Interview with Eritrean Artist Laine Ghebretnsae - Part 2 / Official Video Ararat Entertainment

  Рет қаралды 190,617

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

Күн бұрын

© Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ሃሳይ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። #EritreanArtist #LaineGhebretnsae ***ናይ ሓገዝ መላግቦ link** www.gofundme.c...

Пікірлер: 748
@ሃገረይኤርትራ
@ሃገረይኤርትራ 4 жыл бұрын
ክቡር ስነ-ጥበባዊ baba ላይነ፡ሂወት ኩርካሕን ፈተነን እያ።ኣብ ሓዲሽ ዓመት ሓድሽ ሂወት ንክትጋዓዝ እዝጋቢሄር ይሓግዝካ፡ንሕና ኤርትራዉያን ድም ወላ 10 ዶላር ንሓግዞ ገንዘብ ክኣ ተዋህላላይ እዩ።ባህልና እዩ ምትሕግጋዝ ንሓግዞ።
@temesgeneyumelsey2244
@temesgeneyumelsey2244 4 жыл бұрын
Ya naybhaqi gn kebid eyu bezi hibomo zelew adres kthgzo
@yonasberaki8713
@yonasberaki8713 4 жыл бұрын
Mare mare layne zednko Snetbebawi Abrham bluts seb nay hiwet
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 жыл бұрын
Nay vehaki😭
@araratentertainment
@araratentertainment 4 жыл бұрын
ን ላይነ ክንሕግዞ ኣብዛ መላግቦ ወይ link ጸቒጥና ዓቕምና ነበርክት፡ ከምኡ'ውን share ብምግባር ናብ ኩሉ ንክበጽሕ ንተሓጋገዝ። www.gofundme.com/f/to-help-eritrean-artist-laine-ghebretnsae?+share-sheet&fbclid=IwAR1zhTjvQFMce-ci3dpl6qFqFNStXJ6hcfGx7I3QA5rP2cdbXTPpbMaE5uQ
@adudali9060
@adudali9060 4 жыл бұрын
Ararat: essey and abrhimo. Bhaki kitdinekun kitmisgenun zigbeakum ikum emo kibri neakum. Maglexi yebileyin azyu sehab medeb. Kexiliwo.
@seweraawet4417
@seweraawet4417 4 жыл бұрын
ARARAT Entertainment ሐንቲ ሪኢቶ አላትኒ. ከም ዝተረዳኒ ናይለ ሐውና ናይ መስተ ግዙእ ኮይኑ ጸኒሑ ሞ ኽሕገዝ እንተኮይኑ ካብ መስተ ተጋላጊሉ ድዪ። ምስ ይቄሬታ
@user-eq9xz2vn4x
@user-eq9xz2vn4x 4 жыл бұрын
Bro btselim hawela knsedid ndeli tele eba tehababruna
@ከምዓለመይ
@ከምዓለመይ 4 жыл бұрын
ARARAT Entertainment essey eza link abta 1 part kea sededlom eka bezuhat alewu kihigezu zedeleyu
@binilove8069
@binilove8069 4 жыл бұрын
selam ararat interteiment abzi link atye card natey yelen paypal geberulna
@mihretabzeratsion4451
@mihretabzeratsion4451 4 жыл бұрын
ናይዚ ዓመት ብሉጽ ሰብ ወይ ናይዚ ዓመት ሰናይ ስራሕ ዝሰረሐ ዝሽለም ተዝህሉ ኔይሩ ኣብርሂሞ ምተሸለመ ኔይሩ።ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ፡ሰናይ ተበግሶ ዩ ቀጽሎ ኣብሪሂሞ ጅግና።ሰላምካ ይብዛሕ ፡ሓጎስካ ፍስስ ይበል።ክቡር ኣርቲስት ኣቦና ላይነ ከኣ ዓወት ንምነየልካ።
@danielkahsayhabtamryem4275
@danielkahsayhabtamryem4275 4 жыл бұрын
Ney bahuk haweyyyy nateyyyy
@mechannel623
@mechannel623 4 жыл бұрын
Nay bhaki mihretab zeratsion nska wn ABI seb eka neti tsbuk tsbuk mbalka thank you
@helenabraha7801
@helenabraha7801 4 жыл бұрын
Mihretab Zeratsion nay behaki
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓወይ ኣነስ ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነ
@matiwosmedhanie7160
@matiwosmedhanie7160 4 жыл бұрын
Ney behaki kebrtey natey Nebrlay esk
@kesetesemere2904
