"hura "3( ሁራ ሰለስተ )ዝገርም ባህሊ ዓዲ ብ TDF

  Рет қаралды 83,228

Suzan Cinema

Suzan Cinema

Күн бұрын

Subscribe
© Copyright:ሜዳ ትግራይ - Meida Tigray
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#ሜዳ_ትግራይ
#ሜዳ_ትግራይ #Meida_ Tigray

Пікірлер: 252
@kdsanabrha8668
@kdsanabrha8668 2 жыл бұрын
እውይ አፅቢ ዓደይ ብናፍቆት እኮ ታሓሚስና አበይ አለኩም ደቂ አፅቢ ወንበርታ ንምሕረት አለሊክሙዋ ዶ
@sabiyasook5127
@sabiyasook5127 Жыл бұрын
ተክለ እያ ምሕረት አይኮነትን ይይይ አነ ርግምቲ ሳአን ውነይ ይስሕቃ ኔረ ዓሕሕ
@NgusBerhe
@NgusBerhe 5 ай бұрын
ኣለና ብሮ ፍትሕ በል ኣፅቢ ዓደይ
@faryg5343
@faryg5343 3 ай бұрын
ኣለና ብናፍቆት ሓሪርና😢
@nuranura5953
@nuranura5953 2 жыл бұрын
ኣፅቢ ዓድይ እፍፍፍ😥💔💊💔💔💊ንብዓተይ ክቀፃፅረ ኣይካእልኩን💔😥 ትግራይይይ
@tinahanna7936
@tinahanna7936 2 жыл бұрын
Selam Tigray people stry strong 🦁🦁💯❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷
@ushueh6167
@ushueh6167 2 жыл бұрын
ስላምኪ የመለሰና ትግራይ ዓደይ ኣስይ ኣነስ እንኮዕ ካባኩም ተፈጠርና ስላምን ቅሳነትን ፍቅርን ንዓኩም ይሃብኩም እግዚቢሔር ኣምላክ ጀጋኒና ዓወት ንህዚቢ ትግራይ ዓደይ ደመይ💊💊💊💊💊💊💊🐅🐅🐅🐅🐅🐅💪💪💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊✅✅✅✅
@ngstik1kahsu170
@ngstik1kahsu170 2 жыл бұрын
አዶታት ትግራይ ጀጋኑ ፅኑዓት እግዚአብሔር ይሓሊክን ንብዓትክን ፈሲሱ ኣይቀርን ሰላምና ክምለስ እዩ።
@ሰሓቂጥዑምቻናል
@ሰሓቂጥዑምቻናል 2 жыл бұрын
1000 ላክ ተዝከውን ነሩ ምገበርኩ ነረ ትግራይ ትሰዕር💪💖💊💪💖💊💪💖💊💪💖💊💪💖💊💪💖💊💪💖💊
@ዮዳሄንኩሉ-ፀ1ጐ
@ዮዳሄንኩሉ-ፀ1ጐ 2 жыл бұрын
እፍፍ ኣፅቢ ዓደይ 💛♥️ ህዝበይ ሰላምካ ይመለሰ ንዓካዶ ኩናት ይግበአካ😢😢
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 2 жыл бұрын
እፍፍፍ ኣብኡ ተዝፀንሕ እንተይ ነይርዎ ደስስ ዝብል ባህልና ሁራ ሰለስተ ምስ ጀጋኑ ወለድና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ፈጣሪ ሰላምኪ ተመሊሱ የርእየኒ ትግራይ ዓደይ💔💔❤💊👏🌅😍
@ዓቅላምስደተኛ-ኸ2ጘ
@ዓቅላምስደተኛ-ኸ2ጘ 2 жыл бұрын
ኡፍፍ ኣፅቢ ዓደይ ማዓረይ ብናፍቆት ሞይትና😥ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ናዓኩም ዶ እዙይ ምተገበአኩም ህዝበይ💔💛💊
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 2 жыл бұрын
ኣይይይ ኣፅቢ ዓደይ ማዓረይ ናፍቆትኪ. እምበር ከብድኒ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሰልና
@ሜሪጓልዓጋመ
@ሜሪጓልዓጋመ 2 жыл бұрын
ዕልልልልልል ተመሰገን ኣምላከይ ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ሰብ ታሪክ ሰብ ቅያ ሰብ ቆምጣ ስረ ትግራይ ትስዕር
@ስላምጋልትግራይ-ጘ2ፐ
