒ ፖለቲካ ዓለም ቀቂጫኻ ምብሳል እያ በዓል ኢራን ቆማል ቆጫኣ ኣብሲላ ቅጫ ሰብ ተሕርር በዓል ሑቲ ዕዉር ድማ ቅጫ የመን ኣሕሪሩ ቅጫ ኢራን የብስል ኣሕ ከም ናትና መራሕቲ
@frewengelmesfn1637
17 күн бұрын
Kkkkkkk
@ttsegay657
17 күн бұрын
ህዝቢ ስዑዲ ዝተዓደ ህዝቢ እዩ፡ ሕጂ ከኣ ንመሓመድ ብን ሳልማን ፈጢሩሉ፡ እዚ ንጉስ እዚ ኣብ ቁጣባ ምዕባለ ሃገሩን ህዝቡን ብዙሕ ለውጢ ኣርእዩ፡ ንፉዑን ተዓፃፃፍን እዩ ፡ ስዑዳውያን ካብ ዝነበሮም ኣኽራርነትን ነብሰ ጭቆናን 50% ገላጊሉ ናብ ኤሮፓውያን የፅርዮም ኣሎ፡ ስዑዲ ብዚ ልኡል እዚ ትሕምበብ ኣላ ተተብሃለ ምግናን ኣይኮነን፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቅ ስዑዲ ብዝተፈላለየ ምዕባለ ዳርጋ ኣብ 1ይ ወይ 2ይ ደረጃ ብዝበሃል ለውጢ የሳጉማ ኣሎ፡
@ሳምራ-ገ9ጸ
12 күн бұрын
Kulen haftamte hagratit abze hij yewdeka alwo eza hager gen memlsa tehfetme entye eu etmseter eu Fana hawey negernie eka
@kibromberhe9492
14 күн бұрын
Thx bro
@dawitdawitdawit4289
16 күн бұрын
Fani❤🎉🎉
@BiniLove-u3c
18 күн бұрын
alem,gin futaHawit akenetn gele b habuti atikes gele ka nay megub sinu ygerim ayu😮
@frewengelmesfn1637
17 күн бұрын
Kkkkkkk hakka ezia si
@berhiuMekenen-ec2bc
18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@jontekle-c8w
18 күн бұрын
💙💙💙🌿🌿💙💙💙
@maraedimontonedimonton
17 күн бұрын
ደስ ዝበሎቶ ዶናስ ምስኡ ይሕድራ ማለት ዩ ኮ😂
@frewengelmesfn1637
17 күн бұрын
Kkkkkkk dona kem dletu.wala 5000 dollar yhba
@maraedimontonedimonton
17 күн бұрын
@frewengelmesfn1637 😂😂 ይገርም በዓል ንሕና ከኣ ዝብላዕ ክደሊ ኮለል
@NahomGhebreab
16 күн бұрын
Finan smart
@Henoknguse
17 күн бұрын
31 ሚልዮን ንስዓት ከምኡ ዶ ሰሚዐ ሓቀይ
@kiflemariamgebreslassetesf3816
18 күн бұрын
እዝስ መንግስተ ሰማይ ኣሎ ኢሉ ይኣምን ዶ ይኽውን ? ዝገርም ኢዩ
@BiniLove-u3c
18 күн бұрын
bi saliman sudi areb 2030 kiqiyra aye ybuali alho habuti abza hageri alho
@Luv_rara704
18 күн бұрын
egzio meharna amlak 😢
@hegdefmendefxirehezbi7368
14 күн бұрын
🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵
@Halamadr146
18 күн бұрын
31M hanti seat ygerm
@goitomfessaha2690
18 күн бұрын
Welcome Fnan app
@SirakFrezghi
17 күн бұрын
Fnan Eritrea mulue edmeka aytmlesn ika meskinay shabya nbehal
@RaF-x2d
11 күн бұрын
ዓፍናቕ
@herisahussein8290
17 күн бұрын
Bin Salman ketebel eko mok eleka waaa... ab wushti 1 amet eko leli 3 geze program serihkalu eko. kabzen tesemyen zeleka hanti saat ⌚️ do habo keneblo 😅😅
@robiye3496
17 күн бұрын
እንታይ ጸገም ሞ ኣለዎ ብዛዕባ ፑቲን ዉን ኮ ብዙሕ ግዜ ኣምጺኡ እዩ ርግጼኛ እየ ከሙኡ ኣይበልካዮን ስለዚ ንገለ ገለ ኣገዳሲ መደብ ክከዉን ይኩእል እዩ ፍልጠት ጽቡቅ ዩ ኣነ ንባዕለይ ካብዚ መደብ ዝተዓዘብክዎ እንተሎ ንጉሳዉያን ስደራ ሱዑድያ ኣዚዮም ሃብታምት ሙካኖምን ብዘለዎም ሃብቲ ንታ ሃገር ድሕሪ ግዜ ሰማይ ክሰቅልዋ ከም ዝኩእሉ እየ ተረዲአ