@kesetesemere2904 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ኣብርሃም፡ክቡር መጠን ነብሱ የኽብራካ
@mussieyemanu9408
@mussieyemanu9408 4 жыл бұрын
ኣብርህሞ ናይብሓቂ ጹብቅ ምግባር እዝጊ ዝፈትዎ እዩ ሞ ቆጽሎ መብልዕ እንጀራኻ እዩ ኣጆኻ!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@tekiearaya6157
@tekiearaya6157 4 жыл бұрын
ሓደ ካብቶም ጸገም ሰባት ክፈትሕ ከይደቀሰ ዝሓድር ብሉጽ ናይ ብሉጻት ካብ ዕድሚኡ ሕልንኡ ዝዓቢ ኣብርሃም ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ ፈጣሪ ከማካ የብዝሓዮም🇪🇷
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 4 жыл бұрын
*ኣብርሂሞ ብዝሕ ትምህርቲ ኢካ ሂብካና'ሞ ኣምላክ ነቲ ሰናይ ዝግበርካዮ ይርኣየልካ*
@halamadrid7779
@halamadrid7779 4 жыл бұрын
ሽሊማት ኖበል ኒኣቢ ኣይቲጊቦኦን ኒመን ደኣ ንኣብርሃም ኢያ ቲግበኦ ብዲኮነ God bless you abrham and baba laine
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
ኣብሪሽ ንስካ ከም ጋዘጤኛ መጠን ተስፋ ኣለኒ ከምዚ ዓይነት መደባት ናይ ዝተሸገሩ ከተቃልሕ። ስለ ቲ ሰናይ ግብርኻ ምስጋና ይግብኣካ ከምኡ ዊን ንኩልኩም ሽግር ሰብ ዝርድኣኩም ኤርትራውያን ኣይትስኣኑ ንተሓጋገዝ የሕዋተይ
@shishayande1989
@shishayande1989 4 жыл бұрын
Nay bahaqi des zebli u abrham hawey egzabher rkebo baba nayley ka ajoka egzabher amlak misaka ykun
@peace2erey915
@peace2erey915 4 жыл бұрын
እዋይ ኣብራሃም ቃላት ይሓጽረኒ ን ኣኻ ምግላጽን ምድናቅን ኩሉ ካብ ፈጣሪ ርኸቦ ኣብሪሂሞ።
@muzitabraham7922
@muzitabraham7922 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብርሃም ሓወይ ለባም ኣምላኽ ምሉእ የትሕዝካ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 жыл бұрын
ኣረረት ኢተርተርመት ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ እዩ ኣጆኩም ኣምላክ ጻማኩም ይክፈልኩም ምትሕግጋዝ ዘሎም ዝነበረን እዩ እሞ ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ
@cheayberihu5472
@cheayberihu5472 4 жыл бұрын
ብሓቂ ዘይምኖ ምኩር ጋዜጠኛ ብሓቂ ጅግና ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና ኣሕዋተይ
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 жыл бұрын
Amen 💒❤
@danielzerai1652
@danielzerai1652 4 жыл бұрын
Amen.
@abrahamabraham3749
@abrahamabraham3749 4 жыл бұрын
ድሓን ኣጆካ ኩቡር ኣባና ሂወት ከምኡ ኢያ ከምዚ ሕጂ ኢልካ ነነብሰካ ክትርእያ ንኣምላክ ምስጋና ይኩኖ ።
@user-ms6du5ob2c
@user-ms6du5ob2c 4 жыл бұрын
ጋዘጠኛ ኣብራሃም ብሩክ ሰብ ዕድመይሃብካ
@robel2319
@robel2319 4 жыл бұрын
ተሌፎን ናይ ላይነ ጻሓፈልና ብውልቕና ክንሕግሶ
@yordanosabraham5361
@yordanosabraham5361 4 жыл бұрын
Ane keman kemnatka hasab aleni
@millionhanetay3039
@millionhanetay3039 4 жыл бұрын
ewe yake mesakum yesemama eye
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ምስቶም ዝተሰማማዕኩም ተሰማሚዐ ኣለኩ
@Add05
@Add05 4 жыл бұрын
I can’t stop crying 😭 I feel like Laine as if he’s my own father. Abraham you are a great man. You will get this in return from god but we as a human can’t pay you back. You are really god’s man. Amlak kemze ne baba laine hewetu ketekeyeru zegebereka naka ka mulu heweteka fetari heweteka kabzi zelekayo ne’lalay xixibuku yefterelka zehawey..