@ስላምጋልትግራይ-ጘ2ፐ 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፀእኩም ክብራት ፍትዋት ህዝብና ወለድና ኣሰይ ደስ ክብለካ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርና ስላም ፍቅርን ንዓኩም ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ማርያም ፆዮን ፅላል ትኩንኩም ክቡራትት ወለድና ኣሕዋትና ምስ ኩሉ ፈትውቲ ትግራይ ዓወትን ስላምን ንዓኩም💛💛❤️❤️
@jvghct1306
@jvghct1306 2 жыл бұрын
አየ ዓደይ ሕጀሰ ምሳኩም እዩ እምበር ሰደትዶ ይንበር ጀጋኑዋይ አምላክ ይሓግዝኩም🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍🙏🙏🙏💪💪💪💪
@ngstik1kahsu170
@ngstik1kahsu170 2 жыл бұрын
እሰይ ትግራይ ዓደይ ህዝበይ ሰላምካ ይመልሶ ትግራዋይነት መክረዒ መንነት፣ጀግና ተቃላሳይ
@fhhfg6416
@fhhfg6416 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ኩቡራት አዋተይ
@Axumawit844
@Axumawit844 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ሃገርና ትግራይ💛❤💛❤💛❤🌻🌻
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 2 жыл бұрын
Entay biaawet yimleskum deaa? Ezioom eko ab gnbar Gashena moytom eyom kabzioom bhiwet zterefe eko yelon, bikemuu eyu eko ansti bezihen zelewa
@ቲጂጋልተዋህዶትግራወይቲ
@ቲጂጋልተዋህዶትግራወይቲ 2 жыл бұрын
አለኩም ዶ ደቂ አፅቢ ዓደይ ላይክ አስከ ግበሩ 😌❤️❤💛💛
@ትግራይዓደይሰላምኪይመለስ
@ትግራይዓደይሰላምኪይመለስ 2 жыл бұрын
ኣለና ብናፍቆት ዓድና ሕውስውስ ኢሉና ኣምላከይ ሰላም ኣውርደልና
@sabiyasook5127
@sabiyasook5127 Жыл бұрын
አለናወ ብናፍቆት ሓሪርና ይአክ
@MuluMesfin-sy7zb
@MuluMesfin-sy7zb 6 ай бұрын
A
@myhert646
@myhert646 2 жыл бұрын
ትግራዋይ ማለት ኩቡር መንነት💊💪😍😍
@gebremikaelhagos7988
@gebremikaelhagos7988 2 жыл бұрын
ወናም ህዝቢ ትግራይ አጆኻ ክንዕወት ኢና ፀላእትና ክቕበሩ እዮም
@ማርያምእያዋሕስሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስሂወተይ 2 жыл бұрын
ሰላምኪ ይመልሰልኪ ትግራይ ዓደይ 👏👏👏💊💊💊💪💪💪♥️♥️♥️♥️እፍፍፍ🥺🥺🥺
@destugaltigray4238
@destugaltigray4238 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ናብዚ ኣብቅዐኩም ክቡራት ህዝቢ ትግራይ❤❤❤
@AaaBbb-ii4vz
@AaaBbb-ii4vz 2 жыл бұрын
ዓደይ ሰላምኪ የሪኤና ኣምላክ ኣቦይ ኣይ ሃየ ህዝብካ ካብዚ ፀበባን መን ከረን ኣናግፈና ኣብ ስደት ዘለና ደቅካለ በሰላም ናብዛ ንፈትዋ ሃገረ ትግራይ ኩሉ ዘይሳኣኖ
@hilina5629
@hilina5629 2 жыл бұрын
ዓደይ ሰላምኪ ይመልሰለይ ፈጣሪ😭😭🤲🤲 👏👏👏❤️🙏❤️
@ትግራይ-ኸ3ሠ
@ትግራይ-ኸ3ሠ 2 жыл бұрын
አሕ አዚ ህዝቢ አዚ ዶ ይብደል ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ🤲🤲👏👏🤲🤲👏💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@abealtesfay