@phili8384
17 күн бұрын
Kkkkkkk😂
@HabteabZerezgi-h4e
16 күн бұрын
Mo tay haweboka dyu
@sgrbietna374
16 күн бұрын
ኣቦታትና ሲ እንታይ ኢሎም ይምስሉ መስለካ፡ "ዓሻ ወዲ ቀሺ 'ሲ፡ ኣምላኽ ሓውቦኡ ይመስሎ" ንሕና ከኣ እንታይ ኢልና ንቕይሮ "ዓሻ ኣስላማይ 'ሲ፡ ቢን ሳልማን ንጉሱ ይመስሎ" እንታይኩም'ዩ ዝሓብጠኩም ብዛዕባ ኣስላም መንስግስታትን ኣዕራብን ክዛረብ ከሎ ተጉርዑ። ስዑዲ እንተኸይድካ እኮ ያ ዓብድ ኢሎም ብእዝንኻ ወጢጦም'ዮም ዝስጉኻ ኣስላማይ ኢሎም ኣይገድፉኻ'ዮም😂😂😂😂 ናጽነት ፍለጡ ሰብ ደስ ዝበሎ ናይ ምዝራብ መሰል ኣለዎ ብክብረትን ብዘይጸርፍን ክሳብ ዝኾነ።
@Eri.100
14 күн бұрын
Tehalika malt dui abed
@awetyosief2605
17 күн бұрын
Israel 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱
@Meron-x5u
18 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@habtomhaile6016
18 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙
@aziebsolomon7360
16 күн бұрын
❤❤❤❤
14:29
ፌርማ ዝበዝሐን 48 ሰዓታት ትራምፕ ከመይ ነበራ?
Fnan App Infotech
Рет қаралды 10 М.
14:20
ኣሜሪካ ናይ ወድን ጓልን ሃገርያ ግብረሰዶማውያን መሰል ዝህብ ሕጊ ክድምሰስዩ
Fnan App Infotech
Рет қаралды 1,1 М.
17:28
Обзор матча Казахстан - Дания 3:2. Отборочный турнир ЕURO-2024
QAZSPORT TV / ҚАЗСПОРТ TV
Рет қаралды 880 М.
0:19
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
5 분 Tricks
Рет қаралды 13 МЛН
1:2:39
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
TheBrianMaps
Рет қаралды 3,1 МЛН
3:14:27
Больше чем прикосновение - 1-4 серии мелодрама
serial
Рет қаралды 2,1 МЛН
18:05
ምስጢራውያን ገለርያታት ሓማስ ክሳብ ክንደዮም ሓደገኛታት
Fnan App Infotech
Рет қаралды 18 М.
16:21
ስለምንታይ ምስ ሓማስ ዕርቂ ጌርካ ዝብል ጸቅጢ ኣብ ልዕሊ ቢቢ
Fnan App Infotech
Рет қаралды 12 М.
30:48
15 ሓቅታት ጥበበኛ ንጉስ ሰለሙን #ልዕሊ 1000 ኣንስቲ#
Fnan App Infotech
Рет қаралды 253 М.
23:58
ዘገርም ሓቅታት ናይ ኪም ጆንግ ኡን ሰሜን ኮርያ
Fnan App Infotech
Рет қаралды 41 М.
17:58
ኢትዮጵያዊያን ላይ የደረሰው አሳዛኝ አደጋ!
Nahoo TV
Рет қаралды 6 М.
15:47
ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሰዶማውያን ወራር ኣዊጁ
Fnan App Infotech
Рет қаралды 31 М.
👉 የአሜሪካ ድምፅ የቀጥታ ሥርጭት ጥር 14ቀን 2017 ዓ.ም.
VOA Amharic
Рет қаралды 794
47:35
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 139 М.
20:52
ሃገራት ዓረብ ቅድሚ እስላም
Fnan App Infotech
Рет қаралды 27 М.
20:27
እስራኤል ተፈራሒት ክትከውን ዘኽኣለ ትካል ስለያ ሞሳድ መን'ዩ?
Fnan App Infotech
Рет қаралды 79 М.
17:28
Обзор матча Казахстан - Дания 3:2. Отборочный турнир ЕURO-2024
QAZSPORT TV / ҚАЗСПОРТ TV
Рет қаралды 880 М.