@merhawitande
@merhawitande 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ኢኻ በዚ ኣጋጣሚ ክንእደካ ይፈቱ። ን ክቡር ስነ-ጥበበኛ ሃገርና ባባ ላይነ ክኣ ኣምላኽ ይሓግዞ።
@amanuel2090
@amanuel2090 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ ኢዩ ኣብርሂሞ ኩሉ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ፡ ባባ ላይነ ከኣ ብጣዕሚ ንጹህ ሰብ ኢኻ ሞ መጻኢኻ ብሩህ ክኸውን ኣምላኽ ይተሓወሶ። ስነ ጥበባውያን ሃገርና ከኣ ኣጆኹም ተሓጋገዙ እምበር ናይ ጎረቤትናስ ንርእዮም ኢና ዘለና ካብ ሓንቲ ፊልም ኣሽሓት ክሓፍሱ፡ ህግደፍ ካይጠፈአት ኤርትራዊን ምቾት ናብራን ከብድን ሕቖን እዩ።
@afeworkiteslay1704
@afeworkiteslay1704 4 жыл бұрын
Ata akame komal hasad
@amanuel2090
@amanuel2090 4 жыл бұрын
@@afeworkiteslay1704 ምሳይ ዲኻ ኣታ ወዲ ድቓላ ሸታቲ ለማኒ ስደተኛ
@merkebsemere7027
@merkebsemere7027 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም በሃንቀውታ ክጽበያ ጸኒሐ
@briggebre6697
@briggebre6697 4 жыл бұрын
ንጠናነግ ኣይንጨካከን ኩቡር ስነጥበባዊ ላይነ ኣጆካ በርትዕ💪❤ ስነጥበባዊይ ኣብርሃም ድማ ቀጺሎ!
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
Merihaba abirahame ketsilo izhaweyi idimeni tiinani yihabika 🐅💖😂🇪🇷⚘🌽👍🐪👏🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
@ፍቅሪኢዩእምነተይ
@ፍቅሪኢዩእምነተይ 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ምሳኻ ይሰማማዕ እየ ምክናቱ መብዛሕቱኡ ዝቀርብ ኣብከምዚ እንተርእካዮ ተፈላጥነት ዘለዎም ጥራይ እዮም ዝቐርቡ ።
@tirhasfesha5576
@tirhasfesha5576 4 жыл бұрын
ህምምምም ኣምላኽ ረዲኡካ ኣብ ቅድሚ ህዝኻ ቀሪብካ ክንደይ እባ ኣሎ ብጥሜት ብሽግር ብናፍቆት ዝተለለወ ንህዝብና እግዝያብሄር ኢዱ ይዘርግሓልና ምሕረት ይግበረልና
@raitibeb1424
@raitibeb1424 4 жыл бұрын
ብመጀመርታ እቲ ልዑል እ/ግ ይመስገን። ብምቅጻል ኣዚዩ ዝናኣድ ስራሕ ኢዩ ንሓደ ሰብ ሂወቱ ክመርሕ ደገፍ ምኮን ካልእ ይትረፍ ኣጆኾ እትብል ልሳን ንባዕላ ዓባይ ኢያ ስለዚ ኩላትና ወገናት ኣቶኩሮና ንስነ ጥበብኛታት ወይ ገለ ሁቡባት ሰባት ጥራሕ ዘይኮነ ንኩሉ ሕብረተሰብና ክንምርምር ከም ዘለና ኢዩ እቲ ቀንዲ ትምህርቲ ስለዚ ብውሽጥን ብደገን ንዘሎ ሕብረተሰብና ሃስስ ንበሎ።ክንደይ ኣሎ ኣጆኾ ዝብሎ ብዝተፋላለየ ምክንያታት ሽግሩ ዝነግረሎ ዝሳኣነ ካብዚ ተማሂርና ነንባዕላትና ንመራመር ይቀንየለይ።
@gebremisgna5987
@gebremisgna5987 4 жыл бұрын
Nay bhaqi kubur hawi
@luwamredie4546
@luwamredie4546 4 жыл бұрын
amlke miska ykun kubur hawna 🙏🇪🇷
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 4 жыл бұрын
ኣጆካ ኣብ እግዚኣቢሄር ተጸጋዕ ኣብ ሂወት ሽግርን ራህዋን መኻይዲ ኢዪ ኣብራሃም ሓውና ካኣ እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዛሓልካ ቡዙሓት ጹጉማት ይህልው ዘይፍለጡ ከምዚ ጌርኩም ናብ ህዝቢ እንተትዝርግሕዎ ክንደይ ድካ ምተዓንገለ
@dmwchannel9965
@dmwchannel9965 4 жыл бұрын
ኣብርሂሞ ዓቢ ሰብ ኢኻ ብዝገበርካዮ ነገር ብልቢ ከመስግነካ ይደሊ፡ቀጺለ ንስነጥበበኛ ላይነ ድማ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡ደጊመ ብሓድሽ ገጽ ኣብ ሂወትን ስነ ጥበበን ክሪአካ ይምነ።ናይ በሓቂ ልቢ ዝትንኽፍ ታሪኽ ዩ፡
@meraafye3086
@meraafye3086 4 жыл бұрын
ኣራራት ጹቡቅ ተበግሶ ቀጽልዎ ባህሪ ናትና ምትሕግጋዝ ዩ ኢሞ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣብራሃም ካኣ ኣብ ከምዚ ጸቂጥካ ክትሰርሓሉ ንምሕጸን
@bin5644
@bin5644 4 жыл бұрын
ወይ ሰነ ጥበባውይን ሃገርና ትረክብዎ ትሕልፍዎ ዘለኩም ናብራስ ከቢድእ እዩ ኣኒሕና ክኣ ኣብ እስክሩም ርእናኩም ጽብቅ ዘለኩም ይመስለና ክንደይ ምስዋእቲ ከም ትክፍልሉ ኣበና ላይነ ይረግረና ኣሎ
@awetabraham674
@awetabraham674 4 жыл бұрын