@abealtesfay 2 жыл бұрын
ሰላምኪ ይስፋሕ ትግራይ ዓደይ ክብሪ ይሃብኩም ነዚ ባህሊ ሁራ 3 ዘፅናሕኩምና ወረዳ ኣፅቢ እውን
@ትግራይዓደይሰላምኪይመለስ
@ትግራይዓደይሰላምኪይመለስ 2 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣፅቢ ዓደይ ጥሕሎክን ሁራክን ናፊቅናዮ ኣምላኬ ትግራይ ዓድና ሰላም ኣውርደልና
@natisabawi1122
@natisabawi1122 2 жыл бұрын
እንኳዕ ካባትኲም ተፈጠርኩ ደቂ ሐላል መሬት (እንኳንም ከናንተ ተፈጠርኩ ጀግኖች ) ትግራይ ትስዕር ብጀጋኑ ደቃ ❤💛❤💛❤💛💪💪💪
@yohnnest7233
@yohnnest7233 2 жыл бұрын
ስላሴ አምላክና አዴና ማርያም ምስ ነዋህ ህዝብና ትግራይ ይኩን ፅባሕ ኩሉ ክሐልፍ እዩ።
@lvoetgray3656
@lvoetgray3656 2 жыл бұрын
እልልልል ጀጋኑና ኣፅቢ ዓደይ ሰላም የስመዐና ኩሉ ትግራይ ብሓበራ❤❤
@ዓርሞሸሽ
@ዓርሞሸሽ 2 жыл бұрын
አታ፡ነፊረ፡ዶ፡ክመፅእ፡አሕዋተይ፡ደቂ፡ዓደይ፡ናፊቀኩም፡ ገሊ፡ትግራይን፡እቲ፡ፍቅርናን፡አዘኻኪርከምኒ። እግዚአብሄር፡ፁኑዓት፡ይግበርኩም፡ፁኑዓት፡ድማ፡ኢና።
@ጋልዞምሰብታሪክ
@ጋልዞምሰብታሪክ 2 жыл бұрын
ፀላኢ ዓይንካ ድፍን ይበል ጭዋ ህዝበይ መግዛኣቲ ዘይ ናቱ እምቢ ንመግዛኣቲ💛❤💊🐅🦁🦁💛❤👑
@ሊሊ_8ዐ
@ሊሊ_8ዐ 2 жыл бұрын
ሰላምኪ የሪአኒ ዓደይ🙏🙏🙏
@jge7tye640
@jge7tye640 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ተመስገን ብልቀደመ ፀላኢ ዓይንኹም ይደፈን ወገናተይ ህዝበይ ፃዕዳ ለጋስ ራህራህ ተባዕ ኮታስ ኩሉ ነገር ናዓኻ ዶ ኩናት ምተገበአካ እ/ር ኣቦይ ሓደራ ህዝብና ሰላምና ምለሰልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን💛💛❤❤💊💊💊🏖🏖🏖🏖🏖💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 2 жыл бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ተናፊቂት😢 ተመስገን ኣምላክ ኣሕዋተይ ብዓይነይ ሪአዮም ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ💊😘
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 2 жыл бұрын
@UCKqu0H9WgiZVSf8ZchYJxlg ኣሜን ክብረተይ
@زمزمهبرها
@زمزمهبرها 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ😥😥😥
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 2 жыл бұрын
@@زمزمهبرها ኣጆና ማዓረይ
@ጓልትግራይኩሕሎ
@ጓልትግራይኩሕሎ 2 жыл бұрын
ኣፅቢ ወንበርታ እዩ ግዲ ኣታ ደስ ክብል ኣይ ዓደይ ምኣብየ ሰላም ኮይንኪ ልሪአኪ
@ትግራይዓደይሰላምኪይመለስ
@ትግራይዓደይሰላምኪይመለስ 2 жыл бұрын
እወ
@merrygere9739
@merrygere9739 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ዓደይይይ ክብረተይይይ ዕልልታኹም የብዝሓለይይ ፈጣሪ
@زمزمهبرها
@زمزمهبرها 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልል ተምስግን ፈጣሪ ገፅ ባቢተይ ዘርአካኒ እልልልል ♥️♥️💊💊✊✊✊✊✊✊✊ ባቢተይ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ብዓወት ተመለስ ተመስገንንንንንንንንንንን ንብዓትን ሓጎስን ተሓዋዊሱኒ ♥️♥️💊💊💊💊♥️♥️♥️♥️💊💛💛💛♥️💊💊💊♥️♥️💊💊💊💊♥️