Soryy kemzi ele kemleslka gen Ne sene tebebb zeswalu seb kemzey yele kengrka yedli ane meknyatu moya u bezi moyom gerom eyom kea hiwetom zenebaberu menalbat extra job kehlewom yekel u gen be zey keflitt aysrhlun eyom.:: And artis layne kea be senki sentebeb zeykone abzi wediku zelu be senki akyedu teray u nay meste gezu sele zekone kab kelu negr rihku... Heji gen bezi koynu beti kabzi zelewo kewxo delytna u mewxeti yeftrelu kea
@bin5644
@bin5644 4 жыл бұрын
@@awetabraham674 thanks hawey natey
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 4 жыл бұрын
This guy diserve an Oscar award for the best worked in the year
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 4 жыл бұрын
ህይወት ናይ ላይነ ተቀይሩ ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ይገብር ቅኑዕ ሰብ ኩልግዜ ከምዚ እዩ ቅንእንኡ ፈቲየዮ
@teriygulimama5838
@teriygulimama5838 4 жыл бұрын
Aberahimo shekori good bless you & did get Good job❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ajaka baba layni keani
@rutamichea9229
@rutamichea9229 4 жыл бұрын
So sweet of you Abrhamo you did really good job God Bless you
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 4 жыл бұрын
Wow bitami mesati zanta baba laine god bleesed u abrimo and ararat interteiment bilbi thx kubrat yehwat akmna nihgzo share ,like, comment please kubrat yehwateyt ahateyy
@vivilala9115
@vivilala9115 4 жыл бұрын
ኩሉ ዝኣመንካሉ ስለ ዝኾነ ዝሐለፈ ከይዘከርካ ሐድሽ ሂወት ጀምር ሂወት መሰናኽል ኢያ በርትዕ ኣጆኻ ጋዜጤኛ ኣብርሃም ዉን ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ ኢዩ ቀጽሎ
@g.michaelmengisteab8960
@g.michaelmengisteab8960 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓውና ኣብርሃም በዚ እትገብሮ ሰናይ ተግባር ኣምላክ ናይ ዕድመ ጸጋ የሃብካ። ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ።
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 4 жыл бұрын
Bejakum kelena ntehagagez ember seb msmoten trgum yebilun bjakum ntehababer layne enkoe fetari hagezeka 🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍
@sawamasawa3720
@sawamasawa3720 4 жыл бұрын
ቴለፎን ብምንታይ ክንረክቦ ንክእል፡ኣብራሃም ተለፎንካ ጽሓፈልና,
@gashbarka3170
@gashbarka3170 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትርጉም ሂወት ፈሊጥካዮ ኢኻ ተመስገን በል ኣቦይ ላይነ💛✌
@matiwosmedhanie7160
@matiwosmedhanie7160 4 жыл бұрын
Abraham hawey jegna Tebatay edmen tienan yehabeka fetari Nice habibi Bro
@tommygebar1930
@tommygebar1930 4 жыл бұрын
ከብድኻ ዝበልዕ ትረኻ።በጃኩም ሞራል ንሃቦ። ንዓና ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ስነ ጥበባዊ ።
@mamuayelgnmamuayelgn9008
@mamuayelgnmamuayelgn9008 4 жыл бұрын
አብራሃም እግዚአብሔር ከምቲ ዝገበርካሉ ይግበረልካ ያሃብካ እንተስ ናይቶም መምህራን እና ተማሃሮን ግን ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ከመይኦ ዓይነት ሰባት እዮም ሽግር ሰብ ዛይርድኦም
@filimonweldemichael8131
@filimonweldemichael8131 4 жыл бұрын
The legend aberhimo God bless ya bruh!!
@adakashay6058
@adakashay6058 4 жыл бұрын
Is so proud to see you Abraham the young generation to see how much our youths care. May God bless. We have a rich culture that is our strength, it make us unique Eritrea's. I hope to see him acting again.
@GezanaTube.