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 2 жыл бұрын
Tigray people stay strong 💪🏾 ❤️❤️❤️💛💛💛💪🏾
@ابويحي-ز6ج
@ابويحي-ز6ج 2 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ ደስ በሃልቲ ኣምላክ ይሓግዝኩም ናፊቀኩም ኣመና ሰላምኩም ይብዛሕ
@fhhfg6416
@fhhfg6416 2 жыл бұрын
መድሂንአለም አቦይ ሓደረ ህዝብኻ
@ጡሉልሚድያ
@ጡሉልሚድያ 2 жыл бұрын
ፀላእ ዓይንኩም ይፋሰስ ደቂ ነይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪 💪💪💪
@marierouhana5319
@marierouhana5319 2 жыл бұрын
ህዝበይ ሰላምክ ይምልስ 💞💞💞💞💞💞✊️✊️✊️💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏
@አንተያልከውይሁን-ከ2ለ
@አንተያልከውይሁን-ከ2ለ 2 жыл бұрын
ሰላምኪ የሪአና ትግራይ ዓደይ
@ብዕድላጓልትግራይ
@ብዕድላጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ኣጆኩም ህዝበይ ካሓልፍ እዩ ዓወትና ካዓ ቀሪባ እያ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሕ ናፍቆት ሕስሙ😭🇻🇳🇻🇳🇻🇳😘😘😘❤️❤️❤️
@ፍረየማርያምልጅ-ለ3ቀ
@ፍረየማርያምልጅ-ለ3ቀ 2 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ዓደይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሜን
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 2 жыл бұрын
አሰይ ህዝበይ ዕልልልልል 💛❤💊👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@amanielaregawi7278
@amanielaregawi7278 2 жыл бұрын
እዚ ባህልና ዋይ ደስ ክብል ተጋሩ ጀጋኑ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@wediakeletigray4017
@wediakeletigray4017 2 жыл бұрын
Jeganu tigray selamkum yemelise deki tigray jeganu deki haras neberey 😍❤️❤️🥰🥰🥰😍😍😍🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🐅🐅🐅🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🐅🐅🐅🐅🦁🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🦁🐅🐅🦁🦁🦁🦁🦁🦁
@ethiopialion4442
@ethiopialion4442 2 жыл бұрын
ፀላኡክም ዓይኑ ይፈስስ ደቅ ጠዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊💊💕💕💕💕💕
@roseadem6059
@roseadem6059 2 жыл бұрын
The mother's of weyane tigray bless her forever ❤ ♥ 💖
@ibrahimboru3098
@ibrahimboru3098 2 жыл бұрын
From Nairobi Kenya I pray Allah bless Tigray.brave people with beautiful culture and humanity.viva the Lions 🦁 of Tigray.
@ትግራይእያዓለመይሮዚ
@ትግራይእያዓለመይሮዚ 2 жыл бұрын
ኣፅቢ 😥💊🥰🥰🥰🥰 ፈቃር ህዝበይ 💊🤲✊😥
@habtomtekle5391
@habtomtekle5391 2 жыл бұрын
ዓወትኩም የርእየና ኩቡራትን ስሙራትን ጎሮቤትና ን ስድራናን
@nfffdt931
@nfffdt931 11 ай бұрын
ሃለቃዋይ ወዲ ሓፍቲ እነይ እንብኣር መዘከርታ ገዲፍካለይ ኣየ ዓለም ጎዶሎ😢😢😢
@aygjheihu1180
@aygjheihu1180 2 жыл бұрын
ሁራ ኣፅቢ ወምበርታ ዓደይ
@ጋልወንቦርታ
@ጋልወንቦርታ 2 жыл бұрын
ኣፅቢ ወንቦርታ ዓደይ ሰላም እኮ ናፊቅና😢😢😢💔💔💔
@wedihaile1780
@wedihaile1780 2 жыл бұрын
ህዝቢ ትግራይ ኩልሻእ ተሀጎስ ጀጋኑ❤❤❤💪💪💪💪
@gooddboyese4329
@gooddboyese4329 2 жыл бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ዓዲ ብላዕ ስተ
@jrstube4448
@jrstube4448 2 жыл бұрын
አይ አዶ ትግራዌት ሽ አመት ንወሪ ናባሓቅ ጂግንነት ፅንዓት አለም ኩሉ ይምስክረ እዩ💔💚💛💜👌💊💊💊💊
@abusharedaei7801
@abusharedaei7801 2 жыл бұрын
ደስ ባሃልቲ ደቂ ትግራይ
@ራህዋጋልትግራይ
@ራህዋጋልትግራይ 2 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ኣፅቢ ዓደይ ብምርኣይ ከምዚ ከማይ ዝተሓጎሰ
@ሰሓቂጥዑምቻናል
@ሰሓቂጥዑምቻናል 2 жыл бұрын
እሰይ እቲ ባህልና ደሰ ክብል😘💊💔
@tihitinatsigabu1655
@tihitinatsigabu1655 6 ай бұрын
ይዕስ ኣቦ❤❤❤🎉🎉🎉TDF my heroes 🎉🎉
@rital829
@rital829 2 жыл бұрын
What beautiful cultures we have in Tigray!! Love my people! Miss Tigray so very much! Miss my Mom!!
@mmm0mmmm125
@mmm0mmmm125 2 жыл бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ናፍቆት መይተ ኣጀካ ህዝበይ
@ጋልቶምጀጋኑ-ጀ6ቸ
@ጋልቶምጀጋኑ-ጀ6ቸ 2 жыл бұрын
ሰላምኪ የሪአኒ ትግራይ ዓደይ
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 2 жыл бұрын
ኣሰይ ወናማት ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣጆኹም ጀጋኑ 💛❤💯💪❤💛💯💪👈
@kahsufitsumkahsufitsum812
@kahsufitsumkahsufitsum812 2 жыл бұрын
ኣሰይ ዕልልልልልልልልል ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የስመዓዐና ፈጣሪ ኣኽ ንስኻ ዶ ትብደል ኣታ ሓላል ህዝቢ, ስዕረት ልፀላእትና ዓወት ልትግራይና 👊👊👊💞💞💞
@ሽምኽእዩመዝሙረይድንግለይ
@ሽምኽእዩመዝሙረይድንግለይ 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፅእኽም ኣስይይይ ክንደይ ደስ ይብል ኣበት ትግራዋይነት ብልፅ መንነት👏👏👏☘️☘️☘️🌻🌻🌻🌻💘💘💘💘💘💘💪💪💪💪💪💪💪👌👌👌👌✍️
@enzeshenzesh5942
@enzeshenzesh5942 2 жыл бұрын
ሰላምኪ ይመለስ ሃገረይ 👏💊💊🌹🌹🌹
@hana-wd2mr
@hana-wd2mr 2 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ🙏 ጀጋኑና እመብርሃን ፅላል ትኩንኩም ትግራይ ትዕወት❤💛💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊✊🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💝💘💘💘💘💘💘💘
@ngstik1kahsu170
@ngstik1kahsu170 2 жыл бұрын
ሁራ 3 ምስቲ ናይ ራያ ሁራ ንእሽተይ ይፈላለ እዩ ፣ግን ኩሉ ባህልና ተጋሩ ደስበሃሊ እዩ ሰላም ዓድና ይመልሶ
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 2 жыл бұрын