@GezanaTube. 4 жыл бұрын
ብመጀመርታ ኣብርሃም ምስ ኣካየድቲ እዚ መደብ ብልቢ ክትምስገኑ ይግብኣኩም፡ ብፍላይ ኣብርሂሞ ነቲ ኩሉ ሰናይ ዝገበርካዮ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ኣቦና ስነ ጥበባዊ ላይነ ክኣ ከም ቐደምካ ሓለፈ ከተብል ትኽእል ኢካ ምስ ወዝካ ኢኻ ዘለኻ ከምቲ ዝሓልፍካዮ ሽግር ክኣሊኡ ትራይ ኢዩ ዝኽእሎ እሞ ሕጂ'ውን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ኣጆኻ ናብ ስራሕ ክትምለሰና ተስፋ ንገብር።
@lmtvsan1522
@lmtvsan1522 4 жыл бұрын
ቃላት ትስእን ነብሰይ ምቁጽጻር ሲኢነ ሓደ ኣርቲስት ናይ ካልእ ሃገር ሪኢካ ከምዚ ናይ ኣቦና ላይነ ክትርኢ ብጣዓሚ ሓዘንካ ትውድእ ብሰንኪ ሓደ ሰብ ሂወትና ፋሕ ፋሕ ኢሉ ስድራና ቀባሪ ሓጋዚ ሲኢኖም ኣምላኽ ባዕልኻ ኢድካ ኣንብረልና ሽግርና ትርኢዮ ኣለኻ ሞ ናትካ ይዓቢ ኣምላኽ ኣቦይ
@freweinirezene7848
@freweinirezene7848 4 жыл бұрын
Ajoka Baba Layne ms mluae aemorka sele zeleka nab hadish hiwet tmelska Abi serah ktserh tesfa zeleka seb eka. Abrihimo great journalist.
@samieri2377
@samieri2377 4 жыл бұрын
Eritrawi yeankef ember aywedken eyu happy 2020
@simonadawit9020
@simonadawit9020 4 жыл бұрын
good work . Abraham keep Con. i like his Voice , i have seen his movies many times. its very sad to Heard. he is talent.he is giftet. i would liket help him.keep con....br.. God bless you..
@astunabellastuna4547
@astunabellastuna4547 4 жыл бұрын
Abraham god bless you u take care of him like his son the rest of it our responsibility to Eritrea 🇪🇷 ppl pls let get together to help him
@titirezene5627
@titirezene5627 4 жыл бұрын
Aberham mara adenikeka beka kulu kieilkayo lewah eka xebuke Medebe❤
@yonasg9232
@yonasg9232 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ ባባ ላይነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብርሂሞ ሓውና ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ bless you
@tv.7284
@tv.7284 4 жыл бұрын
ስነጥበብ ኤርትራውያን መንግስቲ እዩ ዝብድሎም ዘሎ ንካይ ዛረብ ብኣፎም ሒዝዎም ንካይ ሰርሑ ብሉጽ ስራሕ ብእዶም ሕዝዎም ስልዚ በደል ናይ መንግስቲ እዩ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ እዩ ላይነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጀካ
@martiteddy9433
@martiteddy9433 4 жыл бұрын
ወዲ ሃዘሞ ጻዕራም ወዲ TV. ቲቪ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@erisun1278
@erisun1278 4 жыл бұрын
ኣብሪሸይ ኩቡር ሰብ ክብሪ ዝግበኣካ ሰብ ኢካ ግን ሓደራኻ ብዙሓት ኣለዉ ጽጉማት ከምዚ ጌርካ እተ ኣቕሪብካዮም ክሕግዞም ኢና
@kbrettekle2169
@kbrettekle2169 4 жыл бұрын
God bless whoever helped this man to be in this position🙏🙏🙏🙏💯
@azebberhane3834
@azebberhane3834 4 жыл бұрын
Edmen tienan yhabka abraham hawey nay bahaki nfue eretrawe♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️👍👍👍👍👍👍👍
@ሌላኢንተርተይመንት
@ሌላኢንተርተይመንት 4 жыл бұрын
ምስቲ ተደሪብካዮ ዝነበርካ ነዊሕ ግዜሲ ነብሰ ምትሓት ከይተሰማዓካ ንቓል ምሕታት ሐራይ ምባልካ መጀመርያ ኩቡር ባባ ላይነ ክብረት ይሃብካ መክንያቱ እንታይ ከም ዝከውን ወዲ ሰብ ኣብ ልዕሊ መሬት እንከሎ ብዙሑ ትምርቲ ዩ ናዓና ብዓቢኢኡ ካኣ ኣብራሃም ብሩኹ ወዲ ብሩኻት ትስፉው መንእሰይ ኣጆካ ከመዚ ዓይነት ዩ ናዓና ዘድልያና እሞ ደጊመ ከመስግኖኩም ንኩሉኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@aymenawet334
@aymenawet334 4 жыл бұрын
Abrish Nay bhaki Nfue Mnesey Eika kemzi Gerka Gelxo Eti zelo Xegem