እወ ይፈላለ እዩ። እዙይ ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢ ወንበርታ እዩ በዝሒ ዝፍለጥ
@ngstik1kahsu170
@ngstik1kahsu170 2 жыл бұрын
@@kahasitgaltigray325 ok የቀንየለይ አፈላላይ አለዎ ትግራይና ብዙሓት ላህጃ፣ባህሊን፣በቢከባቢኡ እንዛረቦም ንባዕሉ ኣፈላላይ አለዎ ትግርኛ ሃፍታም እዩ። ሰላም ትግራይና ይመልሶ ኩሉ ትግራይ ንዘሮ ኢና
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 2 жыл бұрын
@@ngstik1kahsu170 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጆና ክወግሕ እዩ
@ትግራይእያዓለመይሮዚ
@ትግራይእያዓለመይሮዚ 2 жыл бұрын
@@kahasitgaltigray325 ኣፅቢ ኮእዩ ሐዝውን 💊🥰🥰
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 2 жыл бұрын
@@ትግራይእያዓለመይሮዚ እወ ኣፅቢ እዩ እዙይስ ዝያዳይ
@nasinetb1462
@nasinetb1462 2 жыл бұрын
We stand with Tigray 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾I am from Eritrea but I sport TDF 💯💯💯
@samiteame3348
@samiteame3348 2 жыл бұрын
ደቅ ትግራይ ዓደይ ናተይ ናፊቀ እምበር ሐዝስስ😥😥😥😘😘😘😘😘
@tigraweti6377
@tigraweti6377 2 жыл бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ፀላኢ ዓይንኪ ይደፈን እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን 💊💊💊
@newaccount5252
@newaccount5252 2 жыл бұрын
ኣታ ኣብስደት ዘለና ብግዛዕ ዉሶዱና ኣክ ዓደይይ 😥ሰላም ና ዝዘረጉ ይዝረጎም ኡፍፍ መድሃኒኣለም የሓግዝኩም ጀጋኑ ምእንታና እትካሽሑ🙏 ❤️❤️❤️🥰🥰
@fhhfg6416
@fhhfg6416 2 жыл бұрын
መግለፂ የብለይ አነስ ቃኒኤ ደቅነይ
@titilove8893
@titilove8893 2 жыл бұрын
ኣሰአይይይ ሙቁራት ሰላምኩም ይብዛሕ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏
@nfffdt931
@nfffdt931 Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ኣፅበይ ማዓረይ ዝፎትዋ መረበተይ ምሕረተይ ፅሪቲ ❤❤❤❤
@abebechimbae7252
@abebechimbae7252 2 жыл бұрын
የቅንየልና አሕዋት ሸር ዝገብርኩምና ተውልድ ላአብኽላ ዓድ ምርኣዬዬ ድሰ ኢሉኒ ቤተሰብይ አውን አፍቱ ሑራ ላገብሩ ሪዕ ኡፍ ዓድና ሰላም ይግብርልና አሕዋተይ
@weerrf6787
@weerrf6787 2 жыл бұрын
ሰላም ኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ
@ziontewelde7119
@ziontewelde7119 2 жыл бұрын
Hzbi Tigray Bhayli amlakn bjeganu dekun nzelalem yser 💪 🙏 ♥
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ አፅቢ ዓደይ ማዓረይ
@salamhss6332
@salamhss6332 6 ай бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ፀላዓይንኺ ይፍሰስ ሰላምኪ ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤
@ትግራይዓደይዓይነይ
@ትግራይዓደይዓይነይ 2 жыл бұрын
ኦ ጎይታናይ መድሓኒትናይ እየሱስ ክርስቶስ ልዙ ህዝቢ እዙይ ሰላም ምለሰሉ ነቅ ዘይብል ህዝቢ ተመስገን ካብዚ ህዝቢ ዝፈጠርካኒ
@fsgsffdgdgff7261
@fsgsffdgdgff7261 2 жыл бұрын
አጀኩም ዞምየሕዋተይ እግዚአብሄር አምላኽ ምሳኹም ይኹን👏👏👏
@xjhx1416
@xjhx1416 2 жыл бұрын
ፀላእክትኩም ይደፍኡ ሕርርይበሉ ትግራይ ክትዕወት እያ
@ስሉጓልኣፅቢ-ኸ2ጸ
@ስሉጓልኣፅቢ-ኸ2ጸ 2 жыл бұрын
ኣፅቢ ዓደይ ተናፋቂት ፈጣሪ እስኪ ስላምና ይመልስለና
@johnwick7208
@johnwick7208 2 жыл бұрын
Good job guys 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💊😎✊👈🌼🌻🌼🌻🌞👈
@tigrayadigeganu1974
@tigrayadigeganu1974 2 жыл бұрын
Hizbi Tigray, TDF Fetari, Kudus Michael, Gabriel, Mariam Tision yeslikum. 💕❤️🌿🌿🌿♥️🧡❤️💛💘💖🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@Merihabeshawit12
@Merihabeshawit12 2 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ትንሳኤኪ የርኤና እውይ ኣፅቢ ዓደይ ማዓረይ ሎምስ ምክኣል እምበር ኣብዩኒ ናፍቆት ህዝበይን ዓደይን ሓደራ ኣምላክ ኣቦይ ይኣክለኩም በለና 😭 ኣምላክ ኣቦይ ሰላምና ምለሰልና🙏💊
@sswit7867
@sswit7867 2 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ💊💊💊💊💊
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ 11 ай бұрын
ዕትብተይ ዝተቀበረላ ሓመዳ ቁሒመ ዝዓበኹላ ❤❤❤❤
@azebwalday7472
@azebwalday7472 2 жыл бұрын
I miss you deik Tigray halalat kulu kihaf eyu rhuk aykonen nkulu gze alewo medihanialem aboy misakam yikun Tigray Tiawet 💪💪💪🙏🙏🙏
@notyours733
@notyours733 6 ай бұрын
NICE, Beautiful ! Stay strong my people, proud of you!!!❤
@ፅሪቲጓልትግራይ
@ፅሪቲጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ኣነስ ብዓደይን❣️🇻🇳❣️ ብህዝበይን 💞💔💞 ከመይ ድየ ዝኮርዕ💪🌷💪 ኣሰይ💝🌷💝🌷ተመስገን🙏🙏እዚ ዘረአየኒ ፈጣሪ
@rahilehailu8309
@rahilehailu8309 2 жыл бұрын
Selmk yealmes adey tigraey💛❤💛❤🙏💪💪
@bangeb1884
@bangeb1884 2 жыл бұрын
I am from Eritrea but I love you guys and always pray for you all!!🙏🙏🙏🙏🙏
@hgalastbi6489
@hgalastbi6489 2 жыл бұрын
እልልልል መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ገፅ ስድርኡ ዝረኣየ ተጋሩዋኒ ❤❤💛💛💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@kakamhari1433
@kakamhari1433 2 жыл бұрын
Blessed with spirit of our ancestor agazi sabean
hura seleste atsbi wenberta
7:40
ሁራ ሰለስተ ዳዕሮና (HURA SELESTE DIRONA)ENTERTAINMENT
Рет қаралды 6 М.
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,1 МЛН
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,9 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 25 МЛН
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26
ዝኽሪ ጀጋኑ ደቂ ኣዜብ ከ/ሰ 2014 ዓ.ም
4:05
ሰብ ሪም Seb Rim
Рет қаралды 1,2 М.
ይበል ወነ ሁራ ሰለስተ
11:28
Tsgabey entertainment
Рет қаралды 12 М.
ዝገርም መርዓ ሃገረሰብ Tigray countryside's wedding culture  dance and music
7:38
ደስደስ ሚድያ desdes media
Рет қаралды 64 М.
ዝገርም ድራማዊ ሙዚቃ ዛንታ ገድሊ
13:45
zantana media
Рет қаралды 85
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,1 МЛН