@kesetegeresus3020
@kesetegeresus3020 4 жыл бұрын
zegerem history baba laine mamher hiwet eka edman tenan yehabka🙏🙏🙏 akakebo yeftrlka mes sedraka uf am so sad😭
@edenestifanos568
@edenestifanos568 4 жыл бұрын
ኣብሪሂሞ ናይ ብሓቂ ናይ ለባማት ስራሕ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@zementekeyrkani3463
@zementekeyrkani3463 4 жыл бұрын
Ewayyyy. Abraham hawey, edmen tienan yihabka senay giber nimanim mo amlak. Zetfakayo yimelalka biruke ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@arongebre4514
@arongebre4514 4 жыл бұрын
ዋውውውው አንቅዕ ቢ ሰላም መጽኪም ይጽብይኪም አዩ ጸኒሐ
@filmawittesfahiwet2346
@filmawittesfahiwet2346 4 жыл бұрын
Abraham hawey nzi senay tegbarat natka bmntay kgeltseka baba laine ajoka odmen tanan yhabka 😭😭😭❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamgebrehiwet
@biniamgebrehiwet 4 жыл бұрын
ነቢዐ ።ኣጆኻ ዝፍትን ዩ ዝወድቕ ።ክቡር ስነ ጥበባዊ ላይነ ገብረትንሳኤ ።
@merhawighirmatson7795
@merhawighirmatson7795 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ሓወይ ብጣዕሚ ለባም ሰብ ኢካ ኣምላክ ኢድመን ጢዕናን ይሃብካ ከምዚ ጌርካ ዝተሸገሩ ኣሕዋትና ናብ ሜድያ ምቅራብካ ንባባ ላይነ ካኣ ኣምላክ ኢድመን ቲናን ይሃብካ ኣጆካ ዝሓለፈ ሓሊፉ ኢዩ ሕጂ ኣብቲ ናይ ቀደም ሞያካ ተመሊስካ ኪንሪካ ደሊና ኣሎና ንሕና ኪኣ ቀጻሊ ኣብ ጎንካ ኣሎና።
@yoditbeyenemebrahtu5188
@yoditbeyenemebrahtu5188 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣምላክ ሂወትካ ይባሪክ።
@fiorinatu7330
@fiorinatu7330 4 жыл бұрын
Baba layne enqae bhiwet haleka ember giga menabrtina eyu zterefe hiwetka ybarek 💚💛❤💙
@amanuelamanuel9433
@amanuelamanuel9433 4 жыл бұрын
Dhay deku ke kemey ynebu. Eway dekey Egzabhier ybarka Abrhimo nay Amlak seb❤❤❤❤❤😘😍
@eriarea949
@eriarea949 4 жыл бұрын
Abrham kem shmka berhan nay xelmat thank you nayzi kolo tegebro zeleka wedi hezbi ❤
@hanatekle1060
@hanatekle1060 4 жыл бұрын
Abrihmo mare kindezi eka lebam abi seb nay behaki adnikeka hawey natey gen ne senetbebawyan teray zeykones buzuh hagez zedliom abotat adetat yehwat ahat alewu medebatka hafeshafi tezkewen zebelexe mekone ne layne kia hugus hiwet lewti zelewo kikonelka yemene amlak yehagzkum❤❤💪💪
@ggghebreyesus7949
@ggghebreyesus7949 4 жыл бұрын
ናይ ብልቢ ንፉዕ ኢኻ ኣብራሃም።ኣያና ላይነ ካኣ ካብ ዝወደቕካዮ ዘይምትንሳእ ዩ ምውድቕ እሞ፡ሕጂ እውን ሞራልካ ሓፍ ኣብሎ።ኣጆኻ ሰብ ኢኻ ሰብ ካኣ ክሕግዘካ ዩ።ግን ንስኻ ካኣ ካብ ኩሉ ሰብ ንላዕሊ ንነብስኻ ሓግዛ።
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ክቡር ኣቦና ላይነ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣብርሂሞ ኣብ ልዕሌኻ መግለጺ የብለይን gbu bro
@eritreaasmera9627
@eritreaasmera9627 4 жыл бұрын
ኣብሪሂሞ ብጣዕሚ ንፈዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@dawitmehari9174
@dawitmehari9174 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ኣብራሃም ዓስብካ ካብ ስምላክ ክትረክብ ኢካ እምበር እዚኦም ሲ ኣብ ዚ ከምዚ ዶ ምወደቀ እምበር ንነብሶም ኮይኖም ንሰብ ምኮኑ ኣጆካ ደሓን ኣጆካ.
@weldinakibreab4762
@weldinakibreab4762 4 жыл бұрын
GOD BLESSED MY LOVELY father. You are a teacher of life.
@michelemichele3908
@michelemichele3908 4 жыл бұрын
abrhimo Habibi admen tanan yhabka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 4 жыл бұрын
ከብድኻ ዝበልዕ ክትኣምኖ ዘጸግም ታሪኽ ኣጆኻ ፈጣሪ ይሓግስካ ክቡር ስነጥበባዊ
@wedibrhanu6040
@wedibrhanu6040 4 жыл бұрын
ኣብሪህሞ እዚ ገይርካዮ ዘለኣካ ዓቢ ትምርቲ ንኽንደይ ንእሽቶይን ዓበይትን መንእሰያትን ቐጽሎ
@yodittekeste3927
@yodittekeste3927 4 жыл бұрын
Wow Wow Abraham hawna bless you long live. Ewe ezi eyu Ertrawnet malet May God give bless you all!!!
@lifelove8265
@lifelove8265 4 жыл бұрын
እዚ ታሪኽ'ሲ ጽሓፎ ጽሓፎ ይመጸካ። ቡዙሓት እዮም ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ገዚፍ ዓሸራ ዘሎዎም ሰባት ብሰንኪ ክብደት ናብራ ዝተጸለሉን ኣብ ጎደና ወጽዮም ዝተደርበዩን ቡዙሓት እዮም ።ነዚ ግን ዝግደሰሉ የለን ኣብ ማስመድያ መምስ ወጸ ግን ፕፕፕ ምባል ቡዙሕ ኣገዳሲ ኣይኮነን ከም ሰብ ምሕሳብ ኣቆሪጽና እንበር ማሕበራት ናይ ሓገዝ ጌርካስ ምሕጋዞም ኣገዳሲ እዩ ነይሩ
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Achhh 😪😥 Mara Yebkiyeka Eritreawan Hizibey Eiza Gize Ezas Egzabihar Yiwedlina
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 жыл бұрын
It is amazing history abrhimo hawey nay behaki blux medeb eu so cp it up going to laine hawna kea amlak edmen teana yhabka nab senetbeb temelsena good luck for everyone
@hagostewolde8856
@hagostewolde8856 4 жыл бұрын
ሰናይ ተግባር ።።።ኣብራሃም ኣምላክ ምሳኻ ይኹን
@justdoit1692
@justdoit1692 4 жыл бұрын
Abrham hawey naybahaki abi seb eka GBU ,and tel entersedelna kndey xbuk neyru amraxi mukone thanks bro
@degentesfom3086
@degentesfom3086 4 жыл бұрын
Thank you abrish layne enkolay edmen tenann yhabka
@lulyabelay4604
@lulyabelay4604 4 жыл бұрын
Abraham ab kemzi ainet interview kitgebir desssss yibleka and you did good job, God bless you!!!
@user-wd4vt5hk6x
@user-wd4vt5hk6x 4 жыл бұрын
እታይ ኢለ ከምዝጽሕፍ ከማን ጠፊእኒ ዓክ ዓለም ብላሽ ኣጆኹም በሉ እስኪ ኣምላክ ይሓግዝኩም '!!!
@habtomghirmay7482
@habtomghirmay7482 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ ወይ ውን መደብ ኣብርሽ ከምዚ ዓይነት ናይ ኤርትራውነት ወይ ውን ጭውንነት ባህሊ ዩ ሞ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዕ ብልቢ የ ዘመስገነካ ። ንባባ ላይነ ከኣ ነቲ ዝሓለፍካዮ ከርፋሕ ሂወት ካብኡ ወጺእካ ኣብ ማስ ሜዳ ወጺእካ ብምዝራብካ ናይ ብሓቂ ኣብነታዊ ሰብ ኢካ ሞ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@tesfagerea7865
@tesfagerea7865 4 жыл бұрын
Abraham, I have never Seen like wat u did on this time a blessed 💕. Good job ziarkey
@michaelmichael9978
@michaelmichael9978 4 жыл бұрын
ኣብሪሂሞ እዚ ዝገበርካዮ መደብ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ጽጉማት የሕዋትናና ብሓፈሻ ማንም ጽጉም ክትሕግዝን ከተታባብዕን ዝጽውዕ መልእክቲ ኢዩ የቀንየልና።ብምቅጻል ኣብዚ 21 ክፍለ ዘመን ብሓዊ ወይ ብጸሊም ድስቲ ማይ ወይ ጸብሒ ዝሰርሕ የለን ክትብል ከለካ ግን ከምዘሎ ኣብ ምሉእ ሃገርና ትስሕቶ ኣይብልን ኢየ።ነቲ ሽግር ናይ ባባ ላይነ ንህዝቢ ነከተረድእ ግን ብዙሕ ኣብነት ወይ መንገዲ ኣሎ እምበር ወዲ ሰብ ብፍላይ እቶም ዘለና ዘይብልና ኤርትራውያን ካብ ነብሰይ ጀሚርካ ብጸሊም ድስቲ ጸብሒ ምስራሕ ከቢድ ወይ ምስ ምዕባለ ዓለም ዝወዳደር ኣይኮነን ምኽንያቱ ጫምኻ ማዕረ እግርኻ ስለ ዝኾነ የቐንየለይ።
@maryameywehabitselamey7859
@maryameywehabitselamey7859 4 жыл бұрын
egziabiher ymesgen edmen tenan yehabka layne haweyy o my God kebdey beliuni abyi snetbebawisi ab kemzi dereja kwedk btaemi eyu zehzn 👏❤
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 4 жыл бұрын
🌿❤🌻Ararat intertment bflay kea Abraham Nezi Senay hasab zebegeseka liul egziabiher zkeberen ztemesgenen ykun. Niaka kea ab sirahkan abhiwetkan Hagos yhabka.🌿❤ 🌻
@abiiilove4618
@abiiilove4618 4 жыл бұрын
Abrihimo you did good job please continue we will never forget what you did god bless you bro🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@samrihadera5632
@samrihadera5632 4 жыл бұрын
Egzabiher zmexe zemenka ybark ajoka alem fetene eya aburham kae sle kulu tgeburo amlak ybarka.
@lilomedia5933
@lilomedia5933 4 жыл бұрын
We'll come
@dergaekiflay3946
@dergaekiflay3946 4 жыл бұрын
btaemi adnikeka Abraham so nic job Thanks
@yorusalemyemane2204
@yorusalemyemane2204 4 жыл бұрын
Good job abreham hawna..we r proud of u enkaie hawna konka abreham and good luck layne for new life new hope and for new success...May God bless u both..
@tamrat7
@tamrat7 4 жыл бұрын
Abrihimo bitami adnikeka amlak edmen tienan yihabka . Layne kea metsai hiwetka selamn miebalen kikonelka yimneyelka amlak zemen hiwetkum yibark 😍😍🇪🇷🇪🇷
@filiefrem6599
@filiefrem6599 4 жыл бұрын
Ajoka kbur abo ab hiwet entes bealka entes bichaka wred deyb zelo u amlak ab nbur hiwet ymleska Thankyou Abraham abi seb
@sofianhassen9857
@sofianhassen9857 4 жыл бұрын
Like habuley ehwat amlak yahgizo laine
@user-kh6jm6fg4r
@user-kh6jm6fg4r 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ከምቲ ጹቡቅ ትገብሮ ጸጽቡቁ ይሓብካ ፈጣሪ ግን ክነቅፈካ የ ? ኣይትሓዘለይ እንበር ስለምንታይ ኢካ ንኩሉ ሰብ ፉጡጥ ዘቡኡ ኣብ ሕማቅ ዝርከብ ንሓግዝ ዘይትብል ንስነጥበባውያን ጣይ ትብል እቲ ካልእ ሰብ ብሰንኪ ጭንቀትን ተደርብዮም ዝርከቡ ከም ላይነ ዛምሰሉ ብዛሓት እንድዮም ስለዚ እተማሓላልፎ መላክቲ ንኩሉ መጻኢ ዘለዎ ሰብ ንታሓጋገዝ በል ሓወይ ግን ከይድነቁካ ኣይሓልፍን የ ቀጽሎ።
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
ንኩሉ ብሕማቅ ኣይትረድኣዮ ሓወይ ናተይ ብንኡሽተይ ጀሚርካ ኢካ ናብ ዓቢ ትከይድ ኣብርሃም ከኣ ከም ስነ ጥበበና ወይ ጋዘጤና መጠን በቶም ስነጥበበናታት እንተ ጀመረ ጸገም ኣይኮነንን
@user-ts6pv2jv5o
@user-ts6pv2jv5o 4 жыл бұрын
ንሱ ንዕኦም ይሕግዞም ንሶም ክኣ ነቲ ዝሓጎዞም ህዝቢ ዘኪሮም ንኻልኦት ይሕግዙ፡ ንሱ ንበይኑ ኹሉ ከመይ ኢሉ ክበጽሖ ሓወይ ናተይ፡ እዚ ኸማን እግዛብሄር ይሃቦ ንሱ ኮይኑ ዘኪርዎም። እቶም ዝተረፉ ክኣ ካብዚ ተበጊሶም ንኻልኦት ከምጹልና ንጽበ፡
@haregweynimeasho1062
@haregweynimeasho1062 4 жыл бұрын
Ewayyy ezi sebay gele teameratawi keykona Ayeterfn eyu beka endei gele xadeki eyu 100000
@haregum9796
@haregum9796 4 жыл бұрын
Wawwww good job 👏 keep it z🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯😱😱😱😱💋💋💋👄👄
Aug 22/2024 ፍለጥ ወዲ ሓዎቦይ
54:52
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 45 М.
Пришёл к другу на ночёвку 😂
01:00
Cadrol&Fatich
Рет қаралды 6 МЛН